EMNA "ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም፡ ካብ ሳሕል ክሳብ ሕጂ ናብርኡን ባህሪኡን ዘይቀየረ ተጋዳላይ'ዩ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Ойын-сауық
EMNA "ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም፡ ካብ ሳሕል ክሳብ ሕጂ ናብርኡን ባህሪኡን ዘይቀየረ ተጋዳላይ'ዩ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
Пікірлер: 218
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💪💪💪💪💪
I love your program. I like the history maker individuals, their humble approach with their organic history. Long life to all Eritrean freedom fighters & the leadership. Victory to the Mass!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vm1bg5cj7s
19 күн бұрын
ተጋዳላይ ማዳ ህዝቢ!
አንታ ኤፍሬም ቦጣዕሚጽቡቅ ተዘክሮ ታሪኽ ገድል ገድላዊ ሂወትን ይቀርብን ይስነድን አሎ ጽቡቅ ስራሕ እዩ። ሐደ ሐደ ግዜ ክአ ታሪኽ ዋርሳይንሐፋሽ ውድባትን ክአ አቅርበልና❤❤❤❤❤❤❤
አያታትና ዘይትድገሙ ሰድራና ስድራ ኤሪትራ ክበሩልና ሰለ ኩሉ ዝደከምኩሙላ ነዛ ሐላል መሪት ነመስግን እዝውን ታሪክና እዮ ኢፊ ሐውና ብዙሕ ነክንማሀር ሰለ ዝገበርካና ነመስግን ብርዕካ ይሰሰን።🇪🇷🇪🇷
@mesfinabraham6412
22 күн бұрын
@@edenpazom9452 ወሽላኽ ጥሪት ህግደፍ አያታትካ ኢራኢሮ ተዳጊኖም ነዚዖም ህዝብና ደጽንቱ ዘለው ጊላታት ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ድማ ከም ሰብ ሓሲብናዮም ገልዳማት 🖕
@edenpazom9452
21 күн бұрын
@@mesfinabraham6412 ሕብቲ ኤሪትራዊት እየ ብመግስተይን ሰራዊተይን ህዝበይን ሕብቲ እየ አይትገረም ጥሪት ሕዋሓት እዮ ዘፊንፊነኒ ካብ ፊልጠት ነጻ ሙካንካ አነጺርካለይ ሀመማ ዚዝ አይትበል አብ እስኪሪን ክትልፊልፊ ትክእል ንሽዕብያ ምትካፊ የለን ።አለና ደቂ ሻዕብያ ኢሱ ዓይነይ ወዲ ኤሪትራዊት ማህጸን እዮ ንኤሪትራ ተቃሊሱ ይቃለሰላ አሎ ዋሓጦ ንሕናን ንሱን ዝትክፊና የለን ተኪኢልካ ተማሀር።
ጀጋኑ ሓርበኛታት ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም የቀንየልና።
GENERAL Hedishi Eferom, he was My father in national service I am 4th national service, in 1997 head office in Asab . He was a hero ,His behavior is very amazing ,I admire him in general. He is the father of all arm's .
