ኦ ሕዝበይ ንቓሕ

Ойын-сауық

Пікірлер: 623

  • @user-gs1wd9hs5z
    @user-gs1wd9hs5z11 күн бұрын

    Eza ab Eritrea seb keizebo alewo zbeleka des tebl eya ane wn kab eritrea ms wexaku eye feliteka ab eritrean natka medeb ayatewen fulut aykonen so kemzi ane temahirelu zeleku kulu ab eritrea kmeharelu amlak yhagzena neaika kea eidmen teinan yhabka btaeimi eye zfetweka

  • @mebrahtom1989

    @mebrahtom1989

    11 күн бұрын

    Eta abiwu zela betri dkurna keytiaklo ezi hzbi kabzi kea deyanun ferdtin ketwuskulu ere kurub ninkah hzbey

  • @samuelandemariam3092

    @samuelandemariam3092

    10 күн бұрын

    ተባረክ ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄይ ጸጉኡ የብዝሓልካ፥ ንስካ ትምህርትካን ተግሳጽካን ቀጽሎ:ከምዝሬካ ዘለኩ ዝፈለጥካዮ ከተፍልጥ ትጽዕር ዘለካ ተባዕ ሓውና ኪካ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን።

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi11 күн бұрын

    ንሕና ከም ክርስትያን ንንበር ትብል ናይ ስልጣን ደስ ትብል ቃል ባሓቂ ከም ክርስትያን ንንበር ቅዱስ ኣምላክ ይሓግዘና

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    11 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @user-lq7yf5pw2p
    @user-lq7yf5pw2p11 күн бұрын

    ዑንቁ መምህሬይ❤❤❤ሼር ሼር አይናዉሕዱ❤❤ጸጋዉ ያብዘሐልኻ ዑንቁ መምህሬይ ስምዑና እስክ ናስተዉዑል ቅድስ ፍቃዱ ይኹንልና😢

  • @user-lq7yf5pw2p
    @user-lq7yf5pw2p11 күн бұрын

    ሕዘቤ ንቃሕ እዚ ናይ ሕወት ጉዳይ እዮበይ ናይ በቶልካ አይኾነይ ንንቃሒሒሒሒ😢😢❤

  • @ZebibaBelay-dn4dt

    @ZebibaBelay-dn4dt

    11 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg11 күн бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኻ መምህረይ ንስኻስ ፅቡቕ ተምህረና ኣለኻ መንሞ ሰማዒ😢😢😢😢

  • @Gal.Maryam
    @Gal.Maryam11 күн бұрын

    ኣምላኽ ዘስተውዕል ልቢ ይዓድለና መምህረይ🥺♥️

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha11 күн бұрын

    እግዝኣብሄር እይትጥፍኡ እንትብለና ላኣካቱም ሊኢኩልና ተመስገን ዋዕኢልካ ተናገረሉ ኩቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ እዙይ ናይሞትይ ናሕውየትይ ጉዳይ እዩ ዓቅሚ ሲኢና ምበይ ዓገብ ምበልና😢😢😢

  • @brzafabreha1618
    @brzafabreha161811 күн бұрын

    ስልጣነይ በይዛኻ ዛመደብ ዚኣ ከይተቋርፃ ምኽንያቱ ናምዕራባውያን ላረአያ ህንደይ ኣሕዋትና ይጠፍእለዋ እየን😢 ዒፍ እስካዕ ልብለን ገስፀን

  • @hanayemaryamlij
    @hanayemaryamlij11 күн бұрын

    ስልጣን ሓወይ ጠፊእና ኢና ዘለና ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ካብ ዘሕዝን ናይ ክፍአት ኹሉ ይሓልወና ንስኻ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀግኡ ይወስኸልካ አሜን

