ኣነ ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ

Ойын-сауық

Пікірлер: 505

  • @user-bm5tb1ti3d
    @user-bm5tb1ti3d2 ай бұрын

    መምህረይ ቃል ሂወት የስመዐልና ንስኻ ትምህርትኻ ኣይተቃርጽ ንሳቶም ግና ልማዶም እዩ ስራሖም ምግናን እዩ ንምንቴይ ንገንዘቦም ኢሎም ንስብ ከካፉ ኡ እዮም ዝውዑሉ ኣይትገደስሉም ♥️

  • @user-rl9nz5gw6q

    @user-rl9nz5gw6q

    2 ай бұрын

    Ny behaqi

  • @ChUc-tx2oh

    @ChUc-tx2oh

    2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና❤

  • @buucsbb8535

    @buucsbb8535

    2 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @TsinatEyasu

    @TsinatEyasu

    2 ай бұрын

    Bhaki hawey enkae ayfeltkaya entay tarik alwa netom zzarebu gn aytsmayom❤❤

  • @helenbaryagabr9964
    @helenbaryagabr99642 ай бұрын

    እዞም ሰባኣይን ሰበይትን ዘምጽእዎ ክሕርቁነኒማዓትዩ ምኽንያቱ ዘይተባህለ ኢዮም ኣርእስቲ ዝጽሕፉ

  • @user-cg7is4sl6r

    @user-cg7is4sl6r

    2 ай бұрын

    ንምታይ ትካታተልዮሞ ዳኣ!

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    2 ай бұрын

    ​@@user-cg7is4sl6rስቅ በል ለኻብጥ ክንዲ ትእረሙ ስለምንታይ ደኣ ትከታተል ትብል ምስረኣይኹም ገዲፈምኹም ኮ።ኣነ ከማን ይርእየኩም ኔረ ዘይትረብሑ ምዃንኩም ምስረአኹ ገዲፈኩም 😮።

  • @user-cg7is4sl6r

    @user-cg7is4sl6r

    2 ай бұрын

    @@semharkahsay1946 እሞ ኣነ እኮ ኣይካታተሎምን ማዓረይ

  • @DenyTeam-ii7su

    @DenyTeam-ii7su

    2 ай бұрын

    ዋላ አነ ብጣዓሚ እዮም ዘናድድኒ ነይሩም ዳሓር ሳስክራይብ አልዒለ ካብ ይቲብይ አንጢረዮም ዓሪፈ 😒 ዘይተባሃለ ሃጠው ቀጠው ናበሉ እዮም ዝውዕሎ😣

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    2 ай бұрын

    @@user-cg7is4sl6r ኣነ ውን ኣይከታተለሙን የ ግን ንዖኦም ተጣበቅሎም ዘለኺ መሲልኒ ይቅሬታ ግበርለይ ጸሪፈኪ።

  • @user-md6ni8zn4j
    @user-md6ni8zn4j2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ስላጣነይ አይትገደሰሎም ንዝኦም ኩሉ ከም ባዕሎም ሰለ ዝመስሎም አዩ ልስሙ አማ ቅዱስ ቅሩባን ቀርቦም አዮም ተመርዕዮም ብዝከነ ምስትዋዓል የሃበና ❤

  • @samidrgh565
    @samidrgh5652 ай бұрын

    ❤❤❤ በሓቃ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤ኣብ ዓዲይ ዓረብይ ድየ ዘለኩ ግን ብናትካ ትምህርቲይ ብዝሕ ፈልጠ ብዝሕ ተማህረ እየ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ 😁 ከመይ ዉዕልኹም ስድራ ልዑል እግዝያብሔር 💒በብ ዘለኹሞ ሰላምኹም ይብዘሐለይ በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይ ስደትና የሕፅረልና👏🥰

