EMNA1 ስውእ ተጋ ኣምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ብኸመይ'ዩ ነፋሪት ውግእ ኢትዮጵያ ክጨዊ ክኢሉ? ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA1 ስውእ ተጋ ኣምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ብኸመይ'ዩ ነፋሪት ውግእ ኢትዮጵያ ክጨዊ ክኢሉ? ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
Пікірлер: 146
እወ ኣምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ምቕሉል ኣኽባሪ ሰብ ጽኑዕ ኣብመትከሉ ውፉይ መግለጺ እቲ ልክዕ ተጋዳላይ ህግሓኤ እዩ ዝነበረ : ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ !
ጅግንነት ኤርትራዊያን ንክትአምኖ ዘጸግም ክብርን መጉስን ንሰማእታትና የቀንየልና እፍሬም ሐዉና ብኩሉ እትገብሮ ዘለኻ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ኤፍረም ናይ ባሓቅ ነመስግነካ ናይ ጃጋኑ ተጋድልት ታርክ ብሂወቶም ከለወ ስለ ዘይ ግለጽ ሕጅ ግን አናፈተሽከ ተምጾ ተምጸልና ዘለካ ናይ ባሓቅ ነመስግነካ ክብር ንጃጋንና ❤❤❤❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤አያታትና ጽባቂና ኢኩም ክብርን ሞጎስ ንሰማታትና ብሰላም ዕረፊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልአልማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ambassador Andemicael was an amazing person.... he was my friend dad! Sesen shikor! ZeLAlemawi ZiKrin Kibrin nSemaHtatna! Proud Eritrean 💪🏾
@IAmMelanin13
7 күн бұрын
Thank you dear ❤
ንዘልአለም ክብርን ሞጎስን ንሰውአትን ሰላም ደቂ ኤረይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም ብጣሚ ጽቡቕን ማሃሪን የቐንየልና ደቂ ኤረይ🙏🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ሐሞት አብየት ስብእና አደ ወሊዳ ትምከን ክብርን ሞጎስን ነዞም ኮሪዖም ዘኩሩዑና ጀጋኑ ሰማእታትና 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
My ❤dad miss u so much❤
@Hhhhhhhhh406
9 күн бұрын
You must be so proud he was so Amazing person
@hizbawiginbarginbarghinda3872
8 күн бұрын
ሞሳ ንስውእ ሻዕቢያዊያን ሓርበኛ ዓንደሚካኤል ሻዕቢያዊ ክብርታት ሕድሪ መትከል ውድብ ንቅሓት ቃልሲ ዓወት ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BahreNeGash
8 күн бұрын
You should be proud of your dad. May his soul rest in peace. He will always remain an Eritrean hero.
@IAmMelanin13
7 күн бұрын
It means alot to me for u to refer to my dad like that
@sam201006
7 күн бұрын
@@IAmMelanin13I was lucky to know him my beloved littel sister ❤my susu❤
Thanks EMNA for providing this wonderful our heroic history. May God bless them 🙏 ❤️ 🇪🇷✌️🇪🇷
ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ነቲ ኩቡር መንግስትናን ጅግና ሰራዊትናን ኩሉ ግዜ ዓወት ንሐፋሽ 💪💪💪❤❤❤
ጽቡቕ ዝኽሪ ታሪኽና ቀጽልው ዘላአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዉአትና 🇪🇷❤️🇪🇷💪🏽🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ዘዚሓለፈ ቅያ ኤርትራውያን።ቅሰኑ ሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ::
ዘልአልማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ
ታሪኽ ኤርትራውያን ታሪኽ ጅግንነትን ጽንዓትን እዩ።❤ 🇪🇷🌹💝🇪🇷
@bltblt2473
9 күн бұрын
ዓንደሚካኤል ካሕሳይ. ሻዕብያ ጠላም.
@BahreNeGash
8 күн бұрын
@@bltblt2473 Coward Hadami,,, Barking against Eritrean martyr & SHAEBIA on KZread is NOT going to make you a hero.
@leakefecadu1284
8 күн бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረን ዘይተሰርሐን ታሪኽን ጅግንነትን ኤርትራውያን የለን ብሩኸይ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።
@BahreNeGash
7 күн бұрын
@@bltblt2473 Hadami Agame,,, You are in the wrong spot. Go save Tigray from your terrorist TPLF.
