ርእሰ ኩናት ዓወት - 4ይ ክፋል - ብምኽንያት ዝኽሪ ፈንቅል ዝቐረበ ሰነዳዊ ፊልም | ERi-TV Documentaries
ርእሰ ኩናት ዓወት - 4ይ ክፋል - ብምኽንያት ዝኽሪ ፈንቅል ዝቐረበ ሰነዳዊ ፊልም | ERi-TV Documentaries
1ይ ክፋል = • ርእሰ ኩናት ዓወት - 1ይ ክፋል -...
2ይ ክፋል = • ርእሰ ኩናት ዓወት - 2ይ ክፋል -...
3ይ ክፋል = • ርእሰ ኩናት ዓወት - 3ይ ክፋል -...
4ይ ክፋል = • ርእሰ ኩናት ዓወት - 4ይ ክፋል -...
5ይ ክፋል = • ርእሰ ኩናት ዓወት - 5ይ ክፋል -...
6ይ ክፋል = • Video
7ይ ክፋል = • Video
Пікірлер: 136
💪 💪 ሻዕብያ ሰራሕ ቅያ 💪 💪 ⭐️⭐️ ሻዕብያ ሰራሕ ታሪኽ ⭐️⭐️ 🌹🌹 ሻዕብያ ሰራሕ ጅግንነት 🌹🌹 🇪🇷🇪🇷 ሻዕብያ ዋሕስ ናጽነት 🇪🇷🇪🇷 ⭐️ ⭐️ ዕድመ ንሻዕብያ ⭐️ ⭐️ 🐪 🐪 ዓወት ንሓፋሽ 🐪 🐪 ✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@shewitteklehaimanot7250
2 жыл бұрын
Hei v
ነዚኦም ሲ ሽፍቱ ይበሃሉ ናይ ዓለምና ጀጋኑ እካ ክውሑዶም👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🖐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@dtkemseb8315
2 жыл бұрын
ተምቤናይ እዪ ሽፍታ
@nimrodgabriel2266
Жыл бұрын
እቶም ሸፋቱ ንባዓሎም እዮም ከም ኡ ዝብሉ፣ ሃደምትን ፍራሓትን ሰለዝኮኑ ክግንነት ክሰርሑ ዓቅም ሰለዘይብሎም ዓቅሞም ጸርፍ እዮ።
@dana.j9062
3 ай бұрын
ሓቀኛ ኤርትራውያን ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ዝፈለጥና ንገለ መርዛማት መንሽሮ ከዳዓትን ተጻባእትን ኣቓልቦ ክንህቦ የብልናን!! 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
ኣቦታተይ ሰብኡት ናይ ኣፍሪቃ ንስኩም ዝጾርኩሞ መን ምጸሮ ኣብ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
ንስኻትኩም ሲ ንኽገልፀኹም ሲ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም:: 🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌟
I am proud to be ERITREA❤❤
Our heroes! The most respected of all time. We love you loads and thanks to you we have a great nation called Eritrea 🇪🇷
GINBAR GHINDA! KIBRIN MOGOSN N'SEMATATNA AWET N'SERAWIT ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣየ ሓሞት ቆራጽነት ስርሒት ፈንቅል ቅያ ስርሒት'ዩ ደቂ ኤረይ መግለጺ ኣይርከቦን'ዩ ጅግንነትኩም!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪🏽
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@tesfalemgebremichael5525
Жыл бұрын
Proud to Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መዘና ዘይንሉ ጅሕንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to be Eritrea viva sheabia 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@aronhenok6131
2 жыл бұрын
@@jimmyche4052 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
I am proud to be Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
So proud to be Eritrean Thank you JIGANUNA 😊 🙏 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Super 👌 super 👌 super 👌
Thank you for sharing the documentary!
