EMNA1 "ናትና ካድራት ዝነበሩ፡ ከዳዓት ኮይኖም። ጉድ ተረኺቡ!" ተጋዳላይ በርህ ገረዝጊሄር ERITREAN HISTORY AND CULTURE

EMNA1 "ናትና ካድራት ዝነበሩ፡ ከዳዓት ኮይኖም። ጉድ ተረኺቡ!" ተጋዳላይ በርህ ገረዝጊሄር ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 225

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148Ай бұрын

    መመሊሱ ዝምቅርን ዘደንጹን ጀግንነት ጅጋኑ ተጋደልትና ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታትና ኤርትራ

  • @Aman80770
    @Aman80770Ай бұрын

    ዘይድገሙ ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ በርሀ አጆኻ በዞም ከዳዓት አይትጎሄ እስኻ ጅግና ኢኻ ❤❤❤❤

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb

    @SurprisedBirchForest-kv6gb

    Ай бұрын

    Nay bhaki zeydgemu weledo yom ❤❤❤❤

  • @nebunebu262

    @nebunebu262

    Ай бұрын

    ጀጋኑና መመስገንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @efremtecleab8660
    @efremtecleab8660Ай бұрын

    ኤፍሬም ሓውና የቀነየልና ብትገብሮ ዘሎኻ መደባት ዕጉባት ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TekleweiMebrahtu
    @TekleweiMebrahtuАй бұрын

    በርሀ ጂግና ክንድዚ ዝኣክል ጅግንነት ታሪክን ከለካ ዘይንፈልቶ ነይርና። እስከ ክበረልና ንበረልና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፈታሪ። ኢፍሪዮም ሓዉና ድማ ታሪክ ኣርካናት ኣቦታትና እንዳ ኣምጻካ እተንቅሓና ትምህረና ዘለካ ኣዚና እና ነመስግነካ ኩቡር ሓዉና ። ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelhaile5545
    @samuelhaile5545Ай бұрын

    I can’t find anywhere in the world like the heroism of Eritreans independence fighters who sacrificed so much and are still great-full for what little they have. It’s Amazing. Proud to be Eritrean! 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✊🏾

  • @ሃገረሰማእታት
    @ሃገረሰማእታትАй бұрын

    ዘይትድገሙ ኣቦታት ክብርን ሞግስ ኣብ ዘለኽሞ❤❤❤❤❤

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ተውለ ተጋዳላይ በርሀ ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራኻ ።ከምኡ ውን ኢፍሬም ሓውና🙏🙏🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍

  • @dana.j9062
    @dana.j9062Ай бұрын

    ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ንኹሎም ጀጋኑናን ስለ ኩሉ መስዋእቶምን ጽንዓቶምን።💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫✊️

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @Massawaeri8140
    @Massawaeri8140Ай бұрын

    Ezom briget nei hamedu (aklabat weyan eyom) ajokum hezbi Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritree9794
    @eritree9794Ай бұрын

    *🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴* *ዕድመን ጥዕናን ይመለአልካ ክቡር* *ገዲም ተጋዳላይ አያና በርሀ ገረዝገሄር* *ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ።* *🙏ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏*

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437Ай бұрын

    ጅግንነት ኤሬትራዊ መግለጺ የቡሉን ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤሬትራ ዓወት ንሐፋሽ 💪💪💪

  • @user-gf7bi5rg5d
    @user-gf7bi5rg5dАй бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታትና 😢😢ጅጋኑጅግና ኤርትራ❤🎉❤🎉

  • @kidaneengida3063
    @kidaneengida3063Ай бұрын

    ኤፍረም ኣጆኻ ታሪኽ በርብሮ

  • @tecleabraham3797
    @tecleabraham3797Ай бұрын

    ፈሊጥካዮም ኣለኻ እዞም መጋበሪያ ወያነ! ሕማሞም ሕማም ወያነ ኢዩ። ሎሚ ግን ኩሉ ፈሊጥዎም ኢዩ!

