ዓመት ዓመት ዘክራኽራ ነጥብታት ፡ ብጽሞና ስምዕዎ! ሥልጣን ከሰተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 154

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q2 ай бұрын

    ሰላም ኣኣብ ዘለናዮ ህዝበ እግዚኣብሄር ከመይ ቐኒኹም ከመይ ኣሎ ሕማማት ኣኣብ ዘለናዮ....ጽሎትናን ምህለላናን ይቀበለና...ክቡር መምህረይ እንቃዕ ብሰላም መጸካና ደኺመ ከይበልካ ትምህረናን ትግስጸናን ዘለካ ድማ ነመስግነካ...ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና. ..ኣሜን...

  • @Hzbey_Babitey

    @Hzbey_Babitey

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    አሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርይ💒✝️🙏❤

  • @Abismiki
    @Abismiki2 ай бұрын

    ኣሜን ክቡር ሓውና ቃል ህይወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይባረክ

  • @AmmanuelAmmanuel
    @AmmanuelAmmanuel2 ай бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmaana bselam xomna awediu bselam nab tnsaa yebxahana

  • @user-me4mt6gu9g
    @user-me4mt6gu9g2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል የስማልና ኩቡር ሓውና❤❤❤

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h2 ай бұрын

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-me4mt6gu9g
    @user-me4mt6gu9g2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል የስማልና ኩቡር ሓውና

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst52182 ай бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲ ስልጣን ሓውንና።ንሕና ኦርቶዶኩሳውያን ስርዓት ኣቦታትናን ቤተክርስትያናን ከምዚ ገይሩ ዘረድእን ዝምህርን የድልየና ኣሎ ስኣን ፍልጠት ህዝበይ ይጠፍእ ኣሎ ክምዝበሎ ትምቢተ ሆሴእ ስርዓትን ሕግን ቤተክርስትያን ምፍላጥ ካብ ቡዙሕ ከምዘድሕነና ክንፈልጥ ኣለና ኮምኡ ውን ነቶም ዝሓቱና ምላሽ መታን ክንህብ ክንማሃርን ክንፈልጥን ይግባእ።ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈጺሙ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና ኣሜን ኣሜን።

  • @SadSad-ke9ul
    @SadSad-ke9ul2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ፫🎉❤🎉❤

  • @gfugufyfuf8409
    @gfugufyfuf84092 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐና ኩቡር መምህርና ❤❤❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @rozar227
    @rozar2272 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @LunaFitsum-wi5gl
    @LunaFitsum-wi5gl2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና.. መምህር ከም ፍቃድ ኣምላክ እዚኣ ትርጉማ ከተብርሃለይ.. ኣብ ወንጌል ሞቲወስ.. 22:41-45

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14452 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና

  • @user-dl4dx5py9l
    @user-dl4dx5py9l2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር🙏💞🙏💞💒🥰🙏

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l2 ай бұрын

    ቃለሂወት የስምዐና ጋል ዓሞይ ኩሉ ግዜያ መፂኣ ሰላም ትብለኒ ሰላም ትብለኒ መፂኣስ ሰላም ኢለያ ማ ልምንታይ ሰላም በልክዋ ክብል ዉዒለ

  • @sahayabray5699
    @sahayabray56992 ай бұрын

    AMEN AMEN AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @AnnoyedChess-mi7xp
    @AnnoyedChess-mi7xp2 ай бұрын

    እሜንእሜንእሜንቃልህያውትያስመዕልና

  • @mebriearaya275
    @mebriearaya2752 ай бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna seltene hawey ❤❤❤❤

  • @user-kd2yh8le9d
    @user-kd2yh8le9d2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d72 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና 🤲❤

  • @medhanieghirmay858
    @medhanieghirmay8582 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ስልጣን ናይ ብሓቂ ኣብርህካልና ኢኻ።

