ለከ መምህራስ እዚኣ ኢያ! / ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 492

  • @mussiesemir
    @mussiesemir3 ай бұрын

    ሰላም ስልጣን ሓወይ እንኾዕ ብሰላም መጻካ ኣለና ብዘይ ድሌትና ዝተዓመጽና ዝወለድና ገጽና ብማዳ ዘይርአ ግን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ግን ብፍቅሩ ጠሚትኒ ሕጂ ግን ጽቡቅ ኣለኩ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተለካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ምክንያቱ መጽሓፍ ቅዱስ ገርካ ትምዕደና ዘለካ እግዚኣብሄ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    3 ай бұрын

    ኣጀኺ እዛሓፍተይ❤❤❤

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @MulerTigraweti

    @MulerTigraweti

    3 ай бұрын

    ኣጆኪ ዝያዳይ ጠክሪ ጾሎትኪ ናገበርኪ🎉❤

  • @user-yq3ip6rn4d

    @user-yq3ip6rn4d

    3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @selambukhresten7688

    @selambukhresten7688

    3 ай бұрын

    AMEN, thank you so much

  • @wskn7283
    @wskn72833 ай бұрын

    ንመጀመርታ ኣነ ደስ ኢሉኒ 👍 ግጨይኒ ከይትሓልፉ ንስልጣን ዝፉትው ክቡር ሓወይ እንካዕ ብሰላም መጽኣካ ትብዕትካ ይግረም❤❤🎉❤

  • @DuvSyc

    @DuvSyc

    3 ай бұрын

    👍👍👍

  • @dmmksa3370
    @dmmksa33703 ай бұрын

    ኢዚ ቲምህሪቲ ብጣዒሚ ጹቡቅ ቀጺለሉ ዝሓወይ ወሎዶና ተበላሺዩ ኢዩ ዘሎ😢😢😢

  • @user-nw4ng8kn5k
    @user-nw4ng8kn5k3 ай бұрын

    ስልጣን ሓውና ትምህርትካ ብጣዕሚ አዩ ጽብቅ ከምታ ቀደምካ ደኣኒ ጋብ ንጸለካ ጊርካ ምጻኣና ኢካ❤❤❤❤❤

  • @user-vg8dw5xb8h
    @user-vg8dw5xb8h3 ай бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲ። ከምቲ ኣብ መናፍቃን እትገብሮ ተግሳጽ፡ ኣብ ስነ ጥበባውያን ውን ኣተኲርካ ክትግስጽ ይላበወካ። ምኽንያቱ ዝበዝሕ ህዝብና ንዕኦም ኣብነት ስለ ዝገብሮም። ሰይጣን ከኣ ኣለባብሳ ይኹን መመላኽዒ...ብ ስነ ጥበባውያን ጌሩ ኢዩ ናብ ህዝቢ ዘስርጾ። ስለዚ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ ብፍላይ ኣብ መመላኽዒን ኣለባብሳን ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ቀጻሊ ምግሳጽ ኣይተቂኣርጽ።

  • @lichikiflom4740

    @lichikiflom4740

    3 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-gh5vq6lg7m

    @user-gh5vq6lg7m

    3 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-ln9qf5ph1c

    @user-ln9qf5ph1c

    3 ай бұрын

    You're right

  • @user-jd8wn9lh3d

    @user-jd8wn9lh3d

    3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ተግሳፅ ምኽርን ዘድልዮ ዘመን እዩ

  • @user-ff1pm5bl1m
    @user-ff1pm5bl1m3 ай бұрын

    እታይ ሞ ክብል ንዓካ ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ

  • @haniissak6852
    @haniissak68522 ай бұрын

    ብሓቂ ስልጣን ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዪ ንዓና ክርስትያን ዘይውክል ዪ ኣከዳድና ከነማሓይሽ ይግባእ ኩልና የሕዋተይ ብጣዕሚ ዪ ዘሕፍር ክዳን እንታይ ኢና ንከውን ዘለና ናብይ ኢና ከ ንከይድ ዘለና ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልናን ይቅረ ይበለልና❤❤❤🎉

  • @mahlatabrha4867
    @mahlatabrha48673 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውናን መምህርናን ንክላትና መሰተዋዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን👏🏻

  • @xhv5054
    @xhv50542 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ብመንግዱ ይምርሕና 😢_

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q3 ай бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢 ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጸጋ የብዝሕ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🕊