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xkАй бұрын

    ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መሃሪ ዘይጽገብ ዕላል ተጋዳላይ በርሀ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-eu6nr3ld6q
    @user-eu6nr3ld6qАй бұрын

    Selam Deki Eri kbrin mogosen nsematna🇪🇷🕯🕯🕯

  • @teweldenablish233
    @teweldenablish233Ай бұрын

    መርሓባ ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏። እቲ ዝገርም ምሳኩም ዓቢናስ ጅግንነትኩምን/ታሪኩምን ዘይንፈልጥ እንቃዓ ዉልዱኩም ኮና። ሓዉና ኢፍሬም ከኣ ክብረት ይሃበልና ከምዚ ጌርኩም ታርኽ ኣያታትና/ኣዴታትናን 🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷 ትስንድዎን ተፍልጡናን ዘለኩም።

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962Ай бұрын

    ሰሚዕካ ዘይጽገብ ናይ ኣያታትና ጀጋኑ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @angesomghebrengus6995
    @angesomghebrengus6995Ай бұрын

    ኤፍሬም ግደ፡ እተቕርቦም በደባት ኣዝዮም መሰጥቲ ካብ ምዃኖም ዝተላዕለ ወትሩ ኢየ ዝከታተሎም፡ ናይ በሓቂ ክትምጎስ'ውን ኢዩ ይግበኣካ፡ ነዞም ብዕድል ካብቲ መሪር ህይወት ናይ ገድልና ንስክላ ብህይወት ዝተረፉ ጀጋኑና ብኣካል እናረኽብካ ብዛዕባ ውዕሎኦምን ውዕሎ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ ብጾቶምን ንኸዘንትዉ ኣብ መደባትካ ምቕራብካ ዝድነቕ ስራሕ ኢዩ'ሞ ቀጽሎ። ንሓበኛ ተጋዳላይ በርሀ ገረዝጊሄር ድማ፡ ስለእቲ ዘዘንተወልና ታሪኽ ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ ናይ በሓቂ ነመስግኖ፡ ወዲ ኢራ እናበለ ዝጠቕሶ ዘሎ ስውእ ድማ፡ ጌጋ ደኣ ይኽለኣለይ'ምበር ኢዮብ ገብረንጉስ ኢዩ ዝበሃል፡ ቦኽሪ ሓወይ ድማ ኢዩ።ብክቱር ሃገራዊ ስምዒት ናይ ዓስራይ ክፍሊ ትምህርቱ ኣቛሪጹ ካብ ቤት ትምህርቲ ዩነስኮ ከሰላ ሱዳን ዝተሰለፈ ኢዩ፡ ብሓንሳብ ኢና ናብ ሜዳ ኬድና፡ እንተኾነ ግን ኣነ ብዕድመ ኣዝየ ንእሽቶ ስለዝነበርኩ ንሱ ናብ ክፍሊ ታዕሊም ቀጣን ክኸይድ እንከሎ ኣነ ድማ ትምህርተይ ንኽቕጽል ናብ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ ዓራርብ ከምዘኸይድ ተጌሩ። ድሕሪ ናጽነት ድማ መንግስትና ዜጋታት ፍልጠት ዝዓጠቑ ንቑሓት ክኾኑ ይግባእ፡ ካብ ዝብል ዘይንቕነቕ መትከላቱ ብምብጋስ፡ ኩልና እቶም ኣብ ግዜ ገድሊ ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ ዝነበርና፡ ኣብ ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ጻብራን ዊናን ልዑል ወጻኢታት እና ገበረ ትምህርትና ከምነጠናቕቕ ጌሩ።

  • @weyniande3214
    @weyniande3214Ай бұрын

    አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387Ай бұрын

    መግለጺ የብልናን ንጀጋኑና ሓቂ ኣምላኽ ን ህዝብናን መርየትናን ይባርኽብርኩኽም ይጽናዕ❤🎉❤🎉❤

  • @cheaisahlezghi7510
    @cheaisahlezghi7510Ай бұрын

    ጽቡቕ መደብ'ዩ ኣቶ ኤፍረም፡ የግዳስ እዚ ኹሉ ሰፊሕ ቃለ መሕተት ጌርካ ከትብቅዕ ንበዓልቲ ቤቱ ዋላ 5 ደቓይቕ እንተተቕርባ ጽቡቕ ነይሩ።

  • @bashailema9043
    @bashailema9043Ай бұрын

    Endless story! Bravo! Eritrean Abotateyn Ayatateyn.

