ዘይሰምዐ ይስማዕ! ይቕሬታ ክብለኩም/ ጉዳይ ኣቦይ ቀሺ

Ойын-сауық

Пікірлер: 471

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352Ай бұрын

    ብልቢ ደስ ካብ ዝብለኒ መምህርና ስልጣን ትምህርቱ ሓቅን መራርን ትብዓትን ዝመልኦ እዩ። ብሓቂ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ ኣምላከይ ክፈልጥ ዝገበርካኒ ስልጣን ሓወይ😢♥️ኣጆካ መምህረይ እቲ ሓቂ ዝምስክር ዘክብሮ የብሉን

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493Ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ስልጣን ሓወይ ኣነስ በቲ ሓቂ ምስክርካን እቲ ቅኑዕ ትምህርትካን እዩ ዘዕግበኒ እግዚአብሔር አምላኽ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ብሩከይ❤❤❤ በጃኩም በቲ ዘይረብሕ ፖለቲካ ክብሉ ጸጊቦም ዘይጎየዩ መንእሰይ ይጠፍእ አሎ ህዝብኩም ናብቲ ቅኑዕ መንገዲ አምጽእዎ ክቡራት አቦታትና ነዚ ክትገብሩ መንፈስ ቅዱስ አብ ልዕለኩም ይወረድ ጥንካረን ብርተዐን ሓንሊን ይዓድልኩም አማላድነት ናይ ወላዲተ አምላኽን ተራዳእነት ናይ ቅዱሳን መላእኽትን አይፈለኩም አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITVАй бұрын

    ንዕርቂ ደኣ እንበር ናትና ሲኖዶስ ክንገብር ኢና ምባል ግን ኣኽር ዘመን ንምቅልጣፍ ኮይኑ ይስምዓኒ

  • @user-ej2oi2rk4w

    @user-ej2oi2rk4w

    Ай бұрын

    ከምኡ እዩ መደቦም ካብ መጀመርትኡ ንህዝቢ ካብታ ቅድስቲ ቤተክርስትያኑ ህንፍሽፍሽ ኣቢልካ ናብ ታሃድሶ መናፍቃን ምጽንባራ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 ай бұрын

    ብናይ ዓለም መርከብ ዓይኖም ስለ ዝዓወረ እዩ ጌጋ ዝብሎም ከምፀላኢ ዝሪእዎ ንስኻ ዝሓወይ ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይበረኽ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና አሜን

  • @goggo5414
    @goggo54142 ай бұрын

    እንኾን ብሰላም መፃእካ ሰልጣን ሓውና 💒✝️🙏🙏🙏

  • @yoniesr
    @yoniesr2 ай бұрын

    ሞኽሲ! በርትዕ ኣጆኻ፣ ሓቂ ንግዝይኡ መራር እያ፣ መድሃኒት ምዃና ግን ዘይተርፍዩ!!!

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406Ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን። ከምቲ ዝበልካዮ ብዓቕልን ትዕግስትን ዝክየድ ዘሎ ጉዕዞ ዝርድኣልኻ ኣካል እንተ ዘየለ፥ ዕሽሽ ምባል እንተ በዚሑን በብመንገድኻ ምካድ ከም ዘይተርፍ ፍሉጥ'ዩ ግና ቅድሚ'ቲ ዝዓበየ ምፍልላይ ከይመጸ ከሎ ንምዝርራብ ንምቕርራብን ዝሓስብን ዝዳሎን ልቢ ይዓድሎም።

  • @mahariteklemariam4257
    @mahariteklemariam4257Ай бұрын

    ኩቡር መምህርና እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ብምቅጻል ኣነስ ዝብሎ ሓደ ነገር ንስኽም ብዛዕባ ፖለቲካ ክትዛረቡ ጽቡቅ ኣይኮነን ማለተይ ነቲ ኣን ክልተ ዘሎ ምክፍፋል ድኣ ሰቢኽም ኣብ ሓደ ምምጻእ እምበር ፖለቲካ ንፖለቲካውያን ግደፈሎም የቅሬታ ግን