  • @user-zg7mc9xb4s

    @user-zg7mc9xb4s

    2 ай бұрын

    ኣሜን❤❤❤

  • @RichMan-tc6wy

    @RichMan-tc6wy

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤

  • @Akheza-jt1zs

    @Akheza-jt1zs

    2 ай бұрын

    አሜን(3)💐💐👏👏ህያበይ

  • @BerihuleySultan

    @BerihuleySultan

    2 ай бұрын

    www.youtube.com/@BerihuleySultan?sub_confirmation=1

  • @user-jd8wn9lh3d

    @user-jd8wn9lh3d

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክብርተይ❤🙏❤

  • @illill5904
    @illill59042 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ የዘሐዝን ብእውነት😢እዚኦም ኣይትገደሰሎም እግዚኣብሔር ኣምላክና ይቅረ ዝብል ልቢ ይዓድለና ኣሜን/፫/

  • @user-yt7mz9xh7t
    @user-yt7mz9xh7t2 ай бұрын

    እንዃዕ በሰላም መፀካ ስልጣን ሓወይ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ በረከቱ የብዘልካ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @TseguAbrha
    @TseguAbrha2 ай бұрын

    ይገርም እዩ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢ኣጆካ ድኣ በርተዐልና መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋ የብዝሕ❤

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ብዛዕባ እዚኦም ኣይትገደሰሎም ማዕተብ ዘይብሎም ክርስትያን እና በሃልቲ እዮም

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32292 ай бұрын

    ብሓቂ ክቡር መምህር ብንሃትካ ትምህርቲ ቡዙሕ ፈሊጥና ቀፅለሉ ፀግኡ ይብዝሓልካ እግዚአብሔር ❤❤❤ እና ዘይምግዳስ እዚኦም ንገንዘብ እዩ ስርሖም 😢

  • @Hayat-qh9pe
    @Hayat-qh9pe2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐና መምህረይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ❤❤ ሰኽፍ ኣይበልካ እዙኡም ታይ እና ንቀርብ ጠቃሚ ድዩ ይምህር ድዩ ኣይብሉን እዮም ጥራሕ ብከመይ ቻነልና ንዐቢ እናበሉ ሕማቀን ጸብቁን እዩ ዘምጽኡ መስተወዐሊ ይሃበና እምበይ ንስሙስ ብቅዱስ ቅርባን እና ተመርዕና እዩም ዘብሉ ግን ናይ ክርስትያን ግብሪ የብልናን ግንድ ንቱ ጽብቅ ጽብቅ እዩ እናበልና ክንከድ ንቱ ጸብቅ ሕማቅ ንበሉ ይሕዝን እዩ ብኣፍ ዘኾነ ክርስትያንስ ብግብሪ ክርስትያን ክንኮን ኣምላከ እስራኤል ይደግፈና ።

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዓልና መምህር ስልጣነይ አጀኻ ብናትካን ብናይ መምህር ካሳሁን ትምህርት ብዝሕ ስብ ይቅየር አሎ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያህብኩም ከማኩሙ ዘበለ መምህራን ያብዘሐና👌👏💗

  • @SadSad-oo9vv

    @SadSad-oo9vv

    2 ай бұрын

    ✅ ክብረተይ

  • @adegoytayruftalbey2558

    @adegoytayruftalbey2558

    2 ай бұрын

    Entay elu mhiru dea wedey qeyru wegen hizu kzlf kemzi elomni axelimomni eba elu mnin kbl ember kkyr si ayreanayon ab social media mxraf mneeas mxlam ab kulu alo neeu ktmls gzieka aytetfe tekielka tmhrti mehar kbri betekrstyana glex belwo etom trekbwo

  • @user-cg7is4sl6r

    @user-cg7is4sl6r

    2 ай бұрын

    @@adegoytayruftalbey2558 ንስኻ/ኪ ብክፍእ ዓይኑ ስለ ትርኦ እዚ ናይ እግዚአብሔር ቃል ኣይርደአካን ብቅንዒና እንድሕር ርእኻዮ ግን ከምናይ መምህር ስልጣን ደስ ዝብል ትምህርት የለን። ንሓቂ ሓቂ ይብል ንሓሳት እውን ሓሳት ይብል ! ስለዚ ንስካ/ኪ ከም ደስ ዝበለኻ/ኪ ትምልከቶ መስልኻ/ኪ እየ። ማዓረይ

