ERIPM | ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ኣስመራ፡ ዝለኣኹልና ቪድዮ ናብ ህዝቢ ንዝርግሖ ኣለና| ኣቶ ገብረ ባህዱራ፡ ኣቶ መስፍን ጸጋይ

Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our KZread channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

Пікірлер: 475

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMediaАй бұрын

    ንዕብየትን ቀጻልነትን ERIPM ~ ኣብዚ ኣቲኹም ኣባልነት ብምምላእ ኣበርክቶኹም ክትገብሩ ትኽእሉ ። kzread.info/dron/-AmTx0AHOD3JeGI1hj2IQQ.htmljoin

  • @tt-hq6nl

    @tt-hq6nl

    Ай бұрын

    😊

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Ай бұрын

    Henok I hope you read all the comments I personally don’t trust them especially Mesfun

  • @ዓንሰባ

    @ዓንሰባ

    Ай бұрын

    ሰላም ንዓኹም አሪፒኤም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነልኩም ቀጺለ እዚ ጉዳይ ኣዝዩ ጥንቃቀን ምስጢራውነት ዝሓትት ዩ፡ ልዕሊ ኩሉ ድማ እምነት ክህልዎ ተስፋ ይገብር፡ሓደ ነገር ግን ኣሎ ምስ መስፍን ኣሚንኩም ከምዚ ዓይነት ተበግሶ ምውሳድ ሲ ትወግሕ ድያ 🤔🤔🤔🤔

  • @Bilalpolat2813

    @Bilalpolat2813

    23 күн бұрын

    መስፍን ከም ኣብ ቃልሲ ነዊሕ ዝገበረ ሱቅ ኢሉ ኣንድነት ኣይብልን እዩ ፡ ንሕና ኤርራዊያን ነቲ ፖለቲካ ብጉቡእ ከነምብቦ ስለ ዘይንኽእል ኢና ሆ ንብል ዘለና ፡ መስፍን ዓቢ ዓቅሚ ዘሎዎ ሰብ እዪ ንሱ ዝኣተዋ ነገር ድማ ኣብ ዝብጻሕ እያ ትበጽሕ ፡ ስለዚ መብዛሕትኦም ኣብ እዚ ኮመንት ዝጻሓፍ ዞሎ ናይ ሻዕብያ ሉኡኻት እይም። ለውጢ ኸምጽእ ዝኽእል ሰብ እዬም ዘዋርድዎ። ደድሕሪ መስፍን ዝኾዱ ዘሎዎ ንሻዕብያ በይኑ ኾይኑ እዩ ዘፍሽላ ኔሩ፡ ናቱ ውጽኢት እዪ ድማ መስፍን ጸግዑ ኽሕዝ ዝድለ ዝሎ

  • @yohannesberhe6306
    @yohannesberhe6306Ай бұрын

    ኣነ ከም ኣነ ነዞም ሰባት እዚኦም በፍጸም ተኣምር ኣይኣምኖምን ኢየ ከምኡ’ውን ሓደራ ብርጌድ ንሓመዱ ንጠንቀቅ በጃኹም። 😊

  • @saraa.8672

    @saraa.8672

    Ай бұрын

    why? give your reasons, please

  • @btesfamnbar9528
    @btesfamnbar9528Ай бұрын

    ያእ ምስ በዓል መስፍንሲ ምትእምማን የለን

  • @tsegaygebru9534

    @tsegaygebru9534

    Ай бұрын

    እሞ ትኣምነሉ ምዓንጣ ዘሎዎ ኣቕርብ ኣብ ሰንፈላል ካብንባር ንርኣዮም ድኣ።

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearchАй бұрын

    ሄኖክ፤ ሚዛን ምሕላው ከድል ዩ፤፤ ኣብ ገለ ኣጋጣሚ ንመስፍን ጸጋይ ቃለ መጠየቕ ሰሚዐ ኣለኹ፤፤ ብወገነይ ቁም ነገር ክዛረብ ዘይክእል ሰብ ዩ፤፤ ዘረብኡ መትሓዝን መእሰረን የብሉን፤፤ ሰብ ዝተዘንቀቐ ዩ ዝመስል፤፤ ምጾታት፤

  • @Familyfithi
    @FamilyfithiАй бұрын

    😂😂😂 ኣንታ ሄኖካ እዞም ቆሎ ጥጥቆ ዝኮኑ ሰብኡት ነዚ መዲድያካ መበላሸውቲ እዬም :: ብነጻ ሓሳብካ ምግላጽ ንማለት ድዩ🥴🥴

  • @user-ti9wx5us3p
    @user-ti9wx5us3pАй бұрын

    ሄኖግ እዚኦም ስለያ ህግደፉ እዮም ንኣቢን ብርጌድ ንሓመዱን ክስልዩ ዝተዋፈሩ ሰባት እዮም ፡ስለዚ መጋበርያ ኣይትኩን እዚ ኩሉ ሜድያታት ናይ ተቃወምቲ እዩ ኣብ ዕንክሊል ዘንብሮ ዘሎ ነዚ ቃልሲ ።

  • @tesfaalemabraha642
    @tesfaalemabraha642Ай бұрын

    መስፍን ዕንክላሎ ኣሚንካ ዲኻ ኣምጽካዮ

  • @samuelmike1568
    @samuelmike1568Ай бұрын

    መቸም ሎሚ ከምዚ ሰለ ዝበሉና ክንኣምኖም ኣይ ይግባእን ሰለዚ ኩልኻ ብርጌድ ንሓመዱ ክንግራህ የብልናን እዞም ሰባት መሪጌጽኦም ከይ ፈለጥካ ሽለል እልካ ዚሕለፍ ኣይ ኮነን ሕድሪ ኩሉ ደላዪ ፊትሒ ብጥብቒ ክንካታተሎ ኣለወ