Ab kalsi Eritrea zeytenegre ember zeytegebre yelen. Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna wetru ab lbna seferkum deky Erey jeganu ♥️ 🇪🇷 ❤
መስተንክር ዝኮነ ጂግንነት ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና
Thank u, Efrem. I remember Amb Andemichael in our house after he hijacked the plan and joined hizbawi halitat. Glory to our martyrs!
ሰማእታትና ኩሉጊዜ አብ ልብና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️💪💪💪
ኣያና ኤፊ ብጣዕሚ ኢና ንኮርዓልኩም
Welcome EMNA & Efrime Gidey
መመሊሱ ዝገርመካን ዝድንጽወካን ታሪኽ ኤትራውያን ጀጋኑ፥
ታሪኽ ጅግንነት ጽንዓትን ተጋዳላይ ተነጊሩ ኣይውዳእን'ዩ: ብሳላኹም: ወትሩ ማሕላና ኣብ ኣሰርኩም: ቅሰኑ ሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷💖🙏🏽::
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰምኣታትና
ታሪክ ኤርትራውያን ጌና ዘይተበርበረ እዩ፡ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና።
Neteqrbo werqawi tsrikna❤ msgana laul akbrot qetslo frem hawna gna hji sntselalina zelo mqttal ab esrael klue werar wge hadhd aqalbo zedlyo yehwat emo ezi tm elka sgab measyu gele belu🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዘላአለማዊ ዝኽሩ ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💎😭😭😭
ጋዚጢና ፍአፍረም ጊደ ብታሚ ነመስጊነካ ታርክ ጀጋኑ በርቢርካ ምምሳአካ ነመስጊነካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኤርትራዊት ብምኻነይ ሓበን ይመዓኒ ኤርትራ ሃገር ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️♥️💪
ዘለኣልማዊ ክብረን ዝክረን ንስማታትና ዓወት ንሓፍሽ❤❤❤❤❤❤
ኤረይ እቶም መተካእታ ዘይብሎም መንእሰያት ገንሸል ኩሉ ናይ ገዛእ ርእሶም ሂወት ገዲፎም፡ ናጽነትናን መንነትናን ምእንቲ ክህልወና ህይወቶም ሰዊኦም ! ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ንጀጋኑናን ንሰማእታትናን!!🕯🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫🕯
Yes they were and are heroes Let God put his soul in peace!Amen
Asgerami tarik❤❤❤❤❤
ጀጋኑና ታሪኾም ተቐዲሑ ኣይውዳእንዩ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ኽብርን ንሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹♥️♥️♥️
ጅግንነት ኤርትራውያን ጺሒፍካ ዝውዳእ አይኾነን።ነት ኹሉ ትገብርዎ ዘለኹም አብ KZread EMNA ምስጋና ይኹንኩም።ኽብር ንሰማእታት ኤርትራ ።
RIP Harbegna gedim tegadalay Swue Andemikael kahsay.I know him in 1974 wt Weldenkiel Abreha (Herr Schmedth) Excellent organizers in Zoba Debub, formerly Seraye.Harbegna Aynebrnyu TariKuyu zwres.
Thank you to this channel for doing a beautiful report. It means alot to me and my family. I am proud to be his daughter Kebret yehabkum. His grandson will be proud to hear this when he is older. ሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦይ 😢
አገናዕ ወዲ ግደ ሻዕቢያዊ ተጋዳልይ አምባሳደር ዓንደሚካኤል ካሓስይ ሓበን ሃገረ ኤሪትራ አብነት ኤሪትራዊ ሃገራውነት። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷ETERNAL GLORY TO OUR MARTYRS ❤️🇪🇷⚘️
Zegerim jigninet n Bilhi n Difret n RIP Amb. andemichael Kahsay
ኤርትራ ብከቢድ ዋጋ መስዋእቲ ዝመጸትን ንዓኣ ንምዕቃብ ክቡር መስዋእትነት ዝተኸፍላ ልኡላዊት ሃገር እያ ስለዚ መንእሰያት ነዚ ታሪክን ጅግንነትን ኣያታትናን ኣቦታትናን ተረዲእና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ንርከብ በቲ ብሓደ ሓደ ከድዓትን ልኡካት ማለሊትን ምዕራባውያንን ዝግበር ናይ ተስፋ ምቁራጽ ከይተገራህና ብምስትውዓል ኣብ መሳርዕ ህዝብን ሃገርን ኮይና ክንምክቶ ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmerethadgu9816
6 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ERITREA Adey adi jeganu ne💪 🦁Africa ❤🇪🇷❤️🌴🐪
ጅጋኑና❤❤❤❤
Zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷❤, Ezi meqabr harbenatat,eti tshfetu hasisu,zmlketo akal zey hdswo,
🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye ertrawi huxub meanta ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤
Abtatna Jeganu anebes ❤❤❤❤❤
Thanks
From " Hyiwet " magazine
Merhaba deqe erey Jegunu 🇪🇷🇪🇷🤴✊💯
ኤርትራውነት ማለት !!