  • @user-sf8ij5ky7p

    @user-sf8ij5ky7p

    Ай бұрын

    ኣታ ኣየናይ እዩ ፖሎቲካ እምበር ከ መጽሓፋ ቅዱስ ጽቡቅ ገርኩም ኣንቢብኩም ትርድእዎ ድኩም ሓደ መራሒ ሃይማኖት ንዓማጺ ንረጋጽን ስርዓት ፍትሒ ጎደለ ድካ ተበደለ ክብሉ። መጽሓፍ ቅዱስ ይእዝዝ እዩ ስቅልኩም ፖሎቲካ ዶ ገለ ፖሎቲካ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣትዩ እዩ ክሳብ ምስ ሬሳ ዝባኣሱ ዘለዉ ።

  • @HhBb-lr4tn

    @HhBb-lr4tn

    Ай бұрын

    መዕጸዊ አፍዮም ከምኡ ዝብሉ አይንገደሰሎም​@@user-sf8ij5ky7p

  • @knenjhrd6394
    @knenjhrd63942 ай бұрын

    ፈታዊ ዝቦዞሖ ፀላኢኡ ብዝሕ እዩ ክርስቶስ ምሳካ ይኩን

  • @dehabsolomon3617
    @dehabsolomon3617Ай бұрын

    ብዛዕባ ጸበል አይኮነን አዛሪብውም ንምቅታል ክንድግፈኩም ኢና ንደቀይ ክዕጥቆም እዩ ክብሉ መስቀል ሒዞም ካህናት እንድዩም አብ መንጎ ኮይኖም ዓገብ ምበሉ ስልጣንንምንታይ ብክንደይ ቅዝልሲ ዝመጸት ባዓል እንተአብዓሉ እንታይ ጸገም ሀገሮም ገዲፎም ናይ መን ባንዲውራ ከልዕሉ ደሊኩም

  • @fuch9239
    @fuch9239Ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልና

  • @edeneden889
    @edeneden8892 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝፈትወካ መምህረይን ሓወይን ስልጣን እግዚኣቢሄር ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ 🎉🎉🎉🎉

  • @Paak9877-vk9yr
    @Paak9877-vk9yr2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ፀግኡ የብዛሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና❤❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዚኣቢሂር ተመስገነ ይኹን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ

  • @user-fe7te5wg6y
    @user-fe7te5wg6y2 ай бұрын

    ክቡር መምህር ስልጣነይ እንኳዕ ደሓን መፃእካ

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949Ай бұрын

    Meraheti haymanot agzeabihe meheret yeweredelkum asekatkum tenezehewo zelekum merezam qalat neti meneisey dem tefasesuwo alekum

  • @sabadaniel4670
    @sabadaniel4670Ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ አምላክ ይባርካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሰብ ዓቅሙ እዩ ዝዛረብ ናይ ሰብ ዘረባ አይት ገደሰሉ አነ ንባዕለይ ናትካ ፍዶ ሸር ምስ በልኩ ቡዝሕ ዘረባ መጽእኒ ምኽንያቱ ሓቂ መሪራቶም ኣነ ካኣ በቲ ዝግቦኦም መሊሰሎም ።

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3dАй бұрын

    ኣምላኽ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ክቡር ሓዉና ስልጣን ኣጆኻ ሓቂ ዝሓዘ ግሉ ግዜ ምስተጸለመ እዩ ግን ሓቂ ሓቂ እያ ንዘይደልዎ መራር እያ ሓቂ ዝደለያ ግና ምቅርቲ እያ ሓድነት ይዓድለና ናይ ብሓቂ ብቋንቋና ብዝርደአና ክንመሃር መማህራንና ኣቦታትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @user-fn7lo5dq7w
    @user-fn7lo5dq7w2 ай бұрын