  • @Hereawnet
    @HereawnetАй бұрын

    ነዚኦም ፈሊጥናዮም ኣለና መታለልቲ ሙኳኖም ነዚኦም ስለ ዝፈለጥናዮም ካልእ ተቃወምቲ ተመሲሎም ከፍሩሱ ክስልዩ ክመጹ እዮም ስለዚ ኩልና ንጠንቀቅ ኣብ ከምዚ ሓወይ ገለ ዝብል ክሰርሕ የብሉን ሓደራ ጥንቃቀ ጥንቃቀ ኣካይዳ ሻዕብያ ንፍለጦ

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315Ай бұрын

    ኣቶ ሄኖክ: ምስዞም ዓዋሉ'ዚኦም ግዜኻ ኣይተጥፍእ:: እዞም ሎሚ ኣቕሪብካዮም ዘለኻ ክልተ ዒንኪላሎ: ኩርኳሕ ንብርጌድ ንሓመድ ድኣምበር: ጸግዒ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ኣይኮን::

  • @yonasgede7258

    @yonasgede7258

    Ай бұрын

    ናይ አቢይ ንሕዝቢ ኤርትራ ሽግር ክከውን አይክእልን እዩ ክፍራሕ ዘለዎ ናይ ወያኔን ሕዝቢ ትግራይን ምስ ኢሳያስ ድሕሪ እቲ ኩሉ ጀነሳይድ ክዕረቁ ምሕሳብ አዝዩ ዘገርም ካብ ምኻኑስ ብርጌድ ክፈርሑ ዘለዎም ዓቢ ጉዳ ጥራይ ክከውን ዝግብኦ እዚ አናፍራ ቆቃሕ ምፍላጥ ዘድልዮ አይኮን

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    Ngerena bzaebom tfeltelom teleka.

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666Ай бұрын

    ብርጌድ ንሓመዱ ጥንቅቕ በሉ። ተቓወምቲ መሲሎም ከይስልልኹም። ካብ ወዲ ባሻይ ተመሃሩ።

  • @shishaygebremedhin5703

    @shishaygebremedhin5703

    Ай бұрын

    ብሃቂ።

  • @tesfayhaile7621

    @tesfayhaile7621

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BN_Ageneration_mussie1973

    @BN_Ageneration_mussie1973

    28 күн бұрын

    ☝️🤨👌

  • @Berhane-
    @Berhane-Ай бұрын

    ሰላም ሄኖክ ክልተ ሰለስተ ሕቶ ክትሓተለይ 1, ድሕረ ባይታ ናቶም ብዑምቀት ሕተተለይ ? 2, መን ሓላፍነት ሂብዎም ክንደይ ዝኾነ ኢዮም ? 3, መስፍን ኣንድነት ይኣምን ነይሩ ፡ ኣብቲ ዝሰርሓሉ መትከል የብሉን ድዩ ? ኣብ መደምምታ ርኢቶይ -- እዞም ሰባት እዚኦም 99% ኣይእመኑን ኢዮም ። ህርፋን ስልጣን ወይ ምስጥራዊ ስራሕ ክፍጽሙ ፡ ብፍላይ መስፍን ከቶ ኣይእመንን ኢዩ ።🙏🙏

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Ай бұрын

    ጨለ ጥያቐ እዩ እማነይ እየ ጨ....ለ ጥያቐ እዩ::

  • @user-qh4iy4lf4b

    @user-qh4iy4lf4b

    Ай бұрын

    Xebuk het eyo henok kethatelna nexeb .

  • @tirhasghbray1049

    @tirhasghbray1049

    Ай бұрын

    አነውን ንመስፍን አይአምኖን እዬ አገላልፅኡ ዝነፀረ አይኮነን ሸፍኖ ሸፍኖ እዩ

  • @meronasgedom4208

    @meronasgedom4208

    Ай бұрын

    I’m with you 100%!

  • @yonasafeworki5568

    @yonasafeworki5568

    Ай бұрын

    ዘይብርሃኒ ሰብ ።ፖለቲካዊ ብስለት ሃገር ክመርሕ ኢሉ ምንቕስቓስ ብሃገር ምጽዋት።ኮርዮም ዝበኣሱ ዓይነት እዩ ዝመስል

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583Ай бұрын

    ሄኖክ ኣምጺእካ ከምዚኦም ዝበሉ ሓሳባት ዘለዎም ሰባት ምስማዕና ጽቡቕ ጌርካ ዋላ ዘይእመን ዘይወሓጥ መልእኽቲ ይኹን፣ ነዚ በጺሕዎ ዘሎ ናይ ቃልሲ ጉዕዞ ብዝተፈላለዩ ውልቀ-ሰባትን፣ ቤተ-ክርስትያን ይኹን ወጻእተኛታትን ፖለቲከኛታትን፣ ሚልዮናት ዶላራት ወጻኢታት እንዳገበረ ዕድሚኡ ንምንዋሕ ይቃለሰና ከም ዘሎ ይብርሃልና። ካልኦት ንዓኣቶም ዝመስሉ እውን ክመጹ ኢዮም። እቲ ኣውራ ዘሓጎሰኒ ካኣ እዚ ኩሉ ዘርእዮ ዘሎኹ መልሲ(ኮመንትስ) ግርም ጌርና ተረዲኡና ኣብ ሓደ ስነ ግምገማ ኣሎና።👍👍👍🌿💙🌿💙🌿💙

  • @fionab.6581
    @fionab.658129 күн бұрын

    Mesfin & Gebre thank you and yes it is good to use the momentum.

