New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 2ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 2

Пікірлер: 292

  • @letinaasefaw807
    @letinaasefaw8073 күн бұрын

    ህዝብና ድማ ለውህን ርህሩሁን ኩሉ ዓቅምካ ዘበለ ነሐግዞም አዞም ዕንበባ መርዑት❤❤❤❤🎉🎉😢😢

  • @Hagush-love
    @Hagush-love4 күн бұрын

    ናይዚ ዘመንና ዝበለጸት ሰብ እያ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ዝምነይዎ ዕድመ ይሃቦም😊❤❤❤❤

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal3 күн бұрын

    ማማ ዉዳሰ እዜ ኩሉ መዝሙርን ሞሰጋናን አብ ገዛኩም ዝተገብር አዜዩ ዘሕጎሰ እዪ እሞ ክምቱም ፀር ዝከበደም ጎይታ ዘፍኩሰሉም ከሞኡ ይግበረልኩም አሜን። 🙏🏾💕

  • @letinaasefaw807
    @letinaasefaw8073 күн бұрын

    ሩሑስ ጋማ ከም አብረሃምን ሳራን ፈረይትን ጸገይትን ይግበረልኩም ንዓለም ምልእዋ ምሕረት ንመላእ ስድራቤት ብርክቲ ኢኪሞ በረከት ይምላእ ቤትኪ መላእ ዘበንኩም ሕጉስ በሊ ሚልኩ ሐብትና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቁዱስ ከብካብ በሐቂ ደስ ዝብል ኩሉዓለም በአኪይዛረብ አርአያ ኢኪ ነተን ነአሽቱ የሕዋትና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tsegino5553
    @tsegino55533 күн бұрын

    ንኹሉ ጽቡቅ ገበሮ ዝብል መክ 3: ኣብዚ ነሄለ እግዚኣብሄር ይመስገን :: ናይ ቃና ዘገሊላ መርዓ ብሓቂ እግዚኣብሄር ዝቆሞሉ መዓልቲ 🙏

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal3 күн бұрын

    ሜካል ናይ ብሉፃት ብልፁቲ እኪ ዘመንኪ ይባረከ። ሐሳብ ልብኬ የሰምረልኬ ንፈሌ ድማ ከምታ እምነትኬ ብድድ የብሉ እቲ ኩሉ ዝካአሉ ጎይታ አሜን ብጥበᎅ🙏🏾💕

  • @yoursalimgabres

    @yoursalimgabres

    3 күн бұрын

    Soliye ende lbie enkue neaki abqeaki kemtiabebakum yeriyena freki ezi NSA triewo eti zsemaenayo tray aykonen ab asmera tray aykonen nata wshti bjeka eziom famili sebat zriom zhgzo zseano Seb zdlyom ms btsota tegelgl niera soli gn ab asmera keytehaxret ab deqemhare wn n msmae ztesaenom kthgz ab 2 semun endametset b wetsitata thg niera âne keman kabto zhgezu hanti snklna Nay egri zeleni koyne Nay behaqi eye nezi slezbeqaeki mehazay mearey tehagise🎉

  • @channel-dz5zb
    @channel-dz5zb4 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ብክልተ አግርካ ተክደሉ ምዓልቲ ይፍጥረልካ ኣምላክ 🙏❤

  • @user-st2vr1tw6h
    @user-st2vr1tw6h4 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ከብ ሰድት መልሰ እግዚአብሔር አምላክ ናብዚ ክብሪ የብቀዐና

  • @wedebtewelde5870

    @wedebtewelde5870

    4 күн бұрын

    Amen(3)

  • @HabteBeraki
    @HabteBeraki3 күн бұрын

    ጻዕዳ ለቢስና እንዳብራህና የዕሪፍና ስማ ምስ ጸዋዕና🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun72322 күн бұрын

