ግን ክርስቲያን ዲና? / ሥልጣን ከሰተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 765

  • @Ziadateame2000
    @Ziadateame20003 ай бұрын

    ኣነ በጣሚ አየ ዝፈትዎ ትምህርትካ ኣብ ጊዘ ተስፋ ዝቆርጸሉ ትምህርትካ አየ ዝሰምዕ Depression aleni 😢 hji gin amlak ymesgen Xbuk aleku

  • @lichikiflom4740

    @lichikiflom4740

    3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-ri4qk9dj9c

    @user-ri4qk9dj9c

    3 ай бұрын

    An ewen❤❤❤❤❤❤

  • @suhhd

    @suhhd

    3 ай бұрын

    ኣነ እዉን ዓድ ዓረብ ኾይነ ይጨንቀንሞ ኣብዚ ኣቲየ ይፅናዕናዒ እግዚአብሔር ይመስገን ንኹልና ኣብ ስዴት ዘለና ኣምላክ ይሓልወና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamawitseyoum5884

    @selamawitseyoum5884

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @letebrhanhabtslasieweldege7451

    @letebrhanhabtslasieweldege7451

    3 ай бұрын

    ኣጆኽን አሕዋተይ ክርስትያን ክፍተን ግድን ኢዩ፡ እቲ ዝፍተን ንሱ ኸኣ ሕሩይ ኢዩ፡ ንኽሉ ሸኸምና ድማ ንሉዕል እግዚኣቢሔር ንሃቦ ብኡኡ ተስፋ ንግበር፡ እታ ዘይትሓልፍ መዕሬፍትና ድማ ኣብ ሰማያት ኢያ እሞ፡ ስለዚ ንጋደል ብዝከኣለና ከኣ ኣብ ዓዲ ጋና ብጥበብ ንንበር፡፡ ወረስቲ ጸጋ ሃብቱ ይግበረልና። ኣሜን፫!

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i3 ай бұрын

    ሳኣን ፍልጠት ህዝበይ ይጠፍእ ኣሎ 😢 እግዚኣብሄር መስተዉዐል ልቦና ይሃበና ክቡር መምህርና ቀፅለሉ❤ 👌

  • @user-zi6nb3ys5g
    @user-zi6nb3ys5g3 ай бұрын

    አሰይ ዚወደይ ጥዑምን ጽቡቕን አላዝቦ ዘለዎ ትምህርቲ ዘመንካ ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏽🙏🏽🌹💐

  • @user-sy6ox5bo6v
    @user-sy6ox5bo6v3 ай бұрын

    ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ቃል ኣምላኽ ፍለጣ ሓፈሻዊ ንፍለጥ ኩላትና ሃይማኖትካ ሎሚ ዘየኽበርካዮ ጽባሕ እብ ቕድሚ ክርስቶስ ከየፍርደና ጽባሕ ንጉሆ ስለዚ እዚ ዝሰማዕናዮ ቃል ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ ✝️💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @selihomjohannes

    @selihomjohannes

    3 ай бұрын

    Bhaki

  • @user-bb1mx1pd9f

    @user-bb1mx1pd9f

    3 ай бұрын

    Nay bhaqi.

  • @user-yh2ij8xn3e
    @user-yh2ij8xn3e3 ай бұрын

    አሰይይይ ሓዳርኩም ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም መፈፀምታኩም የፀብቀልኩም ደስታ ዝዓሰሎ ናብራ ይሃብኩም ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ምስ ደቅኩም እግዚአብሔር አምላክ መምህር ስልጣን ሓውና ኣቦ ሓቂ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ አብ እምነትካ ዘለካ ጥንካሬ ንዓና እዉን ብብዙሕ ቀይርካና በተለይ አብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትካ ብሓቂ ቀፅለሉ መምህርና⛪🙏🕊🎉❤❤

