ዝብልዎ ዘለው ስምዑ

Ойын-сауық

Пікірлер: 271

  • @Welduwedikeshi-gz1jr
    @Welduwedikeshi-gz1jrАй бұрын

    ሰላም ንዓኻ ይኹን መምህረይ ሰላም ክትህሉ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ 🙏🏻 ኣነ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ካብ Libya 🇱🇾እየ plis ተገዲስካ መልሰለይ መምህረይ ናብቲ ጉዳይ ክኣቱ ሓደ ሓውና ኣሎ ኣብዚ ምሳይ ኣማኒ ምስልምና እዩ ግን ካኣ ኣየናይ እዩ እቲ ሓቀኛ እምነት ክፈልጥ ደልዩ እሞ መምህረይ ነዚ ወዲ ከራኽበካ እሞ እቲ ንሱ ዝሓተካ ካኣ ክትምልሰሉን ከተረድኦን ስለ ዝደለኹ እየ ንዓኻ ከራኽበካ ደልየ መምህረይ plis ተገዲስካ መልሰለይ ክጽበ እየ ብተስፋ 🙏🏻ደጊመ ሰላም ክትህሉ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ መምህረይ 🙏🏻

  • @fgh-

    @fgh-

    Ай бұрын

    ኣድራሻኻ ጽሓፈለይ ኣነ ሰብ ክገብረልካ ኣብቲ ዘለኻዮ ይቅሬታ ግን ጽሑፍ ከይበዝሖ ሞ ከይረኣዮ ሱቅ ከይብል ኢለ የ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ እዚ ከኣ ጉዳይ ነብሲ ስለ ዝኾነ ንኩልና ከኣ ስለ ዝምልከት የ ብካሊእ ኣይትረደኣዮ ኢኻ ዝሓወይ ብዝያዳ እንተመሊስልካ ግን ጽቡቅ

  • @user-ww1yu8hm9q

    @user-ww1yu8hm9q

    Ай бұрын

    Nhwena nablbu ymlslns

  • @user-jd8en4nz2c

    @user-jd8en4nz2c

    Ай бұрын

    ብመሰንጀር ትረክቦ ትክእል ኢካ ስልጣን ከሰተ ኢልካ

  • @delinadelina4608

    @delinadelina4608

    Ай бұрын

    ኣጆካ ኩሉ ክምልሰልካ እዩ ክሳብ ዝምለሰልካ ኣብ ሃይማኖትካ ጽናዕ ዝሓወይ

  • @yekidanemehretlegamen860

    @yekidanemehretlegamen860

    Ай бұрын

    አደይ ማርያም ምስ ወዳ ምሳኩም ትኩን አጃካ ብሰላም አብቲ ትደልዬ አዲ ትምሬህካ

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334Ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ደቂ ሓንቲ ዓዲ የሕዋት ብሃይማኖት ከምዚ ኢልኩም ክትፈላለዩ ኣጆኻ መምህር ስልጣን ሓወይ ኣብ ት/ትኻ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እየ ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ቀጽለሉ ብዝበለጸ ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልና ንኹሉ ምድሪ ኣግኣዚት ኣብ እምነትና የጽንዓና እቲ ዘሕዝነካ ኣብ ደገ ዝሞተ ኣብ ዓዱ መጽዩ ክቅበር የብሉን ዝብልዎ ካብ መሬት ዓዱ ሓሊፉ ደኣ ናበይ እዩ ክኸይድ ምሕረት የውርድ ፈጣሪ✝️❤💛

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4pyАй бұрын

    ኣየ ህዝበይ ዝረክቦ ኣብዘለና ሃሊና እባ ሰላም ከልኡና እፍፍፍ😭 መምህረይ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም❤❤❤

  • @user-qq7jp6qx5o
    @user-qq7jp6qx5oАй бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይውረድልን

  • @natsnetbereket3686
    @natsnetbereket3686Ай бұрын

    ኣምላክ ኣቦይ ግብርና ሪኢኻ ኣይትፍረደልና😢 ብዓልኻ አንዶ ቤተክርስትያንና ዕርቂ ፍጠረልና😢😢😢🙏🙏🙏🙏 ስልጣን ሓወይ ኣጆካ አወ ጋሂ ኣለና ሓቅኻ ግን ንጽናዕ። አቶም ንአዝጊኣብሄር ተፍቅሩ ልብኩም ይጽናዕ አዩ ዝብል ኣጆና በብዘለናዮ ምእንቲ ቤተክርስያና ንጸሊ በብዓቅምና ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏🙏

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin2233Ай бұрын

    AmEN amen amen kale hiwet kale berkete kale senay yesmalna Seltan hawey. 🎉

  • @user-gb9gw9up6p
    @user-gb9gw9up6pАй бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ🎚💚🕊

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qsАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ❤ ቅድስት ቤተ ክርስትያና መንፈስ ቅዱስ ይቆፃፀረልና😢❤😊

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3dАй бұрын

    ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ኣጆኹም ክቡር መምህርና ኣምላኽ ሓድነት ይፍጠረልና እንበር ኣጆኻ ክቡር ሓዉና ስልጣን ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን ንኹሉ ወዲ ሰብ🙏

  • @yordanosandemichael2450
    @yordanosandemichael2450Ай бұрын

    Amen qalehiwet yesmealna hawna Abiet aremiennet kab merahti haimanot kemzi zbele hsur meglexi msmaena zehzn eyu ajokum memena. Egzabihier ab emnetna yxniana amen

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894Ай бұрын

    እቲ ቅኑዕ አምላክ እዩ ዝፈልጦ እግዛብሄር ባዕሉ ምሕረት የውርድ መራሕ ሃይማኖት ተባሂሎም እምኒ ምስንዳውን ሰብ ምፍጋእን ከም ቅቡል ዝወስድዎ ሐጥያት አይኮነን ዝብሉ ካልእ ነቶም ሐደወገን ናባና ገጾም ቀይቀርቡ ደጊም ተፈላሊና ኢና ዝብሉ ሐላፍነቶም ዘንጊዓም ንጽልኢ ዝጉስጉሱን ደይኮኑን ማዓልታዊ እብ ይቱብ ከይሐፈሩ ዝዛረቡ ዘለዉ ስለዚ ንሰብ አንፈቱ ዝዘራርጉሉ ዘለአኡ እዚኦም እዮም ካልእ ዘረባ ዘድልዮ አይኮነን።

  • @habtomtesfay2354
    @habtomtesfay2354Ай бұрын

    ምስ መናፍቓን ሕብረት የብልናን። መናፍቓን ከሓዲ። ኣርዮስ ንስጥሮስ

  • @dashimetayshow
    @dashimetayshowАй бұрын

    እዚኦም ግብረ ሽበራ እምበር ጳጳሳት ኣይኮኑን ። ኣነ ቀቢጸዮም ኢየ ። ኣብ ሞት ኣቦና ቅዱስ እንጦንዮስ ተሓተቲ ኢዮም። ንሕና ንባዕልና በዚኦም ዝግበር ጥምቀት፡ክህነት ፡ ፍትሓይ ኣይንውበልን ።

  • @tedrostewelde287
    @tedrostewelde287Ай бұрын

    ኣጆካ ጥራይ ዝሓፍሩላ ጊዘ ቀረባ ኢያ💙💙💙💙

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535Ай бұрын

    እግዚአበሔር አምላክ ሓድነቱ ሰላሙን ይልኣከልና ክብር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ብእውነት🎉❤❤❤❤

