ከይትሓልፈኩም! ተጠንቀቑ ,ተጠንቀቑ!

Ойын-сауық

Пікірлер: 200

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.33522 ай бұрын

    ስልጣነይ እግዚአብሔር ክንጠፍእ ኣይሓደገናን ንዓካ ጅግና ወታደር ክርስቶስ ሂቢና እዩ ብሓቂ ❤❤❤❤

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t2 ай бұрын

    መምህረይ ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ ንኽፈልጥ ስለ zgeberkani🙏🏻

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሔልካ ይቅረታ ግበረለይ ንሳ ማርያም የብላ ንሱ እየሱስ የብሉ አዶን ወድን እዮ ዘብሎም ዘሎ አምላክ በታ ቅንዕትን ሓቀን ዘላታ መንገዲ ይምርሓና አሜን

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1s2 ай бұрын

    ከቢድ ዘመን ኦ ኣምላከይ ባዕልካ ሓልወና ሰብኣይ ነይሩሲ በጊዕ ጠፊኣቶ ናብ ጠንቛሊት ከይዱ ካብኡስ በጊዕካ ከመይ ዝበለት እያ መዓዝከ ጠፊኣ ኢላቶ ንሱዉን ባዕልኪ ትፈልጢ እምበር ኣይጠንቛሊት እንዲኪ ሃቢ ቅርሸይ ኣነ ይገድድ ናባኪ ዝመፅእ በላ ንብለኩም ልክዕ ከምዞም ናይ ዘመና መታለልቲ

  • @lichikiflom4740

    @lichikiflom4740

    2 ай бұрын

    😂

  • @user-xn5nt7mt5h

    @user-xn5nt7mt5h

    2 ай бұрын

    😂ብሓቂ😂

  • @user-xx8iv1cy5e

    @user-xx8iv1cy5e

    2 ай бұрын

    ይገርመኪ እዩ😅

  • @user-fw4vm8td1m
    @user-fw4vm8td1m2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃበልናፈጣሪ ጀግና ተባዕ መምህርና ነቲ ሰነፍ ትምህርቶም ኣብ ቅድሚት ኮይንካ ናሓነቕካ ብምግላፅካ ክትምስገን ይግባኣካ

  • @solianateame1197
    @solianateame11972 ай бұрын

    እዚግዮ ማሐረና ክሩሱቶስ ኣምላክ ብዓይኑ ሙሑሮቱ ይጠምተና ስልጣን ሐውና አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መፃካ ስልጣነይ ኣምባሳደር ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ደስስ ክብለካ ሎሚቅነ ኩሉግዜ ትመፀና ኣለካ ሙሉእ ይግበሮ መድሃኒኣለም ኣነሞ ክትጠፍእ ከለካ ሂወት የብለይን ይጭነቅ ይናፍቅ ይናደድ አረ ናብ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን እንሳለመሉ ግዜ ካምኣሕፀረልና🙏❤

  • @user-ty8sg4nm6u
    @user-ty8sg4nm6u2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤

  • @user-vl5jo7lk2k
    @user-vl5jo7lk2k2 ай бұрын

    ብሓቅ ቃለ ህወት ያስመዐልና ስልጣን ሓዉና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ አሜን ኣቤት ኣብዝ ኣለኹ ንግስት😂

  • @asoalasoal7642
    @asoalasoal76422 ай бұрын

    ኦ አምላክና ካብ ፍቃድካ አይተውፀአና ልቦና ሃበና አሜን ቃለ ሂወት የሰመአና

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ😢✝️🤲❤

  • @user-se7vt2nm4n
    @user-se7vt2nm4n2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf39292 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልኻ ክብር መምህረን አሜን/3🤲🙏❤

  • @GoodBirGood-bm3ek
    @GoodBirGood-bm3ek2 ай бұрын

    አሜን ፫ መምህር ስልጣን ሓወይ

  • @user-rh3ig3ig5k
    @user-rh3ig3ig5k2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna egziabheir amlak amen amen selitn hawey agoukei berti

