New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 1ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 1

Пікірлер: 523

  • @tsegino5553
    @tsegino55532 күн бұрын

    እዚ ምስ መርዓ ቃና ዘገሊላ ጥራይ እዩ ክስራዕ ዝከኣል ተመስገን ኣምላኽ ኣካል ዚ ሕብረተሰብ ዚ ዝኾንኩ 🙏🏻❤️

  • @elsatesfay6014

    @elsatesfay6014

    2 күн бұрын

    ❤ bHaki des zbel mgltse zeyrebo u EGZIABHER YEMSGHEN .

  • @asmeretmeharena9563

    @asmeretmeharena9563

    Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsegino5553
    @tsegino55532 күн бұрын

    ኣሰይ እልልልልል እልልልልል እመ ብርሃን ምስ ወዳ ደው ዝበለትሉ ኪዳን እንተ ኣሎ ኣብዚ ❤️ ዘመን እነሄለ እዚ ናይ ዘመና ብልጽቲ ጓል ሄዋን ❤️🙏🏻❤️🙏🏻

  • @YoditTesfu-gm3ix
    @YoditTesfu-gm3ix2 күн бұрын

    Ane kem lomi thagise Yfeleten eye like kemzi kemay please ❤

  • @eteridt4194
    @eteridt41942 күн бұрын

    ነዚ ቅዱስ ሓዳር እግዚኣብሔር ዕጽፊ ድርብ ጌሩ ይባርኸሎም፡ ፈረይቲ ጸገይቲ ይግበሮም። ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ኩሎም ቅዱሳን ብጸሎቶም ይደግፍዎም።

  • @zaidsimon9363

    @zaidsimon9363

    Күн бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾❤🎉

  • @tsegayafeworki9521

    @tsegayafeworki9521

    Күн бұрын

    Amen 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab77532 күн бұрын

    ናይ ዘመና ለባም ሰብ መስተዋዓሊት ናይ ርሑቅ ነባሪ ሂወት ጠማቲት እንካዕ እዚ ብገንዘብ ዘይትመን ጸጋ ኣብቅዓኪ

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile27182 күн бұрын

    ሕጂ ግርም ጽቡቕ ገበርካ ሄኖካ እዞም ብሩኻት ናይ ፍቕሪ ኣርኣያ ዝኾኑ መዓትን መርዓውን ብምቕራብካ፡፡ ፍረ ብርኮም ክርእዩ ኣምላኽ ይሓግዞም፡፡❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉

  • @jeruhailemicael471

    @jeruhailemicael471

    Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤god bless 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-bq4yd3ux5j
    @user-bq4yd3ux5jКүн бұрын

    ኣብዛ ጥልመት ዝመልዓ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ሕብረተሰብና ገኒኑ ዞሎ ካል ኪዳን ሚሒለን መጽሓፍ ቁዱስ ካብቲ ከርፋሕ መነባብርኤን ኣፍሪቃ ን ኢሮባ ምስ ኣእተውወን ዝጠልምኦም ሪካስ ን ዓኪ ሪኤስ ናይ ብሓቂ ገርምኒ ኣምላክ ውሉድኩም የሬና ፅቡቁ ክኣ ይሃብኩም❤❤

  • @sammygebre8177
    @sammygebre8177Күн бұрын

    እታ ናይ ባሓቂ ጎይታ ንኣዳም ጎደሉኡ ክትመልእ ዘፈጠራ ሄዋን "ሶልያና" ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @tsegino5553
    @tsegino55532 күн бұрын

    ሄኖክ ሓወይ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል እዩ ግን ንእሽቶ ስኽፍታ ኣለኒ ብናቶም ቻነል ጌርካ እንተ ትሰርሓሎም ኣታዊ ሓገዝ መታን ክኾኖም ንምባል እየ ምስ ናይ ልባዊ ኣኽብሮት እየ ኣይትቀየመኒ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @hegawi7

    @hegawi7

    2 күн бұрын

    Xebuk hasab natom Chanel kewxeu alowom maltawi hiwetom neti seb kemher sle zkel.

