Келесі
- 31:48
- 16 М.
- 00:24
- 64 МЛН
- 20 күн бұрын
- 00:18
- 13 МЛН
- Ай бұрын
- 00:49
- 6 МЛН
- 10 күн бұрын
- 00:25
- 32 МЛН
- 12 күн бұрын
- 25:33
- 25 М.
- 1:00:59
- 23 М.
- 19:28
- 838
- 21:57
- 18 М.
- 23:47
- 26 М.
- 42:38
- 3,5 М.
- 17:04
- 22 М.
- 0:33
- 4,2 МЛН
- 0:33
- 4,6 МЛН
- 0:20
- 8 МЛН
- 0:31
- 1,6 МЛН
- 0:28
- 2,3 МЛН
Пікірлер: 104
ክቡር መምህርና እኳዕ አብፀሐካ ንኹሉኹም ተኸተልቲ ሓውና ስልጣን ርሑስ ባዓል ይግበረልኩም አሜን ናይ ኹልና ልቢ የብርሃዮ ዝሰማዕናዮ ዘስተውዕል 🎉🎉🎉❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና እንካዕ ንብራሃነ ትንሳኤ አብፀሐና /ኹም ደቂ ተዋህዶ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️♥️
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna memhrey ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelana zehaweyyy❤❤❤❤❤
Amen amen amen edmen tienan yhabka fetariy
እንቃዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤ አብጻሐና ጽቡቅ አለካ ጾም ማስ እያ ትውዳእ ዝብሉ ዝነበሩ እዮም ዝመስሉ ዓርቢ ምስ ጾምካ ቀዳም መሉእ ማዓልቲ ትውዕል ሽዑ ምሸት ቤተክርስትያንካ ምስ አምላካ ትሐድር ንፈልጥ አብኡ እዩ ዘሎ ጸጋ እንታይ ዝዓንስ ጋይላ እዩ ዕብዳን መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና መንገዲ የማን ይምራሐና ዓገብ ጽውም ጸኒሕካ ናብ ቤት ጎይታና ንኪድ ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልና ንኩላትና መእመና ንዓካ ድማ ምስ ስድራቤትካ እንቃዕ አብጻሐካ አሜን❤❤❤መዝሙር ጠራሕ ንስማዕ❤❤❤❤❤❤❤
God Bless You Amen Amen Amen.
ስልጣነይ ናይ ልብና ኣብ መደብካ ቡዙሕ ዝሓለፈኒ ክማሃር ዊዒለ ሎማዓልትስ ገይረ ሕጉስቲ ዘለኩ ተመስገን ነዚ በረከት ክሰምዕ ዘብቀዐኒ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ🙏❤
Amen Amen Amen kubur memhrey Enqae abzi abtshana🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏 ❤
እግዚአብሔር ብመንገድካ ምርሓና❤❤❤
አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐል
ዓመተ ዓመተ ዓገበ ንበል አለና አይሰመዕን እዩም😢😢😢
ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐና እንኳዕ ኣብፀሐና ህዝበ ክርስትያን ቡሩኽ ባዓል ትንሳኤ ይግበረልና👏♥️✝️
እግዚአብሄር ይመሰገን ክብር መምህርና
ኣሜን❤❤❤❤❤
ብናይ ኣምላኽ ከ ቀዳም ስዑርር ኣሎ? ኣበይ? ሞ ብናትካ ትኸይድ ኣምላኽ ከሎ ወሃቢ ስርዓትን ሕግን ፡ ሕይወትን ፡ ትእዛዛቱ ዘይትሕልዉ!
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ሓውና ስልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ክርስቶስ ክትስእ ንሕና ንመወት ተገላብጦ ኮይኑ ብሰንኪ ዞም ደረፍቲ እዚኦም ታይ ጌርካ ይሰምዑ ብስሩ እሞ ድማ መገዛ ደቂ ሃይማኖትና እግዚኣብሔር ልቦናና ይኽፈት😢
ኣሜንን እግዚአብሔር ይመስገን
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ እንቃዕ ንዋዜማ በዓል ትንሳኤ ኣብፀሓና ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ትንሳኤ ይግበረልና 🙏♥️
@GenetChannel-uo3rv
2 ай бұрын
ደምርኒ ኣርሱየ
@Arsulove-ke6xd
2 ай бұрын
@@GenetChannel-uo3rv ደምረኪ ኣለኹ ሓላለይ ♥️
Amen amen amen zmara malakt yasmana.