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3kАй бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይን ሓወይን ሥልጣን♥️♥️♥️

  • @haragozana3340
    @haragozana33402 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ዐዓይነ ልቦና የብራሃልና

  • @LidyaYosef-kf8sj
    @LidyaYosef-kf8sj2 ай бұрын

    ብመጀመርታ ቃለ ሂወት የስማዓልና ቀጺለ ግን ኣነ ብጣዕሚ እየ ተዋህዶ ሃይማኖተይ ዝፈትዋ ግን ካኣ ብዛዕባኣ ወላሓንቲ ኣይፈልጥን እየ ስለዚ ካብ ሙስሊም መናፍቃን ኣምጺካ ትዛረብ ነቶም ዘይንፈልጥ ብዛዕባ እምነትና ምሃረና በጃካ ስልጣን🙏 ምሳይ ዝሳማማዕ ካኣ ድምጽኩም ሃቡ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ዘይምፍላጥና ስለዚ ካብ ሕጂ ነዞኦም ገዲፍካ ንነቶም ዘይንፈልጥ ኣፍልጠና ስልጣን ሓወይ 🙏🙏🙏🙏

  • @user-ln4mn1qu5k
    @user-ln4mn1qu5k2 ай бұрын

    amen amen amen kal hiwet yesmalna kubur memhrna

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን በሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና መምህረይ🎉❤

  • @user-qv4zp1fm1n
    @user-qv4zp1fm1n2 ай бұрын

    አሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡረይ ፀግኡ ያብዘሐልካ እግዛብሔር ኣምላኽ❤❤❤ ዓይነልቦናና ይኽፈተልና ብቅዱሳን መላእክቱ ይሓልወና❤❤❤❤❤❤

  • @selamtigray3173
    @selamtigray31732 ай бұрын

    kale hiwet yesmealna kbur memhrna tsegau yebzehelkum fetari🙏🙏🙏

  • @user-qx8pf4dl7y
    @user-qx8pf4dl7y2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዝእግዚአብሔር መስተዉዐል ልቦና ይሃቦም 😢😢😢

  • @user-qj7hc8px3k
    @user-qj7hc8px3k2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን💒❤

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዐልና ሰልጣነይዋ መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤

  • @user-tt3jd4bk3n
    @user-tt3jd4bk3nАй бұрын

    አግዛኣብሒር ረጂም ዕደመና ይሲጢና የኔ መልካም ሙመህረ

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጽቡቅ ትምህርቲ አግዚኣብሒር ጸግኡ የብዝሓልካ መምህረይ

  • @xhv5054
    @xhv50542 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ❤_

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret81882 ай бұрын

    Amen🙏🙏🙏 qale hiwet yesmolna kubur memhrna ❤❤❤

  • @user-lb4wn7sk6g
    @user-lb4wn7sk6g2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8c2 ай бұрын

    ተመሰግን ስል ኩሉ ነገር እንኳዕ ሰላም መጻእኻ መምህርይ ቃል ህይውት ያሰመዕልና❤❤❤❤

  • @user-hu2ho8rf7b
    @user-hu2ho8rf7b2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓና ስልጣን ሓውና 👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @BrhaneKolet
    @BrhaneKolet2 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes86532 ай бұрын

    Amen. Qual hiwot yesmaalna ❤

  • @user-md8pc3lw1o
    @user-md8pc3lw1o2 ай бұрын

    ቃልህይወት ያሰማልን ❤️ አሜን አሜን አሜን ❤️

  • @user-se7vt2nm4n
    @user-se7vt2nm4n2 ай бұрын

    እዚግዮ ኣምላኽ ምሐረቱ የወረደላ ብዓይኑ ሙሑርቱ የውርደልና ስልጣን ሐወይ ኣምላክ ጽጉኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ዕንቄ መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልካ 😍🥰😍😍