  • @eos7308
    @eos7308Ай бұрын

    ብሓቒ መሳጢ ኣቶ ኤፍሬም። ተባዕ ኤሪትራዊ ኣቶ በር።

  • @gebrehiwettecle8990
    @gebrehiwettecle8990Ай бұрын

    ዘገርም ታሪኽ ንጹህ ጅግና ቀጽሎ ሰናይ ተግባራት ኻ.

  • @samsonmhreteab9621
    @samsonmhreteab9621Ай бұрын

    Bless you our beloved Legends I'll make sure this country will stay as it is with all my people ❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221Ай бұрын

    ኤፍሮም ሓውና ብጣዓሚ ኢና ነመስግነካ ስለ ኩሉ ተቅርበልና መደባት ኣቦይ በርሀ ከኣ ዘረባካ ፡ንጽህናካ፡ቅንዕናካ ብጣዓሚ ስሒብና ሰናይ ተግባርካ፡ ቀጽሎ ኣምላኽ ከኣ ዓስብኻ ክህበካ ኢዩ ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750Ай бұрын

    Thsnks efrem berhe edmen tena yhabka mskulu sdraka zeymno elal❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MhretBeyan
    @MhretBeyanАй бұрын

    ሓቂ ብሓቂ ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክኩም ተጋደልትን ዋርሳይን ከመይ ጌርና ክንርስዖ ። 💯🇪🇷🙌🙏❤️💪👆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷

  • @almazfitiwi
    @almazfitiwiАй бұрын

    Amlak Awetn Tenan yhabkum kulkun deki EREY 🤚💐❤️🎇💗💐❤️🎇💗🙌🙌💐💐

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377Ай бұрын

    መግለጺ የብለይን ጅግንነት ኤርትራዊ❤❤❤❤❤❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221Ай бұрын

    Abet qnena aboy berhe kemakum sheh yweledu ❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham6645Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን❤ይሃብኹም ደቂ ዛ ሓላል መሬት እወ ደቂ ኤረይ መግለጺ የብሉን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕🥰🥰🥰👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💯❤️❤️❤️🌹🌹🌹❤️💯💯💯💪🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🎁🎁

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427Ай бұрын

    ብሓቂ ምቁር ዕላል ውዕሎ ጀጋኑ ክበር ንበር ጅግና በርሀ ዕላልካ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ንዓና ጽንዓትካ ሕድርኻ ገና ተተግብሮ ኣለኻ ከማኻ ይብዙሕላ ሃገርና፣ ኤፋር ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @SeumTsegay-zk7yi
    @SeumTsegay-zk7yiАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤wedi korsey anbesaw

  • @abrahamasfaha5651
    @abrahamasfaha5651Ай бұрын

    AMEN!!!!

  • @lulamusgun8451
    @lulamusgun8451Ай бұрын

    Thank you God bless you 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🏼

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443Ай бұрын

    Thank you Ephrem 🇪🇷 please like, share and subscribe this is our hustory

  • @yemane1195
    @yemane1195Ай бұрын

    Nska MAHDER GEDLI EKA NBER ABONA🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇬🇧 Ewe alewuna kediat baritatat Nai meqele ziteweshemu

  • @tseggafecadu52
    @tseggafecadu52Ай бұрын

    የቀንየልና ኤፍሬም ናይ በሓቂ ዘሐጉሰካ ክትሰምዖ ባህ ዝብለካ ኣገላልጻን ማዕዳን ናይ በሓቂ ተጋዳላይ ብሂወት ከለው ርኸብዎም ታሪኽና ከይጠፍእ ነንሕድሕዶም ከኣ እንተተራኽቦም ጽቡቅ ኔሩ ቀጽሎ

  • @almazgebresilassie8260
    @almazgebresilassie8260Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሐው።❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451Ай бұрын

    Woooow jignah hawey i love you ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @amlesettekie8856
    @amlesettekie8856Ай бұрын

    ❤❤❤❤ ውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🙏🏽🙏🏽ዘይ ተነግረእምበር ዘይ ተግብረ የለን ኣብ ሰውራ ኤርትራ❤❤❤.

