ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ኣርባዕተ ክፋል || PART 14 - Brigadier General Abrehaley kfle
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ኣርባዕተ ክፋል || PART 14 - Brigadier General Abrehaley kfle
#eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
#Eri #asmara #filfiltv #eritrea #asmera
ምኹስኳስ ሃገራውነት ምስ ኣለምሰገድ ተስፋይ 5ይ ክፋል || Alemseged Tesfay PART 5
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ሰለስተ ክፋል || PART 13
"ኣብ Social Media ክትገብሮም ዘይብልካ 5 ጌጋታት"
ውድቕቲ ሃገር(FAILED STATE)PROSE BY AWEL SAID PART 1
"New Eritrean interview 2024 Artist Dawit Eyob Part 3// ስነ ጥበባዊ ዳዊት እዮብ 3ይ ክፋል by Scoop with Sami"
"New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 28 //ወሎዶይ 28 ክፋል By Memhr Weldai Habteab"
"Maedo- Akrem Jemal - Raei Aleni - ራኢ ኣለኒ
New Eritrean Music 2024 (Official VisualVideo)ብ ኣክረም ጀማል"
#alenawaltahager #eritv #sahelmedia #solomedia #aanmedianetwork #diletmedia #eritreannews #eritreanguayla #eritrean #eritreanmusic #hdmonanebarit
"Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Wey Geza) by Dawit Eyob ወይ ገዛ ብ ዳዊት እዮብ #dawiteyob #eritreanfilm"
"2016 ጾሮና - ክፍለሰራዊት 39- ፈጻሚት ቅያ ጅግንነት - 2ክፋል - ዋልታ | Walta show for March 10, 2024 - ERi-TV"
"ናብራ ኣብ ኣውስትራልያ ነዚ ይመስል/ Living in Australia"
"Eritrea - Rebirth of a Railway - English. Great Railways"
"New Eritrean Movie 2024 Snksar// yohanes : hayelom Part 3"
"March 11, 2024 ሱዛን ራይስ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ"
"ERIPM | ቦርድ ኤሪሳት ኣብ ልዕለይ ናይ $ 8.4 ሚልዮን ዶላር ክሲ መስሪቶምለይ ኣለዉ"
"ተጀሚሩሩሩሩ ! ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጌታቸዉ ረዳ | ኤርትራዊት ስነ ጥበባዊት ናብ መቐለ | ናይ ቲክ ቶክ ጽላለ ይቀጽል"
"Mar 11/2024 ባድመ ክንመልሳ እዋናዊ ጉዳይ"
"RUFTA TV - NEW ERITREAN SERIES MOVIE 2024 HLKO LIBITAT PART 6 - 78 ते ሰዓት 5፡00 ተጸበዩና"
"ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣብ ጀርመን ባእሲ ኣጋጢሙ/ መብርሂ ካብ ኣቦ ወንበር ጀርመን ሚኪኤል ሰለሙን"
"ውፉይ ሰብ ቐቲሉ ዶ? ጉዳይ ላዕሊ በጺሓ! ዓወት ካራ ምፍርራሕ ጀሚሩ! ደምና ፈሲሱ ኣይተርፍን ኢሎም! eritrean tiktok 2024"
"ኣቡአን ኣብ ገዛ ዓጽዩ ምስ ደቀይ ምርኻብ ከሊኡኒ"
#eritreamovie2023 #tigrignamusic #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie
"መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 21 | -
Eritrean Drama - mestenkir (Part 21) - March 10, 2024 - ERI-TV"
"ERIPM | ጽንብል መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት ኣብ ኖርወይ"
"Non stop mezmur / Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024/"
Eritrean Drama - Walta Harmaz (Part 12) - March 09, 2024 - ERI-TV"
"እንዳ ዝማም - ክፋል - 237 - Enda Zmam (Part
237), March 10, 2024 - ERi-TV Comedy Series"
''ኣብ ሞንጎ ሰራዊት ትግራይን መራሕቱን ንምንታይ ኣፈላላይ ክፍጠር ተደልዩ?'' ተንታኒ ፖለቲካ ተስፋይ
7th_Interview_Tesfay_Tadesse"
"ንሓቂ ኢሎም ብዙሕ ዋጋ ይኸፍሉ ኣብ መወዳእታ ግን ፊልም ብትግርኛ Trash American film recap in Tigrigna @abibiboy"
"ዕርፊ - ሓዳሽ ተኸታታሊት ፊልም - 10ይ ክፋል |
Eritrean Drama - Erfi (Part 10) - Mar. 03, 2024- ERI-TV"
"GERE EMUN PART 168 | ገሬ እሙን ክፋል 168"
"New Eritrean interview 2024 Artist Dawit Eyob Part 1// ዳዊት እዮብ 1ክፋል by Scoop with Sami"
@ERIPMEritreanPublicMedia
ROPHNAN - ATIYO | - ሮፍናን - ኣቲዮ Ft SHEWIT MEZGEBO
@Rophnan
#eritrean @maggyshow
#ዶክተርሻሮን
#eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና #ዜናትግርኛ
#eritrea #ethiopia #tigray
#@gDrar
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
