ካብዚአን ንመሃር

Ойын-сауық

Пікірлер: 282

  • @selamburuk
    @selamburuk3 ай бұрын

    ምክሪ ከይሰማእኩ እየ ዝኩምትለኩ ጥንስቲ ስለ ዝኮንኩ ደስ ኢሉኒ ዋኢ ላይክ ሃባኒ የመዳም ቀመሞች😂❤️

  • @user-zg7mc9xb4s

    @user-zg7mc9xb4s

    2 ай бұрын

    ብሰላም ❤ተገላገሊ

  • @user-hd7xd6us4v

    @user-hd7xd6us4v

    2 ай бұрын

    እመብርሃን ብሰላም ትገላግልኽ

  • @ndgsr2892

    @ndgsr2892

    2 ай бұрын

    *_ብሰላም ተገላገሊዋ የእግዚአብሔር ቅመሞች ነኝ🎉❤😂_*

  • @user-kl1rc5ep8v

    @user-kl1rc5ep8v

    2 ай бұрын

    እመ ብርሃን ብሰላም ተጋላግልኪ❤

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    2 ай бұрын

    Bselam tmxaki adey maryam marey❤

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi71162 ай бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ልዑል ፈጣሪና ንኩልና በረከት ቅዱሳኑ ይሕድረልና ኣምላክና እግዚአብሔር

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24522 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ንሕና ክርስትያን ንክርስቶስ ኢና ክንመስል ዘለና።❤🥰🌹

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q3 ай бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጸካና ክቡር መምህረይ..መንፈሳዊ ሂወትካ ይባርኸልካ....ናይ ብሓቀይ እየ ሎሚ ምስ ገለ ኣሕዋትና ብዛዕባ መላእኽቲ ኣየማሉዱን እዮም ኣየድሕኑን እዩም ኢሎም እንዳተዛረቡ ከለዉ እዛ video መጺያትኒ ናይ ብሓቂ ድማ ሓጊዛትና እያ...ብጣዕሚ ኢና ተሓጊስና ትምርትኻ ኣዝዩ መሃሪ እዩ እሞ ቀጽሎ.....የቀንየለይ...ክቡር መምህር...

  • @user-yy2jm4bj9v
    @user-yy2jm4bj9v2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ቀጽሎ ተጻብእቲ ከም ዘለውኻ ኣይትዘንግዕ ዝሓወይ ድንግል ማርያም ኣብ ምሉእ ህይወትካ ምሳኻ ትኹን። 22:54

  • @user-se7vt2nm4n

    @user-se7vt2nm4n

    2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስምዓልና መምህርይ ስልጣን ቀጽሎ ተጸብእቲ ከም ዘለውካ ኣይትዘንግዕ ዝሓወይ ድንግል ማርያም ኣብ ምሉእ ህይወትካ ምስካ ትኹን ።

  • @user-ty8sg4nm6u
    @user-ty8sg4nm6u2 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልኩም

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    እውይ ስልጣነይ ከም ወለድናስ መን ወለድናኮ ስደት ክንከይድ ፀበል ኪዳነ ምህረት ፀበል ቁዱሳን ሒዝኩም ኪዱ እናበሉ ኢዮም ዝረዱና ማሚተይሲ ናይ ኪደነምህረተይን ናይ ገብረመንፈስቁዱስን ዋላ ምስኣተኪ ሓዝዮ ኢላ ቋፂራ ሂባትኒ ግን ደምበር ስዑዲ ክኣቱ ሽሩጣ ምስመፁና ሻንጣይ ደብርየ ሃዲመ ኣብኡ ተሪፉ መድሃኒኣለም ማዓልቲ ስለዝነበረ ግን ኣይደብረየናን ኣሕሊፉ ኣይሃበናን ክብሪ ንቁዱስ ንስሙ 🙏🙏❤❤❤

