ህልኸኛ ነጋዳይ ግጥሚ ን ካሳሁን

Ойын-сауық

Пікірлер: 396

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg3 ай бұрын

    እዚ ገጣማይ ይፈልጦ ኢየ።ብኤፍሬም ጆሆ ዝተተሓዘ ኢዩ ብዙሕ ግዜ ተዛሪብናዮ ክሰምዓና ኣይካኣለን።ብዙሕ ኣይቲ ሓዝሎም ክሳብ ናብ ልቦም ክሳብ ዝምለሱ።

  • @remziremzi5829

    @remziremzi5829

    3 ай бұрын

    Yemanin liblay new mimelesew 🤌⁉️

  • @ሰብእ

    @ሰብእ

    3 ай бұрын

    እዙይ ድዩ ኤፍሬም ዝባሃል ?

  • @abraham407

    @abraham407

    3 ай бұрын

    @@ሰብእ ኣይፋሉን ኤፍረምስ ክምህ ዘይብል ቀጣፊ ጠንቋሊን ናይ ጥንቆላ ተውህቦ ዘለዎ ንኦርቶዶክሳውያን ናብ ገደል ዘጽድፍ ዘሎ ኤፍረም እዩ

  • @ሰብእ

    @ሰብእ

    3 ай бұрын

    @@abraham407 እዋይ አንሰ አብዙfbይሪኦ ግን ባህ ዘይብለኒ ኤፍሬም ክብሉ ይሰም ጥራይ ብዛመሰቀል ዝመፅአት ሼረ ኢላት ታይዳአ ይቅልአሎ ኢለያሰ ማራ ተናዲዳ እልልልልይብላካ

  • @user-mr1is1on9h

    @user-mr1is1on9h

    3 ай бұрын

    Nay bhaki ayne libika yikifetelka zahawina❤❤❤

  • @ZewduTesfay
    @ZewduTesfay3 ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ንስልጣነይ ዝፎቶ ላይክ እስከ ግጩ 💕💕

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ገበርለይ ምዓረይ

  • @user-rs3fz6ck3j
    @user-rs3fz6ck3j3 ай бұрын

    ንመምህር ካሳሁን ንመምህር ስልጣንን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ገበርለይ ምዓረይ

  • @hiwetkahsay9909

    @hiwetkahsay9909

    2 ай бұрын

    አሜን 🙏🙏🙏

  • @user-pk7ek9px8s
    @user-pk7ek9px8s2 ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዐልና ፍቁር ሓወይ🙏🙏🙏 ስልጣን ሓወይ ኣብ ትግራይ ኣብነ ኣረጋዊ ደብረ ዳሞ ድንቂ ታኣምር ተራእዩ ኣብ ሰማይ ብጣዕሚ እዩ ዘደንቅ መዳሃኒኣለም ኣብ ፆሎቶም ይሕወሰና ኣምላክ ብራሃን ኮይኑ ኣብ ሰማይ ፃዕዳ ኣብ ማእከሉ ሰማያዊ እየ እግዛቢሐር ኣምላክ ምሕረት ይሃበና ብዓይኑ ፍቅሪ ይጠምተና እምበይ ናይ ሐዚ ዘለዉ ነብያት ኢና ባሃልቲ መሕዘኒ እየ ልቦና ይሃቦም ኣምላክ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l3 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ስላምኻ ይብዛሕ ንመምህር ስልጣንን ንመምህር ካሳሁን ዝፎቱ 👍♥️ምስትዋዓሉ ይዓድለና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣምላኽ ቁዱሳን ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና አሜን አሜን አሜን 🎉♥️🎉♥️🎉♥️🥰

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @user-hh2pk1nn9n

    @user-hh2pk1nn9n

    3 ай бұрын

    ​@@hiwilove19ገረልኪ ኣለኩ ዘሓፍተይ

  • @user-to3qb1zl4x
    @user-to3qb1zl4x3 ай бұрын

    ኣነ እዞም ኣሰይ ዕልል ኣሜን ዝቡሉ እዮም ዘሕዝንኒ በእዉነት ከርስትያን ንኩሉ እዩ ዝምርምር እሞ ንጠንቀቅ ኣሕዋት እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና እምበር 😢😢