Jeganu Jeganu Eritreans there's no enough words to describe you. ❤❤❤❤
Thanks efrem gidde for providing this wonderful and informative programme as usual!!! 👍 🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር
Efrem Gide ,your program is nice, you have to continue, to tell the history of Eritrean struggle for independence, add also the the herosim done by national service ,and Eritrean tribes. GOD BLESS YOU, God bless our lovely country ❤
ረሻኒ መንኤሰያት አብ ቀዳማይ ወራር 15,,ረሺኑ አብ ካላኣይ ወራር 2,,,,ኪልተ ሰባት ኣብ ሳልሳይ ወራር1 18 ,,,ረሺኑ ኩሎም ግንባር ዓሰብ ኢዮም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@abrahamasmelash5135
17 күн бұрын
መጀመርያ እዛ ዘይትጠቅም ሐሶትካ እንታይ ክትልውጠልካ ሐሲብካያ ኢኻ ጽሒፉካያ ቀዳማይ ወራርሲ አብ ዓሰብ ክርሽን አይኮነን ነቲ ሰራዊት ክጥርንፉዎ ኸማን እቲ ኩናት ግዜ ዝህብ አይነበረን ካላአይ ወራር ዝበልካዬ ኽአ ብኸበሳ እምበር አብ ግንባር ዓሰብ ኩናት ዝባሃል አይነበረን ናይ ሳዓት ዘይትኸውን ጦርቋሽ ኩናት ኔራ ንሕና ዝነበርናላ ቦታ ጸጋማይ ግንባር ኔራ ሳልሳይ ወራር ክአ 18 ረሺኑ ትብልሲ ካበየነይቲ ብርጌድ እዬም ተረሺኖም ሐድሽ ኤፉሬም ንዓይ አዛዚ ክፉለሰራዊተይ እዩ ኔሩ ነዞም ኩሎም ረሺንዎም ትብሎም ዘለኻ ሐሶትን ሸም ምጽላምን እዩ እቲ ጸገም ካባኻ ፖሎቲካ ሰሪሕካ ማለት እዩ ድኽምቲ ርእሲ ጸለመ እምበር ክትምህር ዓቅማ ድሩት እዩ።
Jeganu harbenatt abutati egzabher amlak edmen tenan yhabukum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Huxubat meanta deki Erey edmen tenan yhabkum zelalemawi zkri nsemaetatna ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ኤርትራውያን ገበርቲ ቅያ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ዕድሜኻ ሙሉእ ትጋደል ምሰ ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም ተባዕ ጀግና መድሕን ሃገር አብ ክ/ሰ 19 ምስኡ እየ ነረ
Thank you Effrem for an excellent history of Eritrea.
ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ንምስናድ ናብ ወለዶታት ንምምሕልላፍ ጀጋኑና ከይከዱ ከለዉ ክትስንድዎ ቸጓየዩ❤❤❤🎉🎉
መትከላውያን ደቂ ህዝቢ ኤርትራ ንዓኩም ሒዛ እንታይ ከይትኸውን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤
@mesfinabraham6412
25 күн бұрын
@@EPLFVISION1962 * አየ'ወ ሳላ ዚዓቶም ደናቁር ጥሪት ወዲ መድህን በራድ አህዎቶም ቀቲሎም ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ተደሚርና ዝበሉ ወሽላኻት ሃገር ረሚሶማ በህግደፍ ዝሓሰረ መንነት ሂዝና ተሪፍና !😂
@kahsaizeinu2664
23 күн бұрын
@@mesfinabraham6412መስፍን ኣብርሃም ጉሓፍ ናይ ታሪኽ ሓተላ እንታይ ይምልከተካ ብዛዕባ ኤርትራን ገድላን ኪድ ብዛዕባ ኢትዮፕያኻን እዛ ጋዕጋዕ ትግራይካን ግበር ቆንዳፍ ዓጋመ
@mesfinabraham6412
23 күн бұрын
@@kahsaizeinu2664 * ኣያታተይ ትብሎም ጀነራላት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ንኣኻ ወዲ ኣባት ጦር አደቦኻ አብጺሖም ተደሚርና ዝበልኩም ጓሓፋት እስኻትኩም'ባ አበይ ይብጻሓኩም ኤርትራዊነት 😂😂 ወያነ ወያነ ዘብለኩም ባእሉ ዓጋመ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን'ዩ 😀 ወሽላኽ
@kidantekle2443
22 күн бұрын
Mesfinabrham you 🙈 what are you doing in Eritrean hero channel. You are always in Eritrean channels👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👹👹👹👹👹👹👹lekbat👺👺😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@kidantekle2443
22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋንና ዕዲመን ጥዕናን የሃብኩም ከም ኦ ዉን እፉረም ግደ ኣምበሳ ነዓካ ዉን ዕዲመን ጥዕናን የሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Our heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🥰