    ጸበል ምባሎም ዘይ ኮነስ መስቐል ሒዞም ጽልኢ ምስባቑም እዩ ኣታ ዶሞ ስለምታይ ቤተኽርስትያን ኣብ ቸሎቲካ ተእትዎ ኣለኻ ኩልና ከከም ግብርና ክፈድየና እዩ ተጠቕ ናጽነት ከኣ ናይ ህዝቢ እዩ እበር ናይ መግስቲ ኣይ ኮነትን ኣቦታትና ኣዴታትናን ዘምጽእዎ ብጽሙእ ጎሮረኦም ብጡሙይ ከብዶም ኣይ ትኽሓዱ ናይ ሕጂ ካኣ ሓቢርካ እበርእዳ ተቓታተልካ ዝመጽእ ለዉጢ የለን በጃኹም ኣምላኽና ሓደ እዩ እምት ና ካኣ ሓቲ እያ በተኽርስትያና ካኣ ሓቲ እያ ከምዚ ዘለናዮ ኣብ ሶሞይ ይትረፍ ኣብ ምድሪ እኮ ኣየርብሓናን እዩ ክንጠፍእ ኢና

  • @tekleaster5340

    @tekleaster5340

    Ай бұрын

    Meskel hizu xile zesebik seb ayreanan. Behaki zegirm iyu

  • @diborates1416

    @diborates1416

    Ай бұрын

    Antay amo kngebr tekal gize wala atom merahti nab poletika weridom qanqa keman hager ayu kbluna gemirom metshaf qdus gn ab alem mlua zelo orthodox hawna ayu tgray tgeina ayu elomna

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535Ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያዝዘሐልካ ክብር መምህርና መስተወዐል ልቦና ያሃበና አሜን🤲

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw83632 ай бұрын

    ባርያ ክርስቶስ እኻ ብሓቂ መምህረይ 👏👏👏

  • @user-ej2oi2rk4w

    @user-ej2oi2rk4w

    Ай бұрын

    ከመይ ኢሉ እዩ ባርያ ክርስቶስ ዝኸውን ባርያ ታሃድሶ መናፍቃን እንበር

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201Ай бұрын

    ብልቢ ደሰ ካብዝብለኒ መምህርና ሰልጣን ትምህረቱ ሓቅን መራርን ትብዓትንዝመልኦ እዩ ብሓቂ ተባዕ ወታደረ ክርስቶስ ኣምላክይ ክፈልጥ ዝገበርካኒ ሰልጣን ሓወይ ❤🎉 ኣጆካ መምህረይ እቲ ሓቂ ዝምሰክር ዘክብሮ የብሉን 🥰🙏

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigrawetiАй бұрын

    *_መምህረይ መርአያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ🌿☘️✝️ የትገደስ መምህረይ ቀጽል ጥራይ ሓቂ ሒዝካ ንቅድሚት እዞም ህግደፍ ዶ ኤሬጥሪን ዶ ዝበሃሉ ግን ክጻረፉ ባእ መልሓሶም ምንውሑ😢😢_*

  • @SegudTv
    @SegudTvАй бұрын

    amen,amen,amen,qal hiwet yesmana seltan,hawey medhanialem abat bayni mhretu ytemtena ❤❤❤

  • @milonbd1727
    @milonbd1727Ай бұрын

    መምህረይ መርአያ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብካ ✝️

  • @NatnaelMehari-sr3rn
    @NatnaelMehari-sr3rnАй бұрын

    ዋይ ብሓቃ መምህር ስልጣን እኮ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ተባዕ ሓቀኛ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሕብረተይ ምሳኹም ስለ ዝኾነ ከኣ ይሕጎስ ❤❤❤❤❤

  • @Gbre1996
    @Gbre1996Ай бұрын

    Qal Hiwte Ysmana. Egzhabier Amlak kbriy Yhabka. God blessed you and your family. 🙏.

