ዘገርም ጻውዒት ኣምላኽ። ተርጎምቲ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም

Ойын-сауық

Пікірлер: 168

  • @DanielAngosom-uu1ic
    @DanielAngosom-uu1ic2 ай бұрын

    ኣቦይ ቐሺ ዘካርያስ ኣብታ ቅንዕትን ሓንትን ቅድስትን ተዋህዶ እምነት ጸኒዕኩም ንድያብሎስ ኩትስዕሩ ነቲ ሰብ ማሌት ንያሲር ባታ ቅድስቲ ናይ ወትሩ ጾሎትኩም ዓወት ንክትረክቡ ንዘብቀዓኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን።

  • @DanielAngosom-uu1ic

    @DanielAngosom-uu1ic

    2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘገርም እዩ።

  • @Children_of_God545

    @Children_of_God545

    2 ай бұрын

    Kabey rekibkiyo orthodox emnetkum tbl bruk hawi. Orthodox Kirstos tray aytsebukin eya. Ezi gn Christian only saver Christ eyu zibleka zelo emo bruk haw kab Haymanot wesika kirstos kemu sbek. Adena kdsti dngil marya tbarika zeyblu orthodox aykonen kublu semie aleku emo 😊Aregagisa bruk hawey. Mdhan bkirstos kalie keto yelen!

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    @@Children_of_God545 yesus goytan amlakn medhann u.maranata yesus naa eko ayiblun yom.zgermeka n hade kneqfu baelat kebielu kelewu yesus kmexie u.

  • @Elyas9384

    @Elyas9384

    2 ай бұрын

    ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝተወልደ ኢየሱስ ክርስቶስ ምስጋና ይኑኖ. ሃሌሉያ።

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    @@Elyas9384 yesus wedi amlak ymesgen.

  • @letebrhanhabtslasieweldege7451
    @letebrhanhabtslasieweldege74512 ай бұрын

    10፡14 "ንዝጸልኡኻ ምጽላእ እቲ ዝቐለለ ኢዩ፡ ነቶም ዝጸልኡኻን ንዘሳቕዩኻን ምፍቃር ግን፡ ኢየሱስ ክርስቶስ የድልየካ!"🙏❤🙏

  • @Tigray122

    @Tigray122

    2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-cg7is4sl6r

    @user-cg7is4sl6r

    2 ай бұрын

    አበይ ምዕራፍ እያ ትርከብ ማዓረይ

  • @letebrhanhabtslasieweldege7451

    @letebrhanhabtslasieweldege7451

    2 ай бұрын

    @@user-cg7is4sl6r @user-cg7is4sl6r እንቋዕ ናብ መድሓኒናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃን ትንሳኤኡ ብሰላም ኣብጽሓና! ይቕሬታ ኣብ መበል 10:14 ደቒቕ ኣብዛ ቪድዮ ናይ ሓውና ያሲን ዝተዛረባ ቃል ኢያ መሲጣትኒ ጽሕፈያ።

  • @Semay7828
    @Semay78282 ай бұрын

    ዘገርም ዛንታ። ክርስቶስ ዘይክእሎ መስተንክር የለን።

  • @freehoney84
    @freehoney842 ай бұрын

    መድሃኔ ዓለም ክርስቶስ ይመስገን ነቶም ዝተረፉ ካኣ ከም ናይ ሓውና ናብ ክርስቶስ ይምሎሶም ዘገርም ታኣምር❤❤❤

  • @mmmmm2701

    @mmmmm2701

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ ተመስገን ኣምላክይ

  • @user-tm7dh2lp9z
    @user-tm7dh2lp9z2 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላኸይ ታይ ይሳኖ 🙏 በኡነት ሓጎሰይ መግለፂ የብለይን ንኹሎም ዘይ ኣመንቲ ከምቲ ሓውና ዓይነ ልቦናኦም ይኽፈተሎም ንዓና ውን መንገዲ እምነት ፥መንገዲ ፅንዓትን ፀሎትን ይምርሓና ሰልጣን ሓውና ንዓኻ ውን ፀግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ብሩኽ በዓል ፋሲካ ኣሕዋተይ 🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GantaNegse
    @GantaNegse2 ай бұрын

    ዋዉዉ የደንቕ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ስራሕ ይኽበር ይመስገን ጎይታ መድኃኔ ዓለም አሜን🎉

  • @HJs-yj1pv
    @HJs-yj1pv2 ай бұрын

    You are welcom too the christ እንቋዕ ናብ ክርስቲያን ኣምጻኣካ God bless you ❤

  • @natuboy1185
    @natuboy11852 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኹኖ ስልጣን ሓዉና ካ ቀጽሎ ከምዚ ትምህርቲ

