ሳንቲና (ሳንቲሞ መቀለ)- ነዋላድ የኮሽም ኔረ ፡ ካብ 7 ኣወዳት 7 ቆሉዑት ወሊደ ፡ ሎሚ ወሊደ ፅባሕ ዳጭርማ እየ ደቂሰ አይፈልጥን ፡ አብ ክርስትና ተአሊሸ

Музыка

#habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea #culture #wediafro
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሳንቲና (ሳንቲሞ መቀለ)- ነዋላድ የኮሽም ኔረ ፡ ካብ 7 ኣወዳት 7 ቆሉዑት ወሊደ ፡ ሎሚ ወሊደ ፅባሕ ዳጭርማ እየ ደቂሰ አይፈልጥን ፡ አብ ክርስትና ተአሊሸ | Aura multimedia
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 768

  • @Generalwechu
    @GeneralwechuАй бұрын

    ያ'ኣምነፍሊጶስ ክንደይ ገርህታት ደቒ ሹቕ ሪኤ'እሞ ከምዛ ሰበይቲ ግን ከምዚኣ ገርሂ ኣይርኣኩን ደስ ተብል ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ ክብርቲ ኣደ 🙏🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🙏

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ❤ ተሓባበረኒ

  • @RakiRaRi1997

    @RakiRaRi1997

    Ай бұрын

    ማራ እስከ .እንታይ እስከ ናይ ደቂ ቃዛ ኢንተርቪው ኮይኑ ይስምዓካ ኩሉ ኣዘራርብኣ ኣስመራ ጥራይ ይወስደካ

  • @elizabethelilta2663

    @elizabethelilta2663

    29 күн бұрын

    @@RakiRaRi1997ብሓቂ ማራ ገርሂ ደስ ክትብል

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712Ай бұрын

    ጋዜጠኛ ግን ተጋጊኪ ቆሪበ እየ እናበለትክስ ብማዓኮርኪ ጨፍርልና ክትብሊያ ኣይግበአክን😮 እዘን ኣዶ ግን ሓጋዚ ስለዝሳኣና እየን ካብ7 ወሊደን ዘለዋ ኣብዚ ኮመንት ዘለክን ኣሕዋት ኣይትመካሓ ዘናሓተይ👌 ማምየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @amlesettekie6223

    @amlesettekie6223

    Ай бұрын

    አቲ እዘን ኩለን ሐገዝቲ ዝሰአና ደቂ አንስትዬ ከምዚ ናታ አይገበራን። you are trying to justify her F-ad actions 🤮🤮

  • @akberettsegay7712

    @akberettsegay7712

    Ай бұрын

    @@amlesettekie6223 ኣይይይይ ገገዛናስ ክንደይ ጉድ ይህሊ ዋ ኣይትመከሒ ሪኤልኪ ዋኢ እዛ ሰብ ኮ ጅግና እያ እንያ ገፅ ሰብ ኣይረኣየትን🤔ስለዚ ነቲሞራል ኣጆኪስ ፁቡቅ እዩ 👌

  • @letebrhangualhiwet2149

    @letebrhangualhiwet2149

    Ай бұрын

    ​@@amlesettekie6223ኣየይ ጉራ ደቂ 60 70 ዘይበፃሕካ ኣይምካሕይይ

  • @Fre-gi2hy

    @Fre-gi2hy

    Ай бұрын

    It’s not normal 😢😢😢😢😢😢

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mussietewelde3546
    @mussietewelde3546Ай бұрын

    አታ ልባ ጻዕዳ ከምታ ናይ ኣስመራ ዝተወለደታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @TegstiGebrekrstos-yr2wv

    @TegstiGebrekrstos-yr2wv

    Ай бұрын

    Ygerm u zytkyer mashi zkonet❤

  • @ariamrezene4170

    @ariamrezene4170

    Ай бұрын

    Nay bhaqi

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7kАй бұрын

    አነስ ዝገርመኒ እዛ ሰበይቲ ብኡነት ገርሂ ጻዕዳ ልባ እያ ሐራስ ክሳብ 40 ማዐልቲ ተነቃፊት እያ እዛ ሰብ እዚአ ብሐራሳ ደገ ደገ እንዳበለት ወለሐንቲ አይትከውንን አብ ልባ ክፍአት ስለ ዘይብላ ካልአይ ንምውት ትበጽሕ ትቀብር እዚ ከአ ብአምላኽ ቅቡል እዩ ሳልሳይ ብሂወታ ጥራይ እያ ተዕልል ዘላ ስለዚ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ እቶም ደቅኺ ከአ መኽበርትኺ ይግበረልኪ ሐብተይ ናተይ ቅንዕናኺ የሰንኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @banaksemere823

