EMNA ከዳዓት ደቂ ሃገር ኣብ ህልቂት ሃዘሞ። ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

Ойын-сауық

EMNA ከዳዓት ደቂ ሃገር ኣብ ህልቂት ሃዘሞ። ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 390

  • @emnaentertainment
    @emnaentertainment Жыл бұрын

    "ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"

  • @bahabolomdaniel5884

    @bahabolomdaniel5884

    9 ай бұрын

    አስላምይ ❤ ከስታናይ። ኽብረት ይሃበልና ኽቡር ሐውና ኤፍሬም ግደ ምስ መሳርሕትኻ ኻብ ማዓምቅ ልበይ ኢናመስገንኩ ነዚ ኩሉ ኢተቅርብዎ ዘለኩም ታርኽ ቅያ ህዝብ ኤርትራ ሰምዕካ ዘይጽገብ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ ወትሩ ኻአ አብ ጎንኩም አለና ህዝብ ኤርትራ ዝሰረሖቅያ መስተንክር ታርኽ ኽንዲ ምልእ ዓለም ኢዩ ኢሞ ወትሩ ሐበን ይሰማዓዮ ጅግና ናይ ጀጋኑ ህዝብ ኤርትራ ❤ ህዝብ ኤርትራ አብ መላእ ዓለም ብርጫሕ ኢሉ ዘሎ ከም ጻሐይ ንጎሆ ሳላ ሐያል ንቃሐቱን ሐድነቱን ጽንዓቱን ንከደምቲን ጎረቤትና ጥራይ ዘኮነ ነተን አለና ዝብላ ርኢስ ሐያላን ስዕሩ ብኽልተ ኢጉሩ ረግጹ ምስ ዓለም ዝተጽነረ ሐያል ህዝብ አሎ ኢንተኮይኑ ህዝብ ኤርትራ ኢቲ ዝዋሐደ ብቁጽሪ ግን ካአ ኢቲ ዝተረረ ከም ኢምኒ ዓረ ኢዩ ሐይል ሰነሐሳብ መርሕነት ህዝባዊ ግንባር ሐያል ህዝብ የፍሪ ሐያል ስነሐሳብ ዘለዎ ህዝብ ሐያል ወሎደታት የፍሪ ኢዚ ግን መን ይረኽቦ ኢዝጊ ዝሃቦ። ስለዚ ❤ ኻብ ልበይ ዝናፍቆ መደባትኩም ከምዛ ወልፍ ቡን ኢየ ዝጽበዮ ኢዝነይ ቀው አብለ ኢሞ ወትሩ አብ ስራሕኩም አሳልጦ አብ ህወትኩም ጥዕና ኢናተመነኩ ህዝብ ኤርትራ ዝሰረሖ ቅያ መስተንክር ታርኽ ዘይተነግረ ኢንበር ዘይተሰርሐ የለን ኢሞ አብ 6 ዞቦታት ኢናከዱኡም በብግዚ ኡ ኢንተተኻኢሉ ኢንተተቅርብሉና ከምኡ ውን ኻብዚ ዳሕረዋይ ወለዶ ሐደ ሐደ ኢናምጻኩም ኢንተተካእሉ ማለተይ ኢየ ፈጣሪ አቦይ ነዚ ሐላል ህዝብን መንግስቲን ጽላልካ አውድቀሉ

  • @tesfaldethaileab1173
    @tesfaldethaileab1173 Жыл бұрын

    ሕጂ ውን ኣይንምብርከኽን ሙሉእ አዩ ሓሞትና ኣስላም ምስ ክርስትያን

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 Жыл бұрын

    ኣብነታዊ ጋዜጠኛ ኢኻ ኩላ ከምዚ ናትካ እንተትቀርብ ታሪኽና ምወሓዘ ነይሩ፣ ሃየ ተበገሱ ደቂ ኤረይ ነፍስወከፍ ስድሪመሬት ታሪኽ ዘለዋ ሃገር ኢያ ዘላትና ስዓብዎ ኤፍሬም ግደ፣ ሃገርና ትባረኽ።❤❤❤❤❤

  • @senayetgbermeskel8703

    @senayetgbermeskel8703

    Жыл бұрын

    Akililu tefono ybahl

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын

    Thanks! ኤፍረም ግደ። ዓሕ!ነዚ ንርስዕ ሞት ትረሰዓና።😭🫡🇪🇷🐪

  • @emnaentertainment

    @emnaentertainment

    9 ай бұрын

    Thank you so much for your support and encouragement! @warsay yikealo1249 It means a lot to me. I will definitely keep pushing forward with your support, knowing that there are people like you on my side, ready to help. Thank you for being there for me! Awet nihafash!

