እቲ ትፅበይዎ ተዘይተወሲኑኸ ፤ መፃኢ ዕድል መንበረ ሰላማ ኣንታይ እዩ?

Ойын-сауық

Пікірлер: 33

  • @mebrahtutsehay9536
    @mebrahtutsehay95362 ай бұрын

    ኽብረት ይሃበልና ሰናይት ጽቡቅ ህቶታት ቀጽልሉ ኣብ ወፃዕ ዘለናውን ተስፋ የቁርጹና ኣለዉ ይኩን ደኣምበር ኻብ ሕጂ ንድህሪት የለን!

  • @teweldetekleslase
    @teweldetekleslase2 ай бұрын

    ሕኸኸኒ ክሓከካ ኣይጠቅምን ምግምጋም ፅቡቑ ሃናፂ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤ብደም ሰማእታት ዳግማይ ዝተወለደት መንበርና መንበረ ሰላማ ነበርትዕ ኣምላኽ ይሓግዘና 👏👏👏

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom2 ай бұрын

    ፅቡቕ ሓሳባት እዩ ዝላዓል ዘሎ ቀፅሉሉ አቦታትና ከይብለኒ ዘብሃል ነገር ይቕረ

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene78362 ай бұрын

    good job continue. I’m proud of you son night

  • @rosahaile445
    @rosahaile4452 ай бұрын

    ❤❤❤Thank you ❤❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu14752 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8832 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tgadosamri3947
    @tgadosamri39472 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @app9839
    @app98392 ай бұрын

    የቅናየልና

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13592 ай бұрын

    Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. Ahwatey. ✝️☝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe2 ай бұрын

    👍👍👍

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284Ай бұрын

    I agree with you 100%

  • @user-jj9yp6cp2w
    @user-jj9yp6cp2w2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie95832 ай бұрын

    ጽቡቕ ትሕዝቶ ሱኑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ልቢ ዉጹዓት ዘረስርስ ግዜ ይግበረልኩም ❤🎉

  • @gabrielhaile2594
    @gabrielhaile25942 ай бұрын

    አባ ሰላማ ክነጠንክሮ ይግባአና ናይቶም ኡሱባት ዝሰርህዎ።

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85062 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሕቶ እዬ ። ❤️❤️🙏🙏🙏

  • @user-hl6hy6zg6t
    @user-hl6hy6zg6t2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም ቀጽልሉ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ቀፅሉሉ ሰናይት❤

  • @zufanfissahaye5414
    @zufanfissahaye54142 ай бұрын

    ምብስልሳል ክሳብ ዝሃለወ ዘይዕረ ነገር የለን

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl2 ай бұрын

    ብጣእሚ ኣገዳሲ ትንታነ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሊቃውንቲ እነሓለውዋ ትግራይ ልክእ ከምቲ ኣብ ፖለተካ ትግራይ ዘሎ ሕማም እንኽሊል ናብ መንበረ ሰላማ ውን ዝተሳጋገረ ይመሰል ናይ መንበረ ሰላማ ቀንዲ ሓደጋ ኣብቲ ትካል ዝኣረዱ ናይ ማሕበረ ርኹሳን ኣባላት ምስ ሸዋ ሚስጥራዊ ርክባት ዘለዎም 1.እቶም ናይ ኣኸሱም ጳጳስ እዮም ኣብዝኾነ ናይ መንበረ ሰላማ ኣኼባ ኤይረከቡ ኣይናገሩ ኣይጋገሩ ከመብረቅ ሰላማ ከም ጓና እዮም ዝሪእዎ አብ አዲስ አበባ ዘሎ ሓፍቶም አዩ ዘጭነቆም 2.ንቡረ እድ ጎደፋይ ሓደገኛ ዝኾነ ናይ ማሕበረ ርኹሳን ኣባልን ምስቶም ናይ ኣኸሱም ጳጳስ ፍሉይ ናይ ጥቅሚ ርክብ ዘለዎን ንቡር ንኸሸም ብሙስና ንኸሸየም ዝተሓበበርዎ እዮም ንቡረ እድ ጎደፋን ማለት ኣብቲ ናይ ፅንተት እዋን ምስ ወረርቲ ተመሻጢሩ ብዙሓት ናይ ኣኸሱም ሙዜምን ቤተክርስቲያን ቅርስታት ዘሰረቐ ዘጉሓለ ሓደገኛ ሰብ ምስቲ ናብ ሸዋ ክሂዱ ዝኸደ ኣባ ሊባኖስ ዝተባህለ ናይ ውቊሮ ክልተውላአሎ ገብርእል ቤተክርስትያን ኣመሓዳሪ ዝነበረ ሎሚ ኣብ ኣዳስ ኣበባ ዘሎ ዝጠበቐ ርከብ ኣለዎ ብተወሳኺ ንቡረ እድ ጎደፋይ ኾነ ኢሉ ንመበረ ሰላማ ናብ ሓደጋ ንምውዳቅ ናይ ቅዱስ ያሬድ ሓወልቲ ካብ ሀይማኖታዊ ሕጊ ወፃኢ ብኢደወነኑ ኽትከል ብምግባር ሓደጋ ዝፈጠር ዘሎ ሰብ እዩ ንቡረ እድ ጎደፋይ ቁፅሪ 1 ናይ መንበረ ሰላማ ሓደጋ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ታ ጥንታዊት ብደስቲ ርአሰ ኣድባራት ወጠዳማት ኣኸሱም ጽዮንን ቅርስታታን ሓደጋ እዩ ሀና ዝተባሕለት ናይ ማሕበረ ርኩሳን ቀንደኛ ስላሊት ሚሌነር ኣመንዛሪት ኣብ ቀጽረ እንዳ ጽዮን ውስኸታት እናገባዘት ንብዙሓት ሰባት ተባእልግ ዘላ ሰበይቲ ንቡረ እድ ጎደፋይ ኸለላ ኾይንዋ ዝዶላያ ንኽትገብር ዘፍቀደላ ሰብ እዩ ብሓፃሩ መንበረ ሰላማ ንዞም ከምዚኦም ዝከመሰሉ ናይ በጊዕ ቆርበት ዝለበሱ ተዃሉ ፀራሪጉ ከባርሮም ኣለዎ ነዝንምግባርድማ ጠንካራ ዝኾነ ሕገቤተ ክርስቲያን መንበረ ሰላማ ከፀድቅ ይግባእ