  • @tsegazekarias7576
    @tsegazekarias75763 ай бұрын

    ጸጋ እግዛቤር ይብዝሓልካ ዝሓወይ። ኣሚ ትምህርቲ እዩ።

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj66683 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ሰልጣን ሓውና አየ ናይ ለሚ ዘለና ንገረም ኢና ፍሺን ንበልና የባህልና የሃይማኖት ዕረቃንካ ምውጸእ በቃ😢 የሐዘን የቀንየልና ሰልጣን ሓውና ምክረካ አይፍለየና❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg66923 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o3 ай бұрын

    ብሓቂ ስልጣን ሓወይ መግለፂ ስኢነልካ ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ 😢😢😢

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy3 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ባሓቂ አግአብሔረ አምላክ ፀጉኡን በረክቱን የብዝሕልካ 🙏🙏🙏🙏🤲

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e3 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ ሰልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግር አምላክ ክቡር መምህረይ ሰ❤❤❤🎉🎉

  • @user-np7co9ko2b
    @user-np7co9ko2b3 ай бұрын

    ብሓቂ ስልጣነይ ለባም 😔🥰🥰🥰🥰 ኣነስ ኩሉ ትምህርትካ ብሃንቆዎታ እየ ዝፅበዮ ቅኑዕ ሰብ 🥰🥰🥰🥰✝️⛪️

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox3 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @user-rl9nz5gw6q
    @user-rl9nz5gw6q3 ай бұрын

    እንቁዕ ብሰላም መጸካና ክቡር መምህር.....ቃል ሂወት የስምዓልና....ትምርትኻ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣዝዩ ጽቡቅን መሃርን እንዳኾነ እዩ ዝኸይድ ዘሎ...መንፈሳዊ ሂወትካ ይባርኸልካ እግዚኣብሔር ኣምልኽ...ንትምርትኻ ድማ ኣዚና ኢና ብሃንቀውታ ንጽበዮ....ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምርቲ ዘይድገም እዩ.....የቀንየልና ክቡር መምህር

  • @user-gh5vq6lg7m

    @user-gh5vq6lg7m

    3 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😂

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህራና ብመንገዱ ይመምረሐና እስከ ሎሚስ የፍርሕ እዩ ዘመኑ

  • @user-lo8lg5jd1f
    @user-lo8lg5jd1f3 ай бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር ሓውና መምህርና ስልጣን ብሓቂ ልባመይ እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐል ልቦና ይዓድለና 🙏♥️

  • @GhGh-xi3zc
    @GhGh-xi3zc2 ай бұрын

    ኣሰይይይሰ ደስ ዝብል ት/ቲ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ማዓረይ❤

  • @FreweiniFreweini
    @FreweiniFreweini3 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሰናይ የስመዓልና 🙏😢ኣቤት ዝሰምዕ ዓይነ ልቦና ይሃበና

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l3 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ልዑል ፈጣሪ ♥️♥️♥️🎉🎉🎉

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ መምህርና ባሓቃ ቃልህይወት የሰመዐልና❤❤❤❤❤❤❤

  • @TeberhKiros
    @TeberhKiros3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @DanielAngosom-uu1ic
    @DanielAngosom-uu1ic3 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘፍቅርካ ኩቡር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ካብ ኩሉ ኩፊእ ድማ ይሓልካ። ንሱ ሰናይ የፍለጠና እግዚኣብሄርሲ ቅንዕና ክንገብር ምሕረቱ ውን ክንፈቱ ከምኡውን ምስ እግዚኣብሄር ብትሕትናን ብምስትውዓልን ብርዲኢትን ክንመላለስ እዩ ዝፈቱ እሞ እግዚኣብሄር ኣምላልና ብዝፈትዮ ክንመላለስ ጸግኡ የብዝሓልና።

  • @tesgeg6055
    @tesgeg60553 ай бұрын

    ቃለህይውት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና ኩሉግዜ ይከተተልካ እየ ግን ከሜንት ፂሒፈ የፍልጥን ላይክኢለ ሰሚዐ እየ ልሓልፍ አነለ ከምዙይ አጋጢሙኒ ክሰብ ከዚ ኩሉወዲ ከምኡኮይኑ ይሰመዐኒ ሰባት ብዛዕባይ ክውርዩ ክዝሉፉንንከሣምዕ ከሎኩ ግንአእምሮይ ይትንክፈኒ ሰለዚ ቭተሰፋ አየ ዝሰገሮ ለሎኩ

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u3 ай бұрын

    ክቡር መምህርና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y3 ай бұрын

    _እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ይቅረ ዘሕትት ኣይኮነን ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና_ _ተመስገን አምላክ ጸጋ አምላክ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ_

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ መሰተወዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና ልቢ ልድያ ዝኸፈተ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 😢

