ERi-TV Documentary ስርሒት ባረንቱ 1985 - 1ይ ክፋል | sirihit Barentu 1985 (Part 1) - Documentary on the historic battle to liberate the town of Barentu in 1985
No country in the world has shown resilience, perseverance, steadfastness, heroism and gallantry with the little that we have and all the hardships, in order to achieve our hard fought independence like Eritrea did . Glory to our Martyrs , May their souls Rest In Peace and May eternal light shine upon them. God bless all our gallant veterans with health and long life ! God bless Eritrea, its leadership its people and Africa . United we stand divided we fall.
@yordanosbeyene4538
Жыл бұрын
Indeed
@ghrmayweldu5786 Жыл бұрын
ኣገዳሲ ታሪኽ ዩ ቀጽልዎ ቀዳማይ ክፋል ተኸታቲልና ኣለና WOW....ENTERNAL GLORY TO ERITREA`S FALLEN HAROES Thank you
Eri Tv, keep those documentaries coming. Nothing fascinates me like watching our heroes and heroines tegadelti in action. Kibren mogosen n siwiatna. Awet n hafash !
@mahariabrham Жыл бұрын
ታሪክ ኣቦታትና ጽቡቅ ትምህርቲ ዘይ ንፈልጦ ተሎ ወስኩና
@michalemichale5880 Жыл бұрын
Wow! Great program!
@tirhasdainel490611 ай бұрын
ሳላኹም ሃገር ተረኪብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@retaamanuel1249 Жыл бұрын
You have yo telling us our true history, excellent
@Nia-yh9bz Жыл бұрын
Jeganu!! So proud to be Eritrean.
@marybrhan4922 Жыл бұрын
thanks father's and mother 's ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ awoet ne afash
IT'S VERY GOOD TRUE STORY DON'T STOP WE WAITING For 2nd
@simretmaekele6356 Жыл бұрын
Eritrawiiii zey xiad ftiret🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@eritreanabey5628 Жыл бұрын
Eri-Tv This is amazing video. This is well organized video. Be it the sound system, the visual part, and editing work. Well done 👍. I admire also the speeches are supported by the relevant videos. Great job 🇪🇷👍🌺🙏🩸💪🇪🇷❤️☝️🇪🇷
Пікірлер: 226
ብጣዕሚ ታሪኻዊ ሓዘል መሳጢን መሃሪን መደብ ብምቅራብኩም ቲቪ ኤሬ ምስጋና ይብጻሕኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴✋✋🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ባሬ ዓደይ ማእከል ስሕበት ብሄራትና ❤
ንኩሎም ሰማታት ኤርትራ ክብሪ ይኩኖም አሪ ቲቪ ካ ከምዚ ታሪካ ኣንዳ ኣምጻኩም ኣቅርቡልና ታሪክና ጽቡቅ ገርና ክንፈልቶ ናብ ደቅና ካ ከነስግሮ❤❤
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴* *ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ* *✌ጥሙራት አብ ማሕላ ሓንቲ ሰንደቅ✌*
@yohanneshabtemariam7195
9 ай бұрын
Ö111s1ö1291ö
@yohanneshabtemariam7195
9 ай бұрын
Ööö😅⁹ö99ö99
ናይዛ ከዛብ ዓለም ታሪኽ ኣኪብካ ኣኻኺብካ ጥቓ ናይ ኤረና ታሪኽ ውን ኣይቀርብ ን 'ዩ ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑና ቪቫ ❤ኤረይ❤
@edkihaedkiha9640
Жыл бұрын
Amen .