  • @user-oj8yw5in9x
    @user-oj8yw5in9x2 ай бұрын

    God bless you abundantly good teaching

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14452 ай бұрын

    Yekeniyelna Memhirna agedesti eyen neyren kibret Yihabelna ❤

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je2 ай бұрын

    ቃል ህወት የስመዐልና

  • @RobelMulugeta-ww6yg
    @RobelMulugeta-ww6yg2 ай бұрын

    Amen kale hiwet ysmealna 🙏

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና መምህርና

  • @user-eh5cg6lb6q

    @user-eh5cg6lb6q

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ስልጣን እግዛኣቤሀር ጸጉኡ የብዛሓልካ። ግን ሓንቲ ሕቶ ዶ ካሓተካ ማለት ኣብ ሕማማትሲ ብሳምና ነብስካ ክትሕጸብ ይፍቀድ ድዩ ?

  • @selametyp713
    @selametyp7132 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @hagosmehari6953
    @hagosmehari69532 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና እዛ ናይ ሰላምታ ነጺራትልና ምክንያቱ ኣፍልጦ ዝሓጽረና ሰባት ኣለና ብፍላይ ካልኦት ሰባት መሳርሕትና ሰላም ክብሉና ይመጹ እሞ ኣቀይምና ንሰዶም ከተረድኦም ዓቀብ ይኮነካ ሕጽረት ቃንቃ ኣሎ ሕጽረት ኣፍልጦ ኣሎ ኩሉ ግዜ ይቅየምልካ

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና

  • @user-jb4rn4uv5s
    @user-jb4rn4uv5s2 ай бұрын

    ቃለሂወት የስማዓልና ❤

  • @user-mq3up5pm2p
    @user-mq3up5pm2p2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና❤

  • @user-fw3zz4dc5g
    @user-fw3zz4dc5g2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏

  • @abrahamzereabruk1626
    @abrahamzereabruk16262 ай бұрын

    የቐንየልና ምምህር ብጣዕሚ ኣገደስቲ ሕቶታት ዝነበራ ኣብሪህካልና። ኣሜን፡ ኣሜን ፡ኣሜን ቓለ ሂወት የስመዓልና።

  • @user-ef7uu1ei2t
    @user-ef7uu1ei2t2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት ይስመዓልና ዝሓወይ ብዛዕባ ምምዕታብ ምስዕዓም ግን ሕተተላ ዝሓወይ

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኹቡር መምህርና 🎉🎉♥️♥️♥️

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ ካባካ ቡዙሕ ተማህርና ብጣዐም ስልጣን ሓዉና❤❤❤❤

  • @user-nd3pd7ze1k
    @user-nd3pd7ze1k2 ай бұрын

    ሰላማት ስልጣን ሓወይ ከመይ ትኮዉን ጽቡቅ ክትህሉ በዓል ምሉእ ተስፋ"የ ስልጣን ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ንሱ ካኣ ብዛዕባ ኣጸላልያ እዩ (ኽንጽሊ ከለና ዓይንና ምዕማት እንታይ ጸገም ኣለዎ ኣነ ክጽሊ ከሎኩ ዓይነይ ዓሚተ እየ ዝጽሊ ዓይነይ እንተ ከፊተዮ ግን ልበይ ይስረቅ ኣየናይ እዩ ኦቲ ቅኑዕ ኣጸላልያ )በጃካ ስልጣን ሓወይ ተገዲስካ መልሰላይ ክጽበየካ እየ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @WeyniKidane-sg5dz
    @WeyniKidane-sg5dz2 ай бұрын

    Kralayson Kralayson xegaka ybzhalka hawnan memhrnan

  • @user-sv8qi5ok7x
    @user-sv8qi5ok7x2 ай бұрын

    Selam neakatkum kuburat ahwat ezi kulu abi sebket ezi ksab hji gna 1000 like ayatwen bejakum baelna nebya eza chanel ruhus beale tensae❤❤❤❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኦ ጎይታ ተዘከረነ በወስት መንግስትከ እምፍያቲዊ ዜየማን❤🙏