@HDMONANEBARIT
#aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
#tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
#eritrean #eritreanmusic #erey #erna
#NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
#Eritreannews #ERITREANNEWS
#afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
#tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
#eritreansong
#eritreanmusic #erisat
#MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
#NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
#tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
#Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
#Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
#eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
#tigrgna_music #hyesa_music
#Eritreansong #Eritreannewsong #Eritreanawdametmusic
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla
#Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Tigringiamusic
#Ethiopian_CatholicSong #HawassaCatholicSong #EthiopianCatholicMezmur#EthiopianCatholicChurch #Catholic
#Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna
#EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
#Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
#Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla
#EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritrean Songs
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #Eritrean Dramas
#Eritrean2024bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
#BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
#TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #Derfi Tigrigna Eritrea
#DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
#Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
#TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
#eritreanmusic
#mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch
#EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
#Ruthmezmur#TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur#gospelsong#TigriniaMusic #gospelsong#Ruth Tigrinya#ArayaHabte
Пікірлер: 206
ሕማቕ ይኩን ጽቡቕ ታሪኻ ምፍላጥ አቲ ዝዓበየ ጸጋ አዩ፡፡ ሆርዳታ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ታሪኽ ኣብ ምስናድ ትገብርዎ ዘለኩም ምስጋና ይግብኣኩም፡፡
ቡዙሕ ዘይንፈጦ ሓቀኛ ታሪክ ሶራ ኤርትራ አፍሊጥካና ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ቢርጋደር ጀረናል አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ነቲ መሪር ገድሊ ውግእ ሕድሕድ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደ ወዲብካ ናብ ሓደ መኣዝን ከተምጽእ ቀሊል ኣይነበረን። እሞ ነዚ ሓሊፍኩም ታሪኽና ከምቲዝነበሮ ከተዘንትዉ ምኽኣልኩም ምስጋናይ ወሰን የብሉን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@user-vh9fm2kg4j
3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ተዝክሮን ኣጋላልጽኡ ኣድኒቕዮ እዚ ሰብኣይ ናይ 50 ዓመት ታሪኽ ከም ናይ ትማሊ ገይሩ የዘንቱ ኣሎ።
Thanks General, we follow ur historical interview. We, Eritreans 🇪🇷 thanks you for ur sacrifice and contribution. We hope many like you will come out to document our armed struggle history. Thanks again.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thanks General for ur honest history telling. Our beloved Eritrea 🇪🇷 respect ur sacrifice and contribution. We the young generations are proud of you our freedom fighters.