  • @user-ol1gl9lu9l

    @user-ol1gl9lu9l

    3 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    3 ай бұрын

    ኣሜን❤❤❤

  • @arondebesay5954
    @arondebesay59543 ай бұрын

    ከም'ዚ ጌርካ ደኣ መዓደልና መምህረይ ሰበይተይ ከምዚ ዓይነት ክዳን ተከዲና ምስ ሰደደትለይ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተባኢስና፡

  • @genigeni452

    @genigeni452

    3 ай бұрын

    ምከራ ቀሰ ኣቢልካ ክቡር ሓውና

  • @swsw5226

    @swsw5226

    3 ай бұрын

    ቀሰ ኣቢልካ ኣረደአያ ብዘይ ምፍላጥ ያ ትከዉን 🥺🥰♥️🥰

  • @azmeruaynalem5861

    @azmeruaynalem5861

    3 ай бұрын

    ከምዚኦም ዝመስሉ መሃርቲ መዓድቲ ትምህርቲ ስደደላ ምትዕፅፃይ ኣይኮነን መፍቲሕኡ ንስኻም ግን ንፍዕ ኢኻ መብዛሕትኦም ግዲ የብሎምን

  • @arondebesay5954

    @arondebesay5954

    3 ай бұрын

    ሕጂ ደኣ ተዓሪቅና እኮ ንሳ ውን ተረዲእዋ ይቅረ ሓቲታትኒ ኩቡራት የሕዋት።

  • @negestinina-dg6pi

    @negestinina-dg6pi

    3 ай бұрын

    ❤❤​@@arondebesay5954

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi3 ай бұрын

    ልክዕ ✅ስልጣነይ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር

  • @user-zg7mc9xb4s

    @user-zg7mc9xb4s

    3 ай бұрын

    ኣሜን😢😢😢

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና ዓይን ልቦነና የክፈተልና😢

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር ንዓና እዉን ፈጣሪ አምላክ ይቅረ የብለና እስቲ ከምዚ ናበለካ ገስፅና መምህርይ ልባመ 🎉❤❤

  • @maryyammmnnnz8338
    @maryyammmnnnz83383 ай бұрын

    መምህር ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ቃል ሂወት ይስመዐልና❤❤❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it3 ай бұрын

    መምህረይ ማዓልካ 😊ሓዳርኹም ይባረኽ❤ እመብርሃን ወላደት አምላክ ኪዳና ምህረት ብቃል ኪዳና ትሓልወና ጽባሕ ¹⁶ ደቂ ተዋህዶይ

  • @alemdesta454

    @alemdesta454

    3 ай бұрын

    አሜን፫ ፍትውተይ🤲💙

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmara3 ай бұрын

    እግዛቢሄር ይመስገን መምህረይ ካመይ ቀኒኪሙ ንኩለኩሙተካታተልቲ❤❤❤

  • @Ziadateame2000

    @Ziadateame2000

    3 ай бұрын

    Amlak ymesgen Xbuk zhawey/zhaftey

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    3 ай бұрын

    እግዝኣብሄር ይመስገን❤❤❤

  • @user-xn5nt7mt5h

    @user-xn5nt7mt5h

    3 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመሰገን ጋልኖይ

  • @alemdesta454

    @alemdesta454

    3 ай бұрын

    እግዚአቢሔር ይመስገን ፍቅርተይ ሰላምኪ ይብዛሕ😘

  • @hiwetgaltigray2147

    @hiwetgaltigray2147

    3 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6e3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓዉይ ዕድሙ ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ☦️📖

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi3 ай бұрын

    እወ ብዙሕ ሰብሲ ቃል እግዚአብሔር ሕግታቱ ምሕላውስ ከብድ እዩ ይብሉካ የሕዝን ትዘደንቅ ግን እቲ ሕግታት እግዚአብሔር ባዕሉ እዩ ንዓካ ዝሕልወና ተመስገን ግን ዘይ ምፍላጥ ክሕዝን ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti3 ай бұрын