Sewatena wetru ab lebena🇪🇷🇪🇷💯💯💯♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
Tarikom bhiwet alo sematatna ❤❤❤
ኣንስ መግለጺ ይስአነሎም ❤ ሸፋቱ ናይ ስሕል ክባሃሉ ከለውስ ከመይ ድምካ ፍልሕ ይብል
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Zelalemawi zkri nswatna 🙏🙏🙏
We have country
❤❤❤🕯🕯🕯❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤️❤️
❤🎉❤🎉❤like like ❤
🐪🐪🐪🐪❤🇪🇷✊🙏
ኩሉ ግዝየ ዓወት ንሓፋሽ"ዩ ቃናና ክቡር ኣምባሳደር ዓንድኪኤል ካሕሳይ ኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ኣሎኻ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ዝለዓለ ሞያ ንቓልስን ንመስዋእትን ምእንቲ ኤርትራውነት ። አቶ ዓንደ ሚካኬል ከምቲ ዝተገልጸ ነዊሕ ቀይሕ ጸጉሩ እትው ዝበለ ጀንትል እዩ ኔሩ ። ካልእ ተወሳኺ ምስሊ ንምሀብ ድሕሪ ናጽነት አብ ባር ኤረደ/ባር በረኸት እስቴካ ክንርእ ክንጻወት ዓንደ ሚካኤል ከአ መጺኡ/ ክጻወት እመጽእ ኔሩ ሓደ መዓልቲ እውን ጻዕዳ ካምቻ ጸሊም ስረ ምዕሩግ ጸሊም ቡት ሳእኒ ተኸዲኑ ብትሕትና ብፍሽኽታን ይጻወት ኔሩ R I P. ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
Zelalemawi zkri kibrien nesmatetena wetru awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️🕯️🤲🤲🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zekurei tarike eyu
Dawit ghebregziabher wedi Dongollo iyu
🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅❤️👍👌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብሪ ነቲ ዝይድገም ወርቃዊ ወለዶ ኤርትራ (ይካኣሎ )
Zulilmiwe kuburen nusuwltna❤🎉🎉🎉🎉🎉✨️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨️🎉🎉🎉🎉🎉🙏🏼🇪🇷🙏🏼❤❤
Thank you my dear brother Efrem Gide for your great work and I would like to correct you about the name of his great grandfather not Gudam the right name is Gudum. Gudum is the husband of wuba Ras weldemichael solomon .
Selam Efirem
Bitaemi agerami tarik hzibawi ginbar enitayimo yigeber alem zeratina enber tarik hzbi eritrea mezena yebilun Efar nezi rezin tarik nitigebrelina wetiru misiganana nekirbelika edime tiena yihabka
Fuluy kiya tarikh kubur Tegadalay Andemichael kahsay Harbegna aynebiren eu Tarikhu eu zweres emo neweres bkhulu. Eritreawinet KUBUR MENENET. ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
@amanuelberhe5677
7 күн бұрын
Ekeneley kubur anbaby.
