ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎርክ ሃይማኖታዊን ማሕበራዊን ታሪካውን ባህላዊን ዛዕባታት ማእኸል ገይሩ ኣብ ትግራይን ወጻእን ዝነብረ ሕብረተሰብ እናተንስአ ንምዝታይን ምምሃርን ዓሊሙ ዝተመስረተ ትካል እዩ።
ሚዲያኹም ሚዲያ ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎክ ብዝተፈላለዩ ኣማራጽታት ናባኹም ክቐርብ እዩ።
ንሚዲያኹም ሳብስክራብ፡ ሼር ላክ ኮመት ብምግባር ንኽትድግፉ ብትሕትን ክብርን ንዕድም"
Пікірлер
❤❤❤
🤲🤲🤲✝️💖✝️💖🏨✝️🏨✝️🥰🥰🥰🥰💖💖💖❤🌿🌹🌿❤🌹❤🌿🌹❤🤲🤲🤲🥰🥰🥰❤❤❤❤
🤲✝️🤲✝️🤲✝️🏨🤲🏨🤲🏨🌹✝️🌹🌿🏨🌹🏨🌹🏨✝️🌹🌿✝️❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲
❤❤❤❤❤❤❤❤
ነበረያ ነበረ እንተይኮነስ ሓቂን ሓቂ ወንጌል ክርስቶስን ትምህሩን ህዝብና ናብ መንገዲ እውነትን ህይወትን፣ ናብ ንስሀን ምሕረትን ትመርሑታ ይግበርኩም!! ወንጌል ናይ ሠላም፣ ዕረፍቲ፣ በረኸት፣ ልምዓት ኮታስ ናይ ሠናይ ዝባሀል ኩሉ ፍልፍል እዩ። ካብኩሉ ኒላዕሊ ደማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት መንገዲ እዩ'ሞ እትምህሩሉ ፀጋ አምላኽ ይብዝሓልኩም
🤲🤲🤲🤲🤲🤲
🎉🎉🎉❤❤
Abotat lemetay eyou Dr haile le abona aba esayas ab Media kaneser eyoum lebelom?bahaki yekerta ke blom alewo defar tigraw,
Esayeeeeee. Eleleleleleee Kuburate. Abotatena. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
እልልልልልልል❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍
በከትኩም ይህደረና አቦታትና ብጣዕሚ እየ ዝፈትኩም መብራህቲ ትግራይን አለምን ኢኹም ንበሩልና❤❤❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
እልልልልልልል
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Elelelelelelelelele, amen, amen, amen.
ናይ ኣግሊግሎት ዘመንኩም ይባሪከሉኩም ብፊላይ ኣብ ገጠረ ክሰፍሓ ዘለዎ ናይ ሂወት ምዲሓን እዩ❤ህዝብና ናይ መዝሙር ሸዋሃቱ ዝተ ዓፀወ እዩ ኣብ ሙዝቂ እና ዲግ ንብል ዘለና ከም ማሕበረሰብ ትግራይ ሃይማኖት ዘለና ወን ኣይንመሳሊን😢
Tamsgan fiteri ❤❤❤
Congratulations ❤❤❤❤
ይገርም ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ግሩም ካብ ማእከል ሓዊ አውፂኡና እዩ ታቦተ ፅዮን አውፃዓትና እያ ፳፩ ሰኔ ። 21 ሰነ ። ❤❤❤
እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና እግዚአብሔር ይመስገንን እልልልልልልልልል ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🥇💖🏅❤️🩹🏆🎖️💝❤️🔥💟🥇💖🏅❤️🩹🏆🎖️💝❤️🔥💟🥇💖🏅❤️🩹🏆🎖️💝❤️🔥💟🥇💖🏅❤️🩹🏆🎖️
እሰይይይይ ዕልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ክቡራን ብጹኣን ኣቦታትና ባርኸትኩም ይብጸሐና እንኳዕ ደስስስ በለኩም በለና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባረኽ ሰናይ ኣገልግሎት ይኹነልኩም ❤❤❤🙏🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤Amen
Egzabhir ymsgn 🙏🙏🙏🙏🕊️🕊️🕊️🤲✝️✝️✝️🌳💐🌹🌸🌺🩷🩷✝️🩷💐💐💐💐🤲🤲🤲🕊️🕊️
🙏🙏💒💒💒💒🕊
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
berketkum. yedarena. Kuburan. Abotatena. Egziabher. yemasgen. behake. ✝️🙏🙏🙏❤️🔥🌿🍀
Amen. Egziabher. yemasgen. Lllllllllllllll✝️🙏🙏🙏❤️🔥🌿🍀
ብ/ኣቡነ ኢሳያስ ናይ መቐለ ሃ/ስብከትኣበይ ሊቀ ጳጳስን ብ/ኣቡነ መርሃ ክርስቶስን ኣበይ አለው ?
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብፅኤን አቦታቲና በረክቶም ይብፅሐና እንኳዕ ዳዝ ዓብይ ክብር አብፂሐኩሙ ክብራት አቦታቲና ሙሉእ ሰላም ይሃበና ፈጣሪ ዓዲና ትግራይ 👏👏👏👏👏👏👏
ተመሰገን ፈጣሪ ካብ ዝኹሉ መንካራን አዉጺእካ ንዚ ዘረአካና ❤❤❤❤ እግዚአብሄር ምስና ተዘይነብር አንሕናስ እንታይ ምኾና
❤❤❤
Aseyyyyyy elllllllllllll elllllllllllll Aseyyyyyy 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🎊🎊🎊🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
Congratulates
እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል እንኳዕ ደስስስስ በለኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የፅንዕኹም ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ንህዝብኹም መንገዲ ቅንዕና ተመርሕዎ ይግበርኩም እዚ ኩሉ ዕፅዋን ክባን ሓሊፉስ ናብዚ ደስታ ሓጎስ ትግራይ ብምርኣያ ኣዝዩ ደስስስ ኢሊኒ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ይኹን እግዚአብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤ እግዚኣብሄር ይመስገን
እንቓዕ ሓጎሶኩም
Elllllllllllll Egziabher Yimesgen! Just the start. More blessings will come to Tigray and its people!
Egziabher Yimesgen- Kulu Be Amlakna Be Egziabher Koynu. Nay Tigray n Hizban Mulue Tinsaea Yereyena! Amen