ሰብ ድዩ ብሓቂ?

Ойын-сауық

Пікірлер: 396

  • @user-lq7yf5pw2p
    @user-lq7yf5pw2p2 ай бұрын

    ናይ መጀመርታ ባዑለይ መን እዮ ድመምህሬይ ከም አኔ ብጎጎት ዚሕልዋ አብ ስደት ዘልኽ ሓፍትኻ ሕወተይ ብትምህርትኻ እዬ ትቃዬሩ ዑንቁ መምህሬይ እስክ ንመምህርና ትፍትዉ ብላይክ አሩኡይኑ❤❤

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    2 ай бұрын

    ኣነ እነአኹ ምንምኮ ሸምድደ ኣይሕዝን ግን ኹሉ ግዜ ስለ ዝሰምዖ ኹሉ ግዘ ደስታ ይስመዐን ክብረት ይሃበልና መምህረይ👏♥️

  • @HgehgUgeyhe

    @HgehgUgeyhe

    2 ай бұрын

    ዋላ ኣነ

  • @buucsbb8535

    @buucsbb8535

    2 ай бұрын

    አነውን አለኩ ብእውነት ዋላካ ሰምዐ አያተግብር ግን ደማ ተመስገን ፈጣር ንኩሉ ግዜ አለዎ ዩኡና ክብር መምህርናውን ናይ ህይወት ቃል ያስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና አሜን፫🤲🤲🤲

  • @SadSad-oo9vv

    @SadSad-oo9vv

    2 ай бұрын

    ዋላ ኣነ ✅ ዛሕገስኒ

  • @user-mb6cr9cb8z

    @user-mb6cr9cb8z

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube122 ай бұрын

    በስመ ስላሴ ብስም ቅዱስ ገብሪኤል ኣባቴ ኦ'ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🤲🙏ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ንኮን ዘለና አረ ናብ ልብና ንመለስ💔😭 ንእንስሳ ከተከስትን እኳ ስግፅ ይብለካ እዩ እንተ ሕጂ ግን ንርሰበርስና ክንቃተልን ንፈኻኸርን ንውዐል ኣለና 😢ኦ'ጎይታይ ምሕረትካ ላኣኸልና ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ርሑስ ብሰንኪ ሰብ ሽመት ንፁሁ ዜጋ ይሕረድ ኣሎ 💔😭በጃኩም ፀሎት ንግበር ናብ እግዚአብሄር ንመለስ🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @helentewelde3647
    @helentewelde36472 ай бұрын

    አነስ ዝመስለኒ ናብ አምላክ ምምላሰ ሰለ ዝአበና የሕሊፉ ሂቡና

  • @WediTesfay448
    @WediTesfay4482 ай бұрын

    ከም በዓል መምህር ስልጣን እዮም ዘድሉዩና ዘለዉ ክብረት ይሃበልና :ኣብ ስደት ዘለና መንፈስና ርግኣትን ሰላምን የብልናን ጸሎት ትዕግስቲ የድሌና ኣሎ 😊😊😊😊 ተስፉ ን ራኢን ዘየብሎም ሰብ ለኪሞም እዮም ዝጠፍኡ 😢😢😢😢😢😢

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf2 ай бұрын

    ለባመይ ዕድመን ጥዒናን ንዓክ መምህረይ❤❤❤

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot12902 ай бұрын

    Thanks for passing very educational teaching, qalehiwet yesmealna 🙏

  • @user-sm1fr2du4o
    @user-sm1fr2du4o2 ай бұрын

    😭😭😭😭hizibey bejakum xolot nigber egzabher selamu kewridelna 🙏🙏

  • @salamassalama1671
    @salamassalama16712 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ👏♥️🌿

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዕልና ኦ ጎይታይ ብምሕርትካ ይቅር በለልና 😢😢ኻብ ፈፅምቲ ዘመን ምኻን ማሓርና ኣምላኽ ቁዱሳን ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak mhretu yleakelna🙏✝️