ይጥዓም ይሕሰም ብኤርትራውነተይ ኣይ ይቃመርን ኤርትራውነተይ ክብረይ መንነተይ ዝወረስክዎ ካብ ኣቦይን + ኣደይን ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምስጋና ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ 💪 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
መን እሞ ከማኹም ! ኣምላኽ ይባርኽኩም
Proud to be Eritrean Awetnihafash 👍♥️🇪🇷thank you ❤️👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየ ቆራጽነት በሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ዘለኣለማዊን ዝክርን ንሰውኣት ኤርትራ
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
ምዑታት ተጋደልቲ ናይቲ እዋን አሕዋተይ አሐተይ ኣያታተይ አብሻታተይ ቃላት የብለይን ቅያታትኩምን ጀግንነኩምን ንምግላጽ እንተ ንብዓት እሞ ነቢዐ ነፃነት ቅሳነት ከፊትኩምልና :ፈንቅል💪👍🇪🇷❤️🇪🇷🌷❤️🇪🇷🌷❤️🇪🇷🌷❤️
Eritrea adi jeganu anbs sahil nay bahaqi endiei.meglexi yebleyin.wefirukum etewu 💞💞💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash 💖💖💖💖✊✊✊
I am so proud to be Eritrean because Eritrean people we have a diamond history 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🐪🐪🐪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
I am proud to be Eritrean!!!!Awet Nhafash 💯💯💯💞💞💞😭😭😭✊✊✊
ህዝባዊ ግንባር አሳት ትገንቦራ ዘላኣለም ተከቢርክን ታሓፊርክን ክትነብሪን ኢኪ ሃገረይ።
Viva Shaabia under the leadership PIA🙏🏾👍🇪🇷🌷❤️🙏🏾🇪🇷🌷❤️🙏🏾🇪🇷🌷❤️
እዛ ቑሸት ክእልል ትግራይ አብዚ ቻነል ፡ ናይ ጀጋኑና አቲያ ቓላት ሻዓብያ ክትሰርቕ ከምትዉዕል ትፈልጡዶ እንታይእሞ ክንገብር ርግምቲ ሓሳድ ጎረቤት ረኺብና ጣፍ አብ ኤሪትራ ክትብል ዓሪብዋ ጭፍራ ።
Am proud to be eritrawi kbur mennet yu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ይገርም ኢዩ ሰሚዕካ ዘይጽገብ !
Jegnent tebat coerazen trwofayint nhager hiezb eritrean 💪🏾🇪🇷📚🖋👩👦niey sentom aicalom huwotom keflom nazent amzom hiejica kethlelu hager merhom hager hiezb awhusom kebluna dekmna men kem hxbaw gebar caby💪🏾🇪🇷📚🖋🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪ኤርትራውነት ኩቡር መንነት#
hagerey marey kulu zhafe hlklakat 🏖🏞 twediu selamki yebzahayo ftari🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kari Kare the hero of the sea
Amazing !!! ❤❤❤
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
Anabes 🇪🇷🇪🇷💪💪
Kbrn mogosn naekum jeganu eritrea hagerey ykun
Yekka allo kullu ze ka allo 👍👍👍👍
ኣየ ትብዓት ኣየ ተወፋይነት ስኒ ምንካስ ኩሉ ክትገልጾ ክትኣምኖ ዘጸግም ናይ ተጋዳላይ ታሪኽ መዘና ኣልቦ ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🌹🇪🇷🌹
Still you are great and great. And you willbe great high confindence on you !!
Nikitamno zikebdeka kiya iu teserihu❤🇪🇷👍💐
Eretrawenet kibor menenat ❤❤❤❤
hero
Mohammed karkare my king 🤴 ❤️ ♥️ 💙
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪😍😍😍
ህዝባዊ ግንባር እሳተ ጎሞራ መሪሕ ኣፍሪቃ ፡፡
መዘና ኣልቦ ጅግንነት 🇪🇷 ሻዕብያ 💪
@jimmyche4052
2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@alganeshmosazgi9158
2 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
@tesfaygermadhen777
27 күн бұрын
0pp❤❤❤@@alganeshmosazgi9158
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️🇪🇷🇪🇷🌸
Hero humed kirkare
Ewtata. Amlak n Eritrea elu feterikum
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hzbawi gnbar tumat zanta
💕🇪🇷🌾💕🇪🇷🌾 Jeganu 🌾🇪🇷💕🌾🇪🇷💕🌾🇪🇷💕
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🌹
Kebren mesganan mogosn naqum yqun jeganuna nesgdlqum nekbrqum nemsgnqum kem amlak nezlalmmm Wetru awet sematatna wetru AB lebna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🐅🇪🇷🐆🇪🇷✊
@user-wb2id9fx5b
2 жыл бұрын
Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
@kelifamahmud6041
2 жыл бұрын
@@user-wb2id9fx5b always bro 🕌🇪🇷⛪
Wow! Wow! No wonder TPLF didn’t have no chance in the recent war.