    *_𝑤𝑒𝑙𝑐𝑎𝑚𝑜 መምህረይ ቃለ ሰናይ የስመዐና ሓዳርኩም ይባረክ ብፍቅሪ ንበሩ ንዓና ከዓ ከም ናትኩም ሓዳር ይሃበና ቅዱስ እግዚኣብሔር እታ ዕምበባ ከዓ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል ልኣና ልደቂ ኣንእስትዮ ከዓ ብጣዕሚ ካብ ተሐጉሰና ህያብ እያ🎉🎉🎉❤_*

  • @user-zj9th3mw7w
    @user-zj9th3mw7w3 ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ክቡር መምህረይ ንዓናውን ኣምላኽና እግዚኣብሄር ኣዕይንቲ ልቦናና ይኽፈተና❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk3 ай бұрын

    ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ልኣና ንኩለና ንደቂ ሂዋን እዉን ልቦና ይሃበና እስከ ፈጣሪ አሜን ፫ 🙏

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s3 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ❤❤ እግዚኣብሔር ኣምላኬ ሓዳሩኩም ይባርኮ❤❤ ብሓቂ ኩቡር መምህረይ ልቦና ይሃበና ፈጣር

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q3 ай бұрын

    ብሓቂ ፅቡቅ ትምርቲ እዪ ግን ትሰምዕ ጓል የላን😢 እቶም ኣወዳት ኣሕዋትና ከዓ ክንዲ ዓገብ ዝብሉና ፅቡቃት እና በሉ የንጨብጭቡልና 😢 ስልጣን ሓውና የቀንየልና ኣነ እትምህረና ኩሉ ብደስታ ሰሚዐ ከተግብሮ እየ ዝፅዕር❤❤❤❤

  • @user-xf4lp2sw2r
    @user-xf4lp2sw2r3 ай бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ኣነ ክብሎ ዝደለኩ ሱልጣን ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ፡ቀጺለ ይትረፍ ቅድሚ መርዓ ውላድሲ ብዘይ ቃልኪዳን ብሓደ ንዝነብሩ ኸማን ምንዝርና አዩ፡ምስዘይ ሰብእያን ምስ ዘይ ሰበይቱን አዮም ዝነብሩ ወላ ደኣ ውላድ ውህብቶ ኣምላክ ይኹን ደኣ አምበር ኣምላክ ዘይባረኮስ ናትና ኣይኮነን ኪኖ ሓጹር ንደርብዮ የፍቅረኩም አየ ሓፍትኩም መርሃዊት💖💖

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ዓይን ልቦነና የክፈተልና ❤❤❤❤❤

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y3 ай бұрын

    _እግዚአብሔር ይመስገን እንኻዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህረይ ሓዳርኩም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤_ _ናይ ብሓቂ"ልክዕ ኣለካ ኣቤት እግዚአብሔር አምላክ ልቦናና ይክፈተልና😢_

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85353 ай бұрын

    እግዚአበሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክብር መምህርና ብእውነት ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረኸቱ ያብዘሐልካ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ልቦና ያሃበና ከም ጠል ጠልጠል ትብል ብሓቂ ዩኡ ናስተውዕል ህዋናተይ 😓😒

  • @tekletekle8711
    @tekletekle87113 ай бұрын

    ኣረ ድቂ ኣነስትዮ ናበይ ገፅና ንከይድ ኣለና ኣምላክ ልቦና ይዓድለና ኣምላክ ብዝሃበና ንመስግን

  • @marthatsehaye8176
    @marthatsehaye81763 ай бұрын

    Thanks amlak yebareka nay baky tsebuk serah tegeber aleka🙏👍💯

  • @user-yr6ik8zg7v
    @user-yr6ik8zg7v3 ай бұрын

    ድምፅካ አይሕሸካ ድዩ መምህረይ ምሕረት የወርድልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @user-cy3jl2mh3g
    @user-cy3jl2mh3g3 ай бұрын

