ኦርቶዶክሳውያን ስምዑ! ትንሣኤ ላግጺ ኣይኮነን! / ሥልጣን ከሰተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 184

  • @user-eh5cg6lb6q
    @user-eh5cg6lb6q2 ай бұрын

    ናይባሓቂ ብጣሚ ዓገብ ዝግቦኦም እዩ ኩቡር ሓውና ስልጣን ሸር ገርና ወን ክበጾሖም ከምዘለው ንግበር

  • @Mantuy189

    @Mantuy189

    2 ай бұрын

    ሰልጠነ ፊት ንፊት ምስ ሓቂ ዝራጸም

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3kАй бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና ሥልጣን እግዚአብሔር አምላክ ልቢለድያ ዝከፈተ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😥😥😥

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt2 ай бұрын

    ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ መዕረፊት ልቢ❤

  • @user-og9oz7nc4w
    @user-og9oz7nc4w2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልናክቡር መምህርና❤❤❤

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ኣይ ዞም ኣሕዋትናውን😥😥 ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓወይ🙏💗 ብጣዕሚ ፅብቅ ትምህርት እዩ ቀፅለሉ ከማኻ ዘብለ ናይ ቅድስት ቤተክርስቲያን ኣቦታት ያብዘሐና👏

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi71162 ай бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ክቡር ሓውና መምህር ስልጣን እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ኣብ ፀሎትኻ ዘክረና ብዛዕባ ሃይማኖትና ክንምስክር ክደፍር ናብ እግዚአሔር ፀልዩልና

  • @ola1707
    @ola17072 ай бұрын

    Siltan hawey amlak yikire yibelelna ane win noom ziri eye ab awdeamet 😢amlak yikire yibelelna ember kabay jemirika amlak yeguhi aleku 😢amlak nab mengedu yimirihani ❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረይ ኣብ መንፍሳዊ ሂወት ኣማሓሩ እዮም ጎቡዚት ተዚረብት ትግርኛ ግን ናይ መዝሙር ሹዊሃትና ዝተዓዘወ እዩ ይቃሪ ይበለናዋ😢

  • @user-cg7is4sl6r

    @user-cg7is4sl6r

    2 ай бұрын

    ፅብቅ አለኺ ሓፍተይ ብተለ ተጋሩ ክነግረኺ አይክእለን ዋላ እዞሞ መረሐት ሃይማኖት ኣቦታት ጥራሓ ትግራይ ትግራይ እዩሞ ዝብሉ ትምርቶሞ ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ዝራሓቀ እዩ።

  • @user-hy4wu3cw5s

    @user-hy4wu3cw5s

    2 ай бұрын

    Bhaki😪

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    ክርስቶስ ተንሠአ እሙታን በአብይ ኃይል ወሥልጣን አሰሮ ለሰይጣን አጋአዞ ለአዳም ሠላም እምዜስ ኮነ ፍሥኃ ወሠላም ተመስገን ያሥምዕለነ ቃለ ሕይወት እኁነ ሥልጣን ይኃብ ለከ ነውኃ መዋእል🤲💙🍂ትንሣኤ ልቦና ይኃብ ለነ🤲😔

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu78415 күн бұрын

    God bless you ❤️ 🙏 kal hwat yesimalna

  • @bhi8499
    @bhi84992 ай бұрын

    በሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ✅👌💚💖🦋🙏

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ✝️🤲❤

  • @ZewduTesfay-jm5sz
    @ZewduTesfay-jm5sz2 ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ 😢😢

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q2 ай бұрын

    Selam selam aab zelekemo...bruk bahti ygberelna wegenatey.....kbur memeherey enqua bselam mxekana....

  • @hissak7126
    @hissak71262 ай бұрын

    ስልጣን ሐወይ ብመጀርያ ሰለ ቃል ሂወት ዝመሀርካና ብልቢ ነመስግነካ ፈጣሪ መመሊሱ ጸጉኡ የብዝሐልካ. ሎሚ ውን ናይ ልበይ ገሊጽካለይ ትንሳኤ ግይታና ኩቡር ፈጣሪናን ነዚኦም መእተዊ ገንዘቦም ቀይሮሞ አዛ ኹላ ዩቲብ በዓል ትንሳኤ በቢዘለውዎ መሊእ የሕዝን ንስኻ ግን ተባዕ ሐቀኛ ክርሰቲያን ተባረኽ ብሕጂ ውን ከይተሐለልካ ቀጽለልና ❤