ታሪኽ ሃገረ ኤርትራ መዓቀኒ ዘይብሉ ከም ውቕያኖስ። ዓቕምን ብልሕን ኣርካናት ገድልና ክአ መዳርግቲ ዘይብሉ ምኻኑ ፍሉጥ ኢዩ። ክቡር ጀነራል ንታሪክ መወከሲ ሓንቲ መጽሓፍ አንተ ተበርክተልና ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ።❤❤
Hordata media ሰላም ሰላም ብጣዕሚ ሰሐብን ትምህርታዉንዮ ተቅርብዎ መደብ እሞ ቀጽልዎ...ዕድምመ ጥዕናን ከአ ይሀቦም ጀጋኑና.....አብ ዝቅጽል መደብኩም...አብ ዉግሕድሕድ ..ተራ ወያነ ከመይ ከምዝነበረ ከብርሀልና ሕቴቱልና ኢኩም...ስለምንታይ ብዙሕ ዓጀዉጆዉ ስለ ንሰምዕ ብዝተፈላዮ ሰባት ......ምሰናይ ይቅሬታ❤
ሳሚ ዋርሳይ ክብረት ይሃበልና፣ ብሉጽ ብቑዕ ጋዜጠኛ እኹል ኣፍልጦ ኣለካ ኣብቲ ቃለመሕትት ተግብሮ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ።
As a previous member of brigade 75 and residing in US for 35 years you are telling me and others the truth of my past history.Thank you general.Wish you all the best.
@futuwihasen2667
3 ай бұрын
ቅምጥ አቢሉ አምጽእዎ አሎ ግን ናይ ዓብደላ ኢድሪስ ማዕረ ክንደይ ነቲ ውድብ ፋሕፋሕ ከም ዘበሎ አይገለጾን አሎ ምናልባት ብሕጂ
I didn't have words to express my appreciation. His ability to remember the details is astounding. Long live Ambassador, General.
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
ከም ሎሚ ብግቡእ ዝተኸታተልኩዎ እንተርቢው የለን ናይ ብሓቂ ብፍላይ ጋዜጠኛ ፉሉይ ቅድሚ ሕጂ ዘይተሰምዐ በጃኻ ቡዙሕ ኣሎ ተዓፍኑ ኽትረኽ ዝግበኦ ብፍላይ ተሪኽ ጀብሃ ጋሽ ባርካ ውረድ ኣብኡ ኣሎ ታሪኽ የቀንየልና ጋዘጠኛ የቀንየልና ጅግና ጀነራል ብጋህዲ ምዝራብካ
Tienan Edimen kubur abona GENERAL ABRAHALEY KIFLE ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏
ኣነ ደጊመ ከመስግኖ ዝደሊ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ከምዘለዎ በቲ ናይቲ እዋን ስምዒትን ኩነታትን ጌሩ ዘዕልለካ ምዃኑ ኢዩ። ዝኾነ ላዕለዋይ ሓላፊ ሞር ኮሬክት ኮይኑ ብህሉው ኩነታት ዝጽሎ ኢዩ። ብኸምዚ ነገር ንሓሳቡ ዘይጀልሖ ጀረናል ኣብርሃሉ እናኣመስገንኩ ከምዘለዎ ክቅጽል ክሳብ መወዳእታ ተላበወልና ጋዜጠኛ።
@asmaratimes3140
3 ай бұрын
ሓቅኻ ኣነ ውን ከምኡ ኢለ
sami and general thank u very much.i still have the greatest respect gegna ሕድራይ ፈዳየን please bring him to yr show
@HaraGhirmai
3 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘይቅመጥ.
@eyorzeray7526
3 ай бұрын
@@HaraGhirmai what is yr point .He live in usa?????
