ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 1 500

  • @yesusgoytayu7794
    @yesusgoytayu7794 Жыл бұрын

    ብሓቂ ሎሚ ሳላ ስልጣን ሓወይ ሂወተይ ፈሊጠ። ጽን ኢለ ክከታተል ውዒለ ኩሉ ክምህሮ ዝወዓለ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኢዩ።ብጣዕሚ የቐኔልና ስልጣን ሓወይ። ቅድሚ ሕጂ ትምህርትኻ ንኽሰምዖ ኣይደፍርን ኢየ ኔረ ሎሚ ግን ብሓቂ ኣድኒቐካ። ናይ ሓውና መገስ ዝነበረ መልሲ ብፍጹም ኣይዓገብኩን ኮለል ጥራይ ዝብል ኔሩ። ካብ ሎሚ ናብ ቅድስት ቤተይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ተመሊሰ ኣለኹ። ክብሪ ንጎይታ ይኹን።

  • @godolyastube4733

    @godolyastube4733

    Жыл бұрын

    ኣነ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ዓቕሊ ጌርካ ብጽሞና ብምክትታልካ

  • @user-wt4hp3ln5m

    @user-wt4hp3ln5m

    Жыл бұрын

    እልልልልልል ተመስገን እስቲ እንኳዕ ደሓን መፃካ ተመስገን

  • @yesusgoytayu7794

    @yesusgoytayu7794

    Жыл бұрын

    ሎሚ ብጣዕሚ'የ ተሓጒሰ ዘለኹ። በቃ ፍኹስ ኢሉኒ። ተመስገን ጎይታይ

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    ተመሰገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ።

  • @user-up3rc4ke5v

    @user-up3rc4ke5v

    Жыл бұрын

    ዕልልልል እንኻዕ በሰላም ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣሰይ ፅን ኢልካ ምስማዕ ብዝሕ ጥቅሚ እዩ ዘለው 🥰🥰🥰✝️💛

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q3 ай бұрын

    ኣድነቅቲ መምህር ስልጣን like🤲🤲🤲

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ከምዚ ኢልኩም ብስነ ስርዓት ክትዘራረቡ ክትካትዑ ምርኣየይ ኣሐጉስኒ ።ጽቡቅ መደብ ኔሩ ።ኣብዛ ምሸት ብዙሕ ፈሊጠ ።ንቐጻሊ ውን ከምዝታት ቀጽልዎ ኢኩም ። ብሩኽ ለይቲ 🙏🙏🙏

  • @godolyastube4733

    @godolyastube4733

    Жыл бұрын

    ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኹን። ኣጆኻ በርትዕ ንስኻ ውን!

  • @fanielbrhane8206

    @fanielbrhane8206

    Жыл бұрын

    Seltan kerekbkea deliye telfonka bea sededley

  • @fanielbrhane8206

    @fanielbrhane8206

    Жыл бұрын

    Tnx zehawey

  • @fanielbrhane8206

    @fanielbrhane8206

    Жыл бұрын

    Edmen tenane kubur hawey tewhedo eiye haymanotey gen hanti heto alateni ba melseley tegdiska hawey hade seb bezuhe xebuke geru xebuke yeserhe ne dekatate yehgze ne dekatate be shem sematate bsem dengle mariam bezhkone kudusane yehbe neiru gen dengle mariam kal kidan atiya eiya beshmey ne deka maye zestye wey megbi zehabe mengseti amlake kem zewerse kal kidan atiya eiya gen abe mewdata neabnet hade seb nebsu atfiu tehniku neblo gen ezi seb nebsu nab siuol wey gente yetu malte du nebsu detfe tefridewo sele zehkone tethnika abeu tehnika tenbre sele zetbahle eti kal kidan ke be shem dengle mariam ka xebuke sele zegbre malte tethaniku aytnashen beshema zegbro gen wala tethanke ketwheso tekele diya walase abrhalena eske hawey selutan zerakemo kea abxhuley yehwate

  • @user-cp9tx2zf5d

    @user-cp9tx2zf5d

    Жыл бұрын

    @@fanielbrhane8206 ጽብቅቲ ሕቶ እያ ግን ዝሓወይ ኣምላኽ ከም ሰብ ኣይኮነን፡ ሰብ ብተፈጥርኡ ድኹም ክንሱ ን ዝበደሎ ካብ እቲ በደሉ ሰናይ ግብሩ ዝበዝሕ እንተኮይኑ ነቲ ጽቡቅ ርእዩ እዩ ምሕረት ዝገብረሉ ስለዚ ሰብ ድኹም ከምዚ ካብ ገበረ ኣምላኽ ግዳ ከመይ ብዕጽፊ ዘይገብር። ግን ከኣ ሰናይ ግብረይ እዩ ዝበዝሕ ኢልና ኣምላኽ ዘይፈትዎ ክንገብር ፍጹም ጌጋ እዩ😊