  • @LiwamKifle

    @LiwamKifle

    3 ай бұрын

    Nay Bhaki

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓዉና❤❤❤❤

  • @user-pv4yl6ty6m
    @user-pv4yl6ty6m3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😢😢

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2f3 ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ ዝገርም አጋጣሚ እዛ ብዛዕባ ትእማር ና ኣምኖን ሎሚ ኣንቢብናዮ ❤❤❤😢

  • @brllabay3842
    @brllabay38423 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ስልጣን ❤ የሐዝን እዩ እግዚአብሔር አምላክ መሰተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና😢😢😢

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu91403 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልኻ ክብር ሓውይ ሰልጠጣዋ ❤❤❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85353 ай бұрын

    ብሓቒ ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና አይይይ ልቦና ያሃበና ፈጣር😓😓😓

  • @user-yv5fu1dj5j
    @user-yv5fu1dj5j3 ай бұрын

    ናይ ባሓቅ ልብኻ ዘርስርስ ትምህርት እዩ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ክብር መምህርና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es3 ай бұрын

    ይቅርታ ንሓትትስ ንሕና ኢና ሠልጣነይ ጋልነተይ ፀሊአዮ ሎምስ ግን ፈጣሪ ብተፈጥሮይ ዘይኮንኩስ ብቲ ብኢድና ነምፅኦ ጉድ😢

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😥😥🤲

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi3 ай бұрын

    ኣቤት ከሕዝን😢😢 ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ስልጣን ሓውና

  • @Geni-23
    @Geni-233 ай бұрын

    ብሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ልቦና ይዓድለና 🙏🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamburuk
    @selamburuk3 ай бұрын

    ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ንኣና ድማ አምላክ ካብ ጸጋም መንገዲ የድሕነና ናብ መንገዲ የማን ይምረሐና❤ ኣነስ እዞም ሓደ ሓደ ብኣኪ ሓሚመ ሞትኩልኪ እክሊ አብዩኒ ዝብሉ ፍኩሳት ዝኮኑ ኣዳማት ንግዛዊ ከም ዝኮኑ ስለ ዝኣምን ገና ኸለዉ ብኣዘራርበኦሞ እየ ዝጸልኦም።

  • @yuhtyuh9107
    @yuhtyuh91073 ай бұрын

    እዃዕ ብሰላም መፃኻ ስልጣን ሓወይ እወ አለና ብጭቀት ዝመደና እንታይ እሞ ክንገብር እግዝአቢሔር ብምሕረቱ ይትዓረቐና 💔😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd3 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ክብረት ይሃበልና ስለ ምኽርኻ ክቡር መምህርና 🙏♥️

  • @shefenahaile7031
    @shefenahaile70312 ай бұрын

    ፀጋኡ ያብዘሐልካ መምህረይ✝️✝️🌄🌄

  • @ndgsr2892
    @ndgsr28923 ай бұрын

    *_ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ ኣብዚሑ ይዓድልካ ክቡር መምህርና ስልጣን❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ኣነስ ካብ ዘተሓሳስበንስ እቲ ትንቢት ኣባና ብምፍፃሙ ካብኡለ ንዝመፅእ ወሎዶ እንታይ ኢና ከነፅንሐሉ አምላከ ቅዱሳን ምስትውዓሉ ይዓድለና😢😢😢_*

  • @rozaibrahemma2806
    @rozaibrahemma28063 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ይቅር ለእግዚአብሔር ይኹን❤

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane22413 ай бұрын

    EGIZIABIHEIR libi yihaben Zeytibil Xome do aykonen!

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan54173 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ከምዙይ ዝበለ ትምህርቲ ክጉስጎሰሉ ዘለዎ ነገን ኢዩ ልብና ዓዊሩዩ ቀጽሎ ኣይትድከም ኣምላክ ሓይሊ ይኩንካ ነጸላ ካኣ ኣይትግደፋ❤

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx13783 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዕልና ኣምላክ ዓይኒ ልባናና ይክፈተልና ኣሜን 😢

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሶመዐልና ሰልጣን ሓዉና❤❤❤❤በተለይ ዛ ጥቅሲ ዘምፃእካያ ለይቲ ንበብኩ ፀኒሐስ. ❤❤❤

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan32013 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰምዐል ፀጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መ ምህርና በእውነት እግዚአብሔር ኣምላክ መሰተወዓሊ ልብ ይዓድለና 🙏❤😢😢

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዘሐልካ እግዛብሔር ኣምላኽ❤❤❤ዓይነ ልቦና ይዓድለና እግዛብሔር ቃለህይወትያስመዐልናፀጉኡያብዘሐልካእግዛብሔርኣምላኽዓይነልቦናይዓድለናእግዛብሔርኣምላኽና 😢😢😢😢😢😢