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t11 күн бұрын

    ቃል ሂወት የስማዕልና ኦ ኣምላክ ዓይን ለቦነና ከፈተልና 😢😢😢🙇‍♀️😢😢😢

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d11 күн бұрын

    ኣየ ስልጣን ሓወይ ኣበይ ኣለካ እዚኣን ዳኣ ሕጂ ድየን ዓቢደን ዘለዋ እግዚአብሔር ኣምላክ ክፊእ ግብርና ከይ ረኣየ ምሕረቱ የዉርደና😭😭😭 ግን ቅፅለሉ ❤❤

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d11 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ ክቡር ሓዉና መምህር ስልጣን ዓይነ ልቦናና የብረሀልና ናብ መንገዱ ይመርሐና እንበር ዘመኑ ከቢድ እዩ ናሰራሕና ኢና ንሰምዕ ብዘይነፀላ

  • @user-gb9gw9up6p
    @user-gb9gw9up6p11 күн бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና #ረቡኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና🙏♥️😥

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi11 күн бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ትምህርትካ ተግሳፅካ ብጣዕሚ ኢና ንቀየረሉ ከም ኣና ካባካ ብዙሕ እየ ዝማሃር ተመስገን ዘም ከም ዘምፀአሎም ዝዛረቡ ሰባት ኣይትገደሰሎም ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረይ

  • @Dolar1219
    @Dolar121911 күн бұрын

    በእውነት 100% ሐቂ ኢካ በርትዕ ክቡር ሓውና✅✅✅ ፀግኡ የብዝሐልካ ዝሐወይ። አይትገደሰሎም ስኣን ፍላጦም እዮም ምክንያቱም ገና ቃል አምላክ ስለዘይተረድኦም አብ ደርፊ ስለዘለዉ እዩሞ ንስካ ግን በርትዕ ።

  • @user-zd3pw9dv8l
    @user-zd3pw9dv8l11 күн бұрын

    እግዛቢሄር ይመስገን መምህረይ እንካዕ ብዳሐን መፃኩሙ እግዛቢሄር ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣሕዋተይ😢😢😢😢

  • @zaidmedhanie3326
    @zaidmedhanie332611 күн бұрын

    መምህር ስልጣን ሓዉና እንኳዕ ብሰላም መጻካ ብሓቂ ደስዝብለካ ንኩላትና ዘናቃቅሕ

  • @user-jb9ht7ck1y
    @user-jb9ht7ck1y11 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ዓይነ ልበና ይክፈተልና ሰማዕቲ ዘይከናስ ተግበርቲ ክንገብሮ አጎዚኣሄር ኣምላክ ይሓግዘና ስልጣን ሓወይ ኣጀካ ኣይትጥፋእ🍃🍃🙏🙏🙏

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k11 күн бұрын

    _መምህርይ ዕድመን ጥዒና ይሃበና ፈጣሪ ቃል ሰናይ የሰመዐና ጸጉኡ የብዝሕ_❤❤❤❤

  • @yosef_32
    @yosef_3210 күн бұрын

    ስልጣን ቅድሚ 4 - 5 ዓመት ኣቢሉ ኣብ ኣስመራ ኮላ ብታንታ ክሳብ ዝረእ ክሊብ ሰሪሓ ነይራ ቡዙሕ ሰብ ዓገብ ኢልዋ ብ ፈላይ አረጋይ ሓጎስ (ኣብ ፒለቲካ ዝነጥፍ) ግን መሊሳ ትዉስከሉ ኣላ እምበር ኣይገደፈቶን። ምንጋፍ ካብ እዚ ነገር የድልያ እዩ።

  • @user-xy6wl8vl4q
    @user-xy6wl8vl4q11 күн бұрын

    ቃለ ህይወት ይስመዐና ክብር መምህርና ስልጣን ሓወይ ❤ ጽብቅ ገይርካ ሕዝካያ ኣለካ ትቀጽል እናበልኩ እየ ኣነ ግድን እዩ ካኣ እተም ከምኤን ጥረሐን ዝከዱ እዮም 😢ኣነ ኣብ ኩሉ እየ ዝሰመዐካ ናብ ሽንትቤት ሕዘዮ ዝኣቲ እዋን ኣሎ ክዳን እንዳሓጸብኩ እንዳ ከሸንኩ ገዛ እንዳወልወልኩ እየ ዝማሃር ደው እለ ድማኒ ይጽሕፍ ❤