    ይሕዋተየ ውለዱ ክበዱ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ዝተማሃርክዎን ዝተረዳክዎን ስንክልና ኣብ የእምሮ እዩ እምበር ኣብ ኣካል ኣይኮነን ዞም ስድራ ዚኦም ከኣ ስንክልና ኣለዎም ኢለ ንኽዛረብ ኣዝዩ ጸጊምኒ ንምንታይ ሉልልልልልልል ዝኾነ የምሮን መልክዕን ስለ ዝረኣኹ እግዚኣብሄር ኣቦይ ነዛ ሓፍተይ እዚኣ ቋንቋ ናይ ዝይምስማዕ ክትምሃር ዝገበረ ናብዞም ስድራ ዚኦም ዝልእኾ ብስራት ስለ ዝነበረ እዩ ርግጸኛ እየ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዞም ጽምዲ እዙኦም ብኽልተ ኢዱ ዝጠውሮም ዉሉዳት ከምዝህቦም ንስድሮምን ንሃጎሮምን ዝኾኑ ዕንባባታት ኳደኣ ውለዱ ክበዱ ጽሩያት ልቢ ❤❤

  • @alemgebru1715
    @alemgebru17153 күн бұрын

    በልዎ ለእግዚአብሔር ግሩም ግብርከ ❤❤❤ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ክቡረተይ

  • @Nrimey143
    @Nrimey1432 күн бұрын

    እመብርሃን መመሊሳ ልቦና ትዓድልኪ ሶልያና ሓፍተይ ፍሉይ ቃል ኪዳን ብኩሉ ነገሩ ብፍላይ ናይቶም ጽሙማን ልብካ ይማርኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ፍሬኹም የርእየና እግዚኣብሔር ንሓዳርኩም ንቤትኩም ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj66682 күн бұрын

    ክብርተይ ቃላት የብለይ ዝገልጸ ንአክ ምቅረት እግዝአብሔር አምላክ ሓደረኩም ይባረክ

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha3 күн бұрын

    ሚካል ናይዚ ዘመን ብልፅቲ ኢኪታዓዲልኪ ኣነስ ሪእምፅጋብ ሲኢነዮ ውለድ ክበድ🤲🤲🤲ሳብስክራይብእስኪበሉኒ❤🎉

  • @robelzerabruk267
    @robelzerabruk267Күн бұрын

    ቃል የብለይን have No Word እግዚኣብሔር መስተንክር እዩ ሞ ኣምላኽ ያኢቆብ ልዕል የብልኩም Love you ❤️❤️❤️❤️

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay3 күн бұрын

    ኣምላኸይ ክብሪ ንስምኻ ይኹን ብሓቂ ጽርያት ልቢ ዝኾኑ ሰባት ስለ ዝፈጠረኻ❤❤❤❤

  • @ManarBeauty-fn7hh
    @ManarBeauty-fn7hh3 күн бұрын

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም/ኪን ሓዳሩኩም እግዚአብሔር ይባረኮ እልልልልልልልልል ክንደይ ድሰሰሰሰሰ ይበለካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay6463 күн бұрын

    ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፍትዋትዐየሕዋተይ ማካልን ,ፊሊሞንን

  • @ManUnited-ri3tq
    @ManUnited-ri3tq4 күн бұрын

    ኣምላክ ዘሃበና Gift ንኩሉ ንወዲ ኣዳም ኣሎና ሞ፡ ብትክክል ዝተጠቀመትሉ ❤ ብልጽቲ ሰብ ክብርቲ ኢካ ካብ (ሊብያ )ፍሬኩም የሬኤና

  • @abhiweteyeyezeneber

    @abhiweteyeyezeneber

    4 күн бұрын

    Neaka wen ab delayka yebtsehka ❤

  • @gaulmokieerey263

    @gaulmokieerey263

    3 күн бұрын

    Neaka wn hawey abty kulu hiwetka Egziabher msaka ykun

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane77153 күн бұрын

    ርሑስ ሃማ ጸገይትን ፈረይትን ይበልኩም ኣምላክ ኣንቱም ነዚ ብርሃን'ዚ ክዉን ክኸውን ዝጸዓርኩም ኩላትኩም ክብሪ ይግባኣኩም ክብሪ ይሃብኩም

  • @teklezghighide755
    @teklezghighide7553 күн бұрын

    ዕድመን ጠዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ከም ኣብርሃም ሳራን ጸገይትን ፈረይትን ይግበርም ብክልተ እግሪካ ትገየሉ መዓልቲ የብካ ፈታሪ