  • @merawaliku3182
    @merawaliku31823 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና

  • @user-bi1bp3qb1n
    @user-bi1bp3qb1n3 ай бұрын

    መዓዝ ኮን እዩ ክርዳአና ዓይነ ልቦና ይዓድልና ፈጣሪ

  • @HgehgUgeyhe
    @HgehgUgeyhe3 ай бұрын

    ተመስገን መምህርይ ናዓካ ዝወለዲት ኣዶ ታዓዲላ👏👏

  • @user-jb9ht7ck1y
    @user-jb9ht7ck1y3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዝሐልካ ንዓናውን ዓይነ ልቦና ይክፈተልና ሰልጣን ሓወይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና ኣጀካ ቀፅለሉ🤔🤔🙏🙏

  • @user-yq6wp9dn9g
    @user-yq6wp9dn9g3 ай бұрын

    ብጣዕሚ የቀንየልና ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @user-lq7yf5pw2p
    @user-lq7yf5pw2p3 ай бұрын

    መምህሬይ ታይኡባ ድምጺኽ ትቀየርናስዓል ድዬ ዋላስ ❤ እና ቃለ ሕወት ያስመዐልና መምህሬይ እስክ ሼር ንቦሎ እሕዋትና ተትቀየራሉ እፍፍ አየ ናደቅ አንእስትዮ ነገር ታይኡ ግን ዓይነ ልቦናና ድደብርና😢😢

  • @user-hx5ye1gs3q

    @user-hx5ye1gs3q

    3 ай бұрын

    Dmtsu naena kmhr arer sle zbl eyu dmtsu zkyer❤ amen

  • @trhasgerye9257

    @trhasgerye9257

    3 ай бұрын

    @@user-hx5ye1gs3qewe nay bhaqi egzabiher edmen tenan yhabo ❤🙏

  • @aizabfesutm5242
    @aizabfesutm52423 ай бұрын

    ኣይ እታ ኣምላኸይ ናባይ ገጽና ኢና ንካየድ ዘለና😢 መምህረይ ፀጉኡ የብዝሓልካ ነዓና ዝስተውዓል ልቦና ይሃበና😢 ስምዒና አብ ተግባር ክንትግብሮ እግዚአብሔር ይሓግዘና😢😊😊😊😍😌

  • @mikalhayelom3562
    @mikalhayelom35623 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዓልና ስልጣን ሓወይ ♥️♥️💒🙏🙏

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34613 ай бұрын

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Edmen tienen Yehabeka Sltan Hawey 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️

  • @zahra6770
    @zahra67703 ай бұрын

    ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ሰልጣን ሓዉና❤❤ አይይ እግዚአብሔር አምላክ ምሰተወዐል ይሃበና😢

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z3 ай бұрын

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ሰልጣን እግዚአብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቤ ይሃበና ኣብ በፆሎትካ ዘክረና አብ ሰደት ዘለና ኣሕዋትካ እመቤቴ ኣዴና ሓደራካ ኩሉ ግዜ ምሳና አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef3 ай бұрын

    ባሓቂ ቃለ ህወቱ ይሰመዐልና 😢ብምሕረቱ ይጠምተና😢😢😢

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v3 ай бұрын

    ምስግናና ወሰን ኣይብሉይ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 ай бұрын

    እግዝአቢሄር ብፍላጥን ብዘይ ፍላጥን ዘጥፋእናዮ ይቅር ይበለልና ትምህርትኻ አብ ልብና የሕድረልና አሜን

  • @user-df7ox8fq8z
    @user-df7ox8fq8z3 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፀካ መምህረይ❤❤

  • @fhhjf9904
    @fhhjf99043 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና መምህረይ አንሕና እና የቅረታ እንሓትት ብፍላይ አብ ሰደት ዘለና አሕዋተይ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እግዝአብሔር አምላክ መምፅእና ረስዕና ቅንጣብ ጨረቅ ምክዳን ተላምድና ናይ መምህረና ሰምዕና ነተግብሮ🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @hff8886
    @hff88863 ай бұрын

    ሰልጣነይ ክብር ሓዉ ቃለ ሰናይ❤

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h3 ай бұрын

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna deroti abotatina aynefirsin naka Dima xeguau yibzahalka egzabhere ❤❤❤

  • @user-ec7lu1oe3z
    @user-ec7lu1oe3z3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐል መፅሓፍ ቅዱስ እና ወሰድኻ እትምህረና ሳልጣነ ናዓናም አዕንቲ ልቦናና ይኽፈተልና 🤲❤😔