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v11 күн бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን ኣህዛብ ክርስትያን ዔብክን ኣይትሽፍናን ብጣዕሚ ኢክን ሕማቃት ይብላና ኣለዋ ኣዕራብ

  • @user-lb4wn7sk6g

    @user-lb4wn7sk6g

    11 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉

  • @user-tx8if2hl6o

    @user-tx8if2hl6o

    10 күн бұрын

    Btaami ayu zehzn 😭😭😭😭😭😭 nedetatka mesilka kaytka eway

  • @filmonghebru1846
    @filmonghebru184611 күн бұрын

    Qal hiwet yesmana ❤🙏amlak ayne lebonana yekfetelna Amen❤🙏🙏🙏

  • @user-lj6we2kg1l
    @user-lj6we2kg1l11 күн бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ስልጣን ሓዉና ኣምላኽ ልቦና ይሃበና😢

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i6 күн бұрын

    ኣነ ንባዕለይ ናሰራሕኩ እየ ዝበዝሕ ዝከታተለካ መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀግኡ ጥበቡ ደኣ የብዘሐልካ ልኣናሲ እግዚአብሔር ዝለኣኸልና መምህርና ኢካ ሃይማኖትና ክንፈልጥ ክንከላኸል ክንሕሉ ትሕግዘና ኢካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk11 күн бұрын

    ኣቤየ ኣምላኬ ሆይ ኣብ ምሕረትካ ሕወሰኒ እምብር ከቢድ እዩ ዘመኒ 😢😢😢😢 ሰልጣነይ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @xhv5054
    @xhv50547 күн бұрын

    _ዘይምፍላጥ ፀገም እግዚአብሔር መስተወዓሊ ልቢ ይሃበና 😢 ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክብር ሓወና ❤_

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki11 күн бұрын

    ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ💜❤️🦋 ንዓና ከዓ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ይሃበና 🙏😥

  • @asterhaile4572
    @asterhaile457211 күн бұрын

    ናይ ብሐቂ በዓል እዚኤን ብዝሙት መንፈስ ድተራከሳ እየን እሞ እዚ ትህቦ ትምህርቲ አእምሮ ደለዎ ድሕነት እዩ።

  • @user-xv8fu7xt9i
    @user-xv8fu7xt9i8 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረና

  • @dingladegoyta4140
    @dingladegoyta414011 күн бұрын

    ኦዋይ ዝስሚዕ የለን ስልጣን ብዓሉ ኣታባብዕወን ኢዩ ህዝብና ኣምላክ ልቢ ኢዩ ዝሪኢ ኢናበለ

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    10 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @senaitg3377
    @senaitg337711 күн бұрын

    The American singer follows Diabelose work. Thank you very much for bringing this program. Eritrean 🇪🇷 people have very good culture and very good clothes. May God gives us his mercy. Many blessings 🙏. 🙏. 🙏

  • @WintaWeldeslase-ew4cf
    @WintaWeldeslase-ew4cf11 күн бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጻጋ ድበጸጋ ይዓድልካ እግዚኣብሔር ስልጣን ሃወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly11 күн бұрын

    ቀፅለሉ ክቡር መምህርና ኩፍኡ ኣይርከብካ ብሓቂ ህዝብና ጠፊኡ እዩ😢

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti11 күн бұрын

    *_𝑤𝑒𝑙𝑐𝑎𝑚 መምህረይ ቃለ ሰናይ የስመዐና ብጣዕሚ ጠቃሚ እዩ ደስ ዝብል ኩሉ እትገብሮ እተመሓላልፎን ትቲ በቃ ኩሉ ኣብ ሓቂ ዝጠሓለ ቃል የብለይን ኣነ ንዓካ ዝከውን_**_#ብናማን_**_ ሥልጣን🎉❤ እቶም ሓደ ሓደ የትስመዐዮም ነጸላ ያ ታይ ገዶሽም ብዛዕባ ነፀላ ኣነ ላሰራሕኩ እየ ሰማዕ ገረ ዝሰምዕ ነጸላ ገረ የፈልጢ ምክንያት ናባዕለይ ከኣ ኣለኒ ነጸላ ፀሊኤ ኣይኮነንን😢_*