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai80452 күн бұрын

    ብርኽቲ ጠዋሪኹም ውላድ ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @alemeheile2560
    @alemeheile25604 күн бұрын

    Fli & mikal Ruhs gama hagztkum twertukum wlad yhabkum msedmen tenan🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait56663 күн бұрын

    ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️👑👑👑❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️👑👑👑❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @malinadasapa5816
    @malinadasapa5816Сағат бұрын

    ዕልልልልልል፡ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤ ምሉእ ጥዕና ሂቡ ብደቅኹም ማሚቕኩም ዝተባረኸ ሓዳር ንምሉእ ዕድሜኹም ክህበኩም ፈጣሪ ይከኣሎዩ🙏🙏🙏

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q4 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን እናተመነኹ፡ ንሎሚ ፍጻሜ ወለዶይ ኣርኣያ ሰባት ዝኾነት ሰብ ብዝብል ዛዕባ መጺኣትኹም ኣላ እሞ ሰዓቡኒ ደቂ ዓበይቲ። ቅድሚ ሒጂ ከምትዝኽርዎ ""ወደየ ሰብ ኩን"" ዝብልን ዛዕባ ከምኡ ድማ ""ምሉእ ሰብ"" ብዝብልን ኣርእስቲ ጽቡቅ ዝኾነ ትዕዝብቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣቅሪባትልኹም ነይራ። ሎሚ ድማ ነቲ ብጽሑፍ ዝራእናዮ ብግብሪ ዝነበረቶ ጓል ሰብ ሒዛትልኹም መጺኣ ኣላ እሞ ደጊማ ሰዓቡኒ ትብለኹም ኣላ። """ዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ እናበለ ከረመ""" እዚ ምስላ ጥንተ ታሪኹ ደጀዝማች ውበ ሃይለማርያም ንሰሜናዊ ኢትዮጵያ ሰጥ ገጥ ኣቢሎም ኣብ ዝገዝኡሉ ግዜ እምቢ ኣይግዛእን እየ፡ ንዝበሎም ውዑይ ዓተር ብእዝኑ እናእተው የጽምምዎ ከምዝነበሩ እሞ ሽዑ ዝጸመሙ ሰባት ዘመነ ውበ ክብሉ ስለዝነበሩ፡ """ ዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ ክብል ከረመ ዝብል ምስላ ተመሰለ"""። እዚ ምስላ'ዚ ኣብ ሎሚ ግዜ ምሒር ዝሰርሕ ዘሎ ይመስል። ግና ነዚ ኩነት