    ተባረክ ፍቁር ሓውና መምህር ስልጣን እዚ ስነ ልቦና ናይ ዓድና ብኩሉ እዩ ዝፈርሥ ዘሎ እዚኦምስ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኮይኖም ብባህላዊ ክዳውንቶም ዘይውቅቡ ሕብረተሰብና ዘይውክሉ ክዳውንቲ ይኩኑ ካልእ ክንኣልዮ ጥራሕ እዩ ዘለና ።

  • @user-wg3rk7xw7k
    @user-wg3rk7xw7k3 ай бұрын

    ፈጣሪ ልቦናና ይክፈተልና እምበር ጉዱዩ ኒሀ ግዚኡ ፈጣሪ ካባካ ቡዙሕ ኢናንማሃር ዘለናሞ ከማካ ዝበለ የብዛሓልና ኩቡር ዲያቆን ሓዉና 🎉❤

  • @lemyetewahidoligi3433
    @lemyetewahidoligi34333 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ክቡር መምህረይ ናዓናውን መስተወዐል ልቦና ያሃበና❤❤❤🎉

  • @saa4252
    @saa42523 ай бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ስልጣን ሓወና ❤❤❤

  • @user-wf6he3nt4e
    @user-wf6he3nt4e3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ ንዓናም እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ይሃበና

  • @ziadhagos1061
    @ziadhagos10613 ай бұрын

    ስልጣን ሓዉና ብትምህርትካ ኣዚና ነመስጊን! ኣነ ነይዞም ኣሕዋትና ሰብ ሓዳር አና and ስነ ጥበባውያን ባሃልቲ ፡........አግዛብሀር ሂብዎም ዘሎ ጸጋ ብዘይ ምስትውዓሎም ብታዓሚ የሕዝናካ 'ዩ .ኣምላክ ምስትዉዓል ያሃቦም።ንሕና ካኣ ካብ ከምዞማኦም ዚብሉ ሰባት ሕማቅ ነገር ንኸይንማህር ኣምላኽና ምስትውዓል ይሃበና።" ዘይ-ኣስተዋዓሉሉ ገጋታት፦ 1)ሰብ ሓዳር ከመይ ኩኮኑ ይግባእ... 2) ስነ-ጥበባውያን ከምይ ዓይነት መልክትይ ከማሓላልፉ ይግእ (መምህር ወጊሑ!!!) 3) መርዓት 5 ወርሒ ኣብ ብህልና ከመይ ኩትኮዉን ይግባእ? 4)መርዓ ናይዞም ሰባት ከመይ ኣሕሊፈሞ" ኣነ ኣንጻር ቁዱሳዊ መርዓ አሊዪ ኣሎኩ! ሰላምን ፍቅሪን ምስኩልና ይኩን❤

  • @jdgdjxhh7860
    @jdgdjxhh78603 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና 🙏🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤❤

  • @azebmedhin1949
    @azebmedhin19493 ай бұрын

    መምህረይ ይከታል እየ ብጣሚ እየ ደመስግን እድመን ጥእናን ያሃብካ መምህርና።🤲🤲🤲

  • @Fmusic111
    @Fmusic1113 ай бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲዩ ቃለሂወት የስመዓልና

  • @user-ln1iv4qz9e
    @user-ln1iv4qz9e3 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ምስትዉዓል ልቦና ይሃበና ኩቡቡሩ ሓወና ቀጽሎ ❤❤❤❤✝️✝️✝️❤️

  • @selememehari7623
    @selememehari76233 ай бұрын

    Xubuk timhrti kale hiwet Yesmealna Memhir Sultan hawey🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @user-bb1mx1pd9f
    @user-bb1mx1pd9f3 ай бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna,egziabher xegu ybzhalkum❤.

