Келесі
- 23:47
- 26 М.
- 17:04
- 4,7 М.
- 00:15
- 15 МЛН
- 9 күн бұрын
- 00:38
- 78 МЛН
- 15 күн бұрын
- 00:24
- 7 МЛН
- 15 күн бұрын
- 00:33
- 80 МЛН
- 8 күн бұрын
- 37:56
- 87 М.
- 10:48
- 1 М.
- 13:52
- 95 М.
- 1:00:59
- 23 М.
- 34:09
- 437 М.
- 18:09
- 21 М.
- 0:19
- 6 МЛН
- 0:36
- 2,5 МЛН
- 0:36
- 2,5 МЛН
- 0:14
- 6 МЛН
Пікірлер: 344
Ata hasewti yom eziom yeteratruni nerom hji gen 100% feliteyom aleku..amen amen 🙏...
@azebatesfay271
2 ай бұрын
Xga amlak mesaka yukn ashat free free menfes kudus child of God
ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ መምህረይ እውን ኣነስ ቡዙሕ እየ ዝማሃር ካባካ መናቃቅሕየይይ 👏👏👏
@ሰብእ
2 ай бұрын
አሜን አነለ
ውጹአ ጥንቁልና ኢንድዩ ምሓረና ክርስቶስ ካብ ከምዚኦም መታለልቲ ይሰውረና።
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓው ጹሑፍ ዩ ዝፍጸም ዘሎ ናይብሓቂ አምበር ከምዚ ጌሩ ዝደፍነና ዘሎኮ ጠፊኡና 😢😢😢 ልቦናና ይኽፈቶ ፈጣሪ
@fthawitnuwaye1293
2 ай бұрын
Bhaki😢😢😢
ኦ ኣምላኸይ ተመስገን ስለ ኹሉ ነገር ካብ መገድኻ ከይወጽእ ሓልወኒ ኣሜን❤
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum 🙏❤
መምህረይ❤እካዕ❤ብሰላም❤መፃእካ❤ናብ ልቦም ይምለሶም ኣንሕናለ ኣብ እምነትና የፅንዐና ንዘልኣለም ኣሜን
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ቃለሂወት የስምዓልና ስልጣን ሐዉና ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላአለም ትንበር አሜን አሜኤን አሜኤን
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ❤❤❤_
🤲🤲🤲 ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሰም🎉
ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልካ ፡ናይ ዚኣኦምስ ገሚቱ ዘይኮነስ ኣጽኑዕዎ ዝቀነየ ኢዩ ኣስማት ተጋግዩ 😢
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርይ😢✝️🤲❤
,,🙏🙏🙏ብመጀመርታ ቃል ናይ ህይወት የስመዓልና። ብምቅጻል ጽቡቅ ትምህርቲ አንድዩ ቀጽሎ ኢካ ፡ ነገር ግን ብዛዓባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንህዝቢ ዘጠራጥር ጥቅሲ ይኩን ምዕራፍ ደኣ መዓስ ክንመሃር ኢና ፡ ካብቲ ናትና ዘይተበርበረ ቅኑዕ ትምህርቲ ኣብ ናይ ካልኦት ቄናን ትምህርት ዘተኮርና ኮይኑ ተሰሚዑኒ , ጌጋ ትሃልየ ይቅሬታ ሓደራ ኣንብባ Keep going you are doing well and good brother
@harmonyplus84
2 ай бұрын
👍
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬ ወታደር ናይ ክርስቶስ ኣጀኻ ቀፅለሉ❤
BEJAKHA KOMEZEOME SEBAT AYTGEDSELOME KEBUR MEMEHER MEDENIHALEM MES KULATENA YEKUN AMEN AMEN AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna ❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን (3) አግዛኣቢሂር ጸግኡ የብዛሓልካ መምህረይ ንዐኦም ከኣ ናብ ልቦም ይምለሶም
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና❤❤ ኩብር ሓወይ
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ ኣቤቱ ኣምላኸይ ኣብ እምነትና ኣፅንዓና ✝️✅🙏
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርክ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
መምህረይ እምላክ ፅግኡ የብዘልካ❤❤❤
Amen amen amen Kal hiwet ysmalna❤❤❤
አሜን አሜን አሜን❤❤🎉🎉👏👏🙏🙏
መምህረይ አምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ❤❤
ቃለህይወት የስመዐና ኩቡር መምህር ሓዉና❤❤❤❤❤❤
እንካዓ ብሰላም መፃእኻ ዑንቂ መምህር ተዋህዶና🙏🙏 ኣምላኸ ልቦናኻ መመልሱ ይክፈተልኻ ኩቡሩ ሓወይ🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረእንኳዕ ብሰላም መፃኢካ አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ
Fetari xegieu yebzhalka slitan hawey egzieo amlak aboy nab libom ymlesom🙏😭🤲✝️
ኣጆካ ስልጣነይ ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ እመ ብርሃን ትደክፍካ❤❤
መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዕድመን ብጥዕናን የንብረልና እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዕኑቂ ተዋህዶና እግዚአብሔር አምላክ ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሥልጣንይ ናይ አግልግሎት ዘመነካ ይባርኸልካ አነስ መምህረይ ኩሉ ግዜ ናይኻ ትምህርት ሸር ሰለ ዝብል ውድያው ይዓጽዩኒ fbየይ😢
ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡር መምህረይ አግዝአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረክቱን ይብዘሕልካ 🙏🙏🙏
Amlak msaka ykun selamka yebzahayo kabaka xbuq tmhrti eye zmehar zeleku buzuh zeyfelto eika teflteni zeleka blbi eye zemesgneka eidmen teinan yhabka
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ መምህረይ እግዚኦ ዘብል ዩ ፈሺላቶም መሳኪን እግዚኣብሄር ልቦም ይኽፈተሎም
እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡር መምህሪና ፀጉኡ ያብዘሐልካ እግዛብሔር ኣምላኽና ❤❤❤ዓይነ ልቦናና ያብረሀልና እግዛብሔር ኣምላኽና😢😢😢
ናይ ብሓቂ ብሩክ መምህር ክጭነቅ ከለኩ ናትካ ተግሳጽ የ ዝርኢ ደስ ዝበል ዩ ዕድመን ጥዕናጨይሃብካ ፈጣሪ❤
Amen amen amen qale hiwet yesmalna seltene hawna❤❤❤
አሜን ፫❤❤❤
ናይ በሃቂ ቃል ሂወት የስምኣና ክቡር መምህር ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና
እንኻዕ ብሰላም መጻካ ስልጣን ሓውና❤ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ🌺✝️💗⛪️🌺ብሓቂ መስተውዓሊ ልቢ ይሃበና ፈጣሪ አምበር ናይ ለሙስ ንበኒ እዩ ኣብየት ኣምላኬ ብመንገደኻ ምረሐና😢😢
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ክቡር ሓዉና👏💖 ያሕዚና እግዚአብሔር ናብ ልቦናኦም ይምለሶም😢
ቧእ😢😢እህ ኣቦዬ ኣምላኬ ክንደይ ዲካ ለዋህ ኣነስ ናይ እግዚአብሔር ቸርነትኮ ዘይውዳእዩ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና ኣምላከይ👏👏
ቃል ህይወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር መምህረይ ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ፈጣሪ😭
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ❤❤❤
መምህር እንቆዕ ብሰላም መጻእካ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤ኣምላክ ብይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም ፈጣሪ ምሕረት የዎርደልና❤❤❤ ኣቤቱ ምሓረና ኣምላክና ❤❤❤
Amennnnn qal hiwetu yesmana haylu yebzhalka fetari kubur hawey❤❤❤❤❤❤❤❤
ኢንኮኢ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህርና ጥበብ ምስትውኣል ያኣድለና ኢግዝኣብሄር❤❤❤
እዚኣቶም ውዳሴ ከንቱ ዝፈትው ብከብዶምን ብዘብለጭልጭ ከንቱ ናይዛ ዓለም ተድላ ዝግዝኡ ንፋስ ኒየው ነጀው ዘብሎም ዘሎ ቤቶም ኣብ ሑጻ ዝሰረቱ ጽንዓት ዘይብሎም ሰባት እዮም። ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን። መምህር ስልጣን ድማ ፍቅሪ ናይ ኣብ፡ ምሕረት ናይ ወልድ፡ ጸጋ ናይ መንፈስቅዱስ፡ከም ዛራ ወሓዚ ማይ ኣብ ልዕሌኻ ይፍሰስ ኣሜን።
_ኣምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ መምህር_ *ቃለ ህይወት የስመዐልና_✝️♥️*
Amennn kale hiwet yesmalna 🙏
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ ❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒልበነኦም ይክፈተሎም😢
Amen Amen Amen Qal Hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏
ብሐቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና ❤❤❤
እግዝኦ ማሓረን ከም ሓጥያትና ዘይኾነ ብምሕረትኻ ዘክረና ኣምላኽ ልቦናና ኽፈተልና👏😥
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣን 🌿🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐ አምላክ👏👏👏
Egziabihar kabzi ysewrena Egziabihar xeguau yebzahalka neybahaqi yehezn eyu😢😢😢😢✝️♥️✝️🙏🙏🙏🙏🙏100%
Qale hiwet yesmolna 🙏🙏❤❤ amlak ayne lubenana ykfetelna