እትቅይር ሓንቲ ለባም ሰብ ኣብ ሃገርና ተፈጢራሲ ብግብሪ ክንርእያ ቀኒና ኣለና። እዚ ከኣ ለንቅነ ኣብ ዩቱዩብ(You Tube) ክንዕዘቦ ዝቐነና ኣብነታዊትን ኣርኣያዊትን ጓል ኢና ርኢና። እሱ ከኣ ኣብ ሄኒፓስ ኢንተርተይመንት(HENPAS ENTERTAINMENt) ብጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ዝኽሪ ፍቅሮም ኣብ ዝብል መደብ ኣቶ ፊሊሞን መኮነን ምስ ዘማሪት ሚካል ብርሃነ ብምኽንያት መርዕዖም ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ናይ ሂወቶም ክትኸታተልዋ ፍጻሜ ወለዶይ ትዕድመኹም ኣላ። እንሀለትኹም ኣብዛ ሊንክ(Link)፡, ( kzread.info/dash/bejne/m5pt1NyNftqdkrA.htmlsi=ae7McpfdDENmKzwH) (kzread.info/dash/bejne/aGt5usZxdNfTd6Q.htmlsi=4vQf2KTK4BssTboD) ተዓዘብዎ ተመሃሩሉ። ናብ ትሕዝቶይ ምስ ዝመልሰኹም ጽሑፈይ ክጅምር ከለኹ ብዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ እናበለ ከረመ እንድዩ ነገሩ፡ ኣብዚ ወለዶና ግዜ ግዲ ሕማቅ ስማዕ ኮይኑ እተን ኣዋልድ ኣሓትና ነዞም ኣወዳት ንበሃል ኣይ እዚኦም ድኣ ዘይሰምዑ፡ ኣእዱግ እንድዮም፡ ንሓዳር ኣይኾኑን እዮም፡ በቃ ሰብኡት ኣይኾኑን እናበላ ክጸርፋና ከሽኻዕልላ ዘይሰምዕ ሰብ ዳርጋ የለን ምባል ይኸኣል። በጃክን ኣዋልድ ኣሓትና ብልክዕ ሕማቓት ኣወዳት የለውን ማለትና ኣይኾነን ግና ኣሕቢርክን ኣይትጽረፋ ክንደይ ጀጋኑ ሓዳሮም ገጥ ኣቢሎም ዝነብሩ ኣናብስ ዝኾኑ ሰብኡት ከምዘለው ንእግረ መንገደይ ክሕብረኽንን ከዘኻክረኽንን ይፈቱ። ከምኡ ከኣ ንሕና ኣወዳት ነዘን ብሩካት ኣሓትና እዚኤን ኣይረብሓን እየን፡ ንጥቅሚ ጥራሕ እየን ዝቐርባኻ፡ ፍቅሪ ኣይፈልጣን እየን፡ ኣንስቲ ኣይኾናን እየን፡ ንሓዳር ኣይበቅዓን እየን፡ ንብል ከኣ ብዙሓት ኢና እሞ በጃካትኹም ወገናተይ በተን ውሑዳት ኣዋልድ ኣሓትና ነዘን ጽቡቃት ኣሓትና ለኺምኩም ኣይትጽረፍወን ኣይተናሽውወን ክብለኹም ይፈቱ። ሓደ ክልተ ሰባት ሕማቅ ሰለዘጋጠሞም ብእአን ኣይንፍረደን ውቤ ክንብል ኣይንንበር ክብል ይፈቱ። ብምቅጻል እዛ ሎሚ ኣብነታዊት ዝኾነት ጓል እሞ ከኣ ኣብ ወለዶናን ግዜናን ተደንቕ ጓል እባ ንተዓዘባ ወገናተይ። ክንደይ ከም ዘማሪት ሚካል ንፉዓት ሰብ ሰብ ዝጨንዋ ንሰብ ብሰብኣውነቱ ኣፍቂረን ንናብራ ሓዳር ብፍቅሪ ኣማሚቐን ዝኸዳ ከምዘለዋ እስከ ሪእና ተዓዚብና ካብ ኣሉታ ኣተሓሳስባ ወጺና ናብ ኣወንታ ኣተሓሳስባ ክንመጽእ በዚ ኣጋጣሚ ጌርና ክንምለስ ፍጻሜ ወለዶይ ተተሓሳስበና ኣላ። ብሓቂ ከምቶም ዘመነ ውበ ዝጸመምና ኣይንኹን። ኣሕቢርና ኣይንጽረፈን ክንደይ ብቁዓት ኣዋልድ ከምዘለዋና ዘማሪት ሚልካ ብግብሪ ኣርእያትና ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ ጌርና ንጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ክነመስግኖ ንደሊ፡ ክብሪ ይሃብካ ንብሎ። ብዙሓት ከምዚ ዓትነት ሰባት ሰብ ሓዳር ስለዘለዋ ንከምዚ ዓይነት ኣዋልድ እናምጽአ መምሃሪ መለበሚ ንወለዶና መታን ክኸውን ፍሒሩ ደልዩ ከምጽኣልና ንላበዎ ኣለና። እዛ ጽሕፍቲ ንጋዜጠኛ ፓስታ ትረኽብዎ ክተብጽሑለይ እላቦ። ዘማሪት ሚልካ ንሰብኣያ ፊሊሞን ስንኩል እዩ፡ ጸገም ዘለዎ ሰብ እዩ፡ ካባይ ሓገዝ ጥራሕ እዩ ዝሓትት፡ ከይበለት ብፍቅሪ ጠሚታ ንናብራ ሓዳር ዝበቅዐት ኣብነታዊት ናይ ዘመንና ዋዕሮ ጓል ሰብ፡ ሰብ ሰብ እትጨኑ ሰብ እያ ክብላ ይደሊ። ኣምላክ ፍቅሪ ነዞም ሰብ ሓዳር ሓዳሮም ክባርኽ፡ ዓንቢቦም ክፈርዩ ወሊዶም ክስዕሙ፡ ቃል ኪዳኖም ይባርኸሎም ትብል ፍጻሜ ወለዶይ። ቡኡነት ክብለኩም ኣወዳት ወገናተይ ነዋልድና ኣክቢርና ኣፍቂርና ሓብሒብና ክነንብረን ይግብኣና። ኣዋልድና እዃ ገዛ እንተሃብናየን ቤት ዝቅይራ ኣዋልድና እየን። ኣስቤዛ እንተሃብናየን መግቢ ሰሪሐን ዝቅርባ ኣሓትና እየን። ዘርኢ እንተሃብናየን ንዓና ዝመስል ውሉድ ዝህባ እዃ እየን። ስለዚ ነፍቅረን፡ ንሓብሕበን፡ እሞ ገዛና ምድራዊት ገነት ክቅይራልና ዝኽእላ ፍጡራት እየን። ነተን ውሑዳት ኣብ ጥቅምን ካልእ ዙረትን ዘለዋ ኣሓትና ድማ ንምዓደን ምስማዕ እንተኣብየን ግና ካብ ኣብ ዘየድሊ ሕማቅ ውሳኔ ንምስምዑ ዘፈንፍን ስራሕ ካብ ንኣትው ገዲፍናየን ጻዕዳ ይጽናሕክን ኢልናየን ንኪድ። ንምንታይ ሕማቅ ዝገበረ ባዕሉ እዩ ደሓር ዝፍደ፡ ከምቲ ኣበው ክምስሉ ጉድጓድ ንዃዓቲቱ ከምዝተባህለ ማለት እዩ። ኣዋልድ ኣሓትና ድማ እነሀለትክን ከማክን ጓል ክንሳ ሰብ ሰብ እትጨኑ ዘማሪት ሚልካ ርኢክን ክትመሃራ ኣብ ሓዳርክን እሙናት ኣንስቲ ከም ኣዴታትና ክትኾና ሓደራ እናበለት ሓሳባ በዚ ትዛዝም ፍጻሜ ወለዶይ። ኣብ ካልእ ግዜ ብካልእ ኣርእስቲ ክሳብ ንራኸብ ብሩኽ ምሸት እናበለት ፍጻሜ ወለዶይ ትፍለየኩም ኣላ ወደሓንኩም!!!። ዝኾነ ርእይቶ ሓሳብ ምስ ዝህልወኩም ኣብ ሳንዱቅ ርእይቶ( Comment) ቦታ ግደፉልና ሰሰናዩ ንተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ። By Danay (Figo) Rhus gama ygberelkum mikal araya nayzi zemen eki ዓንቢብኩም ፍረዩ ወሊድኩም ሰዓሙ