  • @semharbrhane4170
    @semharbrhane4170 Жыл бұрын

    ስልጣን ሓውና ናይ ኣገልጉለት ዕድሜካ ይባርከልካ ከማካ ይብዝሑ ከምኡ ወን ዘማሪ ሓወይ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር።

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x Жыл бұрын

    _ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ኦርቶዶክስ ብሙካንኩም እትሕጎሱ እስኪ ሓንቲ መዝሙር ክጋበዘኩም ትምክሕተይ እኽ ማርያመይ ሞጎሴይ እኽ ንዘልአለም ንድንግል ኣደይ የለን ዝመስላ ክዝምር እየ ክሽብሽበላ እመብርሃነይ ብዘይ ኣኽ ከመይ እለ ኽነብር ይኽእል ክብር ንእግዚአብሔር ይኹን_

  • @user-qq6wy5mu1z

    @user-qq6wy5mu1z

    Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ወለላይ🥰

  • @agboyemane5193

    @agboyemane5193

    Жыл бұрын

    Amennn

  • @azebzeray2835

    @azebzeray2835

    Жыл бұрын

    Zmarie melak yesmeana

  • @user-yg9fz5sy2e

    @user-yg9fz5sy2e

    Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና

  • @AAAA-tn1ny

    @AAAA-tn1ny

    Жыл бұрын

    ቃል ህይወት ቃል በረከት ይስመዐልና ስሎጣን ሐወይ ኣጎልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልኻ ❤️❤️😍😍😍😍🤲

  • @user-do1gl5zy3x
    @user-do1gl5zy3x Жыл бұрын

    ተመስገንኻ ፈጣር መርፅኻ ተዋህዶ እምነተይ ንዘልኣለም ፀንዓ ትንበር 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዛብሄር ኣምላክ ክቡር መምህርና🙏ንዓና እዉን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ጎይታ እስራኤል🙏🙏🙏💒💚💚💚💚

  • @desu.egelawi
    @desu.egelawi Жыл бұрын

    መምህር ሥልጣን እንጀራ ያዓድልካ ፍጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣምላኽ ኣኩሪዕካኒ የኩርዕካ ኩርዓት ያዓድልካ ፈጣሪ ኣጆካ ዛሓወይ

  • @avg4628
    @avg4628 Жыл бұрын

    ሰም እመብርሃን ምስተለዓለስ ኣየ ሞጎስ ታይ ዝዓፈነካ ታይዓነት ጋንየን ከምዘለካ ፍለጦ ኣምላክይምሓሮ ስልጣን ሓወይ ኣስሒቅካኒ

  • @brhanukahsay3557
    @brhanukahsay3557 Жыл бұрын

    ኣነሲ ዝገርመኒ ንባዕላቶም ኣብ እግሪ መናፍቅ ናተደፈኡ ናዋዓሉ እመላእክቲ ምስጋድና ታይ ሓጥያቱ

  • @fqadkaamlakey9489

    @fqadkaamlakey9489

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ረኪብካዮም ንባዕሎም ኣብትሕቲ ከምኦም ሰባት እንዳ ሰገዱስ ኣታፍ ኢዩ እዚ ወዲስ ከሰልቺወካ

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u Жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ መምህረይ ቃላት ሰእነልካ ኣነሰ

  • @Muler-rx8zc

    @Muler-rx8zc

    Жыл бұрын

    _ብሓቂ ማማየ_

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ኣየ ስልጣነይ ለባም መስተዉዐሊ ትሕተና ብንእሹተካ ዓቢ ስብ ፀግኡ ወሲኩ የብዝሕ ክቡር ሓዉና ሰልጣነይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፅቡቅ ትምህርቲ ተሚህርና ካባካ ስልጣነይ እግዚአብሔር የክብረና 🙏🙏🙏 ዓስብካ ከእግዚአብሔር ርከቦ 😘😘

  • @user-et8xb1hu9n
    @user-et8xb1hu9n Жыл бұрын

    እሰይይይይ ስልጣነይ ከመይ ድኻ ፍሉይ ፍጥረት ብአኻ ሕጉስት እየ ቀፅለሉ ❤🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @SetasStars-ux5bw