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @user-to3qb1zl4x

    @user-to3qb1zl4x

    3 ай бұрын

    ​@@hiwilove19እሺ ማማየ

  • @user-qq6wy5mu1z

    @user-qq6wy5mu1z

    3 ай бұрын

    ብሓቅ😢

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8c3 ай бұрын

    ቃል ህይውተ ያስመዕልና ክውር መምህርና ዓይን ልቦና ያብርህልና መምህር ካሳህን መምህር ስላጣን ብጣዕም እየ ዝፍትውኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም ንውርልና ትምህርትኹም ብጣዕም እዩ ዝርድኣን ተማህር ውን ብሓቅ❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ገበርለይ ምዒረይ

  • @BirhanKaliay-pn5lj
    @BirhanKaliay-pn5lj2 ай бұрын

    ብሓቅይ ለባመይ ኣነስይ ብጣዕም እዩ ለፍረሕንይ ነይሩ😥 ክብር ሓዉናለ ቃል ህይወት የስመዐልና ለባመይ🙏🙏❤

  • @user-rn1mp2mh2x
    @user-rn1mp2mh2x3 ай бұрын

    ኦ ኣምላክ ምሓረና ዓይነ ልቦንኡ ይኽፈተሉ ንሓውና🤲😢እዚ ግዲ እዩ እቲ ሓሳዊ መሲሕ ዝተባሃለ😢😢ኣረ ኣብኡ ዘለኽን/ኩም መርምሩን ኣስተውዕሉን/ላን በጃኹም😢😢

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርኒ ምዓረይ

  • @Dolar1219
    @Dolar12193 ай бұрын

    ተወለድ ስልጣን ሐወይ መጨረሻካ የስምረልካ ብሐቂ ጎበዝ ንገሮም ።።። ፀግኡ የብዝሐልካ ዝሐወይ

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85353 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና ልቦና ያሃቦም ንኣናውን አብ እምነትና ያጽነዐና ፈጣር አሜን፫🥀❤🤲😍

  • @fanusmengstab3025
    @fanusmengstab30252 ай бұрын

    Agzabiher amlak zestewal aamro yhabena 🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk2 ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህርና

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf39293 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልኺ ክብር ሓውና ሰልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣር ናይ እዞም ሓደ ሓደ አይትስማዓ መስተወዐል ልቦና ይሃቦም🤲❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @dfhf8186
    @dfhf81863 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርይ💕🙏💕ብሓቂ ፈጣሪ ኣምላክልቦና ያሃቦ ኻዝ ይማሓረና😢🤲

  • @swsw5226
    @swsw52263 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ🌺✝️🤲♥️ ኣብየት ድፍረተ እግዚአብሔር ኣምላክ መስተዋዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና ኦ ኣምላክ ብመንገድካ ምርሐና😢 ብሓቂ ህዝበይ ስኣን ፍላጥ ይጠፍእ ዩ"ዘሎ😢🥺🥺

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @tube-de8eq
    @tube-de8eq3 ай бұрын

    ኣነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ትፅርፍ ውዒሎምስ ወስብሐት ለእግዚአብሔር ዝብልዎ ነገር ብጣዕሚ መሕፈሮ እዮም። ዓቀን ትዕቢቶም ብቃላት ዝግለፅ ኣይኮነን / እቶም ነገድቲ "ሸወጥቲ" ነዋየ ቅዱሳን ግን ከሲቦም እዮም