  • @herilove7188
    @herilove71882 ай бұрын

    ናይ ሐዚ ዘለና ወሎዶ እኮ ብጣዕሚ ኢና ነሐዝን 😢ደራፋይ እና ናይ ፊልሚ ኣክተራት ምፍላጥ ዓለም ዝተቃፃፀርናያ ዝመስለና መሳክን ፈጥረት ኢና 😥 ዝጠቅመና እስቲ ሰቅ ኢልና ንማሃር

  • @temie668
    @temie6682 ай бұрын

    ላግጽ ንግደፍ ንምሃር❤

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ንሓንቲ ዳራፊት ዘይፈለጥኻ ኢልኻ ምልጋፅ ኣይመደለዮምን ነይሩ ግን ኣይትገደሰሎም ክቡር መምህረይ ኣብ ቅንዕቲ መንገዲ ትእዛዝ እግዚአብሔር ይመርሐና🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ ብሓቂ ይሕዝኑካ እዞም የሕዋት ኣነስ ቅድም ይፈልጦም ኔረ ኣብ ቤተክርስትያን እዮም ቃልኪዳን ጌሮም ካልእ ይትረፍ እሞ እንታይ ገደሾም ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና 🥺🙏

  • @weldemchale
    @weldemchale2 ай бұрын

    Selam sultan kale hiwet yesmealna ezom klte sebat kabti haimanot teklilom wexyom sle zelew zbelu entebelu skfta aitgberelom abmntay hiwet kemzelew eko zeifeltu amlak mhret yewrdelemo.

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum 🙏 kemzio anet sebat aytgedeselom❤❤❤

  • @user-uh1ci2hm1f
    @user-uh1ci2hm1f2 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ❤🕊🙏

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief68072 ай бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna Egziabhier nay mstwal aemro yhabom 🙏

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ብሓቂ ክብር መምህርና ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአበሔር አምላክ አብ ዓዱ ያንብረኻ ብእውነት አሜን፫🤲😍❤❤❤❤❤ አቱም አሕዋተይ መዐንቀፍ አንኹን እት ክብር መምህርና ዝበሎ ሓቂ ዩኡ ድሓደ ተራሰብ ድራፋይ ግደታ ክፈልጦ ማለት አኮነይ ስለዝ ብእውነት ሰብ ቁምነገር እናትዛረበ አንላገጽ ምስ ይቅረታ 😓

  • @user-wf6he3nt4e
    @user-wf6he3nt4e2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ💚

  • @user-nc8xn5ph9d
    @user-nc8xn5ph9d2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩቡር መምህርና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር

  • @user-ty8sg4nm6u
    @user-ty8sg4nm6u2 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ❤❤

  • @user-zm7un6mn7b
    @user-zm7un6mn7b2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ስለኦም አይትገደሰሎም እቲ ቅንዑን ሓቅን ዝኮነ መንገዲ ሒዝካ ተጓዓዝ ኣምላክ ይሓግዝካ አሜን ፫❤

  • @user-jd9yc7oq3m
    @user-jd9yc7oq3m2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ብዝተረፈ እሶም ሰብ ከጸልሙ እዮም ዝውዕሉ ብፍላይ ኤርትራውያን ዘይ ገበርዎ ክልጥፍዎ ዝውዕሉ።