    @SetasStars-ux5bw

    10 ай бұрын

    Sltany ezgabhar yekbrka

  • @SetasStars-ux5bw

    @SetasStars-ux5bw

    10 ай бұрын

    Aynshwed ab kanati haymanotna tewahdo ntanaa sltan hawna kale hawat ysmealna

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃልህወት ያስመዐልና ስልጣኑ ሓውና ደስስስ ዝብል ትምህርት ትምህርና ዝስማዕናዮ እግዝአብሄር አምላክ አብልብና የድሕድረልና እት ልዑሉ አምላክና ተመሲገን ተዋህዶ ገብርኻ ዝፈጠርኻን ስልጣኑ ሓውና እኖይ ወድይ ይሓጉዝኻ ናይ አጎልጉሎት ዘመንካ

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ሥልጣን ሓውና ቃላት የብለይን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዚሐልካ ዝሰመዕናዮ ኣብ ልብና ጽላት የንብረልና 🙏💛❤

  • @harinetaskale-sb4ug

    @harinetaskale-sb4ug

    11 ай бұрын

    ♥️♥️❤️amlak ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @mariamathyoubi839
    @mariamathyoubi839 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት ይሰማል መምህር እግዚአብሔር ይመሰገን ✅🍂🍂🍂🍂🍂 ተመስገን ሰደት መከራ እካ እንተበዘሐ ሰም አምላክ ዘፈሐጠኒ 🍂🍂🍂🍂እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገንካ 🤲🤲🤲🤲

  • @slama4086

    @slama4086

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለህይወት ያሰማልን ስልጣነይ

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህረቲ እዮ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ንሓወና እውን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ሰለማይነገር ሰጦታው እግዚአብሔር ይመሰገን በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ውድ የተዋህዶ መምህራችን እውነት እምዬ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር🥰

  • @dejenhadgu5288

    @dejenhadgu5288

    Жыл бұрын

    Ati haftey tigrigna aytklin dikiy koynkis walas entay eu eti mister kulu Gizeh bnay gorebet titikemi kem hito eya??

  • @user-wb6sg3bc8c

    @user-wb6sg3bc8c

    Жыл бұрын

    @@dejenhadgu5288 ክክክክ አጋጣም ደስ ይብላ ይኾን

  • @dejenhadgu5288

    @dejenhadgu5288

    Жыл бұрын

    @@user-wb6sg3bc8c do kkkkkkk adia imo nebsa tselia amalet eu

  • @musemamilove4519

    @musemamilove4519

    Жыл бұрын

    @@dejenhadgu5288 ቋንቋ ታይ ፀገም አለዎ ?

  • @dejenhadgu5288

    @dejenhadgu5288

    Жыл бұрын

    @@musemamilove4519 Brigits yeblun Gin abzi zgebriwo zelew zete by tigrigna imber by amharigna aykonun emo.kalay ka quanqaka enda haleweka ke by bikali mitkam ke mis mintay yqutser eske ?

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 Жыл бұрын

    መምህረይ አመብርሃን ትሓልወልና ካብዚ ንላዕሊ ንአግዝአብሄር ክተገልግሎ ናቱ ፍቃዱ ይኩን አሜን ቃላት የብለይን ብዛዕባካ ንበረልና ስልጣነይ ናይ መናፍቃን መድሓኒት 😘😘😘 ዳኛ ግን ንአሽተን ይዝንግዕ ነይሩ

  • @user-uz5kf1ss7r

    @user-uz5kf1ss7r

    Жыл бұрын

    ብሓቂ መምህረይ ቃላት የብለይን አምብርሃን ትሓልወልና ህያበይ 🌹🌹🌹

  • @user-yg9ok7lw2y
    @user-yg9ok7lw2y3 ай бұрын

    Amen amen amen qalhiwet zesmakana Sultan hawey

  • @wwee1889
    @wwee1889 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓውና ቃል ሂወት የስማዓና🙏🙏🙏እተ ናዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን እግዝኣቤሄር በረከቱ የብዘሓልልካ ስልጣነይ😘😘😘

  • @RobiHaile
    @RobiHaile Жыл бұрын

    Am proud of my Orthodox Tewahdo god bless all Thank you God🙏🙏🙏

  • @user-do6zs9lg7q
    @user-do6zs9lg7q Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኩም ክቡር መምህርና ስልጣነይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና አምላከ ቅዱሳን ንሓዋርያት ሓይልን ፅንዓትን ዝሃበ አብ ልዕለኹም ዕፅፊ ኮይኑ ፀጋ አምላክ ይዓድልኩም። ተዋሕዶ ንዘለአለም ትንበር። አብዛ ቅንዕቲን ሓቃዊትን ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖት ፀንዕና ያንብረና❤🙏