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq11 күн бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x6 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ደስስስስ ዝብል ትምህርቲ ኣብ ፅላት ልብና የሕድሮ 🙏❤

  • @user-cb8iz9oi3r
    @user-cb8iz9oi3r9 күн бұрын

    መምህረይ ፈጣሪይ ካብ ስደት ብሰላም ዓድና ይምለሰና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xo9tv3pb8u
    @user-xo9tv3pb8u11 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይውት የሰመዕልና ክብር መምህርና❤❤❤

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan320110 күн бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ መሰተወዕሊ ልባና ያዓዲለና ብሓቂ ዩእ 😢😢 ቃል ህይወት ያሰምዐልና ❤❤

  • @user-wx6od9dv9x
    @user-wx6od9dv9x11 күн бұрын

    እዋይ እንታይ ኾን አሎ አብዛ ዓለም ዘይተሰርሐ🥺ኦ ገይታይ ዳንስሄ ግዜ አብቅዐን🤲😭🤲 ዕድመ ጥዕና ያሃብካ ክቡር ሓወይ👏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤

  • @umsaad6493
    @umsaad64939 күн бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ያሃበና😢😢😢

  • @saudi2023-ec8kj
    @saudi2023-ec8kj7 күн бұрын

    ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ዓይነ ልቦናና የብርሀልና😢😢

  • @user-bi1bp3qb1n
    @user-bi1bp3qb1n10 күн бұрын

    ብዝኮነ ሰልጣን ሓዉና ምሰላ አሎ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፍካ አፅንዕ ሰለዚ ንሰካ ቀፅለሉ✅✅✅

  • @brhangebremedhn1719
    @brhangebremedhn17193 күн бұрын

    ዓገብ ብሓቂ ኩልካ ህዝቢ ተዋህዶ ንቃሓዮ ንመንፈስ(ንድያብሎስ)💔💔

  • @wegahtaw
    @wegahtaw10 күн бұрын

    Kale hiwet yesmealna ayne libona ykfetelna fetari kulu Alem sultan hawna gbu.

  • @user-se7vt2nm4n
    @user-se7vt2nm4n10 күн бұрын

    ኣምላኣኽ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና መምህረይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mibrakteclemichael750
    @mibrakteclemichael75011 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ የ ዘመስግነካ ምክንያቱ ኩሉ እቲ ክበሃል ዘለዎ ትምህርትን ተግሳጽን ተመሓላልፎ ኣለካ እንተኮነ ግን ዝሰምዕ ሰብ የለን ምክንያቱ እቲ ትንቢት ክፍጸም ስለ ዝለዎ ፈጸምቲ ትንቢት ንከውን ኣለና 😭 በጃካ ህዝበይ ንመለስ ናብ ኣምላኽ ንነብስና ንስምዓያ ኣብዚ ጥፉእ ጊዜ ልብና ኣይነደንድን ናብ ልብና ንመለስ ኢለ ይላቦ 😢😢😢😢

  • @mashotesfay2823
    @mashotesfay282311 күн бұрын

    ኩቡር ሓው በቲ ትህበና ኣስተምህሮ ብጣሚ ኢና ነመስግነካ ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @abrahalealif9370
    @abrahalealif937010 күн бұрын