  • @user-uh1ci2hm1f
    @user-uh1ci2hm1f2 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና ❤❤❤😢😢

  • @user-ym7vq8fi4t
    @user-ym7vq8fi4t2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ😥😥

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99352 ай бұрын

    መምህረይ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ዝሐወይ

  • @Tem560
    @Tem5602 ай бұрын

    ዙካራ ዘዋጣውጥ ዘሎ እኮ ኣሕዋቱ ኣብ ትግራይ ኣትዮም ኣደይ ዝደፈሩ ኣቦይ ዝረሸኑ እዮም ስለዚ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ እንታይ ክንፅበ ኣቱም ኣብ ፅንተትና ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ትቡሉና ዝነበርኩም ኣጆኩም እግዚአብሔር ባዕሉ ይፍረዶም ሕነ ምፍዳይ ትርፊ የብሉን ፅንዓት የሃብኩም ንመዋቲ ፈጣሪ ኣፍታ ዘይተሓልፍ መንግስቱ ይቀበሎ ምንም ኣበሳ ዘይብሉ ኣብ ስደት ብናፉቆት ስድራ ዝነብር ሰብ ምቅታል ስራሕ ኣራዊት እዩ

  • @teigeGhre
    @teigeGhre2 ай бұрын

    ኦ እግዚኣቢሄር ኣቦይ ደም የሕዋትና ብከንቱ ከይፈስስ ምሕረትካ ኣውርደልና በልና ይቕረ በለልና

  • @MulughetaHailu
    @MulughetaHailu2 ай бұрын

    Bless you, brother True true advice, if they listen

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme2 ай бұрын

    እዋይ😢 እምበርከ ሰባት ድዮም ታይ ዓይነት ኣተዓባብያ ድዮም ዓብዮም እንስሳ ኽሕረድ ኳ ንብዓት ቑፅርፅር ዝብለካስ ሰብ ንምሕራድ ተገቲሩ ኽዋራዘ ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ሓደራ እታ ከም ዓብይ ፀጋ ዝሃብካኒ ሕልናይ ዘልኣለም ኣምብረለይ ኦ ጎይታ ዓለም ተመስገን!

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    ክርስቶስ ተንሠአ እሙታን በአብይ ኃይለዎ ሥልጣን አሰሮ ለሠይጣን አጋእዞ ለአዳም ሠላም እምእዜሰ ኮነ ፈሠኃ ወሠላም ተመስገን💙ትንሣኤ ልቦና ይዓድለና አሜን😢😢

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b2 ай бұрын

    ትክክል ሰልጣነ ሓወይ ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ 💖💖💖

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k2 ай бұрын

    ብጣዓሚ ዝሕዝን እዩ ንሓዉና እግዚአብሄር ዕርፍቲ ነብሲ ይሃቦ😢😢😢😢

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    ኦ ጎይታይ ማዓረይ ባዕልኻበ ምረትኻ ልኣኸልና🤲💔

  • @danielhabte7100
    @danielhabte71002 ай бұрын

    በሓቂ ቃል ሂወት ይስመዓልና፡ እዚ ሰብ በታሒዝዋ ዘሎ ካራ ክጠፍእ ምካኑ ኢዩ። ናብ ልቡ ክምለስ ኣብ ፍርዲ ውን ግቡኡ ክረክብ ሓቢርና ንስራሕ።

  • @user-kp6jc1nk2t
    @user-kp6jc1nk2t2 ай бұрын

    ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ, ናይ ባሓቂ መምህር, ቆጽሎ በትምርትካ ከሬዑ

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky96132 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪🌴✝️🌿

  • @Hadas2109
    @Hadas21092 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ መምህረይ ,ኣሜን (3)

  • @user-se2tk1mp3y
    @user-se2tk1mp3y2 ай бұрын

    Amen (3) kal hiwet yesmelna😢🙏

  • @user-hb8rm2kr9z
    @user-hb8rm2kr9z2 ай бұрын

    መምህርየ እንኳእ ብደሃና መፃአካ❤❤

  • @selamtewelde9880
    @selamtewelde98802 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓል ና ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና

  • @asoalasoal7642
    @asoalasoal76422 ай бұрын

    kale hiwet yesmeana

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ixАй бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ የጠምተና😢 መምህረይ ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏🥰

  • @user-ln8vr6si2h
    @user-ln8vr6si2h2 ай бұрын

    Egzabiher ybarkka memhrey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet44952 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna nay agelglot zebenka ybarkelka amlak

  • @BaHRiEritrea
    @BaHRiEritrea2 ай бұрын

    ሕነ ምፍዳይ ናተይ እዩ ናባይ ግደፎ ይብል ቃል እቲ ልዑል ።

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና አምላክ ምሕረቱ የውርድልና በዓይኒ ምሕረቱ የጥመትና😢

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህረይ ሰልጣን❤❤ እና እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ፍቅር የዉርድልና ብሓቂ ሕማቅ ግዜ እዩ ዋ😢

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v2 ай бұрын

    ኣሜንንንንን❤❤❤❤❤❤ መምህረይይይ

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr9452 ай бұрын

    ለባመይ ዕድመን ጥዒናን ንዓክ መምህረይ😢😢😢😢

  • @adhanetzerehannes6937
    @adhanetzerehannes69372 ай бұрын

    ብሐቂ ናይ አበልን ቃኤሊን። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና

  • @fikadushimhalal9475
    @fikadushimhalal94752 ай бұрын

    Egziabhar amlak edme tena yhabka Kal hiwet yasemaln kbur hawuna ❤❤❤ nezi hawuna egziabhar amlak mhret yewurd

  • @rahwaweldetensae3972
    @rahwaweldetensae39722 ай бұрын

    GOd bless you brother 🙏

  • @Tigray122
    @Tigray1222 ай бұрын

    ብሓቂ ብምሕረቱ ይጠምተና እምበር ሰባት ኣይኮኑን 💔💔💔😭😭😭

  • @user-db4xt8qh9n
    @user-db4xt8qh9n2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣብ ሕጊ ጥራይ ዩ ክቀርብ ዘለዎ ዘይሰብ

  • @Gbre1996
    @Gbre19962 ай бұрын

    Thank you senay hawena you're the first person you speak about this horrible man. God blessed you 🙏 You're stand for the truth. Tomorrow is Sunday let see the Church leaders what they going to say. Are they going to speak up or they're going to support Ygdef or God???? If they're really love God and a good servant let see tomorrow? We would like to hear what they going to do. I feel sick this is the supporters behavior. It's so sad Eritrean culture can't be fixed is messy. World's knows us like a deaf and stupid and poor as we're. We left Eritrean because life. He should go back to where he comes from or to be locked in prison.

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife70732 ай бұрын

    Qal Hiwet Yesmealna 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🕯️🕯️🕯️

  • @PawlosTeklu
    @PawlosTeklu2 ай бұрын

    ሰለተነ ዲካ ትበሃል ዓገብ ክትብል ከለካ ጹቡቅ እንድዩ ግን ፈላሊካ ኣይትዛረብ እቶም ኮሎኦት ዝገብርዎ ዝውዕሉ ዘለዉ ኣይተዛረብካን ሰለ ተቃወምቲ ዝኮኑ ድዮም ኣፍካ ጥራይ ኣክብ ክቀትሉና ከለዉ ከኣ ተዛረብ ።

  • @MulerTigraweti

    @MulerTigraweti

    2 ай бұрын

    ሥልጣን እዩ ዝበሃል

  • @user-ol1gl9lu9l

    @user-ol1gl9lu9l

    2 ай бұрын

    Bhaqi etom qal amlak temhru zelekum xegei hizkum aytzarebu kalot win zmetu alewu sltan aweu aytezarebkan ms senay yqreta