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj Жыл бұрын

    ብልበይ ዘድንቀካ መምህር ሂወት አካ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ አምላክ ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ 🙏🙏🙏

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 Жыл бұрын

    Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ 6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።

  • @yafetsimon1011

    @yafetsimon1011

    Жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት መስምዒ የብልኩሙን እንድዩ ንሕና ንሓደ እግዚአብሔር ኢና ነምልክ ግን ልቦናኩም ይክፈተልኩም

  • @merkebtube7760

    @merkebtube7760

    Жыл бұрын

    እዚኣ ኣነ ውን ብጣዕሚ እየ ደጋጊመ ዘንብባ፣ ኣብ ስእሊ ሽምዓ ነብርህ፣ ንሰግደሉ ውን፣ ንምንታይ ግን? ኣይትጠቀሙ ይብል።

  • @user-tx6rf1sm4q

    @user-tx6rf1sm4q

    7 ай бұрын

    ንሱ እስራኤላውያን ጣኦት የምልኹ ይሰግዱን ስለዝነበሩ ኢዩ ኮምኡ ዝበሎም

  • @user-il9xi9hf2o
    @user-il9xi9hf2o Жыл бұрын

    ስልጣነይ እንካዕ ናትና ኮንካ ተመሰገን ቃል ሂወት የስመዐልና❤️😘

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Temsegen ➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽🤲🤲🤲🤲

  • @sfirsirsh9320

    @sfirsirsh9320

    Жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይውት ይስምዐልና ተዋህዶ ብምዃነይ ብጣዕሚ ሑግስ እየ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-dn7ru2zn1y
    @user-dn7ru2zn1y Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ፀገኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ አቤት ትሕትና አቤት ዓቕሊ አቤት ግርማ ሞጎስ አቤት ፍልጠት አቤት አጠቃቅማ ቃላት ኩሉ ተዓዲልካ እግዚአብሔር ይሓልውካ ስለ መዝሙሩ ዝማሬ መላእኺቲ የስምዐልና ፀገኡ የብዝሕ አጅካ በርትዕ

  • @temesgenberhane5755

    @temesgenberhane5755

    Жыл бұрын

    Bhaqi ygbeo nhawna sltan Amenn ጸጋ ዕድመ ይሃቦ

  • @user-fr8ro9po6j
    @user-fr8ro9po6j Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስሉጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን አርቶዶክስ ሃይማነትና ንዘላኣለም ትንበር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ክብር ሓወይ🙏🙏🙏

  • @trhasbrhane6259
    @trhasbrhane6259 Жыл бұрын

    አሰይይይ ባሓቃ ቃል ሂዊት የሰመዕልና ፀጉኡ የበዘሐለካ ሰለጣን ሓዊይ በእወናት በመምህር ሰለጠን ሃይመነተይ ፈለጠ ተመሰገን እምለክይ🙏🙏🙏

  • @user-xx5ut1lh4g
    @user-xx5ut1lh4g Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ❤️

  • @ngstihagos4343
    @ngstihagos4343 Жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ ብርክ እግዚአብሔር ኣብዝሑ ይባርካ ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ንኮርዐልካን ብእነት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ ህድኣትካ መንፈስ እግዚአብሔር ከምዘለካ ይንበብ

  • @user-nb2wi8pp7q

    @user-nb2wi8pp7q

    Жыл бұрын

    ❤💛🌹🌹🌹💊

  • @user-hx5ye1gs3q

    @user-hx5ye1gs3q

    3 ай бұрын

    ❤💛

  • @abadralbadr6370
    @abadralbadr6370 Жыл бұрын

    ቡጣዕሚ ይገርም እቲ ኣፍሉጦካ ስልጣን ሓውና 🙏👏👏👏

  • @user-mo3wt9zm6d
    @user-mo3wt9zm6d Жыл бұрын

    ከይሰማዕኩ ቃል ህይወት የስመዐልና ይብለኩ ምክንያቱ ስልጣን ሓወይ ትቃሉ ናብ እግዚአብሔር ዘቅርብ መልሲ ስለዝህብ፡ቱነጸልኡ ዝበለ ይአክል ናይ ዘመና ኃዋርያ ስልጣነይ ናሰራሕኩ ናብ ስራሕ ከየቅልብ እየ ፡ብደንቢ ከዳምጽ ሐዚ💐