ባረንቱ እታ ዝፈትዋ ❤ከተማ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nomoneynoproblem7890
Жыл бұрын
Thank you I'm from Baruntu❤
@selamawikrstosselamkahabena
Жыл бұрын
@@nomoneynoproblem7890 ane wela wedi zoba selam , nska ke abey neru zobaka bro
@nomoneynoproblem7890
Жыл бұрын
@@selamawikrstosselamkahabenawela ane wedi Zoba selam eyu
@selamawikrstosselamkahabena
Жыл бұрын
@@nomoneynoproblem7890 abey neru gezawtka ane kedem hashway beti enda 74 shu nabti enda mhredi sga keyrna😁
@ghirmayembaye5025
10 ай бұрын
Barentu bhki tftawit ktema
ንገሩና እስከ ኣዘንትዉልና ብሄወት ከለኹም 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥ሰሚዕካ ዘይምኖ ጅግንነት ብኣኹም ኩሉ ግዜ ምስ ኮራዕና 💘💘
ዘይድገም ወለዶ❤ !! ክንዮ እቲ ጅግንነቶ ኣነ ዝገርመኒ :ክሳብ ሕጂ ይዝክርዎ ሓንቲ-ብሓንቲ እንታይ ዝበለ mind stores memories እዮም ወኒኖም??? ኣነ ንባዕለይ ኣብ 2&3ወራር ተሳቲፈን ዝክርታት ክንዲዚ ዘይውንን እየ🤷♀️ ክብርን ሞጎስን ነዛ ክብርቲ ሃገር ከም ሽምዓ ዝመኸኩ: ቅሰኑ ሰማእታትና❤🇪🇷❤️
ኣገዳሲ ታሪኽ ዩ ቀጽልዎ ቀዳማይ ክፋል ተኸታቲልና ኣለና❤❤❤❤❤❤ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ❤❤❤
ጀጋኑ ኤረ ንበሩልና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ናይዘልአለም ሂወትን ንሰማእታትና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Thank you for everything🇪🇷✊🏾
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፍሽ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍🙏
ኣናብስ ጀጋኑና ኣምላኽ ነዊዕ ዕደመ ይሃብኩም።
ታሪኽ ኣብ ምዝንታዉን ምስናድን ትገብርዎ ዘለኹም ጽቡቕ ስራሕ 'ዩ ። ነቶም ብኣካል ዘይተረኽቡን ብሂወት ዘየለዉን ኣዘዝቲ እቲ እዋን ስእሎምን ስሞምን ምቕራብኩም ድማ ንተዓዛቢ ንጹር ስእሊ ይህብ ኣሎ ፡ ግን እዚ ታሪኽ ምሉእነት ክህልዎን ንወለደታት 'ዉን ክሓልፍ ምእንቲ ...ኣስማት እቶም ኣብ ማእሰርቲ ዘለዉን ወይ ብመትከል ምስ መንግስቲ ዝተፈላለዩ ሰባት'ዉን እንተኾነ ኣስማቶም ምጥቃስ ታሪኻዊ ግዴታ እዩ'ሞ ሓደራኹም ።
ጀጋኑና ውዕሎ ሓጺናዊ ገድሊ የዘንትውልና ኣለው'ሞ ሃየ ድኣ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ብሌን ዓይንና ዝኾነት ሃገርና ኤርትራ ብዕምቆት ንፍለጦ። ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና 🙏🕯🙏 ነዊሕ ዕድመን ምስ ሙሉእ ጥዕናን ንህልዋት ሓርበኛታትና 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@edkihaedkiha9640
Жыл бұрын
Amen .
@eritreashikoradijeganu2039
Жыл бұрын
Amen amen Amen. ❤
Zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna hiwetom kefilom hager zhabuna,netom zsenkelun,zawerun,menti hager ksab hji zeyerefu edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Jeganu yzarebu alew.proud to our hero’s 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ኤረ ንበሩልና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ናይዘልአለም ሂወትን ንስማእታትና ዓወት ንሓፊሽ
thank you Eri Tv we Love it ,pls we Need more
ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ወሎዶታት እዩ ፡ እቲ ንክዝንቶ ማንካ ዘየልዓልናሉ ታሪክና ሓደ ብሓደ ኩሉ መንእሰይ ክፍልጦን ነዚ ፈሊጡ ድማ አብ ሃገራዊ ዕማም ክስታፍ ግዴትኡ እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዘንቲኻ ዘይውዳእ ጅግንነት ሻዕብያ። ❤❤❤
SHABYA forever ❤❤❤ ዘይድገም ሓያል ወለዶ !!!
