" ይጋገዩ ኣለዉ ዓገብ በለልና "

Ойын-сауық

Пікірлер: 255

  • @BetielKifle
    @BetielKifleАй бұрын

    ስልጣን ሓውና መትከልካ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ ዘሎ፡ እዞም ኣሕዋትና ብመዝሙራትም ዕጉባት ኢና፡ ምናልባት ግን ኣብቲ ኣካያይድኦም ቁሩብ የሰክፉ ከምዚ ከይዶሞ ዘለዉ መንፍዓት ኣብቲ ወለዶ ሞዴል እዮም ስለዚ ክጥንቀቁ ኣለዎም፡ ንኣብነት ሓንቲ ካብኦም ቅሳነት ሓፍትና ኣብ ብዙሑ ቦታ ትረአ እያ ምስ በዓል ኣድያም ስብሓቱ ጓይላ ምስዕሳዕ መሳሊ ካልእ ውን ኣብ ቲክቶክ & ኢንስትግራ ካልእ መራኺባትን ትዝርግሖ ስእልታት ኣዙይ ኣሰካፍን ሕማቅ መሪሕነትን እዩ። በዚ ተቀባልነት ረኺቦሞ ዘለዉ መንእሰያት ብጽቡቅ ክመርሑ እንበር ኣብ መዝሙር ተጎልቢብካ መጺካ ብድሕሪት ዕራቅካ ምውጻእ ሕማቅ ኣራኣያ እዩ። ንስኻ ግን ብውሽጢ ረኺብካ ንሰብ ዘይዕንቅፍ ሂወት ክህልዎም መዓዶም። ተጋግየ እንተ ሃልየ ግን ይቅሬታ።

  • @user-hd9tu6nw8m
    @user-hd9tu6nw8m2 ай бұрын

    ክቡር ሓውና ስልጣን ቃለ ህይወት የስመኣልና ኩሉ ትምህርትኻ ይከታተሎየ ሕጂ ግን ቁሩብ ዘይተረድኣትኒ ቃል ኣላ ንሳ ከኣ ከም ሃዋርያ ቅዱስ ቶማስ ከይረኣኩም ከይሰማአኩም ኣይትእመኑ ዝበልካዮ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ሃዋርያ ቅዱስ ቶማስ ግን ነቲ ቃል ኣምላኽዩ ዘያመነ ስለዚ ምስዚ ክትምህሮ ዝጸናህካኸ ምትእስሳር ኣለዎድዩ ምስ ናይ ይቅሬትኡ ክትምልሰለይ❤❤❤❤❤❤

  • @gabigunners8073

    @gabigunners8073

    2 ай бұрын

    ወረ ማለቱ ዩ ዝኸውን እምበር ተዘይተጋግየ

  • @selamawitbrhane3334

    @selamawitbrhane3334

    2 ай бұрын

    ነቲ ወረ ናይ ሰባት እትሰምዕዎ ከየረጋገጽኩም ከይረኣኹም ኣይትእመኑ እዩ ዝበለ

  • @user-gd6rv7nx2x

    @user-gd6rv7nx2x

    2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ

  • @Aarontekle

    @Aarontekle

    2 ай бұрын

    Nhaqi aytfrhayo ezi nbaelu nstom krdad eu kema sle zkone neti qal mexhaf qudus zshqtelu zelo ember goytas keyreau zamnu bxuan eyom eu zbele

  • @fekarwedifekarat

    @fekarwedifekarat

    2 ай бұрын

    @@Aaronteklemanjlu hawey mskinay nsu zbeleka bwere seb eaytemen eyu eilka neabnet nay Abona kudus Antianos amxilka kemeu wun Gazetenatat ktwesd tkel eika gebenom tfelto dika

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z2 ай бұрын

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ሰልጣን ሓውና አሜን እንኾዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሐልካ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_

