Jun 16/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን ንከይትጋገ ፍለጥ
#eritrea #eritv #eritreannews #asmera #aanmedianetwork #eritreanguayla #diletmedia #solomedia #filfiltv #sahelmedia #eritreantiktok2024 #eritreantiktok #hdmonanebarit #asmera #zena_tigrigna #eritreanmusic2024 #eritreanmusic #massawa #eritreanguayla #aanmedianetwork #eritrean
Пікірлер: 352
ኤርትራዊ ምካንካ ድርብ ድርብራብ ትሕበን ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፈሸ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfalememun681
2 күн бұрын
Yeguyen ba ans bika may kone keyde kab kemzi tarik wetse abzi kiteref
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ሓርበኛታት ዎዕሮ ጅግና ኣንበስት እዋይ ጽንዓት ተወፋይነት ውጻእ ማዓት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷የቐንየልና የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ 🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓስፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
❤ፍልፍል ጡዑም ዳሃይ❤🇪🇷🙏🌹 ዋዕሮ ገድሊ የላሊ ግን ኣየማኑን❤😭💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💔💪🙏❤🇪🇷ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማአታትና
ዘየሎ ሻላማላ በዚ ዝመጸት ሃገረይ ኤርርትራ። ኤረትራውነት ኩቡር መንነት ሰማእታትና ወቱሩ ይዘከሩ ዓውት ንሐፋሽ።🇪🇷🙏🏿🇪🇷🙏🏿🫶🇪🇷💪🙏🏿🫶👏🇪🇷🌺🙏🏿🫶🤞👍👏🇪🇷🌺🥀🙏🏿🫶👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡
ብኽንደይ መስዋእቲ ዝምጸት ሃገር ነዛ ሃገር ንሓልዋ🙏🇪🇷ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷
@user-ls8kt1fo9n
7 күн бұрын
አሞ ፍትሒ ዘየለ ቁዋም የለን ማይ የለን eletric የለን ዉልቀ ማላኽነት shiftnet ኣሎ ጋል ሓወቦይ
እዚ ዩ ሓሊፉ ጅግንነት ኤርትራውያን ተሓበኑ ደቂ ለዋህ መሬት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@danielmekonen6031
4 күн бұрын
ታሓባኢናስ ኣለና፡ ነዚኦም ከፊልካ ግን እንታይ ረኸብና ዝብ ሕቶ ግን ኣይተመለሰን።
ጅግና Gal Erey ናይ ብሓቂ ጀግንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯💯💯💖🌹🌹💞
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ሕሉፍ ጅግንነት ብምዝካር ኣምቢዓትና።
ናይ ብሐቂ ተባዓ ን ፍቃርን ነዚ ኽሉ ሐሊፍ ብሂወት ምንባራ ጀግና ብስራት ስላም ቅሳነት ንሃገርን ❤🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
እዋይ ጅግንነት። ጓል ኤረይ። ሓላል።
ፊልፊለይ ብሉጽ❤ዘልአለማዊ ዝክርን ክብሪ ንሰማታት ለዋህ ሀገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃልኣብ ጅግና ወዲ ኣሃዶይ ነይሩ ኣብ ሮራ መንሳዕ
ሱቂልና አይኮናን ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ንብል❤😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልአለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና🙏🙏🙏
ፍልፍል ቲቪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤረትራዊ ምኻንካ መመሊስካ ትሕበን ብኽንደይ መስዋአቲ ዝመጸት ሃገር ምሕላዋን ምህናጻን ኢዩ ናትና ተራና። ኣነስ ክንደይ ግዜ ደጋጊመ መመሊስ ሰምዕዮ ዘይምኖ ታርኽ ኤረትራዊ❤🙏🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