    @banaksemere823

    Ай бұрын

    ካብቲ ደገ ደገ ትኸዶ ዝነበረት ናይ ዝሙት ስራሕ ዝኸፍእ ዶ ኣሎ እዩ

  • @MulgetaGebremichael

    @MulgetaGebremichael

    Ай бұрын

    😮😮😮k5

  • @letebrhangualhiwet2149

    @letebrhangualhiwet2149

    Ай бұрын

    ​@@banaksemere823Fetari zfekedo eyu kab zmut zkefie kndey fewasiye tenkualiye ab zbezhos DMA nSantimo khme

  • @tsegayabraham2424

    @tsegayabraham2424

    Ай бұрын

    Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ 27: ነቶም ቀዳሞት፡ ኣይትዘሙ፡ ከም እተባህለሎም፡ ሰሚዕኩም አሎኹም። 28: ኣነ ግና ንሰበይቲ ኺብህጋ ዚጥምታ ዅሉ ብልቡ ፈጺሙ ኣብኣ ዘመወ፡ እብለኩም አሎኹ።

  • @tsegayabraham2424

    @tsegayabraham2424

    Ай бұрын

    Proverbs 6 ትግ - ምሳሌ 25-26: ብሰሪ ኣመንዝራ ሰበይቲ ሓንቲ እንጌራ ኽሳዕ እትተርፎ ይኸውን፡ ዘማዊት ከኣ ክብርቲ ነፍሲ እያ እትሀድን እሞ፡ ንጽባቔኣ ብልብኻ ኣይትመነዮ፡ ብቘላሕታኣውን ኣይትዘርፍካ። 27: ሰብዶ ሓዊ ሐቝፉስ ክዳኑ ኣይነድድን እዩ፡ 28: ኣብ ልዕሊ ጓህሪ ኸይዱኸ፡ ኣእጋሩዶ ኣይሐርርን እዩ፧ 29: ናብ ሰበይቲ ብጻዩ ዚኣቱ ኸኣ ከምኡ እዩ፡ ዚትንክያ ኸይተቐጽዔ ከቶ ኣይተርፍን። 30: ሰራቒ ጠምዩ ኺዕንገል ኢሉ እንተ ሰረቐ፡ ሰብ ኣይንዕቆን እዩ፡

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pfАй бұрын

    ደስ ትብል ሰበይቲ፡ ኣዝያ ደስ ኢላትኒ። ቃላት ትስእነላ ጥዕምቲ።

  • @richochewa1640
    @richochewa1640Ай бұрын

    ልባ ፃዕዳ እዩ አብ ኹሉ ቦታ አብ ደስታኻ አብ ሀዘንኻ ትህግዘካ እያ ወሀለ እያ ዕድመይ ጥዕና ይሀብኺ ሳንቲሞ መቀለ ❤❤❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklayАй бұрын

    ሳንቲ ሞ ብህይወት አላ ብጣእሚ ደስይብል እንዃዕ ድምፅኺ ሰማእናኪ ነመስግን❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abrham14-sd4eb
    @Abrham14-sd4ebАй бұрын

    ሳንቲና ክብርቲ ኣዴና ነክብረክን ንፈትወክን።ብዝተረፈ ኦራ ሜድያ ብሓቂ ረስሓት እዚ መደብ እዚ ከተቅርቡ ተሕፍሩ።ከይሓፈርኩም ካብ 7ተ ሰቡኡት ዝወለደት ኢልኩም ከተምጹኡ ገጽኩም ትርሓቅ።

  • @genetyemane5567

    @genetyemane5567

    Ай бұрын

    All they care is their viewers 😢

  • @user-gg4xn7kd8u
    @user-gg4xn7kd8uАй бұрын

    ብጣዕሚ ንጽህቲ ሰበይቲ እያ፡ተዝካኣል ሐገዝ ተዝግበረላ ጽቡቅ ኔሩ፡ሽኮር ሰበይቲ ዕላላ ክጥዕም ❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @FreweyniKalayu-fv9dd

    @FreweyniKalayu-fv9dd

    15 күн бұрын

    Ekul truf zelewa eya bealti gezan abo deqa kea kulom dege eyom znebru santimo mekelle zeyfelt yelel

