ATV: `ኣብ እግዚኣብሔር ተተስፎ` - እዋናዊ መልእኽቲ ብቐሺ ገብረሚካኤል
Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29cab3b
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZread.
Пікірлер: 51
የቐንየልና ኣቦይ ቀሺ ገብረሚካኤል። እሜን ሰማዒ ልቢ ይሃበና።
አሜን አሜን አሜን ✝️🤲🏼 ቃል ህይወት የስማዓና ኩቡር አቦና ምሕረት ይውርድልና 🤲🏼 እግዝኦ ማሐረና ክርስቶስ ✝️🤲🏼 እግዝኦ ማሐረና ክርስቶስ ✝️🤲🏼 እግዝኦ ማሐረና ክርስቶስ ✝️🤲🏼 ይአክል ንብዓት 😭 ይበለልና ፍጣር 🤲🏼😭🤲🏼 ይቀንየልና ኩቡር አቦና ✝️❤️🕊️🙏🏼 ሰላም 🕊️ ፍቅር ❤️ ምሕረት የውርደልና 🤲🏼🛐🤲🏼
የቐንየልና ክቡር ኣቦና ስለቲ ኣባታዊን ቅዱስን ምኽርኹም። ኣብ ልቢ ነፍሲወከፍና የሕድሮ።
God bless you 🙏 We need more people like you 🙏
Thank you ❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር ወላዲና ፈጣሪ ዓይን ልቦናና ይክፈተልና❤🙏
God bless you aboy Keshi. We need more people like you. Wow
God bless you we need more people like you
ክብረት ይሃበልና ኣቦና ንጸሊ ንችርሊ
Amelake Mehret yewerdelana ,🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ናይ ብሃቂ ቃል ቃል ኢግዛቢህር
Kal hiwet yesmalna abona
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna Abona
ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኣቦና በጃኩም ለምኑልና በዳኩም ለምኑልና
Kelikum amlaki ykebela ablibna .ehdiro🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ልቅ ኣቦና
👏👏👏👏
Kal hiwet yesmana abona
Amen!!!
Abona kalhiwet yesmana🙏🏽 yekenyelna🙏🏽
Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤good
Alem. Mehtson አሜን አሜን አማን ቃልህወት የስመዓና አቦና 🙏😂🙏🙏🙏😂😂🙏
O Egiziabiher Amlak kab zeiniwoxo fetena ahlifka atihabena kab tifiat mot hatiat sewirena b'b'rhanka amalalisena b'k'dus kalka mirhena nai meret hafti zeikones nai semay hafti adlena kidus fikadka ykunelna Kal hiwet yesmelna 🤲🤲🤲💒😢💔
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤
ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓና ተባዕ ኣቦ ከማኩም ዝኣምሰለ የብዝሓልና ረዝን መልእክቲ
Good job🙏🙏🙏
N xelaei eqa aytmneyon kemzi aynet nay euquyat hatyan zeskahkh gfai ab eten zteaqobnalen eko eu zgonfena zelo
💔💔💔🙏🏽
አርትራውያን ፡ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ! ንጠፍእ ኣለና ፡ እዚ ሶሻሊስትዊ ስነ ሓሳብ እግዝ ኣብሄር የለን ዝብል ካብ በረኻ ዝ ኣተወ ወረሃደራዊ ሓይሊ መ ኣዝን ናይዚ ወለዶዚ ስለዝቐየሮ ፡ ንጠፍእ ኣለና ።
ቀሺ ገብረሚካኤል ንቑሕ መምህር፡ ነቲ መሰረታዊ ጌጋታት ጊዜ ዝወለዶ ዝንጽኦ ምስ ምምጻእ ፍላስፋታት ዴሳዊ ድምበ ከም ዘለዎ ተቐቢሉ ዝናሃረ ቃልሲ ገድልና። ምሉእ ብምሉእ ፍልስፍና ለኒሲዝምም ማርክሲዝን ብምቅባል ኣንጻር እምነታት ኤርትራ ጌሩ ብምቕባሉ ንእስልምና ይኩን ክርስትና ነነዉሕ ጊዜ ሱር ሰዱዱ ዝጽንሔ ከፍርስ ዝተበገሰ ምንባሩ ናብዚ ኢ ሰብእዊ ጊዕዙይ ምፍንጣሕን ዕንደራን ወተሃደራዊ ሓይሊ ቀሹን ዓለምን ናብ ሰይጣናዊ ዓለም ድቕዱቕና'ዩ። መዋጽኦ ይፍጠረሉ ውጹዕ ህዝብን።
Yketluna diyom zelowu nikatel ena zelena , be tselie awirom seb yeketlu alowu
ንቃአል ሓውኻ ዝቐተልካ ፡ ኣገናዕ ዝብለካ ዘሎ ሰብ ኣይ ፡ ጽባሕ ፍርድኻ ኣይሓልፈልካንዩ ! ናቱ ፍርዲዩ ዝቕበል ።
Kahnat libi gberu nskum tefelalikum hizbi felalikumo
Esatom wun zerom zzxentulu kmexe eu kemeu eilu znebr yelen
Wedi za sharmuta
It is for the second time members leaving your church because of your dirty politics.