እቲ ሩሱን ጋይላ ሰመሃር ክትከላ ብመሬት ብባሕሪ መእተዊ ክንሓሪ
Jigna Hummed mahommed kerkare
❤❤❤🎉🎉🎉
🇪🇷❤️🙏🏻
Please derfi exchange gberu temesghen yared kediu !
😭😭😭
amshi kazab
7
ብሓቂ ሓያል ምስጢር ይዕቀብ ነሩግን ኣነ ተራ ተጋዳላይ እቲ መዓልትን ወርሕን ኣይዝክርን ገና ኣብ ኣፍዓበት ኣብሻባይ መንደር ታዕሊም ጨመተ ቱኽሲ ኣርበጂ ክግበር ከሎወዲ በርሃ ወታደራዊ ኣኪዳሚ ዝኣልዮ ኣነ ኣውቲስታ ተዮታ ላንድ ኩሩዘር ናይ ጸረ ታንኪ ሒዘ ምሰ ወዲ በርሃ ነረናይ ጠላም ወያነ ተጋደልቲ ውን ጸረ ታንኪ ተመራሒ ምሳይል ክማሃሩ ብ ወዲ በርሃ ኣብ ኣፍዓበትነሮም ብጀካ ሚላን 2 ጸረ ታንክ ተመራሒ ምሳይል ስረሓት ፍራንስ ረድ ኣሮ ዝበሃል ስራሓት ቻይና ዝመጸሉ ክሕጽሮ እሰያስ ኣብ ዳ ክፍለ ሰራዊት74 ቤት ጽሕፈት ኣሎ ኪድ ኣምጸኣዮ ኢሉ ቻይና መፍትሕ ናይ መኪንኡ ደርቢለይ ምስ ኣተኹ ዝተጠቅለለ ካርታ ባጽዕ ዝረበሓ ብ 4 ዝተጻሕፈ ሪኣ ንነብሰይ እዛ ምድላው ንባጽዕ እያ ኢለ ኣሚነ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ከይደ ወዲ ኣፎርቂ ደቂሱሎ ኢሎምኒ ከይሓዝክዎ ተመሊሰ ነቲ ዝፈትዎ ዓርከይ ከማይ ኣውቲስታ ወዲ ኸረን ተኽሉ ከይትነግር እዚ ምድላው ንባጽዕ ኢለ ነጊረዮ
@tehabenhizbey2778
5 ай бұрын
@user ጅግና ጥራይ እዩ ቅያ ጅግንነት ዝነግር እሞ ክብረት ንዓኻ።👏🇪🇷👏🇪🇷👍🇪🇷🌹🇪🇷
🇪🇷🙏🙏❤️
💪🇪🇷💪🇪🇷💪🤲⭐️🇪🇷⭐️🙏hizbaw gebar kekoob eyu bmdri anbes🦁 eyom jegnintom keya eyu menisey edmeom 20 16 zekenu eyom nerom amilak itay aynet tebeb itay aynet tebent corazent jegninet belhin adeluwom fetarina nciebeya tamir eyu nay bal aneca hizbcan hagrinan hadigna nisedt mimrh zhezin😔😔😒😓
እዚእዮ እቲ ጅግንነት ናይ ኤረትራ ዓለም ዘገረመ ክትረኽ ክዝቶ ክንገር ዘለዎ እዮ ሕጂ ካኣ መደላይ ይደግሞ ኣሎ ተቀባሊ ሕድሪ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪⛪️🕌⛪️🕌👍👍👍💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🌷🌹
HILINANA, SHUAU NHANAS ABEY NEIRNA???.