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ናይዛ ደራፊት ሓፍትናስ ኣብ ክዲ ዓገብስ ይደግምዎ ኣሎዉ😢,የሕዝኑ ደማ ብጣዕሚ😢😢

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb2 ай бұрын

    Kale hiwet ysemana memhrey yhazen eu ez zeben egzibeher amalk ymhrina❤❤❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @user-se7vt2nm4n
    @user-se7vt2nm4n2 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ብጣሚ ዓገብ ዝግቦኦም እዩ ኩቡር ሓውና ስልጣን

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ ቅድሚት ኣብ ስራሕ ኮይነ ይካታተለካ ነይረስ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኮይኑ ምስ ገርጨምጨም ኣቁሑ ምርዳእ ምስኣበየኒ ደጊመ ስራሕ ወዲአ ሰሚዐዮ ከመይ ካምዘነቃቅሐካ ሰብከትካ ብቃላት ክግለፅ ኣይክእልን ሽሕ ዓመት ንበረልና ናዓና ክጥዕመና ዓይነ ልቦናና የብረሀልና 🙏❤

  • @enate-
    @enate-2 ай бұрын

    ተሕርቀኒ ኢያ ኩሉ ዉን ይዛረብ ኢየ ብጣዕሚ ኢዩ ዝስምዓኒ ንሕና ክርስትያን ኣብ እምነትና ሰነፋት ኢና በቃ ኣዚና ምኩሓት ኢና ከኣ ኣነ እኮ ንብል ኣቱም ተግባር ይዉሕደና ኣሎ ናይ መልሓፍ ኮይንና ተሪፍና ስልጣን ግን ኣጆካ ተግሳጽ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif90132 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur hawuna ❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና ብእውነት ልቦና ያሃበና ፈጣር 🤲😓

  • @user-me3oh3mv9g
    @user-me3oh3mv9g2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና 💖💖💒👏👏👏

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ ልቦና ይዓድለና😢

  • @user-nu8qz1wm6v
    @user-nu8qz1wm6v2 ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቀፅሉሉ ሓቂ እዩ ስልጣን ሓወይ

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su2 ай бұрын

    ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ❤ባሓቂ እግዚአብሔር መስተዋዕሊ ያሃበና እንበይ የሐዝን እዩ😢

  • @user-yv1nj2ju6s
    @user-yv1nj2ju6sАй бұрын

    ቃል ሂወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ክዉር መምህርና ✝️

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና❤❤❤❤❤❤

  • @MmN-vi1yy

    @MmN-vi1yy

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fishtareke3654
    @fishtareke36542 ай бұрын

    ብሓቂ ምዝራብ ዕር ዝብሎ እንተልዩ ማይ ጌሩ የውርዶ ይሕመቕ ይጸብቕ ባህሊን ወግዕን እምነትን ዘለና ሕብረተሰብ ኢና ኣይትታሓለል ካብ ምንቃፍ ኣቦታትና አንታይ ይብሉ ያዕ ዝብል የሎን ዲዩታ ክብሉ ይዝከረኒ ንሓግዞ ኣሕዋት ❤❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @samharamen2584
    @samharamen25842 ай бұрын

    Amlak Aboy yqre belelna🥺👏🙏🏿✝️

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና አግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ጅግና ናይ ክርስቶስ ኣበሳደር ሓውና ካብ ኮንቱ ውዳሰ ይሰውርካ መምህረይ

  • @petrostesfaldet4482
    @petrostesfaldet448224 күн бұрын

    Kal hiwet yesmalna kubur hawna 🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @fishbisrat8352
    @fishbisrat83522 ай бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmaalna

  • @azebkeren1020
    @azebkeren10202 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna hawna xegu yebzahalka 🙏 🙏 🙏 Egzybher kem hatiyatna zeykone kem mhretu yzekena 🙏🙏🙏

  • @norahabashi6554
    @norahabashi65542 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወቲ የስመዐልና ኩቡር መምህርና

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና ልዑል ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️

  • @Sara_de319
    @Sara_de3192 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እዞም ደቂ ተዋህዶ እንታይ እዮም ዝኾኑ ዘለው😢😢🥺🥺🥺

  • @filimondesale8136
    @filimondesale81362 ай бұрын

    That is true ❤️❤️❤️🙏🙏

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u2 ай бұрын

    ኣይ የሕዝን እምበ ታይ ከስሕቅ ኦ ኣምላኸይ ዓይነ ልቦናና ኣብርሃልና✝️🤲

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam21552 ай бұрын

    Amren Amen Amen qal hiwet yesmealna memhr sltan amlak newh kem matosela edmen tienan yhabika ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1r2 ай бұрын