God blees Eritrea 🇪🇷
GREAT series of interview - thank you B/G Abrhaley for the historical narrative …. The journalist is an impressive young man who has good command of facts / history , his calm demeanor and his probing line of questions ! Keep it up Hardota media ! You won me over with this interview …
ጀንራል ኣብርሃለይ ክፍለ ታሪኽና ነዚ ወሎዶ ምንጋርካ ምስጋና ይግብኣካ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡፡
Next kifal nxibeyeka alena❤
Thank you and God bless you wedi ER jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Well come our hero ❤️💕🇪🇷
ዘይምኖ ታሪኽ መመሊስካ ስምዓሆ ዘብለካ ዕድመን ጥዕናን ንኹሉም ኣብታትና ኣብዚ ዝለናዮ ደረጃ ዝብጻሕኩሙና ዘልኣለማዊ ክብርንዝኽርን ንምእንቲንጽነት ዝሓለፍኩም ጀግኑና
ብዛዕባ ባዓል ሕድራይ ገለ እንተዝብለና ጽቡቅ ነይሩ።
ብጣዕሚ ነመስግነኩም 🙏🙏 ጽቡቅ ታሪክና እንተኮነ ግን ብጣዕሚ ሓጽር ክፋላት ኮይኑ ፡ነቲ ዝሓለፈ ክፋላት ዘኪርና ከነታኣሳስሮ'ኮ ሓርቡቱና ቁሩብ ኣንውሕ እንተበልኩሞ ጽቡቕ ኔሩ ታሪክና ከኣ ብዘይ ምኩልላፍ ብንጽሩ ክኣ ክንፈልጦ ። ወይ ከኣ ኣብ መወዳእታ ጠርኒፍኩም ኣብ ሓደ ክፋል ወይ ነዊሕ ክፋላት ተምጸእኩምልና ከኣ ጽቡቅ ኔሩ ድሕሪ እዚ ኩሉ እዚ ክፋላት ምስ ወድአ ?
Tsiryti tarik kibret yhabelna abrahaley abta gze kisab enda abdela dergelijke ele nere tsuruy tarik orginal tarik GBU Bhaki etom arkanat zbelkayo beal wedi haseb mahmud engliz jigna kor chachot atina hamoshkoreb halife betmhrti tsibah nere nshabya bdihraa kinatwa eti wegennet gn seb lekimom zhademu nerom hade seb kelekemku kalashiney amire nab kesela atye tarik gn zeyhsu sebay sebut jogna des eluni zeuhsu hade eritrawi i love u edmen tienan kibur seb neaka ykun
May God bless you our leaders. Thanka Samuel also
You are amazing . You are history your self.💪💪💪💪🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome general
ኣዝዩ መሳጢ ታሪኻዊ ዕላል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕
ክቡር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ስለቲ ዝሃብካና ኣዝዩ ሰፊሕን ኣገዳስን ካብ ግዜ ንእስነትካ ክሳብዛ ሎሚ ዝገበርካዮ ውድባውን ሃገራውን ቁም ነገር ኣዝዩ ሰፊሕን ኣገዳስን እዩሞ ክብረት ይሃበልና። ኩሉ ዝነበረ ጽቡቕን ሕማቅን ታሪኽና ስለ ዝኮነ ንኩሉ ስለ ዝብራህካዮውን ደጊመ የመስግነካ። ሓንቲ ግን ክሓተካ ጉዳይ ወልደዳዊትን ሲዒድ ሳልሕን መልኣከ ተኽለን ገለስኪ በለና ።
@HaraGhirmai
3 ай бұрын
እወ መን'ዩ ቀቲሊዎም?፡😔
Viva Eritrea 🇪🇷
