EMNA ጅግንነት ኤርትራዊት ቦጦሎኒ፡ ኣብ ዓዲ ሃኪን።ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA
Ойын-сауық
EMNA ጅግንነት ኤርትራዊት ቦጦሎኒ፡ ኣብ ዓዲ ሃኪን።ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
Пікірлер: 297
"ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"
@weldudawit9357
Жыл бұрын
Kubur hawi eti medebi xebqiu endu aqirbkalina gen eti tabatat etien medfia tankatatn ab adhikin alowa adehakin seferi jegnu eu etnte tekiydi netobta bekali bekmraka gerka selika entetqerbos xebuqi neyru xelim resu gobo haylu balu kingrka terkum sfra jegnu taba semay werdi dembi tusch kanschlay kisabi grime ayekonein sebi eti agrabu kiznetwelka eu kulu eti gerbi teharmu eu
@shewittewelde117
Жыл бұрын
Amazing history of our hero
@habenbighy7496
Жыл бұрын
😅
@simonasrat5098
Жыл бұрын
ዝኸበርካ ሓውና ኤፍሬም ግደ ፡ እዛ ታሪኽ ኣባል 381 ኮይነ ዊዒለያ ኢየ ። ሕጂ ኮይኑ ይረኣየኒ። ።መጀመሪያ ንሕና ኢና ኣቲና ሓንቲ ቦጦሎኒ ካብ ናይ ሸገግ ብርገድ ኢና። እቲ ታሪኽ ነዊሕን ብዙሑን ኢዩ። ምሁሩን ዓቃልን ናይ ሎሚ ጀነራል ናይ ኤሪትራ ክኸውን ዝግብኦ ሚኪኤል ቀዳማይ ስውእ ናይ 'ታ ቦታ ኢዩ። ኤፍሬም ሓወይ ንዝያዳ ንተኽለማሪያም እምባደርሆ ናይ ሹዑ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ዝነበረ ተወከሶ 381 ኣብ ናይ ሸሸገግ ብርጌድ። ናትና ናይ 381 ውዕለት ከዘንትወልካ ኢዩ ። 525 ቀትሪ ከባቢ ሰዓት 03 ፥ 00 - 04 ፥ 00 አዮም መጺኦሙና ። እቶም ናቶም ስውኣትን ውጉኣትን ካብ የዒንታይ ክሳብ ሕጂ ኣይህሰሱን ፡ እሞ ከኣ ኣብ ውሑዳት ሰዓታት።
@GebremedhinWoldekidan
Жыл бұрын
@@weldudawit9357 6:52 e for
ትረኻ! ብዛዕባ ኣብ ዓድ-ሃኪን፥ ብዋርሳይ ዝተፈጸመ ትብዓትን ጅግንነትን፥ ብጣዕሚ ኢንዲኹም ደንጊኩም! ብዝኾነ ሕጂ' ከተቕርብዎ ብምኽኣልኹም'ውን ጽቡቕ'ዩ! እዚ ንኡስ ወለዶ፥ ኣብ ታሪኽ ሃገርና፥ ንሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕልን፥ ንእግሪ መከልን፥ ጥራይ'ዩ ዝፈልጥ፥ እዚ ድማ ኣብ ኤሪ-ቲቪ ብቀጻሊ ስለዝርእዮ'ዩ፥ ስለዚ እዚ ወሎዶ ኣብዚ ጥራይ ቀይንሓጽሮ ፥ ስክፍታ ኣለኒ። ንብዓል ዓዲ-ሃኪን ከባቢኡን ' ውን ክፈልጦን፥ ንዝኽሪ እቶም ስሌና ዝሓለፉ ጀጋኑ ኣቦታቱን ፥ ኣያታቱን ፡ ዓመታዊ ክበጽሖን፥ ክነግዶን ዝግባእ ታሪኻዊ ቦታ'ዩ! ኣብዚ ቦታ፥ ብፍላይ ድማ ጸሊም ርእሱን ከባቢኡን ፥ ኣብ ትሕቲኡ ዝርኸብ ሰፊሕ ሓውሲ ወላኻ ዓይነት ሓመድ ዝሓዘለን ፥ መከላከሊ ዘይብሉ ቀላጥ ጎልጎልን ፥ ብዙሓት ኣብ ክሊ ዕድመ 22- 25 ዝነበሩ መላምል ደቂ-ተባዕትዮን፥ ደቀ ኣንስትዮን መንእሰያት ኢና ኣጥፊእናሉ ። ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማኣታትና!