  • @Blue_2024

    @Blue_2024

    2 ай бұрын

    Denkoro

  • @luwamnega6042

    @luwamnega6042

    2 ай бұрын

    Kemakum zkefa gbri zelewo Seb alodu teqawemti hlna zmelom om. Nskum endikum hzbna haridlum wedikumo zelkum

  • @mogeslovetv4818

    @mogeslovetv4818

    2 ай бұрын

    ደንቆሮ ከም ሃመማ ኣብኩሉ ጦብሎቅሎቅ ኣይትበል ኣብ ስደት ኮንካ ናጽነትካ ከተክብር የብልካን ክትብል እሞ ኣብ ስደት ኮንካ ከኣ ኤርትራዊ ኢየ ኣይትበል ኤርትራዊ ተኮንካ እምበር እካ ኣይትመስለንን ብኩሉ እንዲኩም ትመጹና ዘለኩም ደቂ ምይ ጠላሚት ኩሉኩም ኤርትራውያን ካብዚ ናይዚ ሰይጣናዊ ቻነል unsubscribe gberu wegenawi

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s2 ай бұрын

    ኩቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ❤ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና❤

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f2 ай бұрын

    Btami eu zehzen Egziabher mhret yewurdelu 😢

  • @MizanAbay-gw5pv
    @MizanAbay-gw5pv2 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ መምህረይ ❤❤❤🙏🙏

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak2 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ቁኑዕ ሓሳብ ስልጣን ሓውና

  • @SalemMoui
    @SalemMoui2 ай бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤ መስተዉዐል ልቦና ይዓድለና😢

  • @agnesmeskel1399
    @agnesmeskel13992 ай бұрын

    You're right 👍 this meni is not health

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q2 ай бұрын

    Selam selam enqua bselam mxekana kbur memeherey.... nkulatena amenti hezbe egziabhier rehus dagmay tensaie ygberelna.....tmrteka kulu gzie behanqeweta ina nxbeyo...ente ny lomi gen zeytenegre ember zyetegebre Yelen koynu.... egziabhier beayni mehretu ytemetena....mkeneyat sdetan nresealu gzie koynu....

  • @user-bf4nn2rv8e

    @user-bf4nn2rv8e

    2 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏

  • @HgehgUgeyhe
    @HgehgUgeyhe2 ай бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፅእካ መምህርይ

  • @larshans1044
    @larshans10442 ай бұрын

    ስልጣን ሓሳዊ ከማኻ ሰባኪ ወንጌል ምስአፍረና ነዚ ፈሪና ምክንያቱ ፈላላይ ሰባኺ ወንጌል ዳርጋ ዝሞተ እዩ መልእክቲ ኸልቢ ኢዩ እዚ ኻአ ። እዚ ፉቁር ሓውና ዲኻ ትብሎም ነቶም ንስኻ ብውሽጥኻ ጽቡቅ አለዉ ትብሎም ብልሳንካ ግን ትምድረሎም ። ክቡራት ይሕዋት እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ትብሉ ትኾኑ ብሓቂ ናይዚ ሓውና ዝገብሮን ዝብሎን ዘሎ አይትሸበሩ ፈጣሪ ባዕሉ ክበሖ እዩ ምኽንያቱ ንኹፋት ባዕልኻ ትጻረሮም ስለ ዝብል ቃሉ እዚ ኖንዶ ብፈጣሪ ብሰብ ከማን ፉንፉን ግብሪ እዩ ። ግን ናይ ስልጣን ሸቃጢ ቃል አምላኽ ግን ፈላላይ ንኽልተ ይሕዋት አይግድን ንገሊኦም ይሙጉሶም ንገሊኦም ይፈርዶም አብ ፈጣሪ ይኸሶም ብዛዕባ ክሲ ኩላትና ኩሱሳት ኢና ። ብግብርናን ብግብሪ ሓውናን ዓገብ ብዘይምባልና ። ስልጣን ግን እንታይ ተገብርኩ እየ ዝረብሕ ንመን ተሞጎስኹ ንመንከ ተኸሰስኩ እዚ ኻአ ገንዘብ ከርክበካ ይኽእል እዩ ግን አብ ቅድሚ ፈጣሪ ክብሪ አየውህብን እዩ ። ስልጣን ኩሉ ዝአቅርቦ ተዓዘብዎ ድሕሪ ኩኖታት ናይ ትግራይ ብቃል አምላኽ ምግሳጽን ዓገብ ምባልን ጽቡቅ ግን ብኸመይ ብጥቕሚ ብገጽ ርአይ አይግድን ነውሪ ብዙሕ ግዜ ተሌፎነይ ግዲፈ ምስ ስክጣን ክዛራረብ ግን ከምቲ ንሱ ዝብሎ አስቅጥ ትገብሮ ዘሎኻ ጽቡቅ እኳ እንተ ኾነ ግን አይግድን ።