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q2 ай бұрын

    Selam amlak msakum ykun kburat hzbe egziabhier hamus xgebo....mehxab Geri kmy wilu.....kemti lomi bselam zwealena xbah wen ab bietu knrekeb natu fqad ykunelna....bselam nab brhan tensaeiu yebxehana aab zelenayo wegenatey.....kbur memeherey enqua bselam mexaka....tmrteka behanqeweta ina nxbeyo

  • @user-oc3xp2ix2w
    @user-oc3xp2ix2w2 ай бұрын

    እቲ መፅሓፍ ቅዱስና ብዓረብ እንድየ ምግላፅ ይኣብየኒ ነይሩ ንዓምይ እዚኣ ከስምዖ እየ ኩሉ ግዜ እና ንካራኸር ኣነ ግን ምግላፅ ይኣብየን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እግዚአብሔር እንታይ ይሳኣኖ ንኹሎም ልቦኖኦም ከፍቱ ናብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት ይምርሖም

  • @benat737

    @benat737

    2 ай бұрын

    😂😂😂😂 ኣብ gibxi ሶርያ &ohers ዓድታት ቁሩኣን ይፈልጥዎ አዮም so iymeselka chirestan eu

  • @Usernam12348

    @Usernam12348

    2 ай бұрын

    ቀዳማይ ቀዳማይ እቲ ትግሪኛ ኣጸሓሕፋ ተመሃር ካልኣይ ምስቲ ኣስላማይ ከ እንታይ ኢልካ ክትካታዕ ንኣብነት ኣነ ኣስላማይ እየ ንሓደ ፈጣሪ ድማ ይግዛእ ኣይወልድ ኣይውለድ ኣይመውት ህያው ዝኮነ ንዘልኣለም:: እስካ ከ ንመን ትግዛእ ንኣቦ ዲካ ወላስ ንወዱ ሎሚ ድማ ዓርቢ ስቅለት እዩ ማለት የሱስ ዝሞተሉ እተን 2 መዓልቲ የሱስ ዝሞተለን ከ ነዛ ዓለም መን የማሓድራ ኔሩ 🤔 ??? ነዚታት መልሲ ርኸበሉ እሞ ሽዑ ምስቲ ሓደ እዩ ፈጣሪ ኣይወልድ ኣይውለድ ኣይመውት ኢሉ ዝኣምን ትካታዕ

  • @user-nm5vr8te2e

    @user-nm5vr8te2e

    2 ай бұрын

    ትግሪኛ ይዛረቡ ግን ካኣ ትግሪኛ ጽሕፎም ዘይኪእሉ ትግሪኛ እንዳበሉ ከጽሙሙኻ ከለው ይገርም ኢዩ ዶስ እንተዘይ ተጋጊየ ኢቲ ፍደላት ናይ እንግሊሽ ዩ ትግሪኛ መስለኒ እንዲዒ ወይስ እንግልሽ ፍደላት ምጥቃም ምስ ምዕባለ ተቆጽሩ ድዩ ኣየ ሓበሻ ባኮ ደገ እን ተወጹ ጸዓዱ ዚኾኑ ይመስሎም ሓን ጎልኩም ኣስሩሑዎ ኪትዛረቡ ኮሎኹም ካኣ ለባማት ትመስሉ ደናቁር ስቅ እልኩም ኪትዋራዘዩ ካብ ቲነብሩ መጀመርታ ኒሕና መን ኢና ኣይ እንግሊሽ ኣይ ትግሪኛ ኢልኩም ኒነብሱኹም ሕተቱ ገሪሙኩም ዶ ሓቂ መራር ያ ትግሪኛ ጠፍያ ጊደፉ ጊደፉ ኣቱም ሰባት ከም ቢሓድሽ ናብ መባእታ ተመሊስኩም ሀ በ ሰ ኢልኩም ተማሃሩ መን አሎ ብ ትግሪና ሙሉእ ሱሙ ኪጽሕፍ ዚኽእል ካብዞም ፍደላት እንግሊሽ ቲጥቀሙ ትግሪኛ ትግሪኛ እንዳበልኩም ጠራዕራዕ ቲብሉ ስቅ ኢልኩም ፍደላት ትግሪኛ ምጽሓፍ እንዳ ኣሕፈረኩም ደናቁር ተማሃሩ ተማሃሩ ትምህርቲ ዕድመ ኣይፈሊን ዩ ብፍላይ እዞም ቀድሕኩም ቀድሕኩም ኪላስ ዚ ቆጾርኩም አ ኒ ለባም ኣምተሉ ኒዓሻ ዶርጉሓሉ ስለዚኾነ ኣቱም ዓያሹ ኒ ዱርጉሐልኩም ኣለና እንተሕሺኩም ከም ዘዶ ይሓይሽ ዊዋይ ከም ዚ ዶ ይሻይሽ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤ ሹር እየ ካብ ጽባሕ ኩሉኻ ትግሪኛ ከም ትጽሕፍ አ ትግሪኛ እንተዘየላ ከመይ ጌይርኩም ምስ ትግራይ ሓደ ኪትኮኑ 😢😭 ኣደንግጽኩምኒ ሪእሲኺም ዶ ጽሩውሩው እሉኩም😇😇😇 😂😂😂😂😂😂😂😂 መርዘን ተላዕላቲኩም አህ የሕዋተይ ጻዓዱ ከኣ ጸበል የብሎምን እንታይ ደኣ ኪት ገብሩ ኢኹም ኣ ደንጊጽኩምኒ ኣምላኽ ከኣ ሞይቱ እዩ ዞሎ አህ አህ አህ 😫😫😫😫😫 ስልጣን ነዚያ ረስዑዋ ኣሎ ጹቡቅ ግበር ኒመን ኒመን ኒማኒም ስለዚኾነ ኒእግረ መን ገድና ከነዘኪሮ 😂😂😂 መዛረቢ ኣርእስቲ እን ዲዩ ስእኑ ዞሎ መዛረቢ ኪኾኖ ዩ ኩሉኹም ሓቂ እንዳበል ኩም ዶ ከም ጠበቅ ሪእሱኹም ትኒቅኑቁ ኣለኹም 😂😂😂 ኣምላኽ ሞይቱ ነይ ሩ እን ተኾይኑ ዳኣ መን ከ ማሓድራ ዳኣ ን ዓለም ዓለም ውን ግዲን ኢያ ኪትመዊት ሞይታ ነይራ ትኾውን 😂😂 ኮምኡ ዩ ድሕሪ ሰንበት ያ ከም ቢሓድሽ ተፈጢራ ሓቂ ድዩ ዲዩ ዲዩ