  • @user-zh8kq1sy2t

    @user-zh8kq1sy2t

    3 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-bq7mz3vf4m

    @user-bq7mz3vf4m

    3 ай бұрын

    እኮ እግዚአብሔር ድዩ አብ ፀረፊ ሃሊዩ ኮይኑ 😂ነቲ ብደዐ ፀርፊ ዝጎልበቦ ብእግዚኣብሔር ዝክምብቶ ዘሎ 🤔

  • @user-te3op2xb8l

    @user-te3op2xb8l

    3 ай бұрын

    ሞትኹ 😂

  • @user-sc4rv6rn6j

    @user-sc4rv6rn6j

    3 ай бұрын

    መሕፈሪ ኣለዎም ዲዩ ንክጻረፉስ ጸሎት ጌሮም ይጅምርዎ ብጸሎት ክኣ ይፍጽምዎ

  • @user-qq6wy5mu1z

    @user-qq6wy5mu1z

    3 ай бұрын

    😁እግዚአብሔር ልብ ያሃቦም😊

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t3 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስማዕልና ብትክክል መምህረና ፀጉኡን በረክቱን የብዛሕ እግዚኣብሔር 😢😢 ዘገርም ኡዩ ዓይኒ ልቦነና የክፈተልና ኣምላክ 😢

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b3 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan32013 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያሰምዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያበዘሐልኻ 🙏❤❤

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom97523 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስማዓልና ክብር ሓዉና❤❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox3 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 ай бұрын

    ተመስገን ተዋህዶ ፀሪቲ ቅድስቲ እምነትና ንዘላአለም ትነብር ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @abuand1382
    @abuand13823 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረና

  • @jamilaj5634
    @jamilaj56343 ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህር ሰልጣነይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንኩሉ ዘስተውዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u2 ай бұрын

    ብሓቂ ፍነተ አብው ብጣዓሚ እየ ዝፈተዎ❤

  • @user-mq3up5pm2p
    @user-mq3up5pm2p3 ай бұрын

    መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ንዓኣቶም እዉን መስተዉዓሊ ልቢ ይሃቦም ፈጣሪ

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw83633 ай бұрын

    ብሓቂ መምህር ፀጋኡ ያብዝሐልኻ👏👏👏 እንተ ናደቂ ህፍሬም ሊቦና ይሃበን መድሃንኣለም 🤲🤲😥

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡር መምህሪና ዓይነልቦና ያብሪሀልና😢😢😢

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @FhRy-tz7mu

    @FhRy-tz7mu

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya56722 ай бұрын

    ኣጆኻ ኤፍሪመይ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ፣ብግጥሚ ገጢሙ እተ ዋረደካ ፣ንድሕሪት ከይትብል ብኡ ተዳሂልካ ፣ኣስማዓዮ ጥራይ በታ ጥሩባካ ፣ዝተዓጽወ እዝኑ እዝኑ ክፈተሉ ኢካ ፣እምነት ኣቦታትና ነዚ ዝካሓደ ፣ንክንደይ ድርሳና ነዚ ዝቀደደ ፣ ከይሰጎመ ኮሎ ናብቲ ዝገደደ ፣ኣብት ቁዱስ ስፍራ ሱሩ ከይሰደደ ፣ኣነ ምሰማዕኩ ኩሉ መልእትካ ፣ኣንጻር ታሃድሶ ከምዝተላዓልካ፣ኣጻር እዞም ክልተ ትዛረብ ሰሚዐ ፣ከምልበይ ኢለካ ብታሕጓስ ነቢዐ ፣እቱኩሉ ድርሳን ተብጽሖ ፣ከብጻሓካ እዩ ኣብት ሰናይ መርሆ ፣እነሆ እዚኦም ብጀካ ኣብ ቲክቶክ ካልእ ዘይፈልጡ ፣ ታጸሎት ተኮነት ኣብጺሖም ነይፈልጡ ያኢ መማሃራን ኮይኖም ንሰባት ከፍሉጡ ፣

  • @user-jm3ti6ks2l

    @user-jm3ti6ks2l

    2 ай бұрын

    ክትምሃር ፈትን ሃወይ ኣዳምን ሄዋንን መስቀል ኒርዎም????