  • @user-uj8dq9jw1t
    @user-uj8dq9jw1tАй бұрын

    ጎይታዋይ ኣነስ ክፈትወኻ ልባመይ ናተይ❤

  • @MehariMehari-kw9uj
    @MehariMehari-kw9ujАй бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብስራሕካ ኣሳልጦ የምነየልካ መንፈሳዊ ኮንካ ኣይትፈክር እስከ ሕሰብ ካብ ቮለቲካታት እንታይ መፍለይ ኣለካ ክርስቶስ ፍቅሪ እንበር ምፍልላይ ኣይመሃረናን ስለ ፍቅሪ ሓድነት ሰላም ሕብረት እዚ ትብሎ ዘለካሲ እቶም ቨሎቲከኛታት ይኣክሉና እግዚኣቢሀር ከም ግብርና ዘይኮነ ምሕረቱ ዝቀረበ የጠምተና ካብ ወገንነት ኣንነት ፈከራ ናጻ ኮንካ ስበክ ሆሴ 4:6ህዝበይ ሰኣን ፈልጠት ይጠፍ ኣሎ።ብኣካ ዝጠፍእ ዶ ዝድሕን ኢልካ ሕሰብ እግዚኣቢሀር ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፈስ ቅዱስ ይግበራ ሰለሙ ይልኣከልና ስብሃት ለእግዚኣቢሀር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን

  • @user-ej2oi2rk4w

    @user-ej2oi2rk4w

    Ай бұрын

    Amen Amen Amen Mehari hawna

  • @amanueltadiwos1904

    @amanueltadiwos1904

    Ай бұрын

    ኩሎም ቅኑዓት ኣይኮኑን በጃኻ ኢለካ፡ ሓለይቲ ተመሲሎም ናብ ካልእ ዓለም ዝመርሑ ዘለው እዮም ዘይምስመዖም ይሓይሽ፡ ካብ ቤተ ክርስትያን ንገዛ ይምልልሳ ይበልጽ በጃኻ፡ ሰላሙ ይሃበና ፈጣሪ

  • @TekleBeyene-ny1re
    @TekleBeyene-ny1reАй бұрын

    ኩቡር መምህረይ እቶም ኩቡር ናይመንፈስ አቦና ንዓሰርተ 16ተ ዓመት ብሰንኪ እምነቶም ብሞት ዝሓለፋ አቦና እንኮን ናይመወዳእታን ሓቂገዲፎም ብሰማእትነት ዝሓለፋ ንዉሉድ ወለዶ አብቃልአቦና ጸኒዕና ክንሔልፎ እግዚአቤሄር አብጎድንና እዩዘሎ እዞም እንዳ ሓደሩ አስማት ዘጠምቁ ነቦኦም ክጠልሙ ዘይሓፈሩስ አስማት ክዝርጉሑ አይክሓፋሩን ንሕናግን እታመንገዲ ሐቂዝሓዘ እዩዝዕወት አጀኹም ንጽናዕ አብእምነትና

  • @SegudTv
    @SegudTvАй бұрын

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላም ፍቅሪ ዕርቂ ይስደደልና ምእንቲ ድንግል ማርያም ምእንቲ ቅዱሳን ኣቦታት ቅዱሳን መላእክቲ ኢሉ እንበር ኦርቶዶስክ ክንስና ኣብ ክልተ ክንከዉን ጽቡቅ ኣይኮነን በጃኩም ህዝበይ ንሳማማዕ😢😢😢

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753Ай бұрын

    ሰልጠነ ወደይ ኣምላኽ ይባርካ ኩሉ ግዜ ብተገዳስነት ይከታተለካ ኢየ ቀጽሎ

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue75576 күн бұрын

    ካብ ቡጹእ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣይንበልጽን ኢና መከራ ናይ ኣቦና ክንቅበል ግደይታ እዩ ንሓቂ ደው እንተ ኢልካ መከራ ናይ ስጋ ብሓጎስ ተቀቢልናዮ ኣለና ንስጋና እንበር ንነብስና ክትንክፍዎ ኣይኽእሉን እዮም❤❤❤❤❤

  • @nighistieyob2685
    @nighistieyob268515 күн бұрын

    Kal hiwet yesmailna egzaibihar mhretu yewrdelna.