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኹቡር መምህርና ተመስገን ኣምላኽ አነ እውን ልዕሊ 3 ዓመት ገይር ደርፊ ኻብ ዝስምዕ መጨርሻይ /ና የፅብቀልና ልዑል ፈጣሪ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🎉♥️♥️🎉🎉♥️♥️♥️

  • @selamburuk
    @selamburuk2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመአልና ስልጣነይ ብሓቂ ከምዚ ገይርካ ንዝተጋገና ኣሕዋት ገሲጽካ ክትእርምና አብ ጽብቅ ንዘለዋ ድማ ሞራል ሂብካ ክተድንቀን ሰናይ እዩ እሞ ቀጽሎ። ከምኡ ገይርና ንክነባጽሕ እቶም ዝወለዱ ብጸግኡ ይደግፎም ነቶም ገና ዘይወለድና ድማ ስደትና ኣሕጺሩ ወሊድና ናብ ምሕቋፍ የብቀአና🙏🙏💚🙏

  • @user-iq7je8wm4m
    @user-iq7je8wm4m2 ай бұрын

    ባሓቂ ህይወት ያስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና🥰

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @tsegshTube5kk3g
    @tsegshTube5kk3g2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማልን ጸጋውን ያብዛልን ዲያቆን

  • @user-xz5cd2cc4c
    @user-xz5cd2cc4c2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልካ ክብር መምህርና🙏🙏🙏

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 ай бұрын

    እንኮዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ዝትምፅኦሎካ መምህርና እዩ ቅፅሎ ግን ሕማማት ወንገል ስብክልና ከም ፍቃድ ኣምላክ ስልጣነይ😢

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @amanuelgebremikiel2603
    @amanuelgebremikiel26032 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem58612 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኖሞዓንትዎን ሊቀ መልኣኩ ቅዱስ ገብሪኤል እዩሞ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ሓላዊና ይሓልወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @user-xv8fu7xt9i
    @user-xv8fu7xt9i2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረና❤❤

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s2 ай бұрын

    ቃለ❤ህይወት❤የስመዐልና❤መምህርና❤

  • @user-bz4jj8wg2h
    @user-bz4jj8wg2h3 ай бұрын

    Amen egziabiher amlakna nezi seat zebqeana zkeberen ztemesgenen ykun, Naka dma edmen tenan yhbka

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85352 ай бұрын

    ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና ስልጣንዬ ፈጣር ብመንገዱ ያሓግዘና አሜን፫📚🕯🥀

  • @aklilufishaye2718
    @aklilufishaye27182 ай бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna kbur Memhrna

  • @jdgdjxhh7860
    @jdgdjxhh78602 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ ስለቁዱስቃሉ ስም ኣምላክና እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን 🙏🙏🙏😘

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ

  • @user-fq6if3zl4w
    @user-fq6if3zl4w2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉ የብዘሐልካ ከም ፍቃድ ኣምላክ ናይ ሕማማት ሒዝካልና ቅረብ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h2 ай бұрын

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤bimikixal egzabhere amlakna abti tideliyo yibxahaka bixegua yidegfika 🎉🎉🎉

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief68072 ай бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna kbur hawna qetslo ane wn bhayli egziabhier bnatka tmrti ye ab emnetet tsenie Kbri negziabhier ykun. Qetslo ezi tmtseo zeleka nay lenqne medeb. Egziabhier tsegueu yebzhalka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel1152 ай бұрын

    ኣሜን

  • @anbesaghebretnsa2639
    @anbesaghebretnsa26392 ай бұрын

    ኣሜን (3)ቃል ሕይወት ያሰማለን❤🎉❤❤🎉🎉

  • @dfhf8186
    @dfhf81862 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርይ✝️💕🙏💕

  • @AmeQ-vr1dx
    @AmeQ-vr1dx2 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky96132 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🌿⛪🌴✝️🌿