  • @hosanatube2412
    @hosanatube2412Ай бұрын

    ኣነ ውን ናይ ኣባ እንጦንዮስ ማሰርትን ግፍዕን ኣይቅበልን አየ። እንተኮነ ግን ግድን ነባ መንቃርስ ይስዕብ ማለት ኣይኮነን ምክንያቱ ብዙሕ ናይ ምንፍቅና ቃል እዮም ዝዛረቡ ስለዚ ከመይ ኢልካ እንዳራካ እንዳ ሰማዕካ ትስዕብ . ....

  • @simrethaile487

    @simrethaile487

    Ай бұрын

    ትኽክል

  • @Eritrean.flower
    @Eritrean.flower2 ай бұрын

    Ajekum nsom kixerfuna egziabieher xegeu kebzhalna eyu ,kabeom nleoli selam alena bhayli amlak rgat ena zelena 🙏🙏🙏🌿🍀🪴🍀🌿🪴🍀🌿

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ😍 ቃል ህይወት የሰመዕልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አባ ሓቂ ሰልጣነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ🕊 መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hr2 ай бұрын

    ብመጀመርያ ሰላም ክብል ይፈቱ ኣነ ንኹሉ ብጽሞና ይዕዘብ ኣለኩ ! ሃዋርያ ጳውሎስ ዝበለ ነቲ ናይ መጀመርያን መፈጸምታን መራሒኹም ክርስቶስ ጠምቱ ! እቲምንታይ ሲ ሰብ ብባህሪኡ ድኹም ስለዝኾነ ' ኣብዚ ሾሻል ሜድያ መጺኹም ነንሕድኩም ትዋቀሱ ! በጃኹም ነቲ ዘይ ፈልጥ ሰብ ሩእሱ ትጠውይዎ ኣለኩም ! ነዚ ህዝቢ ሰላም ዝህብ ስብከት ስበኹ ! እንተዘይ ኮነ ፈላጥ ኢኻ ምሽ ፍልጠትካ ንገዛ ርእስኽ ጌርካ ሱቅ ጽቡቅ እዩ !!!!!

  • @MichaelBerhane-ps7zd
    @MichaelBerhane-ps7zdАй бұрын

    Haweyy nateyy..bejakha bzuh aytzareb...ab bzuh mzrab bzuh gega alo...bzuh xelot eyu zedlya nialemna... Leave politics....Nhadnet bietekrstyan xelot ktgebr eyu zgbae ktnebie eyu zgbae...zehebn tarikh hasibkayo aw Elka tchdr...ab beati koynka zenbie wecho zekhdn eyu ezi eko....felalikhumo ekhum zelekhum nezi hzbi ereeee...bsenkkhum hzbi tefiu ahwat tefelalyom...yrdiakum diyu??NY aba meqars mahber gega tmhrti ksab hji yqxlwo alewu kab qeshi debas jemirka...ab channel rieyo tekhetatelo...kemey gerka tqbelo alekha?? Goyta tegeziru bekhyu yblu...teamre Maryam gega alewo...tnte abso ksab hji ysbekh alo...entay ekha tbl zelekha..??? Aba Antonio's mesheqeti aytgberwo...maere mfllay zebxh guday aykonen..bselam aerfwom nezom Abo...xelot xelot nbiat beqa nbiat bmhretka temtena goytay nhna hzbkha btbeb knmerh aykialnan bejakha bhadnet mrhana xelot...😂😂😂😂 Beqa nbiat eko eyu zdeli...kab hayli seb Hayli egziabihier yiabi....NY egziabihier yiabi kulu ykhiel eyu bhadnet kemxiana ykhiel eyu....ere bkheyu ere nbiu Eba...ahhhh goytay kab seb terifna ena baelkha halwena megasekha bejakha goytay mharena hzbkha ena...dngley lemni Eba hzbkhi eko eyu ztefie zelo 😂😂😂😂😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏♥️