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez Жыл бұрын

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሩሑስ ባዓል ናጽነት ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gobushyared6046
    @gobushyared6046 Жыл бұрын

    ብሓቂ ሕጂ ዉን ደቂወልደገባ ድነበሩን ጠላም ንኣመሉ እዩም ኣብዚ ደለናዮ ዝደት ኮይኖም ከም ከልቢ ድነብሑ ደለዉ ብመዓልቶም ሓለጊ ሻዕብያ ክሳብ ተርክበሎም።

  • @peintatonic5296

    @peintatonic5296

    Жыл бұрын

    Eten nay ዘ fidelats ab botan gedifkas ab ዝደት yetikayen 😮

  • @Delinam

    @Delinam

    Жыл бұрын

    Kid resah Alet kidi nsom n Eritrea zeberketwo Aletka mlue Ayehlefkalan

  • @user-tq5bf5ps7t

    @user-tq5bf5ps7t

    Жыл бұрын

    @@Delinam ባርያ ክሳብ ሕጂ ኢካ ዕሱብ ዘለካ እንትርዘይ ተጋጌ እዞም ዝበዝሑ ከዳዓት ስድራካ እዮም ነይሮም ክኾኑ ዘለዎም 🤮

  • @temsgenkafetri4914

    @temsgenkafetri4914

    Жыл бұрын

    ​@@peintatonic5296entay eske nay mlsha zebqeet eya tmesl zela hji dea nabey eina nxgeo eba tdf agdiatna eka

  • @abrhamhabtegergs
    @abrhamhabtegergs Жыл бұрын

    ❤❤ኤፍሬም ግደ ብጣዕሚ መደብካ መሃርን ኣስተምሃርን አዩ ታርክና ከይሃስስ ቀጽሎ።

  • @tsegaymeharitekei8853
    @tsegaymeharitekei8853 Жыл бұрын

    I am so fortunate to be born as an Eritrean. I am in debt to the Martyrs who gave their lives for us all Eritreans. Your sacrifices will be kept alight forever and ever.

  • @asmaraeritrea2355

    @asmaraeritrea2355

    Жыл бұрын

    🙏🏾🙏🏾🇪🇷

  • @user-de2ke5tq6d

    @user-de2ke5tq6d

    Жыл бұрын

    ​@@asmaraeritrea2355 😢🎉

  • @zenebesh6600
    @zenebesh6600 Жыл бұрын

    ሰላም ንአዓኻትኩም ይኹን ከምዚ ጌርኩም ታሪኽ እንተ ነገርኩሞ ጽቡቅ እዩ ዓወት ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኮሙኡ ውን ንምክልኻል ሓልተሰት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jaynjonas
    @jaynjonas Жыл бұрын

    ሰላማት ኤፍረም ግደ ብጣዕሚ መሃርን ድንቂ ዝኾነ ትረኻ። ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ኢኻ። ዮሃን ቅንያት በዓል ነጻነት ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና

  • @amanuel3396
    @amanuel3396 Жыл бұрын

    በዚ ኩሉ ግዜየ እተቅርብዎ ዘለኹም ዝሓለፈ ታሪኽና ቡዙሕ ሰለንመሃር ዘለና ኣበርቲዕኩም ክትቅጽልዎ ይላቦን ከምእውን ብጣዕሚ የመስግን ደቂ ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ

  • @eripower3155
    @eripower3155 Жыл бұрын

    ሳሆ ጀጋኑ ፈተውቲ ሃገር ተበዲሎም ኢዮም ልዕሊ ማንም😢😢

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 Жыл бұрын

    ነዞም ዝተጠቅሱ ከደአት ደቂ ሃገር ሕጂ ደቆም ደቂ ደቆም ብጉሰማጥ መግዛእቲ ከብዶም ዘግጀፈ አንጻር ሉኡላውነትን አንጻር ህህዝቦም ደው ዝበሉ ምሰ እዞም ደመኛታት ጸላእትና ተጋሩ ሕጂ ግን ሐቂ ከም ጸሐይ በሪቁ አሎሞ አብ ታሪክ መግዛእቲ ትገብርዋ ዘለኩም ነመሰግን❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @september626

    @september626

    Жыл бұрын

    Haki tezaribeka ab gezawutena hade komandis zenebere hji dma nabana, kobelilom ena bele yeserena neru ab keren,yezekereni wedi gezawutey beseneku adena gedifu sedet amerihu then ab lampedusa makaley bahri tehilu,

  • @Delinam

    @Delinam

    Жыл бұрын

    Reshat Alet

  • @user-tq5bf5ps7t

    @user-tq5bf5ps7t

    Жыл бұрын

    @@Delinam ባርያ ክሳብ ሕጂ ኢካ ዕሱብ ዘለካ እንትርዘይ ተጋጌ እዞም ዝበዝሑ ከዳዓት ስድራካ እዮም ነይሮም ክኾኑ ዘለዎም 🤮

  • @BiniamMicael9933
    @BiniamMicael9933 Жыл бұрын

    ናይ ድሓለፈስ ሓሊፉ ምበልና ናይ ደቆም ከድሓት እዩ ገሪሙና ዘሎ ረሳሕ ስራሕ ዉርሻ ደጊስዎም ዘሎ ::ሓለንጊ ሰውራ ግን ኣይትገድፎምን እያ::ኤርትራውነት ኩቡር መንነት::🌹🇪🇷♥️👍🏾

