እናስሓቕካ ዘብኪ ጉዳይ

Ойын-сауық

Пікірлер: 245

  • @abimass5642
    @abimass5642Ай бұрын

    ኣምላኽ ይባርኽካ ሓውና ። ብዙሓት ንህነጽ ኣሎና ። ብርሃን ምግላጽ ይሃብካ ። 🎉🎉🎉

  • @alemdesta454
    @alemdesta454Ай бұрын

    ሰላምካ ብዝሕ ይበለልና ክቡር መምህርና ሥልጣን🤲🥰🤍 ምስትውዓሉ ይዓድለና ንንቃሕ ኩላትና ሃይማኖትና ብአግባብ ንፍለጥ💙💦

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7jАй бұрын

    ናይ ብሓቂ ሓዚነ እቲ ዘሕዘኒ ከኣሲ እቲ ዝትንቢ ዘሎ ብገንዘብ ልቦንኡ ዝተደፈነ ንጥቕሙ እዩ እቲ ህዝብና ግን ማዕረ ክንድዚ ዲ ዘየመዛዝን😢😢😢

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና 🙏እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከምቲ ልቢ ሊዲያ ዝኸፈተ ይኽፈተሎም 🤲✝️❤️

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027Ай бұрын

    እንታይ ዓይነት ተዋስኦ ኢዩ ዘገርም ኢዩ ።እዝግኣቢሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም ።ዘገርም ኢዩ

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw8363Ай бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃእኻ መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልኻ 👏👏👏👏 ሊኣቶምለ ሊቦናኦም ይመልሰሎም ጎይታ 🤲😥

  • @Dolar1219
    @Dolar1219Ай бұрын

    ውይ ዛመፅሐፍካ ግን ናብ ኩሉ ክባፃሕ ግበረልና 😊

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1xАй бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ ካብምስላካስ ኮሜዲ ኢዮም ዝሰርሑ ዘለው እምበር ፀገም ዘለዎ ኣይመስልን ዋላ እቲ ስብኣይ ኩሉነገሩ ክትሪኦ ብዝኮነ እዛ መፅሓፍ ክትጥዕም ክንደይ ዘይፈልጦ ሚሂርካና ሎማዓልቲ ተባረክ እና በጃካ ዘርግሓያ ኣብፀሐልና እዛ መፅሓፍ ክትጥዕም

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6vАй бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ መኣረይ ሰላምታካ ይብዛሕ ክብር መምህረይ❤❤❤

  • @edeneden889
    @edeneden889Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና ስልጣን ከሰተ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕዱመን ጥዕናን ሂቡ መዋእልካ ኣብ ቤቱ የንብርካ ቡዙሕ ትምህረና ተገልግለና ኣብ ሃይማኖትና ጽኒዕና ክንነብር ተስፋ ትህበና ኢካ እሞ ጸጽቡቁ ይምነየልካ ንበረልና 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LuliZeDaSuSo
    @LuliZeDaSuSoАй бұрын

    Amlak tsegu ybzehalka kubur hawna memher Sultan

  • @HgehgUgeyhe
    @HgehgUgeyheАй бұрын

    እንኳዕ ስላም መፅእካ መምህርይ❤

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232Ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ ጌታየ ዝገብርዎ ኣይፈልጥዎን እዮም እሞ ይቅረ በለሎም ዝበልካዮ ቡነት ነዚ እዩ ነዚ ዘመን እዚ ሓሊፉ የርእየና ጌታየ ናይ ትንቢት መፈጸሚ ከይከውን ርድኣኒ ሓደራኻ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1sАй бұрын

    መን መርዓት ምስ በለክን ትኳሓላ በሉ መን ምስ ዓደለካ እዩ ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮሴፍ በረከቱ ይሕደረና ኣምላከ ቅዱስ ዮሴፍ ይገስፅኩም መናፍቅ ኣፍ እምበር እዝኒ የብሎምን ብቅዱሳን ምቅላድ ክንደይ የሕረቀካ እፍፍ

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    Ай бұрын

    Baki😭😭😭✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @user-ru6in1nu6u
    @user-ru6in1nu6uАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መምህረይ❤

  • @user-qq7jp6qx5o
    @user-qq7jp6qx5oАй бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣን ሓውና ሰላምካ ይብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ መሰተዉዒል ልብና ይሃብና ብጣዕም የሐዝን እየ