  • @ebanahafte6229
    @ebanahafte6229Ай бұрын

    ዋይ ዛ ሀገረሰብ ጋዜጠኛ ፡ ቆሪበ አየ ላበልትስ ብማዓንኮርኪ ሳዕስዕለይ ትብላላ ፡ ወጠምሻ ፋራ ጋዜጣኛ ፡

  • @tsegagebrehiwot6882
    @tsegagebrehiwot6882Ай бұрын

    ዋዉ ሳንቲሞ ፅሪይቲ ገረዌተይ ነይራ 15 ቐበሌ ጎቦዝ እያ ነይራ ቅዱስ ሚካኤል ፀበል ትዝክር ነይራ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ ❤

  • @simontekeste
    @simontekesteАй бұрын

    ❤❤❤❤ she is very open no secret ❤❤❤ big respect

  • @brizafzerau8868
    @brizafzerau8868Ай бұрын

    ሰዲ ቆሪበእየ እናበለታስ ተገድዳ ኣለ ሕማቅ ጋዚጠኛ😢

  • @user-ib7ps3ov4r
    @user-ib7ps3ov4rАй бұрын

    ሐፍተይ ናተይ አነ ኤረትራ ዊ አየ ፀዕዳ ሰብ ኢኪ ሽምኪ ብጥልያን ቅድሰቲ ይበሀል

  • @sebkedem9410

    @sebkedem9410

    Ай бұрын

    Exactly 👍

  • @shishayzemichaelhaile1699

    @shishayzemichaelhaile1699

    Ай бұрын

    Sante

  • @nimrodgabriel2266

    @nimrodgabriel2266

    Ай бұрын

    ሓስወት ቆንዳፍ ዓገም ከለክ ኤረትራው የ ፣

  • @letebrhangualhiwet2149

    @letebrhangualhiwet2149

    Ай бұрын

    ​@@nimrodgabriel2266 ኤርትራዊ ምኳን ኩርዓት ዝመስሎ ክንደይ ዓሻ ኣሎ:: ትግራይን ኤርትራን ብምንታይ ተበላሊፀንዩ ሐዚ ኩሉ ስደት

  • @nimrodgabriel2266

    @nimrodgabriel2266

    Ай бұрын

    @@letebrhangualhiwet2149 ሰደት ናት ተጋሩ ይክፍእ፣ ሰብ ዝሰደድ ካኣ ክሰርሕ ዮ፣ እዝ ካኣ ኣብ ምሉኡ ዓለም ዘሎ ዮ ኣፍርቃውያን ኢሮፓውያን ፣ ኢሰያውያን ክሎም ይሰደድ ኢዮም ንዝሓሸ ሰራሕ ፣ ካልእ ምሰትር የብሉን

  • @t.s6056
    @t.s6056Ай бұрын

    እዛ ሰብይቲ ብጣዕሚ ሓቀኛን ቅንዕትን እሞ ካኣ ኣብ,ዚ ግዜ ❤ ኣብ መሬት ዘይክጥዕማ ይኽእል ኢዩ ኣብ ሰማይ ግን ትኽ ኢላ ናብ ገነታ❤❤ ኢያ።

  • @chaltuaddisabebakegna265
    @chaltuaddisabebakegna265Ай бұрын

    ፅብቅ ትምህርቲ አዋልድ የካሽም ነይረ ክንደይ ታርክ እንዳሀለወ

  • @Almialmi-cj1rp
    @Almialmi-cj1rpАй бұрын

    ነዊሕ ዕዱመን ጥዕናን❤❤❤❤

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185Ай бұрын

    This lady is very sweet and compassionate her conscious is free, and express her feeling. When a man screw around with 10 women is ok !!!! But when our sisters do the same thing and then is not ok !! That’s discrimination.

  • @ethiopiadinku9881

    @ethiopiadinku9881

    Ай бұрын

    it’s quite different because women have more responsability than men cause they carry a baby in the stomach she screw her life and babies life forever! I dont have problem if she sleeping with ten men but giving birth like a hen is not good cause a baby needs a father and a mother in thier lives

  • @shishaykifluwoldegebriel162
    @shishaykifluwoldegebriel162Ай бұрын

    ምስክነይቲ ገርሂ ልባ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ክትበፅሕ ዝግብኣ ሰኣን ሓጋዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ኣብ ትግራይ ንዕብየት ስፖርት ብፍላይ ብሽክለታ ዓብዪ ኣበርክቶ ጌራ እያ።