  • @Eritreana1991

    @Eritreana1991

    2 күн бұрын

    ብዙሕ ሳብስክራይበር ዘለዎ ቻነል ይሓይሽ፡ ብዙሕ ቪው ይረክብ፡ እቲ ክፍሊት ግን ናይ ግድን ክኽፈሎም እዩ ። ናይ ነጻ ዝብሃል ይለን

  • @hegawi7

    @hegawi7

    Күн бұрын

    @@Eritreana1991 kexali kekonlom . Kabom nesheu eyu .

  • @Eritreana1991

    @Eritreana1991

    Күн бұрын

    @@hegawi7 እወ ንሱ ትክክል ኣለኺ ግን እንታይ ዓይነት ቪዲዩ ኽሰሪሕ ይኽእሉ ንቀጻሊ

  • @BlesssedDay

    @BlesssedDay

    Күн бұрын

    ናይ ሰብ ናይ መርዓ ቭድዬ ክትስርግሒ እንከለካ ብስሚምዕ ምስቶም ሰብ ጉዳይ ኢካ ትገብሮ ስለዚ ኣታዊ ናይዚ ቭድዬ 100% ናብቶም መርዓትን መርዓዉን።ንኣብነት ናይ ፈቨን ሳህለ ናይ ኤረና ኣፎርቕን ካልኦትን መርዓት ተዘርጊሑ ኔሩ እዩ ስለዚ ብስሚሚዕ ተዋዓዒልካ ኢካ ትግብሮ ናይዚኦም ይሕዋትና ግን ምሉእ ኣታዊ ናብኡ ምኾኑ ርግጽ እየ

  • @kidanegebre5369
    @kidanegebre53692 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤እግዚኣቢሀር ዝሕጎሰሉ ኪዳን እዩ ሞ ዕድሜአኹም ምሉእ ብሓጎስ ንበርዎ።

  • @zem1988
    @zem1988Күн бұрын

    ብዙሕ ግዜ ንኣምላክ ኣብ መርዓ መዓልተይ ከምዛ ናይ ፊሊሞን ሓወይ ፣ ሰለይ ክብል ይልምን ነይረ ግን ፍቃዱ ኣይኮነን ፣ ኣብ ውልቼል ኮፍ ኢለ ተመርዕየ ተመስገን፣ ርሑስ ጋማ

  • @biriktihaile5499

    @biriktihaile5499

    14 сағат бұрын

    ኩሉ ናይ ኣምላኽ እዩ ጥዕና ጥራሕ

  • @MhretYohans
    @MhretYohans2 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️ኣምላኽ ሰማይ ከምቲ እምነትኪ ይግበርልኪ ፍቕርቲ ሓብትና ንዓና እሞ ዓባይ ኣርኣያ ኢኺ ኮይንክና ፊሊ ሓወይ ከኣ እንቃዕ ኣምላኽ ኣላይትን ሓብሓብትን ሃብካ ናይ በሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ውላድኩም የርእየና ኣምላኽ love you both thanks God ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666Күн бұрын

    አሰይ ተመሰገን ፈጣሪ እዚኦም ማዓልቲ መርዓኦም አምላክ ከም አቦና አብርሃምን ሳራን ቃልኪዳን ይግበረሎም ከምእውን ወላዶም የርእየና ፈጣሪ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502Күн бұрын

    ሰላም ንኣኹም ብሩኻተይ ደስ ዝብል መርዓ ብጣዕሚ ተደኒቀን ተሓጊሰ ብሩኻተይ ኣምላኽ ይባርኹም ሓዳርኹም ይባረኽ❤👍❤️🙏🥰🌹💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆😁💯🎁🎁🎁💕💕💕💕💕🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Eritreana1991
    @Eritreana19912 күн бұрын