  • @JghGshf
    @JghGshfАй бұрын

    ከማኻ ዝበለ የብዘሐልና🙏🙏🙏ክቡረይ❤❤

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1sАй бұрын

    ምእንቲ እቲ እሙን ጎይታ እትገብሮ ዘሎኻ መንፈሳዊ ገድሊ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @user-pm4vx3xc6n
    @user-pm4vx3xc6nАй бұрын

    መ/ርይእግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብልፅ ሰብ

  • @user-gx5ht1yu6r
    @user-gx5ht1yu6r2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ kale hiwet ysmalena kibur hawena Seltne egzabhir amlak nay agelgelot zemenka ybarek 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ወታደር ናይ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️🥰🥰🥰ሓቂ ዝመሮሮ እንተሎ ዋሓጥዎ ሓቂ ማለት ሂወት ስለ ዝኾነ ጀግና መምህርና ግን ቀፅለሉ ♥️♥️♥️

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ ኣይታጣፊኢ ሓቂ እናመረረና ልቢና እዛኒና ደጎፋና እና ንሰሞዕ❤🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ ብሓቂ መራር እያ ቀፅለሉ

  • @user-rf2wm9pl2l
    @user-rf2wm9pl2lАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር መምህር ቃለ ሕይወት የስምዐልና 🙏🙏🙏

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane73012 ай бұрын

    ኣቅሽሽቲ ናይ ትግራይ ኣብ ኩሉ ኢኹም ከም ሃመማ ጠብሎቅ ጠብሎቅ ትብሉ ገንዘብ ተኸፊሎም እንድዮም ብእምኒ ዝፈጉኡ ዘለዉ ሰብ እንዳሰርሔ ኮፍ ኢሎም ዝበልዑ ዘለዉ መንዳኣ ሂብዎም ።

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452Ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኣቦ ሓቂ ኢካ።ሓቂ መራር እያ ንስካ ባርያ ክርስቶስ ኢካ 😍 ኣጀካ ቀጽሎ ጥራይ ኣብ ሓቂ ንዘሎ ሰብ ፈተንኡ ኣዝዩ ቡዙሕ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን 🥰💟

  • @user-qt1sp2hh4j
    @user-qt1sp2hh4j2 ай бұрын

    ኣሜን ቃለሂወት የስምዐልና መምህረይ❤❤❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x2 ай бұрын

    ናይ ሓወርያ ቁዱስ ጻውሎስ ታሪክ እንተተማሂረ ኣብዝኮነ ስብከት ዝነበሮ ትብዓት ንስካ ኢካ ትመፀለይ ኣነ ናትካ መደብ እንተሰሚዐ መንግሰተ ሰመያት ዝወረስኩ መሲሉ ኢዩ ዝስመዐኒ ብልቢ መምህረይ ምንጪ ሓጎሰይ ካብልበይ ክገልፀካ ሕስብ ዊዒለ እንተትሓድር ጭራሽ ቃላት ኣይረክበልካን ንስካ ሓቀኛ ናይ እምነትና ኣምባሳደር ኢካ ናዓና ክጥዕመና ሽሕ ዓመት ንበረልና ዝማሃርካና ኣብ ፅላት ልብና የሕድሮ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1iАй бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷እግዚኣብሄር ካብ ዓይን ጨካናት ይሓልወልና✝️🤲

  • @fikadushimhalal9475
    @fikadushimhalal9475Ай бұрын

    Kal hiwet yasemaln edme tena yhabka egziabhar amlak

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6vАй бұрын

    ስልጣነይ እንኮዕ ብሰላም መፃካ ባዓል ሓቂ ወዲእነይ ቡሩከይ❤🙏

  • @user-ng7nn5ih6q
    @user-ng7nn5ih6qАй бұрын

    ብሉፅ ወታደር ብዙሕ ወታደር ዕጥቂ ዝሓዙ ኣለዉ ትዕጥቂ ግን ዘይጥቀምሉ ኣለዉ እስካ ግን ቡቁዕ ሓቀኛ ወታደር ኢካ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤ኣምላክና እዮስስ ክርስቶስ ሓጥያትና በደልና ሓዲጉ ንሃገርና ትግራይን ኤርትራን ዕርቂ ሰላም የዉርደልና ከም ኣቦና ቆስጠንጢኖስ መራሒ ይፍጠረልና