  • @axsmawyan
    @axsmawyanКүн бұрын

    ኣሰይይይ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ❤እዝን ኣዶ እቲ ታሕጓሰን ኣንቢዑኒ ዝወለደክ ይታሓጎስ ዳኣ

  • @adiamkifle5980
    @adiamkifle59802 күн бұрын

    ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብርሃምን ኣዴና ሳራን ይግበረልኩም ምጭዋት መርዓውቲ 🙏 ኣብዚ ዘመን ዚ ደቀንስትዮ የሕዋትና ልቦና ገዲፈን ኣብ ናይ ዓለም ስሰዕን ሃርገፍገፍን ዝከዳሉ ዘለዋ እዋን : ከምዛ ርህርህቲ ሓፍትና ልቦና ይዓድለን ። መግለጺ ስኢነልኪ ማኩ ፍረ ወላድኩም የርእኩም የርእየና እግዝኣብሄር 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-hw5ib3cd7t
    @user-hw5ib3cd7t3 күн бұрын

    በረኸት ረድኤት ናይ ፈጣሪ ካባኩም ኣይርሓቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dg8vr3qc3k
    @user-dg8vr3qc3k4 күн бұрын

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @tekleweynitesfom4987
    @tekleweynitesfom49873 күн бұрын

    Amlak hadarkum ybark kal kidan abrahmn Sarah ygbererlkum, neza haftu ni flimon Interview tetgebrula kemey tigelya ni soliyan and nayzi meriea antay kemtesemea

  • @kisanetmahari2374
    @kisanetmahari23743 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤blxti haftey amlak ybarki amlak kulu kem lbki ygberelki

  • @temesgenamlakey2848
    @temesgenamlakey28483 күн бұрын

    Shkorinatat egziabiher edmen tenan hibu fereytn tsegeytn ygberkum.🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ghirmaysemere442
    @ghirmaysemere4422 күн бұрын

    Kemki natki lbona zelewen abzi Ewan zelewa aymeslenn egziabher amlak kem emnetki ygberelki fereytn tsegeytn ygberku maku &fili❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GebrihiwetHabte
    @GebrihiwetHabte3 күн бұрын

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብቀዳምነት ኣነ ክብሎ ደልየ ዘለኹ ግን ንሚካል ናትኪ ዩቱብ አንተ ትኸፍቲ አሞ ነቶም ናይ ምዝራብን ምስማዕን ጸገም ዘለዎም ሕብረተሰብና ናብ ማስሜድያ አንተ ተቅርብዩም ምስ ሕብረተሰብ ምተላለይ ሕብረተሰብ ካኣ ዝኾነ ምሓገዞም ። ፓስታ ካኣ ኣጆኻ በርትዕ የቀንየለይ።

  • @angesetmhtsunangesetmhtsun571
    @angesetmhtsunangesetmhtsun5713 күн бұрын

    እልልልልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🙏🙏🙏 ጽቡቃት ከማኺ ይብዝሓ ዝሓብተይ🎉🎈🎉🎈🎉🎈♥️🌹♥️🌹♥️🌹

  • @mihretadhanom8175
    @mihretadhanom81752 күн бұрын

    The best blessed weeding I ever seen.yohana nmerawti kemwn nweldi🎉ztebarku wlud yhabkum❤

  • @user-rj2ix9ij7p
    @user-rj2ix9ij7p2 күн бұрын

    Edmen tEnan yhabom fetari wuludom yerAyom 🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samriissak1204
    @samriissak12043 күн бұрын

    Asey shikorinatat sneak mesakum yekun edmen tenan yehabkum❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @akberetberaki8508
    @akberetberaki85082 күн бұрын

    ሩሑስ ጋማ ፈረይቲ ጸገይቲ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azujigina4753
    @azujigina47533 күн бұрын

    Egzabher fereitin xegeitn ygiberkum egiznte mariam teamirawuti tamiratki ariom hugusatin seb xegan kikonu tminitey Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina 🇪🇷❤️🙏🙏🙏 ezen ab dege zelena kulatna tetahina hanti kemizia nay zemena lebam kibirti do mikona

  • @semhoney414
    @semhoney4144 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-iu4ei1lq7u
    @user-iu4ei1lq7u3 күн бұрын

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳርን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ፈትሪ ቡሩካት የሕውት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitkesete2236
    @merhawitkesete2236Күн бұрын

    Rhus gama 🎉🎉🎉yegberlkum amlk haderkum yebark ❤❤❤kemti abebakum yerenia ferakum ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @bielulmesfun868
    @bielulmesfun8683 күн бұрын

    Bhagos nebia qal kidan Abrahamn saran ygberelkum❤❤

  • @medagebre
    @medagebre2 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum yehwatey wowwwww 🫶🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ce7uk8li5w
    @user-ce7uk8li5w3 күн бұрын

    ኣምላክ ከም ኣብረሃምን ሳራን ፍቅሪ ይሃብኩም ዝተባረኩ ውላድ ይሃብኩም ኣሜን

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab32813 күн бұрын

    ኣሰይይይ እልልልልልልልልልልልል ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣማላድነት ኣዴን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረኸት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @zt1306
    @zt13063 күн бұрын

    ASEY ADARKUM GOYTA YEBARKELKUM 🙏🏾🙏🏾🇪🇷

  • @weldemchale
    @weldemchale2 күн бұрын

    Brukat eyom nay behaki amlak zebarekom eyom kal kidan abrehamn saran ygberelom ❤🙏🙏🙏

  • @fqadkaamlakey9489
    @fqadkaamlakey94893 күн бұрын

    Amlak emun iyu emo ade wedi wey ade gal iki amlak ymesgen❤❤❤❤❤❤.