  • @yonihabte936
    @yonihabte936 Жыл бұрын

    ቓል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዝኣቤሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @rezenegebreslasie5404

    @rezenegebreslasie5404

    Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣን ቀጽሎ ዘሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @edeneden889
    @edeneden889 Жыл бұрын

    እግዝኣቢሄር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z Жыл бұрын

    ቃልህወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ስልጣነይ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ አሜን♥️ሞጎስ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ልብኻ ይኽፈተልኻ ብመገዱ ይምራሕኻ አይይ ክሳብ ማአዝ ይኡ ሰፈር ሰያጥን ንኾን እግዚአብሔር ምሕረቱ ሰላሙ ካውርደልናይዶ ንመለስ አምላክ ሆይ ድኔኔውየ ድምለስ ልቢ ሃምድሃብኻዮም ዳሕናውን ልብና አብርሀልና ሞጎሰይ ሕሰበሉ🤲😔

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ዕድመንጥዕናን ይሃብኻ እመብርሃን ፅላላ ተምብረልኻ ኸማኻ ዝበሉ መማህራን የብዘሐልና እግዚአብሔር💚💚💚👏👏👏

  • @user-bl8tl1gh3p
    @user-bl8tl1gh3p Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና ስልጣኑ እግዚአብሔር አምላክ ብመንገዱ ይምረሐልና

  • @mahlatabrha4867
    @mahlatabrha4867 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰልጣን ሓወይ👏🏻👏🏻👏🏻

  • @user-nb2wi8pp7q
    @user-nb2wi8pp7q Жыл бұрын

    ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አሜን ድንግለይ ልሳን ኹንዮ ❤💛🌹

  • @user-ki8th7fn7p
    @user-ki8th7fn7p Жыл бұрын

    ደስስስስ ክብል መዝሙሩ ዩትይብ እንተለዎ መን ይብል ስለቲ ቅዱስ ቃሉ ናይ ቃሉ ባዓል ቤት ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ስሙ ንዘለአለም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን አሜን

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8c Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይ ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ስልጣነይ ብዕድመን ጥዕናን ይሃበለና ፈጣሪ ተመሰገን ኣምላካ 🤴🌷🌷🌿🌿👏👏👏♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰

  • @yoni4422
    @yoni4422 Жыл бұрын

    ዳኛ ኣይተሰክፎ ሓው ሰልጠነ : ናይ ብሓቂ ዓቅሊ ዘለዎ ድያቆን!

  • @user-hf3iq8qn5w

    @user-hf3iq8qn5w

    3 ай бұрын

    Dyaqon aykonen hawey tera mezemran seabi krstos ortodoth trah eyu🙏✝️

  • @tesfalemhabtom4170
    @tesfalemhabtom4170 Жыл бұрын

    ኩቡር ሓዊ ሱልጣን እታ ኣብ ሮሜ ዘላ ጥቕሲ "ንጻድቕ ከም ጻድቕ ኣሚኒ ዝሰገደ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ ፡ ንደቂ መዛሙርቲ ከም ደቂ መዛሙርቲ ኣሚኑ ዋላ ብርጩቆ ማይ ዘስተየ ዓስቡ ኮታ ከምዘይስእን እብለኩም ኣለኹ " ዝብል ጥቕሲ ንምንታይ ዘይትገልጸሉ።

  • @r.samsom

    @r.samsom

    Жыл бұрын

    ኣበይ እያ ትርከብ እዛ ዝበልካያ ጥቕሲ?

  • @yafetsimon1011

    @yafetsimon1011

    Жыл бұрын

    ሜቴ 10:41 ይርከብ

  • @gizekhalfeyu
    @gizekhalfeyu3 ай бұрын

    በሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂርና ❤❤❤

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 Жыл бұрын

    Matthew 4 (ትግ) - ማቴዎስ 9: ፍግም ኢልካ እንተ ሰገድካለይ፡ እዚ ዅሉ ኽህበካ እየ፡ በሎ። 10: ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።

  • @hanahana2514

    @hanahana2514

    Жыл бұрын

    True yohannes hawina Eza tksi hgi ayenbubwan eyom zeliloma khalfuo eyom ember bruh zkoea tkisi eyuo