  • @muleredagahmus1518

    @muleredagahmus1518

    2 ай бұрын

    እንታይ ትገብር ኣለኻ ህግደፋዶ መንፍሳዊ ይክታተል እዪ ሸይጣዉንቲ እንዲኩም

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    2 ай бұрын

    ሓቅኻ ከጽልኡኻ ሓሜናት እዬም።

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    2 ай бұрын

    ​@@muleredagahmus1518 ዋላ ኣነስ ህግደፍ መንፈሳዊ ዝማሃሩ ኣይመስለንን ማርያምን፡

  • @muleredagahmus1518

    @muleredagahmus1518

    2 ай бұрын

    @@dsegtjioojgvvfv ደመ ሰብ ዝናፍቁ ጭካናት እንደዮ

  • @Meronkahsay1

    @Meronkahsay1

    2 ай бұрын

    ​@@dsegtjioojgvvfvዓሪፍኩም ተመሃሩ ኣብቲ ካልእ ትርብሹና ይኣኽለኩም😔

  • @goggo5414
    @goggo54142 ай бұрын

    💒✝️🙏🙏🙏አሜን አሜን አሜን 💒✝️🙏🙏

  • @arondebesay5954
    @arondebesay59542 ай бұрын

    ብዘይ ጠቅሙ ማሕጋጻት ስክፍ ኣይበልካ መምህረይ ብከመይ ገንዘቦም የእትዉ እንበር ካልእ ዕላማ የብለሙን፡ቃል ሂወት የስመዓልና።

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ነዚኦም ኣይትገደሰሎም ስቅ ኢሎም እዬም ተኪኢልካ ኣብ ፀሎትካ ዘክሮም የሕዝኑ

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ዚኦም ሲኢሎም እዮም ኣይትገደሰሎም ምክንዮቱ ንሳቶም ኣብኡ ስለ ዝውዕሉ እዮም ንስካ ግን ኣይትፈልጣን ምክንያቱ ደርፊ ስለ ዘይትካታተል እዩ ትነገር ሕጂ ኣነ ልባዕለይ ኣይፈልጣን ምክንያቱ ስለ ዘይካታተላ ኣሕዋተይ ኣስተ ውዕልና ንዛረብ ሰብ ኣይኖጉሂ ፒሊስ ሓሶት ላግፂ ግደፉ ይኣክለና ናብ ኣምላክ ንመለስስ

  • @user-qk8dt6nd7q
    @user-qk8dt6nd7q2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃል ሂወት ቃል ሰናይ ይስመዕና 🙏🙏🙏

  • @swswiy9610
    @swswiy96102 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ናዓናውን መስተውዓል ያዓድለና

  • @AsefuNhesu
    @AsefuNhesu2 ай бұрын

    ብሓቃ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲 እግዚኣብሄር መስተዉዐሊ ልቦና ይሃበና😢😢

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ኣነስ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ልሱሙማ ብቅዱስ ቅሩባን እዮምኮ ተመርዕዮም ገን ኣብ ላግፂ እዮምኮ ዝውዕሉ ትዘምፅእዎ ካኣ ዋላ ሓቲ ትምህርቲ ዘየብሉ ንፍቅሪ ዘይሰብኩ ሓዚነ😢😢😢😢

  • @asmeromghide2574
    @asmeromghide25742 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህር ነዚኣቶም ኣይተስተብህለሎም ኣመሎምዩ ናቶም ሰሪሖም ኣይፈልጡን።ካልኦት ዝሰርሕዎን ዝደኸምሉን ጨራሪሞም የባጭዉን የናእሱን፡ንሱ ዩ ክእለቶም ።

  • @user-bi1bp3qb1n
    @user-bi1bp3qb1n2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤ አሕዋተይ ነሰተዉዕል መዓዝ ኮን እዩ ክርደአና

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf2 ай бұрын

    Amen amen amen memuhrey kal huwet yesmaluna hawina

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዕደመ ጥዕና ይሃበካ አይትገደስለም ንሳተም ንጥቅመም ዝስሪሕዋ እዩ

  • @VanaVanaa-qn4nw
    @VanaVanaa-qn4nw2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ታይ እስከ ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን ብጣዕሚ እዮም ዘፅሉኡኒ ምን ዝፍልጥዎ የብሎምን

  • @user-pk7ek9px8s
    @user-pk7ek9px8s2 ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ትምህርትካ ቀፅል እዚኦም ሓቀኛ ትምህርቲ ስለ ዝማሃርካና እዮም ሓዚኖም ❤❤❤