  • @user-oi7ce4zo6t
    @user-oi7ce4zo6tАй бұрын

    ሳንቲሞ መተዓቢተይ ብሓንሳእ ዓቢና ዳባ አነንያ እንዳ ወርቂ አፈወርቂ ሰላም ምሳኺ ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትኪ ቢኒያም ካብ ጀርመን ንአቕራቢትውን ሰላም ምሳኺ ይኹን

  • @user-jt5cc3ye2j

    @user-jt5cc3ye2j

    16 күн бұрын

    ሰላም

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715Ай бұрын

    ዋላ ብዙሕ ሓጢያት እንተሰርሐት ኣምላኽ ግን ንዓና ንሓጥኣን ክብል ይይ ኣብ መስቀል ዝተሰቕለ ሞ ኣምላኽ ይፈትዋ ኢዩ ናብ ቅዱስ ቁርባን "ኳ በጺሓ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን እዚ ውን ትምህርቲ ኣለዎ ክንመሃረሉ እንተ ክኢልና

  • @tiebekidane8680

    @tiebekidane8680

    Ай бұрын

    ክብርቲ ሓፍተይ እዚኣ ንጽሕቲ እያ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ወጺኣ ትናዘዝ ኣላ ትንሳህ ኣላ ኣምላክ ይመስገን ዝተረፈ ዕድሚኣ ብሰላም ከሕልፎ ፍቃድ እዝጋብሄር ይኩን

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበራኒ❤

  • @loveschool383

    @loveschool383

    Ай бұрын

    ታይ ሓጥያት?

  • @freykahsay8738
    @freykahsay8738Ай бұрын

    ይመችኪ ማሚየይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ስድራኪ ❤❤❤❤

  • @user-do3ru3de1y
    @user-do3ru3de1yАй бұрын

    ዕድልኪ ኮይና ጽቡቅን ሕማቅን ይሕሊፍኪ እኪ ካብ ኩሉ ኣብ ሰቡእትኪ ከይለመንኪ ደቅኪ ምዕባይኪ ጅግና ኢኪ ክሕባእ ዘለዎ ምሕባእ ጽቡቅ እዩ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @atranos2198
    @atranos2198Ай бұрын

    እዛ ሰበይቲ ኬፍ ኣለዋ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atranos2198

    @atranos2198

    Ай бұрын

    ብስም ሳንቲና ነዛ ቻነል ሳብስክራይብ ገይረያ ኣለኹ።❤❤

  • @zafugebremedhin7945

    @zafugebremedhin7945

    Ай бұрын

    Mara

  • @Abrhet_youtube19
    @Abrhet_youtube19Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማ ሳንቲም እይንዋራዘ አሕዋተይ ውሻጣ ንፁህ እዩ ዛዶ እና ደስ ዘብል መጨረሻ ቀሪባ ሰጊዳ እያ ዘላ እና መጨራሽካ ክፀብቀልካ ከሎ እዩ ሰናይ እና እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን ወላዲትና ዕላላ ደስ ክብለካ ብሓቂ ❤❤❤❤❤

  • @tecleabtewolde5766
    @tecleabtewolde5766Ай бұрын

    ሳንቲና santo ካብ ዝብል ቋንቋ ጣልያን ዝተወስደ እዩ። ትርጉሙ ከኣ "ቅዱስ" ማለት እዩ። "ሳንቲና" ከኣ ቃል ንቃሉ ቅድስቲ ማለት እዩ።

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓበበረኒ❤

  • @helenteklue2133
    @helenteklue2133Ай бұрын

    She 's' open ❤ . Much Love and respect for you Santom ❤❤❤🤩🇪🇷

  • @hdhud9018
    @hdhud9018Ай бұрын

    ሳንትሞ ብሂውት ስለ ዝረእኩኪ ደስ እልኒ ጓል ሰፈረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ብ ሽማ ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @FgRg-ps4ys
    @FgRg-ps4ysАй бұрын

    ዋው ሳንቲሞ ስለ ዝረኣኹኺ ደስ እሉንይ ብቆልዓይ እየ ዝፈልጠኪ ነይረ❤🥰❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @Akriyawi
    @AkriyawiАй бұрын

    Betami des tebel xaeda habesha kemzien azmrino adetat mara Yen des zeblani edmen tenan naki kebrti weladit ❤