  • @user-yv4yg8hx1o
    @user-yv4yg8hx1o2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ክንደይ ድንቂ ታኣምር እዩ😢❤ ከምቲ ክርስቶስ ጸላእትኩም ኣፍቅሩ ዝበለና ንሕና እዉን ኣብ ተግባር ክነዉዕሎ ባዕሉ መድሃኒኣለም ይደግፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢❤

  • @Tigray122
    @Tigray1222 ай бұрын

    ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ቅድስቲ ኣርእስቲ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና🙏🏻🙏🏻🙏🏻ከመኡ እውን ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ቁዱስ ስርሑ ❤️❤️❤️🌿🌿🌿🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @komaistekle4512
    @komaistekle45122 ай бұрын

    አቤት እፅብ ድንቅ እዩ ናይ እግዝአብሔር ስራሕ ንዝፀልኡካ ምፅላእ እቲ ዝቀለለ እዩ ነቶም ዝፀልኡካን ንዘሳቅዩካን ምፍቃር ግን ኢየሱስ ክርስቶስ የድልየካ ብተክክል ኣሕዋተይ ማዓልቲ ምድሓን ሕጂ እዩ እግዝአብሔር ኣብ ዝተፈላለየ ሓዲሩ ይናገር ንሕና ግን ኣይነስተውዕልን ይብል መፅሓፍ ብናይ መሓመድ ናይ ጥፍኣት መንገዲ እትከዱ ዘለኩም እነተሳጎግኩምና እንተቀተልኩምና ንሕናግን ስለኩም ንፅሊ ስለዚ ከይረፈደ ናብ ካብ ፀልማል ናብ ብርሀን ምፁ🙏

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme9802 ай бұрын

    Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey behaqi zedeniq eyu fqri egziabher. Lomi hade klite moslim eyom bzey mflat hmaq zizarebun kfue zgebrun. Ab adina mis hamemu machelot yhxebu amlakum qereban semaen eyu xelot gberulna yblu .❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝገረም ዛንታ እዩ ናይ ብሓቂ አብ እምነት ያፅነዐዮ ናዓና እውን🙏😌