  • @adhanomabrha3860

    @adhanomabrha3860

    2 ай бұрын

    Amselu zkone seb Eyu.

  • @user-hw7tz5sq2k

    @user-hw7tz5sq2k

    2 ай бұрын

    Seb gn kndey yahasm hmak nztezarbe gga mbal entay tegem alwo ntekumu eyu aytbel entkone dma hakn senayn tzribu tkmi entrekbu dma esey yrkb entayka himka fezaz😢

  • @samrigrezihr.3352

    @samrigrezihr.3352

    2 ай бұрын

    ፀረ ሰላም ዝኮንካ ሰብ እንታይ ሰለ ዝገበረ እዩ ካብኡ ከዓ ኣብ ፈጣሪ ክብሪ የብሉን ትብልስ ንስካ እካ ነቶም ገበርቲ ዓመፃ ትድግፍ ክንስካ ክብሪ ክትረክብ ትፅበ ኣለካ ደነዝ😡😔

  • @larshans1044

    @larshans1044

    2 ай бұрын

    @@samrigrezihr.3352 ሰላም ናይ እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ክቡር ሓወይ ሕጂውን ጸርፊ ኔው በሎ ተጋጌ አረዳአኒ ዝቀትል ነውሪ ሰፍ ዘልጵል ብሴፍ ይጠፍእ ሰባኺ ወንጌል ግን ጋሳጺ ብዘይ ገጽ ይኹን እዚ ዘይ ገበረ ክብሪ የብሉን ክብሩ ካብ ሰብ እዩ እዩ ቃለይ ሕጂውን ጸርፊ ኔው በሎ ርኸበኒ ወይ ርኸብኒ

  • @larshans1044

    @larshans1044

    2 ай бұрын

    @@user-hw7tz5sq2k ክብርቲ ሓፍተይ ወይ ሓወይ እቲ ሓሳባት ዝተረዳዳእና አይመስለንን ሕማቅ ዝገበረ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉ ክግሰጽ ክንገር ግን ግድን ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ። ግን ንገሊኡ ሙቁር ሓወይ ንገሊኡ ሸይጣን እንዳበልካ አይኮነን ነውሪ ሰባኪ ወንጌል ወይ መራሒ ሃይማኖት ብዘይ አድልዎ እየ ዝብል ዘሎኹ ብዝኾነ ዘይተረዳአና እንተሎ ንረዳዳእ ንራኸብ ብሩኽ መዓልቲ ።

  • @luwambahta2032
    @luwambahta20322 ай бұрын

    Thank you Sultan brother for speaking the truth👏🏾👏🏾👏🏾❤️❤️❤️

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q2 ай бұрын

    😭😭😭😭እዋይ ታይ ጉድ ኢና ንሰምዕ ዘለና ኦ ኣምላኽ 🤲 ካብ ሰብ መሲሎም ድያብሎሳት ስረሖም ኣድሕነና😢

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso74902 ай бұрын

    እንስሳ ዝፋቀርሉ ግዜ ዋይ እግዚኣብሔር እስቲ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና😢

  • @user-vs4pg5rj5r
    @user-vs4pg5rj5r2 ай бұрын

    ዘሕዝን ተዉልዲ ሓዉ ንሓዉ ዝጨኻኸነሉ ግዜ ዎ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ናብ ልብና ምለሰና ዘስተዉዕል ኣእምሮን ሕልናን ሃበና🙏🙏🙏💖😥