  • @jonmichael8595
    @jonmichael8595Ай бұрын

    Such a wonderful woman ! Free spirited and open minded! ❤️

  • @user-wq5hw7wk2m
    @user-wq5hw7wk2mАй бұрын

    ሳንቲሞ መቀለ ሽኮር ቆልዓ መቀለ❤❤❤❤

  • @user-br5bn7cj6i
    @user-br5bn7cj6iАй бұрын

    መዓረይ ንፅህቲ ኣደ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቅንዕናኺ ሪኡ🥰🌿🤲

  • @EeEe-cy6ob
    @EeEe-cy6obАй бұрын

    የቐንየልና ሳንቲና ዘቕረብክያ ሳንቲና መቐለ ጓል ዓዲ ሽምድሑን ደቃ ትሑታት እዮም

  • @zafugebremedhin7945

    @zafugebremedhin7945

    Ай бұрын

    Bitaemi

  • @Kalnugus

    @Kalnugus

    Ай бұрын

    Adi shinduhun weda alewa ema geboze eye bserah

  • @genetyemane5567

    @genetyemane5567

    Ай бұрын

    Good to hear

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476Ай бұрын

    Open mind very kind gal shuk lewwhata Dese yebleka kedem neru derefi gabzeya ❤❤❤

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718Ай бұрын

    ሳንቲሞ ጽቡቅ ኣሎኪ ቆልዓ ከለኩ ይትፍዘልኪ ነይረ ዋው ንድሕሪት ተመሊሰ 😂❤❤

  • @HhgggVgfgg

    @HhgggVgfgg

    Ай бұрын

    Dmtsa tefrhani nera 😂😂😂😂😂ay kulenet

  • @fayaz3598
    @fayaz3598Ай бұрын

    ኣየ ሕቡሽ ታይ ክንመሃር ትብሉ ደኣ ኣብ ናይ ግዜ ትምህርትኹም ወንበር ኣሚቊኹም እንዲኹም ትምለሱ ዝነበርኹም😂 ሕዚ እንታይ ክንመሃር ትብሉ ኣለኹም ፈሰውቲ 😂ኣነ ፈታ ኢለሉ እየ❤ እዛ ኣደ ድማ ሰአን ኣጆኺ ዝብላ'በር ኣብ ልዑል ብርኪ በፂሓ ምሃለወት በቱ ትነጥፎ ዝነበረት❤😊

  • @AlemTigray-pc8yv

    @AlemTigray-pc8yv

    Ай бұрын

    ትክክል❤❤❤❤

  • @rishane9576

    @rishane9576

    Ай бұрын

    ​@@AlemTigray-pc8yv እዞም ድዋራዘዩ ደለው እኮ ታሪኮም ተትዝረብ ንክትሰምዖ እኮ መጸገመ ግን ጻድቃናት ኮይኖም ነዛ ኣዴና ይነቅፍዋ ኣለዉ ኣነስ ብወገነይ ኣድኒቀያ ጻዕዳ ልባ ንእዝጋቢሄር ቀርባ ምካና ካኣ የርእየካ ሎምኮ ሰብ ድፍርሓሉ ፈጣሪ ደይፍራሓሉ ግዜ እዩ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ምስ ደቃ

  • @amlesetmuruts470

    @amlesetmuruts470

    Ай бұрын

    ማርያምን አነስ 3 ግዜ ሰሚዐዮ ክንደይ ደስ ትብል❤

  • @user-dr9fs2gn3k

    @user-dr9fs2gn3k

    Ай бұрын

    አረ ኮመንት ተመችዩኒ

  • @yaredtesfatsion2537
    @yaredtesfatsion2537Ай бұрын

    ደስ ዝብል ዕላል ሳንቲና ጓል ሹቕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ብዙሕ ተማሂርና ዳተዘናጋዕና

  • @godislove6876
    @godislove6876Ай бұрын

    ኦራ ሜድያ ጽቡቕ መድብ ናይ ሳንቲሞ ቁጽሪ ቴሌፎን ይሓተኩም ኣሎ ኩሉ ተዓዛቢ እሞ ኣብቲ ኣርእስቲ ጽሓፍዎ ኢኹም

  • @ggbg2765
    @ggbg2765Ай бұрын

    አረ ይመችኪ ሰበይቲ ንስኪ ትፍለይይ እኪ ወላድተይ🤱🌍🎉

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ብሽማ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ❤