  • @cheaisahlezghi7510
    @cheaisahlezghi7510 Жыл бұрын

    ክብረት ይሃብካ ኤፍረም ግደ ምስ ኩላቶም ኣባላት ኢ ኤም ኤን ኤ። በዚ ኣጋጣሚ "ግፍዒ" እትብል መጽሓፍ ነዚ ዝተባህለ ግፍዕታት ሃዘሞን ልዕሊኡን ኣስፊሓ እትትርኽ እያ'ሞ ኩሉ ኤርትራዊ ከንብባ እላቦ።

  • @hamedmohammed5933
    @hamedmohammed5933 Жыл бұрын

    Wow 😢😢😢😢🕌💒🕌💒🕌💒🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 I am proud to be Eritrean and thank you. Thank you for this true story. I hope we continue to be strong together forever.🥰❤️❤️❤️🥰

  • @awtefiseha1766
    @awtefiseha1766 Жыл бұрын

    Happy independence month all Eritreans 🇪🇷 ❤❤❤

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 Жыл бұрын

    አክሊሉ ተፎኖ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazhaile1959

    @almazhaile1959

    Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazhaile1959

    @almazhaile1959

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aduliszula
    @aduliszula Жыл бұрын

    ታሪኽ ታሪኽ ኢዩ, ጽቡቕ ስራሕ EMN 🇪🇷❤️

  • @eritreanlijjohnny3074
    @eritreanlijjohnny3074 Жыл бұрын

    Thank you ነዚ ትሰርህዎ ስራህ 🇪🇷💪🏾🐪 ርሑስ መዓልቲ ዓዴታት

  • @amaremebrahtu4266
    @amaremebrahtu4266 Жыл бұрын

    ዘለኣለ ማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና። ብሳላ ደሞምን መስዋቶምን ኣብ ዓለም ርእስና አልዒልና እንዃዕ ኤርትራዊ ዀንኹ ኢልና ብዂርዓት ንነብር አሎና። አቶ ኤፍ ረም ግደ እተቅርቦ ዘሎኻ መሐሃሪ ዝዀነ ብዝበለጸን ብዝሐየለን ከተቅርቦን እላቦ። እዃዕ ናብ መበል 32 በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብጸሓና። ኤርትራ ብደቃ ንዘለኣለም ተኸቢራ ትነብር!

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 Жыл бұрын

    ተር ከም ዓተር ክትርቅብዎ ይምሕጸን ።እቶም ከዳዓት ደቂ ሃገር ዓዶም በንጹር ክግለጽ ኣለዎ ሙሉእ ሓብሬታ መን ይፈለጥ ደቆም ኣብ ክድዓት ይህሉው ይኹኖ ብዝኾነ ግን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ጆኖሳይድ ተር ከም ዓተር ኣቅርቡልና ወሎዶ ክፈለጥ ኣለዎ።

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    Жыл бұрын

    ኢፋል ሕነ ምፍዳይ! ሓደ ሓውና ሶማልያዊ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ፡ ሰበይቱ ቤተሰባ ካብ ህልቂት ጃንሆይ ስለዝሃደሙ፡ ኣብ ፖርትሱዳን ከምተወልደት ይነግር፡ ካብ ትግረን ራሻይዳን ዝተወልደት ኤርትራዊት ማለትያ፡ ሓደ ካብቲ ዘገረሞ ክዝክር ከሎ ከኣ ኣብ ጅቡቲ ንዑቁባ ክንምዝገብ ከለና፡ እቶም ካብ ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝተኣከቡ ዳርጋ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ኢሎም ምምዝጋቦም ገሪሙኒ፡ ከመይሲ ብዘይካ ቁሩባት ኤርትራውያን ሳሆን ዓፋርን እንተዘይኮይኖም፡ ካልኦት ደቂ መታሕት ወይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣይነበሩን፡ ብዓቅመይ ይነግድ ስለዝነበርኩ ኣብ ኤርትራን ገለ ከባቢ ሃገራትን፡ ብዘይካ ሶማልን ትግረን ትግርኛን ዓረብን ካልእ ውን ብመጠኑ ስለዝረዳዳእ፡ መን ካብ መን ዘለሊ እንተላይ ኤርትራዊ ዜጋ ኢየ ክብል ይደፍር ይብል፡ ብዝኮነ ሕነ ጌጋ ብጌጋ ምእራም ስለዝኮነ፡ ይቅሬታን ፍቅርን ኢዩ ሰኒ ተመራጺ፡ ግደ ሓቂ ብዙሓት ሃገራውያን ኩማንድስኮ ተጣዒሶም ኣብ ልቦም ተመሊሶም፡ ንስለ ናጽነት ኩቡር ዋጋ ዝከፈሉ ኣለው፡ ስለዚ ከምዚ ዝተማሕጸንካዮ ድማ ብሓቂ ቀጻሊ ወለዶ ታሪኩ ክፈልጥ ይግባእ፡ ንኣብነት ኣነ ቤተሰበይ ኩማንድስ ሓወቦይ፡ ምስ ፍትሓዊ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዝተካየደ ውግእ ሳሕል ከምተቀዝፈ ከዘንትው ብንእስነተይ ይዝክር፡ እዚ ዘሕዝን ናይ ደቡባዊ ሃገርና ግን ሕጂ ቦክሪ እዝነይ ኢየ ዝሰምዖ ዘለኩ። ዓወት ንሓፋሽ! 🤝❤🇪🇷🐫💐🕊☀

  • @efremandemichael2703
    @efremandemichael2703 Жыл бұрын

    ኤፍሬም ሐወይ እዚ መደብ ፍሉይ ዝገብሮ ታሪኻዊን ትምህርታዊን ብሙኻኑ ተወሳኺ እቲ ንሰማዒ ዝስሕብ አናብባኻ እዩ እሞ Thank you 🙏 God bless you all ኤፍሬም ወዲ ሳሪያም መታዓብይቲ ❤

  • @yohannesberhane3247
    @yohannesberhane3247 Жыл бұрын

    Happy independence month to all fellow Eritreans around the Globe. Thank you, Mr President Isaias Afwerki for making us proud, again and again, please hurry back home safe. Your country needs you. God bless you and God bless our beloved country Eritea."AWET N'HAFASH" 🇪🇷👊🇪🇷

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 Жыл бұрын

    ጸላኢ አብ ህዝብና ዘውረዶ ግፍዒ መወዳእታ የብሉን ብፍላይ ክአ ከዳዓት ኤርትራዊያን!!! አይንርስዖን!!!

  • @ytmme
    @ytmme Жыл бұрын

    Ephrem Gihde, you're doing a great job. We're behind you. Keep it up :)

  • @kidanearagay8011
    @kidanearagay8011 Жыл бұрын

    ሰላም ደቂ ኤረይ እዚ ታሪኽ እሞ ንስማዓዮ ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ እሞ ካብዙይ የድሕነና እዩ ዝባሃል ኢፍሬም ግደይ ቀጺሎ እየ ዝብለካ ዝሓወይ እቲ ደራፋይ ድማ ኣክሊሉ ፎቶ እዩ

  • @kidanearagay8011

    @kidanearagay8011

    Жыл бұрын

    12

  • @abuibrahim627
    @abuibrahim627 Жыл бұрын

    ባሓቂ ጽቡቅ ኣቃራርባ ሕጂ ድማ አቶም ደቆም ኣጋዝያን ዶ ትግራይ ትግርኝ አንዳ በሉ ክልተ ኣሕዋት ከናቁቱ ይህቁኑ ኣለዉ

  • @zeinebmohammed4707
    @zeinebmohammed4707 Жыл бұрын

    Ewe reemina iyterfinan thanks Allah, and gigna hizib Eri 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @ed2821
    @ed2821 Жыл бұрын

    Happy independence season Eritrea beautiful 🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉❤️🙏😁🇪🇷 , it was crossed incredible suffering, and is still going on by mercenaries. Bless Eritrea and her people 🙏

  • @thomasyohanns9522
    @thomasyohanns9522 Жыл бұрын

    አይረሳዓናዮን ከመይ እልና ክንርስዖ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
    @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no Жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ታሪኹ ዘይውዳእ እዩ። ዝገርመኒ እቲ ህዝቢ'ቲ ማዕረ ክንደይ ምዕቡል ከምዝነበረን ከምዘሎን እዩ።

  • @alemaraya2019
    @alemaraya2019 Жыл бұрын

    ሰላም ኩቡራት ኣዳለውቲ ነዚ ታሪክ ነቶም ብኑጹር ዘይንፈልጦ ብኸምዚ ኣዳሊኹም ብምቅራብኹም ከየመስገናኩም ክንሓልፍ ኣይንደልን። ኣብዚግዜ እዚ ኣነ ዝዝከረኒ ኣብዓዲ ዃላ ወዲ 7 ዓመት ነይረ ኣቦይ ፖሊስ ኮይኑ ኣብ ከተማ ዓሰብ ነይሩ። ኣኮይውን ፖሊስ ኮይኑ ምሳና ኣብከተማ ዓዲዃላ ነይሩ ገዛገዛ እንዳፈተሹ ኣስላም ክወስዱ ይዝከረኒ ኣብካንሸሎና ዝነበሩ እንዳቦይ ዓብዱ ዝበሃሉ ከይትወጹ ተባሂሎም ንሕና ንለኣኮም ነይርና። ኣኮይ ክወጽእ ከኣቱ ይሪእዎ ስለዝነበሩ ኣይደፈሩናንን። ካብዝዝክሮ ግን ኣኮይ ነደይ መላእ ጤል ብ 1 ቅርሺ መላእ ላም ብ 10 ቅርሺ ኣብ መባእታ ቤትምህርቲ ሜዳ መሊኤን ይሽየጣ ኔረን ካብዚኤን ከይትገዝኢ ስገኤንውን ከይትበልዒ ኢልዋ። ናየሕዋትና ጥሪት እየን ኢልዋ። ስሙ ክዝክሮ ዘይደሊ ጎረቤትና ግን 200 ቅርሺ 20 ከብቲ መላኣት ከምዝገዝኤ ይዝክር። ካብደቁ ሓደ ኣብቃልሲ ምሳይ ነይሩ። እቶም ጦር ኳሕኳሕ ተቢሎም ተጓይና ንሕና ንኸፍቶም ገዛ ወታሃደር እዩ ምስበልናዮም ይምለሱ። ብከምዚ ኣገባብ እቶም ጎረቤትና ካብዝኮነ ሓደጋ ክድሕኑ ኪኢሎም። ገለገለ ገዛውቲ ዱኳናት መንደቅ ኣንኪሎም ዝዘመትዎ ከምዝነበሩ ውን ይዝክር ንኣብነት ከም እንዳ ሓጂ ሓሰን ዓብደልዓሊም ዝበሃሉ ይዝክሮ ኣብቲ ከባቢ መስጊድ ዘሎ ገዛውቲ።