    መምህረይ ጸግኡ የብዝሓልካ ንስካስ ዓገብ ትብል ኣሎካ ግን መን ሞ ሰማዒ ወረ ንዘናጋዕ ኢና ዘለና ክብሉኳ ዮም ብኡነት ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ናትና ነገር😪

  • @user-si8kn2gq7g
    @user-si8kn2gq7g2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና 🙏🙏🙏✝️♥️♥️♥️💒🤲🤲🤲💐💐💐

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ብሓቂ

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 ай бұрын

    ሰልጣን ሔወይ ሰላም እግዝአቢሄር የብዝሓልካ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና የማን መንገዱ ይምርሓና አሜን

  • @zjucuhc
    @zjucuhc15 күн бұрын

    ናይ በሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና ❤

  • @user-ow3iu7pb4l
    @user-ow3iu7pb4l2 ай бұрын

    ትክክል ኢዩ፡ ህዝቢ ክከታተሎም የብሉን

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray96562 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ካባኻ ኣይፈለ🙏💝🥰

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6e2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 🤲

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ሓዉና ስምሪቱ ሓድነቱ ኢዮ ጥበብ ኢዪ ቃል ኣምላኽ እኮ ትርጉም ይሓትት ኢዩ እንደገና ኣነን ኣቦ ሓደ ኢና ኣነ ካብ ርእሰይ ኣይኮንኩን ማለት እኮ ኣነ ካብ ላዕሊ እየ ብሰጋ ዠተገለጽኩ ኣምላኽኢየ

  • @mebrahtentukubet1964
    @mebrahtentukubet19642 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q2 ай бұрын

    ብስሩ እዚ ዓለማዊ :ፊልሚ: ደርፊ: መን እዩ ጠጠው ከብለልና እንዶ🤲 ንባዕሎም ጠፊኦም የጥፍኡ ኡና ኣለው😢ንገብሮ ኣይንፈልጥን ይቅረ በለልና😢 ኣምላኽ

  • @user-xz2ix2xm5f
    @user-xz2ix2xm5f2 ай бұрын

    Naybehaki kal hiwet yesmealna ❤❤❤

  • @snitghebremedhn6941
    @snitghebremedhn69412 ай бұрын

    Egziabher ayne Lbonana ykfetelna

  • @umsaad6493
    @umsaad64932 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡረ ሓውና ስልጣን ነዞም ኣሕዋትና መስተወዐሊ ልቢ ይሃቦም ፈጣሪ 😢😢😢

  • @rahwaabraha4282
    @rahwaabraha42822 ай бұрын

    Agoka seltaney tsga abresu tsega ❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️

  • @user-wp2ln7eq7g
    @user-wp2ln7eq7g2 ай бұрын

    Amen qalehiwet yesmalna

  • @WiztE9n-cl5qv
    @WiztE9n-cl5qv2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና🙏🙏🙏

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z2 ай бұрын

    ቃለህወት ያስመዐልና መምህር ❤🎉

  • @brllabay3842
    @brllabay38422 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤ ብጣዕሚ የሐዝ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😢

  • @user-jk4im6jn1n
    @user-jk4im6jn1n2 ай бұрын

    ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክቡር ሓውና እግዜኣቢሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ ቃል ሂወት የስምዓልና❤ ❤❤

  • @deramcarbmws4856
    @deramcarbmws48562 ай бұрын

    ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ን ህዝብና ብጣዕሚ ጠቃሚ እዩ እሞ ቀጽሎ። እዚ እዩ እቲ ሓቀኛ ወንጌል ምስባኽ ማለት።

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet44952 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay agelglot zebenka ybarkelka amlak

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv2 ай бұрын

    ✅✅✅✅ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ኩቡር ሥልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ኣብዘሑ ጸጋኡን በረከቱን ያብዘሐልኻ በርትዕ ናይ ሰደት መምህርይ ንኣሕዋትና እውን ልባና ይሃቦም ይሃበና አምላክ ቅዱሳን

  • @ltmichael5746
    @ltmichael57462 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓና ዓይነ ልቦናና የብርሃልና። ድያብሎስ እንዳ ኣስሓቀን አንዳ ኣዛናገዕን እዩ ሽው ኣቢሉ ናቱ ዝገብረና ዘሎ። ነሕዝን ኢና ብጣዕሚ😢😢 እግዚኣብሔር ዳኣ ብዓይነ ምሕረቱ ጠሚቱ ይቅረ ይበልልና።