  • @light8742
    @light8742Ай бұрын

    Pls pass this message to Abune Menkerios., that what goes around .. comes around. This statement I heard it more than 10 yrs ago from Abune Menkerios. Now, when it comes from 🇪🇷 everybody, including you, get crazy. If your leader is Abune Shinoda and Abune Menkerios, you are out of your way. In person, I heard worse than this from these two leaders. Sorry, I expected you to be polite and modest than mad and blame the other side. The problem is from top to bottom inside the church and servants, but the congregation is paying the price. If not for the congregation, churchs in diaspora could be battle ground. May the Lord protect his people and place.

  • @user-uo7hp4wm6t
    @user-uo7hp4wm6tАй бұрын

    😢😢😢 ሓድነቱ ይላኸልና እግዚኣብሔር ኣምላክና.ኣሜን!

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6pАй бұрын

    የበርትዓና እምበር ንድሕሪት ንጥምተሉ ምኽንያት የብልናን ጸገም የለን አምላክ ሓቂ እምበር ተዋስኦ ኣይፈቱንዩ

  • @talkingtooth9871
    @talkingtooth9871Ай бұрын

    ስልጣን ሀወይ በርትእ አጆኻ እግዚአቢሄር አምላኽና ይሃልኻ ወላዲተአምላኽ ትሀልኻ አሜን

  • @user-fe7te5wg6y
    @user-fe7te5wg6yАй бұрын

    ኣይይይይ ከፍርሕ ጊዝኡስ የሕዝን ፈጣሪ ናብ ሓደ ይጠርንፈና🤲

  • @nighistieyob2685
    @nighistieyob268515 күн бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna

  • @frewynifrewyni7656
    @frewynifrewyni7656Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህርና🙏🙏❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rkАй бұрын

    እህህህህ ብጣዕሚ እዪ ዝሕዝን ፈጣሪ ኣቦይ ዓይነ ልበነኦም ኣብረሀሎም 😢😢

  • @user-xh8un8cc4v
    @user-xh8un8cc4v5 күн бұрын

    Eigzabihra amlak yqre ybelelna❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ መምህረይ ♥️ ኣቤቱ ኣምላኸይ ሆይ ባዕልኻ ሓልወና 😥🙏

  • @djddbbd3177
    @djddbbd3177Ай бұрын

    ቃልነ ሂወት የስመዐልና መምህር ሰልጥነይ❤❤❤🎉

  • @user-rp4eo1te6w
    @user-rp4eo1te6wАй бұрын

    ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትኻ ላኣኸልና

  • @user-if2oz2wt9e
    @user-if2oz2wt9eАй бұрын

    ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሲኖዶስ ደቁ ዘሳድድ ትዕቢተኛ ተንኮለኛ ካሓዲ ደቁ ዝበልዕ ሑሱር ዕርቂ ዘይፈልጥ ካሓዲ ፈላላይ እዩ ተዋሃዶ ነዘላኣለም ትንበር ምሕረቱ ይልኣኸልና ❤❤❤

  • @weshalmedia9604
    @weshalmedia9604Ай бұрын

    ሳልሳይ ዝምረጽ ፓትርያርክ ከ መን ይኸውን፧ ኣወል ስዒድ ከይኮነ ኣይተርፍን። 😢😢😢 እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ጳጳሳት ኣስልሙ እንተዝበሃሉ 'ውን እምቢ ኣይምበሉን።

  • @user-bx7qz3qo1m
    @user-bx7qz3qo1mАй бұрын

    ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና💔 ካብኡ ኣይኽፋእ😢 ዋይ ግዜ።

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271Ай бұрын

    God bless you and your family thanks ❤❤❤deacon seltene

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461Ай бұрын

    Oh Egziabeher Amlak mehiret Yeweredlena 🙏🙏🙏 Nay behaki Sltan hawey lebina 💔💔💔 tseru😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908Ай бұрын

    እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና

  • @frezgiraessi6435
    @frezgiraessi6435Ай бұрын

    ስዕረቶም ኢዮም ዝነግሩኻ ዘለዉ ሰልጠነ ሓወይ ኣጆኹም ጥራይ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel5 күн бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭 ኣምላክ እስራኤል ተለመን እንታወት እዮም ሞሳድ ድዮም ወይስ ሲኣይኤ ወይልክን ልኣክቲ ኡይ ዓለም 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️