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኽውር ሓውና ስልጣን🙏😇🙏😇😍

  • @user-cn3ss6wx5s
    @user-cn3ss6wx5s2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣኒዋይ ልባም ሰብ ፣አየናይ ቃል ይገልፀካ ሔቅነትኻ ንአምላክ ዳኣም ንሰብ ከምዘይ ትፈርሕስ ታሐጉሰኒ አጆኻ ፣ብዙሓት አለዉ ዝነቅፍኻ እግዚአብሔር ይገስፆም እና ብጣዕሚ ዝግርም ግዚየ እዩ😢

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣምላኽ ቁዱሳን ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @HgehgUgeyhe
    @HgehgUgeyhe2 ай бұрын

    መምህርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ 👏👏👏

  • @solomonbereketeab7821
    @solomonbereketeab78212 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣዒንተ ልቦናና የብርሃልና። ቅኑዕ ካብቲ ዘይቅኑዕ ጽቡቕ ጌርካ ክትፋላልዮ ፈትን ድያቆን ሓወይ።

  • @fitawzerue8335
    @fitawzerue83352 ай бұрын

    Nay bhaqi zblwon zgebrwon ayfeltun eyom egziabihier mhret yewrdelom

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና💖💖

  • @Tigray122
    @Tigray1222 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ብሓቂ ዘሐዝን እዋን ብምሕረቱ ይጠምተና 💔🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12932 ай бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna memhrey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e2 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ ሰልጣን❤❤

  • @SemharHailu-uj5fq
    @SemharHailu-uj5fq2 ай бұрын

    qal hiwet yesmalna ✝️ memhrna xeguau yebzahalka egziabihar 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-yb2hk1ry6d
    @user-yb2hk1ry6d2 ай бұрын

    ናይ ሓውና መምህርና ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @user-dl3fr6jq8j
    @user-dl3fr6jq8j2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር መምህር

  • @user-gx6ue1jm8u
    @user-gx6ue1jm8u2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና

  • @user-zy6su7pb5f
    @user-zy6su7pb5f2 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna memhrey mearey❤

  • @user-yw5mq6ci9u
    @user-yw5mq6ci9u2 ай бұрын

    ኣምላኽ እዕዚዙ ይባርኽካ

  • @user-cc2ru6go3u
    @user-cc2ru6go3u2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃልህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤❤

  • @samiAlem-ih6lu
    @samiAlem-ih6lu2 ай бұрын

    ቃልሂወት የስምዓልና ዝሓወይ🙏🙏🙏

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk2 ай бұрын

    መምህርይ ኩሉ ጊዜ ተባዕ ❤❤❤

  • @ChUc-tx2oh
    @ChUc-tx2oh2 ай бұрын

    እንኳዕ ሰላም መጻእካ መምህረይ❤

  • @xggrccgg6880
    @xggrccgg68802 ай бұрын

    ቃል ህወት የሰመዕልና ሰላጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fq6if3zl4w
    @user-fq6if3zl4w2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ካብዚ ማሓረና ዓይነ ልበናኦም ይክፈተሎም

  • @user-cr1yp9ow6f
    @user-cr1yp9ow6f2 ай бұрын

    እሸይ መምህርና እግዛብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ🙏❤

  • @selamgoytom-dj4mb
    @selamgoytom-dj4mb2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ 🙏 አነ ዝገርመንስ ልዚኣቶም ልኽተል ሰብ

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z2 ай бұрын

    ቃለህወት ያስመዐልና ስልጣነይ❤ እግዚአብሔር አምላክ ይመልሶም

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ፈጣር ኣምላኬ ፀጉኡ የብዘሐልካ ❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህር❤😘😍

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና❤ካብ ሓሰውቲን ኣምሰሉታትን ሰባት ሰውረና😢

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    ኩሎ አመክሩ ወዘሠናየ አጽንኡ📖 ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ግን ሰዓቦ ጸጉኡ የብዝሕ መምህርና📖💙አዒንተ ልቦናና ይክፈተልና

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs2 ай бұрын

    Kale hiwet yesmelna🤩💝💖❤💛🤲🙏

  • @amlesettsegay8128
    @amlesettsegay81282 ай бұрын

    Haqka deyaqon hawey entay emo kengrber mis haswuty ena nnber zelna ❤❤❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና 🙏❤❤❤