Aye Barentu nafiqeqi 😢adey dro 7 amet giere adie tarik atie jegenu adie fqri selam
ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ዕድን ጥዕናን ይሃብኩም እምበር ወያነዳኣ ፍጥር ክትብል ብጥልመት እንድያ ተባዒጣ እንቋዕ ዳኣ ንኸተዘንትውልና ጸናሕኩም🙏❤💐🇪🇷💐🌴🐪🌴
“ A hero is someone who has given his or her life to something bigger than oneself.” ERITREAN HEROES NEVER FORGOTTEN🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🐢🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መን ከም ህዝባዊ ግንባር ❤እዚ ዶኩመንት ቀለል ኣይኮነን ዶንጊና ኣለና ግን ብዝኾነ ቀጻሊ ክኸውን ኣለዎ ታሪኽና ወሳኒ ኢዩ ንውለድ ወለዶ ❤
No country in the world has shown resilience, perseverance, steadfastness, heroism and gallantry with the little that we have and all the hardships, in order to achieve our hard fought independence like Eritrea did . Glory to our Martyrs , May their souls Rest In Peace and May eternal light shine upon them. God bless all our gallant veterans with health and long life ! God bless Eritrea, its leadership its people and Africa . United we stand divided we fall.
@yordanosbeyene4538
Жыл бұрын
Indeed
ኣገዳሲ ታሪኽ ዩ ቀጽልዎ ቀዳማይ ክፋል ተኸታቲልና ኣለና WOW....ENTERNAL GLORY TO ERITREA`S FALLEN HAROES Thank you
ሰላማት ጀጋኑና ብተፈጥሮ ሰብ ኣይነብርን እዩ እዚ ሕጂ ብባረቱ ጀሚርክሞ ዘለኹም ታሪኽ ድሰምዕ እዝንን ልብን ይሃበና ታሪኽ እዪ ነባሪ ቐጽልዎ መታን ወሎደና ክፈልጦ።
Eri Tv, keep those documentaries coming. Nothing fascinates me like watching our heroes and heroines tegadelti in action. Kibren mogosen n siwiatna. Awet n hafash !
ታሪክ ኣቦታትና ጽቡቅ ትምህርቲ ዘይ ንፈልጦ ተሎ ወስኩና
Wow! Great program!
ሳላኹም ሃገር ተረኪብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
You have yo telling us our true history, excellent
Jeganu!! So proud to be Eritrean.
thanks father's and mother 's ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ awoet ne afash
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷🕯🇪🇷 ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ 🇪🇷🕯🇪🇷
Monumental Videos. Thanks
Our heroes big respect 🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷
Xbuk tarikna yterek n mesae weledo Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️
Thank you Eri Tv serving the truth. I saw all documentary v