  • @user-gg7zk8ot4n
    @user-gg7zk8ot4nАй бұрын

    ኣምላክ ምስ ውጻዓት ኡይ ኣጁና

  • @tesfomhagos9192

    @tesfomhagos9192

    Ай бұрын

    እንታይ ሓሶት ድዩ ክመሃር

  • @fishalegebreyosus862
    @fishalegebreyosus862Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂❤ልብኻ ዝሰብር ኢዩሞ ምሕረት የውርድ-ኢልና ንልዑል ፈጣሪና ብምልማን ክንጸንዕ ጥራዩ ዘለና ብጽንዓት።

  • @nakfa1318Tv
    @nakfa1318TvАй бұрын

    Amen amen amen

  • @awetkibreab9859
    @awetkibreab9859Ай бұрын

    ኣገልግሎትካ ይባረኽ ሰባኺ ሓቂ ስልጣን ሓወይ በረኸት ናይ ቁዱስ ዮሐንስ ኣፍወርቅ ይሕደረካ❤❤❤❤❤❤

  • @yarusimon1936
    @yarusimon1936Ай бұрын

    Egziabiher Amlak abo fqri eyo emo❤❤❤ yqre ybelelna🙏🙏🙏

  • @delayselam-qc4gy
    @delayselam-qc4gyАй бұрын

    Amlak betu yhalu beteami zhizn gize eyu😢😢

  • @user-hu2ho8rf7b
    @user-hu2ho8rf7bАй бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ሰላም ካ ይብዚሕ 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6oАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይብሓቂ ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና 😢😢😢

  • @rigatheyle359
    @rigatheyle359Ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤😢

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigrawetiАй бұрын

    *_አምላኬ ምሕረትካ ልኣከልና ክፉእ ዘበን በጺሕና😢😢_*

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITVАй бұрын

    እዚ ኩሉ ሓጢኣትና ኢዩ ኣምላኽ ናብ ሓድነት ዘምጽኡ ንፉዓት ኣቦታት ይሃበና

  • @berekettsegabirhan5451
    @berekettsegabirhan5451Ай бұрын

    ኣነስ ልበይ ተሰረ በሓቂ ቤት ኣቦይ ካብ ዝበኣሰ ናብ ዝበኣሰ ኣኪልና ድዩ ከምዚ ኮና😢😢😢😢

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9zАй бұрын

    ሰላም አምላክ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ይሓግዝኩም😢 መምህረይ አምላክ የበርትዕኩም😢

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshiАй бұрын

    አግዚኣብሂር ኣምላክ ገጹ ይምለሰልና ጸግኡ ይብዝሐልካ መምህረይ❤❤❤

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8eАй бұрын

    እን ኳዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር መምህሪና ❤❤❤ዓይነ ልቦና ይኽፈተልና እግዛብሔር ኣምላኽና😢

  • @geralegas47
    @geralegas47Ай бұрын

    ስልጣን ሐውና ኩሉ ግዜ ንሐድነት ንስበክ ሐንቲ ማዐልቲ ሐድነት ክትመጽእ እያ እቲ ቀንዲ ግና በታ ቅኑዕ ኦርቶዶክሳዊት ኣጽናፋዊት ሕዚና ንሰጉም ስምዒት ዝተሐወሶ ዘረባ ኣየድልን ቤተ ክርስትያን ካብ ፖለቲካ ትውጻእ ሎሚ ግና መእመና ኣገልገልቲ ቤትክርስትያን ተሐዋዊስዎ ኣሎ ምኽንያቱ እቲ ፖለቲክኛ ኣብ ሃይማኖት ኢድ የእቲዩ እቲ መራሒ ሃይማኖት ድማ ኣብ ፖለቲካ ኢድ ይእትዩ ክልቲኦም ብእግዚኣብሄር ኣምላኽ ተሐተቲ እዮም ብዝያዳ ድማ እቲ መራሒ ሃይማኖት ህዝቢ መንገዲ ሐቂ ክመርሕን ክጋስይን ይግባእ ስለዚ እዚ ምፍልላይ እዚ ናይቲ ጥንቲ ጸላኢና ድያብሎስ ሜላ እዩ እሞ ካብ ስምዒት ወጺና በታ መንገድን ሐቅን እንዳተጋዐዝና ሐንቲ ማዐልቲ ድማ ኣብ ሐደ ንመጸሉ ግዜኣይተርፍን እዩ ።