  • @knenjhrd6394
    @knenjhrd63942 ай бұрын

    ግጥሚ ካብ ኦርተደክስ እየ ስመይ ስልጣነይ ሰላምታይ ይብፃሕካ ኦርተደክስ እየ ስመይ ብእምነተካ ሓወይ ብትምህርትካ ኣቦይ ቃላት ክፅሕፈልካ ብሓሙሽተ ኣፃብዕተይ ምስጋናይ ይብፃሕካ ብዝከፈትካዮ ልበይ ብሉፅ ኣቦ መምህር ናይ ምሩፃት ቃላት እትናገሮ ኩሉ ዝከፍት ልሳናት ኣብ ሓቂ ደው ኢልካ ትቃዎም ሓሰታት እወ ብሉፅ ኢካ ናይ ኦርተደክስ መምህር ሓሰት ከይህልዋ ንሓቂ እትምርምር ባዓል ፅኑዕ እምነት ሓቂ ዘይትሰብር ሂወት እትሰርዕ ባዓል በሊሕ ኣእምሮ እምነት እተፅንዕ ብውሕልል ተመክሮ ንሓቂ እዩ ዘድምቅ ዝመሃርካዮ ምህሮ እምነት ከይነፍርስ ብቃል ኣምሂርካና ንሓሶት ገሲፅካ ሓቂ ኣትሒዝካና ብሓቂ እብለካ እኩል ኣይኮነን ምስጋና ብቁዕ ተዘይኮነ ዝፀሓፍክዎ ግጥመይ እኩል ተዘይኮነ ዘቅረብክዎ ምስጋናይ ዘምሀርካኒ ትምህርቲ ግን ብሉፅ እዩ ስልጣነይ ሕቶይ ግን መስተ ምስታይ ሓጥያት ድዩ ኩሉ ዘስክር ነገር ምስታይ ሓጥያት እንተኮይኑ ንምንታይ ኢና ስዋ ኣብ ቤተክርስትያን ኮነ ኣብ መስመያ ንጥቀመሉ

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    Meste mstay hatyat u.derfi wn hatyat u te Kone gn etom aqshshti wn ageb mbal gedifomo yom.meraa tmqet kdus kelo b mezmur kndi dkewn b mesten gauylan yhalf alo.ageb ayblun Yom delewu n baelom kea abti derfi delewo Wray ysatefu.dyakon tray u b mezmur dehlfo meraa

  • @samer-wh6rk

    @samer-wh6rk

    2 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን ብሓቂ ይግቦኦ አዩ ንመምህር ስልጣን❤❤

  • @user-yr6ik8zg7v

    @user-yr6ik8zg7v

    2 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰሰን

  • @rgathaylemnkael605

    @rgathaylemnkael605

    2 ай бұрын

    ብርዕኪ ይሰስን ሓወይ/ሓፍተይ ይግበኦ እዩ መምህር ስልጣን ሓወይ ብትምህርቱን ብቃላቱን እግዚአብሔር ይመስገን መን ምኳነይ ፈሊጠ❤❤

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    Eti kbri eti gttmi n amlak u dgbio.nmntay ena n amlak dey nemesgno

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽናን መድሓኒናን አየሱስ ክርስቶስ ይመስገን ዓይነ ልቦንኡ ዝኸፈተሉ ዘገርም ታኣምር አዩ❤❤❤

  • @rishane9576
    @rishane95762 ай бұрын

    በስመኣብ ኣምላክ እኮ ስርሑ ግሩም ድንቅ እዩ ብጣዕሚ ድገርም ታእምር ❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ታሪክ እዩ ናይ ኸሎም ዓይነ ልቦና የብርሃሎም የብርሃልና

  • @abrahamzereabruk1626
    @abrahamzereabruk16262 ай бұрын

    አግዜኣቢሀር ኣምላክ ኩሉ ዘይሰኣኖ ኣድሒንካ ።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @MrMokhles-gq4dh
    @MrMokhles-gq4dh2 ай бұрын

    ዘገርም እዩ 😢💔ነዚ እዩ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እሞ ይቅረ በለሎም ዝብሉ ቅዱሳን ኣቦታትና ንኹላትና መንገዲ ቅድስና ይምርሓና

  • @asmeromhaile7908
    @asmeromhaile79082 ай бұрын

    Amen amen amen Bhaki seule kalatu amelag zekberen ztemsgen yeken

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    ክብሪን ምስጋናን ንእግዝያብሔር ይኹን ተሐስገን መድሃንያኣለም 👏♥️😍

  • @user-nd3pd7ze1k
    @user-nd3pd7ze1k2 ай бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ይኩን ነቶም ተሪፎም ዘሎዉ ከኣ ኣብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እግዚኣብሄር ዓይኒ ልቦንኦም ይክፈተሎም ንእግዚኣብሄር እንታይ ይሳኣኖ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r2 ай бұрын

    እስመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር

  • @SinitYohansYemane-hw4lg
    @SinitYohansYemane-hw4lg2 ай бұрын

    Egzabher ymesgen gebarn hadagn nsu eyu kibrn msganan namlak ykun ❤❤❤🎉🎉 zegerm teamr u 😥

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi71162 ай бұрын

    ብሓቂ ዘደንቅ ታኣምር እዩ ነቶም ኣብ እምነት ስላሴ ዘለና ኣፅኒዑ ነቶም ካብ ኦርቶዶክስ ዝወፁ ዘየለው ናብ እምነት ስላሴ ይኣክቦም እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d72 ай бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር አምላክ ይኩን 👏