  • @berndadesta9679
    @berndadesta96792 ай бұрын

    ተጋሩ ዓቅሊ ንግበር ምስአቦታትና ንሕበር ንፀላእቲ ክፍተት አይተሃብዎ:: ናይ 4 ኪሎ ዝሞተ ኢኦርቶደከሳዊ ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ አይቅበሉን 4ኪሎ ዝወደቀ ናትብልፃግና መናሃሪያ ኡዩ::

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m2 ай бұрын

    ብአቦታትና ተስፋ ሰኒቅና ነይርና ሐዚ ግን ንሰግእለና እ ንምንታይ እዩ ናይ ባዕልትና መንበረ ሰላማ ምስ መስረትና ንምንታይ ናይ ባዕልና ፓትርያርክ ዘይንመርፅ ዘይህህልወና ክሳብ ምዓዝ ኢና ናይ ሽዋ ናቋመትና ንነብር ትግራይ ናብ ዝከፍአ መንገዲ ትከድላይ ብፍላይ ተከታሊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ 😢

  • @Mizan-tn6ch

    @Mizan-tn6ch

    Ай бұрын

    Plise bhade betekrstyan neamn sebat natey natka gdefuba wela ab adiareb ykun bcha churh ymrah

  • @hg2540
    @hg25402 ай бұрын

    ከቢድ ሕቶ???

  • @user-ku7if7bj2q
    @user-ku7if7bj2q2 ай бұрын

    ኢትዮጺያ ኦርቶዶክሰ ቤተ ክርሰትያን ፩ ክትኾን እያ ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ እዚ ዝኸዉን ግን አብይ አሕመድ ህዉሓት ብአዴን ንፍርዲ እንትኸዱ እዩ፡፡

  • @user-fh4in7bt5u
    @user-fh4in7bt5u2 ай бұрын

    እዞም አውሽጢ አባ ሰላማ ዘለው ዻዻሳት ወይም አቅሽቲ ከምኡ እውን አመራርሃ ዘለው ክፍተሹ አለዎም እንድህር እሽክርና ናይ አዲሰ አበባ ዝደለዮ እንተሀለው ቶሎ ኢልካ ጉሮርኦም ሂዝካ ምብራር አድላዪ እዮ። ናይ አባ ሰላማ ዶግማ አብ ትግራይ አስተምህሮ ክስፋህፋህ አለዎ። ተመሪጽካ ኢድካን እግርካን አጣሚርኻ ኮፍ ማለት እታይ ይብሀል።

  • @Phi595
    @Phi5952 ай бұрын

    ናይ ቤተክርስቲያን አምላኽ ይፍረድ መናፍቃን ረሳሐት መፅረፍቲ

  • @berndadesta9679
    @berndadesta96792 ай бұрын

    ናይቀደም ዝጨፍጫፊ ሐራዲ ሴት ደፋሪ ህዝቢ ትግራይ ካፀንት ባሪኹ ጉጉ ማንጉጉ ዝላአኸ ናይ 4 ኪሎ ኦርቶዶክስ ይሕሽኒ ዝብል ካህን አንተሃልዩ አብትግራይ አዲአበባ ይኺድ ምስኦም ይታሐውስ እስካብ ዝሕረድ :: አብመስመር ንኹን ተጋሩ ንፋስ ናብልነፈስሉ አይናብል አብጎድኒ መምበረ ስላማ ንዕስል

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa4612 ай бұрын

    ሐሰውቲህዝቦም ሐዲጎም ጳጳሳት ትግራይ ካፍቶም ዘይሀደሙ አቡነ ኢሳያስ ኢዮም

  • @solomonmeressa
    @solomonmeressa2 ай бұрын

    ብስሩ ኸ ፤ ናይ ሽፍታ ኢሳያስ እኩብ ዘረኛ ማሕበር፤ ፍርዲ መዓልቲ ናይ ጎይታና ፍርዲ ኾይኑ፤ መዓት ትግራይ ሒዙ ክሳብ ዝመፅእ እምበር እዩ ዕድምኡ በቃ ( ናይ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ) ካብ 7 ዓበይቲ ዝተዛረበን ሓንቲ ፤ ኣቦይ ዝገብርዎ ዘለዎ ኣይፈልጡን ኢሉ ንኣይሀዳውያን ዝፀለየሎም ዓቕሊን፤ ዝጠሓሰ ቂመኛ ማሕበር ፤ ቂም ንወለዶ ዘውርስ ሓደገኛ ፖለቲከኛ ማሕበር ምስ ስርዓቱ ይወድቕ ግድን፤ 6 ወንጌል ክፉን በክፉ ኣትቃወሙ፤ ጠላትህን እንደራስ ውደድ ዝብሉ 2ቲአን ወንጌል ዘጠሓሰ እረ ንንስሓ ዕድመ ይሃቦ፤ ርኩስ ማሕበር...ዕድምኡ ምሕፃሩ ግድን እዩ፤ ብወዲ ዓድዋ ኢሳያስ ዝምራሕ፤ ማሕበር ሳጥናኤል

  • @brllabay3842
    @brllabay38422 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі