EMNA ንበዓል ካላሽን ወታሃደር ጸላኢ፡ ብበትሪ ዝማረኹ ጅግና ኣቦ።1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Ойын-сауық
EMNA ንበዓል ካላሽን ወታሃደር ጸላኢ፡ ብበትሪ ዝማረኹ ጅግና ኣቦ።1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
Пікірлер: 71
ታሪኽ ጅግንነት አቦታትና ክዝንቶከሎ ሰሜዕካ ዘይጽገብ መመሊሱ ካብዚአየቶም ምዉላድና ዘሕብን እዩ። ነዚ ጅግንነታዊ ታሪኽ አቦና ክንሰምዕ ዝገበርካ ኤፍረም ግደ ዓቡይ ምስጋና ይብጻሕካ። ዓወት ንሓፋሽ!!! 🎉💪💪❤️🇪🇷🎉💪💪❤️
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እኮዕ ሐጎሰና ደቂ ኢረይ ኤሪትራውነት ኩብር መንነት ቃልሲ አያታትና ብዓቅልን ትዕግስትን አብዚ ሕጂ በጺሕና ኤሪትራ አብዓለም ጉብእ ክብራ ጨቢጣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቢኒ ሐበን ሀገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷💪🇪🇷🙏ኤርትራዊ ሰራሒ ቅያ!❤❤❤
ኤፍሬም ሐወይ አቦና ታሪኾም ታሪኽ ጅግና ቆራጽ ሕጹብ መዓንጣ ክብሪ ንዕኦም ንአቦና ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ታሪኽና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
This is just one of many many great things done by Eritreans
ጽንዓደግለ ሰፈር ጀጋኑ፥ ስፍራ ተጋደልቲ።
❤❤❤ 🇪🇷ጅግና ካብ ጅግና ይውለድ። ኣቦ ጅግና ድማ ጅግና ኮይኑ ተጸንሐ ዘገርም ኣይኮይነን። እዚ ግን ኣብ ኤርትራና ጥራይ እዩ ዘጋጥም🇪🇷። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና፡ ዓወት ንሓፋሽ!❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ኣቦይ ገብረሃንስ ኣደ ወሊዳያ ጁግና❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዛቢሂር ምሕረት የውርደሉ ኣሚን🙏🙏🙏❤❤❤❤💐🌹🌹💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ኤፍሬም ፣ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ተኣምር ታሪኽ ከምዘሎ ንእትገብሮ ምብርባር ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእትትና ዓወት ንሓፋሽ ።❤❤❤
Jigana Aboy maaery, Eritreawi kulu gizey Aewet dirarom!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕💕💕🇪🇷🌹🌹🌹💕🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Thank you efrem
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
Thank you ጽቡቅ ታሪኽ❤❤❤💐💐💐🌹💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤
Grazie 🎉❤
Aboway jegna l proud of you ❤❤❤l miss so much you are my everything for me.
🙏🤲🇪🇷🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ብሐቂ ጽቡቅ ዛንታ ❤❤🎉🎉❤❤
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት እንካዕ ኤርትራዊያን ኮና ዘኹሩዕ ታሪኽ እዩ ዘለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
We are very proud of Abona ❤️ 🇪🇷
ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ጅግና ከምእውን ንኣዳለውትን ተረኽትን ኣብ ስራሕኩምን እትገብሩዎን ኣሳልጦ ይምነየልኩም ። ዓወት ንሓፋሽ
Where a wonderful world of ERITREA 🇪🇷. People who paying a great price for free dome of ERITREA. We all remember these days and years. Thanks. Father 👨 yowhans and family members. Thank . Mr gidey . Thank
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Welcome
💪💪💪💪🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ መስተንክር ታሪኽ ስለዝፍጽምዩ ተዓዊቱ ነጻነት ኣምጺኡ። ላእላውነት ሃገረ ኣውሒሱ።ኣቦይ ገብረሃንስ ምስ ወዶም ብርግጽ ጀጋኑን ውፉያትን ኢዮም።ኣቦይ ገብረንስን ወዶምን ብሂወቶም እንተልዮም ካብ ናቶም ቃለ መጠይቕን ሓበሬታ ዉፉይ ጂግና ገዲን ተጋዳላይ መኮነን/ ሻባይ መኮነን ፊልም እንተዝስራሕ ጽቡቕ ነይሩ።❤🎉❤🇪🇷❤💪🇪🇷💪❤🐪❤
💪💪❤❤❤👍👍
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks
Awet nehafash
❤❤❤❤❤❤
He Efrem Gdey bezi tekrbo zeleka tarik Jgnnet nay hzbnan mklkal heyltatnan btaemi ena nemesgneka ketlo tray agoka❤❤❤
Wedi shbay melui mhrat.
⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️
Kalay gize ysema aleku aboy gebrehans kftewni jgna des kbluni abotatnako? 👍👍👍🙏🙏🙏🙏
ኢኪ ዒላ
ጀጋኑ ኣቦታትና 🇪🇷❤💐👍🏿የቐንየልና 😂ጭርቃኖም ደጋጊምካ ክትሰምዖ ይቕስበካ 😂
❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️👍🏽
ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት ክብርን መጎስን ይብጻሐዮም ተስፉ ይገብር ናጽነት ሪኦም ክኮኑ። ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
አብ እርሩም ቲግሪይና፡ ``ሐደ ሰብ ገፈፈ ወይ ሰለበ ሐንቲ ከላሽን ምስ ሐደ በትሪ``
Please like it you don't pay for it
ንጅግነት ኤርትራዊ ዝትርኹ እቶም ኩሩዓትን ሕቡናትን ካብ ወለዶም ንውሉዶም ውርሻ ዘመሓላልፉ ኣርካናትና ሞሳ ይሃቦም ነቶም ኣብ እዝኒ እቲ ክቡርን ዘይድፈርን ኤርትራዊ ዝፍንውልና ድማ ሓበን ይሰምዓዮም ። ነተባብዓዮም ድማ።
Kķkkkkkkkkkkkkkk
Kkkkkkkkkkkkkk
ጽጽዋያት ምምሃዝ ይኣኽለኩም ሰብ ሰልቺዋ እዩ ዘሎ 😂
@burhanlolla4903
2 күн бұрын
Ezi bojbuwaj esub hawkha keykone ayterfin
ኢዚዳኣ ካብ በሐሪ ቢኩባያ አብ ኤርትራ ኢዩ
ኣብ ሃዙሙ ዚባሃለ ዓዲ ገባረ ሺዉዓት ዊትሃደረ ዋያን ቢኢምን ማሪኩዉም ንትዲሉ ሓሪንት ኤርትራ ኣሪኪቡዉም ኣብ ዊጊ ሒደሒደ ሙሱ ሻዓቢያ ሚጺዩም ዋያን 7 ብሓደ ገባረ ሳሆ ትማሪኩም ቢኢምን ቁሉላ ኣምሲሉ ማሪኩዉም
ሸቀጥ ኩሉ ተማሂሩ ::ዘሕዝን ነገር ዩ ::እሞ ኩላህና ንሸቅጥ 🤪🤪🤪ዉሽጥኻ ሑሙምም ካልእ ክትከዉን ምህቃን ባይታ የለን:: 100,ወይ ዘይሮ ታረቀ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