  • @Desualnami-vt4nh
    @Desualnami-vt4nh2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና ንዓና ውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናን ይክፈተልና ንዖም ውን ኣይትገደሰሎም🎉

  • @user-ri1gf9ri9g
    @user-ri1gf9ri9g2 ай бұрын

    amen kale hiwet yesmewna memhrey eziom arariom amtsiom meblie ygebruwo alewu youtube resehat

  • @yordanostnsae3599
    @yordanostnsae35992 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna memhrey 🙏 egzabher amlak mstiwal yhabom btaemi eu zehzin srhom 😢

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael6052 ай бұрын

    ሰላም ክቡር መምህር ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰብ ብዘይ ምፍላጦም እዮም ዝኮኑ ኣይትሓዞም ንመስሓቂ ገለ እዮም ዝጥቀሙ እግዚአብሔር ኣምላክና ክገርፍዎን ክሰቅሉዎን ከለዉዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅረ በለሎም ኢሉ ስለ ክቡሩ እግዚአብሔር ኣምላክና ይክበር ይመስገን እና ቃፅለሉ ዝሓወይ ናይ ቡዙሓት ተከታሊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንደየናይ ንሰብ ከምትምለስዝሓወይ ቃፅለሉ❤❤❤

  • @user-mo9up4pu4w
    @user-mo9up4pu4w2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-ze3pd3xc9o
    @user-ze3pd3xc9o10 күн бұрын

    ቃል ኣምላክ የስምዓልና ስልጣን

  • @brllabay3842
    @brllabay38422 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤ እግዚአብሔር አምላክ መስተዋዓሊ ልቦና ይሃበና😢

  • @gjghgjg3983
    @gjghgjg39832 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ❤❤ እወ ስብአይን ሰበይትን እዮም😢

  • @ofifus6514
    @ofifus65142 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዐልና ክብር መምህርና

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF2 ай бұрын

    ኣሜን❤️🙏🙏🙏

  • @user-np6ud3ej3j
    @user-np6ud3ej3j2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ✝️❤👏 ንስሙስ ዋላ ንስም ውን ክርስቲያን ኢና ባሃልቲ እዩም ኣይትገደሰሎም ብዘለካዮ ቀፅል እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤👏

  • @titigezaei138
    @titigezaei1382 ай бұрын

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Ysmealna Kbur Hawna

  • @Gebregiorgis27
    @Gebregiorgis272 ай бұрын

    እግዝኣብሄር ዓይነ ልቦኖም የብራሃሎም። ፈሎው ክረክቡ አሎም ዘይከዉን ኣረኣእስቲ ሂቦሞ ። ትርጉም ሓቀኛ መንፈሳዊ ሂወት ስለ ዘይተረደኦም አዮም።እምበር ደርፍቲ ምፍላጥ ወይ ደርፊ ምስማዕ ኻብ እግዝኣብሄር ምርሓቅ ማለት አዩ።ይቅረታ ክሃቱ ተስፋ ንገብር። ቓለ ሂወት የስማልና።

  • @wegahtaw
    @wegahtaw2 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna kubur sultan hawey aytgedeselom Nmntay kemziom zbelu sebat gize thbom.Edmen teanan yhabka nay agolgulotka zemenka ybarek tmhrtika btaemi xubuk u kexilo.