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12Ай бұрын

    በስመ ስላሴ ብስ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ቃለህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና🙏 ስልጣን ሓወይ በጃኻ እባ ስለ እቲ ዘሎ ኩነታት ብመፅሓፍ ቅዱስ መሰረት ንእሽተን ትምህርቲ ሃበና🙏ነብስካ ባዓልካ ምጥፋእስ ሓጥያት ዶ ኣይኮነን😭ክመውት እየ ኢልካኸ ቆፀሮ ዶ ይትሓዝ እዩ😭ጭንቀት ከ ነብስካ ባዓልካ ምጥፋእ ድዩ መፍትሒኡ😭ብሰንኪ ፍቅሪ እየ ነብሰይ ፀሊአ ብሰንካ/ ብሰንኩ ህወተይ ፀሊአዩ😭ዝንብል ዘለናከ ትርጉም ፍቅሪ ከ እንታይ ድዩ ? ዝተፍቀሩን ዝሕነቁን ነብሶም ዘጥፍኡን ዘለው🤔ኣሕዋተይ ልቢ ንበል ኣብ ግዜ ፀበባና ንቅድስተ ቅዱሳን እመብርሃን እመ ወላዲተ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንማሕፀና🤲🙏ንቅዱሳን መልኣክት ንለምኖም ተሎ ክረድኡና እዮም🤲🙏🙏ገለ በለና ኩቡር መምህርና 🙏

  • @user-zm7un6mn7b
    @user-zm7un6mn7bАй бұрын

    እሰይይይይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ሓቂ ሒዝካ ተጓዓዝ አጆኻ ቀፅለሉ ፍቁር ሓዉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አሜን ፫❤

  • @user-vj8wd1ol5l
    @user-vj8wd1ol5lАй бұрын

    Ane n astat 3 amet teketali natka tmrty eye neyre. Gn abzi seat ezi ab kndi gega zgeberu ageb tblom nska gn nay wegen wsunat sebat koinka ktetabek krie keloku neaka ageb kbleka edeli.ane nay zkone seb wegen keykonka ety haki awxika kem kedemka ktkeyd kndey des mbeleni. Nay zom abona kea bzeyegeds b Eritrea zmexom zerebetat ety zehlefwo melekty gn kubul aykonen. Nztegageyu kearqu way bxelot kabzi zelenayo egergr beta neashtey xeletom kbexhana. Mknyatu keshi kbur sle zkone hzbi entay gerwom.😢 Amlak mhret yewredelna

  • @nuwayteklay2000

    @nuwayteklay2000

    Ай бұрын

    Exactly 💯

  • @JubawiJubawi
    @JubawiJubawiАй бұрын

    Bazaba amlak tray tezareb nay hager gin,,,,,,,,,,?

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህር ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ወታደር ክርስቶስ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፀለእትካ ኣብትሕቲ እግሩ የርገፀልካ ዝሓወይ ናይ ዞም ወያነ ዶ ዓጋመ ዶ ዝብሉ ሰባት መዐቀኒ ርእሶም እዩ እምበር ስለዝበሉካ ኣይቅነሰካ ኣይዉሰከካ ንዓኣቶም ሕቶ ኣለዎም❤❤ ቃፅለሉ ዝሓወይ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ኢካህይወት ሰብ ትቅይር ኣሎካ❤❤❤