  • @astertekle4781
    @astertekle4781 Жыл бұрын

    እግዚአቢሄር ይባረኹም ጥበብን ፍልጠትን የብዛሐልኩም ኤሪ ቲቪ

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 Жыл бұрын

    ከዳዓት ደቂ ሃገር ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ኔሮምን ኣለዉን።እዞም ናይ ሕጂ ድማ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ከዳዓት ደቂ ሃገር:ኣብዚ ዝተጠቕሰ ከባቢ ዝዓበዩ ኢዮም።😢😢😢

  • @mohammedsalih4995

    @mohammedsalih4995

    Жыл бұрын

    ደቂ ዶቅም ይኾኑ

  • @Delinam

    @Delinam

    Жыл бұрын

    Berayu nsom ngusatkum eyom

  • @berhanetewolde3247

    @berhanetewolde3247

    Жыл бұрын

    @@Delinam ሰብ ዲኻ ዓጋመ፩?

  • @user-tq5bf5ps7t

    @user-tq5bf5ps7t

    Жыл бұрын

    @@Delinam ባርያ ክሳብ ሕጂ ኢካ ዕሱብ ዘለካ እንትርዘይ ተጋጌ እዞም ዝበዝሑ ከዳዓት ስድራካ እዮም ነይሮም ክኾኑ ዘለዎም 🤮

  • @Delinam

    @Delinam

    Жыл бұрын

    @@berhanetewolde3247 nebska qtel Ata resah alet wedi dergi Eritreawi konka ktzareb Aytfetn Eritrea malet nay wanatata eya wedi ta amenzra

  • @Dan5639_
    @Dan5639_ Жыл бұрын

    Thanks Efrem for your great efforts. ❤️🇪🇷. Eza derfi nay Akliku Foto ( ተፈኖ ) ኢያ መስለኒ :: ተተጋጌ ድማ ኣርሙኒ ::

  • @berhanuabderhim8767
    @berhanuabderhim8767 Жыл бұрын

    Thankes EMNA 🇪🇷🙏👍✌️💪🐪💯

  • @saze1177
    @saze1177 Жыл бұрын

    ዘገርምን ዝሕዝኒን ታርኽ ኢዩ ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣገላልጻ ኤፍርም ግደ ህዝቢ ሳሆ ን ናጽነት ክንዲዚ ዋጋ ክም ዝኽፍለይ ኣይፍልጥን ንይረ ብዝኾነ ክሕደት ድቅሃረ ሕጂ ውን ይረየ ኣሎ ኢዚ ውን ኢንተ ትዝርዝርዎ ጹቡቅ ንይሩ ይቅንየልና ቅጽልዎ ጹቡቅ ኣጋላልጻ ኤፍርም ግደ ክም ኩሉ ግዝይ❤

  • @noneme-jj3rq

    @noneme-jj3rq

    Жыл бұрын

    ኩቡር ሓወይ ኢዚ ኮን ኢልካ ኢታ ዕላማ ህዝብ ሳሆ ምፅናት ኢዩ ነሩ ህዝብ ሳሆ ግን ፉጹም ዘይ የምበርክክ ኣብ ታርኽ አረትራ ዘይ ተምበርከከ በሀር ሙኻኑ ታርኽ የነግረና ኣነ ግን ሳሆ ኣይኩንኩን ብወገን ይዛረብ ካይ ትሞስሎም

  • @aduliszula
    @aduliszula Жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ኣሎዶ? ኩላ ብንብዓት ወዲአያ ምኽንያቱ ኣቦይ ወላድየይ ዋላ እኳ ካብዚ ህልቂት ብህወት እንተ ተረፈ ብዙሓት በተሰቡ ሲኢኑ ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ግዳይ ናይዚ ጸሊም ታሪኽ ስለዝኾነ ካብ ንእስነትና ኣትሒዙ ክሳብ ሕጂ ኢዩ ዘዘንትወልና። የቀንየልና Eritrean media network ❤

