እንቋዕ ነዚ ኣርኣየካ! እስኪ ብጽሞና ስምዕዎ!

Ойын-сауық

Пікірлер: 288

  • @godolyastube4733
    @godolyastube47332 ай бұрын

    ኦ ፍቁራን አባግዓ ክርስቶስ! መኣረምታ! ጽንሰቱ 27 መጋቢት ዝበልክዋ ዳህጸ ልሳን ኢያ፡ ብ29 መጋቢት ትተኣረም

  • @MmN-vi1yy

    @MmN-vi1yy

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DenyTeam-ii7su

    @DenyTeam-ii7su

    2 ай бұрын

    እሽኒ ስልጣነይ❤

  • @user-kf1xp8dg5e

    @user-kf1xp8dg5e

    2 ай бұрын

    እሺኒ ስልጣነይ ወታደር ክርስቶስ🙏❤

  • @LuwamTekle-nm9jc

    @LuwamTekle-nm9jc

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    2 ай бұрын

    እሽኒ ክብረት ይሃበልና ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ👏😘

  • @user-gb9gw9up6p
    @user-gb9gw9up6p2 ай бұрын

    ቃደመይቲ ባዕለይ እስቲ #ላይክ ሃቡኒ♥️ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ #ስልጣነይ✝️♥️🙏

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    መምህሬ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሰልጣን ክባሃል ከሎ ዘንቀጣቀጡምኮ ኣለዉ እዮም መዲሓንት ፀረ ክርስቶ ዕድመ ያሃበሊና❤🙏

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst52182 ай бұрын

    እንቃዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጽሓና ተከተልቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት።ቐጺለ ስልጣን ሓውና እዞም ከም ጲርጥሮስ ብማዕዶ ዝገልጽዋ ንቤተክርስትያን ከምቲ ዝበልካዮ ጽቡቅ ገይሮም ከይፈለጥዋ ብቶኻሉ ስለዝተመንዝዑ ኢዮም ፈትዮም ኣይኮኑን።ተመሊሶም ከየስተማቅርዋን ጣዕማ ከይካፈሉን ድማ እቲ ናይ ድያብሎስ ባህሪ ትዕቢት ስለዝወረሶም በረከታ ኣይክካፈልዋን ኢዮም እቲ ኩሉ ዝክእል ፈጣሪ ግን ሓደ'ኻ ክጠፍእ ስለዘይደሊ ብፍቅሩ ናብ መንገዱ ይስሓቦም ኣሜን ኣሜን።

  • @teklesibhatu3879
    @teklesibhatu38792 ай бұрын

    ስልጣን ሓውና ኣብ ዝብላዕ ግዜ እኮ ይኣምኑ እዮም

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    ክርስቶስ ተንሠአ እሙታን በኣብይ ኃይል ወሥልጣን አሰሮ ለሠይጣን አጋእዞ ለአዳም ሠላም እምዜሠ ኮነ ፍሠኃ ወሠላም ተመስገን 🤲 እንኳዕ ሰላም መፃእካ ሓውና ሥልጣን ጸጉኡ የብዝሕ💙🍂🌿

  • @manasli4015
    @manasli40152 ай бұрын

    ኣነ ካም ኣስላማይ ኣድናቕካ አየ ኩቡር ሰብ ♥️♥️♥️

  • @FREZGHITESFAGIORGIS

    @FREZGHITESFAGIORGIS

    2 ай бұрын

    𝐓𝐡𝐚𝐧𝐤𝐬

  • @user-zu5zd4tv8g

    @user-zu5zd4tv8g

    2 ай бұрын

    ሰው የሚያከብር ይከብራል ❤❤❤❤❤❤

  • @TubeMerkebselamTube

    @TubeMerkebselamTube

    2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይኽብርኻ ክቡር ሓወይ

  • @jemilabdu4370

    @jemilabdu4370

    2 ай бұрын

    Bkmy denko alka nezi seb Akuna

  • @user-qq6wy5mu1z

    @user-qq6wy5mu1z

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ ኣምላክና እግዚአብሔር ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ🙏❤

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንሜንኣሜን ቃልህይወት የስመዐልና ክብርመምህረይ💕🙏💕

  • @user-jq6ps9pi2g
    @user-jq6ps9pi2g2 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን መምህር ኣሕብሩ እንካዓ ኣብጸሕና ስልጣን ሓወ ኣነ ሕብንቲ ኩሩዕት እየ ብትምህርትካን ብሃይማኖትካ ሕጉስቲ እየ ቅጽለሉ ንቶም መናፍቅ ሓጽር ኣፍም,ሕጽሮ ብመጽሓፍ ቅዱስ