  • @user-ig9iu2op2i
    @user-ig9iu2op2i3 ай бұрын

    ሓዳረኩም ይባረክ ፋቅረኹም የብዘሐዮ ዝተረፈ ዕዲመኹም ይባረኪ 👏 እግዚብሔር አምላክ ልቦና ይሃበና ባህል አደታትና አጥፊእና ዘመናዊ ዝኾነ ግዜ ይቅረ ይበለልና አምላክ አቦይ 😢

  • @tijey8083
    @tijey80833 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዐይን ልቦነና ይክፈተልና ፈጣሪ😢😢😢😢

  • @dendenmeharena
    @dendenmeharena3 ай бұрын

    Amen kal hiwet yesmealna memhrey❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @akbertandemikael2389
    @akbertandemikael23893 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna

  • @FjfcFjff-lx4fv
    @FjfcFjff-lx4fv3 ай бұрын

    ሓዳረኩም ይባርኽ አግዚኣብሔር አምላኽ🎉

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan32013 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህረይ ❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳሩኹም ይባርኸልኹም መ ምህረይ ልቦና ይሃበና ፈጣር 🙏🥰🥰

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ❤ሓፈሪና ወተሰከፊና ዙኾነ ግዜየ 😢ኣነስ እዘሙ ዘኽብሮም ዓበይታ ሰባት እዮም ናዓይ እለ ዛሓስቦም ኣሓውተይ ታይ እሉ ይከወን እለ እየ ብጣዓሚ ዝሰከፍ 🙈ሓደራኻን ክብራት ኣሕዊተይ ከይተፈለጠና ናይ እማታና መንነት ኣይነዕብ ናታና እጣፋእና☝ተደይለለ ወዲሰብ ርእሱ እዩ ክምዕብል ዘለዎ እንበር ክብሪና ኣብ ዘይተደለይ ተዘሪግሓና ኣይንክድ 🙏 1 Timothy 5 ት80 - 1ይ ጢሞቴዎስ 15: ገሊኤንሲ ድሮ እኳ ዘምቢለን፡ ደድሕሪ ሰይጣን ስዒበን አለዋ።👈

  • @user-uz7pi6wv4e
    @user-uz7pi6wv4e3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ❤❤❤

  • @user-jd9yc7oq3m
    @user-jd9yc7oq3m3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ድያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምዙይ ገርካ ትምርቲ ምስትምሃርካ ብሓቂ ነመስግን❤❤❤

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso74903 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዐልና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @meksebey854
    @meksebey8543 ай бұрын

    Kalehiwet ysmeana🙏🙏🙏. Memhrey Edmen tunan yhbkum fkrkum ysesenelkum🙏🙏🙏,Btaemi Xbuk Tmhrti,Ayne Lbonana ykfetelna 🙏

  • @furhai8365
    @furhai83653 ай бұрын

    Bhaki amlak ayne lobnana yekftlna thank you ❤

  • @user-bw7vu4xd6p
    @user-bw7vu4xd6p3 ай бұрын

    አንቃዕ ኣብቀዓኩም ሰልጠነ ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Michaeleberhane
    @Michaeleberhane3 ай бұрын

    🙏egziabihier hab hadarka ybark

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh3 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህር እንኳዕ አብፀሐኩም እግዚአብሔር ሓዳርኩም ሂወትኩም ይባረክ እግዚአብሔር ዝተረፈ ሂወትኩም ይባረክ ብሓቂ ቃል ህይወቱ የስመዓና ኣነስ መደመርያ አብ ገጠር ሰለ ዝዓበኩ ዋላ ክሪኦ ይሐፋር ነይረ ድሓርስ ግዜ አምፅኦ ጀሚረዮ ነይረ ንስደት ብምምፀአይ ተሚሂረሉ ሐዝግን ፍራ እየን ዝብላኒ ሰለ ዝተረደአኒ ዛፍራላ ንመን ምኳና ምፍላጥ አብይና ዝከረመላ ዝተገለፀ ፍራ ይብሀል ሎምግን ዝተሸፈነ ፍራ😢 እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ፋሽን ናበልና ንጠፍእለና😢😢😢

  • @user-et5dm4bm7m
    @user-et5dm4bm7m3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓዉና ንዓና እዉን መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና🥺🥰❤❤❤❤