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын

    ኩራዕ ኤርትራዊ ሳዓሪ ቡሩኽ ቅንያት ናጽነት🌴🌴🌴🌴🌴🐪🐪🐪🐪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🍾🍾🍾🍾🥂🥂❤

  • @Hzbawit

    @Hzbawit

    Жыл бұрын

    🤝🇪🇷🤝🇪🇷💐🎖📚🐪 Tsbuq Qniyat Natsnet

  • @user-xu5jl6yq8m

    @user-xu5jl6yq8m

    Жыл бұрын

    @@Hzbawit 🍾🍾🍾🍾🥂🥂❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🤣🙏

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 Жыл бұрын

    God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Saba-bv7xb
    @Saba-bv7xb Жыл бұрын

    You're doing a good job 👏 keep going.

  • @dejuasli2712
    @dejuasli2712 Жыл бұрын

    Blbi kemesgneka yfetu pls part 2 kea hatatitka Akrbelna....Ezi agedasn kulu seb kifelto zelewon tariK u❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zemenwarsay1290
    @zemenwarsay1290 Жыл бұрын

    ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና !!!!

  • @user-sr9il8tm3g
    @user-sr9il8tm3g Жыл бұрын

    ኣብ ህዝብና ዝወርድ ዝነበረ ግፍዕታት ተርካ ዝዊዳእ ኣይኮነን።😢😢😢😢😢😢😢

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 Жыл бұрын

    thanks Efrem. God be always with our people and country. In every history there is some ugly people against with their own people.

  • @eyobdebretsion1212
    @eyobdebretsion1212 Жыл бұрын

    ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና "ቅያ ስጡም መስርዕ"

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 Жыл бұрын

    ERITREA! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 Жыл бұрын

    ኣኽሊሉ ተፎኖ ደራፊኣ፡ እንቃዕ ሰላም መጻኻና ኤፊ ሓወይ፡ ኣጆኻ በርትዕ

  • @mehretnashich3929
    @mehretnashich3929 Жыл бұрын

    😭😭😭😭🙈🙉🙊🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞God bless my Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤

  • @maryberhane6975
    @maryberhane6975 Жыл бұрын

    Yohna DEK Eri ❤❤❤❤❤9 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eriiistars3089
    @eriiistars3089 Жыл бұрын

    ሩሑስ በዓል ናጽነት ንመላእ ፈቓር ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 Жыл бұрын

    Eritrea 🇪🇷 hagerey amlak nzelalem yhalki Eritrea 🇪🇷 💪

  • @sabashashutedross8401
    @sabashashutedross8401 Жыл бұрын

    Thanks to be for telling us our history.very good please Kerry on

  • @bggebreyesus6179
    @bggebreyesus6179 Жыл бұрын

    እዋእ ከመይ ዝበለ ግፊዕን ጭካን እዩ ወደይ💔 በስመአብ ኤሀሀ 🥲 የቀኒየልና ኩቡር ጋዘጠኛ ኤፉረም ግደ❤🇪🇷 ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት🇪🇷🇪🇷🎉❤️ ይግበረልና🇪🇷🎉❤🎉❤

  • @erihagerey7072
    @erihagerey7072 Жыл бұрын

    ኣኽዓየ ሎሚ ንዓኻ ጽባሕ ንዓየ::

  • @zabanyisriye5975
    @zabanyisriye5975 Жыл бұрын

    Thank you so much ❤️

  • @romadanmohammed2288
    @romadanmohammed2288 Жыл бұрын

    Thank you ❤

  • @mullinaable
    @mullinaable Жыл бұрын

    አቲ ዝኸፈአ ዓይነት ማእሰርቲ ንደቒ ሰባት እንዳጃጀኻ ምባር ኣዩ፣ እቲ ዝዓበየ መግለጺናይ ናጽነት ከኣ ከይጃጀኻ ምባዩ፣ ስለዚዩ ኸኣ ንሓርነትን ናጽነትን ሕዝቢ ኤርትርራ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፊልሉ። ዮሃና ሕዝበይ፣ህዝቢዛ ሓላል መሬት!!! ❤

  • @HagosAbebe-th9pf
    @HagosAbebe-th9pf Жыл бұрын

    ነዚ ሓቐኛ ዛንታ ከም ዘሎዎ ብምቕራብካ ክትምስገን ይግባኣካ

  • @HagosAbebe-th9pf

    @HagosAbebe-th9pf

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @selamtsegay7762
    @selamtsegay776210 ай бұрын

    Zeynfelto tarik zesmaekana kbret yhabka Tesfalm bzuh nemesgneka ab sirahka asalto yhabka ❤❤❤