ታሪክ ንብዐል ብርጋዴር ተከስተ ሓይሌ ሽም ገዲፍኩም ትዛራቡ መሕፈርቲ
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍👌👍🌹🌹🌹🌹
Tezkuro hagerey mCWti oanbbley kab zhalefoto mesgedl abqiOU Zbene rahewan bteale meses ela wxiato hagrey tefetawit tbahagit ezi kulugn tray nwennta tray eyu
♥️♥️♥️🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🤙🤙
❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናብ ክቡራት ኣድለውቲ ነዚ መደብ ንመጀመርታ ክቡር ጅግንነቲን ዓቢ ታሪኺን ንካላኣይ ክድገም ዘይከኣል ተወፋይነት ንገለ ክፋል እኮ ክ ሰ 96 ብር 49 ኣነ ዝነበርኩዎ ኮይኑ ሓበን ይስመዓኒ። ሕጂ ኮይነ ክርእዮ ከሎኹ የደንጽዎኒ ኤርትራዊት ምኾነይ ከኣ ይኹርዓኒ። ግን እንታይ ክብል ደልየ፡ ኩሉ ግዜ ከምዚ ዛኣመሰለ ታሪኽ ክቴፍንው ከሎም በጃኹም፡ በኣምሓርኛ ውይ ከኣ ብእንግሊዘኛ ዝተቴርጎመ ጽሕፈት እንቴትገብሩ ዝበለጸ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ምኽንያቱ ንካለኦት ዘጋ እውን ክሰማዕዎ።
ናብ ኣዳለውቲ መደብ ብዛዕባ ስርሒት ፈንቅ ል ክሳብ ሕጂ ብደረጃ ኣዘዝቲ ተቅሩቡልና ኣለኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ካብ ናይ ዓሚ ናይ ሎሚ ይሓይሽ(ይበልጽ) ኣብ ስርሒት ፈንቅል ዝተሳተፉ ተራ ኣባላት ኣውቲስቲ ሓካይም ብሓፈሻ ንታሕቲ ውርድ ኢልኩም ።
EPLF IS THE MOST REFERENCE TO THE WORLD HOW TO FIGHT
ነዚ መስገደል ዝሰገረ ወለዶ ሪኢኻ ነብስኻ ኣብኡ ኣውሪዳ እሞ ነፍስኻ ገምታ።ስለዚ መንእሰይ ለብም ኣቦታትካን ኣያታትካን ብደሞምን ብእጽምቶምን እተወቅረትን እተሃንጸትን ሉል ዝኾነት ሃገር ኣረኪቦምኻ ኣለው ።
እወ ጀጋኑ ናይ ጀጋኑ ከማን, ግዳ ብውሽጡ ኩም ትናበቡ ዶ ኣሎኹም, ነበረ ነበረ ክትብሉ, ሕጂኸ ሓይሊ ባሕሪ Ethio ባሕርና ኻብ ሙምባሓቕ ሓሊፉ ባእሉ ኣፉ ከፊቱ ናትና እዩ, ይብለኩም ኣሎ, መን እዩ ዝምልሰሉ, ኢሳያስ n eritrea ዝኸውን ኣጀንዳ የብሉን period!አንተዝህልዎ ሓይሊ ባሕሪ Eritrea ከምዚ ጌሩ ኣይምበተኖን, ተበራበሩ , 12:00
ዕቩድ ሻዕቭያ ዶግ ገረድ
ዓወት ን ህዚቢ ኤርትራ
ናይ 30 ዓመታት መስዋእትን መውጋእትን ህዝቢ ኤርትራ ኮንቱ ኮይኑ ተሪፉ እንኮሎ ዓመት መጸት ጃህራን ዳንኬራን ዘይሓፍሩ ፉሹላት ኣብ ታሪኽ ዝሕቡኡ ሰረቕቲ ታሪኽ።
እዚ ኩሉ ጻዐሪ ናይ ጃጋኑና ቁማለ ዋያን ካም ትኽ ክተብኑኑ ሚሳኣ ሚ ጪበጫብ
ጀጋኑ ዝተሰውእሉን ዝሰንከልሉን ሓሰውትን አቃጠርትን ተሓቢኦም ዘሕልፍዎ ዝነበሩ ሰውራ መጀሃሪ ኸይኑ።
Kezabat
@tehabenhizbey2778