  • @SisGalHaylush
    @SisGalHaylush3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን ፫ሰለቲ ቅዱስ ቃሉ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክና ሰሙ ንዘለኣለም ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኹን አሜን፫ተባረኻ ስልጣን ሓወና❤❤❤

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @melakualemu3447
    @melakualemu34473 ай бұрын

    ተባረክ መምህርና ቃለ ህወት ያሰመዐልና እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏

  • @user-wf6he3nt4e
    @user-wf6he3nt4e3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ❤

  • @user-vt4ru4rq7o
    @user-vt4ru4rq7o3 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣብ መንገዲ ሓቂ የጽንዓና፣ ሓዉና ክኣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s3 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኬ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህረይ❤❤

  • @FrfrfrTctvvt-de4se
    @FrfrfrTctvvt-de4se3 ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልካ ቃል ህይወት የሰመዐልናጨ❤

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና❤🎉

  • @user-lt8cz4mc7d
    @user-lt8cz4mc7d3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ሰባት ደቂ ሎሚ ገለ ኢና ኮይንና ሰይጣን ሰሪሩና እዩ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ካብ ክርስቶስ ክሕደትን ካብ ናይ ስሕተትን ይሰውረና ኣምላክና😢😢😢 ቅዱስ ሚካኤል ኣቦና ሰይጣን ክኻራኸሮ ከሎ እግዚአብሔር ይግናሕኻ ደኣ በሎ እምበር ክፀርፎስ ኣይደፈረን ይብለና ቅዱስ ቃሉ ስለዚ እግዚአብሔር ይገስፆም ናብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ ሰብ ምሳኻ ነይሩስ ምሳኻ ኣይኮነን ዝነብርብ ሓቂ 👉ክርስትያን 👈ዲና?😢😢ኣምላክ ካብ ክፉእ ይሰውረና ልቢ ልድያ ከም ዝኸፈተ ጎይታ ንዓና ለ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና።ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኬ ሆይ ይቅረ በለልና ኣቤት ሸለልትነት😢😢😢😢

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ

  • @raeeeer-xx5sy
    @raeeeer-xx5sy2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ብመንገዱ ይምረሐዮም ዞም አሜን ናበሉ ዝክትሉ ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም

  • @user-wx6od9dv9x
    @user-wx6od9dv9x3 ай бұрын

    መምህርይ❤❤❤ እቶም አብኡ ዕልል ናበሉ አሜን ናበሉ ዝውዑሉ ይገዱ ብደዎም ዝመቱ😢😢😢

  • @xmxmxm108
    @xmxmxm1082 ай бұрын

    ❤❤❤ቃል ህይዉት ያሰመዐለልና❤❤❤❤❤ክበር ሓውና❤❤❤😢

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ የሕዝን እዩ ሳኣን ፍላጥ ኣብዩ ዝዉዕል ዘሎ ህዝቢና ኣምላኸ ቅዱሳን ናብ ቤቶም ይመልሶም ኣብዛ ቅድስት እምነትና የፅነዐና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ክቡር መምህርና ስልጣን❤❤❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @jdgdjxhh7860
    @jdgdjxhh78602 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ ኣብ መወዳእታ ግን ድምፂ ጠፊኡስ ፀኒሕካ ካኣ መፂካ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk3 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ ብሓቂ እግዚእብሔር ኣምላክ ንልቦነኦም የብረሀሎም እምብር ይገርም እዩ

  • @kidanetukie3877
    @kidanetukie38772 ай бұрын

    ❤sultan hawey Amlak Tsegeu yebzehalka bzhu Tebarek

  • @chgjdftygh-jq6jf
    @chgjdftygh-jq6jf3 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር መምህርና ኣምላክ ጥበብን መስተውዓልን ይዓድለ እምበር ኣብዞም ናይ ኢፍረም ትምህርቲ ዝሰምው ዝወዕልውን ፈጣሪ ናብ ልከነኦም ይምለሶም😭

  • @user-bo7rq5qe6s
    @user-bo7rq5qe6s3 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክብራት መ ማህርና እቱም ናይ ጠንቀልት ዝምህሩ ዘለዉ ለህዋትና እግዚአብሔር አምላከ ባዕሉ ላብ ልበም ይመልሰም ንዚ ናሰምዓ እናረእያ አብኡ ዘለዋ አሕዋትና እዩ ዝገርመና ዘሎ ክቡራት መ ምህራና ካሳሁን ሰልጣን አሕዋትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12933 ай бұрын