ወዲ ዓንደ ናይ በሓቂ ለዋህ ሓላል ሰብ እዩ ባህሩኡ ዘይቅይር ኣነ ክሳብ ዝፈለጥክዎ ኣብ ናይ ከተማ ወተሃደር እዩ ብልቢ ቅኑዕ ሓቀኛ ዘይምኩለ ለዋህ ሓላል እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ወዲ ዓንዲ ምንችቤ፡
ታሪክ ገድሊ ኤረትራ ንምስናድ ትገብሮ ዘለካ ብጣሚ ዘሕጉስ እዩ እዚ ንእሽቶ ወሎዶ ክመሃረሉ ታሪክ ተጋዳላይ ንክፈልጥ ዓቢ ድሪኪት እዮ ኣጆካ ኣበርቲዕካ ቀጽሎ ።❤
Thanks for sharing ❤
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
❤አርካናት ተጋደልቲ ኣቦታትና ንበሩልና ብሳላኩም ኤና እንተንፍስ ዘለና ኤረትርያ ንዘልአለም ተክቤርን ተሐፊራን ክትንብር እያ
EMNA ENTERTAINMENT ከመይ ትኾኑ ብመጀመርታ በዚ አገዳሲ ዝኾነ ናይ አያታትናን አሕዋትናን ክድገም ዘይክእል ጀግንነት ምስዝፈጸሙ ሕሉፍ ታሪኮም ንኽንፈልጥ ብምግባርኩም ከመስግነኩም ይደሊ ቀጽሉሉ ሓደራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
Rstom Tewelde and Mesfin 🙏🏻 EDMiEN TiENAN 🙏🏻🇪🇷🙏🏻 YiMNEYELKUM
ዘይድገሙ ጀጋኑና ኤፋር ናይቲ ሐኪም መጥባሕቲ አብ ሜዳ ብድፍረት ዝገበረ ጅግና 2ይ ክፍል ንጽበ አሎና
Thank you Ephrem 🇪🇷 please like, share, comments subscribe
❤🎉❤🎉keep Going my brother good job ❤🎉like 👍 ❤🎉
Thank you Ephrem 💕
Thank you Efrem God bless wedi ER jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምእንቲ ነዚ ወርቃዊ ታሪኽ ክተዘንትውለና ምእንቲ።
🇪🇷share, share this is part of our history ❤
Welcome back EMNA & Efrime Giddy
ናይበሓቂ ዘይምኖ ዝክርታት ገድሊ እዩ ናይ ኣቦና ወዲ ዓንደ ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ሰባት ከይንብለኩም ናይ ሰብ ባህሪ ዝሓለፍኩም ወዲ ኣዳም ክገብሮ ዘይክእል መስተንክር ኢኩም ሰሪህኩም ወለድና ሳላኩም ሃገር ወኒና ኮሪዕናን ተሓቢናን ንነብር ኣለና ጀጋኑ ኣቦታተይ ነቶም ብሂወት ዘለኩም አግዛብሄር ምሉእ ጥዕናን ዕድመን የሃብኩም ንሰማእታትና ከኣ እግዛብሄር ኣብ ሕቅፎ ኣብረሃምን፡ ኢሳቅን የንብረልና ሃገርና ምደሞምን የዕጽምቶምን ጠጢዓ ትነብር ኣላ እሞ ዝከበርካ ጋዜጠና ኤፍሬም ከኣ ብሓቂ ንእትገብሮ ስራሕ ክብረት የሃበልና ቀጽሎ በጃካ ንዝተተፊ ከምዚ ጌርካ ኣምጻልና። ወትሩ ዓወት ምሓፋሽ😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
❤❤❤❤Efrem thank you❤❤❤❤
ጀጋኑ ተጋደልትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏ኣዘንትዉልና እዞም ብሂወት ዘለኹም 🇪🇷🇪🇷❤️❤️✊️
@mesfinabraham6412
25 күн бұрын
@@nebu5224 ንሰላሳ ዓመት ደዘንተውዎ ሖሶትን ፈኸራን ብግብሪ ሪዒናዮም ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ተደሚርና ክብሉ ብፍላይ እዚ ሃጻቢ ባዞ ናይ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ዝነበረ ጀነራል ቁልቁል ምድማር ኪኢሉ ኢሎም ጀነራል መኣረግ ዝወሰደ ደንቆሮ ጊላ ዓጋመ'ዩ 💀 ወሽላኻት
@Hzbawit
24 күн бұрын
@@mesfinabraham6412 kab tserfi rikhqna🤔 B-Hasab ZeynWkes?? ⏰📚✍🏾🐪
@Hzbawit
24 күн бұрын
Etom ..Wedi tenben ZbLu zneberu kea👩🏽💻..BeAEalom deqi - tenbenin gondern tseniHom🤝 kab Aealetawnet rihiqNa nwekes⏰
@mesfinabraham6412
24 күн бұрын
@@Hzbawit አሌታዊነት ዘይኮነ ሕቶ ናይ ዜግነት'ዩ * እዚ ወዲ መድህን በራድ ዜግነት ኤርትራ ዘይብሉ ስለዝኾነ ✅
@Hzbawit
24 күн бұрын
@@mesfinabraham6412 kemten kalot hagerat AealeMna… Eritrea’wn Zegnet AeaDila ‘ya .. Silezi Hiji’wn’ta B-DonGola hasab nerhQa🤝🐪
ዘይድገም ሓቂ ዘይመስል ታሪኽ ኣያታትናን ኣሕዋትን ብጻዕቂ ክድፋኣሉ ዘለዎ ብፍላይ ነቶም ነኣሽቱን ደቅናን ጠቃሚ ኢዩ ኢለ ይኣምን ኤፍሬም
ምድያ ኤረትያዋን🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤️🎉🇪🇷❤️❤️ ትበር ንዘለአለም
Good job EMNA
ARADOM SAGUAUU eyou DEBESAY BRHANE EYOU QENDi SHiMU
Hadish efrem hade kabtom andi hako hzbawi gnbar nerun alon ,adme tanan yhabo.nkulom tgadelti sga haji halklek zblu zelwu.abi msgana Ngazetena ka ybsahka ,keslo jegna👏👏,eritrea bdeka tray eya tkber.
Welcome deki Eria jeganu
Selam..deki. erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷
Sened Tarikhna Meazn WaltaNa ⏰👁️📚✍🏾💃🕺🏽🐪❤️🚵🏾
@user-jm4vy1ri7t
19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
" ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዶ በሉ !! እንታይ ኢዩ በጃኹም እቲ ወዲ ኤፍሬምሲ ፍሉይ ኣርሓ ዝኸውን በጃኹም ??
Admen tanan yhabom fetariy❤
ጀጋኑ መራሕትና
Wellcome❤❤❤
Futura zghebruwo ilka zeyhseb QYA iyu fetsimu, TEGADALAI. Alena salakum gegannu deki HZBAWI GMBAR. 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Welcome back
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️.
Jeganu deqi erey xaeda kemu ewun thanks nezu jgna geganu General zeqrebkumlna❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍👍👍👍
Waw nice 💪🏻👌🇪🇷❤️ Eritrea kubur mennet
Merheba deki Erey maarey, enkoa natey konkum . Wexe maet ekum, enkoa elaka
ጅጋኑ ኣቦታትና ክብሪ ይብጻሓዮም
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❤️❤️🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
Welcome my Hero ❤🎉 🇪🇷 jigna I really like 👍 him Halafiyey neru ezi jigna...❤❤❤General Hadsh Efrem....
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም አምላክ ገዳይም ጀጋኑ ሰብ ቅያ ተጋደልትና። ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ታሪኮም በርብር ኢካ ቀጽሉ ኢካ።
❤❤❤❤❤❤
Sledkonus nkulu fetene teqene srhi kota kulu tetsbo berenu ket abiloma hager edmen tena yhabom fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Tegadeliti Sabia ahbema❤kulusalasabia🇪🇷🙏✅❤️✊🌺🙏✊❤️🇪🇷✅
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽
Nkeltsekum atseghimuni, ksab hgi 2024 tqalesu mhntana. ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ጅግና ጀነራል ሐድሽ እፍሬም ንርእሲ ናይ ወያነ ስብሓት ነጋ ኣብ ቦጎታት ቴንቤን ዝማረከ ተባዓ ተጋዳይ ሻዕቢያ እዩ።1962🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@mesfinabraham6412
25 күн бұрын
@@haqiwalatmrer7739 ጋህ የብሎም እዞም ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ቐተልቲ ኣህዎቶም ደናቁር ጥሪት ኢሳያስ ዓጋመ
@kidantekle2443
22 күн бұрын
Mesfinabrham you are Buda 👿 do not come here wayena servant👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👹👺👹👺👹👺👹👎🏽👎🏽🙈
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome jigan❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪
❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️👍🏽
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🙏🙏❤️🇪🇷
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Aye jignnet kbrn mogosn msganan ntegadltib warsayn hzbawi gnber zelalemawi zkrn kbrn nswatna❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🎉🎉🎉
Admen tanhan yankum amlak 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
🐪🇪🇷❤🙏✊