    በለን ደአ ምሳኻ አሎና፡ አለና፡ንሕና ስ ንሕና ኢና ባህሊ አለና።

  • @user-fq6if3zl4w
    @user-fq6if3zl4w10 күн бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይክፈተልና ሚልዮን ግን😢ሕጂ ኣምላክ ይመስገን ሳላ ንስካቱም ሓጥያት ፅድቂ ፈልጥና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ❤❤❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya383110 күн бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ኣነካዓስ ኣመሪካዊት መሲሉንስ ኣብ ኣመሪካውንዶ ሜለን ሃይሉ ዝባሃል ኣሎ እዪ ይብልነይረ ብዝኮነ ኡዙ ተግባር ዓገብ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣቦታት ሞስቀሎም ኣልዒሎም ከምዚ ዝገብር ውጉዝ ይኩን ኢሎም ክውግዝዎ ዝግባእ ስራሕ እዩ አረ ሎሙስ ናብ ትግራይ ለውን እኮ ኣትዩ እዩ 😢😢😢

  • @solomunashebrsolomunshebr4901
    @solomunashebrsolomunshebr490111 күн бұрын

    ❤❤❤❤abet nkihat ajoka kexilo kubur haweyy

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray198910 күн бұрын

    ልክዕ ኣለካ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤😢

  • @tekletekle8711
    @tekletekle871110 күн бұрын

    ቀፅለሉ ክቡር መምህርና ኣቤት ኣረ ናበይ እዩ መገድና ድቅ ኣነስትዮ😢😢😢

  • @user-tz9mf9wj6s
    @user-tz9mf9wj6s10 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም መፀኻ ወዲነይ ኩብር መምህረይ❤❤❤

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i6 күн бұрын

    ኣነውን ከማኻ እየ መምህረይ ኣብ ቀረባ እዋን እየ ፈሊጠያ ካፍታ ዝረኣኽዋ ከኣ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ድሕሪኣ ሪአያ ኮነ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ዓገብ ደኣ በለን ተሰመዓ ልኣተን ይምልከት ተዘይ ሰመዓ ከኣ ልኣኣተን ይምልከት ንስኻ ግን ታ እግዚአብሔር ዝሕጎሰሉ ግበር ሕብረተሰብና ኣቅሕ ከመይ ዓይነት ወለዶ ከምዝኾና የሕዝን ኣነሲ ማርያምን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝሪኦ ኩሉ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነኒ ብኣከዳድናአን ሽፉናትን እዱባትን ክርኢ ከለኹ ከኣ ልበይ ይፍሳሕ🌄🌹❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i11 күн бұрын

    ጎይታይ ማዕረ ካብ መንገድ ጣፋኣት ማሓረና ቃለ ሂው የሰመዐልና መምህሬይ❤🙏ብፉላ ተዚረብት ትግራኛ መንነታና ናኣሊሽ ፖለታካ ካሊእ እዩ ፖለታካ ከምይ ዱዩ😢

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp974210 күн бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኣኻ ክቡር ሓውና (መምህርና )♥️

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst521811 күн бұрын

    ስልጣን ሓውና ህዝብና ኣትሪሩ ዝግስጾ ስልዝስኣነ ኢዩ ስዲ ከይዱ ስነጥበባዊ ድማ መስትያት ህዝቢ ኢዩ ንህዝቢ ጽቡቅ ኣለባብሳን ስነ ምግባርን ክምህር ዝግብኦ ናይ ምዕራባዊ ባህልን ልምድን ኣለባብሳን ቕዲሖም ናብ ህዝቢ ከምሓላልፉ ደስ ዝብሎም ዘሎ።ንስካ ግን ሰብ ዝበለ ይብል ክርስትያናዊ ግብእካ ፈጽም እግዝኣቢሄር ዓስብካ ይሃብካ።

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u6 күн бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ቀፅለሊ❤

  • @solomonliza
    @solomonliza10 күн бұрын

    በርትዕ 🙏💙🌿

  • @herutmengsteab6788
    @herutmengsteab678810 күн бұрын

    Nay behaki Sltan hawey Egzabiher Amlak mehiret yeweredlena kale hiwet yesmalna Egzabiher Amlak xigiu yebzihalika 🙏🙏🙏