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880Ай бұрын

    Great program EMNA !

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298Ай бұрын

    ሰላምኩሜ ይብዛሕ ❤ሰሚዕካ ዘይምኖ ዘይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878Ай бұрын

    ሓበን! ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ኤርትራን፡ ሎቁመጽመጽ ዘይበሃልቲ ሰብ መትከል ሃገራውያንን! ሰኒ👍 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @samuelkidane-ve4nm
    @samuelkidane-ve4nmАй бұрын

    ሰላም ኤፊ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ብእተቅርቦ መደባት ሕጉሳት ኢና ቀጽሎ

  • @SeumTsegay-zk7yi
    @SeumTsegay-zk7yiАй бұрын

    Jgna agalalxa balmetkel hakeja seb ❤❤❤❤🎉🎉

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920Ай бұрын

    ሰላም ብጻይ ኤፍሬም ከምእውን ተጋዳላይ ሃውና🎉🎉🎉🎉🎉 ህግሃኤ ጹሩይ ከም ፒላጦስ!! መርሂነት መንግሥት ኤርትራ ዋላ ሃደ አበር የብሉን ስለዚ ምስ እዚ ዉድብ ምቅላስና የክሩአና🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኮይኑ ግን ገለ ሃተላ እንተ ብድንቁርና ብክፍእ አብ ሰውር ኔሮም!! ቃልሲ ዝተበሃለሉ ጌጋ ስለዘሎ እዩ!!! ጥርይ ሸጥ መአጣ🎉🎉🎉🎉🎉 አወት ን ሃፍሽ!!!

  • @yemanehaile9648

    @yemanehaile9648

    Ай бұрын

    ሰላም ኤፍሬም ምስጋሻኻ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና፥እንተ ኪኢልካ ዕንድኩር ዝበሃል ናይ 72-73 ተጋዳላይ ኣብ 75-76 77 ውሩይ መራሕ ሓይሊ ዝነበረ ኣበስመራ ኣሎ ይሰምዕየ ሃሰስ በሎ ብዙሕ ዕላል ይህልዎዩ።

  • @hewantesfamichael5800
    @hewantesfamichael5800Ай бұрын

    Thank u Efrem great job🙏🇪🇷♥️

  • @1979amanuel
    @1979amanuelАй бұрын

    በርሀ ጅግና ናይ ሓደ ጅግና ወዲ ኣሃዱኻ ቃለ መሕትት ክትሰምዕ ከለኻ ዝስምዓካ ባህታ ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰብኡት ጌርኩምና ኢኹም

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689Ай бұрын

    Welcome back Aye Berhe

  • @user-cx8fq4iq1j
    @user-cx8fq4iq1jАй бұрын

    Aythmeq efar qexlo bzuh alo zterefe tarik .jeganuna wetru ab lbna alewu❤❤❤🎉

  • @user-qh7bb5bf1l
    @user-qh7bb5bf1lАй бұрын

    ጅግና ንበር ክቡር ❤❤❤

  • @Eri61-
    @Eri61-Ай бұрын

    Thank you for your service ❤️🇪🇷

  • @user-hd9tu6nw8m
    @user-hd9tu6nw8mАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ በርሀ ስለ ሃገር ደው ዝበሉ ጽኑዕት ኣርካናት ከም ወርቃዊ መጽሓፍ ዘይተገንጸሉ ብዝሓት እዮም እባ ዘለዉ ክብርን ሞገስን ንስወኣትና ❤❤❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770Ай бұрын

    🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yohannestewolde8152
    @yohannestewolde8152Ай бұрын

    VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826Ай бұрын

    I love you baba hero 💪 good job 💖💖💖❤️❤️❤️

  • @timmero.6509
    @timmero.6509Ай бұрын

    ጅግና ወድህዝቢ. !