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዩ ዘፍርሕ እዝግዮ😭

  • @user-jv2tw9dq5c
    @user-jv2tw9dq5c2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ክቡር ሓውና ስልጣን።

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ልቢ ይሃቦም ሰጥ ኢሉ ናብርኡ ዘይገብር ኣቱም ሰባት ምስ ደጋፊ ምስ ተቃዋሚ ኣይንኹን ምስ ናብራና ጥራይ ንቃለስ

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ😊 ውይ በስም ኣብ ታይ ማዓቱ ምጭካኑ ሰብ ምዃኑ እምበር ረሲዑ😢 ኣምላኬ ሆይ ምሕረትካ ላኣኸልና ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ❤

  • @emebrhanchannel
    @emebrhanchannel2 ай бұрын

    ❤🎉❤😂🎉😂እግዝኣብሄር ኣዒንተ ልቦኑ ይክፈተሉ ካብ እንስሳ ሕልፍ ዝበለ ባህሪ ሒዝካ ካብ ምንባር እግዝኣብሄር ይባልሃና ዘመና ዘመነ ፍቅርን ሰላም ይግበረልና እግዝኣብሄር ኣምላክና ፍቁር ሓው ጸጋ እግዝኣብሄር ይብዝሓልካ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኩነታት በጺሕና ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብምሕረትካ ጠምተና ብምስትውዓልካ ኣንብረና🎉🎉🎉🎉

  • @ry8319
    @ry83192 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ❤❤❤_

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv2 ай бұрын

    ባሓቀመ እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃቦ መሕዘኒ

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h2 ай бұрын

    ተመስገን ንዓኻ ዝፈጠረልና ኩብር ሊቅ ሓዉና❤❤❤

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3p2 ай бұрын

    እግዝያብሔርይመስገን ዝሓወይ

  • @user-ob4tn4vz5r
    @user-ob4tn4vz5r2 ай бұрын

    ብሓቂ ልባም ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቦና ይዓድለና ሓጥያትና በዝሕዋ😢

  • @binikiros5804
    @binikiros58042 ай бұрын

    Nay behaki ❤❤

  • @trhastesfahannes7362
    @trhastesfahannes73622 ай бұрын

    besmamm wyyyyy amlak aboy mhret awrdelna

  • @FevenMhretab-tm8bh
    @FevenMhretab-tm8bh2 ай бұрын

    Agzabiher ayni lbona ykfetelna 🙏🙏🙏

  • @FetawitFetawit-wn8hm
    @FetawitFetawit-wn8hm2 ай бұрын

    ዓይነ ልቦና ያዓልና ፈጣሪ ክብር ሓወይ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😥😥😥😥

  • @user-gg7zk8ot4n
    @user-gg7zk8ot4n2 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ሓቂ ዘይፎቱ ህዝቢ

  • @nazrethmichael2332
    @nazrethmichael23322 ай бұрын

    Tikikle eka teblo zelka zehawena 👍👍👍👍

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይብካ መምህረይ❤

  • @user-cs3ks6rz6u
    @user-cs3ks6rz6u2 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኽ ምህረይ እዋይ ነጋ ታይ ከጋጥሞ ዘይፈለጠስ ካራ ሑዙየፈራርሕ ኣምላኽ መስተወዐል ያሃብኻ😢

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ልክልኩም አመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እንኳዕ ልዳግማይ ትንሣኤ አብፀሐኩም ዝተባረከን ዝተቀደሰነሰ ሰንበተ ክርስቲያን ይግበረልና

  • @user-ot2vb9im1h
    @user-ot2vb9im1h2 ай бұрын

    ኦ ኣምላከይ ናብ ልቦናና ምሐሰና ጎይታይ

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የሰመዐልና ክብርመምህረይ🤲 ብሓቀጨካናት እዬም ኣሕሕሕ 😢😢😢 🙏 ፈጣሪ ኣምላክ ልቦና ያሃቦ💔💔🤲