  • @TubeMerkebselamTube
    @TubeMerkebselamTubeАй бұрын

    እንኳን ደህና መጣህ መምህሬ የአግልግሎት ዘመንህን እግዚአብሔር ይባርክ ጌታዬ ሊቦናችው የመልስችው😢

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3eАй бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐና መምህርና ብሓቂ ህዝብና አፍልጦ ሲአኑ ተመሰገን ሰደት ብዘሕኳ ፈተና ተበዘሐ ግን ብጣዕሚ ዓብይ አፍልጦ ፈሊጥና ኢና ተመሰገን ሐዘውን ዋላኳ አይረደአና ግን በተለይ ደቅ መደመይ አጀና❤❤❤

  • @user-hn2hh3sl3j
    @user-hn2hh3sl3j3 күн бұрын

    ቃል ሂወት ያስመዕና ክብሪ መምህሪና ዕ ኣብ በቱ ያንብሪካ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረይ👏👏👏🙏🙏🙏

  • @Meksen.wedi22
    @Meksen.wedi22Ай бұрын

    እግዚኣብሔር ምሕረቱ የውርደልኩም ኣሕዋት። ናይ ብሓቂ ድራማ ።ካብ እዚ ከምዚ ይሰውረና ፈጣሪ። ዘሕዝነካ እቶም አውኡ ተኣኪቦም ዘለው ሰባት።

  • @user-rm1zh9ig7k
    @user-rm1zh9ig7kАй бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝኑኻን የደንጉጹኻን ኢግዝኣብሄር ጥበብ ምስትውዓል ልብን ኣኢምሮን ይክፈተሎም

  • @efarimbgaberu
    @efarimbgaberuАй бұрын

    amen amen amen kal hiwet yesmana

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8zАй бұрын

    _እግዚኣ ማሓረና ክርሰቶሰ ኣቦና መሰተወዓሊ ልቤ ይሃበና 😢😢😢_

  • @SadsLscy
    @SadsLscyАй бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና❤ በስመ አብ እግዚአብሔር አምላኽ መስተዋዓል ይሃባም 😢

  • @user-jx3co3um8z
    @user-jx3co3um8zАй бұрын

    ሰላምኻ ብዝሕ ይበለልና ክቡር መምህርና ሥልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢 ኣምላከ ቅዱሳን ዓይኒ ልቦኖኦም ይክፈተሎም/ና🥺😢😢

  • @uaeuae503
    @uaeuae503Ай бұрын

    ሰልጠነ ሓዉና እዛ መጽሓፍካ በጃካ ናብ ኩሉ ስደደልና ኣምላክ ምሳካ ይኩን🙏👏

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5eАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ🙏ኣነስ ገርምኒ ክዚ የስዮፍ ኣሕዋቱ ሽጥዎ ዝብል የስየፍ ኣረጋዊ ድዩስ ካልኢ እዩ የስየፍ ዝባሃል ኣሎ ናብልኹ ነይረ ኣጋጣም ናብ ዩቱብ ኣትይስ ብዛዓባ የስይፍ ምህርካኒ ስልጣነይ

  • @FhFhf-uf4xj
    @FhFhf-uf4xjАй бұрын

    ብእነት ቃል ሂይወት ያሠማልን መምህርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ❤

  • @dfhf8186
    @dfhf8186Ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን መምህረ ስልጣን ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ኣምላክ🤲❤❤

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9bАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይዋ❤❤ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣነይዋ😘

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zqАй бұрын

    _እግዚአብሔር ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብስላም መፃእካ መምህረይ❤️_

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12Ай бұрын

    ሰላም ናዓኻ እውን አብ ዝለኻዮ ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ፈሊጡያ ዝተሓብአስ ደሊኻ አይርከብን ይብሉ ወለድና እግዝአቢሄር ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን 🙏🙏🙏

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢 ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃቦም

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8eАй бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡር መምህሪና❤❤❤ ብዓይምሕረቱ ይጠምተና እግዛብሔር ኣምላኽና😢😢😢

  • @user-vm1od1yl7l
    @user-vm1od1yl7lАй бұрын

    ቃለሂወት የስማኣልና ስልጣን ሓወይ ኣይነ ልቦናና የብርሃልና ንኣካ ክኣ አድመ ይሃብካ

  • @Paak9877-vk9yr
    @Paak9877-vk9yrАй бұрын

    ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2sАй бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ❤❤

  • @zekariasgiorgis7734
    @zekariasgiorgis7734Ай бұрын

    Egziabher baelu yhagzom. Entay ybehal elkumwo.