  • @user-hn2hh3sl3j
    @user-hn2hh3sl3j2 күн бұрын

    ብሓቅ ቃል ሂይወት ያስመዕና እግዛብህር ኣምላክና ፀጋኡ ያብዝሐለና ክብሪ ሓዉና❤❤❤❤❤❤

  • @Justbsxg1358hk.
    @Justbsxg1358hk.2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ካብቲ ደስ ዝብለኒ ናትካ ብጣዕሚ ተባዕ ኢኻ እሞ ጸግኡ የብዘሓልካ።

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh2 ай бұрын

    ኣሜን(3) ቃል ህይወት ያስመዐልና🙏❤

  • @sannayisan7439
    @sannayisan74392 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ሥልጣን👏👏👏❤❤❤❤❤

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1l2 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና 👏👏👏

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና መሜህረይ ኣቦ ሓቂ🎉❤

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉♥️🎉♥️🎉♥️🎉♥️

  • @muluemehari6914
    @muluemehari69142 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @tsegagebreyesus5576
    @tsegagebreyesus55762 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃድለና✝️

  • @yonasweldey8911
    @yonasweldey89112 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣምላኽና ይባርኽካ ስልጣን ሓዉና!

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    ክርስቶስ ተንሠአ እሙታን በአብይ ኃይል ወ ሥልጣን አሰሮ ለሠይጣን አጋእዞ ለአዳም ሠላም እምእዜሰ ኮነ ፍሠኃ ወ ሠላም ተመስገን💙ንዓናም ትንሳኤ ልቦና ይሃበና እግዚአቢሔር🤲🍂🌿

  • @ManaAbraham-fh1cs

    @ManaAbraham-fh1cs

    2 ай бұрын

    እንታይ ዓይነት መጸውዒ ዳኣሎም ተጠቂሞም ከምኡ ይበሃል ድዩ ወይለከ ጉድ ሽምቲ ርኹስ

  • @azmeruaynalem5861

    @azmeruaynalem5861

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    2 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @salamassalama1671
    @salamassalama16712 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህረይ 👏♥️🌿

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q2 ай бұрын

    ክርስቶስ ትንሣኤ እሙታን ብአብይ ኃይሉ ወሥልጣን ኣሠሮ ለሠይጣን ኣግኣዞ ለኣዳም ሠላም እምይእዚሰ ኮነ ፍሥሃ ወሰላም እንኳዕ ልዳግማይ ትንሣኤ ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ልመላእ አመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ✝️❤️

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ክቡር መምህረና❤

  • @MidoMiu
    @MidoMiu2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ❤❤❤❤

  • @warrihabesha
    @warrihabesha2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና🙏 ቲፎዞ ውልቀ ሰባት ዘስምዕ እምነት ክህልወና የብልናን።

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሓልካ 🙏♥️

  • @user-yk4cp4yp5x
    @user-yk4cp4yp5x2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsefuNhesu
    @AsefuNhesu2 ай бұрын

    Amen Qalhiwet yesmalna my brother 🙏 🙌 ❤️ 💙

  • @user-oc4xb5wv2o
    @user-oc4xb5wv2o2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ ብሰላም አብፀሐና ክቡር መምህርና

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ ❤ናታና ነገረ እቲ ቀንዲ ክፋኣትና ሰብ ክነውድቅ እንበር ሰብ ክነተንስእ ኣይንሰሪሓን 😢ሰብ ሰበብ።

  • @user-oc4xb5wv2o
    @user-oc4xb5wv2o2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አዳማጽ ልቦና ይሃበና ሰምዕና አብ ተግባር ክናውዕሎ ፈጣሪ ይሓግዘና አሜን፫❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme2 ай бұрын

    ኣሜን❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና

  • @user-mz4kd2pk1b
    @user-mz4kd2pk1b2 ай бұрын

    Sultan hawey tebarek nay bhaqi xbuk tmrti nezom ahwatna ewn xega yebzhalom rienan mermirnan knmskr goytna gluxnet yhabena xega ab lieli xega yhabelna bruk

  • @SemharHailu-uj5fq
    @SemharHailu-uj5fq2 ай бұрын

    qal hiwet yesmalna ✝️ ♥️ ❤️☦️👑 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን

  • @fuch9239
    @fuch92392 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o2 ай бұрын

    ብሓቂ ክውር መምህርና ሓቂ ያ ግበር እም ኣብ መንገዲ ሃርስ እግዝኣብሔር ብምሕረቱ🎉❤🙏🙏🙏😇

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi34232 ай бұрын

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawuna

  • @flimontsegay9828
    @flimontsegay98282 ай бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmanlna zhaweyy

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane69382 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ❤❤❤❤❤ ዋላ ኣነ ትገርመኒ ነገር እንተሎ እንታይ ስለ ዝሰምዑ ወይ እንታይ ስለ ዝረኣዩ ኢዮም ይገርመኒ እዩ. ኮይንና ጥራይ ሰባት ከነዕንቅፍ ኢና ንጎዪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቅሬ ይግበረልና ኣሜን 💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ft1xf9st2c
    @user-ft1xf9st2c2 ай бұрын

    ጽቡቅ በልካ ስልጣን ሓወይ ግን እንታይ ክብለካ ደለየ ናይ ኩሉ ተካታታሊ እየ ሳሕቲ ሳሕቲ ካ ወንጌል ስብከት ኣምጻልና ኣፍቲ ዘለካ ኣብላኽ ኣጸቢቁ ክባርከኻ ብጣዕሚ ወንጌል የድሌና ኣሎ ብዛዕባ መዝሙር እሞ ሰብ ዘዘድልዮ ይስማዕ እምበር ክንደይ ግዜ ንባዓል ሓውና በረከት ብዙሕ እዮም ዛሓልፉ ዘለው ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓሎም።

  • @user-yk7wp2nm3y

    @user-yk7wp2nm3y

    2 ай бұрын

    ሰላም።ሓወይ አስክ ክሓተኻ ናይ በርክት መዝሙር ብመንታይ ይጥቀም ኣነ ዝረኦ ንመዝሙር ክም፡ክራር አዩ ዝሃርሞ ሕጀ ብክመይ መልስልይ

  • @user-hu2ho8rf7b
    @user-hu2ho8rf7b2 ай бұрын

    ብሓቂ ዝሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 👏👏👏❤️❤️❤️

  • @user-hu2ho8rf7b

    @user-hu2ho8rf7b

    18 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase10972 ай бұрын

    Amen qale hiwet yesmaelna

  • @user-np7co9ko2b
    @user-np7co9ko2b2 ай бұрын

    ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመአልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ 😍🥰🥰✝️💒

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf2 ай бұрын

    እሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @cgcoolgamer149
    @cgcoolgamer1492 ай бұрын

    Bless you more and more❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @hillyehdooqo
    @hillyehdooqo2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና 👏👏👏

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x2 ай бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_

  • @ChUc-tx2oh
    @ChUc-tx2oh2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ምህረይ ወለላ❤

  • @f.t2484
    @f.t24842 ай бұрын

    ኣዳላዊ ኢኻ ናይ ብሓቂ፡ ምኽንያቱ ነታ በገና ብኸመይ ይሃርሙዋ ኣለዉ እስከ ረኣዮም፡ እንተ እቲ ኻልእ ግን ደሓን ከይረኣና ወይ ከይሰማዕና ካብኦም ክንቅበሎ ኣይንኽእልን፡ ካልእ ኣኺልካ ጥራይ ናይ ሰብ ጉድለት ክትፍትሽ ክትነብር፡ ካብዚ ወጺእካ ናይ ድሕነት ስበኽ ደፊረ ክኸዉን ይኽእል እየ ግን ሓቂ እዩ ይቅሬታ።

  • @user-yk7wp2nm3y

    @user-yk7wp2nm3y

    2 ай бұрын

    ኣነ ወን ክምዛ ናትኻ ሓሳብ ኣሎኒ ኣነ ውን ብዓይነይ ኣሎ፡ዝራኣክዎ ሕጀ ከኣ፡ሥልጣን፡ሓቂ ኢካ ትብል አሞ፡ብክምይ አዩ አዚ፡መዝሙር ሓቂ ዝኮነ ብክራርር ዶ ኣሎ፡አዩ መዝሙር አዚኣ ክትመልስለይ ተስፋ ይገብር