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤❤

  • @BhflhkkCjgjkui
    @BhflhkkCjgjkui2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ምጥላቅ እስኪ ገለ በሉና ማለት እንተዳኣ ጠሊቅካ እንታይ እዩ ዓስብኻ መልሲ ግድን ክፅበ እየ የቀንየለይ❤❤❤

  • @Ghh-bq4bf
    @Ghh-bq4bf2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት ያስመዐልና ክቡር መምህረይ ካባካ ቡዙሕ ተማህርና ብጣዐም የአ ዳመስግን🙏🙏🙏🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ❤

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f2 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna hawna ❤

  • @user-kk6ee6li2g
    @user-kk6ee6li2g2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስልጣነይ❤❤❤

  • @knenjhrd6394
    @knenjhrd63942 ай бұрын

    ሕቶ ይፍቀድ ድዩ

  • @user-dj1bi6ml7o
    @user-dj1bi6ml7o2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሰናይ የስመኣልና መምህር ስልጣነይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Hzbey_Babitey
    @Hzbey_Babitey2 ай бұрын

    ክቡር መምህርና ❤ ክቡራት የሕዋተይ ኣብ ፕሮፋይለይ እናፀቀጥኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ እግዛብሄር ፅቡቅ እናርኣየ እናስመዐ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብፀሐና ክርያላይ ሶን ክርያላይስን ክርያላይ ሶን🤲

  • @user-ym7vq8fi4t
    @user-ym7vq8fi4t2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ♥️♥️🥰

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd2 ай бұрын

    ቃል ህይት የስመዕልና ስልጣነይ

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ኣዙየይይ❤❤

  • @SaraSara-ei6yd
    @SaraSara-ei6yd2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡሩ መምህርና አነ ዘይትረደኒ ነገር እንተሎ ብዕለተ ሮብዕ ንጎይታ መን እያ ሽቶ ዝቅብእቶ ማርያም መግደላዊት ድያ ወይስ ማርያም እንተ እርፍታ ማለተይ አብቲ ሓደክሰምዕ ከለኪ ማርያም መግደላዊት እያ ቀብአቶ እብዚ ትምህርቲ ድማ ማርያም እንተ እርፍታ እያ ይሰምዕ እና እስኪ አረድእኒ ክብራት አሕዋተይ❤❤

  • @user-ck2kx6ld1x

    @user-ck2kx6ld1x

    2 ай бұрын

    ማርያም ሓፍቲ ማርታን ኣልኣዘርን ኢያ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ 11 ኣሎ እቲ እንተእፍረት ዝብል ግን ሓደ ኣብ tiktok ካምዝመሃረና እንተኮይኑ እቲ ክቡር ቁዱስ ቅብኢ እንተእፍረት ካምዝባሃልሞ ብኡ ማርያም እንተእፍረት ካምትባሃል ሊቃውንት ኣቦታት ይትርጉምዎ ኢሉና ግን በዚ tiktok ዝማሓላለፍ ትምህቲ ኣይተኣሜመነሉን እታ ንጎይታ ቁዱስ ቅብኢ ዝቀበአቶ ብፀጉሪ ርእሳ ኣእጋሩ ዝደረዘቶ ርግፀኛ ክይነ ክነግረካ ግን ማርያም ሓፍቲ ኣልኣዛርን ማርታን ኢያ የውሃንስ ወንጌል 11፦2 ኣብ ሞባይለይ ኣላ ኣብ መፅሓፍ ቁዱስ ግን 11:5 ይመስለኒ