  • @milkakiflu3284
    @milkakiflu32843 күн бұрын

    Kubur seb meten nebsu yekbreka. Nay behaki Miku kibrti gual seb hilna❤❤❤

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l3 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና❤❤❤

  • @user-ml3lo3zg4g
    @user-ml3lo3zg4g3 күн бұрын

    ኣሰይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤

  • @user-hp1up3su1t
    @user-hp1up3su1t2 күн бұрын

    Kem abirahamin saran yxemirkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MicalYonas-el6fy
    @MicalYonas-el6fy3 күн бұрын

    Ellllllll kendey des kebl u zi haymanotna temsgen amlk ortodoxs tewado gera zeftrkani Egziabher amlk temsgn berukat merawti amlk bet abrhan saran yegbrelkum ❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitnuguse4174
    @senaitnuguse4174Күн бұрын

    Ruhus Gama ygberelkum nay ezgabihier merawti.ezgabihier amlak wetru ab zryakum ykun mukurat bulutat haftey

  • @user-kt4du5mf6d
    @user-kt4du5mf6d3 күн бұрын

    Elllllllllll em brhan miskum tekun

  • @selamabrham1088
    @selamabrham1088Күн бұрын

    Qalkidankum ybark ezom yhwatey

  • @user-jc9px1wh7t
    @user-jc9px1wh7t4 күн бұрын

    አልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኩም🎉❤❤❤

  • @Magdelina792
    @Magdelina7923 күн бұрын

    What abeutiful soul

  • @user-pz3wg3dr6j
    @user-pz3wg3dr6j3 күн бұрын

    አሰይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @semhoney414
    @semhoney4142 күн бұрын

    I love this

  • @Elimtub
    @Elimtub3 күн бұрын

    Hadarkum ybarek wiladkum yereyena

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038Күн бұрын

    Asey xubukat zimare melaekt yesmealna

  • @semhoney414
    @semhoney4142 күн бұрын

    She is bless person

  • @rahwi-dr2ok
    @rahwi-dr2ok3 күн бұрын

    Kemzia nski n Mama wdase qalat yebley nae zgelx zbelkyo ane kae qalat yebleyn naeki kgelex amlak hadarkum ybark kemti neta geza brhan zzerakla hadarkum brhan ykunelki❤❤❤

  • @sarasari2661
    @sarasari26613 күн бұрын

    ንመጀመርታ ጊዜ ኩሉ ሓቢሩሉ ዝወዓለ ጋማ ከመይ ኮን ቅዱሳት እዮም ❤❤❤

  • @user-eh4mu6hl6b
    @user-eh4mu6hl6b3 күн бұрын

    Asey Asey EEllllll shikorinatati god bless you🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @akberetandemichael7961
    @akberetandemichael79613 күн бұрын

    Kalkidan Abrhamn Saran ygberelkum Amlak

  • @MiriamZeku
    @MiriamZeku3 күн бұрын

    Elel kmzi abi hewati tehgusa ayflten eya kali kedan abrahmen saran yegbrelku

  • @gebrehiwetluwam1154
    @gebrehiwetluwam11543 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ asey xubukt Edmen tanan yhabekum fetari 🙏♥️❤️🙏🙏🍹🍹

  • @user-xn3le8bn3k
    @user-xn3le8bn3k3 күн бұрын

    Antum xbukat frekum yeryena🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai80452 күн бұрын

    እልልልልልልልልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @freweyniasfahale2269
    @freweyniasfahale22693 күн бұрын

    Meglexi endu zeybley nezom merau bflay nmiku amlak ymesgen nzi zerayekum kemua ka msgana ndngl mariya ❤❤❤

  • @ftsumandemariam6082
    @ftsumandemariam60823 күн бұрын

    ቃል ኪዳን ኣብረሃምን ሳራን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EritreaHadas
    @EritreaHadas3 күн бұрын