  • @Sami03Kefali-yd1ud
    @Sami03Kefali-yd1ud Жыл бұрын

    Thank you very much for this story kexelo pls efar

  • @kidusGebriel2011
    @kidusGebriel2011 Жыл бұрын

    I understand now , why there were many people still say tigray teewet. Deki komandes😢

  • @elyagebru6723
    @elyagebru6723 Жыл бұрын

    Merhba ERITREAN MEDIA NET ASMERA Selam jgnna ✌️🙏💕❤️🇪🇷

  • @user-li3rx4oh9b
    @user-li3rx4oh9b Жыл бұрын

    ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣክሊሉ ተፎኖ ( አክሊሉ ፎቶ ) ኣይሃሰሰን ዝክርና !!! 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷

  • @nakfa5403
    @nakfa5403 Жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ኤፍረም ግደ። መንእሰይ ኤሪት አብ ዲአስፖራ እዚዩ ታሪኽካ መጽሐፍ ምምባብ ፍቶ ታሪኽካ ፈትሽ ካብ ትግራይ ትስዕር ምባል።

  • @afomiaghebrekidan1213
    @afomiaghebrekidan12133 ай бұрын

    Dem nay hezbenan ab qedmi egzianher bexiho melsi na kea naxenet terkibo gena adi mearen xeban selamen atyato enehalet tebarko Eritrea hagry egzianher mesaki iyu 🙏❤️

  • @kokobwoldegebriel1647
    @kokobwoldegebriel1647 Жыл бұрын

    Thanks so much bro l like more

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 Жыл бұрын

    I love EMNA!

  • @HimbolHistory
    @HimbolHistory Жыл бұрын

    ኣዝዩ ይገርም😢😢፡ እዚ ሼር ዘይተባህለ ኣየናይ።መለበምን ኣይግበርካ መለበምን ኣይኽላእካ። ኣዝዩ የሕዝን።

  • @jemali792
    @jemali792 Жыл бұрын

    tarikna mflat Tsbuk eyu kem eritrawyan hadinetna atrirna bletsgti ertra n mhnats selzihgz .. Eti zegerm hzbna ksab kndey mibul mnbaru yeriyeka. Hzbi Ertra nmntay kalsi kmzjemere win mrdu ayshegrekan ! Kulu tarikna b kemzi ksend tsbuk ymesleni! Thank you EMNA Entertainment.

  • @adiamyonasbana
    @adiamyonasbana Жыл бұрын

    ዓገቤኬ ኣደገልባ ቢሊየከ ኣተባና ጃልባ ገበን ተጌሩ ኣደገልባ ደም ፈሱሱ ዘንሳፍፍ ጃልባ😢

  • @gmjahabtu4817
    @gmjahabtu4817 Жыл бұрын

    Rhus knyat beal nxinet keslwo dekiza halal meret nezi hadush welodo zey feltwo bzuh tarki hagrom tfltwom alekom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @erione8641
    @erione8641 Жыл бұрын

    My best journalist Efrem Ghide, ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቐጽሎ

  • @ShmangusGrmay-gp4ty
    @ShmangusGrmay-gp4ty Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብርዕኹም ይሰስን ኣፍልጦኹም የስፍሓዮ ምኽንያቱ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተፈጸመ ግፍዕታት የለን ኣብነት ኣብ እገላ ሓጺን ንኣብነት ብዙሕ ዑናታት ዓደስላም ኣሎ ብሰንኪ ግፍዒ ጸላእትና ንኣብነት ካብቲ ዝዓነወ ዓድታት እንዳ ሳሊሖ እንዳ ዓብዱ እንዳ ሕማዶ እንዳ ዘኹሮ እንዳ ሲዒዶ ወዘተ እዚ ኣብ እገላ ሓጺን ዝርከብ ጥራዩ ቀጽልዎ

  • @joniande3608
    @joniande3608 Жыл бұрын

    Happy independence hand of the mass 🌾🎉🎉

  • @dodobahta2804
    @dodobahta2804 Жыл бұрын

    Eritrea ❤❤❤❤❤❤

  • @mahmud6409
    @mahmud6409 Жыл бұрын

    Thank you

  • @merhawihabtai1133
    @merhawihabtai1133 Жыл бұрын

    🇪🇷 for ever 🇪🇷

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 Жыл бұрын

    በርትዕ ታሪኽካ ምፍላጥ ኣገዳሲ ዩ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ❤🇪🇷🙏

  • @nesredinanderson8092
    @nesredinanderson8092 Жыл бұрын

    Thanks efer

  • @fisgebre461
    @fisgebre461 Жыл бұрын

    Thanks you

  • @user-kj2ib2pw7d
    @user-kj2ib2pw7d Жыл бұрын

    ሕጂ ውን ታሪክ ኣቦታቶም ኢዮም ድደግሙ ደለው እ ዚኦም ከዳዓ ማዳ ሃገር ኣሕሕሕ

  • @selamaraya5711
    @selamaraya5711 Жыл бұрын

    Senay qnyat bal naxnet ygberelna deqi erey halalatey ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-Eri
    @user-Eri Жыл бұрын