  • @user-dp2kp9jh2i
    @user-dp2kp9jh2iАй бұрын

    qale hiwet yesmana zahawey marey❤❤❤

  • @FhFhf-uf4xj
    @FhFhf-uf4xj2 ай бұрын

    ሕቶ ብእነት ቃል ሕይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ያልውኻ ትምህርትኻ ብጣዕሚ እየ ድካታተሎ አብ ስዕድ ዓረብ ኸይነ ኢና ሕቶ አለና ትምልሰለይ ብትሕትና ያሓትት 1// ሓንቲ ጥንስቲ ትሰግድ ትኽእል ድያ ወይስ አረደአና 2// አብ መጸሓፍ ቅዱስና አብ ብሉይ ኪዳን ድበዝሕ ከይትበልዕ እዩ ዝብል አብ ሓድሽ ኪዳን ግን Matthew 15 ትግ - ማቴዎስ 11: ንሰብ እቲ ኻብ ኣፍ ዚወጽእ እዩ ዜርክሶ እምበር፡ እቲ ናብ ኣፍ ዚአቱስ ንሰብ ኣየርክሶን። ኢና ናይ ሓድሸን ናይ ቡሉይን ብከመይ ንኾዶ አረደአና ስልጣን ሓወይ❤

  • @selamgoytom-dj4mb

    @selamgoytom-dj4mb

    2 ай бұрын

    እሺ ቃለ ህይወት የስ መዕልና ክብርቲ ሓፍተይ ወይ ሓወይ ልበረኸት 1/ እወ ትሰግድ ትኽእል እያ ትፆም እውን ትኽእል እያ:: 2/ አብ ብሉይ ኪዳን ዝተኸልከለ ምግቢ ኣይነበረይ አብ ሓዱሽ ኪዳን ግን ድሕሪ ጎይታና መድሓኒና እየሱሰ ክርስቶስ ምምፅኡ ዝብላዕን ዘይብላዕን ኢሉ ፈልዩልና እዩ :: 3 / አብ ማቴዎስ 15_11 ዘሎ መልእኽቲ ብዛዕባ ብልዒ ክምህር ኢሉ ዘይኮነስ ነቶም ፈሪሳውያን ዝሓተትዎ መልሲ እዩ መሊሱሎም ማቴዎስ 15_1 ተተጋግየ ካብ ጌጋይ ኣርሙኒ ወስብሃት ለእግዚአብሔር🙏

  • @grmaneshalal4401

    @grmaneshalal4401

    2 ай бұрын

    ​​@@selamgoytom-dj4mbኣረ ኣሎ እዩ ዘይብላዕ አብ ብሉይ ኪዳን? ? ኦሪት ዘለዋውያን ምዕራፍ 11ኣንቢቢ አብ ሓዱሽ ኪዳን ኹሉ ዝተባረኸ እዩ ኣማዕቲብኻ በስመአብ ኢልኻ ትበልዕ ኢኻ ግን ኩሉ አብ ኦሪት ዘይብላዕ አብ ሓዱሽ ይብላዕዩ ማለት ኣይኮነነን ካብ ኦሪት ዝመፁ ሕግታት ኣሎው ጠቅሊሎም ዝተሓደገ ሕግታትውን ኣለው ዝተወሰኹዎም ሕግታትውን ኣለው

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos79812 ай бұрын

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና🙏❤

  • @user-bc8oi8tr7u
    @user-bc8oi8tr7u2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna kbur hawna ❤❤❤❤

  • @89946
    @899462 ай бұрын

    ብሓቂ ኩቡር መምህርና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @user-tf6sb7lv7f
    @user-tf6sb7lv7f2 ай бұрын

    እግዛቢሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዕና ❤❤❤❤

  • @AaAa-lx4dw
    @AaAa-lx4dw2 ай бұрын

    ቃል ሂወት ይስመዐልና🙏🙏🌷🌷

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti2 ай бұрын

    *_ብዓልካ ሓልወና ኣምላከይ ኣቤቱ ጌታየ ሆይ😢😢_*

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 ай бұрын

    ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ እግዚ ኦ ጎይታ ደገ ኣሎዮ ጨው ዘይብሉ ንግስቲ😂ኣበይ ኣለክያ ቱዙናገረሎኮ ቃንቃ ታእዩ

  • @user-xi7eh8fs3n
    @user-xi7eh8fs3n2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና

  • @tsigearaya4242
    @tsigearaya42422 ай бұрын

    🤲ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ✝️ጌጋ ይኽልኣለይ ደኣበር ኣቤልሲ እዝኑ ይተናክፍ ነሩ ገለ መስምዒ ገሩ ኔሩ መስለኒ ምክንያቱ ዓሰርተ ገዜ ዩ እዝኑ ዝክዑኳ ኔሩ ✝️ብዝኩነ ኣምላኽ መገዲ ይማን ይምልሶም ንዓና ክኣ ኣብ እምነትና የስንኣና ✝️ኣሜን🙏🙏ንዓኻ ድማ ሱልጣን ሓወባ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ ✝️😍 18:55

  • @rishant9980
    @rishant99802 ай бұрын

    ቃል (3)እሞላክ የስማዐና

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e2 ай бұрын

    ቃለ ኅይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐና👏♥️

  • @fiyorigilay1522
    @fiyorigilay15222 ай бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻካ መምህረይ

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael6052 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወትየስመዐልና ፀጉኡየብዘሐልካ መምህረይ ዝፈትወካ ካብ ሓሰዉቲ ነብያት ተጠንቀ ቁ ኣነ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ስልጣነይ ሽመይ ኣቡኡ ይፅነሐልካ ፀሎት ትገብር ሰበይቲሲ ብሓቂ ኣማኒት እያ ግን ገደማትዉን ትከይድ እያ ግን እቲ ኩሉ ኣብ ህይወትካ ዘሎ ትነግረካ ባዕላ ሐዚ እዙይስ ጠንቁልና ድዩ ወይስ ታይ ኩሉ የተሓሳስበኒ ክኮን ከ ይክእልዶ❤ ተገዲስካ መልሰለይ እስከ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ መታለልቲ ይሓልወና መድሃኒኣለም ኣቦይ 🙏✝️✅ ወይ ጉድ ክንደይ ህዝቢ እዩ ዘታልሉ ዘለዉ ብተለይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለኽን የሕዋተይ ካብዚ ኤፍሬም ዝበሃል ሰብን ካብዛ ሰበይቲ እዚኣን ክርሕካ ንሓግዘን ፈትየን ኣይኮናን እፍፍ 🥺🙏

  • @tsegeweyeniweledekiale6031
    @tsegeweyeniweledekiale60312 ай бұрын

    Behaki haweye natye kabezieme sebte ezieme amelake na yesewerena❤❤❤❤

  • @user-js3ww9jb4b
    @user-js3ww9jb4b2 ай бұрын

    ቃለሂወት ያሰማልን

  • @TttDdd-gi8dk
    @TttDdd-gi8dk2 ай бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር ከመይ አለኩም ምሰትውዓል ዘድልዮ እዋን እዩ እና ሓፍተይ አላ ንግስቲ ናዓአዶ ይከውን ስልጣን ሓወይ

  • @petrostesfaldet4482
    @petrostesfaldet44822 ай бұрын

    Mmhrey teba❤❤ agzabiher xegua yebzhalka ab xoletka zekrena

  • @SleepyMoon-bz6tz
    @SleepyMoon-bz6tz2 ай бұрын

    Qale hiwet yesmalna xegu yebzhalka sultan hawey ❤️❤️❤️. Hali luya antay malet eu?

  • @user-cq3tq7qp8g
    @user-cq3tq7qp8g2 ай бұрын

    አዝጋኣብሀር ምስ ኩላትና ኣመንቲ ይኩን

Келесі