  • @rutaruta5920

    @rutaruta5920

    Жыл бұрын

    Yewhanns Berhane ሓወይ እሞ ከምቲ በይኑ ተገዛእ ዝበሎ ንበይኑ ስገድ ኣይበለን

  • @user-mr5dw8ce9m
    @user-mr5dw8ce9m Жыл бұрын

    ኣይ ፈቲዎም ኣይኮኑን ልብካ ፀላኢ ተደፊንዎ ዋላ ዋላ ክትርኢ ኣይትክእል ብዝኮነ እመብርሃን ባዕላ ትመልሳ

  • @abrhamgebremedhin9553
    @abrhamgebremedhin9553 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዘሐልካ ንዘይ ተረደኦም ድማ ዘረድእ መንፈስ የውርደሎም ሓንቲ ኢያ ዘረባኦም ንሳ ድማ ኣነ ይፈልጥ ክቡር መምህር ኩሉ ዝመለስካዮ መሊሶም የሓቱ ኣለዉ እዚከኣ ዘመልክት ካብ ፍልጠት ናፃ ብምኳኖምዩ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ መምህረይ ኣቦ ትዕግስቲ ስልጣነይ መምህር ሂወተይ ሞጎስ ሓውና እውን ዓይነ ልቦናካ ይከፈተልካ ናብቲ ቅንዕቲ ሃይማኖትካ ክትምልስ

  • @user-hu9ff9om3b
    @user-hu9ff9om3b Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂዉት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሕልካ መምህርና 👏❤🥰

  • @user-nm5kw3tw7u

    @user-nm5kw3tw7u

    Жыл бұрын

    ብርሸይ

  • @user-hu9ff9om3b

    @user-hu9ff9om3b

    Жыл бұрын

    @@user-nm5kw3tw7u ዋየ ግርማነሽይ ግደም ትፈልጣና አለና ክደለየኪ ወዕለ ነይር

  • @shidenteklzghi9356
    @shidenteklzghi9356 Жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ መግለጺ እኮ ሲኢነልካ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና

  • @hayatube7832
    @hayatube7832 Жыл бұрын

    ደስ ዘብል ትምህርቲ አዩ መምህር ሰልጠና ሓውና ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላኽ ፀጋኡን በረኸቱን ያብዘሕልኻ

  • @selamtes9795
    @selamtes9795 Жыл бұрын

    I am not an orthodox &i am not from protestant too!but i like the way brother sultans answer,which is really convincing!i can see that sultans biblical perception is really reasonable to follow!God bless you sultan.

  • @feruzfisshationferuzfissha1803

    @feruzfisshationferuzfissha1803

    Жыл бұрын

    Nab lebka temeles orthodox zelalem tnber

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l Жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር መምህረይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ ስልጣንይ ማዓርይ አንስ ናይ ሞጎስ እናፅለእን እሕልፍ አብለ ናይ ስልጣን ሓወይ እየ ተማህር ብዝኾነ መጎስ ሓወይ ቡዝሕ ተረድእካ ትኾን ተስፋ እግብር ሓደ ማዕልት ኦርቶዶክስ ኾይንኻ ንምመስካር እግዚአብሔር አምላክ ያብቅዕካ አሕዝንካን ብሓቂ 💔

  • @luligualtigray5555
    @luligualtigray5555 Жыл бұрын

    ኣስይ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ብእውነት ቃላት የብለይን ዝገልፅ ናዓካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጎልግሎትካ ዘመን ይባርክን ይቀድስን እ|ሄር ኣምላክ

  • @user-rb1wn3dn2k
    @user-rb1wn3dn2k Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ካብዚ ንላዕሊ ንከተገልግል እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልካ ስልጣነይ ተዋህዶ ብምኳነይ ንአምላክና የመስግኖ❤

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v Жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ ተባዕ ወዲ ክርስቶስ እመብርሃን ሃይሊን ጠንካራን ትዕድልካ ክብረተይ❤❤❤🍃🍃🍃

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc Жыл бұрын

    _ኣምሊጥለይ ሊቭ ብሓቂ ስልጣኑ ሓውና ደስ ዝብል ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዐና🌅_

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 Жыл бұрын

    🌻❤️ እግዚአብሔር ይመስገን ❤️🌻 አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ስልጣን . ክብር ምስጋና ነዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ክቡር ወዳ መድሀኒአለም ክርስቶስ 🌻🙏❤️🙏🙏

  • @ahmadalchjblak4000

    @ahmadalchjblak4000

    Жыл бұрын

    Mogae hawey

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    9 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና ሰልጣን ሓውና💐