@weldudawit9357
Жыл бұрын
Adihkin adey kindey jeganu eya wesda xelim resu bezhutii tanktatan rescraschan alowa kigermeka
@selamg3325
Жыл бұрын
ኣብዚ ቦታ እዚ ውዒለ እየ 5'ዙር ኣብ ክ /ሰ 27.2111 ኔረ ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ 3'ይ ወራር ተሳትፈ ከምናይ ዓዲ ሃኪን ዝመርር ኩናት ኣይራኣኹን ዝብዝሑ ብሉጻት ስውኣት ዝኸፈልናላ ዕለት ከኣ ኔራ ዕለት 29/3/1999 ስለዚ ሓቅኻ ኢኻ ኣብ ናይ በዓል ውቃው ናደው ፈንቅል ተዘይ መሪሩ ኣይሓምቅን እዮ
@WeiniSolomon-pt1vj
Ай бұрын
@@selamg3325💔🕯️🇪🇷
ኣቱም ሰባት ብፍቅሪ ናይ'ዛ ቻነል እምበር ክመዉት ኢለ..... 🇪🇷💪🏾
@WeiniSolomon-pt1vj
Ай бұрын
🥰🇪🇷🙏
Thank you For sharing our story Ephar. I was there in Elala june 10- 1999 17th Division we paid our blood to defend our beloved Eritrea. we love you Eritreaaaaa❤❤❤❤❤❤.
ኣየ ጀጋኑ ኤርትራውያን ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረስ የለን 💪💪💪💪💪💪💪
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና :: ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
Proud to be Eritrean 👍👍🌺❤️❤️❤️💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ነቶም በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑና ሳላኹም ሃገር ኮርአ ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🙏🙏♥️🇪🇷🌹🌹🌹
Thank you for sharing our story Ephrem.kibren mogosn nsemaetatna Awet nehafash.❤❤❤
🙏🏽🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤ን ሰማእታትና ይቅሰኑ ኤርትራ ልምዕትን ውሕስትን ኮይና እያ ሳላኻትኩም 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ውግእ ቅጅል ኢሉ እዩ ዝዝከረኒ.....ኣሕ.....እዛ ጠራሪት ወያነ ጀጋኑ ለኪማትልና እንበር፡ ዓወት ኣይረኸበትን። ዓማጺ መዓስ ይዕወት ኮይኑ።
@user-ld9cu1rn8u
Жыл бұрын
አነ ከማን
🇪🇷🇪🇷❤❤ እበሕ በል ጅግና ወዲ ጅጋኑ አየ ማዓንጣ ❤ዕሸል ጎብለለይ ናይ መን ወሰደ ጅግና ነመስግነካ ኤፍረም በሐቂ መሃርካና ታሪክና ቀጶሎ ❤❤🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷💪💪👍
መዳርግቲ ኣልቦ ስርሒት ቅያ ጀጋኑና።እዛ ርምስቲ ርምስቲ ወያነ ብሉጻት ቀያሕቲ ኣኽፊላትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ዕወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
I’m proud to be Eritrean ❤️🎈💕🌺🌺❤️💕💕🌺❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎈👍
Thank you Eritrean media net . i was there 10-06-1999 🇪🇷❤️🇪🇷
Thank you Epha, for sharing our gallants' matchless bravery. The highest praises and respect for our Defence Forces and eternal glory to our beloved Martyrs. As always, kudos to brother Epha and his team of EMN!
@ethiopiayohannes2910
Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@user-qi8vl1kn6y
Жыл бұрын
😢
Glory to our Martyrs 🇪🇷
ንሱ እዩ ጅግነንት ኤርትራውያን ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማታትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቐንየልና ኤፍሬም 🇪🇷🇪🇷 ኩሉ ኣዘክርካና
Eternal glory to all our beloved Martyrs. May God bless Eritrea and its people and grant us peace .
ብጣዕሚ ድስ ዘብል ታሪክ እዩ ዘለና ኤርትራዊያን እሞ አጆኩም ቀጽልዋ ዓወት ናትና እዩ ሽም ደራፋይ አይሰማዕክዋን ኩሉ ጊዜ ጀጋኑ
ኢፍ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽሉዎ ኢኩም ኢቲ ቦታታት ኩሎ ነረዮ ስለ ዝበበርኩ ንድሕሪት ኢካ መሊስካና ። Thank you
OMG, who is the singer. It’s perfect for today but it sounds old. Eritreans have and will always fight for our country. Beautiful song❤❤❤
I am proud to brother of Eritrean heroes! Keep up a good work Effrem. Thanks for your big contributions.