    Yes ዝበልኽዋ ኮይና ኣብ ዝሓለፍ ቪድዩ ናይ መርዓ ይማሓላለፍ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሪ ኢለ ኔረ 🥰🙏 thx ሕጂ ድማ 👍 ሼር በልዎ ።

  • @bilenhaile2690
    @bilenhaile26902 күн бұрын

    ኣርኣያ ናይ ብዙሓት ሰባት ኢኪ selam amkak wetru abzuryakum ykun ❤❤

  • @yirgalmsolomun7587
    @yirgalmsolomun7587Күн бұрын

    ኢንቃኤ ተሃጎስኩም ወለድቲ ኣደ ከኣ ናይዚ ኩሉ ኣመታት ጻኢርክን ድካምክን ኢንቃኢ ጸማኪ ረከብኪ ኢንቃኢ አልልልል ገበረልኪ ብታኢሚ ሃጎስይ ወሰን የብሉን ፍልሞን ኢንቃኢ ሃጎሰካ ሃወይ ናተይ🌷🌷🌷🌷🌷

  • @user-lq1eh3dc8y
    @user-lq1eh3dc8y2 күн бұрын

    ተክሊ ወይኒ ኩኒ ብርክተይ ❤

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6lКүн бұрын

    ናይ ኣሕዉትካ ከማካ ብርክቲ ሰበይቲ ሰብኣይ ክፈጥረሉ ክፈጥረለን ኣምላ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ዝሳኣና የለን ምኩ ብልጽቲ መርኣያ ጎል ኣንሰይቲ ከምቲ ዝበልክዮ ኣምላክ ሓሳብኪ ይፈጽመልኪ❤❤❤❤

  • @askkilkasa3770
    @askkilkasa37702 күн бұрын

    እዋይ እዛ ኣደ ክትሕጎስ ምስ ረኣክዋ ምካኣል ሲኢነ❤❤❤

  • @Selam.Asmarina

    @Selam.Asmarina

    2 күн бұрын

    Me too😍

  • @tiamirkidane7715

    @tiamirkidane7715

    Күн бұрын

    ኣነ ካኣ እቶም ኣቦ ኣእዳዎም ንላዕሊ ዘርጊሖም ተመስገን ክብሉ ከለዉ ምኽኣል ስኢነ ዝገርም ኢዩ

  • @temesgenamlakey5474

    @temesgenamlakey5474

    Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤😭😭❤❤❤❤

  • @fityohannes7573

    @fityohannes7573

    Күн бұрын

    Ane kea eta merat mestom Abo kola mese nabat Mesa neba. Egzabher Amlke melo tena zelwo wlod yhkfom: Edman tenan yhabome🙏

  • @user-pc8jb5oz8p

    @user-pc8jb5oz8p

    Күн бұрын

    Amen amen amen 🙌 🙏 ​@@tiamirkidane7715

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai80452 күн бұрын

    ሄኖክ ብሓቂ ንፉዕ ናይዞም የሕዋትና መርዓ ሼር ብምባልካ ጽቡቅ ሓሳብ ርሑስ ጋማ መርዓትን መርዓውን።

  • @Natsnet575
    @Natsnet575Күн бұрын

    ሚኩ ሓፍተይ ንስኺ ንሓማትኪ መግለጺ ስኢንክላ ኣነ ውን ንዓኺ ክገልጸኪ ኣይክእልን የ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ሰብ ዝብሃል ተሳኢንኡ ከም ዳይናሶር ጸኒቱ ነንሕድሕዱ ብጥቕምን ረብሓን ምስ ስድራቤቱ ክካሰስ ክቃተል ትርእየሉ ጊዜ ሓንቲ ሰብ ተረኺብኪ በቃ ሰብ ካልእ መግለጺ ኣይረኽበልክን እየ። እግዚብሄር ይባርኽኪ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377Күн бұрын

