እዚ መደብ'ዚ፡ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ሃይማኖታዊ ዶግማን፡ ስርዓትን፡ትውፊትን፡ዝሓዘለ መንፈሳዊ ትምህርታትን፡ሥነ-ጽሑፋትን ዝመሓላለፈሉ መድረኽ ኢዩ።ኩላትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝኾንና ሃይማኖትና ክንፈልጥ ግዴታና ስለዝኾነ፡ነዚ Godolyas Tube ዝብል Channel Subscribe ብምግባር ሓላፍነትና ክንዋጻእ ብትሕትና ንላቦ።ከምኡ ውን ካብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ወጻኢ ዘለኹም፡እሞ ኸኣ ክትፈልጡ እትደልዩ እዚ መደብ'ዚ ወላ ንዓኻትኩም ኢዩ ተዳልዩ ዘሎ እሞ ብድሓን ምጹ።
Пікірлер
ቃል ሂወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክዉር መምህርና እግዚኣብሔሪ ኣምላክ ብዕድመይ ጥዕናይ ይሓልወልና ✝️🕊️👏
Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna
Kal hiwet yesmailna egzaibihar mhretu yewrdelna.
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
😢😢😢😢😢😢😢ሓዚነ እቲ ህዝብና😭
Sltan asika astewlelu kilte ortodocs yibl alo aba xekitka awaturo aredayo anberka zirda iykonen
Agiziabiher nab lbka ymleseka zeytamunolu kobia munukusna awxayo iytedanagir
Amen amen amen kalehiwet yesmalna o goyta meharena
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kale hiwet yesmalna kbur hawna ❤❤❤
ቀውሥ ውሻ
ጀዝቫ
ቃል ህይወት ያስመዕልና❤❤❤ ጠፍእኻ
❤🎉❤🎉❤🎉
ንስኻ ስልጣን ሓወይ በጃኻ ተምሃር ትፈኩስ ኣሎኻ ቃል ኣምላኽ ተዛረብ እንቋዕ ኣብ ሊቭ ኣይነበርኩ። ብትበልዕዎን ብትሰትይዎን ብትኽደንዎን ክትዛረቡስ ዕድሜኹም ክውዳእ ። ዋይ ሓወይ በጃኻ ንዓይ ዓድመኒ ሓደ ምዓልቲ ጽቡቕ ግዜ ክህልወና እዩ ።
Qal hiwet ysmalna d, hawna 🙏🙏🙏
❤❤❤
ሁለታቹ በጣም ነው የምወዳቹ ቃለ ህይወት ያሰማልን 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ኣሜን ክብር ሓውና 🙏🙏🙏🤲
Pleas ❤namlaka bgize nesnetka zekro zbele abo men ybhal❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጠፈእካ ናፍቅናካ ኮ
Sleti meadin gesetin tmihirtika kbreti yehanelya hawna
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ሓውና ስልጣን ቀጽሎ ኣምላኽ ኩሉ ብልባዌ ብነቢብ ብገቢር እዩ ፈጢርዎ እሞ በቲ ዝፈቀዶ መንገዲ ክንጓዓዝ እግዚኣብሔር ናቱ ሓገዝ ይሃበና ንዓኻ ድድማ ከም ዓቢ ሓውና ስለዝመሃርካናን ዝገሰጽካናን ብሽም ኣደ ኩላትና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ነመስግነካ ዘይንፈልጦን ዘይንሰምዖን ስለ'ቲ ዝሃብካና ኣስተምህሮ ሓውና ስልጣን ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽሎ።
Egzo amlak yhaliwena 😢
What happened to you why you don't want to do more video
❤❤❤🙏
What happened to you 😢😢❤❤❤
ኣሜን ኩቡር ሓወይ ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚኣብሔር🙏🙏🙏🙏
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፈተናታት የበርትዓ እንበር ከቶ ተስፋ ኣየቁርጻን ኢዩ❤
😮anta kabey zmexe halay iyu
ተናኸሥቲ ኣክላቫት ዳሕና ድዮም?
ከልቪ ዳሕና ድዩ?
Zegerm iyu kemey gieru ke gexkum yri alo❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kubur hawuna xegeu yebzhalka nay agelgulot zemenka yibarkelka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️😇😇😇
ቀውሥ ውሻ ፍራሥያ
ሓወይ ጻዓዳ ዝሓርድ ሓደ ፈጣሪ እዩ ኣብ ዓዲ የዕራብ ኮይነ ይካታተለካ ኣለኩ ድምጽካ ተስሚዐ ውሽጠይ ሓይሊ እዩ ዝውንን ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ኦርተደክስ ተዋህዶ ትሰስን🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Besmam Ayferuhun diyom ke
ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓወዬ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሊ ሕወት የስመዐና🙏🙏🙏
ኣሜንንን🙏