  • @SemharArefaine
    @SemharArefaine2 ай бұрын

    Egzabiher ymesgen ❤

  • @BhaftaAfera-nw4lo
    @BhaftaAfera-nw4lo2 ай бұрын

    እግዝአብሔር አምላክ ዝሳኣኖ የለይ ተመስገን እዞም ልተረፉ ክምለሱ ይግበሮም

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam6162 ай бұрын

    ዝገርም እዩ ናይ አምላክ ኩሉ ዘይሰአኖ ❤❤❤❤

  • @arondebesay5954
    @arondebesay59542 ай бұрын

    ዓንቶባይ ሪኤያ ክሰደልካ እንዳ በልኩ ሰቂልካያ መምህረይ ካብ ሱዳናውያን ከም'ዚ ክትርኢ ከቢድ እዩ ምክንያቱ ቅድሚ 6 ዓመት ኣብ ኮበር ዝብሃል ተኣሲረ ኣብ ዝነበርክሉ ስገድ እንዳ በሉ ብጣዕሚ የባሳብሱኒ ኔሮም ሞስሊም ፉሉይ ጽልኣት እዩ ዘለዎም ኣባና።

  • @SaraSara-du4nl
    @SaraSara-du4nl2 ай бұрын

    እፍ ከይትውዳ ብሃቆወታ ተመስጠ ስማዓያ እግዚአብሔር ይመስገን ጌታ ሆይ ለነየ ለዳኻማ ልጂህ ጠብቅኝ አሜን

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb2 ай бұрын

    Egzebhre ymesgan sali kal negr tamer ey ❤❤❤

  • @SelamMezelo
    @SelamMezelo2 ай бұрын

    Temesgen Temesgen Temesgen ❤❤❤

  • @mom4920
    @mom49202 ай бұрын

    ተኣምር ሰራሕ አግዝኣብህር ❤️

  • @user-bx7qz3qo1m
    @user-bx7qz3qo1m2 ай бұрын

    ኣቤት ናይ ኣምላኽና ስራሕ ኩሉ ግዜ ምሕረትን ፍቅርን😢💔💖 ከመይ ኣምላኽ መረጸኻ ብጹእ ኢኻ ከም ኣብርሃም። ከም ፊልም ተዝስራሕ ከመይ ጽቡቅ ኔሩ ዶ?

  • @hagerteklesenbet2107
    @hagerteklesenbet21072 ай бұрын

    Egzaber yebrka ya akuey amlka entay yesano

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj2 ай бұрын

    ክብሪ ንመድሃኒ ኣለም ይኩን 🙏🙏🙏✝️⛪👈

  • @TesfaHailu
    @TesfaHailu2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን

  • @swsw1985
    @swsw19852 ай бұрын

    ዝገርም ታሪክ ናይ እግዚኣብሔር ስራሕ ድንቂ ወኡ❤

  • @TELI_TV
    @TELI_TV2 ай бұрын

    N amlak zseano yelen eza interview abey krekba ykel thanks 👍

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    ዋውውው ኣስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እግዚኣብሄር ኣምላኽ እንታይ ይስኣኖ ንኹሎም ኣህዛብ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም 🎉🎉🎉♥️♥️♥️

  • @brllabay3842
    @brllabay38422 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር😢❤❤

  • @user-md6ni8zn4j
    @user-md6ni8zn4j2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር ይኹኖ ኢየሱስ ብሂወት ክስበክ ክሎ ክንደይ ጉሩም አዩ አንሕና ውን ኢየሱስ ዝሰብክ ሂወት ይሃበና አሜን❤❤❤

  • @user-ly7sh6lt2h
    @user-ly7sh6lt2h2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን😢❤ብእምነትና የፅነዓና ንዓናውን

  • @selamburuk
    @selamburuk2 ай бұрын

    ትማሊ አብ fb ከዳምጾ አምሽየስ ብጣእሚ ዝገርም ድንቂ ታሪክ እዩ።ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን🙏❤

  • @hagos-5626
    @hagos-56262 ай бұрын

    ቅድሚ ሕጂ ኣብ ገለ ሰሚዐያ ኔረ ፥ ብ እንግሊሽ ወይ ዓረብ ። ጽቡቅ ኣቀራርባ እግዝኣብሄር ምሕረቱ ያዝዘልና።❤

  • @mazafrezghi7329
    @mazafrezghi73292 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ዘስማዕካና ስልጣን ሐወይ

  • @Eri-boyy
    @Eri-boyy2 ай бұрын

    ክብሪ ንኣምላክና ይኩን ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ 🙏

  • @user-oh5zr4fj6e
    @user-oh5zr4fj6e2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ እግዚአብሔር ምስጋና ናዓኻ ይኹን