    ኣኻእሎ ይሃብኪ ጽብቕተይ፡ ከም እምነትኪ ኩሉ ከምትረኽቢ ድማ ኣይጠራጠርን። ኩሉ ሓሳብኩም የስምረልኩም ፈጣሪ።❤❤❤❤❤❤❤

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun72322 күн бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ውለዱ ክበዱ ኪዳነምህረት ኣደይ ደገፍትኹም ጠወርትኹም ፍረ ሻሕሕሕ ኣቢላ ኣእላፍፍፍፍፍፍ ትግበርኩም ናይ ብሓቂ ጻዕዳ ልቦም ጽምዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes19782 күн бұрын

    ሄኖግ ሓወይ የቀንየልና ምክንያቱ ቅዱስ ቅንኢ ካብ ሚካል ዝቀንእ እንተተረክበ❤❤❤ ዉላዶም ድማ የርእየና

  • @tsegayafeworki9521

    @tsegayafeworki9521

    Күн бұрын

    Amen 🙏🙏🙏🙏

  • @tsegayafeworki9521

    @tsegayafeworki9521

    Күн бұрын

    Gin lokmax bezihu

  • @tsegayafeworki9521

    @tsegayafeworki9521

    Күн бұрын

    Henok nibaelu hji kilkumx yojimr alo ember ab mejemeriya xibuk neru bitaemi kea mikal filyti bi e/gher eya edmen tienan hibu fire birkom yesiemom fetari amen 🙏❤️♥️

  • @sinatekle7846
    @sinatekle7846Күн бұрын

    ኩሉ ኢኺ ሚኩ ብሰማይ ቅድስቲ ብምድሪ ጅግና ሐበን ኤርትራና ጥራሕ ዘይኪንኪ ሐበን እዛ መሬት።ክላበወኪ ግን ከምቶም ብጹዓን አቦታትናን አዴታትናን ጸሎት ግበርልና ገጽኩም ክንርኢ መብጽዓ ትኹነኒ ካብዘለኹዎ ስደተይ ገጽኩም ከይርአኹ ከይምለስ ።አሜን።

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9dКүн бұрын

    ካብ ክብር ህዝብን ቅድስቲ ሃገርን ክብር ውላድ እዩ ዝርከብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም ክብርቲ ኤርትራዊት ኣደ ከይገልጸኪ መግለጺ ንዓኺ ዝኸውን ቃላት የለን ጓል ክብራት ህብረተሰብ ኤርትራ እንዲኺ ምሉእ ዘመንኪ ተሓጎሲ የ ዝብለኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿❤️❤️❤️❤️❤️🍀❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @sameralol3448
    @sameralol34482 күн бұрын

    ❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረክ እግዚአብሔር ኣምላክ❤

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z2 күн бұрын

    _ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልል ሓደርኩም ይባርክ ርሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ብሓቂ ቃላት ሰእነልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ እመቤቴ ማርያም ሓዳርኩም ትባርከልኩም ቅዱሰ ውልድ ትሃብኩም ወልድኩም የርእየና 💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞_

  • @hah-zd9fm
    @hah-zd9fm2 күн бұрын

    ኣሰይይይይ ኣደ አምላኽ ትባርኹም❤❤❤❤

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l2 күн бұрын

    ዋዉ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ከም ኣብርሃምን ሳራነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EVORYOWHANS
    @EVORYOWHANS2 күн бұрын

    Fili hawey enqa hagoseka fereytin xegytin yigberkum The bihere senita mኛ My Dad and aunt nice to see u family ❤😍🥺❤️❤️

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20462 күн бұрын

    ርሑስ ጋማ ዉላድኩም የርእየና ሙቁራት ደቂ ኤረይ ፍቅሪ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-tx5yx2fw7t
    @user-tx5yx2fw7t2 күн бұрын

    Aseyyyyyyyyy elllllllllllllllllllllllllllllĺlllllll hagosiy wasin yblon daki eray sekor 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab328122 сағат бұрын