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666Ай бұрын

    ኣታ ሄኖክ ክንድዚ ትደናገርን ትዝንግዕን ዲኻ? ሰብ ስኢንካስ ንመስፍን? ክላ ዋእ ሎምስ ተስፋ ቆሪጸ።

  • @msgnaBerhe-xi9rg

    @msgnaBerhe-xi9rg

    Ай бұрын

    Normal neger u

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008Ай бұрын

    ሰላም ሄኖክ እዚይ ፈጺሙ ክእመን ዘይክእል፡ነገር እዩ ትኽስ ያ ድሙስ፡መዘንግዕ ኣችዋ እዩ ክልቲኦም ዘእምን ዋላሓንቲ ነገር የብሎምን ነቲ ሓደ ሰብኣይ እኮ ኣይፈልጦን እየ ንኣቶ፡መስፍን ግን ጽቡቕ፡ጌርና ስለንፈልጦ ፈጺሙ እሙን ኣይኮነን። ከም ሚድያ ምቅራብካ፡ጽቡቕ፡እዩ ግን ኣመጻኦም ንብርጌን፡ንሓመዱ ንምፍራስ እዮም ዘለው ዝብል እምነት እዩ ዘለኒ ብዝኮነ ኣብ ናቶም ሓሳብ ፈጺምካ ዘይእታው ፡ እዞም ናይ ቀደም ወለዶ ኣብዚ ቃልሲ ዋላሓንቲ ዝሕግዙዎ ነገር የብሎም ክሕግዙ እንታደልዮም ከኣ ብሃሳብ ይሓጉዙ ።

  • @merybella5692
    @merybella5692Ай бұрын

    ጥንቅቅ ንበል ብርጊደይ ፍጹም ከይንግራህ።

  • @merybella5692
    @merybella5692Ай бұрын

    Hard to believe

  • @sangod7115
    @sangod7115Ай бұрын

    Dear Eritrean Community worldwide, We are profoundly grateful for your incredible support in making our recent fundraising campaign a resounding success. Your generosity and unwavering dedication have exceeded our expectations, and we are deeply appreciative of your contributions. Your commitment to our cause is a testament to the strength and unity of the Eritrean community. Together, we have demonstrated that when we come together with a shared purpose, we can achieve remarkable things. Thank you for your compassion, your support, and your belief in our mission. With heartfelt thanks, Organizers

  • @eyobkesete1198
    @eyobkesete1198Ай бұрын

    መንእሰይ ተጠንቀቅ ኣስፊሕካ ሕሰብ ንዓይ ፈጺሙ ኣይዋሓጠለይን ዩ ብዙሕ ሕቶ ዩ ዝፈጥረልኻ።

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane720Ай бұрын

    ኣብታ ንፈልጣ ኣስመራስ ህግደፍ ዘይወደቦ ከምዚ ዓይነት ጽሑፍ ብግልጺ ክረአ!!!! ፍጹም ዘይእመን ኢዩ። ደሓር ከኣ እዚኦምሲ መን ኮይኖም ኢዮም ምስ መንግስቲ ክዝትዩ!!!!! እንታይ ውዳቤ ስለ ዘለዎም ኢዩ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮፍ ኣቢሉ ምስኦም ክዝቲ? አ አ ጥንቅቕ ደኣ

  • @b4gednhamedu
    @b4gednhameduАй бұрын

    ኣነ ከም ሰብ ሕማቅ ሓሳብ ዝብሃል የሎን ኢለ እየ ዝኣምን ግን ናይ በዓል መስፍን ሓሳብ ግን ተዋስኦ ኮመዲ እዩ ሃተፍተፍ እዩ

  • @mehretgebrezgiabher9425
    @mehretgebrezgiabher942529 күн бұрын

    Henok right on time with these questions. Thank you!!! 🩵✅

  • @gm5215
    @gm5215Ай бұрын

    አነውን ብወገነይ ንዞም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ እየ ዝርኦም ምኽንያት ህግደፍ ርእስኻ ሐኺኽካ ኢሉ ዝአስር ዝቐትልዩ ስለዚ ጥንቃቐ ይሐትት ድሕር ክአ እታ 03 ትርስዕዋ አለኹም ይመስለኒ ድሕሪ ሕጂ ህግደፍ ብኸመይ ክመጽእ ይኽእል ኢልካ አቐዲምካ ሐሲብካ ምጽናሕ ይሐይሽ እወ ህግደፍ ሎሚ ቋንቋ ደለይቲ ፍትሒ ሒዙዩ ክመጽእ ሽጣርኡ ጸንቂቑ ስለ ዝኾነ ህግደፍ ጡቃር ሐሳዊ።

  • @eritrealovely3638

    @eritrealovely3638

    Ай бұрын

    ✅✅✅✅✅

  • @keseteberhan7769
    @keseteberhan7769Ай бұрын

    Henok what happen to u? Why did u bring this people? When did they establish? I remembered this guy was saying Andinet, i punched Isayas and so on..... foolish man.

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    SO, WHY U TALKING ABOUT FOOLISH MAN?

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346Ай бұрын

    Birgad Nihamedu yiwet ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merybella5692

    @merybella5692

    Ай бұрын

    ኣስተውዕል ብመን ይመጸካ ኣሎ ሆሆ ገዲፍና ነስተውዕል።

  • @Araya-uj3hk
    @Araya-uj3hkАй бұрын

    እዞም ክልተ ደናቁር ህግደፍ ዝልአኾምዮም

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6wАй бұрын

    ኣይትዓሹ በርጌድ ንሓመዱ ንምንታይ መጺኦም ህጂ ሕሰብ

  • @danieldttesfaye

    @danieldttesfaye

    Ай бұрын

    ብርጌድ ንሓመዱ ዓቢ ምዕባለ እዩ። ብዘይክኡ ኣኸውንን እዩ ፡ ግን ኸኣ መራሕቲ ምስ መንግስትታት ክራኸቡ ዝኽእሉ። ነዚ ሰመያዊ ማዕበል ዘዐውቶ ለቢምና ፡ ብሓንሳእ ክንሰርሕ እንከሎና ፡ ዓወት ዝመጽእ ።

  • @user-pn7sj1hp6w

    @user-pn7sj1hp6w

    Ай бұрын

    @@danieldttesfaye ሓወይ እዚኦም ቀደም ዝጠፈሹ ኣብ ፈቀዶ ውዱባት ኮለል ዝበሉ ተረፍ መረፍ ጀብሃ እዮም ንባዕሎ ጥራይ ከም ውዱብ ዝቆሙ እምበር ህዝቢ ጠርኒፎም ዝኸዱ ኣይኮነንን እዚ ማዕበል መንእሰያት እዩ