Selam deqi erey anabs kulukum hdmen tenan yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ኣዝዩ መሳጢ ታሪኽ ኢዩ።እንተኾነ ሓጺሩ ቁሩብ ንውሕ እንተዚብል ዝያዳ ምመቀረ። ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ስለ'ቲ ንሃገር ዚገበርካዮ ኣበርክቶን ስለ'ቲ ፍልይ ዚበለ ኣቀራርባኻን እናመስገንኩ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።ሳሙኤል ድማ ቀጽሎ ኢኻ ስለ እቲ ኣብ መንጎ ከየቋረጽካ ጽን ኢልካ ምክትታልካ ድማ ክትምስገን እግብኣካ። ነቲ ዘሎካ ዓሚቕ ኣፍልጦ ታሪኽ ድማ ቀጽሎ ኢኻ።
ሰላም ሰላም ሳሚ ብጣሚ ደስ ዘብል ቃል መሕተት ዩ ፡ ዕድመን ጢዕናን የሃቦ ን ብርገደር ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ፡ ተካታተሊኩም የ ሞ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ክኣ ፡ ኣብ 71 ሓደን ድ ዩ ተመርዕዩ ወላስ 81 ተገዲስካ ሕተተለይ።
@azebsium1880
3 ай бұрын
71 እኮ ኢሉ እዩ :ሓታቲ ደጊሙ ሓቲትዎ እዩ
Thank you alot eza neay elf zigalaxikalnea
Thank you 🇪🇷
Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Very informativ Chanel
ጀነራል ዝብሎ ዘሎ ኹሉ ሓቂ እዪ ኣነ ካብቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ጽባሕ ኣብ ሩባ ባርኻ ካብቶም ድሕሪት ዝተረፈኹ እየ ነረ ብርጌድ 77 ስጋብ ትምጽ ኣብኡ ጸኒናም ድሓር ኣብዚ እንታይ ትገብሩ ኣለኹም ውጹ ጸላኢ ኣብዚ ስግር ሩባ እዩ ዙሎ ስለ ዝበሉና ወጺኢና ኹሉ ንብረት ጌዲፍ ናዮ ኼድና.
@HaraGhirmai
3 ай бұрын
😢😢😢
ናይ በሓቂ መሃሪ መደብ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hasawi tarika alena
Amazing history
Welcome general deki ereyyy halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤welcomme jeneraley
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ሓደብ ብሓደ ሰዓታ መዓልታ ፈላልዩ ከይረሰዕ ዝገርም እዩ። ክቡር ብ\ጀኔራል እብርሃለይ ክፍለ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ጋዜጠኛ'ውን ስውላም ጥዕናን በርትዕ ቀጽሎ ካሎትውን እንተለዉ ኣቅርበልና። ዓወት ንሓፋሽ
Antay zbelwo hemot eyu bejeka❤❤❤🎉🎉🎉
Welcome ❤❤❤
Good
Hdu interview ❤ nay abon weden I like ❤❤❤ sami thsro konka
ኣዝዩ ዝገርም ታሪኽ፡ ካብ ፈጻሚ ታሪኽ፡ ተሓኤ ትኹን ህግ ዝፈጸሞ ታሪኽ ሰለ ናጽነት ሃገር ስለ ዝኾነ፡ እቲ ንርሑቕ ጠማቲ መሪሕነት መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ንኲናት ሓድሕድ ንዝተሰውኡ ዜጋታት ማዕረ መሰል ዝሃበ። መሪሕነትና እቲ ዘይድገም ኣብ ሕቁፊ ህዝቡ ዝማሙቅ እዩ እሞ፡ ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ድማ ውጽኢት ታሪኽ ክልተ ሓይልታ ኢኻ እሞ፡ እንቋዕ ናትና ኮንካ።
Welcome deki Eria jeganu
ጀብሃ በላዒት ሰብ። ሓተላ ታሪኽ ሒዛ ቡዙሓት ጀጋኑ ለኪማ ጠፊኣ።
@eyorzeray7526
3 ай бұрын
every village,town,city,and eritrean mountain ስዉአትና ዝተቀብሩሉ ቦታ ኢዩ elf and eplf.
@woldeamlake.7019
3 ай бұрын
ኣይ ከም ኢሳይያስን
@asmaratimes3140
3 ай бұрын
@@woldeamlake.7019 he brought the liberation! You r the one who flee of „nation building“ , don’t you?