Btkkl kubur memhrey kale hiwet yasmeelna amen amen amen ❤❤❤❤😢😢
Mstwal yehabena gezabeher 🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
ስልጣን ሓወይ ምጣዕሚ ኢና ነመስግን ናይልብና ተዛሪባልካና❤ ቃለህወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልካ
Amen amen amen
ክቡር ስልጣን ሓውና እንቃዕ ናብዚ ክቡር ልደት ኣብጽሓና
አሜን 💖💚💖🦋🙏
ኣሜን ኣሜን እና ሮብዕን ዓርብን ኣብ ትንሳኣየ ዉሽጥስ ኣይፅዎምን ታይ ስለ ዝኮነ እዩ ደቂ ተዋህዶይ ?🙏🙏🙏🙏
@LuwamHailemariam
2 ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን እታ ትርደኣኒ ነዓይ ትንሳኤ ኣለና ምሽ ደቂ ኣዳም እተን በዓል ሓምሳ ዝበሃላ ምሳሌ ናይ መንግስተ ሰማይ እየን ስለዚ ኣብ መንግስተ ሰማይ ድካም ጾም ስለ ዘየለ ኣይንንሳሕን ኣይንሰግድን ኣይንጸውምን ኢና ዝተጋገክዎ ኣርሙኒ
እንኳዕ ናብ ብዓለ #ትንሳኤ ጎይታና ኣምላክና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ና ንኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ሰላምን ምሕረትን የውርደልና ክቡራተ ኣሕዋተይ✝️♥️🙏
@GenetChannel-uo3rv
2 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ❤ክይብሪ ይኩና መዲሃን አለም ክርስቶስ ኪታንሳኤ ከሎ ኣንሓና እና ንመዊት ዘለና 😢
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህረይ❤❤❤
Amen(3)🙏🏾🙏🏾🙏🏾
መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ💘 እንኳዕ አብፀሐኩም ኹቡራት ሰድራ ልኡል እግዚአብሔር ሩሑሰ በሠዓል ፋሰካ ይግበረልና🙏 ከ
❤❤❤Kale❤❤❤ hiwet ❤❤❤yasmalna ❤❤❤
ሓቀካ ወደይ ኣቤቱ መድሓነኣለም ይምሓረና
አሜን🙏❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዝኣቢሂር ጸግኡ የብዛሓልኩም መምህረይ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ልኩላትኩም አመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ😘😘😘😍😍😍
Enka abqana ❤❤❤ruhus Awdamt
Bhaki tsbuk tmherti hawna tsegu yebzhalka ❤
Kale hiwet yesmealna
1መይቲ 😆🙏🥰እንካዕ ኣብፀሐኩም
Ewe zeysetebihl ko koynu ab zekone eyu zatu kisab Mas ena wedey amen
❤❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
እንካዕ ብሰላም ኣብፀሓኩም🙏🙏🙏🙏🎉
🙏✝️💒🙏❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Nisom zey konus etom ziaetuwu eyom
❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ኡንካዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ኣምላክናንመድሓኒናንኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ፅዮነይ ብኡነት ኣዝዩ ዘሕርረኒ ተልዩ ብምክንያት ሃይማነታዊ ክብረባዓልና ዝግበር ጋይላ ኣዝዩ እዩ ዘሕርረኒ ወረ ክሳብ ማዓዝ ኢና ክንዕሹ ደጊም ይኣክልል እቲ ንቄሳር ዝግባእ ንቄሳር ይዋሃብ እቲ ንኣምላክ ዝግባእ ንኣምላክ ይዋሃብ ብፍላይ ተጋሩ ንባሃል ህዝቢ ብቱ ጋይላ ደንዚዝና ኢና
❤❤❤❤❤⛪️🌹🌹🌹🙏🙏🙏👍
🙏🙏🙏🎉
🙏🙏🙏👏👏👏
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ናይ ዓመት ሰባት ይብሉና እግዚአብሔር አምላክ ❤🎉❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
👏🥰✝️
💒✝️✝️🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
Des zbil melikti eyu sltan hawna
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😢
Kalay 😅
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏💟💟💟💟💟💟💟💟
❤❤❤⛪⛪⛪🙏🙏🙏👏👏👏👍👌
2ይ ባዕለይ 😂🥰እንኳዓ አበፀሐኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🎊🎊🎊🎊🙏🏾🙏🏾🙏🏾
tewhado bishm fasika elom ab night zisiesiu ahizab
ተሲኡኡ ኢዩ የሱስ። ማርያም መግደላ ኳ መስኪራ። ወ. ዮሐንስ 20:2ስለዚ ንሳ ጐይያ፡ ናብ ስምኦን ጴጥሮስን ናብቲ የሱስ ዜፍቅሮ ኻልእ ወደ መዝሙርን መጺኣ፥ ንጐይታና ካብ መቓብር ወሲዶምዎ፡ ኣበይ ከም ዘንበርዎ ኣይንፈልጥን፡ በለቶም።
ክንዲ 1000 እኮ ኢካ ::
ቀደም ተንሲኡኡ የሱስ፡ ወቕትታት ዝውስኖ ኣይኮነን። ቆሎሴ 2:15ነቶም ሕልቅነታትን ስልጣናትን ኣጽዋሮም ገፊፉ፡ ብእኡ እናፈከረሎም ከኣ፡ ብግልጺ ኣስተሐፈሮም።
የሱስ ተሲኡኡ ቀደም፡ ጸላእቱ ኳ ሓፊሮም ። 1ይ ቆሮንቶስ 15:55ዎ ሞት፡ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ፧ ኣታ ሲኦልከ፡ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ፧
እዋእ እንታይ ወቕቱ የሱስ ቀደም ተንሲኡኡ ንመን ኢካ ሎሚ ኣተንሲእካዮ? ስራሕ ኣምላኽ ኣይትጸይቕ ኣንብቦ ! ግብሪ ሃዋርያት 3:15ነቲ ራእሲ ህይወት ቀተልኩምዎ። ንእኡ ኣምላኽ ካብ ምውታት ኣተንስኦ፡ ንሕና ኸኣ፡ ነዚ ምስክሩ ኢና።
ንስኻ ሓሳዊ ኢኻ ንመርጌታ ሮቤል ደማዊ ኩናት ኣውጁ ዘይተዛረብካ ዓሌታዊ ኢኻ ንስኻ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህረይ❤ ንኹሉኹም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሩሑስ ባዓል ይግበረልና❤🎉❤🎉❤🎉🎉
እንኳዕ ኣብፀሐና ልክቡር ባዓል ትንሳእየ❤
Welcome መምህርና📚💙እንኳዕ አብጸሐኩም ናብ ዋዜማ ትንሳኤ ጎይታና ንዓና ውን ትንሳኤ ልቦና ይግበረልና ፍቁራተይ 📚🤲🥰
@GenetChannel-uo3rv
2 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