  • @selamselam7608
    @selamselam76082 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ብሩክ ሓወይ💜😍

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb2 ай бұрын

    Kale hiwet ysemana memhrey ruhus awedamet amen amen amen❤❤❤

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it2 ай бұрын

    ፈላመይቲ ባዕለይ😅 እንኳዕ ዳሕና መጻእኻ መምረይ😊 እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብጸሐና ደቂ ተዋህዶይ ካብ ውድቀትና የተስአና እግዚአብሔር አምላክ

  • @kidaneberhane6938

    @kidaneberhane6938

    2 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤

  • @user-tg3fn1gw4o
    @user-tg3fn1gw4o2 ай бұрын

    መምህረይ 🙏

  • @kidanekidane5345
    @kidanekidane53452 ай бұрын

    ቃል ሂወት ይስማዓልና

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube122 ай бұрын

    ሰላም ፍቁራተይ እንኳዓ ናብ ብርሃነ ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም 🙏 ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና🙏❤❤❤❤

  • @yohannesgebredingil2187
    @yohannesgebredingil21872 ай бұрын

    ብሓቂ ክቡር ሐውና መምህር ❤❤❤

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h2 ай бұрын

    ተባረኽ ❤❤❤❤

  • @FyoriHagos-xk4fn
    @FyoriHagos-xk4fn2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና❤

  • @ygfgh510
    @ygfgh5102 ай бұрын

    Amen

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf2 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @user-eu1wf7pp6n
    @user-eu1wf7pp6n2 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @user-ff1pm5bl1m
    @user-ff1pm5bl1m2 ай бұрын

    ስልጣነይ እታይሞ ክብለካ መግለጺ ሲኢነልካ ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ ኣምላክ ይባርካ 🙏🙏🙏🙏❤️

  • @yekidanemehretlegamen860
    @yekidanemehretlegamen8602 ай бұрын

    ስልጣን ሀወይ እግዚአብሔር አምላክ እድመን ጥእናን ይሀብካ

  • @agnesmeskel1399
    @agnesmeskel13992 ай бұрын

    Amzing ❤

  • @user-xs2ru6yv2m
    @user-xs2ru6yv2m2 ай бұрын

    Edme yihabka zihawey qale hiwet yesmana tebarek amen 🙏

  • @alganeshtesfaslassie1974
    @alganeshtesfaslassie19742 ай бұрын

    God bless u❤❤❤❤

  • @user-ol7oi7wd4j
    @user-ol7oi7wd4j2 ай бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mq3up5pm2p
    @user-mq3up5pm2p2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤

  • @MerhawiGebrehiwet-jn2ec
    @MerhawiGebrehiwet-jn2ec2 ай бұрын

    ❤ቃል ህይወት የስመዓልና❤

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z2 ай бұрын

    ቃለህወት ያስመዐልና❤🎉🎉

  • @habensavi271
    @habensavi2712 ай бұрын

    Amen sultan hawna

  • @efremmogos3372
    @efremmogos33722 ай бұрын

    Behakis des debel kenue temeherti, keyreana zeymefrad. Kalea hiwet yesmealna

  • @rishant9980
    @rishant99802 ай бұрын

    ሰላምታካ ይጥዐም ክቡር ሐውና እንቃዕ አብጻሐና

  • @selamselam7608
    @selamselam76082 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ፍትው ሓው😍

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem84862 ай бұрын

    Amenamenamen🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @Ostirch
    @Ostirch2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @hayahwwee
    @hayahwwee2 ай бұрын

    ❤❤❤🙏

  • @mulu-co5ko
    @mulu-co5ko2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-qv4zp1fm1n
    @user-qv4zp1fm1n2 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰አሜን🙏🙏🙏

  • @meazasemereab7296
    @meazasemereab72962 ай бұрын

    ❤❤❤❤Kale hiwet yasmalna ❤❤❤

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f2 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna n ahwatna mezmuran ka tsegu yebzhalom❤

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q2 ай бұрын

    Selam selam rehus beal aab zelenayo wegenatey....kmur memeherey enqua bselam mexekana....