    ሰላም ወሰናይ ኣዳለውትን ኣቕረብትን ስለ'ቲ ዘይሕለል ንያትኩም።

  • @tedroszegherghish9062
    @tedroszegherghish9062 Жыл бұрын

    ብሓቂ መሪር ታሪኽ ከድዓት ደናቑር ደቂ ሃገር።

  • @yassintesfay2227
    @yassintesfay2227 Жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ብተጋዳላይ ኣክሊሉ ፎቶ (ተፈኖ) እያ ትድረፍ ይመስለኒ ቀጺለ ጽቡቅ ኣቀራርባ እዩ እዞም ንኣሽቱ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ብዝተካእለ ግን እቲ ትረኻ ክጽብቅ ስእልታት ናተን ዓዲ እንትርዝስኣል ጽቡቅ ነሩ። ጾሮና ካብ ካናዳ

  • @teweldebereketab1513
    @teweldebereketab1513 Жыл бұрын

    Well came efar admen teanan yhabka ajoka qexilo anbesa ileka aleku

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic7096 Жыл бұрын

    እከይ ተኣለሙ ፡ሽርሒ ተፋሓሱ ፡ኤሪትራ ግን ኣላ ክትነብር ኢያ

  • @dejengebrhiwet4280
    @dejengebrhiwet4280 Жыл бұрын

    ከዳዓት በዓል ደበሳይ ድራር እወ ክንደይ ኣዴታት ህጻናት ጥኑሳት ቀቲሎም ስም ሃዘሞ ኣርኪሰሞ ። ተፈድዮማ ድማ ዓሌቶም፡ምሉእ ጸኒቶም ፨

  • @user-kf1rg3yx9s
    @user-kf1rg3yx9s Жыл бұрын

    ተፈኖ መስለኒ❤😢😢❤😢❤

  • @fashayekashai8404
    @fashayekashai8404 Жыл бұрын

    Selam deqi erey ruhus beal natsnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @anditgoitom8427
    @anditgoitom8427 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤💪💪💪💪Erey

  • @abrahamkidane649
    @abrahamkidane649 Жыл бұрын

    Good job bro.

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 Жыл бұрын

    Good job Mr Ephraim 👏 👍

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 Жыл бұрын

    ህዝበይ ለዋህ ብሩኽ አስላምካ ክስታንካ ፡ ደመኛና ሚሒርካዮ ሕነኻ ከይፈደኻ ብሰላም ተስሊፉ ንኽወጽእ አብ 1991 ፈቒድካሉ! ብናጽነትና ድማ ተደቢስና ኢና፡ ርሑስ ቅንያት ነጻነትና!!!!!

  • @user-bk3mq5wn4s
    @user-bk3mq5wn4s Жыл бұрын

    እዚ ታሪክ ኣዝዩ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ወሲኩልና ነቲ እንፈልጦ ድማ ብጥራሽ ኣየልዓሎን ሞ መጽናዕቲ ጎዲልዎ ኣሎ፡ምክንያቱ ናይሽዑ ወረዳ ዞርኡመሲ እዝማሽ ንጉሴ ኣስላም ኣረክብ ፈርም ምስተባህሉ፡እምነት እበር የሕዋት ኢና ምክንያቱ ደብሪሜላ ሳሆ ኣሎ ትግርኛ ውን ኣሎ ጋዓሶ ኣስላማይ ኣሎ ክርስትና ኣሎ ሰባኩም ዓረ ዝባሃል ውን ከምኡ ናይ ክልቲኡ እምነት ስለዚ ኣይፍርምን ኢሎም ንዓደቦኦም ከምዘድሓኑ ኣብዚ ወረዳ እዚ ድማ ዝገሸ እንተዘይኮይኑ ዝተቀተለ ኣስላማይ ከምዘየሎ ይዝንቶ ሰቲኮም፡ክሓርዱ ከም ንባዓል ማይጉንዲ ዝመጹ ወታሃደራት ድማ ብዓበይቲ ዓዲ ማይጉንዲ ንዓና ቀቲልኩም ቅተልዎም ብምባል ከምዘድሓንዎም ክሳብ ሕጂ ውን ዝዳሓኑ ሰባት ብጹቡቅ ንደቆም ዘዘንተው ኣለው ሞ ኤፍሬም ታሪክ መሊኩም ኣምጽእዎ ሓድነት ህዝብና ብወለድና ዝተደንቀ ዱልዱል ኢዩ።

  • @salihsaid9020

    @salihsaid9020

    Жыл бұрын

    Nay behaki xebuk aleka

  • @tesfaymekonen4284
    @tesfaymekonen4284 Жыл бұрын

    Tefeno!!!!!❤

  • @elsag2834
    @elsag2834 Жыл бұрын

    ታሪኽ ቀፅልዎ🙏

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 Жыл бұрын

    ዮሃና " 24 ግንቦት " ኤርትራዊ/ት !! 🇪🇷✊️🇪🇷

Келесі