  • @muezselam
    @muezselam Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ስልጣነይ ፅቡቅ ትምህርቲ ተማሂርና👏👏👏👏👏

  • @zhraazhraa1794

    @zhraazhraa1794

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐና ካብረ ሓወን ሰልጣነይ ፀቡቅ ትምህርቲ

  • @lebaleba3086

    @lebaleba3086

    Жыл бұрын

    እንታይ ስሚዕካ ክብሪ ኣምላኽ ምዉሳድ ዝዓበየ ሓጥያትዩ

  • @user-yr8iq8gp8w
    @user-yr8iq8gp8w Жыл бұрын

    እስይይይይይይይይ እልልልልልልል ሥለልጣኑ ሐወይ ካዕ ናዪና ኽንኻ ወዲ ኢመታችን ፀጋ በረክቱ የብዝሐልኻ ዲያቆነይ

  • @Titi-nu1gp
    @Titi-nu1gp10 ай бұрын

    ቃል ህወት የሰማዓልና ስልጣን ሓወይይይይይ

  • @bsratbereket5853
    @bsratbereket5853 Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስመኣልና ሓውናን መምህርና ናይ ባሓቂ ደስ ደብል እድመን ጥዕናን የሃበልና እግዝኣቢሄር ጸጉ የብዘሓልኩም ስልጣን ሓውና

  • @ghgh4028
    @ghgh4028 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያስማልን ፀጋዉን ይብዛልቹ እግዝእቤሔር ኣምላክ በቤቱ ይፅንቹ ስልጣን ሓወይ ኦሮቶዶክስ ቶዋህዱ ለዝለዓለም ትኑር አሜን አሜን አሜን👏✝️🕯

  • @redaeyacob1307
    @redaeyacob1307 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ስልጣን ናይብሓቂ ጹቡቅ ገሊጽካዮ ኢካ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏

  • @user-xh3ob8nr6q
    @user-xh3ob8nr6q Жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ ብሓቃ ቃላት ይበለይን ኣግዚአብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልካ ቃል ሂወት የስመዕልና ካብ መንገድና ንዝወፀና ለ አምላክ ብቅኑዕ መንገዲ ይምረሐና

  • @senaythabteab7257
    @senaythabteab7257 Жыл бұрын

    Egziabher kabzi ysewrena anes enkan gal tewahdo konku temesgen amlakey temesgen 💒💒💒💒🙏🙏🙏

  • @seluselu6245
    @seluselu6245 Жыл бұрын

    መምህረይ ክፈትዎ አነሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪይ ናዓና ክጥዕመና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @cucumberoct1156
    @cucumberoct1156 Жыл бұрын

    ናይ ጴንጤ መልሲ ኮለል ጥራሕ እዩ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ልቦናይ ከፊትካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበርካኒ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንፎትወካን ነኽብረካን ስልጣን ሓውና ንበረልና እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ❤

  • @monarjuec1068

    @monarjuec1068

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ኦሮቶዶኩሰ ተዋህዶ ንዘላአለም ትንበር ተመሰገን አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓዉና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ

  • @gideomberhe7620
    @gideomberhe7620 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜንንን ዝማሬ መላእክቲን ቃል ህይወትን የስማዓልና እግዚአብሄር አምላክ ጸጋኡ የብዚሕ

  • @mostafaa663
    @mostafaa663 Жыл бұрын

    ቃል ሕይወት ያስማልን አሜን አሜን አሜን🙏 ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg Жыл бұрын

    ስላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልኩሉ መልሲ አለዋ ዘፍ 19 : 1 ኢያ 5 : 14 ዘሁ 22 : 31 ዳን 8 : 16 : 17

  • @apap5407
    @apap5407 Жыл бұрын

    አስይይይይይይ ስልጣነይ ቃላት ይብለይን አነስስ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ንኩሉ መልሲ አለዋ🙏🙏✝️

  • @slamahsalm5131
    @slamahsalm5131 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክብሩ መምህር ብዕደመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ተዋህዶ ዝልኣለም ትንበር👏☘️

  • @user-ng7nn5ih6q
    @user-ng7nn5ih6q10 ай бұрын

    ፀገኡ በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ

  • @senayghirmay8172
    @senayghirmay8172 Жыл бұрын

    Long live orthodoxy. We are learning new every day.