  • @helenbaryagabr9964
    @helenbaryagabr99642 ай бұрын

    ይገርመካዩ እንድዒ ወረ ናበይገጽና ኢና ንኸይድ ዘለና እዚግዜ መምህር ኢዩ በዚ እዋንእዚ ብፍጹም ዋዛኣይርኣየካንዩ ግን እንታይ ይገበር ስልጣን ሓወይ

  • @user-jk2cw4nn8f
    @user-jk2cw4nn8f2 ай бұрын

    ንሳን ወዳን ፀጎኦም የብዙሑልካ ኩቡር ሐወይ ነዞም ኣሕዋትና ዓይኒ ልቦኖኦም የብራሃሎ መቸስ ብዘይ ፍላጥ ኩሉ ነገር እንበር ትንሳኤ ዳኣሞ ክሓትዎ ዝኽእሉ ብዙሕ ሕቶ ኣለ ኣምላ ማሓሪ እይሞ ናዓመታ ከምዚ ስለክርስቶስ ይታሓታቱ ይኾኑ

  • @feventkue2060
    @feventkue20602 ай бұрын

    Amlak nkulatna Christian ✝️ ayni lbona ykfetelna

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky96132 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️🌿

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d72 ай бұрын

    ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 👏👏❤

  • @rutahaile1950
    @rutahaile19502 ай бұрын

    ናይ ብሑቂ ኩቡር ሐው✝️✝️✝️🙏🏾🙏🏾🤲🏽🤲🏽

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ብዓይኒ ምሕረት ይጠምተና😢😢😢

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs2 ай бұрын

    Egzibher ymesgen memhrey💖❤💛🤩💝👑🤴

  • @marthatsehaye8176
    @marthatsehaye81762 ай бұрын

    Sesenelena da eskas nefuu ❤❤❤

  • @user-gh8mx3hk7g
    @user-gh8mx3hk7g2 ай бұрын

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስምዐልና ሐውና

  • @uchchc5243
    @uchchc52432 ай бұрын

    🙏🙏🙏💒💒💒👏👏👏

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e2 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ❤❤👏 አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ❤

  • @segenweldemichael9745
    @segenweldemichael97452 ай бұрын

    Kale hiwet ysmealna

  • @user-zw8im6rz3o
    @user-zw8im6rz3o2 ай бұрын

    qalhiwet yesmealna kbur hawna

  • @SalemMoui
    @SalemMoui2 ай бұрын

    ክርስቶስ ተንሰአ እሞታን በዓቢይ ሃይል ወስልጣን አሰሮ ለሰይጣን አጋዓዞ ለአዳም ሰላም እምይዘእዜስ ኮነ ፍስሀ ወሰላም✝️ አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @hufhhdh38
    @hufhhdh382 ай бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ♦️ 💒✝️💐 ♦️ ♦️♦️♦️♦️♦️ ♦️ ♦️

  • @Paak9877-vk9yr
    @Paak9877-vk9yr2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዛሓልካ ክቡር ሓውና ❤❤❤❤

  • @mewaeltekeste9870
    @mewaeltekeste98702 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ሰልጠነ

  • @elsajefter5596
    @elsajefter55962 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ እንታይ እሞ ክንብል ህዝብና ብገዛእ ፍቓዱ ኢዩ ና ጸልማት ዝኸይድ ዘሎ😢😢😢😢

  • @ksjsbhjhsh2201
    @ksjsbhjhsh22012 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና❤❤ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ንሕና’ውን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና😢😢😢😢 ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማረያም ፀሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን(፫)❤❤❤

  • @user-rr7qv7fl3q
    @user-rr7qv7fl3q2 ай бұрын

    ቃል ህወት የስመዓልና ሰልጠነ ሓወይ 🙏🙏🙏ኣምላኽ ይቅረ ይበለና

  • @rutahaile1950
    @rutahaile19502 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ምሕረቱ ዩውርደልና❤️❤️🤲🏽🤲🏽🙏🏾✝️✝️✝️

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg2 ай бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤

  • @goggo5414
    @goggo54142 ай бұрын

    😥✝️💒🙏😥

  • @temie668
    @temie6682 ай бұрын

    ዘይልብም ህዝቢ

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ መስተውዐሊ ዓይኒ ልቦናን ይክፍተልና ኣምላክ😢

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel2 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤🎉

  • @user-sk9uz7dy6e
    @user-sk9uz7dy6e2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የሰምዓና ኩቡር ሓወይ ❤

Келесі