  • @milietesolomon7659
    @milietesolomon7659Ай бұрын

    You are doing great job.May God bless you❤❤❤

  • @geralegas47
    @geralegas47Ай бұрын

    እዋይ ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ግና ናይ በሐቂ ድዮም እቶም ህዝቢ ዘጣቅዑ ዝሰምዑ ዋላ ፊልሚ ወይ ድራማ ወይ ተዋሳእቲ እዮም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም።

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1lАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ክቡር መምህርና 🤲🤲🤲ባሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @medhini7477
    @medhini7477Ай бұрын

    ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ መምህረይ❤❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshiАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዚኣብሂር ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ❤❤❤

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelomАй бұрын

    ናይብሓቂ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pfАй бұрын

    Neshnesh.abzi media deyraanayo temxaelna aleka tank you

  • @mebrhitteklu9546
    @mebrhitteklu9546Ай бұрын

    Eway gud smae, aynu zaweren libu ztedefnen hizbi entay aynet gzie ena bexihna, egziabihier ayne lbona ykfetelna

  • @user-bb7ob8ml8m
    @user-bb7ob8ml8mАй бұрын

    ኣሜን🙏🙏🙏

  • @user-fl2rm7kh1l
    @user-fl2rm7kh1lАй бұрын

    _እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ እንካዕ ሰላም መጻእካ መምህር🌹_

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201Ай бұрын

    ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ በረከቱ ያብዝሐልኻ ብሐቂ ዩኡ መሰተወዓል ልብ ይሃበና 🙏😢😢

  • @merhawitbrhane3668
    @merhawitbrhane3668Ай бұрын

    Amen Amen Amen zhawey qal hiwet yesmealina

  • @user-vm7gb1gp6q
    @user-vm7gb1gp6qАй бұрын

    Qale hiwet yesmealna kbur hawey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dfhf8186
    @dfhf8186Ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ ሰልጣን✝️💒✅🤲 ብሓቂፈጣሪ ኣምሌክ ልቦና ያሃቦም ኻዝይማሓርና ኣሕዋትይ😥😥🙏

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7jАй бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዝኣብሄር ኣምላክ ከማኻ ዝበለ ተባዕ ወታደር ንእምነትናን ንቤተክርትያናን ንህዝብናን የብዝሓልና🙏❤❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qsАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ❤❤ ናይ መናፍቂን ድራማ አይሃልቅን😮

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8zАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Dolar1219
    @Dolar1219Ай бұрын

    ዋይ አብዛ ምድሪ ከም መናፍቅ ዝበለ ልቢ ዕውር የለን ፕ 😅ካብዚ ይምሐረና ጌታ ሆይ ልቦንኦም መልሶሎም መምህረይ መዓረይ ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሐውና ስልጣነይ😊ንእሽተይ ሐወይ

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923Ай бұрын

    እንካዕ በሰላም መፃእኻ መምህረይ

  • @kidanekidane5345
    @kidanekidane5345Ай бұрын

    Anes kndiu eye zihafer nyzi menafikan sultan hawuna Een tenannn yhabika

  • @abrahamzereabruk1626
    @abrahamzereabruk1626Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህረይ። ናይዚኦም ከምቲ ዝበልካዮ Comedy አዩ . አቲ አምነቶም ናብ ገንዘብ ዝመርሕ አዩ። ንስካ ከኣ ቀጽሎ ብዙሕ ትምህርቲ ንረክብ ኣለና ካባካ።

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6lАй бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉♥️♥️♥️ ኣየ ህዝበይ ብገንዘብ ዝተደፈነ ወሎዶ ምስትውዓሉ ይሃብካ እንታይ ስሚዖም እዮም ዘጣቅዑ ዘሎዉ ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢

  • @Lifeishardwork
    @LifeishardworkАй бұрын

    ❤❤❤ kalehiwet yesmealna

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ❤❤❤

  • @user-nw7zl7zi7i
    @user-nw7zl7zi7iАй бұрын

    ❤❤❤❤kal Hiwet Yesmeana

  • @asterghebremeskel8274
    @asterghebremeskel8274Ай бұрын

    Kalehiwet yesmealna kbur haw . Egziabher tsgaeu yebzhalka❤

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7jАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን. ቃለ. ህይወት የስምዐልና❤❤❤

  • @yordanostesfay3100
    @yordanostesfay3100Ай бұрын

    Amen Amen Amen Qal Hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xbАй бұрын

    Kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @user-cz7qn5tt4g
    @user-cz7qn5tt4gАй бұрын

    Kale hiwet yesmalna memhrey xegue yebzhalka fetari zestwal lbona ykfetelna

  • @user-fr7qt1oj4g
    @user-fr7qt1oj4gАй бұрын

    ቃለ ህወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ አሜን ፫

  • @terhas4842
    @terhas4842Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና የሕዝን ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ😢 ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና 🙏🙏😥

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo456Ай бұрын

    ብሓቅ ልቦም ድዐሩ ልበኖኦም አምላከ ቅዱስ ጊወርጊስ ይኽፈተልም❤❤❤🎉

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535Ай бұрын

    ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና❤❤❤🎉

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9iАй бұрын

    ልቢ ያሃብኩም እነ ዝገሪመኒ ከምዚ እናተዋራዘየ እና ሳሓቂ ከምይ እሎም እዮም ዛኣምኑዎ😢ቃለ ሂወት የሰመዐለና መምህሬየ❤🙏እዛ መፅሓፍ ግን መምህሬይ ተሸግሪካ ዘሪጋሓያ ኣብ ዓረብ ሃገረ ዘለና እወን መምህሬይ ሕደራኻ ከም ዝበፀሐሊና ግበር?