  • @helengmichael457
    @helengmichael457Ай бұрын

    ✨zelemawi zikrin mogosin nsmatatna 🕯🕊 God bless I am Eritrean🇪🇷 I love you deqi Erey 🫶🏾

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377Ай бұрын

    ኤፍረም ሓወይ የቐኔልና ኣጆኻ በርትዕ❤❤❤❤❤

  • @user-gf7bi5rg5d
    @user-gf7bi5rg5dАй бұрын

    😢😢😢😢😢ጅግና ወዲ ማዕል❤❤❤

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298Ай бұрын

    ኤፋ ሑወይ የቐንየልና ቀጽሎ ጥራይ አየ ክብለካ ዝኽእል ❤

  • @user-sq9qr2ty8k
    @user-sq9qr2ty8kАй бұрын

    Well come wedi gde haweyyyy❤❤❤❤

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451Ай бұрын

    Nay wedi kerin esike hiteteley egru tekoruzu diatewe diyu❤🇪🇷🇪🇷

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278Ай бұрын

    ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ በርሄ ገረዝግሄር የቀንየልና ስለ እቲ ረዚን ታሪካ ኩሉ ሂወትካ ነዛ ሀገር በጂካ 💐🙏❤❤❤ ክብርን መጎስን ንሰማታትና ስንኩላትና፡ ዓወት ንሓፋሽ፡

  • @user-qp5bv7nr2v
    @user-qp5bv7nr2vАй бұрын

    ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤❤❤ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736Ай бұрын

    ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም ከምቲ ኩሉ ጊዜ ብኹሉ ትገብርዎ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን የቐንየልና አምላኽ ይባርኸኩም🙏🙏🙏🙏👍👍👍❤️❤️❤️✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528Ай бұрын

    ብሓቂ ኣብ ዲያስፖራ ኲንካ ኣንጻር ረብሓ ሃገር ምስራሕ እቲ ዝኸፍአ እዩ'ሞ ዓገብ ምባልካ ባህታ ዝህብ ቃለ መሕተት።🇪🇷

  • @natnaeldawit1212
    @natnaeldawit1212Ай бұрын

    ሰላም ኤፍረም ሓወይ እዚ መደብ ዓቢ መደብ እዩ። ብጣዕሚ ከኣ ነመስግነካ ግና ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ እዛ ማክሮፎን ብኢዶም ክሕዝዋ በቃ ኣሰልቻዊ ኮይኑ ስለዚስ ኣብ ክዳኖም ዝለገብ ማክሮፎን እንተ ትገብር ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ። የቀንየለይ።

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301Ай бұрын

    ዘላእለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668Ай бұрын

    Kubur Tegadalay Berhe Gerezgiher I am extremely proud and lucky enough to hear such amazing lifelong struggle you paid with your comrades for the sake of independence of Eritrea. I completely understand the sorrow and grief you mentioned on those who betrayed our martyrs and our country. I hope they will realise the big mistakes they committed and repent on such shameful act and come back to their senses to compensate for the damage they have done. Every human being can commit mistakes but those who stick on and advocate their mistakes to misguide others to succeed their wicked agenda are evil. I can see how painful that is and read how honest sincere and brave Eritrean fighter you were from your courageously explanation. I was deeply disappointed and frustrated when you mentioned the departure on your friend’s mother whom you were trying hard to find her and take full responsibilities on behalf of our martyred hero. My face was washed with tears flawing through my cheeks while you were recounting our heroes unparalleled glorious deeds. Thank you Berhe may God bless you and your beloved families. Tedros

  • @AsliAsli-tl2rq
    @AsliAsli-tl2rqАй бұрын

    ❤ጅግና ደስ ዘብል ዛንታ❤

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770Ай бұрын

    Edmen tienan yhabkum zeydgemu jeganuna tsamakum tikifelulu gizie ruhuck iykikewunen eyu. Thank you for your service.🙏🇪🇷❤️

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038Ай бұрын

    The way he described his kids so beautiful touches my heart egzeabher edmen tenan yhabom

  • @LuliaBsrat
    @LuliaBsrat16 күн бұрын

    ✊✊✊👍👍👍 ሰይ ጀጋኑ ሰብ ድርብ ስረ ብሓቂ ዘሕብንን ዘኹርዕን ታሪኽ ኣያታትና ኣቦታትና ቀጽልዎ እቲ ዘይውዳእን ዘይትርበርበረ ረዚን ታሪኽ ጀጋኑና ኣገናዕ መን ከማኹም ብሓቂ ኣንታ ንስኹምስ ፍሉያት ፍጥረት ኢኹም ንሕበን ንኾሪዕ ኣለና ብኣኹም: ዘይምኖን ዘይርሳዕ ታሪኹምን ብምዕቃብ እና ተሓበንና እናዘከርናን ንዘንት እለት ❤❤❤✊✊✊💯👍👍👍

