ክሕደት ነቲ ንጹህ ደም፡

Join this channel to get access to perks:
/ @alenamediatv7443
ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean KZread channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
alenamedia.org/product/tlmi-n...
#TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

Пікірлер: 33

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane46112 ай бұрын

    ገብራይ ሰባት ኣባእስ፡ ደለይቲ ፍትሒ ኣጥቅዕ ጥራይ በሎ ! ቁም ነገር ዘይብሉ ውዕሎ መጋባእያ ዝመስል ( ንባዕሉ መጋባእያ ዘድልዮ) መደባት እንዳምጸአ ኣጽሚሙና ! ወዲ ማሓሪ

  • @selinaalena4453

    @selinaalena4453

    2 ай бұрын

    Correct!!!!!❤

  • @selinaalena4453
    @selinaalena44532 ай бұрын

    Could we all please petition radio Rwanda Tefetawi talk show. This guy is the most dangerous man

  • @dmeb4510
    @dmeb45102 ай бұрын

    እቲ ሽግር ከም በዓል ገብራይ ዓይነት ጋዜጠኛታት ኢና በሃልቲ ታሪኻዊ መጽናዕቲ ክገብሩ ውን ዓቅሚ የብሎምን።

  • @selinaalena4453

    @selinaalena4453

    2 ай бұрын

    Correct ❤

  • @user-ew3kh7qm2f
    @user-ew3kh7qm2f2 ай бұрын

    💙♻️💚🩵

  • @hadusharaya10
    @hadusharaya102 ай бұрын

    ረድኢ ሰላም አነ አለኹ ምሳኻ አብ ከናዳ ወዲ ረጋሒት ወዲ መስርዐይ ኢዩ

  • @hadusharaya10
    @hadusharaya102 ай бұрын

    ረድኢከደውለልካ ኢየ

  • @tesfamichaelhabte2383
    @tesfamichaelhabte23832 ай бұрын

    ሰላም ኣያ ከምቲይ ምብኣስ ምቲዕራቅ'ውን ስለዘሎ ወዴካ ኣትዛረብ ብዕድመን ብተመኩሮን ንስካ ስለትዓቢ ከምቀደምካ ቃልስካ ግበር የቐኒየለይ

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli80172 ай бұрын

    ናይ ምዝራብ እምበር ናይ ምግባር ዓቅሚ ዝተሓረሞ ሰብ ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ክብል ክንጽበ ንኽእል?

  • @rumenege6356
    @rumenege63562 ай бұрын

    ብርግጽ ኣነ ተጋዳላይን ልዕሊ እዞም ምቅዋምኢ ዝሓደሶም፡ ምስመን ከምዝቃወሙ ዝይፈልጡን፡ቅድሜና ዝተቓወሙ ንፉዓት መሲልዎም ንቃልስን ዓወትን ገድሊ ህዝቢን ተጋደልቱን ብምንእኣስ፡ዓወት ወይ ምናልባት ስልጣን ክንረክብ ኢና፡ካብ ዝብል ሕልና፡ታሪኽና ሓግሒጎም፡ ዘይኮነ ናይ ካልእ ከተዓባብዩን ምርኣይና፡ ኣዝዩ'ዩ ዘቐንዙ። ይኹን'ምበር ናዓኻ ሓዊሱ፡ኣንጻር ምልኪ ደው ምባልና ክሐብነናዩ ዘለዎ። ቀጽለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና።እታ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራ ብሕጊ ክሳብ ትመሓደር ክንቃለስ ኢና !!!

  • @selinaalena4453

    @selinaalena4453

    2 ай бұрын

    Correct ❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95342 ай бұрын

    ራዲዮ ሩዋንዳስ ወሪኣ የርሕቆ ሓሳዊት መብኣሲት ልእኽቲ ሕብእቲ ሰልፊ በትሪ ኢሳያስ በላ። ንገብራሲ ብዓል ግብሪ ድኣ የገርግሮ መናቖቲ ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል። መን ኦዲተር ገይሩዎ ገብራይ መዋቕዒ ኮይኑ እምበር ፡ ወዲ ዓደይዶ ጎዶቦይዶ ዝብሎ ስለ ዘይነበረ ኢዩ ዝኸውን።