    Mexom dyom knbrwo koynom du da kudus yared wedi kstay kusto wedi ksto zbil da dngirgr zkone zemen amlakey balka halwena🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei2 ай бұрын

    Ewy ezi wedi tena yeblun Egziabher mhret yewrdelu

  • @YoDaha
    @YoDaha3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ

  • @meriweldegbaral4620
    @meriweldegbaral46203 ай бұрын

    ዋ ቅዱሰ ያሬድ ወድ እምባ ድረሆ እዪ 😢😢😢አታ ጎይታይ ከቡዘይ ማሐረኒ

  • @galtigrayhabesh9270
    @galtigrayhabesh92702 ай бұрын

    ,እግዚአብሔር ይሓግዝ ክቡር ሓዉና 😢❤❤

  • @salamaas5943
    @salamaas59432 ай бұрын

    ብጣዓሚ ይሕዝን😢😢😢😢😢 አምለኽ ምሕረቱ ይላአኽሉ እንታይ ሞ ከንብል😢

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14643 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤አነ ዝገርመኒ ዘሎ እቶም አሰይ ዝብሉ ሰባት ኩሉ ዝበሎ እሰይ እናበሎ እስካብ ምዓዝ እዮም😢😢

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v3 ай бұрын

    qal hiwet yesmealna kubur memhrna❤❤❤

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z3 ай бұрын

    ቃለህወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ❤🎉 እግዚአብሔር ድኹልና ልብ ያሃበና ብሓቅ😢

  • @efremnega1781
    @efremnega17813 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህረይ🙏

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste24613 ай бұрын

    Abthti rien abti natu live hazine mhret yewrdelu qale hiwet yesmealna

  • @user-fh6ps2rf1s
    @user-fh6ps2rf1s2 ай бұрын

    ኤፍሬመይ ወዲ ኣዳመይ ከመይ ዲካ መቅሰን ዓለም ውጭጭ ኣብላ ❤❤❤ ኣቱም መጭበርባሮ ይሃብኩም ኣእሙሮ

  • @user-jm3ti6ks2l

    @user-jm3ti6ks2l

    2 ай бұрын

    ክትምሃር ፈትን ሃወይ ኣዳምን ሄዋንን መስቀል ኒርዎም????

  • @user-ig9zd7pe2u
    @user-ig9zd7pe2u3 ай бұрын

    ኣሰንቢድካና ጸኒሒኻ ሱልጣን ሓወይ❤❤❤❤

  • @helenselama4064
    @helenselama40643 ай бұрын

    ብሓቂ ኣርእስቲ ሪአሲ ብጣዕሚ ሰንቢደ ጸኒሐ ምክንያቱ ን ክልቴኩም አዝየ ዝፈትወኩም መምሃራንና ኢኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ

  • @user-gf5rx9wy6q
    @user-gf5rx9wy6q2 ай бұрын

    ብሓቂ ፀጋኡ ያብዚሐልኻ መምህረይ እውይ ብሓቃ ኣነ ኣውኡ ነብረ ክይትድውልላ ብስሩ ሓደ ሰብ ከይጥይቃ እናበለ ይዛረብ ነውሩ 😅ግን ኣብዛ ዓርብ ሮብዕ ይፅሙ ይኦም ሓቂ ምዝራብ😮

  • @Riyewe5803
    @Riyewe58033 ай бұрын

    ቃል ህይዉት ያስመዐልና ክቡር ሓውና❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-st2vr1tw6h
    @user-st2vr1tw6h3 ай бұрын

    መምህር ተሰፍይ አበራ ገጠመኝ ትምህርቲ ስሙዑ አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ መሰተዋዓል ልባ የሃበና