  • @ChbiDychg
    @ChbiDychg2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ምስትውዓል ይዓድለና 🙏

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh3 ай бұрын

    ክብር መምህርና ቃል ሂይወት የሰመዐልና ናይ አግልግልት ዘበንክ ይባረክ እግዚአብሄር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠመተና😢😢😢😢😢

  • @user-mo6vd4sz9b
    @user-mo6vd4sz9b3 ай бұрын

    ብሓቅ ቃል ሂወት የስመዐልና ልባና ይሃበና❤❤❤❤

  • @hanihanitey2955
    @hanihanitey29553 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጎለት ዘበንካ ይባርክ❤❤❤

  • @user-tt3jd4bk3n
    @user-tt3jd4bk3n3 ай бұрын

    ፀጋኡ ይብዘሐለኻ ኩብሩ ሓወይ ቃል ህይወት የሰመዐልና❤❤❤❤❤

  • @aleygoitom8369
    @aleygoitom83693 ай бұрын

    Bhaki kal hiwet yesmalna buruk hawey :and hadarkum ybark ❤

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief68073 ай бұрын

    Egziabhier hadarkum ybarkelkum kubur hawey memhrey 🙏🙏🙏

  • @helenpetros8489
    @helenpetros84893 ай бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna

  • @user-sm1fr2du4o
    @user-sm1fr2du4o3 ай бұрын

    Mejemera nakum enka nab mebel 7 ametkum abqakum egzabher hadarku ybark ❤ Qexile ka ja nay bhaki zhzin gize ina bexhna egzabher bmhretu ytemtena behji qurub ametat xenhnas entay ina kinrie yhzinka 😢 😢

  • @tesfutekele5896
    @tesfutekele58963 ай бұрын

    Amen kal hiwet yesmalna Egziabiher zfetwo tray kngebr Amlak ydegfena hayli yhabena.

  • @user-xc4sf1pd1c
    @user-xc4sf1pd1c3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብሩ መምህረይ ንዓና 'ዉ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልቦናና ይክፈተልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዉሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ሓዳርኹም ይባረኺ ብፍቕር እግዚኣብሄር ያንብርኹም ክቡር መምህረይ 🥰🥰❤️

  • @natsnetkbreab422
    @natsnetkbreab4223 ай бұрын

    Memhery hadrikim yebareki egzabeher amlaki 🙏😍

  • @salamassalama1671
    @salamassalama16713 ай бұрын

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትመህርቲ ክብር መምህርና ቃል ክዳንኩም ደሞ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም 🌹♥️

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o3 ай бұрын

    Amen kale Hiowet yesmlna dear brother 🥰🥰🥰 blessed bruk seltan l have no words to explain the feelings I feel when I listenit to 🙏😘🙏congratulations to you 🤞😘🙏💐

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ኣምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi3 ай бұрын

    ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ

  • @kisantasfaha7919
    @kisantasfaha79193 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፍጻሜካ የጸብቀልካ አምላክ ንዓና እውን ምስትውዓል ይዓድለና መድሃኒኣለም

  • @dfhf8186
    @dfhf81863 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርይ ✝️🤲 ፍቅርኽም ይብዛሓ መምህር ሰልጣን💕🙏💕🥰🥰

  • @user-lf9tp1uj9d
    @user-lf9tp1uj9d3 ай бұрын

    ተብዓ መምህር ❤❤

  • @user-lz1rj3nr3g
    @user-lz1rj3nr3g3 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmana msmhrey🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Mesimesi-ir4vt
    @Mesimesi-ir4vt3 ай бұрын

    ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ

  • @user-wt6sq7bd5i
    @user-wt6sq7bd5i3 ай бұрын

    እረ ብሓቂ አስሒቅካኒ ናዓ ይካ ጨፈርያ መሲላትኒ ደስ ክትቡሉ ሓዳርኩም የብዛሓዮ መምህረይ❤❤🎉🎉

  • @SurprisedFishingRod-om9um
    @SurprisedFishingRod-om9um3 ай бұрын

    ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠመተና👏👏👏

  • @hhhgggg3841
    @hhhgggg38413 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ❤❤❤