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b2 ай бұрын

    ክርስቶስ ተንሠአ እመትን በአብይ ኃይል ወ ሥልጥስን አሰሮ ለሠይጣን አጋእዞ ለአዳም ሠላም እምእዜሰ ኮነ ፍሠኃ ወ ሠላም ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ💖 ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላኽ ልባም ስልጣነ ሓወይ 😘😘😘

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ዐጋ በረከቱ የብዘሐልካ ኽብር ሓውና ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብቀዐና ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ኩኑ❤🙏

  • @user-rj5hu9wx7j
    @user-rj5hu9wx7j2 ай бұрын

    Qale hiwet yesmeana zhawey egzabher fltetnka yesfhaio.

  • @Zemi-ei2xl
    @Zemi-ei2xl2 ай бұрын

    ብመጀመሪያ መምህር ስልጣን እንቋዕ ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጽሓና እናበልኩ ናብ ሪኢቶይ ክኣቱ እንተኾይነ መምህር ናይ ብሓቂ ኣብቲ ትገብሮ ናይ ቤተ/ክ/ያን ትምህርቲ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ጽቡቕ ኢኻ ትምህር ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ። ኣብቲ ናይ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ በበይና እኳ እንተኾና ትምርትኻ ግን ኩሉ ግዜ ብዘለዎ ኦርቶዶክሳውነቱ ደስ ኢዩ ዝብለኒ ጸግኡ የብዝሓልካ ክብለካ ይደሊ ፧ኣብዛ ናይ ዘመርቲ ጉዳይ ግን ሱልጣን ሓወይ ብዙሕ ሰብ ዘለለዮ ነገር ንዓኻ ከመይ ጌሩ ይሕብኣካ ንስኻ ከም መምህር ናይ ብዙሓት መጠን ናይ ብዙሓት ሕቶ ክሳብ ዝኾነ ብ መንፈስ መርሚርካ ንኣሕዋትና ዘመርቲ እውን ናብቲ ናይ ቀደም መዛሙሮም ንኽምለሱ ክትገብሮም ክትምዕዶም ኢዩ ድሌትና (ጸሎትና)። ስለዚ ስልጣን ሓወይ መዝሙሮም ፍኖተ ጽድቅ (ተሐድሶ) ናይ ኢትዮጽያ እውን ይጥቀምሉ ኢዮም ምኽንያቱ ሓደ ዓይነት ተማሳሳሊ ስለዝኾነ መዝሙሮም ግልጺ ኢዩ ዘይኦርቶዶክሳዊ ከምዝኾነ ስለዚ በጃኻ ንክርስቶስ ርአ ጸግዒ ወገን ኣይትኹን ንማዕተብካ መስክር።

  • @zianhalshehri6884
    @zianhalshehri68842 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile2 ай бұрын

    Memherey enqa be Selam mexaka qale hiwet yesmalna fetari 🙏💖💗

  • @aklasiagebregzy2462
    @aklasiagebregzy24622 ай бұрын

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt2 ай бұрын

    ❤❤

  • @Joseph-st7ze
    @Joseph-st7ze2 ай бұрын

    Amlak ybarika please n haki kuligizye kemzia gerka ketsilo

  • @uchchc5243
    @uchchc52432 ай бұрын

    🙏🙏🙏❤❤❤👏👏👏

  • @utsr5458
    @utsr54582 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @aaazzz3936
    @aaazzz39362 ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏⛪️

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ ግንሲ ብፁእ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ መናፍቅ ኢዮም ስለዝበሉና ከይረአናን ከይሰማዕናን ኣይነኣምንን ንስካ ዓገብ በሎም ንዝተባህልካዮ ባዕልካ ከይሰማዕካዮም ኣይትነቅፍን ዓገብ ኣይትብልን ብከመይ ዳኣ ምስናይ ቶማስ ኣተሓሒዝካያ ካም ቶማስ ንኩን ኢልካ ተደኒቅካላ ቶማስ ከይራኣኩ ኣይኣምንን ምባሉ ቅኑዕ ድዩ

  • @haleluyahaleluya8024

    @haleluyahaleluya8024

    2 ай бұрын

    Nay zigermene ka indhir bilina keyrana zeyniamin Tokina kurustos win iko ayranayin aryos kikihd win ayranayon ize ke kemey ena kingebro?