These priests are the reason i don't follow or even greet any priest in the diaspora
ኣቤት! ኣቤት! ኣታ ሙስሉይ ኣፍካ ኣክብ ጠንቂ ሞትን ምድማይ ናይዚ ኩሎም መንእሰያት ንስካን ከማኻን እዮም!!
@user-qj9it5cf6c
Ай бұрын
እወ ንሶም ዝጀመርዎ ምፍልላይ እዩ ኣብዚ ኣብጺሕና ዘሎ። ብሓቂ ደፋር መናቆትን መቃተልን ካህን ሽዮም
@selteneyohannes6469
Ай бұрын
Hahaha Abuna jigna iyom nbeynom n Abuna anteniso dew zbelu iyom antum barayu
When are you going to preach Christ. Always instigating division and animosity between Eritreans.
ልዕሊ ዝኮነ ይኩን ንስኩም ትነዝሕዎ ዘለኩም ኩናት ይከፍእ
@semuamha6653
Ай бұрын
Shut up
ህጂ እውን እቲ መልእክቲ ፈጺሙ ወገን ዝሓዘን ኣዝዩ ረቂቅ ኩናት ዝጽውዕ መልእክቲ ኢኩም ትነዝሑ ዘለኩም። ኣብ ስደት ኮይንካ ሃገራውበት እንተዘይሃልዩ,,፡ኣብ ስደት ኮይንካ ምእንቲ ሃገረይ ክቃለስ ምባል ከ ብከመይ ይከውን። ስለ ፍቅሪን ዕርቅን ጥራህ ተዛረቡ
@semuamha6653
Ай бұрын
That is the reality but for you might be different because…….
ሓደ ናይሃማኖት ክልተ ደምጺ አይዛረብኑዩ ጳጳሳት መጺኦም አይንቅበለን ተባሂሉ ሕጂኸአ መጀመረ ንሃገር ምቁዋም ለክዐ አይኮን እዚ ዎድሓኩም ጸላእ ሃገር ሒማቅ እዩ።
ኣታ ሓሳዊ ንቤተክርስትያን ኤርትራ ንረብሓኻን ንጠቅምካን ክትብል ዝኻሓድካ ንስካ ኢኻ። ትዝክርዶ "ኣብ እስራኤል ክልተ ማርያም እየን ዘለዋ ። እታ ሓንቲ ብኣባ ሉቃስ ናይ ህግደፍ ትማሓደር፡ እታ ሓንቲ ማርያም ከኣ ኣባ ሞንቆርስን ኣቡነ ኣንጦንዮስን ትማሓደር" ክትብል ኣታ ሩጉም ድያብሎስ። "ብኣፎም ኣምላኽ ኣምላኽ ዝብሉ ስራሕ ኣምላኽ ዘይሰርሑ ብስመይ ዝሽቁጡ ክመጽኡዮም ተጠንቀቕሎም" ዝበሎም ቁዱስ መጽሓፍ በዓል ንስካ ከይትኮኑ ነብስካ ፍትሽ ኣታ ፈገር!! መዳናገሪ!! እቲ መስቀል ኣቆምጦ እቲ ቆቢዕ ኣውጻዮ!
@user-qj9it5cf6c
Ай бұрын
ብትክክል ንሳቶም ዝጀመርዎን ዝሰበክዎን መርገም እዩ ኣብዚ ኣብጺሕና ዘሎ
ኣቱም ሰባት ናይዚ ኩሉ ንሓድሕድካ ምቅትታል ቀስ ብቀስ ዘምጹኡ ብሽም ኣቡነ እንጠንዮስ ዝሽቅጡ ሰዓብቲ ንምርካብ ክብሉ ኣብ ኤርትራውያን ሕድሕዳዊ ጽልኢ ዝነዝሑ እዚኦም እኮ እዮም። ኣስተውዕሉ ኣቱም ሰባት። ኣብዚ መጺኦም መልኣክ ክመስሉ....
@semuamha6653
Ай бұрын
HIGDEF mendef, get out. You are fake and disgusting 🤮