Egzabiher n hagernan hzbnan mengstnan ybarkelna amen amen amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ኔሩ እንተኾነ ግን ንምንታይ ኢና ኣብቲ ስርሒት ዓቢ ተራ ዝተጻወቱ ሰባት ክረዲት ዘይንህቦም ንኣብነት ስርሒት ፈንቅል ኣሱሳ ባረንቱ ቀንዲ፡ናይ ስለያ መረበብ ዝነበረስ ጴጥሮስ ሰለሙን እዩ በምንም ትኣምር ግን ሽሙ ክጥቀስ ኣይሰማዕናን ኣብ ካልኦት ሃገራት ሓለፍቲ ዝነበሩ ወላ ውን ገበን እንተ ገበሩ ሕሉፍ ታሪኾም ኣይድመሰስን እዩ እዚኦም ግዳ ንጹሃን ገበን ጌሮም ኣይጌሮም ኣብ ፍርዲ ዘይቀረቡ በጃኹም ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ ታሪኽ ከም ዘለዎ ኣቅርቡልና😢
Thank you
Our heroes Eritrean heroes is salute you🙋🏽♀️🕌⛪️🇪🇷💐🐪
ሰላም ንኩላትኩም ኣባላት ሚንስትሪ ዜና እቲ ናይ ቀደም መደብ ዋልታ ዝበሃል ዝነበረ ኣብ ዩትዩብ ዘይትዝርግሑልና ብዙሕ ክመሃር ይክእል እዩ መንእሰይ ካቡኡ❤❤❤
Eritrean patriots the best Eritrean Generation long live Heroes
woww very nice good job my eri white people thanks so much i proud of you eri white long life for you leadership eri white awet nehafeshe ❤❤❤🎉
ዋውው ዘገርም ታሪኽ❤ እንተኾነ ግን ኣብ ምዝንታው ኣይግድን ዊሒድ መንእንገር ዝዋዓለ መን የርድእ ዝቐበረ ኤርትራዊያን ታሪኽ ኣብ ምስራሕ ባሃራት ታሪኽ ኣብ ምንጋር ግን ሓፋራት በጃኻትኩም እዚ ክስበር ኣለዎ። Thanks❤❤❤ our heros
ወዲ ሃብተስላሴ رجل محترم ما يعترف بالواسطة حتى على أسرته يرى الشعب بعين واحد ونعم بالرجل محب الوطن
ሰላም ሰላም ቲቪ ኤረይ ሕጂ ግርም ታሪኽ ብሰራሕቱ እተ ተዘንተወ ኢዩ ስሓቢ ዝኸውን ።
Keslwooo bejakum Eri natena
ኣቤት ጅግንነት ሻዕብያ 💕💕🙏🙏🇪🇷🇪🇷🥰🥰👍👍👌👌❤️❤️💪💪👏👏
ምትሓዝ ባረንቱ ቀልጢፍና ኢና ስምዕና።።።።።ብልብካ ክትሕጐስ ባህታ እይ ዝህብካ።ዝክሪ ንስዋኣትና።
Eri adey adi jeganu💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
ጀጋኑ ኣቦታትና ብሂወት ከለኩም ብእዝንና ዘይኮነ ብልብና ክንሰምዓኩም ኣብ መስመር ኣለና እሞ ኣዘንትውልና
IT'S VERY GOOD TRUE STORY DON'T STOP WE WAITING For 2nd
Eritrawiiii zey xiad ftiret🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
Eri-Tv This is amazing video. This is well organized video. Be it the sound system, the visual part, and editing work. Well done 👍. I admire also the speeches are supported by the relevant videos. Great job 🇪🇷👍🌺🙏🩸💪🇪🇷❤️☝️🇪🇷
Heroes always in the country
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ንድሕሪት መሊስኩምና:እቲ ጽሑፋት ኣስማት ግን ሓደ ደቂቁ :ካልኣይ ኣዝዩ ቅልጡፍ ኮይኑ ከተንብቦ የጸግም:ሳልሳይ እቲ ሙዚቃ እንዳ ተዛረቡ ኣይመድለየን ንሰማዕቲ ዝርብሽ ኮይኑ:ንከምዚ ዓይነት ዓቢ ታሪክ ክቀርብ ከሎ ብዙሕ ጥንቃቀ እንተትገብሩ ጽቡቅ እዩ:ቀጽልዎ ታሪክና ከይርሳዕ::
Very good job!! We need more of this.
Good job ketsililu
Kibiren mogosin nimikilikal halitat Eritrean Nimegistinan Kibiren mogosin nisiweatina wetiru Awet Nihafash so proud of you JIGANUNA 👏 🥰 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 🙏 🙏 🙏
This is amazing vidieo,
ተጋዳላይ ኦፕሬተር ኮይነ ናይ መጀመርያ ኩናት ዝተሳተፍኩላን ዘይውዳእ እግሪ ጉዕዞ፡ መስእዋእቲ፡ ጅግንነት ፡ ተዓጻጻፍነት ተጋዳላይ ዝርኤኹላ ኩናት ባረንቱ፡ ብዙሕ ዝኽሪን ትእምርቲ ተጋዳላይን ፡ ዝኽርታተይ የሐዲሰ!
Eritrea forever!!!! Eritrea wins as usual!!!!