    ንኣቦኺ መግለጺ ሲነሎም ኣቦይ መዓረይ ዕድመ ይሃቦም ፈጣሪ ❤❤❤ ትኽክለኛ እምነት ኣባኺ ርኤዮ ሚኩ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን ኣሰይ እልልልልልልልል ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ❤ምሕረይ ናይ እግዚኣብሄር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸሎት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @negshabraham5643
    @negshabraham56432 күн бұрын

    እግዝኣብሔር ቃልኪዳንኩም ይባር ከምቲ ኣበባኩም የርአና ፈሪኩም::

  • @user-dr9fs2gn3k
    @user-dr9fs2gn3k2 күн бұрын

    እም ኣነሲሲሲሲሲሲ በቃ ተሕጓሰይ ልዕሊ ዓቀን እንድዩ ኮይኑኒ ዘሎ ግን ሄኒየ ሓዳራ ዝብለካ ኣምላክ ናብ ዉላድ ኣብቂዑዎም በቃ ቪድዮ እየ ክፅበ ካብ ሕልናይ ኣይፍለዩን እዮም እዚኦም ካብኡ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @BirhanAbraha

    @BirhanAbraha

    Күн бұрын

    ዋላኣነ ወሊዶም ኣብ ፅቡቅ ናብራ ኮይኖም ክሪኦም ታሃንጥየ🤲🤲🤲

  • @user-rh3fh7ys3m
    @user-rh3fh7ys3mКүн бұрын

    ናይ ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዝሃነጾ መርዓን ሓዳርን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም።

  • @FitsumHabtemarim
    @FitsumHabtemarimКүн бұрын

    አብዚ ዘበን ተበላላዕ ዘበን ተጠላለም ከም ሚኩ ጋል ሄዋን ክትርከብ ዘገርም ነገር እዩ እግዛቢሄር መባልይቲ ይግበርኩም

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion93982 күн бұрын

    Abzi Beit ezi yewg aleku YESUS CHRSTOS GOYTA EYU HADARKUM WLDKUM YBARK IN JESUS NAME AMEN

  • @thishomtesfamichael6651
    @thishomtesfamichael66512 күн бұрын

    Amlak edmen tenan yehabkum qal kidan Abraham sarn yegbaralkum kubrat yahwatey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ml3lo3zg4g
    @user-ml3lo3zg4g2 күн бұрын

    ኣሰይ እልልልልል እምብርሃን ምስ ወዳ ተጽልለልኩም❤❤❤❤❤❤

  • @user-bt9vq8pd7b

    @user-bt9vq8pd7b

    Күн бұрын

    Amen amen amen

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010Күн бұрын

    እልልልልልል ቃል ኪዳን ቅዱሳን ዝባረኸ ቅዱስ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ❤

  • @Blien33
    @Blien332 күн бұрын

    Msh haftkum eye 🥹🥹Kem nay Beal fili miku መርዓ kgebr ba ሳብስክራይብ gberuley bejjakum❤️😘😘😘😘😘

  • @fevenberhane3395

    @fevenberhane3395

    2 күн бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @ametezghiteklsenbet3274

    @ametezghiteklsenbet3274

    2 күн бұрын

    ንገብረልክን ፈረቓን❤❤❤

  • @YoditTesfu-gm3ix

    @YoditTesfu-gm3ix

    2 күн бұрын

    Eshi zyaday

  • @Selam.Asmarina

    @Selam.Asmarina

    2 күн бұрын

    Subito!❤

  • @Blien33

    @Blien33

    2 күн бұрын

    Yeqenyeley ahwatey 😘❤️❤️

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbrahaКүн бұрын

    እግዝኣብሄር ልተባረከ ሓዳር ይግበረልኩም ናልብኪ ሪኡልስብኣይኪ ፈውሰ ምሕረት የውርደሉ🙏🙏🙏🙏🙏ሳብስክራይብ እስኪ በሉለይ ብቅንዕና🎉🎉🎉