5 ай бұрын
ኣብ ታሪኽካ ሐሶትን ተንኮልን እምበር ጅግንነት ስለ ዘይብልካ እዚ ቅያ ጅግንነት ፈንቅል ኣይርደኣካን እዩ። 👿👹👿🐒🐒🐍🐍🐍🏃🏃🏃🏃
ውጻልና ጥራሕ ተምበናይ
@robeltewelde1199
2 жыл бұрын
ደምበ ዒንኪል መዓንጣ የለን ብሃሶት ስብ ክትብክላ ትሓልማ ።ሃሶት እናመሃዝክን ስልጣን ክርከበለይ ኮራኩር ወያነ ተወልጀ ዓጋመ
የጥቁር ሕዝብ የእርስ በእርስ መጨራረሽና ለመሳሪያ ማምረቻዎች የዶላር ትርፍ ምን አገኛችሁ አታፍሩም ይሄ ሁሉ ቀደዳ ፉከራ ምን ትርጉም አለው? አፍሪካ ስትፈጠሪ ለመገልገያ መሆኑን የራስሽ ልጆች ባዶ ፉከራ ስሟቸው።
እንታይ ሞ ክንብል ኣብ ነውሰከፍ ሰድራ መናድቅ ገዛውቲ ስውኣትና ዘይተሰቅሎ ገዛ የለን። ነዚ ረሲዕካ መንእሰይ ኤርትራ ፋሕ ክብል ዘይሕሰብ ዩ። ብዝኾነ ሕድሪ ክንቅበል ግድን የ።
ቅያ ሻዕቢያ
ሕራይ ንሳኻትኩም ከ እንታይ ትገብሩ ኣለኹም ባሕሪ ኣሕሊፍኩም ተረክቡ
You have done your ultimate duty to liberate the country but eseyas afewerki is destroying eritrean
ከዛባት
@robeltewelde1199
2 жыл бұрын
Mutanti weyane junta agame.
ጎሓፋት
@robeltewelde1199
2 жыл бұрын
Wokaria xahixahi wiegin netihi.
Hasewit
@user-rz6kc7gf9e
2 жыл бұрын
ልሙስ እንታይ ከፋኢካ ቆፍቃፍ ውዕጊን
@zekgermay6837
2 жыл бұрын
🐫 🐪 game over junta 🐫 🐪 🐫 🐪🇪🇷 Ertrawint kubur menenet 🇪🇷 🐫 EPLF🐪 EDF🐅 🐅 🐅
@muleberha7722
2 жыл бұрын
Anta Ezom Agamsi abzay Gezom metw keftwu tarkom zey serhu betrk Sebya keqdhu tewrdom meskni
@eritreanhiwot4667
2 жыл бұрын
@@muleberha7722 ግደፍዮም ይእተዉ። ብውሑዱ ክሒኖም ይወጹ።
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለቲ ኩሉ መስዋእቶምን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ጽንዓትን፣ ስለቲ ዝገበርዎ ተወፋይነት ንዘልኣለም ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና። 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
ታሪክ ንብዐል ብርጋዴር ተከስተ ሓይሌ ሽም ገዲፍኩም ትዛራቡ መሕፈርቲ
@tehabenhizbey2778
5 ай бұрын
ጽቡቕን ሕማቕን ይኹን ብዘየገድስ ነቲ ናቱን ዝግብኦን ዝኸልኦ የለን። ኣብ መወዳእታ ማይ ዝሐወሰ ጅግና ግን ሙሉእ ጅግንነት ክንገረሉ ኣይክእልን።
ከዛባት
@robeltewelde1199
2 жыл бұрын
Kurkur weyane hamema agame.