መንበረ ሰላማ እንታይ ክውስን ትፅበዩ? ካልኣይ ክፋል

Ойын-сауық

Пікірлер: 18

  • @hg2540
    @hg25402 ай бұрын

    በስመዓብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዓሓዱ ኣምላክ አሜን! መጀመርታ ካብ ተጋሩ ሰይጣን ይሕሸና እናበሉ ባሪኾም ዘጨፍጨፉና ሲኖዶስ ብምፍላይና ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ምክንያቱ ክዓ ሰይጣን ዝኣምንን እግዚአብሔር ዝኣምንን ብሓደ ክክውን እይክእልን ስለዚ ናይ ትግራይ ቤተክህነት ብውልቀይ ክውስነለይ ዝጽበዮ 1.ካብ ትግራይ ጀሚሩ አብ መላእ ዓለም ንዘሎ መንኣሰይ ትግራይ ፍፁም ትኩረትን ክትትል በዘለዎ መንገዲ ብስብከተ ወንጌልን ካልኦት ግብረገባዊ ምህሮታት ንክህነጹ ክግበር ኣለዎ። ምክንያቱ ከዓ ትግራይ ዘላትሉ ከባቢ ፍጹም ሓደገኛ እናኮነ ይመፅ ስለዘሎ ኣብ መንእሰይና ይሰራህ 2.ብዝተፈላለየ ፓለቲካ ሸርሒ ሲኖዶስ ትግራይ ናብ ዘጨፍጨፉና ኢትዮጵያ ሲኖዶስ ከይምለሱ ብዘየዳግም ክውስኑ ይፅበ 3.ሲኖዶስ ትግራይ ህዝብ ትግራይ ጠንካራ እማናይ ምኴኑ ፈሊጡ ምስቲ በዝሒ ህዝቢ ዝምጥን መራሒ ሐይማኖት ስለዘድልዮ ፓትርያርክ ክሸይም ኣለዎ እብል ዝኽበርኩም ኣቦታትና ንስካትኩም ንዓና ክተግልግሉ ሐይማኖትና ከይንስህት ፣ኣብ ሐጥያት ከንወድቅ፣ ጽቡቕ ስራህ ክንስርህ ተምህሩናን ትመርሑናን ስለ ዘለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሓበልና ንበሩልና ባርኮትኩም አይፈለየና አሜን! ካብ ትግራዋይ ዲያስፖራ USA

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅብቅ ሓሳብ እዩ እዞሞ ኣቦታት እንድሕር አብ ተግባር ኣውዒሎሞስ!!!

  • @hg2540
    @hg25402 ай бұрын

    ሰናይት ሓፍተይ አብይ አክብሮት አድናቆትን ኣለኒ ዕይኒ ትግራይና ኢኺሞ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኪ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13592 ай бұрын

    Egziabher. yemasgen. behake. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Ahwatey. ✝️☝️😢🙏🙏🙏❤️🌿

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13592 ай бұрын

    Kale. Hiwet. yesmalena. behake. ✝️☝️🙏🙏🙏❤️🌿

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12702 ай бұрын

    እግዚአብሔር የሓግዝኩም አቦታት ናይ እግዚአብሔር መንፈስ የሓግዛትኩም!!!

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya28212 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @gugg4495
    @gugg44952 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb66902 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @rtgh9245
    @rtgh92452 ай бұрын

    💝💝💝🤲🤲🤲🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @abbeyene
    @abbeyene2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x2 ай бұрын

    ዋዉ ደስ ዝብል ሓሳብን ሪኢቶን እዩ ግን ኣብ ስራሕ ንረከብ ጥራይ ምዝራብ ኣይንኩን

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.33522 ай бұрын

    ሰናይ ሓሳብ

  • @user-hl6hy6zg6t
    @user-hl6hy6zg6t2 ай бұрын

    ሠናይ ሓሳብ እዩ በተግባር ክረአ ኢና ንጽበ

  • @kahsugebrukahsu1687
    @kahsugebrukahsu16872 ай бұрын

    መጀመርያ እቲ ኣብ ኣኩሱም ናይ ቅዱስ ያሬድ ሓውልቲ ተባሂሉ ተሰሪሑ ዘሎ ሙሉእ ብሙሉእ ፈሪሱ ከምበሓድሽ ትኽክለኛ ናይ ቅዱስ ያርየድ ዝገልፅ ምስሊ ምስ ክብሩ ክስራሕ ኣለዎ ።

  • @berhegezae5272
    @berhegezae52722 ай бұрын

    መንበረ ሰላማ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘብፀሐቶ ጥፍኣት ከም መቐፀልታ ዘካይድ ዘሎን ብብቕዓት እንተይኮነ ብቤተሰብ ብዝተኣኻኸቡ ጳጳሳት እና በሃልቲ ዝምራሕ ዘሎ ስለዝኾነ ብዙሕ ግዜ ዝጎዓዝ ከምዘይኮነ ብኣግኡ ፍሉጥ እዩ።

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael42292 ай бұрын

    ዘረባን፡ተግባርን፡በሓደ፡ክከድ፡ኣለወም፡ተኮነ፡ተግባር፡ይቅደም፡፡በይዛኩሙ፡ሊቃነ፡ጳጳሳትና፡ሙሑራትና፡፡ቀኒእኩሙ፡ሙርሕና፡ኣንሕና፡ኣብ፡እንይንይ፡ኣለና፡የፉትይ፡የፍትይ፡ኢና፡ዘለና፡ካብኡለ፡ካብ፡ፍቅር፡ገንዘብ፡ረሓቁ፡፡ሕ

  • @lgs3006
    @lgs30062 ай бұрын

    አኑ ብዉጋናይ ዝፅብይ ነገረ አንታ ህሉዩ አብ መሉአ ትግራይ በምዕር ከመራሕ አሉዉ ማለት ብቋንቋ ትግራኛ መሉአ ብመሉአ ክንመህር አልና አይ ዝፅብ

Келесі