  • @user-qq7xx5tr6v
    @user-qq7xx5tr6v2 күн бұрын

    ብርክቲ ዝኮነት መርዓት ድንግል ሓዳርኪ ትባርክ ካላይ መርዓ ቬሎ ጌራ ክንርያ ይምነይ ይግባ ኢዩ ጋል ኮይና ቬሎ ምግባር ትምነዮ ኢዩ ዋላ ንስእሊ ህዋቱ ክሽኩራ ከም ሓውኩም የማስልኩም ብፍላይ እትያ አባይ❤❤❤❤❤

  • @user-dw2pn8qf3i

    @user-dw2pn8qf3i

    Күн бұрын

    ትምንዮ ኢልካ የትደምድሞ ሓወይ/ወይ ሓፍተይ ማእገርካ ጥራሕካ ሰለ ዘርእየካ ምስ ሃይማኖትናን ባህልናን ዝገልፅ ኣይኮነይ በናይ ወለዳ ዝተለመደ ምግባር ልዕሊ ማንም ምዕርግቲ ኮይናላ ሰለዚ ታይ ልምባልየ ኩለና ንደሊ ማለትስ የኮነን

  • @rutagebreslase1862
    @rutagebreslase18622 күн бұрын

    Kidankum ybarek burkatey

  • @weldinoweldat906
    @weldinoweldat9062 күн бұрын

    Asey hzbey halal ezom araya hzbna hadarom ybarkelom hega ka thank you so much kemzi gerka mkrabka ❤

  • @abibereket6848
    @abibereket68483 сағат бұрын

    ኢልልልልልልልልልል ሚካል ብርኽቲ ፍጥረት ጻዕዳ ይኹን ናብራኺ ውላድኩም የር ኢና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemanegebregziabher8881
    @yemanegebregziabher8881Күн бұрын

    ቃልኪዳንኩም ይባርኸልኩም ይቀድሰልኩም ሚካል ሓፍትና ኢግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝለመንካዮ ዘይከልእ ዝሃብካዮ ዘያጥፍእ ኣምላኽ ኢዩሞ ከም ልብኺ ይሃብኪ

  • @user-gv7vf6yb8q
    @user-gv7vf6yb8q2 күн бұрын

    Egziabiher hadarkum ybarko ❤❤❤fili,miku

  • @rakibella-291
    @rakibella-291Күн бұрын

    ohhhh Aboa feqar dess kibleka 😊 hadarkum ybarekh brukhat❤

  • @user-mn1tt9jt2o
    @user-mn1tt9jt2oКүн бұрын

    ተባረኪ ማዓረይ ኣምላኽ ኣብጎንኹም የኹን❤❤💋

  • @ManUnited-ri3tq
    @ManUnited-ri3tq2 күн бұрын

    ተመስገን ኣምላክ፡ ከምቲ ኣበባኩም የሬና ፍሬኩም ፡ ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HermonnaAndat
    @HermonnaAndat2 күн бұрын

    መዐቀኒ ፍቕሪ ቅድመ ኩነት ዘይብሉ ፍቕሪ እዩ። ከምዚ ከማይ ሪኡኩም ዶ.....

  • @danielkidane1734
    @danielkidane1734Күн бұрын

    ኣምላኽ ሓዳሮም ይባርኸሎም።ናይ በሓቂ ብርኽቲ ልቦና ዝመልኣ ጓል ሔዋን። ኣምላኽ ድሌቶም የስምረሎም።

  • @amliktekle1856
    @amliktekle18562 күн бұрын

    Betami des Zbel Mera, Egzabhier Amlak Hadrkum yebarek & Weladkum yeryna🥰💒🥰

  • @Selam.Asmarina
    @Selam.Asmarina2 күн бұрын

    Rhus gama ygberelkum yehwatey mearey! 🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰 Amlak hasab lbukum yesmrelkum! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaytande
    @senaytandeКүн бұрын

    እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል መግለጺ ዘይብሉ ፍቅሪ ብግብሪ ርኢና ደስ ዘብል ነዚ ገዛ ብርሃኑ እትውልዕ ጓል ሄዋን መጽያቶ ክሳብ መፈጸምታ የጽንዕኩም