እዋይ ገድሊ ገደል ክብሉ ጀጋኑ ተጋደልትና ግን ክአ ዘይምግዳል በደል እዩ ሐቃቶም እዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ትብዓት ከምዝይ እኮ የለን ኤረትራ እኮ ብደም በቃ ዝመጸት ሎሚ ኢድካ ተኤቲ ዘለኻ ተተንቐቅ❤❤ ዘልኣለማው ዝኽሪ ንሰማእታትና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🫡
ክብርን መጉስን ንሰማእታትና ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኩሉ ዘይ ጻዓት ጅግንነትኪ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ናይ ኤርትራዊ ጀግነነት ተዘንቱ ዝውዳእ ኣይኮነን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ክብርን መጎስን ንሰማአታትና ዘላአለማዊ ዝኽሪ ዓወት ናሓፋሽ:❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እቶም ምቃልና ህሉዋትና ጀጋኑና ዓድኹምም ብጻማኹም ዓቢባ 🌹ህዝብኹም ብፍቅርን ስኒትን ጻማ መስተንክር ጽንዓትን ጀግንነትኩምን የርኤና 🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና,
ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ሐወቦይ💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዋጋ ናጽነት ብዋጋ ክትመን ኣይካኣልን ኢዩ።❤❤❤ ኤርትራውንት ማለት ጽንዓት ሓበን ኒሕ ስንኻ ነኺስካ ንብጻይካን ህዝብኻን በጃ ምሕላፍ ኢዩ።ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ።
ከምዚ ጌርኩም ደምጻእኩማ ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም ክንደይ መስገደል ሐሊፍኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፍልፍል ፋርስ ነመስግነካ በጃኻ ቀጻሊ ኣቕርበልና፣ መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ጅግንነት፣ እንቋዕ ክትጸውየሉ ኣብቀዓኪ ዋዕሮ ጓል ጀጋኑ❤❤
ኩሉ ንብዓት፡ ደምን ረሃጽን ፡ ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ምእንቲ ሓርነትናን ንመንነትናን ዝፈሰሱ፡ ልዕሊ ኩሉ ንሃገርና ምቕዳም ንመንነትናን ህላወናን ኢዩ::💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫✊️
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስወኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ እዚ ኹሉ መሰናኽል ሐሊፎም ዝአተው አትዮሜ ገሊኦም ከአ ብጅግንነት ተሰዊኦምሲ ነዚኦምሲ ክብረት እምበር ነዚኦሜ ክትዝልፍ ከመይ ጌሩ እዩ ነቦስኻ ጌሩልካ ኤርትራዊ እንተ ኾንካ ናብ ልብኻ ተመለስ ❤
❤🇪🇷ERITREA Adey adi jeganu❤️🇪🇷🕌⛪️🇪🇷❤️ eternal glory to our martyrs ⚘️
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ፡ወትሩ ኣብዝኽርና ፡ዓወት ንሓፋሽ
ሰላም ኩቡር ሓወይ ትበኪ ትሓዝን ነቢዔውን ግና እሶም ተሰዊኦም ብልጽግቲ ሃገር ኮኮብ አፍሪቓ ዝኮነት ሃገር አረኪቦሙና ሕድሪ አለና አብ ዝባና ሕድሪ ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA FIGHTERS ARE REAL HEROES...NO OTHER WOMEN FOUGHT LIKE THIS FOR THIER COUNTRY.....WE LOVE SHABIA ISSIAS ERITREA 🇪🇷......MY HERO
በርትዕ ወዲ ሃገር
Some times I feel what past we have..feel of heroes..feel of love ..feel of pain..feel of tears...feel of honour ...at last we are Eritrean..