  • @user-bl7cd3jd3y
    @user-bl7cd3jd3y10 күн бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ነዞም ድኹማት ከኣ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና።

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r10 күн бұрын

    ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ፅብቅ ትምህርት ቃል ህይወት ያስመዐልና🙏 እዩ ቀፅለሉ ብተሎቭን ትግራይ እውን ተትማሃላለፍ ፅብቅ ነይሩ✋

  • @user-xi9en4qu3c
    @user-xi9en4qu3c11 күн бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓውና ክቡር መምህና ብጣዕም ደስስስ ድብል ትምህርት እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ኣብ ዓዱ ያፅንዕኻ መጨረሻኻ ያስምረልኻ ማዓረይ ትምህርትኻ መንፈስኻ ዳሓድስ ይኡ የእውነት ተግሳፅኻ ኣይፈለየና አሜን፫

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z10 күн бұрын

    ቃለህወት ያስመዐልና ስልጣነይ😢 እግዚአብሔር ልብ ያሃበና በሓቂ 🤲

  • @TseguAbrha
    @TseguAbrha11 күн бұрын

    በርተዐልና ክብር ሓወይ❤

  • @Erey9999
    @Erey99996 күн бұрын

    Memhr seltene hayl wetahader orthodox edmen tenan yhabka buruk ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-qi3ci5gp2m
    @user-qi3ci5gp2m11 күн бұрын

    እግዚአብሔር ልባና ይሃባ ማርያምን አሕዛናትኒ ሰውነት ጓል አንሰትቲ መቅደስ እግዚአብሔር እዩ ብፀለትኩም ሓስብኒ እስኪ ደቂ እመብርሃን አሕዋተይ መምህረይ እግዚአብሔር ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልኩም

  • @user-dr9jk2rv6c
    @user-dr9jk2rv6c11 күн бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @sannayisan7439
    @sannayisan743910 күн бұрын

    ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡሩ ሓውና ሥልጣን እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልኻ 👏👏👏 ንዓና እውን ኣምላክ ቅዱሣን ዓይን ልቦና ይዓድለና🤲🤲🤲😢😢😢

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y11 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ሓውና ፀጉኡን ቡረክቱን የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏

  • @helenbaryagabr9964
    @helenbaryagabr996410 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ተባረኽ እግዝኣብሄር ንየማን ይምለሰና

  • @ZaydGebremesqel
    @ZaydGebremesqel11 күн бұрын

    Zey kem Edmeka busul seb Ab haymanot zeleka tegedasnet ❤❤❤

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher33311 күн бұрын

    Amennnn kale hiwet yesmalena siletan hawey ❤️❤️❤️

  • @DuvSyc
    @DuvSyc11 күн бұрын

    ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጉእ የብዘሐልካ እግዝአብሔር አምላክ ናዓና እውን ብመንገድ እግዝአብሔር ንኸድ ይሓግዘና❤👏

  • @user-ru6in1nu6u
    @user-ru6in1nu6u10 күн бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ዑንቅ ናይ ሰደት መምህርና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ዑንቅ መምህረይ ❤❤ ሰምዑና እሰክ ናሰተወዑል ቅዱሰ ፍቃዱ ይኹንልና ብሓቅ በተለይ ከምዝ ዓይነት ትምህርት ንደቅ አንእሰትዮ ዝጠቅም ትምህርቲ ይኡ ሓደራ ከምዝ ዓይነት ትምህርቲ ንድሓር ከይትብል ❤❤

  • @saraasghedom9844
    @saraasghedom98445 күн бұрын

    Amennnnnnnnnnn haleluya Tebarek

  • @azebmedhin1949
    @azebmedhin194911 күн бұрын

    ቃል ሂወትየስማአና ኦ ኣምላክ ልብና ክፈተልና ።👏👏👏👏

  • @hgf6568
    @hgf656811 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ፅግኡ የብዘሐልኩም መምህረይ ማዓረይ