በሰም ኣቦን ወዱን እግዝዮ ማሓረና ኣቱም የሕዋተየ ነሰተዉዕል ምጸታት ዓለም ኣኺሉዩ እሞ ነስተዉዕል መገዲ እግዛኣቤሄር ንመልከት ከምቲ መጻሓፍ ቁዱሰ ዝበሎ ኩሉ ይትግበር ኣሎ ቀስ ብቀስ ኣምጻኣትካ ኣድሕነና እግዛኣቤሄር ኣቦይ መዳሓኒ እዛ ዓለም ብስም ኣዴኻ እግዝእቲነ ማርያም ማሓረና
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርይ🥰❤♥️
ሰልጣን ሓዎይ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ❤❤❤❤❤ናይ ክርስቶስ. ዎታደር. ኢካ❤❤❤❤ ጴንጠ. ከዓ እግዚአብሔር ላብ ልቦም ይመልሶም ኣነ ዝገርመኒ ላኣቶም ዝመርሑ ይገርም😢😢😢
ስልጣነይ ሰላምን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን
ስልጣነይይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤❤
ባሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክብሩ መምህሪና❤ምኽሪኻ አይፈለየና
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህር ይ ❤👏
God Bless You Amen Amen Amen.
አሜን ቃለ ሕይወትን ያስመዕልና
Kalehiwet yesmealna memhr Sultan .Egziabiher xegeu yebzehalka. Hzbina kinekh tgebro zeleka aberkto azyu abi eyu.
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር እንካዕ ዳሕና መፃኻ
ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡር ሓውና ሥልጣን❤❤
Qale hiwet ysmalna zehawey mareyy Egziabhier mhret yewrdlom
አንኳዕ ብሰላም መፃአካ ክቡር መምህርና ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና አግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡን በረከቱን የበዛሐለካ ክቡራት ኣሕዋትይ ናዓይ ንሓፍትኩም ሳብስክራይብ ግበረለይ ❤😘🙏
ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና በሓቂ ዘሐዝን መስትውዓል ይዓድለና ክንደየናይ እዩግን ልብና ተደፊኑ እንታይ እዩ ዘረድእ እዚ 😢
Amen❤
እግዚብሄር እድሜና ጤና ይስጥልን ትግርኛ አልችልም ግን አዳምጥህ አለሁ አንድ ቀን አውቃለሁ❤
እግዝአብሔር ይመስገን መምህረይ❤
🙏 🙏 🙏 kal hiwet yesemalen kubur memhr
Amen amen amen kale hiwet yesmealna Seltene hawey ❤❤
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም እንኳዕ አብፀሐኩም ንመላእ ኣርተደክስ ተዋህዶ እንኳዕ አብፀሐኩም እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ይክፈቶ😢
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ መምህረይ ❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረከሊኻ ፈጣሪ አምላክ❤❤❤
Qal hiwet yesmealna egzabhier🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፀግኡ የብዝሐልካ መምህረይ❤❤❤❤
🥰💜🌿👏✝️💒💞💞💞💞ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሀልካ😊
Hawey natey naka admen tinan yahabka fetari qal hiwet yesmaana Amlak baalu yqre ybelelom
Qale hiwet yesmealna egziabher memhrna ❤❤❤
ኦ ኣምላከይ ካብ ክፍእ ሰውረና ዓይነ ልቦናና ክፈተልና ❤❤
Ewyyyyyyyy Ajewjewwww nay benteee ygerim eyu 😢. Kal hiwet yesmalna!Thanks Sltan Hawna
Egziabiher xegue yebizihalika kubur hawey notom gega timiriti zemihiru zelewu kiaa zgebiriwo ayefelitun eyom emo yikire yibelelom ayine liboneom yikifetelom
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_
Hawna sltan amlak zeywdae xega yhabka edmen tenan yhabka
እግዛቢሄር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና🙏🙏🙏🙏🙏❤💛
Btaemi zehzn. May God bless more and more
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ
Ezy tnkola satnaelawe egzeabher kab kmzyom ysewrna rkust eyu ezy defarat ms tom kudusan nbyat egzeabher zkbom kwedaderu defret beal eyu sltan hawy ayne lbonana ykftlna kale hewt ysmealna amennnn3 😢😢😢😢😢😢😢