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️♥️🎉♥️🎉♥️🎉♥️

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1822 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ሰላምካ ይብዛኅ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤❤

  • @NardosHabteab
    @NardosHabteab2 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና ብእውነት እግዚአበሔር ልቦና ህቡ ናብ ቤቶም ይመልሶም አሜን፫🤲

  • @YoditGirmaxion
    @YoditGirmaxion2 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmalna

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber59592 ай бұрын

    Thanks we love your work! Keep continue

  • @user-mb3on4iy5j
    @user-mb3on4iy5j2 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤ kale hiwet yesmalna

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ixАй бұрын

    ኣሜንንንንን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ መምህረይ🙏🥰

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህረይ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @user-cs3ks6rz6u
    @user-cs3ks6rz6u2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብሐልኻ ክቡር መምህርና ስልጣነይ ኣምላኽ መስተወዐል ያሃቦም ንሕና እውን ኣብ ቤቱ የፅነዐና ንዓኻ ውን እመብዙሃን ታሓልወልና ኣዝየ ዝፈትየካ መምህረይ እኻ❤🎉

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h2 ай бұрын

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ry8319
    @ry83192 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ❤❤❤_

  • @weldemchale
    @weldemchale2 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq2 ай бұрын

    _እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብስላም መፃእካ መምህረይ🥰_

  • @user-tf6sb7lv7f
    @user-tf6sb7lv7f2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና መምህረይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AmmanuelAmmanuel
    @AmmanuelAmmanuel2 ай бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmaana ❤❤❤❤

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s2 ай бұрын

    ኩቡር መምህረይ እግዚኣብሔር ይባርክኻ ቀፅለሉ ካባኻ ቡዙሑ እየ ተማህረ ተመስገን ጎይታይ❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste51372 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዝሐልካ ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና✝️💒🙏❤

  • @user-uw2yp9nn3f
    @user-uw2yp9nn3fАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይስመዐልኻ ዛሓወይ❤❤❤

  • @Mariam-yd1vb
    @Mariam-yd1vb2 ай бұрын

    ሰላም ስልጣን ሓዉና❤ ብዛዕባ ዘ.ር በረኸት ትኩእ ዘ.ት ሄረሜላ. ይሐሾ. ራህዋ ተከስተ እባ ኣምፀአልና ይጋገዩ እዮም ዘለዉ

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @user-sl2nr5jq5u
    @user-sl2nr5jq5u2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @danielmihreteab-vm6eq
    @danielmihreteab-vm6eq2 ай бұрын

    AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMAELNA Kbur hawey.

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif90132 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur hawuna ❤

  • @YoditTeweldeGebrehiwot
    @YoditTeweldeGebrehiwot2 ай бұрын

    Amen qal hiwet yesmalna memhrna

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi34232 ай бұрын

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawuna

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14452 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    2 ай бұрын

    Amennnnn (3) Kale hiwet yesmealna hawna Sultan

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv2 ай бұрын

    ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ አምላክ ቅዱሳን ሥልጣን ሓወይ ናይ ስደት መምህርይ ዝክብረኻ ንዖም እዉን ልቦናኦም ይክፈተሎም እግዚአብሔር አምላክ

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg66922 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @SemharHailu-uj5fq
    @SemharHailu-uj5fq2 ай бұрын

    qal hiwet yesmalna ✝️ admen tanan yhabka fetari xeguau yebzahalka egziabihar 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @nataneimhyab242
    @nataneimhyab2422 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣነይ አግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ኣብ መላአ ዓለም ዘለና🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @afarisafari2833
    @afarisafari28332 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀለ ህይወት ይሰምዐልና ሰልጣን ሓውና

  • @user-de7yz6ww5b
    @user-de7yz6ww5b2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ሰልጣነይ ተመስነካ ከዚ ፅቡቅ መፅካ ድምፅካ ስዓል ሕዝካ ነይሩ

  • @adamzfn6241
    @adamzfn62412 ай бұрын

    አምላክ በረከቱ የብዛሓልካ ተባረክ

  • @user-vu6ug4oz6x
    @user-vu6ug4oz6x2 ай бұрын

    Amen tega ab leli tega yebzehelka fetari kulu alem

  • @emebrhanchannel
    @emebrhanchannel2 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣጎልጉሎትካ ይባርክ ፍቁር ሓው ጸጋ እግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2cАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሰልጣነይ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ ይገርመካ እዩ ሐዚኮ ሰብ ንምድንገር እዩ ከምኡ ዝብለዉ