  • @koryakahsay956
    @koryakahsay95611 күн бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጽቡቕ ትምህርትን ሓበረታን ስልጣን፡ሓውና

  • @abuchigerea5423
    @abuchigerea542311 күн бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ይሓግዝካ ዝወደይ ንስኻ ካብ እቲ ንደቅና ዘድልዮም ካብ ምምሃር ዓዲ ኣይትውዓል ንዓና ከኣ ልብና ይኽፈተልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue755710 күн бұрын

    እግዚኣብሕር ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሕስወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi11 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና አግዛቢሒር በረኸቱ የብዛሓልካ ስልጣን ሓወይ

  • @user-is8xf1oz9o
    @user-is8xf1oz9o11 күн бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወይ 🙏❤

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u11 күн бұрын

    መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኣብነት ኣነ ሐዚ ክዳዉንቲ ናዓፀፍኩ እየ ዝሰምዐኩምለኹ

  • @Sami-td5bi
    @Sami-td5bi11 күн бұрын

    ቀዳሚትይ ባዕለይ ሰላም መምህርይ❤🙌

  • @user-yr6ik8zg7v
    @user-yr6ik8zg7v10 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ክቡር መምህረይ

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile11 күн бұрын

    Memherey enqa be Selam mexaka qale hiwet yesmalna fetari Abey 🙏💖💗🥺🥺🥺🥺

  • @brhenbrhen7005
    @brhenbrhen700510 күн бұрын

    ልቦና ያሃበና እግዚኣብሔር አምላክና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Tesfahans
    @Tesfahans10 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ በርትዕ ቀጽሎ

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l10 күн бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ምስትውዓሉ 😢😢ይዓድለና ይቅር ይበለልና ልዑል ፈጣሪ 🎉♥️

  • @user-ob4tn4vz5r
    @user-ob4tn4vz5r10 күн бұрын

    ስልጣን ሓወይ ብጣዕማ ፅብቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ኦጎይታይ ሓጥያትና በዝሒ እዩዋ ናብ መንገድኻ መርሐና😢😢

  • @brhenbrhen7005
    @brhenbrhen700510 күн бұрын

    ክቡር ሓወና ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ት/ቲ ኻን ተግሳፅኻን ክንደይ ደስስስስ ይብል ሃሙኡ እልካ መልሰና ብትሕቲ ፈጣሪ ኮይንካ ናዓኻ ዝሃበና ልኡል እግዚአብሔር አምላክና ይኽበሪ ይመስገን አሜን፫❤❤❤❤❤❤❤❤❤ያሕዝን ተግባርና ንመለስ ዳአም አይመንገዲናይ አሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o10 күн бұрын

    ብሩኽ መምህርና እንካን ብሰላም መጻኸ እግዝኣብሔር ብምሕረቱ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና መምህረይ😏🥰🙏👌

  • @DanielAngosom-uu1ic
    @DanielAngosom-uu1ic11 күн бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂይወት ይስምዓልና ኩቡር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ንኣበሳና ደምሲሱ ናብኡ ይምለሰና እቲ ክንገብሮ ዝግባኣና ክንገብር ከኣ ይሓግዘና ማሌት ግንሕዋም ድኣ እንበር ኣብቲ ፍረ ዘይብሉ ግብሪ ጸልማት ግና ኣይትሕበርዋም።

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem58619 күн бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @L-veme
    @L-veme8 күн бұрын

    ኣበሳና ሓዲካ ምሓረና ጎይታይ ኦ ዓይነ ልቦናና ኣብርሃልና😢

  • @user-yq7wg7wk5y
    @user-yq7wg7wk5y9 күн бұрын

    Amen bhaqi azyu agedasi tmhrti eyu seytan n orthodox b zmuht hizna b fuluy 😢😢 b reqiq menfes atina lbona yhabena Amlak ezgio eyu zebil

Келесі