  • @solomonghebreslassie7667
    @solomonghebreslassie76672 ай бұрын

    ሓንቲ ካብተን ሓኣሽ ውድባት ዝነበራ ምልእተ ኣብ አኢምባሲአርትራ ርያድ ስዑድ ዓረብ ትችከብ

  • @habteabgebrelassie6940
    @habteabgebrelassie69402 ай бұрын

    oy

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus52932 ай бұрын

    መሰናደኦ ጉዳይካ ሒዙ ደበክ ክብልዩ ሕጂ ኣቶ ገብራይ ዋዛ የሎን😂😂😂😂 Response ክንጽበ ኢና ኣቶ ገብራይ 😅😅፡ ኣያ ረድኢ ዘይትምሕሩና ግን እንታይ ገበርናኩም ኣብ ማስ-ሜድያ ኢድ ብኢድ ጦርነት ኣይትጻወቱ

  • @user-lb6rt7fh4o
    @user-lb6rt7fh4o2 ай бұрын

    Kemey zbelka fesawi sebay ekawedey kalie srahh yeblkan bjeka seltene,

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477Ай бұрын

    ሓደ ዶክተር እውን ጽሑፍ ኢንግሊዝ ገይሩ ዝጸሓፋ sofasticated ብዘመናዊ ኣጽዋር ገይሮም ኢዮም ደብዳብ ተፈጺሙ ይብል ኣን ሰምበል ግን ለይቲ ክትኮስ ሓዲሩ ንግሆ ድማ ትኪ ክዐግግ ውዒሉ ምስክር ኢየ

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck10132 ай бұрын

    ሓሸዋ ለዎ ታሪኽ ሻዕብያ ዓምና

  • @tusfugebreyohannes8821
    @tusfugebreyohannes88212 ай бұрын

    Ewe NSKA GiNA FoKiXkA NMNTY EKA BZABA EZY HiGi KTiZAREBELO DELIKA FoKUHS EYK ALENA BZABA KALY ZETIZAREB😎😎

  • @alexanderbirhane4611

    @alexanderbirhane4611

    2 ай бұрын

    ንቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ናብዘይ ተደልየ ሓሸውየ ንዘእተወ መልሲ እንተተዋህቦ ጽቡቅ እምበር፡ ሓወይ

  • @selinaalena4453

    @selinaalena4453

    2 ай бұрын

    ​@alexancorrderbirhane4611 correct ❤

  • @Manjuse252
    @Manjuse2522 ай бұрын

    መሓሪ ትክክል ኽትከውን ትኽእል እታ 33 አውሮፕላን ግና ፕሮፖጋንዳ እያ ካብ 3--6 ክኸውን ይኽእል 33 አውሮፕላን ግና ኣይኾንን accommodate ዝገብር ባይታውን ችግር እዩ

  • @zera1464
    @zera14642 ай бұрын

    ATA sebay your were doing good job but nowadays tigage aloka ab nenihidhid tigebro neti zinebereka tehisiro aloka so please stop .

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi47472 ай бұрын

    ኔረን ብድምጺ ሓፋሽ ሰማዐዮን በበይኑ ዩ፣ ስለዚ ሰሚዕኩም እመኑ ዝበሃል ዘረባ ብመንገዲ ህልኽ ምስ ሰልጠነ ጌርካ.... ዓገብ!!!

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly2 ай бұрын

    እዛ Alena media ሕጂ ግርም መውዓሊ ዓስራይ ብሄር (ህግዲፍ ) ኮይና ኣላ ::

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi47472 ай бұрын

    33 ነፈርቲ ኣበይ ኔረን? እምበር ዶ እቲ ሓይሊ ኣየር ትፈልጦ ኢኻ ኣያ ረድኢ? ሻዕብያ ኣብ ኣስመራ ላ ዋና ሞ ባዕላ ትማጎተሉ፣ ዘይሕማምካ ዛሕሊ።

  • @kibromaraia3102
    @kibromaraia31022 ай бұрын

    ክላ ፡ መሕፈር ኢኻ ፡ ረድኢ፡ ናብ ሎቕመጽመጽ ተመሊስካ

  • @user-kd1co9cv2w
    @user-kd1co9cv2w2 ай бұрын

    33 ነፍሪቲ መጀመሪያ ሓሶት አየ

  • @samueltsehaye930
    @samueltsehaye9302 ай бұрын

    ኣታ ሰባይ ካብቲ ሕማም ህዝባዊ ጥፋት ውጻእ ኣብ ህልወሳ ኣይትውዓል ብዛዕባ ክሕደት እንተ ኮይኑ ቀዳሞት ከሓቲ ሻዓቢያ ኢኩም ብዛዕባ ህዝባዊ ጥፍኣት ትሕለቅ እንተኮንካ ሞ ሰዓቢ የብልካን ምስ ኣበድ ጥራሕ ክትተርፍ ኢካ

Келесі