  • @hayatyahia9756

    @hayatyahia9756

    Ай бұрын

    ​@@danieldttesfaye😂😂😂😂 xeweeee entebeluka beal mesfnnnn

  • @iskatl1098
    @iskatl1098Ай бұрын

    እዚ መስፍን ዝተባህለ ሰብ ተጠንቀቅሉ መትከሉ ንጹር ኣንድነታዊ ኢትዮጵያዊ እዩ ብቅዓት እውን የብሉን ርጡብ ሰብ ኣይኮን።

  • @yohannesyohanneshabtemar-gh3wk
    @yohannesyohanneshabtemar-gh3wkАй бұрын

    ኣቤት ምትላል እዚ ጥንቃቐ ዘድሊዮ እዮ። ምድንጋር ክኸውን ይኽእል እዩ

  • @y.g5890
    @y.g5890Ай бұрын

    ክክክክክክክክክ እቲ ን ኢሰያስ ጸፊዔዮ ዝበለ እንድዩ ክክክክክክክ

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62Ай бұрын

    Ato Gebre Mengisti ab sedet mis ANDINET bi mengedi Mesfin ?????? Wey Gudam

  • @ablelomhaile6497
    @ablelomhaile6497Ай бұрын

    ኣንታ እዚ ንእሰያስ ዝሃረመ ተጋዳላት ነበር ኣይ እመንን ኢዩ!!

  • @yo-61

    @yo-61

    Ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @Hiriti-gs4bk
    @Hiriti-gs4bkАй бұрын

    መንግስቲ አብ ስደት መን ምስ መረጸኩም መንግስቲ ኤርትራ ትኾኑ ህዝቢ ዘይመረጸኩም መንግስቲ ክትኮኑ እዚአ አይትከውንን እያ እኹል ተመኩሮ አለና ናይ አቶ ኢሰያስ አፍወርቂ አብ መዳ ኮይኑ ህዝቢ አይመረጾን ከምዛ ሕጂ ንስኹም ህዝቢ እምይፈልጠኩም እይምረጸኩም መንግስቲ ክትኾኑ ተሒስቡ ዘለኹም አይከውንን እዩ ህዝቢ ኤርትራ ተጠንቀቁ ካብ ሕልፍ ተማሃር ንስኻ ዝይምረጽካዮ መንግስቲ ከይመረሓካ ሓደራኻ

  • @merybella5692
    @merybella5692Ай бұрын

    እዚ ጥንቃቀ ዘድልዮ እዩ ብርጊደይ በጃኹም ሆሆ ገዲፍና ነስተውዕል።

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753Ай бұрын

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን

  • @Gbre1996
    @Gbre1996Ай бұрын

    Selam Henok! Excellent topic 👏.

  • @Araya-uj3hk
    @Araya-uj3hkАй бұрын

    እዞም ክልተ ደናቁር ከየምለሰናከሎ አርሕቐልና

  • @1995mwa
    @1995mwaАй бұрын

    ቀልጠፍጠፍ ዝብል ኤርትራዊ ምርካብ ንኣቢ ጽቡቕ ዕድል ይመስለኒ። ካብ ዝሰማዕኩዎ መቸም ስብከት ህግደፍ ሕጂውን ኣብዞም ኣሕዋትና ይርኢ ኣሎኹ። ተሞክሮ ተቓወምቲ ኤርትራ ሓላፍነት ናይ ጉድለቶም ክወስዱ ፍቓደኛታት ኣይኮነን። በይድና በርያድና ፖለቲካ ክንሰርሕ ዝከኣል ኣይመስለንን። ኣብ መጨረሽታ ምስ ኩሉ ኣኽብሮት ግን ዋላ ብሓንቲ ሳንቲም ምሳኹም ውዕል ኣይምኣተኹን። ኣቢ እሙን እዩ። ዋእ። ንዓለም ኣንቁር ኣቢልኩማ። ግደፉና በጃኹም።

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143Ай бұрын

    Henokey new belom iziatom kem nfas zqeru iyom. Nay Brged nhamedu megedi nminqaf iyu. Iziatom Lukat hgdef iyom. Ms zmexe maibel nminqaf iyom zmexu. ERIPM aytershwo gdeffff😢

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767Ай бұрын

    ሕጂ ብዘይ ሕዋሓት ዓወት ኽነምጽእ ኢና ኢልካ ምሕሳብ ናብ መጻወዲያ ምእታው ኢዩ

  • @HiyabOkubay

    @HiyabOkubay

    Ай бұрын

    Eseyas dictator ezi kulu kunetat felitu eyu hji fetawy mesilu nab hwehat wutm wutm zbl zelo nestebhlelu ata weledo ntenkek

  • @Hereawnet
    @HereawnetАй бұрын

    ሎሚ በዞም ሓሰውቲ ተቃወምቲ መሲሎም ሰብ ዘዳናግሩ ዝዳናገር ከይህሉ

  • @lettynegasi6048
    @lettynegasi6048Ай бұрын

    ሰላም ሄኖክ አቶ መስፍን ከምዝበሎ ንጹር መልክቲ አይ ኮነን

  • @musaahmed8854
    @musaahmed8854Ай бұрын

    ኣታ እዚ መስፍን ናይ ብሓቂ ለክባጥ እዩ እዚኦም ንቃልስና ንድሕሪት ዝጓሱ እዮም እዚኦም ንመንግስቲ ዝበቅዑ ኣይኮኑን ንጠንቀቅ ጥራሕ ኣቱም ደለይቲ ፍትሕ ኣይኮኑን ሙሁራት ተሳእኖም ስ ነዚኦም ንኤረትራ ከማሓዱሪሩ በጃኩሞ ታሓብኡ

  • @elsaruth6746
    @elsaruth6746Ай бұрын

    ዝወኮሎም ሰብ የለን ንሕብረት እንተ ዝጽውዑ መጥዓመሎም ብክንተ ሰብ መንግስቲ ተኪልና ክብሉ ዘሕፍር እዩ።

  • @YoditMogos
    @YoditMogosАй бұрын

    Teberaberuuuuuu kab hilmikum

  • @user-jc2jd9ft2t
    @user-jc2jd9ft2tАй бұрын

    I don't think so unbelievable 💔video 💔. Rethink and precautions ⚖️⚖️

  • @aiedahaile495
    @aiedahaile495Ай бұрын

    The picture does not show anything?