  • @user-jr1jl6cw7q

    @user-jr1jl6cw7q

    2 ай бұрын

    እወ እተን ሽቶ ዝቀባኣ ሰለስተአን ዋላ ይክና ድአም አብ ትፋላለየ ማዕልቲ እየን አቅርበንኦ ማርያም ሓፍቲ አላአዛር አላአዛር ካብ ሞት ከትንስእ ከሎ ናይ ደስታኣ መግለፂ እያ አቅርባቶ ርቡዕ ማዕልቲ ዓዲ ስምዖን ድራር ክገብሩ ከለዉ ዝቀበአቶ አብ እግሩ ወድቓ ዘነበዐት ግን ስለ ሓጥያታ ዘቅረበቶ ማርያም እንተ እፍረት እያ አብዚ ግን ማርያም እንተ እፍረት ማለት ማርያም መግደላዊት እያ ማርያም ሓፍቲ አላአዛር እያ እሎም ዝድርብዋ አለዉ ግን ሰለስተአን ብሕተን እየን ማርያም መግደላዊት ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ 7ተ ጋኔን ዘውጸአላ እያ ማርያም ሓፍቲ አላዛር ድንግል እያ አብ እግሪ ጎይታ ኾይና ትማኃር ዝነበረት እያ ማርያም እንተ እፍረት አብ ዝሙት ዓለም እትነብር ዝነበረት እያ ድሓር ሞት ዘክራ ኹሉ ሓላፊ ጠፋኢ ምኻኑ ፈልጣ አብ ገልላ ሓጥአት ዝሓድግ ምዉት ዘተንስእ አሎሞ ክኸይድ አለኒ እላ ዝኸደት ረቡዕ ማዕልቲ ዘቅረበቶ እያ ብዙሕ ታርክ አለዋ ተደልኽን አብ ዩትብ ጽሕፍኽን ተጠቀማ

  • @user-ck2kx6ld1x

    @user-ck2kx6ld1x

    2 ай бұрын

    @@user-jr1jl6cw7q ኣብ መፅሓፍ ቁዱስ ዝረከብኩዋ ርግፀኛ ኮይነ ዝመለስኩሉ ማርያም መግደላዊት ካምዘይኮነት ማርያም ሓፍቲ ኣልኣዛር ምኳና ኢየ ነጊረዮ ብዛዕባ ማርያም እንተእፍረት ስልጣን ባዕሉ ቅድሚ ዓመት ገለ ሚሂርሉ ኢዩ ደጊምና ኽንሰምዖ ንክእል ማርያም መግደላዊት ግን 7ኣጋንንቲ ዝተሓደገላ ትንሳኤ ጎይታ መጀመርታ ዝረኣየት ረቡኒ ካምዝበለቶ እምበር ቀቢኣቶ ዝብል ተማሂረ ኣይፈልጥን

  • @SurprisedFishingRod-om9um
    @SurprisedFishingRod-om9um2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህር ስልጣን👏

  • @rahwaeyob1593
    @rahwaeyob15932 ай бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmana Memhrna Sultan Hannah

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb2 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho29852 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓዉና❤❤❤❤

  • @user-re1wf2vc4u
    @user-re1wf2vc4u2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመ ዐልና

  • @user-pu6uf1sv1q
    @user-pu6uf1sv1q2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤❤❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ተመስገን በስመአብ ኣብ ዝበልኩዎ ክርያላይሶን ኢዩ ዝባሃል ናበላ ልበይ ኣጥፋአናለይ ማሓዙተይ ኣነ ካኣ ዘይመፀለይ ንምንታይ ዘይሕዞ ናበልኩ ይሳቀ

  • @fuch9239
    @fuch92392 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን

  • @user-fr7qt1oj4g
    @user-fr7qt1oj4g2 ай бұрын

    አሜን፫❤❤❤

  • @user-jr1jl6cw7q
    @user-jr1jl6cw7q2 ай бұрын

    አሜን እንኳዕ አብሩ አብጸና ስልጣን ሓውና ጸጋኡ የብዘሐልኻ ብሓቂ ኹሉ ሰብ ዝዳናገረሉ እዩና ቃለ ህይወት የሥመዐልና❤ ት/ቲኻ ካብደይ አዳምጽ 4ተ ወርሐይ ገብረ😊