እዋይ ትሕትና ብጣኦሚ መሳጢ ታሪኽ፡ ጽብቕቲ ጓል ኤረይ ክበሪ ንበሪ፡፡
Eza hager bkemzi kemzmetset zeyrdeom denaqur adgi nhamedu beziatom yom zlagetsu zelawu . Eritrawit waero nzel alem kiberalna,kberulna jeganuna. Zelalemawi zikrn kibrn n semaetatna wetru awet nhafash 🇪🇷 🙏 ♥️
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🌿 Merhaba 👍 wedi 👍 Jeganu 👍 thank ❤️ you 🇪🇷 Glory 🇪🇷 to 🇪🇷 our 🇪🇷 martyrs 💕 God 💕 bless 💕 Eritrea 🌿👍👍👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕
ዋውውው ፍልፍል ቲቪ ብራቮ ጅግንነት ኤርትራውያን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Selam deki ereyyy halalat selamikum ybizah Eritreawenet kubur meninet 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ፍል-ፍል መድያ ካብተን ኣብ ጋሓኤ ብተኻታታሊ ኣብ ዝወጸትሉ ጋል መምህር እትብል ጽሑፍ ኣብ ኤረ-ቲቪ ተኻታቲለያ ብኣካል ውን ረኺበያ፣ ኣዝየን ሓንቲ ካብ ተን ዝስሕባኒ ታሪኽ ገድልና ያ ሞ ኣብዚ ብምድጋምካ 🙏🙏🙏🙏 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ዘይሰምዓ ይስማዓያ ዘየንበባ የንብባ ነታ ዛንታ። ምኽንያቱ ምረት ቃልስን ከልበትበት ናይ ኣዲኣን ሓደ ካብቲ ናይ ሕሱም መግዛእቲ ስንብራት ዝገደፎ እዩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ግን ኣትያስ ኣብ መርዓን ደርዓን በጺሓስ ውሉዳት ውን ብምርካባ ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ደስ ዘብል ጎኒ ኣለዎ፤ ኣነ ነቲ ጽሑፍን ደኮሜንትን ድሕሪ ምርኣየይ ንዓኣ ብኣካል ረኺበ ክልተ ግዜ ምርኻበይ( ምዕላለይ) ሓደ ካብቲ ዘሐብነኒ ኣጋጣሚ እዩ። ብሓፈሽኡ ፍል-ፍል መድያ ብእትህበና ኣዝዩ ጠቓሚ ሓበሬታን ዜናን ሓደ ካብቶም ጉሉሓት ስለ ሃገር ዝሰርሑ ኣበይ ኣሎ ወዲ ሃገር እንተተባህለ ኣብዚ ኣለኹ ካብዝብሉ ብምዃንካ ኩሉ ስለ ሃገር ዝሓስብ ከየመስገነካ ዝሓልፍ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን የ ብሓቂ፣ ንበር ክበር ወዲ ኤረይ ጅግና፣ ክንዲ መርኣዪ መንፈዓትካ ስልማት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ትኹነለይ።
ኤርትራዊት ኣደ ጅግነትኪ ፍጹም ቃላት ኣይርከቦን!!!!!!!!!!!!!!!!!!
❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤ርሑስ ዒድ ንደቂ ኤረይ ኣመንቲ ምስልምና ። ፍልፍል ቲቪ2 ጅግና ወዲ ኤረይ ሕቡናት ኢና ብ ኣካ ❤❤
ZELEALEMAWI ZIKRIN KIBRIN NE SEWEATNA !!! SEWEATNA WOTRU AB LIBINA.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️ 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷
The history of the Eritrean struggle is full of challenge, courage, sacrifice and martyrdom. These people did the impossible and defeated the largest empire and changed dreams into reality. I am proud of them. Glory and eternity to our righteous martyrs.
Admenn Tanan yhabki tegadalit Habtnan kbret yhabelna❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉❤🎉❤❤️🇪🇷
Selam naeka wedi eri hayet ❤️❤️ ❤️❤️🌾🌾🇪🇷🇪🇷9️⃣⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️✅🌺🇪🇷eritreana
Omg Men eyu mesel hubkum eziom kitserfu Amlak Edmen tienan yhabkum.