  • @user-hd7xd6us4v
    @user-hd7xd6us4v2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልኻ አሜን ንዓና ውን ኣብ ፅላት ልቦናና የብሕድረልና እግዚአብሔር አሜን❤❤

  • @user-yt5im2rs7y
    @user-yt5im2rs7y2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤qale hiwet yesemana nay behaqi mahari temerti seltan hawna nay lomi temerti betaemi adinqeyo edemen teenan yehablena❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf39292 ай бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልኻ ክብር መምህርን❤

  • @user-lb1bu4yc4z
    @user-lb1bu4yc4z2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ጸግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ💜🙏

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሰልጣን ሓዉና❤❤❤❤❤

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael33852 ай бұрын

    Bhaki Kal Hiwet Yesmealna Egziabher Amlak xegue Yebzehlka

  • @FanialaliAli
    @FanialaliAli2 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmana

  • @majedmousa
    @majedmousa2 ай бұрын

    አሜን(፫) ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር ኣምላክና❤❤❤

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf2 ай бұрын

    Amen amen amen Kal hiwet yesmaluna

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq2 ай бұрын

    _እንኳዕ በስላም መፃእካ መምህረይ ቃል ህይወት የስመዐልና💜_

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ በርኩቱን የብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @Biti504
    @Biti5042 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዐልና ስልጣን ሓወይ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ❤🙏

  • @yodithagos320
    @yodithagos3202 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwoet yesmahana

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ😘😘😘

  • @user-xi7eh8fs3n
    @user-xi7eh8fs3n2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልኩም 🙏♥️

  • @muluemehari6914
    @muluemehari69142 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ጥዑም ትምርቲ

  • @user-jx3co3um8z
    @user-jx3co3um8z2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ✝️❤❤

  • @user-vv7lx4sw5o
    @user-vv7lx4sw5o2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif90132 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur hawuna egzabiher tsegueu yebzehelka wedi eney ❤

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari2 ай бұрын

    ዋው እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን መምህረይ

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x3 ай бұрын

    _እንኳዕ ብላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_

  • @EyerusTsegay-yz7wt
    @EyerusTsegay-yz7wt2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ፀግኡ የብዛሓልካ ክብር መምህርና🤲🤲🤲

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6e2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ☦️☦️

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu78412 ай бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34612 ай бұрын

    Nay behaki Sltan hawey kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Zehawey edmen tienen Yehabeka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️

  • @user-pv4yl6ty6m
    @user-pv4yl6ty6m2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ❤👏

  • @fdg761
    @fdg7612 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5163 ай бұрын

    ቀዳመይት ባዕለይ like ግዘሩ ኣሕዋት ደልየዮ እየዋ😁

  • @user-kf1xp8dg5e

    @user-kf1xp8dg5e

    3 ай бұрын

    ትሽጥዮ ዲኪ😂

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    2 ай бұрын

    @@user-kf1xp8dg5e ኡወ ናብ ቅሪሽኮ ይቅየርሎ😁 ኣቡኡ ከለኽ ከዓ ሳብስክራይ በልለይ👏

  • @HenokTeare-ip3cm

    @HenokTeare-ip3cm

    2 ай бұрын

    😂😂😂​@@user-kf1xp8dg5e

  • @terhas4842
    @terhas48422 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤❤

  • @user-ob4tn4vz5r
    @user-ob4tn4vz5r2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና ስልጣን ሓወይ

  • @user-tz9mf9wj6s
    @user-tz9mf9wj6s2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለህወት ያስመዐልና ክብር መምህርና❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1822 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ሰላምካ ይብዛኅ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ንዓና እዉን ብመንገዱ ይምርሓና❤❤❤ ዕልልልልል ሎማዓቲ መበል 4ይ ክንደይ ማዓልቲ ክቅደምዋ😂