  • @habtab4670
    @habtab4670Ай бұрын

    ንፉዕ መምህር ኣጆካ በርትዕ ጥራሕ❤❤❤

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6yАй бұрын

    ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ በርኩቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4mАй бұрын

    ሰላም ስልጣን ሓወይ እንዃዕ ብሰላም መፃካ ንፁር መለእክቲ 🕊 አይኮነን ሰናፍጨ አድሪ ሚጥሚጣ እውን ወስከሉ ነቲ ንሓቂ ዘይቅበል ማዓዝ ይጥዕሞ ኮይኑ እቲ ማዓር እውን ልዕሊ ዕረ እዩ ንዐኦም። እግዚአብሔር ሰላሙ የውርደልና 🙏🕊

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6eАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf8186Ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ✝️🤲❤

  • @fnanbrhane3074
    @fnanbrhane3074Ай бұрын

    Nay behaki zey kem edmieu tebae nay zemena hawerya sltan hawey btami des zbil melekti ezini zelewo ysmae ymeles.kexilelu keytenkef ezi hzib hakiu znegro sienu zelo bzuhat sebat kemtmelis dima rgixena ye 🙏🙏🙏🙏🙏🙏.

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi34232 ай бұрын

    Amen (3) Egziabiher akakibo yifiterelina Erikin selaman yewiridelina medihanialem

  • @bhi8499
    @bhi8499Ай бұрын

    በሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና 💖💚🦋👏👏✅🙏

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ❤❤ኩቡረይ❤❤❤❤

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7fАй бұрын

    Bhaki kale hiwet yesmalana ❤lbona yhabena mstwual yadlena die 🙏

  • @user-mb3on4iy5j
    @user-mb3on4iy5jАй бұрын

    Amen Amen Amen klhiwet yesmalna🙏🙏🙏

  • @Gbre1996
    @Gbre1996Ай бұрын

    You are the right. God knows You.🙏.

  • @netsanet4725
    @netsanet4725Ай бұрын

    ዕድምን ጥዕንናን ይሃብካ ዝወደይ ሓቂ ሓራ ያ ተውጻኣካ ጽቡቅ መልእኽቲ ቀጽሎ ተባረኽ ዝወደይ

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x2 ай бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_

  • @Ndndnd-lq8yx
    @Ndndnd-lq8yxАй бұрын

    Qale hiwet Entay ymesleka kubur haw gna eziom haymanetom eseyas eu aytsmayom kulu wishtom tefelitu eu

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460Ай бұрын

    🕯ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 🕯 አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 🙏 መድሀኒአለም ኢየሱስ ክርስቶስ ፀጋኡ የብዘሐልካ🤲🤲🤲

  • @TedGdx
    @TedGdx2 ай бұрын

    ኣሜን(3)ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏🙏

  • @user-xi9en4qu3c
    @user-xi9en4qu3cАй бұрын

    ክቡር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ኣብ ዓዱ ያፅንዕኻ ፈጣር አምላክ❤

  • @abrahamzereabruk1626
    @abrahamzereabruk16262 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kbur memhr qexlo xbuk melsi ❤❤❤

  • @milietesolomon7659
    @milietesolomon76592 ай бұрын

    I am not Orthdox,but I listen to you and I believe talking the true is the hardest thing people just want to listen for what they think is the true not the real truth as you said if only talk what makes them happy rather than the reality.I hope my Orthdox brothers will have the unity and forgiveness for each other❤❤❤

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xbАй бұрын

    Ajok ez hawey brhin kenkan ek ezseb aziy eu tefe zelo edamen tenan yhabek amalk Walid krestt❤❤❤

  • @yoditmehari48
    @yoditmehari48Ай бұрын

    Yqrieta kemey du zbhal sltan ti qedem sltan nafiqnayo sle emnetu zsebk znebere besmeab teqlala haqin hasotin ktfeli kemey mkeal seinka kulom gega alewom abza guday gn aytexebekukan ashnkay do miskum abo mar mar Emanuel nkara zwegiom aslamay ka fqrom gelixomlu sliu xeliu miskum kea xelie tsebku😢😢😢