ፍልፍል ሎሚ ረኺበካ🇪🇷🇪🇷✅✅🇪🇷🇪🇷
Eritrea ni zelalem Tinber eritrea for ever
Waga eritrea medargtie yeblun zbehal .............hager be kemzie eyea mexia.❤❤❤
Thanks so much for ur services eritrean people
Thank you for sharing filiefl God bless you 💕🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Zelalemawi zikiri Nswuatna Eritrea 🇪🇷 ♥️ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I have no words to express my gratitude to this people. It seems like a movie. I just want to say thank you 🙏 we always in our heart ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Selam Selam..deki. erey ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
This is what they said for us, to live in peace and we take it for granted
Zelalemawi zkri Njeganu sematatna Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ዘርአለማዊ ዝክሪ ንስዎአትና 🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤️🕯️🇪🇷🦁💎❤ ብስዉአትና ❤🕯️☀️🇪🇷ጸሐይ. ❤️🕯️☀️🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷🕯️☀️🇪🇷በሪቃ. ❤🇪🇷💎 ☀️
❤❤❤❤❤❤❤❤ኤርትራዊ ምኾንካ ትሕበን ብጣዓሚ ትሕበን ፊልፊል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Filfil media 🙏🙏🇪🇷❤️ ግን ኣብ ናይ ኣስመራ ዘለዋ መድያታት interview ክገብሩላ በጃኻ ንገረልና 🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ዘሕብን ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ❤
Zelalemawi kbrn mogosn nswatna awet nhafash❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ❤🇪🇷🌺
Ayewe halifu mekera ezi kulu ahlifom zemtsulna zewudi kubur hiwetom ahlifom kibri mogosin nisiwuatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየ ጅግንነት! ጅግና ክበሃል ኣብዚ ኣሎ። ግን ክሳብ ክንድዚ ወርቃውያን ዝመስሉ ከሲርካ ኣብ ስደት ክንሰፍር ምግዳድና ግን ታሓዝን። ነቢዓ ኣንቢዓትኒ 😢😢😢😢
Jigna tegadalit beserat edemen tenan yhabki ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ክስነድ ዘለዎ ታሪኽ እዩ ❤❤❤❤❤❤
O my God ❤❤❤❤❤ love Eritrean
❤geganu ❤ERITREA 🇪🇷 deki ERITREA ❤🇪🇷
እዋይ ጅግንነት መዳርግቲ ዘይቡሉ።
Jigna Gual Erey dakakum natsnet mexia kberu neti zelealemawi zkri nswatna 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷♥️
The fact and truth. 🇪🇷 🇪🇷 ❤ 🇪🇷 🇪🇷
Swatna wetru ab lbna zelalemawi kbrin mogosen nswatna yku awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jegna gal erey metaemi nemesegen zalakum hagerey nebel alena ❤
❤❤❤❤❤eritrea 🇪🇷 Forever
❤❤❤❤ወዲ ኤረይ ጅግና❤❤❤ብትህበና ታርኽ ስድራና ካብ ልቢ ነመስግን ❤❤❤ዓትንሓፋሽ
ዋላ ኣነ ሕን-ሕነ ኣለኒ
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
Jeganu malet nskum aykum admen tanan nmneyelki ❤❤❤
Aya wa hlefu knday blxat kfelna.Kebren Mogsen nasmatatna 🇪🇷❤️🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelalemawi zikri nsemaetatna ❤
እዞም ርጉማት ኣሎ ዝብሃል ግፍዒ ወሪዱና እዩ መርገም ህዝቢ እዚ ንርእዬ ዘለና እይ ጌና ክወርዶም እዩ
Azeyou rezine tarike eyou zlena i am proud to be Eritrean zelalemawi zekri nsweatna Awet nhafash 🕯️🇪🇷🕯️💪🕯️❤️🇪🇷👑💪❤️🇪🇷💪👑💪❤️❤️💪👑🕯️💪🇪🇷🕯️❤️💪👑💪❤️🇪🇷🕯️❤️🇪🇷💪👑💪🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks hawna edme yhabka
ሰላም ኣበሳ ሓዉይ ዘኹርዕ ብቅዓት ዘለካ ኢኻ ከማኻ ይብዛሕ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹👍👍👍👍👍👍👍👍
Gal erey wearo 🇪🇷💪💪💪💪💪
ብስር ሽኮር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Metkel hager zelailemawi zkrin kbrin netom jeganu swatna awet nhafash
Awet Nhafash❤❤❤❤❤
ዘልኣለማዊ ዝክር ንማኣታትና❤❤❤❤❤❤❤