    Ellllllllll egziabeher amlak edmen tienan yehabkum ❤❤❤❤

  • @tseadeyweldekidan3264
    @tseadeyweldekidan32643 күн бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልኣሰይ ደስ ክብልካ ቃልኪዳን ኣብሪሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቡክም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @mbrakgurja9834
    @mbrakgurja98343 күн бұрын

    Ruhus Gama ygberelkum. Egziabiher Amlak hadarkum ybarkelkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ol4oy1tq3y
    @user-ol4oy1tq3y3 күн бұрын

    ❤❤❤Egziabhier hadarkum ybarkelkum brukat yehwat

  • @user-hh9kj9zx9c
    @user-hh9kj9zx9c3 күн бұрын

    ኣሰይይይይ አልልልል ወላዲ ኣምላክ ኢዳ ተንብረልኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gebreamlakkahsay9303
    @gebreamlakkahsay93033 күн бұрын

    God bless you 🙏❤❤❤

  • @user-ii1tw8cd8i
    @user-ii1tw8cd8i3 күн бұрын

    ኣሰይ ደስ ክብለካ ዓግቢና ተመስገን ፈጣሪ

  • @assass8589
    @assass85894 күн бұрын

    ርሑስ ጋመ ይግበረልክም ክንደይ ደስ ክብል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shamszegay9082
    @shamszegay90823 күн бұрын

    Btaomi des ktblu odmen tonan yhabkum Amlak Rhus gama ygberlkum kemti n Abraham saran zbareke Amlak ybarkum wladkum yereyena ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru24013 күн бұрын

    Elllllll elllllllll ellllllll aseyyy yhewaty edman tenan yehabkum fetari rhus gama Abraham Sara yegebrlkum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi18323 күн бұрын

    Qidus Egzabiher Amlaki ne Abona Abrham Qale kidanu zbareke Qalkidankum Ybarki ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px3 күн бұрын

    ልቦና ዘሎዎ ጓል ሃወን❤❤❤❤❤ረአ

  • @weldemchale
    @weldemchale2 күн бұрын

    Eske kuluna hzbe kristian mikal, nebsna kem nftsh tmhrena ala nhna ke entay ena bdwna zsenkelna 🙏🙏🙏

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber4 күн бұрын

    Amlak edmen tenan yehabkum rehus gama yegberelkum weladkum yereyena ❤❤❤

  • @liasium9571
    @liasium95714 күн бұрын

    congratulations ❤🎉🎉🎉🎉

  • @rutagebreslase1862
    @rutagebreslase18623 күн бұрын

    Aseyyy deki maryamey xbuqatey 🎉🎉🎉

  • @TitiAmanual
    @TitiAmanual4 күн бұрын

    wow❤🎉

  • @yirgalmsolomun7587
    @yirgalmsolomun75873 күн бұрын

    Ellllllllll Ellllllllll nay.abrhamn saran kal kidan yegberlkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @peaceful3082
    @peaceful30823 күн бұрын

    Almighty God 🎉🎉🎉🎉blessing this amazing Union

  • @freitahagos1591
    @freitahagos15913 күн бұрын

    Ruhus gama ygberelkum kal kidankum ybark.

  • @akberetkidane6542
    @akberetkidane65422 күн бұрын

    Assey Elllllllllllllll hagosekum hagosna kbri namlak ❤🎉

  • @Eritreana1991
    @Eritreana19913 күн бұрын

    Yes ዝበልኽዋ ኮይና ኣብ ዝሓለፍ ቪድዩ ናይ መርዓ ይማሓላለፍ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሪ ኢለ ኔረ 🥰🙏 thx ሕጂ ድማ 👍 ሼር በልዎ ።

  • @tsnatandatzerayeyooo
    @tsnatandatzerayeyooo3 күн бұрын

    Kemti abebakum wladom yereyena , weledi enqa hagesekum, edmen tainan yhabkum❤❤🎉

  • @user-el3pb3eg9z
    @user-el3pb3eg9z3 күн бұрын

    Btami des zibl eyu habtey natey seb bmikanki sebiawitn bimsrhaki amlak tsamakum yihabkum fetari edmen tianan yihabkum emo ahwet bejakum nihagzom gefawid mindi yikefetelom kemzi seb ke alo diyu wedey ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

Келесі