  • @GenetYo
    @GenetYo2 ай бұрын

    ❤❤ክቡር ሓውና ዓለም ን ጎይታ ዘይተቀበለት ነቶም ብመገዱ ዝክተሉ ክትቅበሎም ዘይሕሰብ ኡ ሞ ንስካ ትምህርትካ ቀጽል ዕድመን ትዕናን ይሃብካ ሓውና❤❤❤

  • @user-sm7qf9px3h
    @user-sm7qf9px3h2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-yk4cp4yp5x
    @user-yk4cp4yp5x2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ከብር መምህረይ✝️🤲 ፈጣሪ ልቦና ያሃቦም😢😢🙏

  • @user-dj1bi6ml7o
    @user-dj1bi6ml7o2 ай бұрын

    መምህረይ ቃለሰናይ የስመኣልና መስተዋዓሊ ልቢ ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @amanuel5687
    @amanuel56872 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤

  • @weinizerea8791
    @weinizerea87912 ай бұрын

    Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena kubur memhrina einkae bselam mexaka ❤❤❤

  • @user-zv9rr2vr2y
    @user-zv9rr2vr2y5 күн бұрын

    እግዛሃብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣጆኻ ሓወይ ⛪🙏👏

  • @user-ym7vq8fi4t
    @user-ym7vq8fi4t2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤️💚🥰

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v2 ай бұрын

    መምህረይ ፀጋው ያብዘሐልካ ወለላይ❤❤❤💋❤

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y2 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ በርኩቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልዋልና ፈጣሪ 🙏

  • @xhv5054
    @xhv50542 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ❤_

  • @wskn7283
    @wskn72832 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኢ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ሰልጣን ❤🎉 ንሳቶም ደኣ ስብኣይ ሰበይቲ እዮም እንበር ብፍቃድ እግዚኣብሄር ብተክሊል እንበር ተመርዕዮ ዋ ኣይትገደሰሎም ክቡር ሓወይ ❤🎉

  • @bhi8499
    @bhi84992 ай бұрын

    በሓቂ ቃል ህይወት ያሰማልን 💖💚🦋😘😘😘😍🙏

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya38312 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ እሞ ግዴታ ድዩ ንሚለን ሃይሉ ክንፈልጣ ኣነ ንባዕለይ ኣይ ፈልጣን ታይ ይምልከቶም ንፍለጣ ኣይንፍለጣ

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር አጀካ ዋለ ኣነ ኣይጸለጣን ብሱሩ ሪአየ አይፈለጥን እንታይ ኣጀንዳ ሲኢንም እዩም ቀፅለሉ ዝሓወይ❤

  • @HelenAsefaw-wo7yn
    @HelenAsefaw-wo7yn2 ай бұрын

    ድፍረት አንታይ ተባሂሉ ኣይሰምዕን ኣበይ ከም ዚወድቕና ኢዩ ዝሕብር፡ አምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ❤

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7v2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉❤❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን💕🙏💕🥰

  • @YoditHaileab-jk8pq
    @YoditHaileab-jk8pq2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ክብር መምህረይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ፈጣሪ ቀጽሎ በርትዕ ከማኻ ክንከውን ፈጣሪ ይሓግዘና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🕊❤

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw83632 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና 👏👏👏 ሊሓቂ ሊኽተሊዋ ዊሕዳት እዮም የትገደሸሎም

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h2 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-no5zy6wi7t
    @user-no5zy6wi7t2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣነይ ብሓቂ ሰብ ጠፊኡ እዩ ዘሎ ብደርፊ😢 ቀፅለሉ ስልጣነይ ብሓቂ ሰባኪ ወንጌል ወታደር እግዚኣብሔር ንሓቂ ትቀውም ፀጉኡ የብዝሐልካ ❤❤❤

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9z2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሐልካ ቅኑዕ መንገዲ ስለ ዝሓዝካ እዩ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-np7co9ko2b
    @user-np7co9ko2b2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይይ😊❤❤❤

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z2 ай бұрын

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ሰልጣን ሓውይ ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሐልካ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ዝሓወይ ብጣዓሚ እና እንፈትወካ አብ ሰደት ዘለና ኣሕዋተይ 💞💞💞_ _ንኩላትና መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና ኣይተገደሰሎም ንቶም ከምዘይ ዝበሉ ኣሕዋተይ እቶም ኣሕዋተይ እቲ ትዛረብዎ ዘለኪም ብቅዱሰ ቃል እግዚአብሔር ኣምላኽና ኣይንቀልድ በጃኹም😢_