@woldeamlake.7019
3 ай бұрын
I believe that he brought a liberation for himself, and he has a crystal clear evidence of associated many true liberation fighters. You can search who killed Dr. Fitsum during the ተሓኤ era.
@asmaratimes3140
3 ай бұрын
@@woldeamlake.7019 B.G Abrehaley kfle make it crystal clear who and how dr. Fitsum was killed.
❤❤❤❤❤❤
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤
❤
ጀግናና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcom again General
ኣነ ኣብ ኩር 24:22 ክንዋጋእ ምስ ውዓልና ምስ ምሉእ ዕጥቂና እንከለና ንከርከብት ዉረዱ እሞ ነቲ እምዳድ መኽዘን አጽዋር ኣቃጽልዎ ብኻልእ ወገን ብሻምቆ ወያኒ ትመጽእ ኣላ እሎም ነቲ ሰራዊት ራዕዲ ይእተሙሉ ካብኡ ንሕና ሰማይ ጠቀስ ንደብረ ሳላ ዝመስል ምኻዚን ስንቅን ብረትን ብሓደ ምሽት ቃል ቃል ኣቦልናዮ ተደፍእና ከኣ ሓዝና ሽም ዘየብሉ ንህቢ መጨረሽታ ፋሕፋሕ ተንቲንካ ዘይውዳእ ታርኽ መጨሽቲኡ ሓዘን ንበር ብጻይ ኣለም ጎይቶኦም ቅድሚ ምሲዉኡ ንብርጌድ 75 ኣቐድሙ ንግርና ንሩ
Welcome ደቃ ኤረይ ጀጋኑ ሐታይን ተሐታይን ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺💐💐💐👍🏾🙏🏽
🎉❤🎉❤
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሽኳራይ ወድሐቦቦ ተላ ባይሩ
ዝገርም ታሪኽዩ ኣይትዶንጉይና በሉ ሙድና ከይተሰብረ ኣብ ሰሙን 2 ወይ 3 ግዜ ግበርዋ❤ እዚ ጀነራል ፈዳይን ከሎ ንጅግና ወዲ ዓንደለ ዘይዘከሮ ግን ገሪምኒ ምስኡ ስለ ዘይነበረዶ ይኸውን።
@user-ld9kh4tx4p
3 ай бұрын
ኣነውን ብጣዕሚ ገሪማትኒ ብሮ ኣብርሃም ወዲ ዓንደለ ክርመይ ዘይዘከሮ
❤🎉❤🎉❤🎉
Abrahaley Jigna kalatika kemaleni Alewa zehisu kqrasi Jigna Etou
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ጀነራል ፡ ጀግን ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklebarey5922
3 ай бұрын
❤❤❤❤ kemz aynet tarik ab sewra artirea kemzhalef zifelit ertireawi kindey ena silez mensey tarikna niflet so sami $ jeneral bitami nemesgin kexlwo
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ መን ነትን ጅግንነትን ጅብሉኻስ ፡ከምዚ እዩ። ኣገናዕ ነዚ ቻነል። ኣያና ጀነራል ድማ ኣስፍሕ ኣቢልካ ንገረና።
ኣንታዚ ሰበኣይ ፅላሉ ዘይምኖ! ብርግጽ ንወዲ ኣፈወርቂ ምስ ገብራይ ተወልደ ኮንኩም ካብ ሞት ኣድሒንኩሞ! ታሪኽ ሰውራ ንዘለአለም በኣወንታ ክዝክረኩምዩ::
መኤረምታ ብርጌድ 69 መራሒኣ ሓሚድ ማሕሙድ አዩ ነይሩ።
❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ ጅነራል እንካዕ ደሐን መጻካ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቅድሚ ሱዳን ምእታው ብዓብደላ ብፍላይ ብ19 ከቡድ መሳርይን ርድዮን ሒዙ ኢዩ ንሰሚን ንራሳይ ዝተጓዕዘ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
🐪❤🇪🇷✊✊✊✊
❤❤❤❤❤❤❤♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
tihxiro aleka ata wedi
Www zeger Tarik
If you can tell as more about the time you meet Isayas and his team around Himberty . there is more to tell.