  • @user-gz3cy1cv6r
    @user-gz3cy1cv6rАй бұрын

    እግዚአብሔር ሰላም የዉርደና እንበይ ቤተክርስቲያን ምድሪ ሓበሻ ምሰ ፖለቲካ ኣጨማሊቀምዋ እዮም😢

  • @user-sn8ui2mj2c
    @user-sn8ui2mj2cАй бұрын

    Egzabiher amlak Selam yewrdelna

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6rАй бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ቅድስት ቤተክርስቲያንና ያሓልው👏😌

  • @ezgabheryemasegen6009
    @ezgabheryemasegen6009Ай бұрын

    እዋይ ማዐልቲ ውድቀት ክትቀርብ ከላ ማዐት ደንበርበር እዩ ዘጋጥም እግዚአብሔር ምሳና እዩ አጆና 🙏🏽💙💙💙💙

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xbАй бұрын

    Eway ant amalk betem eu zehazen negs medr kihegses negs semayn yhezan aliw mehrit ywradlom.amalk kebzem teot ydhenin memhrey ❤❤❤

  • @user-lg1er4pw5x
    @user-lg1er4pw5xАй бұрын

    ብጣዕሚ የሐዝን ልቦና ይሃቦም🤲😢

  • @KIROSyemane
    @KIROSyemaneАй бұрын

    እግዚአብሔር ይባርኽካ! ስልጡን

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4qАй бұрын

    Ab eritrea bwetahaderawi zimirah irtidox emmber bhakena emnet timrah ortodix yelan bzeyka ab dege zelewu wuhudat

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4mАй бұрын

    ሰላም ክቡር ሓው መምህር ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ዕጫ ህዝብና ዶ አትዩኹም ናዓኹም እውን 😢😢 ይሕዝን ነቶም ነዚ ዝፃሓፉ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም አቱም አብ ሓቂን ፍትሕን ጠጠው ኢልኹም ዘለኹም ቃል አቦና ቅዱስ ወብፁእ አቡነ እንጦንዮስ ከም በትሪ ነቢይ ሙዜ እንተዳኣ ገይርኹም ሒዝኹሞ ርግፀኛ እየ ከም ቀይሕ ባሕሪ አብ ቅድሚኹም ዘሎ መፃወድያ ፈተና ፈንፂሕኹም ከምትወፁ ግልፂ እዩ አጀኹም እግዚአብሔር ምሳኹም እዩ አምላኹ ዝሓዘ ዝወደቀ ፍፁም የለን።።።።።። 🙏🕊ክፉኡን ተንኮለኛን ሓፂር እዩ ዕድሚኡ ።

  • @efremnega1781
    @efremnega1781Ай бұрын

    ሰላም መምህረይ🙋🙌🙋

  • @user-mb3on4iy5j
    @user-mb3on4iy5jАй бұрын

    Kal hiwet yesmalna memhrey ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AmmanuelAmmanuel
    @AmmanuelAmmanuelАй бұрын

    Amlak mharetu yewrdelna ❤❤❤

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653Ай бұрын

    Nay bhaki korbet begie zitekednu toqualu. Ezi melekti zehlefuwo fre menfes kidus kemzeykone terediena aynrebesh nimahlel Egziabhier kiredanaeyu ajokum yehwat, ab emnetna nitsinae.🙏🏽😢