  • @P4all-b
    @P4all-b2 ай бұрын

    ዝገርም ታሪኽን አጋጣምን እዩ። ኣምላኽ ዝሰኣኖ ነገር የለን። ነዚ ሓውና ድማ መንፈስ ቅዱስ ይሓግዞ። የጽንዓየ ድማ። እዚ ተኣምር ስለ ዘምጻእኻልና ድማ ኣዚና ነመስግነካ። ክቡር ሓው ሓንቲ ነገር ክትተሓባበረኒ ደልየ። ኣብ ቁርዓን ክርስትያን፣ ኣይሁድ፣ ቃፊር ጸላእቲ እዮም ከምኡ ድማ ዓለም ኩሉ እስልምና ክሳብ ዝቕበል ተዋግኡ ዝብላ ዓንቀጻት ክትጽሕፈለይ እንተኺልካ ደስ ምበለኒ። ሰሰናዩ ንዓኻ

  • @tesfaeusinkey2310
    @tesfaeusinkey23102 ай бұрын

    ❤❤❤ kbri n misganan egzeabher ykun

  • @a.m.k5967
    @a.m.k59672 ай бұрын

    Amen , tewahdo yehwatey triwom do alekhum kab aslam ykun kab kali emnet zmetsu yesus tray eyom zblu Mariam fewisatni zbil yelen slezi ena yesus tray nibil mknyatu eti mdhan zteredo tray eyu shim Yesus tray zxwi

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    Eti TMBIT b pente u dfxem delo.zgermeka

  • @ml-gh9tp

    @ml-gh9tp

    2 ай бұрын

    Enda profiacay gdefuna endo

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    @@ml-gh9tp ehi enda debtera.debtera eko ab pente eykonen delo

  • @ml-gh9tp

    @ml-gh9tp

    2 ай бұрын

    @@MisgeGere-uv5pf nebi xaxe ke kkk

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    @@ml-gh9tp Adam eritrawi u dbele ke.eti ktnqul derho kdefn ztetahze ke.kkkk.ab kemu te mexina ab ortedoks delo gud ybezih hawey.ab hatyat aytieto nebi haku dyu hasyu ab fre u drie.

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር😢

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.33522 ай бұрын

    ተመስገን

  • @sahletesfay921
    @sahletesfay9212 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz6762 ай бұрын

    Egziabhier ymesgen ❤🙏

  • @Tekea
    @Tekea2 ай бұрын

    Srah Egzabihier amlak dnqi eyu.

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt2 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-ui5xo1bc6i
    @user-ui5xo1bc6i2 ай бұрын

    Egzabiher ymesg netom zterefu yehwatna wn ayne lbonom kfetelom

  • @tkk5705
    @tkk57052 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🙏🙏

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs2 ай бұрын

    Egzibher ymesgen❤😢❤😊

  • @robelmerhawi3441
    @robelmerhawi34412 ай бұрын

    Tsruy wengel Amlak emezgen.

  • @fdg761
    @fdg7612 ай бұрын

    ተመስገን ስለ ኹሉም ነገር

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ምሰሓም ይፈታወካ እዩ ዓሞና❤

  • @BiniamTesfay-tg5ms
    @BiniamTesfay-tg5ms2 ай бұрын

    Egziabiher kemzi nezi hawuna yemreu zkefete nkulom zey amenti krstna aynom ykfet

  • @Usernam12348
    @Usernam123482 ай бұрын

    ኣልሓምዱሊላህ ኣስላማይ ጌሩ ዝፈጠረኒ ፈጣሪ ሓደ እዩ ኣይወልድ ኣይውለድ

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    2 ай бұрын

    Astewil anbib tereda hawey 🙏

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    Aslamay qenka mftar ab mewedata nay zelaalem mot u.hawey.yesus u eti dege.allah is real satan.allah klte yemay eidn hade egrin zwnn u kkkk.mahamed kea zemawn qetaln u.abey alo ezi beleni knegreka ye

  • @user-cp9tx2zf5d

    @user-cp9tx2zf5d

    2 ай бұрын

    ጽቡቅ ኣለኻ ፈጣሪ ሓደ እዩ ኣይውለድ ኣይወልድ፡ ንሕና ንኣምኖ ግን ኣምላኽ ነቲ ሓደ ወዱ ክሳዕ ዝህብ ክሳብ ክብድዚ ንዓለም ኣፍቀራ፡ ኣምላኽ ኣብ ልዕለና ዘለዎ ፍቅሪ ንምግላጽ ካብ ሰማይ ወሪዱ በጃና ሓለፈ እሙን ምዃኑ ውን ኣረጋገጸ፡ ነቲ ካብ ጓል ጓልካ ተወሊደ ክድሕነካ'የ ዝበሎ ቃል ኣተግበሮ፡ ሞት ተሳዕረ መንግስተ ሰማያት ድማ ድግማይ ተኸፍተ ። ሓወይ ሕውስውስ ክብለካ ይኽእል እዩ፡ ኣምላኽ ነቲ ሓደ ወዱ በጃ ክሳዕ ዝህብ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ ትብል ኣለኻ ደጊምካ ውን ኣብ ልዕለና ዘላቶ ፍቅሪ ንምግላጽ ካብ ሰማይ ወሪዱ ትብል ኣለኻ ክንደይ ድዩም ኣምላኽ ዘለዉ ኢልካ ክትሓስብ ንቡር እዩ ነዚ ንምርዳእ ምስጢረ ስላሲ ምፍላጥ እዩ።