  • @freweynidesta
    @freweynidestaАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ነዴና ይምነ 🙏🙏🙏ጋዜጠኛ ሓፍትና ድማ ድሕሪ ቆሪበ ኣድላይ ዘይኮነ ሕቶ ተዘይተተቅርቢ ይምረፅ ክብሪ ነዴታትናን ኣቦታትናን❤❤❤

  • @kq8131
    @kq8131Ай бұрын

    ሳንቲም እንቃዕ ድምጽኽን ሀለዋትክን ረኤና ንድሕሪት ናይ ቀደም አብ መቀለ ቁልዕነት ጊዜ ዘሕለፍናዮ አዘኪርክና ንበዓል መሰ መር ረሲዕኪዬም ንበዓል በርሄ ዕሩይ ቲይድል

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @berakitesfay1161
    @berakitesfay1161Ай бұрын

    ኽትምሃሩ ድልየት እንተ ኣሉኩም ጎጉል ኪዱ ኣብዚ ኣይትዋራዘዩ ሓሰውቲ ብዝኮን ጽቡቅ ዕላል

  • @rishane9576

    @rishane9576

    Ай бұрын

    ይገርም እኮ እዩ እዛ ሓፍትና ጻዕዳ ልባ ብግልጺ ስለተዛረበት እምበር ኩሎም እዞም ድዋራዘዩ ደለዉ ሰባት እኮ ካብዚ ድከፍእ ነገር ታሪክ ደለዎም እዩ ግን ጻድቅ ኮይኖም ይዋራዘዩ ኣልርዉ ብድኮነ ነዛ ኣዴና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ምስ ደቃ ❤

  • @mikifsahaye1214

    @mikifsahaye1214

    Ай бұрын

    Xbuku zereba eyu bro kkkk

  • @amlesetmuruts470

    @amlesetmuruts470

    Ай бұрын

    ብሓቂ አነስ 3 ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐያ ክሞንዋ አይኸአልኹን❤ ሳፕስክራይፕ ለ ግበሩለይዋ😂

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ብሽም እዛ ኣዴና ሳብስክራይብ ተሓባበራኒ❤

  • @HanaAli-hz2vm
    @HanaAli-hz2vmАй бұрын

    ሳንቲሞ ሕድያት መቐለ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኪ❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @helengessesse616
    @helengessesse616Ай бұрын

    ዋይ ዋይ ሕድያት መቐለ እንኳዕ ብሰላም ረአናኪ ሳንቲሞና ❤

  • @user-pq4ze2nq7w
    @user-pq4ze2nq7wАй бұрын

    ብጣዓሚ እዩ ዝገርም❤❤

  • @mrc295
    @mrc295Ай бұрын

    ናይ ማማ ስንቲሞ ምስ ናይ ዚ ግዝየ ደቂ ኣንስትዮ ሓደ ዝፈላሊዮ ነገር አንተሃልዩ ናይ ሎሚ ደኪ ኣንስቲዮ ምስ ሰባይ ምድቓስ ኣይገደፋን ግን ኮልዓ ኣይወልዳን እየን ማማ ሳንቲሞ ግን ንብረታ ተጠቂማትሉ አያ ቆሊዑ ኣፍርያትሉ

  • @mrc295

    @mrc295

    Ай бұрын

    እዛ ጋዘጥና ደኣ ጋላ ትመስል ኣብቲ መልክዕን ሲ

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet910424 күн бұрын

    እዋይ ልዉሃት ኩሉ ነገር ዘሕለፈቶ ብግልፂ ❤❤❤❤

  • @paulosyohannes2211
    @paulosyohannes2211Ай бұрын

    ዋውውውውው ድሕሪ 38 ዓመት ሚስ ረኣኩዋ ገሪሙኒ ወዲ ኣለማዮ ማጨው ከ ኣበይ ይህሉ ብዓል ዝናቡ ተስፋይ ኣውቲስቲ ቐደም ኣዘኪራቲኒ ኣነ ባኣካል ይፈልጣ ኔረ

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453Ай бұрын

    ሳንቲሞ❤❤❤አነ ዝገርመኒ ትክክል ዝኮነ ሂወት ታሪካ እያ ተናጊራ ታይ ፀገም አለዎ ሓሶት ሕማቅ እምበር መምሃራይ ዘይኮነ አይትበሉ 10/12 ዓመት ተማሂሩ ፍረ ዘየፍረየስ ጉድ ተረኪቡ