Merhaba deqe eri Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum anbes 🇪🇷❤💯✊
Heroes as always ❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ከዳሚ ወያነ ፍጥር ክብል ንሰውራ ኤርትራ ንምድካም መአዝኑ ከሰሕት ዘይፈንቆሎ ቶንኮል የለን ሰውራ ኤርትራ ብናይ ዝኮነ ይኩን ቶንኮላት ወያነ ከይተደነገረ ርእሱ አሚኑ ሰውራ የአዊቱ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 jeganu so proud my country
Tamratawi bqiat Tbatin Etrawnet mezna yeblun Nkoralu tarki Hzbi Etrayu mo Naqibo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Xbuk medeb gna Ab Eri TV tjmer embr twedie medeb yelen. please continue
እዚ ህያው ታሪኽ ብኣካል ነቲ ስርሒትን ኣገዳስነቱ ብቅዲ ህ ግ ምስ ቅድሚኡን ንድሕሪኡ ዝመጽእን ዝህሉን ብዘማዕዱ, እቲ ዝገርም ቅያ ታሪኽ ከኣ ብቀንዶም ኣዘዝቲ ግንባራት ማ/ ክፍላተ ሰራዊት ማ/ ብርጌዳት ማ/ ቦጦሎኒታት ናይ ኩለን ክፍልታት ጨናፍርን ኩሉ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ውህደቱ እቲ ዝገርም ከኣ ኣብዚ ደኮመንት ዝርኤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ብኣካል ድሕሪ ዓቕሚ ጸላኢ ምርግጋጽ ንመሬት መእተውን መጸግዕን ንምህንዳስ ብኣካል ካላሽን ዓጢቆም ናይ ዜሮ ሰዓት ዝመርጹሉ ክርእዩን ቀስቲ ተዂሶም ክመርጹን ምእታዎምን ምልላዮምን ነቲ ኲናት ዕዉት ካብ ዝገብርዎ መሰረታዊ ወሳኒ ረቋሒ ምንባሩ ንግንዘብ። ብዓቢኡ ከኣ መሪሕነት ህ ግ ካብ መበገሲኡ ክትጅመር እንከላ ነዛ መደብ ናይ ባረንቱ ምስ ኣገዳስነታን ነቲ ሰውራ ኤሪትራ ንምዕዋት ዝነበረ ርቀቶም ብልሖም ካብ ላዕሊ ጫፍ መሪሕነት ክሳብ ተራ ተጋዳላይን ኣብ ኩሉ ጨንፈራት ዝነበሮ ምትእስሳርን ውህደትን ይገርም። ወላ ኣብ ቲ ኣገላልጻ ኣሰያይማ ቦታን ነናቶም ዕማማትን ወዘተ እዚ ታሪኽ ዚ መንነት ትብዓት ጅግንነት ብልሒ ተወፋይነት ወዘተ እዞም ኩሎም ክብርታት ገድሊ ኣብቲ ገድሊ ዝፈረዩ ጸጋታት እምበር ኣካዳሚያዊ ወተሃደራዊ ሳይንስ ከም ጀነራላት ኣሜሪካ ክረምሊን ወይ ካልእ ኣይኮኑን ። ኩሉ ብልሖም ርቀቶም ኣብቲ ቃልሲ ዝፈረየ። ብዘይካ ክጋደል ዝወጸ ተጋዳላይሲ ነቲ ህዝቢ ውን ከም ምንጪ ዘየቋርጽ ዋሕዚ ህዝቢ ውን ዘብቅዔ ዝወራረስ ታሪኽ ዝተኻኻእ ክብርታት ዓቂቦም ናጽነት ከም ዝመጽእ ዝገበረ, ከምንህሉን ከምንቅጽልን ዘረጋገጸ መርሓ ህ ግ እዚ ዩ ታሪኽ ኤሪትራዊ መንነትካ መንእሰይ ኤሪትራ። ኪኖዚ ሰነድ ዚ እንታይ የድልዮ ነዚ መንእሰይ ዚ ታሪኹ እዚ ዩ መንነቱ እዚ የኘእዩ። ነዚ መንነትን ታሪኽ ኤሪትራውነቱን ዝኽሕድ ኣይናትናን እዩ። ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ክብርን መጎስን ከኣ ንጀጋኑ ሰማእታትና ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ‼