Thanks a lot Ephrem brother my hero .
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ❤🇪🇷❤EMNA ክኣ ጽቡቅ ተበግሶዩሞ ቀጽልዎ😢
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ታሪክና መሪርን ምቁሩን ዩ ክብሪ ንስዋኣትና
Selamtay gene abu zeytkado neze zeyflto Seb bezhu Eritreawi alo
Thank you for sharing all the great heroes ❤❤❤❤
We always stand with our country
ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤
ኣነ ንባዕለይ ምስ ኣሃዶይ ኣቡ ውዒለ ኔረ ኣዳሃክን ቡዙሓት ቡጾትና ዝወሰደት ጨካን ኢያ 🇪🇷🇪🇷 ጽፍሪ ከኣ ሓውበይ ኢዩ እንተኾነ ምእንቲ ኤረና ስለ ዝኾነ ኩሉ ሓላል ኢዩ ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷
@NMra.2023
Жыл бұрын
Hawey Mohamed Saeed zbahal merahi ganta Abu tesawiu. Nay 86 tegadelay iyu tfeltho inte konka kbur haw?
@zwabealene4191
Жыл бұрын
እንዳ ክንደይ ኔሩ ኣነ እንዳ 28 እየ ኔረ ምክንያቱ ቡዙሓት ኣሃዱታት እየን ተሳትፈን ኣብቲ ኩነታት ኩቡር ሓው ወይ ሓፍቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NMra.2023
Жыл бұрын
@@zwabealene4191 inda 525 neru. Qdmi kunetat 98 siliya kifleserawit 381 neru. Mis dagme muqam 525 nab 525 tesahibu kem merahi ganta neru ab adi hakin kalay werar tesewiu.
@weldudawit9357
Жыл бұрын
Ahh adhikin da buzhuti beluxti belia eya seferi jeganu
ንይዛ ቦጦሎኒ አባል ብምንባረይ ሓበን ይስምዓኒ ንድሕሪት ተመሊሰ ንኹሎም ጀጋኑ ሰማዕታት ብምዝካህ ንብዓት ይስዕረኒ ከም መእረምታ አብ ዓድሓኪን ዝተሰውእ ምልክት ዳንኤል 8ዙሪያ ከኾነ ዳዊት ኣባል 7ይ ዙሪያ እዩ ንሕና አባላት 8ይ ዙሪያ አገልግሎ ዕለት 27/03/1999 ናብ 525/2/3 ተጸንቢርናዩም ዕለት 29/03/1999 ኢና ቀዳመይቲ ኩናት ዓዲ ሓኪን ዝአተና ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰመዕታት ኤርትራ ካብ UK
@tehabenhizbey2778
Жыл бұрын
@Tsegishe. መስዋእቲ መሪር እዩ። ግን በዚ ዘሕዝን መስዋእቲ ሀገርን ህዝብን ኤርትራ ብወያነ ኣይተደፈረን እሞ በዚ ሐበንን ኩርዓትን ክስመዓካ ግቡእ እዩ።🙏🇪🇷👍✌️🇪🇷🌹🇪🇷
@tsegisheeritrean530
Жыл бұрын
@@tehabenhizbey2778 ጽቡቕ አለኻ ክቡር ሓው አብቲ እዎን ዝነበሩን ዝተፈለዩንን አብኡ ዝነበረ ፍቅርን ሓልዩትን ዘኺረ እምበር ሳልኦም ሃገርና ከም ሃገር ከምትቅጽል ዘለዝገቡ ሚሂር እህበን የቐንየለይ
@amanuelhabtayeyenumberone1581
Жыл бұрын
Thankyou for your service.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Kemzi geirkum hager zewhaskum.