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤❤

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ስልጣን ሓወይ❤❤❤

  • @mirymeiryy6932
    @mirymeiryy69322 ай бұрын

    እንዃዕ ሰላም መፃእካ ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዘሓልካ❤

  • @muliefish
    @muliefish2 ай бұрын

    kal hiwet ysmalna memhr sltay amlak nab selam ymrhana

  • @luulagebrezgabher8998
    @luulagebrezgabher89982 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Ezgabiher tsegu yebzhalka Edmen tienan kea yhabka 🙏🙏🙏

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho29852 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤

  • @user-rn6mi7pm1t
    @user-rn6mi7pm1t2 ай бұрын

    ኣሜንንን❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-un9ej2vq4k
    @user-un9ej2vq4k2 ай бұрын

    ቃል ህወት የስመዕልና ❤ ቀፅል ጉዕዞካ ስልጣነይ ሓወይ ኣጀኻ🌿

  • @selamselam7608
    @selamselam76082 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ዘፍጥረት ዝበልኻያ ዘጽኣት ክትብል ኢኻ ተረዲአካ ኣለኩ😍

  • @Semay7828
    @Semay78282 ай бұрын

    ንሓጥያት ዝድርኽ ደርፊ ገዲፍና፣ ንሂወት ዝዕድም መዝሙር ቤት-ክርስትያን ይምረጽ።

  • @suhhd
    @suhhd2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ስልጣን ❤❤❤❤

  • @megedibrhan8849
    @megedibrhan88492 ай бұрын

    ናይ ሕይወት ቃሉ የስመዐና!

  • @user-lb4wn7sk6g
    @user-lb4wn7sk6g2 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ብሓቃ ቃል ህይወትየሰመዐልና ክብሪ መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልኩም❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    እንኳዕ ንመላኣክ ብሳራት ቅዱስ ገብርኤል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ❤ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ ፈጣሪ ናይ መዝሙር ሽዋሃትና ይክፈትሊና❤🙏

  • @user-me4mt6gu9g
    @user-me4mt6gu9g2 ай бұрын

    ብሓቅ ቃል ሂወት የስማልና ኩቡር ሓውና ❤❤❤

  • @gizekhalfeyu
    @gizekhalfeyu2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤❤❤

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti2 ай бұрын

    *_ብሓቂ ደስስስስ ዝብል እዩ መምህረይ💐💜_*

  • @genigeni452
    @genigeni4522 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና መምህረይ ❤️🥰🌺

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ኩቡር ሓውና🙏😍❤

  • @fetaritium5552
    @fetaritium55522 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e2 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና❤❤❤

  • @user-ym5pg1yr2f
    @user-ym5pg1yr2f2 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiewt ysmalna ❤❤❤

  • @user-ln4jz9uf8j
    @user-ln4jz9uf8j2 ай бұрын

    Tsbuk aleka kubur hawey eigiziabher amlak tsegeu yebzhalka 🙏🙏🙏

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v2 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ መኣረይ❤❤

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና ክብር መምህርና

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel1152 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና

  • @letemichalyohnans3198
    @letemichalyohnans31982 ай бұрын

    kndey des ebleka,kubur hawey hawey,kale hiwet yesmalna❤❤❤

  • @tsritiberhe7183
    @tsritiberhe71832 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ቀፅለሉ ክቡር መምህርና

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es2 ай бұрын

    ❤ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህልና ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @akbertandemikael2389
    @akbertandemikael23892 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna amlak edmen tenan yhabka ❤

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ኣጆኻ ቀፅሎ ጎበዝ እኻ ❤

  • @Akheza-jt1zs
    @Akheza-jt1zs2 ай бұрын

    እካን ብሰላም መፃእካ መምህረይ ቃል ህወት ያስመዐልና ስልጣነይ❤❤❤❤😘😘👏🎉🎉🎉🎉🥰

  • @tijey8083
    @tijey80832 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብሩ ሓወይ

  • @fdg761
    @fdg7612 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ❤❤❤❤

Келесі