  • @user-kl1rc5ep8v

    @user-kl1rc5ep8v

    2 ай бұрын

    1 ዓመት ዝገበርናለ ኣለና😢😢😢

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane33342 ай бұрын

    ቃለ ሰናይ ቃል ህይወት የስምዓልና መምህረይ🙏❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ 👏✝️

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 ай бұрын

    እግዝአቢሄር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን

  • @user-be5ps5ns4d
    @user-be5ps5ns4d2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን🙏

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e2 ай бұрын

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @user-tq8kf7tu1s
    @user-tq8kf7tu1s2 ай бұрын

    amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @mariyamey555
    @mariyamey5552 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤❤❤

  • @feyoriteklay
    @feyoriteklay2 ай бұрын

    ቃለ ሂወትየስምኣልና 🙏🙏🙏

  • @WediGash-hd8bk
    @WediGash-hd8bk2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የሰማዓለና

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34612 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏

  • @user-eh5cg6lb6q
    @user-eh5cg6lb6q2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና እግዛኣቤሀር ጸጉኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓውና ስልጣን ። ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ካኣ ኣብ ሕማማትሲ ብሳምና ኩነ ብዘይ ሳምና ክትሕጸብስ ይፍቀድ ድዩ ?

  • @user-ks7lv7lz7d
    @user-ks7lv7lz7d2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓውና❤❤❤❤

  • @wintateame
    @wintateame2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰማዓልና🙏🙏🙏⛪️

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti2 ай бұрын

    *_𝑤𝑒𝑙𝑙𝑐𝑎𝑚 መምህረይ🎉❤_*

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ድሓን ኣለና

  • @selamselam7608
    @selamselam76082 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ኣነ ዝገበርክዋ ንጓል መዳመይ 4ተ መዓልቲ ገይሻ ነይራስ ምስ ተመለሰት ሰላም ክትብልኒ መጽያ ማ ድሕሪ 4ተ መዓልቲ ሰላም ክብለኪ ተጸበይኒ ኢለያ ይብለኻ😅

  • @sannayisan7439
    @sannayisan74392 ай бұрын

    ክርያላይሶን ክርያላሶን ክርያላሶን አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ሥልጣን👏👏🥰🥰🥰

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ሰኑየይ ማዓረይ❤❤❤

  • @goggo5414
    @goggo54142 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 💒✝️🙏🙏🙏

  • @user-yk4cp4yp5x
    @user-yk4cp4yp5x2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜንኣሜንንንንንንን ንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    2 ай бұрын

    Amennnnn (3) kale hiwet yesmealna hawna memhr Sultan

  • @user-tm7dh2lp9z
    @user-tm7dh2lp9z2 ай бұрын

    ኣሜን ፫ 🙏 ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @abaditgere4392
    @abaditgere43922 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ❤❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

  • @Joseph-st7ze
    @Joseph-st7ze26 күн бұрын

    Selam Siltan hawey please b wilki krekbeka delye nere bkemey kirekbeka agedasi guday eu please kixbeyeka ey meliseley

  • @user-np7co9ko2b
    @user-np7co9ko2b2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ይኩነልና ይግበረልና ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ 🥰🥰🥰😊

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

  • @user-gf5rx9wy6q
    @user-gf5rx9wy6q2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህረይ ፀጋኡ የብዚሐልኻ ❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሜሪየይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @zianhalshehri6884
    @zianhalshehri68842 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme9802 ай бұрын

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg2 ай бұрын

    ኣሜን(፫)ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    2 ай бұрын

    @@mariyamey555 ገይረልኺ ኮ ቀንየ መዓረይ

  • @SadSad-ke9ul
    @SadSad-ke9ul2 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ኣሰይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ደስስ ዝብል ትምህርቲ

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @saranegash12
    @saranegash122 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FrfrfrTctvvt-de4se
    @FrfrfrTctvvt-de4se2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ww8yn9cd4h
    @user-ww8yn9cd4h2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Holoof
    @Holoof2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @petrostesfaldet4482
    @petrostesfaldet44822 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

Келесі