  • @Usernam12348

    @Usernam12348

    2 ай бұрын

    ​@@MisgeGere-uv5pf kemti texarf zelka ayxerfekan eye mekneyato kemeo aymeharenen haymanotey bezekone lomi arbi seklet eyo kof elka eti filmi reayo nay arbi seklet kemey gerom yeharmeo ne yesus etom israelawyan sheo hesebo 🤔 kemey ela temaezizatom edom ne yesus keharmo 2 malti mes mote ke men amahadirewa neza alem zemote mechem ayemahaderen eyo heseb Allah heyaw eyo nezelalem melo sele zekone aymewet ayweled ayweled

  • @Usernam12348

    @Usernam12348

    2 ай бұрын

    ​@@user-cp9tx2zf5dkobor arkey entay alo mesleka hade seb welad keweled nementay yetekmo ente elkani nebezoh ketekmo elo yeweldo kabti bezoh 2 ketekselka beti hade mes arege eti wedo ketkmo kebreyo kalay dema mes mote hadgi kekono eti nato weledo kekexel Ne fetari gen nementay eyo kedleyo welad kebreyo keynebel fetari aydekemen eyo ayaregen eyo hadgi kekono keynebel fetari aymeweten eyo nementay kekono emo keweld abzi meret zelena dema ልኡኻትን መጽሓፍን gero kemzi gebero kemzi aytegbero elo yezezena nehna dema kabti zekelkelena nerehk neti gebero zebelena tezaz dema nefexem

  • @user-ox1lk3om3y
    @user-ox1lk3om3y2 ай бұрын

    😢😢😢

  • @MichaleElyas
    @MichaleElyas2 ай бұрын

    እግዝኣብሄር ይመስገን ነቶም ዝተርፉ ካኣ ከመዚ ናቱ ይግበረሎም

  • @user-vq9ik6uh7y
    @user-vq9ik6uh7y2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ee9nc9fh5x
    @user-ee9nc9fh5x2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Dekebat
    @Dekebat2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @fhwfd5492
    @fhwfd54922 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @missmekdas5548
    @missmekdas55482 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @saudi2023-ec8kj
    @saudi2023-ec8kj2 ай бұрын

    ስም እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን

  • @teamehaile7097
    @teamehaile70972 ай бұрын

    ንእግዝኣብሄር ሰብሃት ይኩኖ እሱ ኢዩ ክርስትና ማላት እሞ እግዝኣብሄር ነዚ ንግብር ብጸግኡ ይደግፈና

  • @ezgamn5291
    @ezgamn52912 ай бұрын

    Nay behaki 😢😢

  • @saronabraham2218
    @saronabraham22182 ай бұрын

    Medebatka nians fluy yu amlakey 🙏

  • @lidu8890
    @lidu88902 ай бұрын

    ❤❤❤🙏

  • @user-st1hf3xt7q
    @user-st1hf3xt7q2 ай бұрын

    🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @Blus278
    @Blus2782 ай бұрын

    እዚ ሂወት ግን ከብክየካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ንሕና ክርስትያን ኢና በሃልቲ ድማ ኣይኮነን ንጸላኢና ሰብ ንነብስና እካ ከምዚ ጌርና ኣይንጽልን😢😢😢😢😢😢አምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና😢😢😢😢

  • @zianhalshehri6884
    @zianhalshehri68842 ай бұрын

    ❤❤😢

  • @freweyniyohans5217
    @freweyniyohans52172 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤

  • @Yemsgen
    @Yemsgen2 ай бұрын

    Kibren mesganan neaka goytaye 😢😢

  • @arteri1342
    @arteri13422 ай бұрын

    Temesgen fetari sle eti rezin fiqrka

  • @biniamestitfanos8368
    @biniamestitfanos83682 ай бұрын

    kemzi aynet video ketemx aleka kexlo

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael6052 ай бұрын

    Luke 6 ትግ - ሉቃስ 27: ንኣኻትኩም ንትሰምዑ ግና እብለኩም አሎኹ፥ ጸላእትኩም ኣፍቅሩ፡ ንዚጸልእኹም ጽቡቕ ግበሩ። 28: ንዚረግሙኹም መርቑ፡ ምእንቲ እቶም ዚጸርፉኹም ጸልዩ። 29: መልትሕካ ንዝወቕዓካ እታ ኻልኣይቲውን ምለሰሉ፡ ክዳንካ ንዝወሰደ ቐምሽካውን ኣይትኽልኣዮ። 30: ንዝለመነካ ዘበለ ሃብ፡ ገንዘብካ ኻብ ዝወሰደውን መሊስካ ኣይትድለ።