  • @danuhagos6163
    @danuhagos61632 күн бұрын

    Aseyyy elllllllll amlak ymesgen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘♥️♥️♥️♥️😘💯💯fereyeten tsegeyeten yegeberekum nay temeqet koleakum ka kemzi kenerie yebeqana fetarie 🙏

  • @yors362
    @yors3622 күн бұрын

    Aseyyyyy dess zebl rhus gama ygberelkum fereytin xegeytin kunu ❤❤❤

  • @user-ii1tw8cd8i
    @user-ii1tw8cd8iКүн бұрын

    ኣስይ 💪 ተመስገን ፈጣሪ ደስ ኢልና ቀናኤ ሕጂስ ከማኽ ይፍጠረለይ ሰበይቲ ❤❤❤❤❤❤

  • @meletezekarias7465
    @meletezekarias74652 күн бұрын

    ruhus gama ygberelkum kuburat yehwatey miku shikor nay bhaqi blxti seb❤❤❤❤

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu78412 күн бұрын

    Kebr amlke yebzhl amen 🙏 amen ❤️ 🙏 amen ❤️ 🙏

  • @MelodyAlem
    @MelodyAlem8 сағат бұрын

    wowwwww ma first comment congrats

  • @user-xz2ix2xm5f
    @user-xz2ix2xm5f2 күн бұрын

    Aseyyyyyyyyyy Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll zmare melakti yesmealna amlak kalkidankum yexneayo

  • @THT2025
    @THT20252 күн бұрын

    Thank you Henny!!!

  • @lifewithme6646
    @lifewithme6646Күн бұрын

    Egziabher hadarkum ybark 🙏❤️

  • @Eruna1993
    @Eruna1993Күн бұрын

    ኣምላኽ ኪዳንኩም ኪዳን ኣቦና ኣብራሃምን ዎ ኣዴናን ሳራን ይግበረልኩም ብሩኻት ኣሕዋተይ 🙏🏼👑👌🏼 ውላድኩም የርእየና 🌸🌸

  • @user-et1df4uk8l
    @user-et1df4uk8lКүн бұрын

    Egziebher amlak hadarkum ybark b tsegan berket yenbrkum eti naza brkiti ftret zhabeka fetari kbri msgana ykun hagosn selam fkirin zmelo nabra yabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @martaabraham8272
    @martaabraham8272Күн бұрын

    Egziabher amlakna hadarkum ybark....

  • @ZiduGalkeshi
    @ZiduGalkeshi15 сағат бұрын

    ቃልኪዳንኩም ይባርክ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ግዕዘኩም ምሳኩም ይኩን ምስታ ርህርህቲ ዋላዲቱ❤❤❤❤

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739Күн бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉 ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይኹነልኩም❤ ውላድኩም የርእየና ብሩኻተይ።

  • @medhaneanday2253
    @medhaneanday2253Күн бұрын

    ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ኣምላክ ይባርኽኩም መባልይትን መናብርትን ይግበርኩም ፍረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ብሩኻት ❤

  • @yohanamihreteabhani2716
    @yohanamihreteabhani2716Күн бұрын

    Kidan Abrahamn Saran zbareke amlak kidankum ybark Miku haftey ❤ kab zfetweki Haftki Ganta doshka 🎉🎉🎉

  • @user-jz1cz8po8g
    @user-jz1cz8po8g2 күн бұрын

    Embrhan mise weda kulu xtbukie gebrto Egzabher yemsgn 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @user-mz3lx5xm9l
    @user-mz3lx5xm9lКүн бұрын

    Egziabher amlak hadarkum ybark wladkum dima yereyena

  • @Semhargebre384
    @Semhargebre3842 күн бұрын

    Aseyy xebukatie ezegabher kilie kidanienkume yebekulkume komauai weanie firkume yerayna❤❤❤❤