  • @KisanetGezae
    @KisanetGezae3 ай бұрын

    Egziabher Amlak Nay agelglot zemenka ybark Sltan hawey Abi tmrti u kale hiwet yesmalna ab lbna yehdro 🙏

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya67453 ай бұрын

    ብሐቂ ኩቡር ወድና ቃለ ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏💒🤲✝️

  • @jghghh63
    @jghghh633 ай бұрын

    ብሓቂ ቃልሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ንዓናእዉን ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአቢሄር😢

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህሬይ ኣይተሕፅሮ ይጣዓመናሎዋ❤🙏

  • @jdgdjxhh7860
    @jdgdjxhh78603 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ

  • @AnnoyedFishingRod-xl2ly
    @AnnoyedFishingRod-xl2ly3 ай бұрын

    ክቡር መምህረና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና❤

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14453 ай бұрын

    ሙምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድሙኻ ይባርኽ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኢዩ ሞ የቀንየልና❤

  • @emnetkidane-ty1ol
    @emnetkidane-ty1ol3 ай бұрын

    ክቡር መምህርና እግዛቤሔር ጸጉኡ የብዝሐልካ❤❤❤❤

  • @user-pw4le8ru5m
    @user-pw4le8ru5m3 ай бұрын

    ፅብቅ ትምህርቲ እያ ኩላትና ንማሃረና እስት💔💔😥😥😥😥😊

  • @Haea-kk2zi
    @Haea-kk2zi3 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፅእካ ክብር መምህረና ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መሰትወዐል ልቦና ያሃበና ፈጣረ❤❤❤❤

  • @fefe8043
    @fefe80433 ай бұрын

    ባሓቂ ኩቡር መምህርና ዓይነ ልቦናና ይኽፈት እምበይ ❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @rrpprrpp-gu2sq
    @rrpprrpp-gu2sq3 ай бұрын

    እንኲዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡሩ መምህርና ኣቦ ሓቅ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤ ናለም ዎሎዶ ድናኣና ለ እዚኣብሔር ኣምላክ ድልብ ልድያ ድኻፈተ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ደቅ ተዋህዶዋኒ😢

  • @user-tf6sb7lv7f
    @user-tf6sb7lv7f3 ай бұрын

    ብሓቂ መምህረይ እግዛቢሄር ኣምላክ ይቅር ይበለልና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @NebytWered
    @NebytWered3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣብ ልቢ ኩልና የሕድሮ

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና ፀጉኡን በረክቱን የብዛሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር መምህረና😢😢

  • @HdjJ-dz6nv
    @HdjJ-dz6nv3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህርና

  • @user-up5mu4hm7s
    @user-up5mu4hm7s3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና 🤲🏻

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet40163 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓው አምበር ኣዚዩ ዘሕዘን ኣርኣያ ናይዞም ስነ ቀንጠብጠባውያን 😢 መደባትካ ንውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብና ይበጽሖዶ ይኸውን ብ ዝተኻአለ ከምኡ አንተ ዝከውን ጽቡቕ ኔሩ ልቦና ይሃበና

  • @AaA-sd6kr
    @AaA-sd6kr3 ай бұрын

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ፈጣሪ

  • @user-cc1sq6ov5d
    @user-cc1sq6ov5d3 ай бұрын

    Ya Nay bhaki xbuq aleka kubur hawena kal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @KisanetHebtesion-ig2yp
    @KisanetHebtesion-ig2yp3 ай бұрын

    ቃል ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ኣመን ኣመን ኣመን

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho29853 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ስልጣን ሓወና ቃለ ሂወት የስመዓል ❤❤❤ 🤲🤲🤲🤲

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd3 ай бұрын

    ሰማዒ የለን ካባና እተም ኣሱኡን እየም ዝገዱ ስቅ ይብሉ😢😢 ስልጣን አወይ

  • @user-tm7dh2lp9z
    @user-tm7dh2lp9z3 ай бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ሂወት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saa4252
    @saa42523 ай бұрын

    *ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዕና መምህርና❤❤

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    3 ай бұрын

    Amennnnn (3) kale hiwet yesmealna Kubur hawna Egziabher Amlak xegue yebzehelka nhna ka haylin xnatn yhabena

  • @Akheza-jt1zs
    @Akheza-jt1zs3 ай бұрын

    እካን ብሰላም መፃእካ ክብር መምህርና ስልጣነይ ቃልህወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረኮቱ ያብዘሐልካ❤🌾❤❤🙏🙏🙏🙏💐💐💐😘😘😘🙏

Келесі