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq2 ай бұрын

    ብሓቃ ቂል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና😘🙏

  • @user-br7vl7xl1v
    @user-br7vl7xl1v2 ай бұрын

    Thanks! ክቡር ሓው ኣዞም ጽምዲ ቅድሚ ሕጂውን ዝሓሰውዎ ኣሎ ገንዘብ ን ሰብን ክበዝሓሎም ኣጆኻ ኩሉ ትግራዋይ ሓደ ኣይኮነን ጥዑይ ኣሎ ክፏኣት ከምዚኦምውን ኣለዉ

  • @terhas4842
    @terhas48422 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ’የ ዘሕዝን ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና🙏🙏❤❤❤❤

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.33522 ай бұрын

    መምህረይ ኣሽባይ ዶ ንስካ ምዓልካ ኣብ መንፈሳዊ ንሕና ኣነ ብወገነይ ኩሉ እናሓዋወስኩ ዝነብር እካ ኣይፈልጣን እየ እዙይ ከዓ ሓጥያት የብሉን ግድን ፍለጥዋ ኣይኮነን

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme2 ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ ካለ ሂወት የስምዐልና ፡፡ ቀፂለ ብዛዕባ እዞም ዩቱበራት ግን ንገንዘብ ኢሎም ዘይገብርዎን ዘይዛረብዎን የለን ኣይትሓዘሎም ወዮ ዘይርአ ኾይኑ እምበር ብዙሕ ዩ ዘሎ ❤

  • @goggo5414
    @goggo54142 ай бұрын

    ሰልጣን ሓወይ አይትገደሰላም ጥራይ ቀፅለለ ✝️💒🙏🙏🙏

  • @mhretmh4698

    @mhretmh4698

    2 ай бұрын

    ❤❤❤💖💖💖🙏🙏🙏🌿🌿🌹🌹🌹🌿🌿🌿

  • @user-is8xf1oz9o
    @user-is8xf1oz9o2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣነ ቡዙሕ እየ ተማሂረ ✝️💒✝️🙏

  • @AAAA-tn1ny
    @AAAA-tn1ny2 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት ይስመአልና መምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h2 ай бұрын

    መምህረይ ኣይተገደሰሎም ንሕና ደቂ ሰባት ኣመልና ኣይካኣልን ቃ ል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ❤

  • @fdg761
    @fdg7612 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ስልጣን ሓወይ ይቅር ንስኻስ ኣነ እውን እቶም ደረፍቲ ኣይፈልጦምንዋ ኣይትገደሰሎም ❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 ай бұрын

    መምህረይ እኳዕ ብዳሓን መፃኻ አነውን አይፈልጣን ምልየን ሃይሉ ዘይምፍላጠይ ግን ወንጀል አይኾነይ

  • @komaistekle4512
    @komaistekle45122 ай бұрын

    መምህረይ ንከምዚ ቦታ ኣይትሃብ እግዝአብሔር ልቦና ይሃበና ብሓቂ😢

  • @user-ww1yu8hm9q
    @user-ww1yu8hm9q2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ

  • @zenewualema3302
    @zenewualema33022 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህረይ ሰልጣን ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ድሓን ኩሉ ነገር ሸልል እናበልካ እዩ እንበር ናይ ደቂ ሰባት ተግባር ድኣ ክንደይ እድዩ እግዚአብሔር አምላክ መሰተዋዓሊ ልቦና ይሃበና አምላከ ቅዱሳን እንበር 😢❤❤❤❤❤❤❤ ን ኣብ ቲዮብ ላይክ ሸር ክንረክብ ኢልና ሰብ ነፅልም ዘለና መጀመርያ ቅድሚ ኩሉ ነገር ፍርሃት እግዚአብሔር አምላክ ነቀድም ወገናተይ በጃኩም 😢❤❤🎉

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4oАй бұрын

    ብሐቂ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩኸይ ልቦና ይሀቦም❤😢😢

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓወይ✝️💒🙏❤

Келесі