  • @GggGgg-qn9ti
    @GggGgg-qn9tiАй бұрын

    የኔ የዋህ❤

  • @GgGgg-vi1gg
    @GgGgg-vi1ggАй бұрын

    ኮመንት ወሃብቲ ኣስተብህሉ ሓቃዊ ታሪክ ሂወታ እያ ተዋግዕ ዘላ የኮነይ እዚኣ ሰሪሓ ትነብር ናይ ስራሕ መንፈስ ዘይብለን ነብሰን ሸይጠን ዝሓድራ ኣለዋ ለባም ለባም ኣይትጫወታ ቱ ሓሰዉቲ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @mehretteferi6023
    @mehretteferi6023Ай бұрын

    እድሜ ጥእና ይሐብኪ ንብ ቆርባን ዘብጽሕኪ እምላኽ ይመስገን ይመላእልኪ

  • @DanielTadesy
    @DanielTadesyАй бұрын

    😂😂ብጣዕሚ ገሪምኒ ሳንቲሞ ዕድመን ጥዕይሀብኪ❤❤ ዳርጋ መብዛሕቲኡ መቐለ ይፈልጣእዩ❤❤

  • @hailemariambirhane5213
    @hailemariambirhane5213Ай бұрын

    ጅግና እህት❤️✔️!.

  • @tabay6305
    @tabay6305Ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤ ሳንቲዋይ ሹኮሪና። አየይ ላኸድኺ ትጥይቕለይ ኹሙነገረኛ ❤🎉❤🎉

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997Ай бұрын

    Nice program ሽኮር ኣዴና ቅንዕንኣ ኣብ ቃላታ ኣብ ገጻ ይፍለጥ👏 ጋዘጠኛ ድማ ዋው ንፍዕቲ ሽኮረና❤ I appreciate you

  • @akberetfoto3360
    @akberetfoto3360Ай бұрын

    Wow, she’s very open. God bless God bless you.🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @freweinigaim8371
    @freweinigaim8371Ай бұрын

    She's so humble 😂❤sweet😘

  • @yacobtesfai2586
    @yacobtesfai2586Ай бұрын

    Great big respect🥰🥰🥰

  • @frehiwotdebesom8364
    @frehiwotdebesom8364Ай бұрын

    ሳንቲሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኩሉ ግዜ እየ ዝዝክረኪ ኩሉ ግዜ ኩሩሽ እናሰረሐት እያ ትከይድ ጅግና እየ ሐደ ጊዜ መስትያት ገጢምናልና ነይርና

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ብ ሽማ ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @fatwilama3891
    @fatwilama3891Ай бұрын

    እታ ዘቕረበታ ናብ ሚድያ ትሓቶ ዘይትፈልጥ ፍፋራ እያ

  • @mliamila5715
    @mliamila5715Ай бұрын

    Santom shikor the most kind generous and and humble woman 🥰 she was my neighbor when i was a kid ❤ she took me to cinema adiwa for the first time ❤ i love her so much

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cvАй бұрын

    ዋይ ንፀህና ልቢ ፃዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @danielyemane2660
    @danielyemane2660Ай бұрын

    ጻዕዳ ጎል አስመራ መድሐንትኪ አስመራ ተተቀቢራ ጎል አስመራ ኢኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @m.t12
    @m.t12Ай бұрын

    Nice to see you 💗 ❤❤

  • @zerezgi-ck5gn
    @zerezgi-ck5gnАй бұрын

    Lewah ade egzabher Edmen tienan yhabki, n weladit zeykewun gziye koynu ♥️🙏

  • @yohanaeritrea9235
    @yohanaeritrea9235Ай бұрын

    Shkor lots of love from eritrean

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1zАй бұрын

    ሳንቲና ናይ. ቀደም ዛንታ መቀለ ትዝክር ጎል. መቐለ

  • @samsontekle5627
    @samsontekle5627Ай бұрын

    I couldn’t believe she is not azmarino everything about here is azmarino .God bless you sister

  • @elsaaelsaa8789
    @elsaaelsaa8789Ай бұрын

    ደስ ምባለን ግን❤❤

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1fАй бұрын

    አወይ ንፀህቲ ሰበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማሚተይ😢😢😢

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @zerayabrhahabtemichael
    @zerayabrhahabtemichaelАй бұрын

    ደስ ዝብል ዕላል❤

  • @hajerokubu8990
    @hajerokubu8990Ай бұрын

    ከምዛ ኣደ ቅኑዕ ልቡ የለን ዕድመ ይሃብኪ ❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @Kdstishow
    @KdstishowАй бұрын