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka2 ай бұрын

    Cristain kemzi eyu ntselatu ztseli Nana ko lebona yehabena fkri zeybelu ena nkeyed nay cristain gueizo aijemernayon

  • @trhasabraham4958
    @trhasabraham49582 ай бұрын

    Mohamad faridi እትብል ኣብ you tube ከኣ ካብ እስልምና ናብ ክርስትያን ዝተቀየሩ ብኢንግሊሽ የምጽእ እዩ ከምዚ ናይ ሕጂ ተርጉምካ እንተተምጽኣልና ድማ ጽቡቕ እዩ

  • @Ambes-gf7bp
    @Ambes-gf7bp2 ай бұрын

    Ezegabher mes kolatena yekon temesgen yesusu kerstos

  • @SiemAmanuel
    @SiemAmanuel2 ай бұрын

    ካብ ዝበለጻ ቪዶታትካ ናይ ኣርብዓ ጾም እያ ኣብ ዝሓለፈ ነቂፈካ ሕጂ ኣድኒቀካ ስለዚ ስራሕካ ከምዚ እንበር ዝተቀልዓ ምምጻእ ናትካ ከይኑ ስለ ዘይስማዓኒ እየ ነቂፈካ ኔረ።

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    ካብ ሐደ አምላኽ ናብ ሰለስተ አምላኽ ያኸሳራ

  • @gabigunners8073

    @gabigunners8073

    2 ай бұрын

    ኣምላኽ ሓደ ዩ ዓይነ ልቦናኽ ይኽፈተልካ እምበር 3ተ ኣምላኽ ዝኣምን የሎን ገለ እንዶ ግዳ ውሰድ ካብዚ ሓውና መንገዲ ሓቅን ጽድቅን ኢየሱስ ክርስቶስ ዩ ስዓቦ ካኣ ክትድሕን።

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    N mahamed hizka bzaeba klte seleste ktzareb aqmi yeblkan.klte yemanay eidn hade egrin delewo Allah eka tsegd deleka.mahade kea ab mdri hiwetu Kem dletu dnebere u.zmutn qtletn mhirkum kea keydu.ente eesikka gn ane bzaeba Muslim bzuh sle dfelt kula kzrzea ye ok.

  • @omarosmann8324

    @omarosmann8324

    2 ай бұрын

    @@gabigunners8073 አነ አብ ሐቀና መንገዲ አለኹ ንሐደ አምላኸ ዘይ ወልድ ዘይውለድ ዝአምን ወላሐንቲ ዝጠቅመኒ የለን ካብዚ ሀጠው ቀጠው

  • @MisgeGere-uv5pf

    @MisgeGere-uv5pf

    2 ай бұрын

    Savior" "Nate" chanelat kedka ab hade leyti 200 Muslim Kristina Kem ztekebelu ktrie eka.mahamed hijab xar xar kbl kelo ktrio eka.

  • @omarosmann8324

    @omarosmann8324

    2 ай бұрын

    @@MisgeGere-uv5pf very difficult to understand Tigrinya written in Latin words

  • @user-dn9jf6jl4f
    @user-dn9jf6jl4f2 ай бұрын

    Kkkkkk xubkte dersat film srhaya nsekan kamze rkbkan entay nmbal eyu hje krsteya eyu zblaxa ktbel elka deka man krsteyan aykonkan kyblka eyu kkkkkk kab ne xlea ne fkrey zytedem

  • @peacetv4146
    @peacetv41462 ай бұрын

    First of all this guy is not sudanese, he is an Egyptian Christian (from the nubyans), his arabic is clear that he is from egypt. This is not sudanese arabic.

  • @user-ej2oi2rk4w
    @user-ej2oi2rk4w2 ай бұрын

    ስልጣን!ንስኻ ግዳ ናብታ ቅንዕቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ዘይትምለስ ካብ ንባዓል መቃርስን ሳዓብቶም ኩሎም ታሃድሶን ክትጣበቅ ላሕ ኢልካ ደለካ

  • @user-pm2ul5pg1r

    @user-pm2ul5pg1r

    2 ай бұрын

    ክስሕቅ ዘይደለኩ ኣስሕቅካኒ😂

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk2 ай бұрын

    ❤❤❤

Келесі