  • @user-bd6xx4fp8c

    @user-bd6xx4fp8c

    3 ай бұрын

    እሺኒ ክውርተይ ኣነስ አማርኛ ብዝሕ ኣይርድኣንይ ግን ምተማሃርኹ ነይር ❤

  • @user-st2vr1tw6h

    @user-st2vr1tw6h

    3 ай бұрын

    @@user-bd6xx4fp8c ናይ ናኡድ ተካታተሊ ትርጉሙ የቅርቦ አሎ

  • @HabenBerihu-ww8ty

    @HabenBerihu-ww8ty

    3 ай бұрын

    ​@@user-bd6xx4fp8cብትግርኛ ኣሎ

  • @user-hh1vb4bc8m

    @user-hh1vb4bc8m

    2 ай бұрын

    youtube.com/@taos124-?si=N9wvcMaPjfWk1vwb

  • @user-jd8en4nz2c

    @user-jd8en4nz2c

    2 ай бұрын

    ​@@user-bd6xx4fp8cብትግርኛ ኮ ኣሎ እዩ ተጀሚሩ ተመስገን ዘይትፈልጥዮ ተኮይንኪ ሸር ክብለልኪዶ

  • @yodit9290
    @yodit92903 ай бұрын

    Kndey Halwlew zolo abzi alem.Amlak mhret yewrdelke bfkri❤

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1l3 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

  • @bhi8499
    @bhi84993 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያሠማልን😢

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem58613 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ✝️💒❤️

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v3 ай бұрын

    ዒድመን ጥዒናንን ይሃባልና ኩቡር ሓዉና ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኻ❤❤❤❤❤

  • @user-sf2ip3ek4w
    @user-sf2ip3ek4w3 ай бұрын

    qdmi 3amet wana memhry eyu neyru amlak awtsieni😢🎉🎉❤❤

  • @saa4252
    @saa42523 ай бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @lewhatkafluyyuamlakey2788
    @lewhatkafluyyuamlakey27882 ай бұрын

    Memhr kasahun eti haqena agelgali amlak yu amlak ybarko 🙌

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q3 ай бұрын

    ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን....ክቡር መምህር እንቁዕ ብሰላም ምጻካና....ትምርትኻ ኣዝዩ ምሃሪ እዩ.....ቃል ሂወት የስምዓልና....መንፈሳዊ ሂወትካ ይባርኸልካ.....የቀንየልና...ናይ ብሓቂ ትምርቲ ናይ ኤፍሬም ከም ኣነ ብጣዕሚ እዩ ዘጠራጥረኒ ምኽንያቱ ኣብ ሓንቲ video ናቱ ካብ ዝረኣክዋ አንታይ ክብል ሰሚዐዮ ሓንቲ ብዙሕ ትዛረብ ኔራ ንሱ ከኣ ካባኺ መናፍቃን ይሕሹ ክብሉ ሰሚዐዮ..መናፍቃን ኣሕዋትና ድማ ነዚ ሰሚዖም ብዙሕ እዮም ተዛሪቦም በታ ንሱ ዝበላ....ናይ ብሓቂ እየ ዘምስግነካ ካብ ኩሉ ክንመሃር ተቢዕና ክንምልስን ትሕግዘና ኣለኻ.....ምሰጋናይ ወሰን የብሉን....

  • @mahleyt7694
    @mahleyt76942 ай бұрын

    ቃለሰናይ የሰመዐልና❤

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes19783 ай бұрын

    Tewahdo tnber❤❤❤

  • @user-pi7hj2ov5n
    @user-pi7hj2ov5n3 ай бұрын

    ዋይ ኩሉ በፂሕዎም እዞም ቅዱሳን ኣብታትና እዋይ ልገርም😢😢😢

  • @MebreGere-yf3kd
    @MebreGere-yf3kd2 ай бұрын

    hawey amlak Tsegeu yebzehlka❤❤❤❤❤

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel3 ай бұрын

    አነ ዝግሪምኒ ናይዚ አብኡ ዘሉ ሰብ ንእሽተይ አይስትወዕልን ድዩ ዎ አምላክ ዓይኒ ልቡና ይክፈትልና ይክፈትለም😢 መምህርይ እዉን ቃል ህይስመዐልና❤❤🎉🤲👏

