EMNA 100 ዓቕሚ ሰብ ናይ ሓይሊ 51 ኣንጻር 7ሽሕ ሰራዊት ኢትዮጵያኣብ ከቢድ ጥምጥምን ተራ ስውእቲ ጓል ሻምበልን

Ойын-сауық

EMNA 100 ዓቕሚ ሰብ ናይ ሓይሊ 51 ኣንጻር 7ሽሕ ሰራዊት ኢትዮጵያኣብ ከቢድ ጥምጥምን ተራ ስውእቲ ጓል ሻምበልን
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 54

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere94272 ай бұрын

    ዘገርም ታሪኽ ጀጋኑና፣ ዋዕሮ ጓል ሻምበል ህያው ኢኺ ንዘልኣለም፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም።

  • @ericaflower7
    @ericaflower77 күн бұрын

    It's an amazing heroic freedom struggle 🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼our brothers and sisters 💪🏼🇪🇷 They pass for our Independence 🇪🇷and Freeeeedooooom🙏🏼🇪🇷

  • @mizankidane6733
    @mizankidane67332 ай бұрын

    ዘገርም ጅግንነት 🇪🇷🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷🌹

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat18782 ай бұрын

    Everlasting memory to our martyrs! Victory to the masses! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @harounekubal8436
    @harounekubal84362 ай бұрын

    ዝኽርን ክብርን ንስዉአትና 🕯🕯🕯 ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam41222 ай бұрын

    ዘልአለማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤

  • @WediGumit
    @WediGumit2 ай бұрын

    ይገርም ጅግንነት ነዚ ታሪኽ ምቅራብኩም ሞሳ ይብጻሐኩም።

  • @brhanalem5387
    @brhanalem53872 ай бұрын

    ኣነ ቃላት የብለይን ን ደቂ ኤረይ ! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @regatyeman4031
    @regatyeman40312 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት እረትራ ንጀጋኑ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🇪🇷🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐅🐅❤️🧡💜💝💞💖💗💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💜💜💜💪👍☀️💐

  • @edenpazom9452
    @edenpazom94522 ай бұрын

    ዘልአለማዊ ዝክሪ ክብሪ ንሰማታት ሀገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam38872 ай бұрын

    መዋዳድርቲ ዘይ ርከቦ ጅግንነት ህዝባዊ ገንባር።

  • @nate399
    @nate3992 ай бұрын

    ንስሌና ክብሉ ነታ ዘይትድገም ክብርቲ ሂወቶም ወፍዮም ዝወደቁ ሰማእታት ኤርትራ፡ ፈጣሪ ኣብ ዝፋኑ ኣብ የማኑ ይቀበልኩም ዘላኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃበኩም!!! ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና!!!

  • @wedierey2219
    @wedierey22192 ай бұрын

    Selam Selam Efrem brother keep it up we're always there for you Wedi Erey.

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo12492 ай бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ! ✊🏿🇪🇷🐪

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari42282 ай бұрын

    ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏

  • @lunatewald4812
    @lunatewald48122 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣምላከ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌺🌺💯💯👌

  • @user-fc8jq3mu1l
    @user-fc8jq3mu1l2 ай бұрын

    Btamy tsibuk ketsilwo thank you 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye82772 ай бұрын

    ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🌹❤️

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel49062 ай бұрын

    ብሓቂ ካብ ሰብ ዶም ጠፈጢሮም ኢልካ ክትጣራጠር ይገብረካ❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha83612 ай бұрын

    Welcome deqi eri Jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️🇪🇷

  • @nazrawittewelde6033
    @nazrawittewelde60332 ай бұрын

    Eway gal shanbel Gigna kem Ahwata. Hawa misana Ab London eu zikmet. 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk2 ай бұрын

    ኣቤት ቅያ ሓቦ ጽንዓት ዓቢ ትዕግስቲ ክሳብ ምስዋእ ጽንዓት ናይ ጀጋኑና። ኣብ ኣጸድ ብርሃን ይኩን ዘልኣለማዊ ዕረፍቶም። ዓወት ንሓፋሽ🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi53222 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪

  • @sabashashutedross8401
    @sabashashutedross84012 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari42282 ай бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @abrahamasefaw6738
    @abrahamasefaw67382 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson30202 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉መርሓባ ክቡር ሜድያ ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @SurSur-tm1nc
    @SurSur-tm1nc2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052Ай бұрын

    Welcome❤❤❤❤❤❤❤

  • @timnithaile2529
    @timnithaile25292 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @majornamen7150
    @majornamen71502 ай бұрын

    ❤🎉🎉❤ 🎉🎉❤

  • @sikufish620
    @sikufish6202 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam38872 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan31442 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-Eri
    @user-Eri2 ай бұрын

    ዋዕሮታት ኣዴታት ኤርትራ።ሞሳኽን እትኽፈላሉ እዋን ርሑቕ ኣይከውንን ኢዩ።

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION19622 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዋሕስ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ህ.ግ.ሓ.ኤ ንሓርነታዊ ቃልስን ምዕቃብ ልኡላውነትን መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነትን ቅያን ፈጺሙን ይፍጽምን ኣሎ ክብሪ ነቶም ነዛ ሃገር ኣብ ሓርነታዊ ቃልስን ምዕቃብ ልኡላውነትን ኤርትራ ሂወቶም በጃ ዝኸፈሉ ስውኣትና ክብርን ዝክርን ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharitezare3404
    @meharitezare34042 ай бұрын

    ሓላፍነት ዘስክም ረዚን ገድላዊ ታሪኽ

  • @efremmebrahtu5830
    @efremmebrahtu58302 ай бұрын

    🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🐫🦾🇪🇷

  • @wedigash1077
    @wedigash10772 ай бұрын

    Eway hade bhade eye z zkiro ab gush abti gobo kewakin koyne erion esemon neberku ewe kola eye nere subu eye z zkiro

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto52762 ай бұрын

    ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ታሪክ ምቆም ማንነትን ኤርትራዊንት እዩ እሞሲ ንስነ ሓሳብ ህዝባዊ ግን ር ኣይ ድግፊን እየ ዝብለኒ ኤርትራዊ እየ ክትብል ንኤርትራዉነቶካ መቀረት ኣህቦን ኢዩ መንኢሰይ ወለዶ ተናበብ ምስ ታሪክካ ንበለካ መሽካዒለሊ ክዲዓት ኣትግበራ ንዒዲመ ንእስነትካ. ሓደራ

  • @Halamadrid676
    @Halamadrid6762 ай бұрын

    ናይ ቀደደም ደቀንስትዮ ጀጋኑ ኢየን ናይ ሎሚ ግን ሸራሙጥ መጻወቲ ዓለም ኢየን

  • @SuperChelseaSW6

    @SuperChelseaSW6

    2 ай бұрын

    Who are u clown go way

  • @selam7603
    @selam76032 ай бұрын

    The plan of the dictator is to destroy ERITREA and ERITREANS wake up the real ERITREANS 😂😂😂

  • @baqr4383

    @baqr4383

    2 ай бұрын

    Mushmush wedzom shefatu dedebit

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi83852 ай бұрын

    ጻሕታሪ ኲናት ወዲ መድህን በራድ ነገር እደሊ ኣሎ እመስለኒ። ነዚ መጠፋፍኢ፣ እቲ ኲናት ባዕልኻ ኪዶ በልዎ፣ ንሳባ ሒዙ ይኹእሎ እዩ።

  • @baqr4383

    @baqr4383

    2 ай бұрын

    Wedza Anxifa kulch

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi83852 ай бұрын

    ዘይውዓልካሉን ዘይትውዕሎን ዂናተ ምፍቃር ቀሊል እዩ ባርዩ ህግደፍ። ብዛዕባ እቲ ደርፍኹም እየ ዝዛረብ ዘለኹ።

  • @baqr4383

    @baqr4383

    2 ай бұрын

    Hadami hamli zrug meanta

  • @baqr4383

    @baqr4383

    2 ай бұрын

    Geltam zrug meanta hadami

Келесі