@hailenteklen
Жыл бұрын
@@tsegisheeritrean530 ናይ 90 ተጋዳላይ ስዉእ ምችዊ ( ወዲ መራጉዝ ) ፡ ስዉእ ወዲ ኢለ ( ጎበዝ ወዲ ስመጃና ) ኣባላት 1ይቲ ቦጦ ድማ በጃ ሓሊፎም
@tsegisheeritrean530
Жыл бұрын
@@hailenteklen ወዲ ኢለ ነብሲ 25/5/2000 አብ ከባቢ ሰብኦ እዩ ተሰዊኡ ሰብኣይ ስብኡት ጅግና እዩ ኔሩ
Awet Nihafash Deki Eriay jeginu lord bless you all guys and all Eritrean people ❤❤❤❤❤❤🌺👍🌺🙏🙏💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕🙏
Kbrn megosn njeganu sweatna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️
ብጣዕሚ ጺቡቅ በጃኩም ቀጺሉዎ ደስ ዘብል መደብ አዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አየ እወ ኤፍሬም ሓወይ ❤ተጋዳላይ ማለት ስጋብ ሕጂ መግለጺ አይረኸብኩሉን ጅግነቱ ከምኡ ውን እቲ ምእንቲ ልኡላውነት ዘርከበ ዋርሳይ ናይ ዘላአለም መቃብር ሸውዓተ ማዕሙቅ ኸኣ መንደላይ ቀበሮም ።ሕጅስ እሶምን እቶም ገና ናጽነት ኤርትራ ዘይተዋሕጠሎም ተማህሮም ክኮኑ ተስፋ ይገብር ። ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ"🙏🙏🙏 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷👈
ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ
ናይብሓቂ ድሕሪት መሊስካና ኤፊ ቀጵሎ
Awet NHAFASH peace for our sacrificed 🌹🌹❣️🌹🌹🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷👈🌍
history haqey amxekayo Betami germne
Merhaba deqe eri Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum anbes 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💯✊💯
እንቃዕ ኣብቃዓና ን 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ !!!!!! ኤርትራውነት ኩቡር መንነት !!!!!!
ኣየወ.....ጅግንነት ኤርትራውያን ማዓሰ ገሊጽካ ይዉዳእ ኮይኑ እዚ ባሕሪ ብጭልእ ዩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
yesss❤❤❤❤❤❤
Deki eray jaganu Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ for ever
Eritrea under God bless love gizae zwutato aeyknaen helifom 🎉 eyoom
Ezai medbkum azu sbuk alo tarik kikisil tarik merimuru. Wetru Eritrea 🇪🇷
ክብር መጎስን ንጀጋንና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Oh Ane abhu endya Efrom Entay Emo Wayane ab Hezbena Betami u hemaki haseb u neru
Ane zegrmne nay Eritrea history Naybhaki Naybhaki ayqyern u /100/00
Eritrean media net thanks for information❤❤❤
thanks our martye's our forces military, you gave as freedom,light,life,respect, God will but you in hevean, we will remmber you for ever ,🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵
ሰላም ደቂ ኤረይ ሩሑስ ብዓል ናጽነት ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዝክሪ ንስዋአት ዓወት ንሐፋሽ ❤❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤ Selam selam deki Erey ruhus bal natsnet wetru awet nhafash
Bitami tsubuk meglexi kndey jeganu zwedekulu tarik adi hakinn kebabiy u n ketsluwo ❤❤❤❤grazie mille
❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌ጀጋኑና ቅሰኑ መሬት ኣብ አድና አያ ወትሩ ሕድሩኩም ክንድብስ ደቅኹም ላልን ታሕትን አና ንብል ዘለና ወትሩ ኤሪ ብደቅኺ ተሓበኒ ጠላም ናመሉ አዩ አቶም ንመረቶም ጉምቡዉ ዝብሉላ ኣለዉ ሕድሮም ከይ ደቀሱ ይግስግሱ የቀነልና ነዚ መደብ ብኽብሪ ኣብ ግዚኡ ዘቕረብኩምሉና
What a heriosm! Neb lo Equea tefana. Wediku, beka hade dehri hade wediku! The blood of inocent Eritrea! Ethiopia deiom zeblwa Eza le kamitna likeb kab REMESTI hawsi Hager!
እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም
Glory to our Martyrs🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Martob hade kabtom jeganuna eyu emo Hade malte ab medebka aqrbelna Efar ❤❤
Thank you Efrem meliskana ndhrit.
Peace for our family
Heji Betami xubq amxka ab adie hakine Betami u hemaki konate neru .