  • @hiwetkahsay9909
    @hiwetkahsay99092 ай бұрын

    እዋይ እግዚአብሔር ክንደይ ትፀር ዓይነ ልባናና ክፈተልና🙏🙏🙏

  • @user-im2zb3wx3u
    @user-im2zb3wx3u3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤❤❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርኒ ምዓረይ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox3 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @user-np9kv8xc6i
    @user-np9kv8xc6i3 ай бұрын

    Buruk dyaqon thanks nezi efrom zbhal tekal wejahatu nyo belo tenqali enber qxhi koynu aysmann etom zsebwo btami yehznuka bflay etom msu zelewu kahnat aynelbonom ykfetelm tray egziabhir

  • @Sabscrayb
    @Sabscrayb3 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ስልጣነይ ማዓረይ🎉❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi3 ай бұрын

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሃወይ

  • @salamasalama1266
    @salamasalama12663 ай бұрын

    ብሓቂ መምህረይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሳላኻ ሃይማኖተይ ኣፀቢቀ ፈሊጠ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ንመምህር ካሳሁን ድማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆም ብዝኾነ ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ክንደይ ሰብ ኢኹም ተድሕኑና ዘለኹም እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @merawaliku3182
    @merawaliku31823 ай бұрын

    Qele hiwet yesmialna hawna Sltan

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓና ❤️🙏🏻ታይ ዓይነት ድፍረት አዩ አዚ ከ 😢ክንድኡ ፈሪሐ

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz2 ай бұрын

    ኤፍረም ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ እዩ ናይ ምድንጋር ክእለት ኣለዎ የሕዝና ተን ንዑኡ ዝኽተላ

  • @robielberhe2741
    @robielberhe27413 ай бұрын

    ባሓቂ ኣምላክ ንኩልና ይቅረ ይበለልና እንበር ኩልኩም ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ፍንፉናት ናይ ድያብሎስ ኢኩም

  • @user-yr6ik8zg7v
    @user-yr6ik8zg7v3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ክቡር መምህረይ

  • @user-wl6lg5nd4e
    @user-wl6lg5nd4e3 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ክቡር ሓውና

  • @user-hp5bi4ef1x
    @user-hp5bi4ef1x2 ай бұрын

    ዘይማሃር ስርዓተ ቤተክርስትያን ዘይክተል እንተኮይኑ ከም ዳታን አቤሮንን ምድሪ ተኸፊታ ትውሐጦ አሜን አሜን አሜን

  • @user-cy3jl2mh3g
    @user-cy3jl2mh3g3 ай бұрын

    ጽቡቅ መልክቲ ንዝርድኦ ፍቁር ሓው ናይ ኤፍሮም ተከተልቲ ዝበዝሓ ኣዋልድ እየን ካብኣን ብቀረባ ዝፈልጠን ኣለዎ ኣይንላዕሊ ንታሕቲ ሂወት የብለንን ገልኢን ሓደረን ረሲዓን ናቱ ብዝሕበን መምርሒ እንዳ ኣፋራርሐ ልክዕ ከም ማግኔት ኮይኑ ጠቢቁ ሒዝወን ንምሸቱ ግን የጸብቀለን ። ንምሸቱ ግን ሳዕቢየን ከምጽእ ምኮኑ ፍሉጥ እዩ ሎሚ መስቀል ሕዙ መጽዩ ጽባሕ ካባ ገሩ ይመጽእ

  • @titidesta3283

    @titidesta3283

    3 ай бұрын

    ብጣዕሚ የፍርሕ ዝበዛሓ ዓረብ ሃገር ዘለዋ ተጋሩ እየን ህልም ዝበላ ኣይሰምዓካን

  • @abiokuba7284
    @abiokuba72842 ай бұрын

    Xegau yebzahlka selten hawey ❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh3 ай бұрын

    🙏🙏🙏❤

  • @tewelde94
    @tewelde943 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @bahlbibrhane875
    @bahlbibrhane8753 ай бұрын

    🙏🙏🙏

Келесі