    Please 🙏Hawkum Ertrawi eye Kab polotika wexikum ms eza timti adena xada lba khgza Arakbuni thanks neakum ka AURA

  • @LilySw-zq7no

    @LilySw-zq7no

    Ай бұрын

    ዓንጃል

  • @Kdstishow

    @Kdstishow

    Ай бұрын

    Amlak zfetwo mgbarey Anjal zebleni tekoynu tekebileyo aleku Anjal eye ane

  • @stepbystep8459

    @stepbystep8459

    Ай бұрын

    ​@@LilySw-zq7no ድሑር ዋሒድ

  • @RakiRaRi1997

    @RakiRaRi1997

    Ай бұрын

    Beta ጋዘጠኛ ጌርካ ርኸባ ናታ ቴለፎን ትህበካ ትከውን

  • @LilySw-zq7no

    @LilySw-zq7no

    29 күн бұрын

    @@stepbystep8459 ቆማል ቆንዳፋ

  • @rfflm2917
    @rfflm291710 күн бұрын

    እግዚኣቢሔር ሙሉእ ጢዒና ይሃብኪ ማማየይ ኣይ ኣምላክ🙏

  • @senaitmulemwagebrezgi-musu6867
    @senaitmulemwagebrezgi-musu686727 күн бұрын

    Such kind, intelligent and athletic woman❤️💐.

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kvАй бұрын

    ይመችኪ ማሚየይ ግልፂ ዝኮነት ሰብ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ምሉእ ስድራኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amiraajeily5140
    @amiraajeily5140Ай бұрын

    ❤❤❤ Nice to See u santimo miss u

  • @user-zo2sc8sy1u
    @user-zo2sc8sy1uАй бұрын

    Abe Asmara efaltakei good to see you

  • @habeshaworldwide1713
    @habeshaworldwide171328 күн бұрын

    Edmen tenan yhabki fetari

  • @user-up6yn1vu1h
    @user-up6yn1vu1hАй бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ናይዛ ኣዶ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @Temie_Gunners
    @Temie_GunnersАй бұрын

    😂😂😂😂 Des tibel Ade nay GOD bless you❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @hiwotmeressa-me1wt
    @hiwotmeressa-me1wtАй бұрын

    ወፊሪኺ እተዊ ሓፍትና መሉእ ዕድመና ጥዕና የሓብኺ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @beriha5514
    @beriha5514Ай бұрын

    ኣደይ ምዓረይ ይመችኪ 😁😁😁

  • @mayag3808
    @mayag380827 күн бұрын

    Great job

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348Ай бұрын

    Bless her ❤

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111Ай бұрын

    በው ኣታ ከመዲኣ ዝበለት ሰበይቲ ኢያ ደስ ክትብለካ❤❤❤

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328Ай бұрын

    Wow kefff zelwa adena 🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AlemTigray-pc8yv

    @AlemTigray-pc8yv

    Ай бұрын

    ብጠዕሚ

  • @amlesomkelati4750

    @amlesomkelati4750

    Ай бұрын

    Ezis kef alewo. Tegaru ab zeynibur ekum tinebru

  • @meleananas9211

    @meleananas9211

    Ай бұрын

    ኪድ ሱቅበል መን ኣገዲዱ ርአ ኢልካ ናይባዕልኻ ሓጥያት ተነሳህ​@@amlesomkelati4750

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693Ай бұрын

    Edmen tenan Santina Mekelle ❤️👍🙏

  • @user-sh9ng3hq6i
    @user-sh9ng3hq6i16 күн бұрын

    ማሪያምን ቁኑዕት ልባ👏👏👏👏

  • @shinashwelday9000
    @shinashwelday9000Ай бұрын

    Plss part 2🙏🙏🙏

  • @KirosGtinsae-zk9tx
    @KirosGtinsae-zk9txАй бұрын

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልኪ ሳንቲና

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበርኒ❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233Ай бұрын

    Abzi comment titsihfu zelekum himak zereba deki mekelle endihir zeykonkum aytfeltuwan ❤❤❤santimo edmen tienan yihabki ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤

  • @meleywoldemichael5626
    @meleywoldemichael5626Ай бұрын

    💕😘💕😘👍👌

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ማማዋይ 🥰

  • @Onelovelive894
    @Onelovelive894Ай бұрын

    Bahlna ketblshqu dikum telaelkum

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6mАй бұрын

    Welcome. Des zibil elal 💝💝💝❣

Келесі