  • @user-ck2kx6ld1x

    @user-ck2kx6ld1x

    2 ай бұрын

    @@haleluyahaleluya8024 ኣቦካ ንኣዶካ ከጥንሳ ወይ ካብ ኣቦካን ኣደካን ካምዝተወለድካ ሪኢካ ድካ ኣቦካን ኣደካን ምኳኖም ፈሊጥካዮም?

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    2 ай бұрын

    ኣቦ ጎይታ ዘይ ክነስ ኣብ ብጻይካ ክንገብሮ ዘሎና ማለቱዩ ክቡር ሓወይ።

  • @fekarwedifekarat

    @fekarwedifekarat

    2 ай бұрын

    @@user-ck2kx6ld1xትግሪና ዶ ኣይኮንክን ትሰምዒ ንኣብነት አነ ሰብኣይ ተሊኪ ሰብኣይኪ ይሽርሞጥ ኣሎ ስለ ዝበሉኪ ንሰብኣይኪ ትፈትሕዮ ዲኪ ካብ ኣፉ ከይሰማዕኪ , ወይ ባዕልኪ ከየረጋገጽክዮ ተስፋ ይገብር መጨም ቅድም ስሚዒተይ ገቲኤ ክከታተሎ ክጅምር ክትብልኒ ። እዚ ሓዉና ከኣ ከምኡ እዩ ዝብል ዘሎ ገሊኦም ቀሺ ኮይኑ ነቲ መንግስቲ ተተቃዊምዎ መናፍቅ እዩ ናበሉ የዉርይሉ ኣብ ከምዚ ህሞት ብሽም መናፍ እዩ ኢሎሞ ኢልካ ደደሕሪ ሰብ ኣይቲኪዲ እዩ ዝብል ዘሎ ብናትኪ ጠመተ ቅድም መርምርዮ

  • @user-ck2kx6ld1x

    @user-ck2kx6ld1x

    2 ай бұрын

    @@fekarwedifekarat እሞ ምስናይ ቶማስ ብከመይ ኣቴሓሒዝካዮ ቶማስ ከይራኣየ ምእማኑ ቅኑዕ ድዩ ኢዩ ነይሩ ሕቶይ ንሕቶይ ከይተረዳእካ መሊስካለይ ብዝኮነ ትማሊ ደጊሙ ስለዝሜሃረና ተረዲአዮ ኢየ ሕቶይ ግን እቲ ንስካ ዝፃሓፍካዮ ኣይኮነን

  • @user-hf6dd2mr3o
    @user-hf6dd2mr3o2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mmmmm2701
    @mmmmm27012 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o2 ай бұрын

    ክርስቶስ ትንሳኤ ሙታን ብዓብይ ኃይለ ስልጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ÷ ሰላም እመእዜሰ .÷ኮነ ፈስሃ ወሰላም !!!& ብሓቂ ስልጣን በርተዐልና🙏😍🙏😍

  • @user-dy4iv5bk2l
    @user-dy4iv5bk2l2 ай бұрын

    Hawey nska wn wedi mahberom eika enber ab adisabeba keynom seb zfelalyu zelewu eiyom ezom sebat eziatom Enber abiyi mahaber alewom hki tekeynom abau zeyegelglu gn dhan

  • @gabigunners8073

    @gabigunners8073

    2 ай бұрын

    nay mntay mahber u eti nay abraha kasa dlayu zgebro sinodos zmerho dyu

Келесі