Jeganna kbrin mogosin nAkum ykun❤
ቲቪ ኤረ 30 ዓመት ክትሕሱ ጸኒሓ ኢያ። ደጊም ግን ምሕሳው ኣብቂዑ ኢዩ። እታ ቐዳመይቲ ባረንቱ ኢሳያስን ወዲ ካሳን መሪሖም ኣፍሺሎማ። እታ ካልአይቲ ስርሒት ድማ መስፍን ሓጎስን ጴጥሮስ ሰሎሞንን መሪሖማ ብዓወት ሰራዊትና ድማ ተዛዚማ። ዝሰናዕክን እንተሰናዕክን ደጊም ተጋግዮኦ የብልክንን።
እዚ ትቅርብዎ ዘሎኹም ታርኽ ህዝባዊ ግምባር ዝድነቅ እዩ። ቀዳማይ ክፋል ስሪሒት ባረንቱ ኣቅርብኩሞ ኣሎኹም ሓደራ ክብለኩም ዝደሊ ነቲ ተኽታታሊ ክፋላት ኣብ ግዚኡ ንኸተቅርብዎ ይላበዎኩም ። የቀንየለይ
Nice to see you my handsome uncle
Wow pr esyas afewrki was so cute back in the Time 😎🔥🥰✨💪🏼🥂
ኒገሩስከ ኣዘንቱው ዊዕለት ቲቅያኩም ታሪክ ዚሚስኡሮ ኣበለካ ጂጊና ኣበለኪ ዋሮ ኣዘንቱውባ ኪለኩም ቢሂወት ዋኣላካ ይሪዳኢ ኢንተኮንኩ ጂጊና ይስሪሕ ኢምበር ኣይጃሃሪን ይፈሊጥ ተኮንኩ ሚዚናትው ኣብዛ ሓሳዊት ዘበን ጊን ቁቡል ኮይኑ ረኪበዮ ። ነዘንቱ ኩሉና በበኢ ኢንፈሊኣጦ ቃንቃን ቃናን ታሪኪናዩ ታሪክ ኢሪትራዊያን ❤❤❤ ኢረይ ደጊምኪ ኣንበሊቢል 🎉🎉🎉❤❤❤ ሰማታቲና ቂሰኑ ሰማቲነትኩ ነሄለ ሰሲኑ ቂያኩም ቂያ 1985 ቢዓወት ዛዚሙ ኢቲ ኣርሓ ሽደን። ኣነስ ዋላ ሓንቲ ማልቲ ኒዓለም ኪትመሪሓ ኢንተዚሪያ ዋኣላ ሽዑ ማልቲ ኢንተዝፊለ ካብ ዓለም ኣይሚመቲኩን ቢሂወት ሚነበርኩ
@kudusgebremarim
Жыл бұрын
Mindey tehamik sebay kemaka temlk Isyaes wekarya ferahi eyu
ጽቡቕ መደብ ታሪኽ ዘላሊ ቀጽልዎ
The golden generation. There more to tell ሻዕብያ ንቅድሚት ይምጻእ እሞ፥ጻሕጻሕቲ ኣርሒቆም ክሳጉሙ እዮም።
welcome bhanqewta kixbeya zxenahku
Tarik yxahaf ynezgeb please nweledo ysened. And welcome jeganuna hji yala hnxet hager jemru
❤❤
ትድንጉዮ ኣሎኩም ኣብ ታርክ ብትራክን ምትሕልላፍን፣ ከለኩም ብህይወት ናብ ሓደሸ ወለዶ ኣሰጋግርወ ፣ ዝሰነድ ሰንድወ ዝዝንቶ ኣዘንትውወ ፣
ጅግንነት ኤርትራውያን ተጋደልቲ ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ 😮❤
💐💐💐💐💐
❤❤❤
Aye sere......!!!
❤❤❤❤❤
አናብሳትና ተሞገሱ🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
Enka natna konkum,sebvserahti tamiratawi tarik,admen tanan yhabkum, tv eri yekenyelna tarikna kinfelit tgebrwo zelekum srah.kibrin mogosin n jeganuna 🇪🇷 ♥️ 🎶🇪🇷 ♥️ 🎶
👍👍👍👍❤❤❤
Does it help u to talk about the Story that has been doing before 38 Years, while there is so many things to march
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣየ ጅግንነት። ኣየ ሓሞት።
Jeganu kbri yhabkum
Barentu adey😢