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013Ай бұрын

    Ygerm eyu kbur hawuna egzabiher Abesana gedifu mhretu ylaekelna ❤

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188Ай бұрын

    Egzabiher ymesgen Amen 🙏 qale hiwet yesmolna kubur hawna❤❤❤

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jhАй бұрын

    ❤❤❤ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክብርመምህርና

  • @goggo5414
    @goggo5414Ай бұрын

    አንኾን ብሰላም መፅእካ ሰልጣን ሓውና አሜን 3💒✝️🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3zАй бұрын

    kal hiwet yesmaelna 🙏🙏🙏

  • @natsinettesfay4017
    @natsinettesfay4017Ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna selatan hawena ezi hezbi ena reaye zeawere ena semea zexememe tewld eu lomes zeynsmo zeblna goyta beaynu mehrtu yetmetna da embr netefi alena buent 😢

  • @rozar227
    @rozar227Ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመኀና መም ሓውና 🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-yb2hk1ry6d
    @user-yb2hk1ry6dАй бұрын

    ወይ አታ በትግርኛስ ክዓ ፅብቅ ኮሞዲን እዩ አነ ዝገርመኒ ንምዝንጋዕ እምበር እምነትሂወት ኢሎም ዝአምኑ የሕዝኑ ። ፈጣሪ ይቅር ይበለና

  • @NgtiKetema
    @NgtiKetemaАй бұрын

    ❤❤❤🎉Amen amen amen

  • @hissak7126
    @hissak7126Ай бұрын

    ኪቡር ሐዉና በቲ ተንቀሐና ዘለኻ ፈጣሪ መመሊሱ ይባርኸካ ነቶም ዓይኖም ዓዋርም ፈዘለዉ ኸአ ፈጣሪ ልቦም ይኽፈቶሎም.

  • @samiAlem-ih6lu
    @samiAlem-ih6luАй бұрын

    Amen🙏Amen🙏Amen🙏

  • @SemharHailu-uj5fq
    @SemharHailu-uj5fqАй бұрын

    Xeguau yebzhalka egziabihar❤❤❤❤

  • @tbeltsa9525
    @tbeltsa9525Ай бұрын

    Hizibeye ewiketi bematatu tefitewali bilewali amilakachin kale hiyiweti yasemalin wenidimachin

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461Ай бұрын

    Nay behaki kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏❤️

  • @mimostar8325
    @mimostar8325Ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hqАй бұрын

    Kal hiwet yesmalna ❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህረይ ♥️ ኣይ እንታይ ዓይነት ጨወታ እዩ ደቀይ በስመኣብ ሰኣን ፍላጥ ድዩ ብፍላጥ ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ 😥

  • @medhini7477
    @medhini7477Ай бұрын

    እንካን በሰላም መጣህ ዉድ መምህራችንን❤❤❤

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445Ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @selememehari7623
    @selememehari7623Ай бұрын

    Kem Yosief dea abey ke kirikibe .kal hiwet yesmealna Sultan hawna❤❤❤

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140Ай бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ አቦና መሰተወዓል ልቤ ይሃበና 😢😢

  • @user-vw4bh2xz1d
    @user-vw4bh2xz1dАй бұрын

    ቃል ህይወት የሥመዐልና

  • @rahwaabraha4282
    @rahwaabraha4282Ай бұрын

    Agoka brukey tsga yebzhalka ezitekrbo btemi eyou nhzbi zenkeh agoka❤

  • @user-td5cv1il1b
    @user-td5cv1il1bАй бұрын

    ዋውይይ ዋይይይይ ህርርርር ኢልካስ ኩርምይ ትብል አቲ ህዝቢ ማራ ዩ ዘደንግጽ መምህረይ ብሎም ዳኣ ነዞ ሑልኩሳት ወካሩ ጠንቖልቲ ብዙሓት ሰብ ክትመልስ ኢካ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ክትረክቦ ኢካ

  • @user-yt7mz9xh7t
    @user-yt7mz9xh7tАй бұрын

    Amlak aboy bmegedka mrhana😢🙏

  • @teklitgerezi6446
    @teklitgerezi6446Ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር ሓዉና❤

  • @hillyehdooqo
    @hillyehdooqoАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

Келесі