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረይ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😥❤❤❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq2 ай бұрын

    _በስምአብ እቤት ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና😢_

  • @kabbakabba4344
    @kabbakabba43442 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ብኻራን ብሴፍን ዝሕነ ግብዝ ንባዕሉ በቲ ዝሳሓሎ ካራ እዩ ዝጠፍእ ልዑል ፈጣሪ ፍርዱ ክህብ እዩ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ኣታ እዘሙ ቃፎ እዮም መምህሬይ ልባም ብናይ ኣሰመራ ቢሮ እዩ ዝግናሕ😢ንመዋት ፈጣሪ ኣብ የማኑ ይቀበሎ ንመላእ ቤተሰብ ከሙኡወን ደቂ መለይ ፅናዓት ያሃብኩም❤🙏

  • @eritrawieyeane

    @eritrawieyeane

    2 ай бұрын

    ርኩስ ኪድ መለይካ ኣብቶም ደቂ መለይካ ግበሮ ንስካን/ኪን ከማካትኩምን እዮም ሰብ ብምርሳን ደም ኣሕዋት ንክፈስስ ዘተባብዑ ዘለዉ

  • @user-bg5ck4mj9i

    @user-bg5ck4mj9i

    2 ай бұрын

    ​@@eritrawieyeaneቦግ በለ ባሃም😕

  • @user-fm9jr7ys1u
    @user-fm9jr7ys1u2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe33202 ай бұрын

    Amen

  • @NebytWered
    @NebytWered2 ай бұрын

    እዋይ ጸገም ኣንታ ኣምላኽ ኣቦይ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ♥️ ወይ ጉድ እንታይ ዝበለ ግዜ እዩ ደቀይ ኣምላኸይ ይቅር በለልና 😥🙏

  • @selamtigray3173
    @selamtigray31732 ай бұрын

    በስመ ኣብ ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ብሪኦስ ኣብ ሚድያ ወፂኡ ከምዚሉ ክዛረብ ክንደይ ይደፍር 🥺😭

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 ай бұрын

    መስትውዕሊ ዓይንን ልቦናን ይሃብና ፍጣሪ😢

  • @MizanAbay-gw5pv
    @MizanAbay-gw5pv2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hhkk5680
    @hhkk56802 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢ኣይ።ናኣምላክ።ኣሕዝናይ።😢ቃል።ሂወታ።ይስመዐና

  • @weinearag7gebreyesus770
    @weinearag7gebreyesus7702 ай бұрын

    👏👏👏👏👏👏

  • @TsaedaTesheme
    @TsaedaTesheme2 ай бұрын

    ወገነይ ወገንካ ሕማቅ ዘመን!! ሓው ንሓው ክሳዕ ክንድዚ ኢና ኣረሜንነት ወሪርና!! እግዚኦ ዘድልዮ እዋን'ዩ!!!😢😢

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs2 ай бұрын

    ❤❤❤😊😊😊

  • @Denbefethiapp0733
    @Denbefethiapp07332 ай бұрын

    ድያቆን መታዓቢቲ ገርሙና እኮ ንብሎ ከማን ጠፊና 😢

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7c2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ምህርና ❤❤ ኣምላክ መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና 😢😢

  • @user-gx6ue1jm8u
    @user-gx6ue1jm8u2 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @DawitIsaak-tb3xd
    @DawitIsaak-tb3xd2 ай бұрын

    👍👍👍🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes19782 ай бұрын

    እዝግዮ (3) ሰብ ኢልና ምስ ኣጋንንቲ ንነብር ኣሎና

  • @Abhakinnber5420
    @Abhakinnber54202 ай бұрын

    Eza nayzi wedi video krey keleku btami yhazn nebsey kemgele ygereni kab kemziom nay seb ftret zeyblom frhat egzabher zeyblom ufffffff 😢😢

Келесі