  • @user-wn5hl6dc7d
    @user-wn5hl6dc7d Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና ደስስ ዝብል ትምህርቲ አምሽና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ አቦ ሓቂ ! እመቤቴ ወላዲት አምላክ ተሓሊካ መምህረይ ♥️🥰 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፀንታ ለዘለዓለም ትኑር♥️✝️✝️

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g Жыл бұрын

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ ተመስገን አምላከይ_

  • @user-vk2vz8iy6j
    @user-vk2vz8iy6j Жыл бұрын

    አሜን(3) ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ስልጣነይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Жыл бұрын

    ተዋህዶ ንዘናአለም ትንበር ተዋህዶ ሃይማኖተይ ናይ ጥንትያ ናይ አቦይ ናይ አደይ

  • @hdgf2950
    @hdgf2950 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ስልጣነይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልኻ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ❤❤🙏🙏🙏💐💐🕊🕊🕊🌷🌷🌷

  • @ry8319
    @ry8319 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዘሐልና ክብራት አሕዋትና ደስስስ ዝብል ትምህርት እዩ ስልጣን ሓውና ፀጉኡ አብዙሑ ያሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ለሞጎስለ ልበኑኡ ይክፈተሉ እግዚአብሔር አምላክ🤲🤲🤲✝️✝️✝️

  • @mmn917
    @mmn917 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ❤️❤️❤️

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልካ ስሊጣን ሓወይ ☘️💐💐❤

  • @user-pd8pr6mr6f
    @user-pd8pr6mr6f Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሰናይ ቃል በረከት ቃል ህይወት ይሰመዕልና ጽጉኡ ይብዝሐልካ ሰልጣንየይ

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i Жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር መ/ርና እግዚአብሄር ልቦናና የብርሃልና💕💒👏👏👏👏

  • @user-hb8rm2kr9z
    @user-hb8rm2kr9z Жыл бұрын

    ሎማአንቲ ላይቭ አምሊጥለይ ስልጣነ ሃወይ ጸጉኡ የብዘሃልካ ቃል ሂወት የስመአና

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 Жыл бұрын

    ስልጣን ነዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን በእውነት እስኪ አብ መፈፀምታ የብፅሕካ ፈጣሪ🙏🙏🙏🌹🌹

  • @user-mo3wt9zm6d

    @user-mo3wt9zm6d

    Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብጾሎት ንሕሰቦ

  • @user-jd8en4nz2c

    @user-jd8en4nz2c

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩላትና ህዝበ ክርስትያን ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈፀምቲ ይግበረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-xh4dl7wf3h
    @user-xh4dl7wf3h Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሓውና ስሉጣን እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅንዐና

  • @meronmeron5249
    @meronmeron5249 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውናን መምህርናን ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኸ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ልቢ ዘረስርስ ትምርቲ

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 Жыл бұрын

    ደስ ዝብል ምሸት ነይሩ ስልጣነይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ እግዚኣቢሔር ኣምላክ

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓና መምህር ሰልጠነ ሓዉና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏

  • @user-wb6sg3bc8c
    @user-wb6sg3bc8c Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር መጀመርታ ነዚቃል ዝመሃረና ዝመገበና ካብኡ ቀፂሉ ንስልጣንሓወይ ምስኡ ዘለኻ ሓወይ ወዲ ተዋህዶ ቃለ ህይወት የስመዕልና ፀግኡ።የብዘሐልኩም።እግዚአብሄር አምላክ ንሓውና ፕሮቲስታን።ትዘረበኡ መእሰሪ የብሉን ዋኢ ዓይነ ልቦናኡ ይኽፈተሉ ፈጣሬ ኩሉ ዓለም

  • @hiwetnegash4133
    @hiwetnegash4133 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረክ ኦርተደኩስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 Жыл бұрын

    አሰይይ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል አብየት ዓቅሊ ስልጣነይ

  • @user-lm5ix4ts8b
    @user-lm5ix4ts8b Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዕልና ስልጣን ሓወይ ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ክብር ሓወና

  • @user-vh6kv9ti6e
    @user-vh6kv9ti6e Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚኣብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክቡር መምህርና ዝማረ መላእኽቲ የሰመዐልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓዉና

  • @asmeromasmelash2540
    @asmeromasmelash2540 Жыл бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስመዓና ስልጣን ሓወይ። ጎይታ የዕቢኻ ክቡር ኣገልጋሊ...

  • @user-gl9kv9bx1m
    @user-gl9kv9bx1m Жыл бұрын

    አሰይይይይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x Жыл бұрын

    ቃል ህይዉት የስመዐልና ክብር መምህርና ስልጣን ❤️❤️❤️

Келесі