  • @user-xo9tv3pb8u
    @user-xo9tv3pb8u3 ай бұрын

    ቃል ህይውት የሰመዕልና ክብር መምህርና❤❤❤

  • @Akheza-jt1zs
    @Akheza-jt1zs3 ай бұрын

    እካን ብሰላም መፃእካ መምህር ስልጣን ሓወይ ብሓቅ ቃልህወት ያስመዐልና ፀጋኡ መረከቱ ያብዘሐልካ ሓቀኛ መምህረይ😘😘😘 ልብ ልድያ ዝኻፈተ አምላክ አይኑልቦናና ይኸተልና መስተወዐል ልቦናና ብጣዕም እዮ ዝሕዝን😢😢

  • @dgvh7060
    @dgvh70603 ай бұрын

    እግዚኣቢሔር አምላክ ምስትዋዓል ልቢ ይዓድለና ክቡር መምህርና

  • @ghenetbelay5080
    @ghenetbelay50803 ай бұрын

    Yes ✅️ Thanks so much God bless you 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf3 ай бұрын

    Amen amen amen hawina Kal hiwet yesmaluna

  • @MisganaMisgana-qh6ng
    @MisganaMisgana-qh6ng3 ай бұрын

    Amen qal hiwet ysmalna

  • @user-kq3dk6mf5w
    @user-kq3dk6mf5w3 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኸልኩም ብሓቂ ድማ ምስትውዓል ይዓድለና😢

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e3 ай бұрын

    ሓቂ መምህረይ❤❤❤ ዓይነ ልቦናና ይመልሰልና እግዛብሔር ኣምላኽና

  • @selamgebretnsae6880
    @selamgebretnsae68803 ай бұрын

    EGZAEBHER YMESGEN happy Anniversary I wishing you long life Good health happiness and wealth 🙏❤

  • @fishbisrat8352
    @fishbisrat83523 ай бұрын

    Kalehiwet yesmaalna kubur memhr

  • @mona4633
    @mona46333 ай бұрын

    Like gerelka aleku tsebuk ኣራሚ ተግሳጽ ደስ ዘብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና መምህረይ 🌺❤️💖

  • @user-go7ez2on5i
    @user-go7ez2on5i3 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃበና ቃል ህይውት ያስመዐልና መምህረይ ስልጣን ትርእዮ ዘሰክፍ አካላትካ ዘርኤ እግዚኦ 😢

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif90133 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur hawuna zterefe zemen hadarkum ybarek eina egzabiher lbona yhabena ember endiei kbur hawuna ❤

  • @abuand1382
    @abuand13823 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤

  • @user-xl7gc8wo9l
    @user-xl7gc8wo9l3 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ

  • @almealme4726
    @almealme47263 ай бұрын

    ሓዳሩኹሙ ይባረክ ሱሉጣንየ የኛ መካር❤🎉

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari3 ай бұрын

    መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርኮ 👏❤ብሓቂ ንዓና እውን ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ባህልና ኣጢፍእና ናይ ኣህዛብ ባህሊ ነማዕብል ኣለና 😢ጉዱ አዩ 😢

  • @user-ws7pk2sz2y
    @user-ws7pk2sz2y3 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወትየ ስመዐልና ክቡር መምህርና ንዓና እውን መስተወዐሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላክ❤

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su3 ай бұрын

    እግዚአበሔር ሓዳርኩም ይባርክ ስልጣነይ❤ ናዓና ድሞ አምላክ ምስተዋዕሊ ያሃብና 😢

  • @Gewaytu
    @Gewaytu3 ай бұрын

    Egziabher enka nab 7amet abkakum mebalyti gyberkum

  • @user-xy6wl8vl4q
    @user-xy6wl8vl4q3 ай бұрын

    ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣነይ ❤

Келесі