  • @edendebesai4077

    @edendebesai4077

    Ай бұрын

    It is just a picture 😅 edited

  • @anghesomghebremeskel1695
    @anghesomghebremeskel1695Ай бұрын

    ኣይኣምኖምን እየ። ሃየ ኩልኻ ኣብ ሓደ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ጥመር። እዞም ሰባት ልኡኻት ህግደፍ ኮይኖም ይስምዑኒ። ሄኖክ ተጋጊኻ ዘይዕደሙ ሰባት ዓዲምካ። እታ ኣብ ማኪና ዝርኣናያ ኣርማ ኮነ ኢላ ብህግደፍ ተቐናቢራ ዝመጽኤት ኮይኑ ይስምዓኒ። እዚኦም ድማ ተቓወምቲ መሲሎም ቃልሲ ክጎቱ፡ ናይ ደገ መንግስቲ መስሪትና ይብሉና ኣለው። ዘይንፈልጦም።

  • @tesfaldetzemuy7324

    @tesfaldetzemuy7324

    Ай бұрын

    😄😄😄❤️

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    Ай бұрын

    ትክክል ብፍላይ እዚ መስፍን ዝበሃል ሰብኣይ ፍጹም ኣይእመንን ኢዩ። ምክንይቱ ርጡብ ኣይኮነን ብዙሕ ገጽ ኢዩ ዘርኢ ንኢሰያስ ውን ጸፊዐዮ ክብል ሰሚዐዮ ኣሎኩ። ደሓር ካብ ኣዛራርብኡ ብዘይካ እዚ ናተይ ካልእ ምርጫ የለን ኢዩ ዝብል ዘሎ😂

  • @mengedihaqiterarikinaybhaqi

    @mengedihaqiterarikinaybhaqi

    Ай бұрын

    Mo kea ab dege ztemesretu antekoinom dea ,slemntay bimistir tetahizu.Ab Eritrea ka Frhi kitblo tikil ,ab dege GN aziasi Susa alewa

  • @yonasabrham3211

    @yonasabrham3211

    Ай бұрын

    Henoksi mendo aminwo u kendi kabtom azmarini abta nay mewedata seat ajelika kkeyd mkanu emen tetenkek tray wolodey mefto azmarini keytkewn

  • @DrSebimenkem

    @DrSebimenkem

    Ай бұрын

    ​@@akiyor3615if you're talking about my Isaiah. One of my twins. I never even held him so how could I have beat him I'm literally a pacifist And I most definitely wouldn't hit a newborn. Reason why it's never brought to my attention and people been exposes these frauds.

  • @lemlemkidane6361
    @lemlemkidane6361Ай бұрын

    Thgosna jegna nahamdu krebna ena🎉🎉🎉❤❤❤

  • @berheweldemichael9472
    @berheweldemichael9472Ай бұрын

    አየ መስፍን ባኮ ትማሊ ኤርትራ ብዘይ ኢትዮጵያ ክትነብር አይትኽእልን ኢያ ኢልካና፣ ሎሚኸአ ወኪል ኤርትራን ኤርትራውያንን ኢየ ትብለና አሎኻ። እቶም በርገድ ንሐመዱ ክሳሀሉኻ ምዃኖም አይጠራጠርን ኢየ።

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob2691Ай бұрын

    Thank you ato gebre bahduray proud of you,keep it up

  • @shewita05
    @shewita05Ай бұрын

    ኣነ ዘስሓቀትኒ : ቪድዬ ካብ ኣስመራ ዝመጸና ኢልካስ ጎደናታት ምርኣይ። እዚ ድኣ ካብ ዝኾነ ፊልምታት ኢዲት ጌርካ ምምጻእ’ዩ።እቲ ሓሳብ ግን ጽቡቅ ይመስል።

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297Ай бұрын

    እዚ ቪድዮ ኣተንሽን ንምስሓ ኢሎም ኢዮም ኣምጺኦሞ እዝኦም spy ኢዮም ።ንመስሓቢ ኢሎም ኢዮም እዛ ቪድዮ ኣምጺኦም ኩላትና ስለያ ኢና ኔርና ጽቡቅ ንፋለጥ ኢና!!!!!!!!!!!!!

  • @Araya-uj3hk
    @Araya-uj3hkАй бұрын

    ገብረ ጽንግሊል ፍርሒ ክስዓር አለዎ ኢሉና አበይ ነይሩ አብዚ ናይ 30 ዓመታት ናይ ራዕድን ጭቆናን እዋን

  • @samielyohans8942
    @samielyohans8942Ай бұрын

    ካብዚ መስፍን ዝብልዎ ሰብ ኩሉኻ ተቃላሳይ ተጠንቀቕ። ኮምፓስ ተቃለስቲ ንምብልሻው ዝገብሮ ዘሎ እዩ ኣቶ መስፍን።

  • @WARISWERISU
    @WARISWERISUАй бұрын

    This doesn't sink in! I don't see these guys as leaders. Shame on you, Henok. Why don't you challenge them?

  • @meronasgedom4208

    @meronasgedom4208

    Ай бұрын

    I’m with you 100%.