ብጣዕሚ ሰሓቢዩ እዚ ኩሉ ታሪክናዩ ኤርትራውያን መን ይንገርካ ዝወዓለ መን የርድእካ ዝቀበረ እዞም ጫፍ ሒዞም ርእሲ መንእሰይ ዘሕምሙ ረስዕዎም
እዞም ነዚ ትአምኑ ትገርሙ እዚ ቀታሊ ብጸቱ ጠላም ይእመን ተሕዝኑ
Merhaba jegna wedi kuber abona ❤🌹🥰🌹🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️🥰🥰🥰🇪🇷
Ates can you make it 40 minutes
Well come General ABMNTATIMNTAY KON YKEWN IZI KULU MIQITAL HALAFNET ZEYBLOM MERAHTI JEBHA.
@tsigeasfaha9942
3 ай бұрын
እቲ ምቅትታል ትብሎ ዘለኻ መራሕቲ ጀብሃ በይኖም ድዮም ዝሕተቱሉ፧ ወይስ ምስ በዓል ዘበን ክትማሳሰል ስለ ዝደለኽ ኢኻ፧
@HaraGhirmai
3 ай бұрын
ክክክ ነቲ ንወያነ ዓዲሙ ዘቅተሎም ግዳ ዘይትሓቶ..ፈራሕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብርሃለይ አቲ ውግአ ወያኔ ምስ ግንባር ሕገዝ ብፈላጥ ወይ ብዘይፍላጥ ሃሊፍካዮ ግለጾ
እቲ ምሳይ ዝዘራረብ ዘሎ ኢሳይያስ ምካኑ ሸዓ ፈሊጠ ኢሳይያስ ምስ በለ ግን እታ ጉዳይ ከቢዳ ኢሉ ክቡር ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ እያ ግና ጽቡቅ ጌርካ ኣይብርሃካልናን ሸፈፍ ኢልኩማ ሓሊፍኩም ኣብ ካልእ ክፋል ጽቡቅ ጌርኩም ከተብርሁልና ንጽበ ንምንታይ ታሪክ ስለ ዝኮነ የቀንየለይ።
@mogheswoldehaimanot9041
3 ай бұрын
ኣባል መሪሕነት ስለ ዝኾነ። ዝበለ ይመስለኒ።
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️💪✊️💪❤️🇪🇷
ኣዝዩ መሳጢ ታሪኽ ግን ይሓጽረና ኣሎ ግዜ እንተ ትዉሱኹላ ክንደይ ሰናይ ነሩ
ምእንቲ ኤርትራ 🇪🇷🙏
❤ኣምባሳደር ኣብርሃለይ ክፍለ 100%❤
Ambesa edemen tiene yehabka 🇪🇷🥰🥰👍❤️🌹🌹🌹❤️❤️👍🥰💪💪💪🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕላልኩም ብጽሞና ካብ ዝከታተሉ’የ፡ የመስግን ድማ። ክቡር ጀነራል ኣብራሃለ፡ ኣነ ምስቲ ኣሃዱ ዓሳባት ሸነኽ ጸጋም ካብ ጐቦ ባኖና ብምዕራብ ሸነኽ ምስ ዝነበሩ’የ። ብመንጐኝነት መንግስቲ ሱዳን ናይ ተዅሲ ደው ምባል ውዕል ተፈሪሙ ነሩ፡ እዋኑ ወርሒ 4 ኣቢ ሉ ይኸውን። ብዛዕባ እዚ ትፈልጦ እንተለካ እስከ ገለ ወስ በለልና። እና ኣመስገንኩ’የ።
Please 30 DEQI GBERWA
Kabtom heganu eka edmen tienan yhabka ayfeltekan eye gn nay libey eka