Terekibu,yikewin. Eza anchiwa baala endia tibelom
Good job. ብዛዕባ ግደይ ሓማ(ዓዲ ንፋስ) ኣብ ስርሒት ምውጻእ እሱራት ሰምበል (1975) ዋና ተሳታፊ ዝነበረ ፈዳይን እሞ ዳሕራይ ግን፥ ብሓደ ብጻዩ ተሓስዩሉ ተታሒዙ ዝተረሸነ ሒዝካልና ምጻእ።
Dawit Gerezgher dea wedi kebabs Ilaberid do ykewin ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
ካፖ ( CAPO ) ብጣዕሚ ምቅሉል ሰብ እዩ። እብ ወጻኢ ( ኣሜሪካ ) ኸሎና ኣበርክቶኡ ዝምስገን እዩ ነይሩ።
@IAmMelanin13
7 күн бұрын
Kebret yehabka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🕯️geganu abtate
So how did he die in 2003? Tell the truth.
ሎጎ-ጭዋ ሓያሎ ሚኒስተራት'ያ ኣፍርያ
ህግደፍ ዝቀተልዎ ኣምበሳደር ዓንደምኪኤል ካሕሳይ 😊
ኣብ 2003 ተሰዊኡ ዝበልካያስ ኣብ 2013 ንምባል'ዶ ትኸውን?
@maekelekichin6702
7 күн бұрын
No ab 2003 eu tesewiu
@IAmMelanin13
7 күн бұрын
2003 iyu tesewiu. Tsebuk alo
ናብ ኩልኹምን ኩልናን ኤርትራውያን ኣመንቲ ንኤርትራን። ንኤርትራ እዞም ደቃ መስውኣታን ስንኩላትን እንተዘይከፈሉ ነይሮም፡ ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ደቁ ንሃገሩ እንተዘይ- የወፊ ነይሩን፡ ባዕሉ ህዝቢ ካኣ ሓበረይታን ስንቅን እንተዘይየስንቕ ነይሩን፡ ኤርትራ ካኣ ከምዚ ጅግና መንእሰይን ህዝብን እንተዘይህልዋ ነይሩን፡ ኣስላሙን ክርስትያኑን ምሉእ እምንቱ ንሃገሩ እንተዘይከውን ነይሩን፡ ኤርትራ ሕጅስ እንታይ ኮን ምኾነት ነይራን፧ ነዛ ወላዲት ጀጋኑ ኤርትራ ሃገርና፡ ንናጽነታ ንምኹላፍ ብሓያላን ዓለም እንታይ ዘይተፈትና፧ ሓያላን ናይ ዓለም፡ ንቓልስና ከም ጽላለ፡ ንዓወትና ካኣ ከም ሕልሚ ሓሲበን እንታይ'ሞ ዘይፈተና ኣብ ልዕለና፧ ኣሎ ዝባሃል ብረት ኣዕጢቐን ንጸላእትና፡ ብኹሉ ዓቕመን ካኣ ኮይነን ጸላእትና፡ ንሰውራ ኤርትር ከጥፋኣስ እንታይ'ከ ዘይፈተና፧ ንህዝብናን ንቖልዓን ንህጻናትን ጨፍጪፈን፡ ንኣረግቶትን ንሕሙማትን ዓዲ ውዒልን ደጊመን፡ ንእንሳ ከይተረፈ ንኣጣልን ኣባጊዕን ንኣግማልን፡ ንኣእዱግ....ከይትረፈ ንበቕልን ንፈረስን፡ ኩሉ ዝካኣሎም እዮም ፈቲኖም ኤርትራዊ ግን ፍጹም ኣይሳዓርን፡ ኣብ መወዳእትኡ ካኣ ኣርእይዎም እታ ሓቁን ቁምነገሩን። እነሀት ካኣ ኤርትራ ሳላ ጀጋኑ ደቃ ታሪኽ ሰሪሓ ሓቂ ዘረጋገጸትን። ስለዚ ካኣ ኢና ኩሉ ግዜ ዓወት ንሓፋሽ ንbln nደጋግምን። ሕጂ'ውን ዓወት ንሓፋሽ ኢና ንብልን።
ቃላት ዘይትረኽበሉ ናይ ኤርትራውያን ጂግንነት ፡ የቀንየልና ኤፋር ሓውና ፡ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ። ህዝቢ ኤርትራ ገባሪ ቅያ እዩ ፡ God bless ሻዕብያ ።
ተሰዊኡ ! ተቐቲሉ በል ጸብጻብ ሕክምና ?