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143Ай бұрын

    Aytashwu Izi hasawi 4 gizie merkelig zqeyere hasewtiiiii

  • @dawitseyoum7463
    @dawitseyoum746329 күн бұрын

    👍👍👍✌✌✌🙏🙏🙏 ብጣዕሚ ተስፋ ዓወት ዘራጉድ ኣቅርቦት

  • @tekleweynikidane6467
    @tekleweynikidane6467Ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ኣጆኹም ዓወትና ቀሪባ አያ 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @dawitmehari6865
    @dawitmehari6865Ай бұрын

    ኣቶ መስፍን ኣንድነት ምም ኢትዮጵያ ትብል ነይርካ ሕጂ ድማ ናትና ሓሳብ ኣይነበረትን ናይ ኢትዮጵያ እዩ ትብለና ኣሎኻ እዚ ሕጂ ኸ ናይ መን ሓሳብ እዩ እቲ ወከልቲ ኢና መንግስቲ ኣብ ደገ ትብለና ኣሎኻ ምስ መን ኮንኩም ወከልቲ ናህዝቢ ኮንኩም ህዝቢ ኸ ብኸመይ ክኣምነኩም እንደገና ን ብ ንሓመዱ ድማ ከም ሰራዊት እምበር ከም ካልእ ኣይትርእዩዎን እዚ ዘይእመን እዩ .

  • @mengedihaqiterarikinaybhaqi

    @mengedihaqiterarikinaybhaqi

    Ай бұрын

    Henog a nezom Sebat Azi komment Riem nab Libom kimlesu .

  • @davelove3926
    @davelove3926Ай бұрын

    Meley 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙

  • @zemoy3439
    @zemoy3439Ай бұрын

    ብራቮ ሄኖከ👏 እንካኳዕ ናብ ሚድያ አምጻካዮም። መንግሰቲ ኢትዮጽያ ሰለምንታይ ነዚኦም ጸዊዑ? ብሕልፊ ካአ ንአቶ መሰፍን? ካብዚ ከሉ ምንቅሰቃሳት ካብ ይኣከል ስጋብ ብርጌድ ንሓመዱ ነዚኣቶም ተደልዮም ሕቶ አዮ ኤርትራውያን አሰተውዑሉ። ናይ ደገ መንግሰቲ አኮ ዝመሰረት ኩሉ ሰብ አብ ዘለዎ ዐዲ ተመዝጊቡ መረሒኡ መሪጹ ካብ ሃገራት ናብ ዓለም ላካዊ ግራካ ባይቶ ትመርጽ ፖርላማ ትገብር። አተዘይኮነ ከይንዕሾ ሎሚ ነምጾኦ ለውጢ ፍጹም ለውጢ ከአውን ንትጋህ።

  • @belaineshyohannes4926
    @belaineshyohannes492624 күн бұрын

    How can people participat to you guys,I am very ipressed to this arrangment and ideology,because this is very needed.👍👊

  • @micaelagostino333
    @micaelagostino333Ай бұрын

    በጃኹም ንሕና ከምዚ ሒዝና ኣሎና በዚ ክንሰርሕ ዝብል ዘይእመን እዩ። ናይ ወጻኢ ጉዳይ ካብ ውሽጢ ብርገድ ንሓመዱ ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ትሕቲ ወጻኢ ብርገድ ንሓመዱ ክትሓባበሩ ይኽሉ እዮም። ስለዚ ንጠንቀቅ።

  • @abebaviard60
    @abebaviard60Ай бұрын

    ከምዚአቶም ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ሰምኤ አይፍጥን ናይ አበይ አሕመድ ጠበቃታት እዮም ዝመሰሉ ንአቢይ በትሪ ዝቅቡሉ ኢየ ዘሓሰብ መሊሶም ከአ ፅልኢ መሰ ወያነ ዘሎዎም ይመሰሉ ከመዚ እበልካ ዝመፅእ ሰላም የለን

  • @stevetsegay3930
    @stevetsegay3930Ай бұрын

    Thanks for the invite. Where and how can we get in touch with this new government?

  • @Hereawnet
    @HereawnetАй бұрын

    እዚኦም ከምዚኦም ዝበሉ ሉኡካት ህግደፍ እዮም ዝኮነ ብርጌድ ንሓመዱ ክታለል የብሉን:: ዋላ እዚኦም ሓቄኛታት ተቃለስቲ ኩኮኑ ይክእሉ እዮም እቶም ዝሰድሎም ግን ተቃወምቲ ተመሲሎም እዮም ምስኦም ዝራከቡ ስለዚ ሕጂ ብርጌድ ንሓመዱ ይቀርበና ስለ ዘሎ ኣብ ውሽጡ ኣቲና ክንብትኖ ኣለና ብዝብል እዮም ከምዚታት ዝሰዱ ዘለዉ::ስለዚ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክንጥንቀቀሎም ኣለና ምክንያቱ ምስ ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኣለና እናበሉ ክብቱኑ ዝተኣላእኩ እዮም ስለዚ ንጠንቀቀሎም

  • @TV-cr9mb
    @TV-cr9mbАй бұрын

    Bregedy seb gerna alena zey meman hasewtiy eyom zmeslu

  • @BN_Ageneration_mussie1973

    @BN_Ageneration_mussie1973

    28 күн бұрын

    👌

  • @GhebrihiwetAsfaha
    @GhebrihiwetAsfahaАй бұрын

    Thweku keythlwu atum sebat.

  • @tsgeredahailu9462
    @tsgeredahailu9462Ай бұрын

    💙💙💙💙💪🏾💪🏾💪🏾✅️

  • @isaiasasfaha8749
    @isaiasasfaha8749Ай бұрын

    ክቡር ሓው ሄኖክ ኩሉስ ዝኾነ ምኾነ: ይኹን'ምበር እዚ መስፍን ዝተባህለ ሰብ ኣብ ቅድሚ ሕጂ ኮነ ሕጂ ኣብ ERIPIM ኣቕሪብዮ ኣብ ዘለኻ: ዝህቦ ዝነበረን ዘሎን ዘይርጡብን ዘይብሱልን ትንታነ የሰክፍ: ከም ሳዕቤኑ ክኣ ንኤሪፒኤም ዘለዋ ተኣማንነት (Credibility) ከየጎድል ምጥንቃቕ::