  • @user-zy2nn7oq8x
    @user-zy2nn7oq8x2 ай бұрын

    Amen kubur hawey

  • @BizenMedia
    @BizenMedia2 ай бұрын

    አግዚኣቢኤር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ ስልጣን ሓውይ

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዕና ክቡር መምህርና ❤❤❤❤

  • @Huwetghebreamlak
    @Huwetghebreamlak2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmaalna Edmen tienan yhabka fetari memhrey ❤❤❤❤❤

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos79812 ай бұрын

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፀካ ክቡር መምህረይ ስልጣነይ❤😘

  • @natsinettesfay4017
    @natsinettesfay40172 ай бұрын

    egzabher xegu yebzhlka azizu yebrkeka ezom yehwatna da egzabher mestwalwi yehabom etom zeyamnti eko yeamnu alewu eziom ka yemkson goyta❤❤❤

  • @selasgebretensai2615
    @selasgebretensai26152 ай бұрын

    Thank you 🙏

  • @HL.ERITREATE.ERITREA
    @HL.ERITREATE.ERITREA2 ай бұрын

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽ነመስግነካ ክቡር መምህር.ኤበር ናዞም ሕፍረት ዘይ ፈልጡ ሴ ገርምና ዩ.ካልእ ዝኸፍአ ግን ነዞም ህጻውንቴ ዋላ ሓቴ ዘይፈልጡ ኣቡ ይጥጥቅዎም ምህላዎም ዩ.

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ባሓቂ

  • @user-fk5id8ej3m
    @user-fk5id8ej3m2 ай бұрын

    ኩቡር ሓውና ሱሉጣን ጸጋ ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣማላድነት እግዝእትነ ማርያምን ተራዳእነት ቁዱሳን ኣይፈለይካ ኣይፈለይና፡፡ኩቡር ሓወይ ኣነ 81መጽሓፍ ደሌ ሲኢነያ በጃካ ዘሓወይ ስደደለይ፡፡ሓወይ መዓረይ ኣነ ብሓቂ ትምርትካ በሓቂ ኣጆካ በርትዕ በዞም ክንቲት ዝኮኑ ሰባት ኣይትገደስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @letshletsh2637
    @letshletsh26372 ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መጻኣካ ክብር መምህር👏

  • @Medihnhagos-ur9nd
    @Medihnhagos-ur9nd2 ай бұрын

    እንካዕ በሰላም መፃእካመምህር❤

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar93892 ай бұрын

    Kal hiwet ysmelna🙏💒❤❤❤

  • @user-uy7wj8ew9q
    @user-uy7wj8ew9q2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes22212 ай бұрын

    Qal hiwet yesmalna sltan hawey amlak edmen tenan yhabka 🙏🙏🙏

  • @MohamedMohamad-lh8fb
    @MohamedMohamad-lh8fb2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏

  • @brhanebb1960
    @brhanebb19602 ай бұрын

    ኣሰይይይ ኣነስ ብምንታይ ክገልፀካ ስሊጣነይ ብጣዕም የካ ንፍዕ ኣጀኻ ቃል ህይውት ያስመዓና ክብር መምህረይ ህወተይ ባኣኻ ትቃይሮ ብእውነት ክርስትያን የአ ገን በስም ኣብ ደይ ፈልጥ ነብረ ንዓኻ ምስማዕ ምስ ጀመርኹ ገን ክደይ ደሰሰሰ ይብል እዝ ሃይማኖትና ተመስገን ኣምላኬ ዲኣኻ ትሃበና ኣብ ስደት የአ ዘለኹ ገን ተመስገን ብዙሑ ኣዬሽገርይ ማለተይ አነ ነይኻ ተምህርት ተሰመዓ ሓጉስ ይፈጥረለይ ብእውነት ሒቀይ ዩኡ ኢብ ቅዲም ኣምላኬለ ዋላ ኮ ኩሉ ኢይረደከን ገን ልበይ ሕጉስ ይብል ካቡኡ ለለ ልበይ ዕግርግር ይበለን ስለምንታይ ይብል መልስ ኣያግኹይ በዘኻ ትገዲስኻ መልሰለይ ሰልጣነይ ታይ ክገበር እነሀን ብሙሎ ልበይ ክፈጣሪአይ ከመስገን ክውዲስ በጀኻ መልሰለይ

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy2 ай бұрын

    አነን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና🎉❤

  • @user-bu2tj3yh2r
    @user-bu2tj3yh2r2 ай бұрын

    ሰላም ናካ ይኩን ስሉጣን ሓወይ ትምርትካ ኣዝዩ ጽቡቅ ኣሎ ቀጽሎ ።

  • @PrideKing-eu5nh
    @PrideKing-eu5nh2 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna

  • @snitghebremedhn6941
    @snitghebremedhn69412 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስምዓና

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.33522 ай бұрын

    መምህረይ ማዓረይ❤❤❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    አሜን፫እንኳዕ አሕብሩ አብጸሐና አምላክ ቅዱሳን ያናቃቐሐና አሜን

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3e2 ай бұрын

    አንኳዕ ብሰላም መፀእካ ዓዲ ሓቂ❤❤❤❤

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ

  • @user-rr7qv7fl3q
    @user-rr7qv7fl3q2 ай бұрын

    ቃል ህወት ይስመዓልና

  • @YorsalemBrhane-qr5cw
    @YorsalemBrhane-qr5cwАй бұрын

    Thank you ❤❤❤❤

  • @user-lz1rr6kt2s
    @user-lz1rr6kt2s2 ай бұрын

    ✝️✝️✝️🙏🙏🙏Amen (3)

  • @SamriLove-qj1vd
    @SamriLove-qj1vd2 ай бұрын

    May God bless you zhawey

  • @user-pb2xd3qk4t
    @user-pb2xd3qk4t2 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክብር መምህርና

  • @EfremGebregziabher
    @EfremGebregziabher2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምኣልና።

  • @hailebahta6845
    @hailebahta68452 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መ ሰልጣን ሓውና መኣረምታ ግበረላ በኣለ ጽንሰቱ 27መጋቢት ዘይ ኮነስ ብ29 መጋቢት እዩ። 27መጋቢት ጥንተ ስቅለቱ እዩ

  • @Tickeymielu
    @Tickeymielu2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ምህረይ❤🙏

  • @tkk5705
    @tkk57052 ай бұрын

    ቃለህይወትየስመዐልናክብርመምህርና❤❤❤❤

  • @axsmawyan
    @axsmawyan2 ай бұрын

    እንኳዓ ሰላም መፃኻ ክቡረይ

  • @merhawitsegay8211
    @merhawitsegay82112 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️

  • @user-un7bb9sx6i
    @user-un7bb9sx6i2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ 👏 ሕቶ ኮይናትኒ ዝቀነይት ነገር ብዘይካ 66 መ/ቅዱስ ካልእ ኣይድልየናን እናበሉስ ሐዝማ እንኳዕ አብጸሐና ንትንሳኤ ጎይታ ይብሉ ኣብይማ ረኪቦሞ ጾም40 ከም ዝነበረ ሐዚ ካኣ ትንሣኤ ምኳኑ ማሳኪን አሕዋተይ አምላክ ምስትዋዓል ይሃቦም/ና 🤲 ተዋሕዶ ሃማኖቴ ናይ ጥንቲ እያ ናይ ኣቦይ ናይ ኣደይ ንዘልአለም ትንበር ✝️✝️✝️🌿🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @AreayaGoiytom
    @AreayaGoiytom2 ай бұрын

    Amennn

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v2 ай бұрын

    ፅቡቕ ትምህርት ቀፅለሉ

  • @Akheza-jt1zs
    @Akheza-jt1zs2 ай бұрын

    መምህረይ ዕንቅ❤❤❤❤😘😍

  • @asmeretgebreslassie5491
    @asmeretgebreslassie54912 ай бұрын

    Amennnn❤❤❤❤

  • @user-mj3xk4vo2w
    @user-mj3xk4vo2w2 ай бұрын

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

  • @MakdaDaniel-vg3mn
    @MakdaDaniel-vg3mn2 ай бұрын

    Amennn ❤❤❤

  • @SadSad-ke9ul
    @SadSad-ke9ul2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን አሜን🤲🤲🎆

  • @user-yh3yd7wo8u
    @user-yh3yd7wo8u2 ай бұрын

    ሎሚ ኮሜንት ቐዲም ❤❤😂

  • @user-bg5ck4mj9i

    @user-bg5ck4mj9i

    2 ай бұрын

    😂👌

  • @user-hu6vd9cf3e

    @user-hu6vd9cf3e

    2 ай бұрын

    ሃማየዶ ክሉ ግዚ ድሕሪት😂😂

  • @user-np7co9ko2b

    @user-np7co9ko2b

    2 ай бұрын

    😅😅😅ሻጥራ የሕልዋ 🥰

  • @user-yh3yd7wo8u

    @user-yh3yd7wo8u

    2 ай бұрын

    @@user-hu6vd9cf3e እወ ኹሉ ግዜ ድሕሪት ለይወዳእኹ የኩምትይ ነይረ ግን መሪሩኒ ኹሉ ግዜ ድሕሪት😂

  • @kibromSemere-gh6wz

    @kibromSemere-gh6wz

    2 ай бұрын

    አሞ'ኸ

Келесі