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906Ай бұрын

    ተጋ/በርሀ ምስ ስድራኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ ስማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tandi9429
    @tandi9429Ай бұрын

    ሰላም ኤፍረም ግደ ብሱልን ምኩርን ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣብ ኩሉ ተቕርቦ መደባትካ ቀጽሎ ገዲም ትጋዳላይ ኣያናን ኣቦናን በርሀ ገረዝጊሄር ዘስነቕካና ታሪኽ ምስጋና ይብጻሕካ ኣብ መግዛአቲ ደርጊ ዝነበረ ጭኮና ትንክፍ ኣቢልካልና ብዓቢኡ ኣቦታትና ማሓሪ ባሻይን ማህደረ ክፍሉን ከተቕርበልና ሓደራ ይብል ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንመላእ ህዝብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!!!!!!!!!!

  • @Leah5934
    @Leah5934Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @dl4055
    @dl4055Ай бұрын

    Zeytdgemu jeganu tegadelti,kbrn megosn nsemaetatna edmen tenan yhabkum fetari nhlwat 🇪🇷🇪🇷❤

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467Ай бұрын

    Ezi Jigna mexhaf tarik Eyu ❤❤❤❤lewah: abo: Jigna:tarik eyu Ezi abona 🎉🎉🎉🎉

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718Ай бұрын

    ጅግና ንበር ክበር

  • @nighistiabraham7127
    @nighistiabraham7127Ай бұрын

    ጀጋኑ ምእማኑ ደጸግም ጅግንነት

  • @tekleab2013tafla
    @tekleab2013taflaАй бұрын

    ኣየ ታሪኽ ኤርትራዊነት ተወዳዳሪ ዝይብሉ ዘሐብን መንነት፡ ዘኹርዕ ክኣባ፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @belaineshtekle5879
    @belaineshtekle5879Ай бұрын

    Amlak edmen tienan yhabkum tegadelti hager fetirkum nzelalem kibri ysemaekum

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabieyАй бұрын

    Merheba deki Erey maarey Efiream yekenealey buzh temahire. Nikoa natey konkum 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹✅✅✅✅✅!!!!

  • @ghideimerha3881
    @ghideimerha3881Ай бұрын

    ነመስግነካ አፍረም ሓውና ከምዚ ዚኣመሰለ ታሪኽ ክትሰምዕ እንከለኻ ከይበላዕካ ትጸግብ ነዚሓውና ኻኣ ብሂወት ሃሊዩስ ታሪኽ ባዕሉ ከዕልሎ ከሎ ብጣዕሚዩ ዘሖጉሰካ ሰላምታይ ንኽልተኹም ዓቢ ምስግና ነዞም ሰብ ታሪኽ ሰማእታተይ

  • @mahariberhane8776
    @mahariberhane8776Ай бұрын

    ኣኮይ ቅጭን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236Ай бұрын

    ❤ I love you like like like

  • @angosommichaele5368
    @angosommichaele5368Ай бұрын

    Great job ❤❤❤❤❤

  • @user-hf3bd3ks1z
    @user-hf3bd3ks1zАй бұрын

    Waww❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840Ай бұрын

    Welcome Efar hawena mes jegna Tegdly Berahe

  • @rustomdebesay2466
    @rustomdebesay2466Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ ኔሩ ናይ ኣያና በርሀ፡ኣብዛ ናይ ስዉኣት ብጾቱ ሸማይነሽ ጸጋይ ብብዝሒ ይደጋግማ ኔሩ። ሸማይነሽ ኣብ 1986 ዝተሰለፈት ጓል ከባቢ ከረን ያ ብዘለኒ ሓበሬታ ስለዚ በርሀ ናታ ድሕሪ ባይታ እንተለዎ ጽቡቕ ኔሩ

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528Ай бұрын

    መርሓባ ክቡር ዜጋ ፡ ምስጋና ንዓኻትኩም ይኹን።

Келесі