  • @filmongerye9062

    @filmongerye9062

    Ай бұрын

    Xbuk aleka kbri kalsin kbri chanel abadinemo ko

  • @fiomorichannel1311
    @fiomorichannel1311Ай бұрын

    💙💙💙🙌

  • @asmarino1520
    @asmarino1520Ай бұрын

    ኩላትና ክንናበብ ኣለና ዉዱበይ ዉድብካ ዘይኮነ ኩሉ ብርጌድ ንሓመዱ ዝፈልጦን ዝሳተፎን ሓድሽ ወተሃደራዊ ቦታ ሓቲትና ቃልስና ባይታዊ ንግበሮ

  • @Mandela525
    @Mandela525Ай бұрын

    ኣንታ ኣበይ ከይደ እየ ኡኡኡኡይይይይ ዝብሎ 😂😂😂😂

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    ABTA DELEKHAYA KONKA DHAR KIA MEN EYU MO KISEMAKA? " LOVE UR SELF" KULU DHREKHA EYU

  • @mulubeiene3583

    @mulubeiene3583

    Ай бұрын

    Nice one

  • @ghirmaygenremedhin5246
    @ghirmaygenremedhin5246Ай бұрын

    እዛ ቪዲዮ እዚኣ ኮነ ኢልካ ካብ ህግደፍ ዝተለቀት ክትከውን ዘሎ ተኽእሎ ይበዝሕ ካብ ናይ ባሓቂ ንይ ብርጌድ ንሓመዱ። ከምቲ እኳኣ ኢትዮጵያ ስለያ ጅግደግ መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝብል ድራማ።

  • @st-jf9hv
    @st-jf9hvАй бұрын

    በርገደይ ንጠንቀቅ ፣እዛ ቪድዮ ብህግደፍ ዝትደረሰት ኢያ ። ነዚ አሚንና ስልጣን ክንህቦም ድዮም ደልዮም ፤ ደሃር ቃልስና ክጨውይዎ።

  • @user-op2hw2md4x
    @user-op2hw2md4xАй бұрын

    ንሕና ጥራይ ኢና ምስ ፌደራል መንግስቲ ርክብ ክህልወና ካለኦት ክስዕባና ጥራይ ኢዩ ዘለወን ዝብል ዘይቅርዑው ኣበሃህላ ኢዩ። ዝተፈላለያ ምንቅስቓሳት፡ ሲቪክ ማሕበራትን ውድባትን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልና ዝውክሉና መራሕቲ መሪጽና ቃልሲ ክንቅጽል ኢና እንተትኸውን ቅብልቲ ምኾነን። እዚ ንዓና ጥራይ ኣተርንዑና ምባል ግን ከምቲ ሻዕብይ ሜዳ ኤርትራ ልዕሊ 1 ውድብ ክጸውር ኣይክእልን'ዩ ዝበለቶ ኢዩ ዝመሳሰል። ብኻልእ ሸነኽ ድማ ንሕና ፖለቲካዊ ሸፈነ ጥራይ ኢና ንዄነኩም ዝብል ብሓቂ መስሓቕ'ዩ። ሞት ብጥቓይ ክትሓልፍ የብላን ዘስምዕ'ዩ። For me it doesn't give sense!

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    TFELIT SEB TIMESIL KAB TSEHUFKA. B N HAMEDUSS N MENGSTI ERITRA KIGIMTILO? ABEY KOYNU? BKHAMAY?

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670Ай бұрын

    እዚ ሰብአይ መስፍን ዝባሃል ዝእመን ሰብ አይኮነን ።

  • @user-kf2oz9ez5p
    @user-kf2oz9ez5pАй бұрын

    መኪና አይራእናን

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw12 күн бұрын

    KULUKHUM DEGEFTEKHUM TEKAWEMTKHUM: DENAKUR BUDATAT HASADAT HAMEYTI RESHAT KENEAT ABZA SEAT EZIA HZBI ERITRA MIS EZI KULU...BSELAM ZNEBRELA ZELO GEZE SELAMU ZEYTDELYU EKHUM:: DEM ZEYBLKUM:: HADE NAY HZBU HALYOT ZEYBLU:: "ERITREA BY ERITREANS IN ERITREA TO ERITREANS IN ERITREA 🇪🇷::"

  • @gerekefle6222
    @gerekefle6222Ай бұрын

    Ezi mesfn zbhal hmake hasab zelewo delay sltan❤❤❤

  • @tsorona2005
    @tsorona2005Ай бұрын

    This is a great achievement. However, we need to be careful. There may be some imposter's among us caution is necessary.

  • @AmericanBestwings
    @AmericanBestwingsАй бұрын

    Wow naybehaki tesfa gerena, ajokum Bergedawiyan hezbi misakum eyu💙💙💙✊✊✊🙏🙏🙏 ezi nay hgdf propoganda aytegedesulu eti naybehaki bedul ertrawi misakum iyu💙🙏✊

  • @merybella5692

    @merybella5692

    Ай бұрын

    ኣቱም ህዝቢ በጃኹም ኣስተውዕሉ ሆሆ ገዲፍና ነስተውዕል ኣነ ብፍጹም ኣይኣምኖን እየ።

  • @tirhasberhe8571
    @tirhasberhe8571Ай бұрын

    💙❤️💙❤️💙❤️🌿🌿🌿

  • @eyobeltesfamicael4161
    @eyobeltesfamicael4161Ай бұрын

    At ksab ma,as ekum bseb ktstawetu.ab wshut mekina werket tsifka. Seb zey ri,o.antay ke,abselkum ab hasot tnebru.