Thank you for oll
Lomis tekeyefuni zelekum emna efi hawey kea good job ❤❤❤❤
@misganapawlos7300
Жыл бұрын
2🙏🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🌲💐🌹💐🌹🇪🇹
Martop jgna ❤❤❤❤ zelalemawi zkri nsematet Eritrea ❤❤❤❤
ገብረሏኡል
💔💔💔💔💔💔💔💎💎💎💎💎💎💎💎😭😭😭😭😭ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ 😭😭😭😭❤❤❤❤525🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ኤርትራዊ ጽቡቅ ስራሕ ኤፊ
@amakidane1464
Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ነቶም ክብርቲ ሂወቶም ዝከፈሉ ሰማእታት።
ኣቐዲመ ከመስግን ይደሊ ስለቲ ተገዲስኩም ነዚ ኩቡር ታሪኽ መስዋእቲ የሕዋትና ኣብ ዓዲ-ሃኪን ከባቢኡን ዘቕረብኩሞ። እንተኾነ እዚ ትሕዝቶ ታሪኻዊ ፍጻሜ መስዋእቲ ኣብ ዓዲ ሃኪን ኣስፍሕ ኣቢልኩም እንተተቕርብዎ ሕልናና መዕረፈ ኔሩ እቲምንታይ ፡ እቲ ዝነበረ ኩናት ከቢድ መስዋእቲ እዩ ጠሊቡ ። ኣብቲ ዝነበረ ከቢድ ጥምጥም ፡ ድማ ሓደ ካብቶም ስዉኣት በጃ ሃገር ካብ ዝኾኑ" ስዉእ ስምኦን በላይ" ሓኪም ብሪጌድ ኣባል 5ይ ዙሪያ እዩ። ስምኦን እቲ ዘይድገም በሊሕ ጽቡቕ ተፈታዊ ንኡስ ሓወይ ወዲ ኣቦይን ኣደይን እዩ ኔሩ። ብሓቂ እዚ መስዋእቲ ስለ እዛ ሃገር ክብሉ ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ናይ ዓለም ዝበሃል ነገር ከይፈለጡ ብዘይ ሓድጊ ውላድ በጃ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ንሓዋሩ ተፈልዮምና ፡ ዘንተ እለት ዝኽሪን ክብርን ንሰማእቲ ኤርትራ!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️🌹💐
Ruhus knyat bali naxanet ygbrlna 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Eprem hagerawo derifi yegbom tarkom eiye smaetat ykisneu Eprem kexlo medbatia tekika Aleka
Glory to our martyrs 🇪🇷
Eritrea adi jeganu jegnenet tewrares koynu yekalo warsay AWET NAFASH🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
emn ነዚ ተቅርብዋ ዘለኩም አዚዩ ረዚን ታሪክ ብሐቂ ሐበን ኩርአት ይሰመአካ እሞ ብቀጻሊ ድማ ክትሰርሕሉን ዘይተነገር ታሪክና ከተቅርቡ ንምሕጸን ቴንኪው❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቲ ዝገርምሲ ካብ ሓንቲ ጅግና ኣደ ዝተውልድኩም ኩሉኹም ጀግንነትኩም አንቀብ ዘይርከቦ ጥምረታዊ ስራሕ ሰሪሕኩም ተሰዊኩም .... ሓበን ዘሎዎ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ኣለም ኣምጽኹም. ንዘልኣለም ሰላምን ቅሳነትን ህዝብን መሬትን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽ኩሉ ጊዜ ታርኩም ከም ወርቂን ሉልን ዘይሃስስ ነባሪ ኮይኑ ክነብር አዩ. 🌹🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሕ ጅጋኑ ኤርትራዊያን ፍሉይ ጽንዓትዝ ዝልላኣምውይ ዝይኽርይ ንስማታት ኤርትራ ዓወት ንሓሽ
ዘላአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማአታትና ሰማእታትና ብስራሕና ይደበሱ ቁሰኑ ሰማታትና
❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Keep up the great work. 👍
❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤
ፍጹም ዘይምኖ ኣሃዱ ኣሃዱና
❤❤❤
ንዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማአታትና 2023
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
neza send film ms semaku ab Kor 161 zetwga hawey kmeu wn ab Kor 271 zeneber ab deda zetsewa hawey zekri bnebat wedaya 😭😭 Zelalemawi zekri nsematatna wetru awet nhafash Thanks Efrem
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ብጣዕሚ ነመስግነካ ታሪኽ ጀጋኑና ከምዚ ጌርካ ምቅራብካ ሃገር ብኸመይ ከምዝመጸት ዘይፈልጡ ክፈልጡ ቀጽሎ ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ዓውት ንሐፋሽ።
ኣነ ሓደ ሓደ ግዜ እዚ ቪድዮታት ዓቅለይ የወዳእኒ ኣሎ። ዓርበ-ረቡዕ ምዚ ታርኽ እንታይ ምትሓሓዝ ኣሎዎ?
Hi Efriem nay behaqie xbuk medeb tarikna nmekab nay kulatna halfnet eyio. Ab kflieserawie 37 azazi nay 2 brgied znebere Etebarek haile ( wedi haile) b Elet 21/5/99 ztsewie gele belena abti gezie eti azazi kfliserawit 37 znebere hagos tekeste (wedi Tekeste) bhiwet alo