  • @user-tc5fh4xe3o
    @user-tc5fh4xe3o2 ай бұрын

    እንታይ ስማዕ እዩ ወደይ ፈዋሳይ ንርእሰኻ ፈውስ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ

  • @desbelekehase5731
    @desbelekehase5731Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓና ስልጣን ሓወይ

  • @peaceonearth4824
    @peaceonearth4824Ай бұрын

    Sultan hawey ajoka kexlo Egzabher aezizu ybareka.

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5tАй бұрын

    ስልጣነይ አቦሓቂ ❤ኣጀኻ በርትዐልና ንቶም ከምኡ ዝብሉ ቦታ ኣይትሃቦም ብሓቂ ሓቂ መራር እያ👌🌹 ቃለ ሂይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሐልካ👏❤🍀

  • @MidoMiu
    @MidoMiu2 ай бұрын

    ክቡር መምህር ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ

  • @user-qk8dt6nd7q
    @user-qk8dt6nd7qАй бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃኢካ ኩበሩ ሓወና❤❤ቃል ሂወት ቃል ሰናይ ይሰመዐና🙏🙏🙏

  • @user-xv8fu7xt9i
    @user-xv8fu7xt9iАй бұрын

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @samuel7080
    @samuel7080Ай бұрын

    Danke ከማካ ንሓቂ ዝትስኡ 5 መንእሰያት የድልዩና እታሃገር ሰላም ክትረክብ ኦ ኣምላክ እንዳ ፈለጡ ዝሕንግዱ ዘለው ልቦንኦም ክፈተሎም

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34612 ай бұрын

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏 Sltan hawey ❤❤❤

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos79812 ай бұрын

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen ❤❤❤

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991Ай бұрын

    Wow wow I’m so proud of you my brother thank u❤️❤️❤️👏👏👏

  • @user-np7co9ko2b
    @user-np7co9ko2bАй бұрын

    ስልጣነይ ኣቦ ሓቂ ኣነስ ክፈትወካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃበካ 💜🥰🥰🥰🥰

  • @user-hu2ho8rf7b
    @user-hu2ho8rf7bАй бұрын

    ኩቡር ሓውና ኣጀካ ቃል ሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🤲❤❤❤

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue75572 ай бұрын

    ብዛዕባ ረሳኹም ኣያቱን እዩኸ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤

  • @Ostirch
    @OstirchАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብር መምህር ነጸላ ግን ኣይተውጻዮ ንሱ እዩ ግርማካ ❤

  • @rahwaeyob1593
    @rahwaeyob1593Ай бұрын

    Yeqenyelna Memhrna nemesgneka Betry haqs tketn enber aytsbern eya kalehiwet yesmana 🙏🙏🙏

  • @ngstihaileslassie9337
    @ngstihaileslassie93372 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤❤

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8eАй бұрын

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4uАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን😢❤❤❤መምህረይ ቅፅልሉ

  • @Trhastsegay-cf5hd
    @Trhastsegay-cf5hdАй бұрын

    ኣጆኻ ዝሓወይ በርተዐልና ካባካ ቡዙሕ ኢና ንመሃር ኣምላኽ ምሳካ ይኩን🙏🙏🙏

  • @brllabay3842
    @brllabay3842Ай бұрын

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @sdf6526
    @sdf6526Ай бұрын

    ✅✅✅ ባሓቂ አምላክ ሥልጣን ሓወይ መስተወዐል ልቦና ይሃቦም

  • @user-lg1er4pw5x
    @user-lg1er4pw5xАй бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ኩቡረይ 🤲♥️

  • @user-hf5bj8ok4l
    @user-hf5bj8ok4lАй бұрын

    qale hiwet yesmalna bruk hawey🙏🙏🙏

Келесі