  • @user-uj8dq9jw1t
    @user-uj8dq9jw1tАй бұрын

    ❤❤❤

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5eАй бұрын

    እንኮዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320Ай бұрын

    Amen

  • @KemeykeEri
    @KemeykeEriАй бұрын

    Qalehwetu yesmalna hawey buruk ❤❤❤❤❤

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7fАй бұрын

    Bhaki kale hiwet yesmalana ❤

  • @luwamgebrehiwet922
    @luwamgebrehiwet922Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980Ай бұрын

    Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey ❤ Nzrdeo eko bilibi eyu zeguhin zehzinin gin kea bruh eyu mgedi haqi men hizwa alo. Tref neana n goyta goytet keman asadidemo agafiemo nbtom natu koydu ayteqebeliwo ngoyta goyta win elu alem neay ayteqebeletinin eya emo neakum win aytiqbelekmun eya kesadidukum eyom elwom eyu n hawariyat . Lomi kea yehwat betekrstian oriental church teqebilenana etom natna bsga gin yesadudna kerhuqna bzuh yxieru alewu ygerim gin kea xega eyu. Qrub zesekfeka naytom lewahat maemenanna eyu. Egziabher amlak mengedi yeman ymrhayom. Neana dima xiniat yehabena ab agoligiletna. Nmerahtina xegan tienan yhabom egziabher ❤❤❤❤❤❤❤

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452Ай бұрын

    ብሓቂ ስልጣነይ ኣቦ ሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና 😢

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kfАй бұрын

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ መምህረይ አቦ ሓቂ

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9bАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብጣዕም ኢዩ ዘሕዝን ደቅ ሓንቲ ዓደ ብሃይማኖት ከምዚ ኢልኹም ክትፈላለዩ አጀኻ መምህረይ ሰልጣነይዋ😘 እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ ያውርደልና😭

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6jeАй бұрын

    ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር መምህር

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tnАй бұрын

    #እንኳዕ ብሠላም መጻእካ መምህረይ❤❤❤

  • @vipistarl5973

    @vipistarl5973

    Ай бұрын

    😢😢😢ይቅረ በል ፋጣረ

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1xАй бұрын

    ብስመስላሴ ክርስቶስ ኣምላከይ እዛ ብክቡር ደምካ ዝተሃነፀት ቅድስቲ ስፍራና ሓልወልና🙏 ታይ ማዓቱ ደቀይ ክሳብ ክንድዚ ብደቃ ክትድፈር የሐዝን ኢዩ😢

  • @ghenethaile4185
    @ghenethaile4185Ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Light51178
    @Light51178Ай бұрын

    ሓዋርያ ኣቦታትና ኣብ ዘመኖም ዝተፈልየ ፈተና ኣየጓነፎምን። ንሓወርያዊ ተልእኾኦም እሙናት ኮይኖም፡ ንናይ ሽዑኡ ነገስታት፡ ዓለማዊ ሕግታትን ተጽዕኖታት ብምቁዋም ብሰማእትነት ኢዮም ሓሊፎም። ሕጂውን ንሱዩ እቲ ፈተና። ንዓለማዊ ሕጊ ልዕሊ መንፈሳዊ ሕጊ ልዕልና ዝህቡ ፈሪሳውያን ብግልጺ ክድገም ንርኢ ኣሎና። እታ እንኮ መንገዲ፡ እታ መንፈሳዊ መንገዲ ሰማእት ሓወርያ ኣቦታትና ምኽታል ኢያ።

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hqАй бұрын

    Haleluya

  • @Dyaz-cd5nj
    @Dyaz-cd5njАй бұрын

    መስተዋዊሊ ልቦና ይሃበበና

  • @GebrihiwetHabte
    @GebrihiwetHabteАй бұрын

  • @MigaMiga174
    @MigaMiga174Ай бұрын

    Nhna meimenan wn ab gonulum alena ❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻

  • @NatnaelMehari-sr3rn
    @NatnaelMehari-sr3rnАй бұрын

    Kale hiwet yesmelna memhr sltan hawey

  • @user-bz4jj8wg2h
    @user-bz4jj8wg2hАй бұрын

    እግዚኦኦኦ መሓረና ክርስቶስ፡ እንታይ ዝበለ ግዜ ኢና በጺሕና፡ ኣብ ሓደ ሃይማኖት ከኣ ክንድዚ ምፍልላይ፡ ኣቱም ሰባት እግዚኣቢሀር ዶ ኣይኮነን ከ ዝቅበልን ዘይቅበልን? ኣቦየ ይቅረ በለልና።