  • @user-bt9vq8pd7b

    @user-bt9vq8pd7b

    Күн бұрын

    Amen amen amen

  • @GhenetGhebregzabher
    @GhenetGhebregzabherКүн бұрын

    🎉amlak xegue yebzhalum megletsi yebleyn zemen edmekum ztebareke ykun

  • @user-qw4nv4xh9r
    @user-qw4nv4xh9rКүн бұрын

    Aseyyyy ruhus gama ygbrelkum weladkum yeryena fetari mukuratey❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mamaalemey7954
    @mamaalemey7954Күн бұрын

    Ruhus gama ygberelkum wiladkum yeryena fetari xbuqatey ❤❤❤❤❤❤

  • @wintahadish7387
    @wintahadish738719 сағат бұрын

    I am proud for you maku hafitey hadarikum ybarikelikum

  • @sabaseleba1446
    @sabaseleba1446Күн бұрын

    Ellllllllllllll❤❤❤ኣይረኣኩን ከማኪ ዝበለት ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ❤❤ጓል ሄዋን ንሓጎስ ትፈጥርዮ ❤❤❤❤ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፊሊ ሓወይ ከኣ እንኳአ ፍረ ትዕግስትካ ካብ ኣምላክ ሂያብ ዝተዋህብካያ መጣዕይካ ይግበረክላ ቡሩክ ወዲ ኣምላክ❤❤❤❤

  • @Th-si7zn
    @Th-si7znКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤መርዓ ኣብርሃን ሳራን ይግብረልኩም ክብራተይ

  • @kasay67
    @kasay67Күн бұрын

    ኪዳንኩም ባሪኹ ቃል ኪዳንኩም የጽንዓዮ።

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis7331Күн бұрын

    Kemti Abebakum yeriana friekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KisunTeklemikael
    @KisunTeklemikael20 сағат бұрын

    Abzi zemen ita zibelexet hewan wuladkum yehkufkum❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai80452 күн бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሰይ እልልልልልልልልልል

  • @lovelyfamily3622
    @lovelyfamily36222 күн бұрын

    Egziabiher tambrat bza geza yereyena

  • @luwamalazar946
    @luwamalazar9462 күн бұрын

    ቃል ኪዳንኩም ይባርክ እግዛኣብህር የባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wegz7962
    @wegz79622 күн бұрын

    Thank you hene hawna btekrbome 🙏

  • @FyoriHabtay-u3r
    @FyoriHabtay-u3r2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ des ybelkum

  • @mohammedmoh2025
    @mohammedmoh20252 күн бұрын

    Mashallah fereytn xegeyten yegbrkum Betame des zebel merea❤❤❤

  • @Solyanasultan-of6li
    @Solyanasultan-of6liКүн бұрын

    Congratulations hadarkum amlak yebareko

  • @askkilkasa3770
    @askkilkasa37702 күн бұрын

    ክጽበበ ሙሉእ ቅንያት ባስታ ብጣዕሚ የቅንየልና❤

  • @user-bt9vq8pd7b

    @user-bt9vq8pd7b

    Күн бұрын

    Amen amen amen

  • @tsegakiflay2373
    @tsegakiflay2373Күн бұрын

    Enkaaa adey ele tezemerku meknyat aleni sma nkzeker 🥲🙏🙏🙏❤️❤️❤️hadarkum Egzabiher ybarek ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LulPaerly
    @LulPaerlyКүн бұрын

    Rhus gama burkat yhwatey amlak ybarkum❤❤❤❤❤

  • @weletekiros2334
    @weletekiros23342 күн бұрын

    Menfesawi hiwet btegbar kabaki bzuh temahire eti ztezarebeto baelu wengiel iyu. Egziabhier hadarkum yibark❤

  • @THT2025
    @THT20252 күн бұрын

    Still I feel watching movie, this lady understands something beyond life.

  • @S.revolution
    @S.revolutionКүн бұрын

    Miku habtey bwladki kiberi, amlak waga qinenaki yhabki ❤❤❤❤❤

Келесі