  • @Mezenay
    @MezenayАй бұрын

    Naymen mengsti men zmeretsom eyom ezyom....abey ztsenhu eyom ke waeeeee eske suk elkum geza geza aytsawetu belom 😢

  • @jtjontewelde6037
    @jtjontewelde6037Ай бұрын

    ኣፍ ክኽፈት ርአሲ ይምዘን ድዩ ዝብሃል። ሙሁር ንዓ ወጻአ ስለ ህዝብኻ ደበል፡ ለባም ንዓ፡ ኣቦታት ንዑ ነዚ መንአሰይ ሓግዝዎ ክብሃሉ ከምዘይ ሰምዑ ዘጽቅጡ ዝነበሩ፡ ሎሚ ብርግድ ንሓመዱ ክመተሎም ሓለይቲ ኮይኖም ክመጽኡ ከለዉ ዝገርም አዩ። ስለዚ ኩልኻ ብርግድ ንሓመዱ ልቢ ገርካ ቃልስካ ባዕልካ ተኻታተል።

  • @user-es7en4qx4b
    @user-es7en4qx4bАй бұрын

    Aegekum..aeweat..misakum

  • @mesfinghide6390
    @mesfinghide6390Ай бұрын

    ዓቢ ጥንቃቐ ዘድልዮ ጉዳይ እዩ ብፍላይ እዚ መስፍን ዝብልዎ ሃለውለው ዘብዝሕ ከምኡውን ክንደይ ግዜ እዪ ፖሎቲካ ክቐያይር ከም ኩዑሶ ጠረብ ጠረብ ኢሉዩ። He has no credibility att all !!!!

  • @mgm4286
    @mgm4286Ай бұрын

    Wawwwww

  • @mekonnentesfamariam6291
    @mekonnentesfamariam6291Ай бұрын

    ተደነግርሎም አለኩም ክፈሽሉ ተቃልዑ አለኩም ምስጢር ዘይቱሕዝዎ ናይ ግድን ድዩ ኩሉ ክትዛረቡሉ እዋእ

  • @natutsegazeab4440
    @natutsegazeab4440Ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ውትድርና ወይ ስለያ ትፈልጡ'ዳ ብሓቂ ክንዛረብ እንተ ኾይና ውጺኢት ጊጋና እዩ ነዊሕ ግዝየ ዝወሰደልና ዘሎ እዚ ቃልሲ በቃ ናይ ሆይሆይ ኮይኑ ቃልሲ ግን ከምዚ ኣይከነን ።ቃልስና ሳላሕታዊ እዩ ክኸውን ዘለዎ ።ሆሆ ኣይነብዝሕ በጃኹም ዝገብር ነዲኡ ነይነግር ኣብ ውሽጢ ዝግበር ኣብ ማስሚድያ ኣይነውጽእ እዚ ነጻላኢ ምድላው እዩ ።ካብ ዛሓለፈ ቃልሲ ህዝቤ ኤሪትራ ክንማሃርን ተመክሮ ክንወስድ ንኽእል ኢና ። ኣብ ግዜ ቃልሲ ህዝቤ ኤሪትራ እቲ ዝበዝሐ ስራሕ ፈዳይን እዮም ዝሰርሕዎ ኔሮም ብውሑድ ዓቅሚ። ስለዚ ሕጂ ውን ብሳላሕታ ብዘይ ዋዕዋዕ ብውሑድ ክሳራ ለውጢ ክነምጽእ ንፈትን በጃኹም ።ውሑዳት ሰባት እዮም ነዛ ሃገር ኣብ ገደል ዘእትውዋ ዘለው ስለዚ ነዞም ሰበት ብመጽናዕቲ ብውሑድ ክሳራ ምውጋዶም ከምዚኣ እንተ ጊርና ለውጢ ክነምጽእ ኢና።

  • @eritrealovely3638

    @eritrealovely3638

    Ай бұрын

    ✅🙏✅✅

  • @michaelzereyohannes3072
    @michaelzereyohannes3072Ай бұрын

    አታ ሄኖክ መስፍን መደናገሪ ዓጀውጀው እንታይ ክትረክብ አብዚ አቅሪብካዬ ተጋጊካ ሙሁራት ሲኢንካ አይፋልካን

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492Ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @daero2008
    @daero2008Ай бұрын

    Kulu anxar shabiya skales hayli ktebabae alewo . Jemirkumo zelekum guezo xbuk eyu emo kexlwo❤

  • @febenmakonnen7596
    @febenmakonnen7596Ай бұрын

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽💙💚💙🙏🏽🙏🏽🙏🏽 God is Love

  • @kabnab8344
    @kabnab8344Ай бұрын

    “ሃገር ቅድሚ ምቕያርካ ነብስኻ ቀይር” ዝብል ኣገዳስነት ውልቃዊ ለውጢ ከም መበገሲ ንከባቢ ዓለም ብኣወንታ ንምጽላው ዘጉልሕ መግለጺ እዩ። እዚ ሓረግ እዚ ቅድሚ ከም ማሕበራዊ ይኹን ፖለቲካዊ ናይ ግዳማዊ ለውጢ ንምምጻእ ምፍታንና ኣብ ውልቃዊ ዕብየትን ምምሕያሽን መንገዲ ምጅማር ኣገዳሲ ምዃኑ ይሕብር። እቲ ኣምር ሓቀኛን ነባሪን ለውጢ ካብ ውሽጥና እዩ ዝጅምር1 ዝብል እዩ። መን ምዃንና ብምቕባልን ብምርዳእን ጥራይ ኢና፡ ዝበለጸ ስሪት ገዛእ ርእስና ክንፈጥር ክንጅምርን፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ንከባቢና ኣብ ምቕያር ዝያዳ ኣድማዒ ኣበርክቶ ክንገብርን እንኽእል። ኣብዚ እዚ ንነብስኻ ምቕዳም ናይ ርእሰ ፍትወት ተግባር ዘይኮነስ ድሕሪኡ ንኻልኦትን ነታ እንነብረላ ዓለምን ክትከናኸን ንኽትክእል ኣድላዪ ስጉምቲ እዩ።

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    1976 ADDIS ABEBA. ANE : CHIGIR ALEH? AMHARAY: YANTEN CHIGIR AKALIL MEJEMERIA!

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135Ай бұрын

    አብ መጨረሻ ብሕጋውነት ክንዛዝማ ትብል ዓባይን እዋናዊትን ቃል ጥራይ ዘይኮነት: መተከላዊት ቃል እያ:: አብ መጨረሻ ድማ ብሰላም ሃገርና ናብ ሕጋውነት ዲሞክራስን ምስግጋር እዩ::

Келесі