  • @user-sw6di9pe6k
    @user-sw6di9pe6kАй бұрын

    ናይ ፖሎቲካ ጉዳይ ከም ዝኮነስ በቲ ሓደ ሰብ ዝመተስ ኣብ መሬት ዓዱ ኣይቅበርን ኢዩ ምባል እኩል ኢዩ።

  • @mihretkidane8294
    @mihretkidane8294Ай бұрын

    Abyetu yqrbelel egzabiher mhretka fenwelna

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753Ай бұрын

    ህግደፍ ካሳብ ዘሎ ቤተ-ክርስትያን ሓድነትና ክመጽእ ኣይንጽበን ጸላኢ ሰናያት ኣብ ዓድና ዘሎ ብስም ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ክርሕቅ ብሓባር ንጸሊ

  • @user-ww1yu8hm9q

    @user-ww1yu8hm9q

    Ай бұрын

    Ezi bzaba kale eu nmnty poltica tutu newri aytgage❤

  • @HermonnaAndat

    @HermonnaAndat

    Ай бұрын

    Really , betekrstyan do teaki hgdef....

  • @tirhashailu619

    @tirhashailu619

    Ай бұрын

    Tikikil Rahwa

  • @tirhashailu619

    @tirhashailu619

    Ай бұрын

    Merahti emnet nay krstos tiezaz gedifom ko nay higdef yitgbru alewu. gud

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rkАй бұрын

    ኣምላኬ እስራኤል ኣቦይ ካብ ሓጥያትና ምሕረትካ ይዓቢ እሞ ምሕረትካ ስደደና ምእንቲ ቅደስቲ ድንግል ማርያም ንኩሉ ሓጥያትና ይቅረ በለልና😢😢😢

  • @hani165
    @hani165Ай бұрын

    ሰላም ብሩኽ ሓውና ፡ኣምላኽ ኣብቲ ሓቂ ቃል ሂወት የንብርካ ፡ ኣነ እኮ ሙስሊም እየ እንተ ኾነ ፍርቂ ስጋይ ክርስትያን እዩ ሓሰበይ ክህብ ይግባኣኒ ድዩ ወላ ይግባኣን ኣምላኽ ከም ሓጥያት ኣይቑጸረለይ ፡ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ኣብ ኦረተዶኽስ ዘጋጥም ዘሎ ፡ብሰንኪ እቲ ዘሎ ስርዓት ኤርትራ ፡ እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣቦታት ድማ ኣብ ልቦም ይምለሶም ኣብላኽ፡""ብንእሽቶይ ከለኹም ምስጽሓፍ ቁዱስ የንብብ ኔረ """ እብራውያን ምዕራፍ 6 ጥቅሲ 4 ክሳብ 6 ዘላ ጽሑፍ ከይርስዕዋ ይምሕጸኖም ነቶም ዓበይቲ ጳጳሳት ኤርትራ ፡ኣምላኽ ምስ እቶም ከም ቃሉ ሓቂ ዝሓዙ ስለ ዝኾነ ፍረ ጻዕርኹም ክህበኩም እዩ ህዝብኹም መንፈስ ኣልቦ ከይኮነ ከተርክብሉ ድማ ዘይውዳእ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @mogeslovetv4818
    @mogeslovetv4818Ай бұрын

    Brgied nhamsdu agelgali amlak kkewn aykieln eu sultan seytan

  • @azmeratekle8837
    @azmeratekle8837Ай бұрын

    Qlehwet yesmalina bukey amlak xege wuxuat eyu🙏🙏🙏

  • @ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft
    @ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ftАй бұрын

    ኣጆካ መምህር ሓወይ ቀሪብና ኢካ ኣብ ምውጉሑ እዩ ዝጸብብ

Келесі