Jstudio ሓዱሽ ወፍሪ ሻዕብያ ካብ ኣስመራን ዱባይን። ተቓለስቲ ብስልኪ ክሕነቑ?
Join this channel to get access to perks:
/ @jstudio1
support Jstudio donorbox.org/support-our-chan...
website Jstudio jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three KZread Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
Jstudio Team.
Пікірлер: 115
gofund.me/73cc7b01
@piealpha795
27 күн бұрын
ብቁጥዔ ፣ ብሃውሪ ፣ ብስምዒት እተጓሳጉሶም ምትእኽኻባት ግዚያውን ናይ ጽልእን ቅርሕትን ሆይሆይታ ካብ ምዃን ሓሊፎም በኒኖም እዮም ዝጠፍኡ፣ ቃልሲ ኣይኾኑ ፣ ሜላ ቃልሲ ኣይኾኑ ፣ ኣብ ሕብረተሰብ ዘስርጽዎ ጽልዋ እውን ሃልዩ ኣይፈልጥን ፣፣ ብርጌድ ዝዓበዱ ብተጋሩ ተጠጂኡ ዝተጾምቀ ፍሹልን ቀይዲ በተኽን ምትእኽኻብ ዓዋሉ እዩ ፣፣ ኣባላቶም ድማ 75% ጽይሩያት ተጋሩ በቲ ኣብ ኹናት ዘጋጠሞም ስዕረት ደም ዝተሓልብ ክኾኑ ኸለዉ ፣ 10 % ተወሊጄ ፣ 10 % ደቂ ኣርብዓ ፣ 5% ድማ ደቃሉ ፣ ሕማቅ ታሪኽ ዘለዎም ሰባትን መሰለታቶምን እዮም፣፣ ናይ ሓባር ሮቋሒ ናይዞም ሰባት ጽል'ኢ ኤርትራን ኤርትራዊነትን እዩ ፣፣ እዚኣም ሰባት እዚኦቶም ኹሉ ሕማቅ ፈቲኖም ኣለሽ ምስ ኣበልናዮም ፣ ኸም ቀቢጸ ተስፋ መጣልዒ ብርጌድ ዝዓበዱ ኢሎም ፣ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎም ፣ ናይ መስተን ካልእን ወልፍታት ጉዙኣት ድኾኑ ድኹማት ቁሩባት መዳምቅቲ ኤርትራውያን ብገንዘብን ብጥቅምን ኣስዲዖም ወይ ድማ ጸምቢሮም ዝተበገሱ እዮም፣፣ እዚ ኹሉ ቀያሕን ብጫን ፣ ቴትራሳይክሊን ( ባንዴራ ማሌሊት) ሒዙ ዝዓብድ ዝነበረ ትግራዋይ ኣብ ዳያስፖራ ሰማያዊ ሻርባ ፣ ስማያዊ ካናቴራ ብከቢድ ወጻኢታት ገዚኦም ብርጌድ ዝዓበዱ ኢኻ ኢሎሞ ፣ ዕማሙ ድማ ኣብ ጽምብላት ኤርትራውያን እንዳ ኸድካ ሽግራት ምፍጣር ( ሆሊጋኒዝም) እዩ ኢሎም ኣብ ኣውሮጳ ፣ ኣብ እስራኤል ፣ ኸም'ኡውን ኣብ ሰሜን ኣሜርካ ፋሕ ኣቢሎሞም፣ እዚ ዕብዳን እዚ ኣበይ ከም እዘብጽሖም ድማ ኩላትና ብሓባር ርኢናዮ ኣለና። እታ ዓባይ ነጥቢ ከልዕላ ደልየ ዘለኹ ግን እታ ታሪኻዊት ባንዴራና ፣ መበገሲት ቃልሲ ኤርትራ ፣ ባንዴራ ኢድሪስ ሓምድ ዓዋተ ፣ ባንዴራ ወልደኣብ ወልደማርያ ፣ ባንዴራ ኢብራሂም ሱልጣን ወዘተ ሕጂ ድማ በቲ ደቃ ዘፍሰሱላ ደማ ብቀይሕ ደሚቃ ፣ በቲ ደቃ ዝብርብርዎ ደለዉ ማዕድናታ ብብጫ ፣ በቲ ከልምዕዋ ዝቃለስዎ ደለዉ ቀጠልያ ሕብሪ ደሚቃ እምበር እታ ባንዴራ ንሳ እያ ፣፣ ስለዚ ኣየራኻስዋ ፣ ሕማቅ ዳኣ ኣይግበሩዋ እምበር ተሸኪሞማ ምዝሮም ግቡኣም እዩ ፣ ባንዴራ ኤርትራ ዘይኸበረካ ድ'ኣ እንታይ ክተኸብር ? እዛ ኩላ ትግራዋይ ደም እንዳ ጠዓሞ ቴትራሳይክሊን ተሸኪሙ ዝኸይድ ዝነበረ ፣ ባንዴራ ኤርትራ ሻርባ ምስ ገበሩሉ ፣ ካናቴራ ምስ ወደየ ካብቲ ንዓመታት ዝሳቅይዎ ርእሰ ምትሓት ግዚያዊ መዓገሲ ረኺቦም ፣ ወዞም ከማን ተቀይሩ ፣ ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ዝኾኑ ኾይኑ ተሰሚዕዎም ፣ ተስፋ ሂባቶም ባንዴራና ፣ ተስፋ ጽቡቅ እዩ ዘይተረዶም ነገር እንተሎ ግን ባዴራና ጨርቂ ጥራሕ ኣይኮነትን ኽብርን ፣ ኽብርታትን ኣለዋ ፣ ባንዴራ ኤርትራ ሒዝካ ምጉያይ ኤርትራዊ ኣይገብረካን ፣ ኣብ መጨረሻ ክብሎ ዝደሊ ድማ ካብቶም ሰባት እታ ሰማያዊት ሻርባ ወይ ድማ እታ ኻናቴራ ትኸብር ፣ ባንዴራና ስለ ዝኾነት ፣ ስለዚ ኣብቲ ደጋል ክሳድኩም ሰጢሕኩማ ምኻድኩም ኣይጸላእኩዎን ባንዲራን ኽብርቲ እያ እዚ እኳ ክውሕዳ
Yes exactly❤ ❤
💯
Excellent explanation regarding awrajawinet Josi! Andat, your questions and reinforcement also is great!
❤❤❤❤❤❤
Much respect ❤
Thank you brothers 🙏💙🌿💙🌿🌹🌹
THANKS JOSI ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀሲ ጂጋና ተቀላሳይ ናይ መንነቱ። They try you a lot and pushing you to make mistake , I know you strong on your Ideology . please analyse the people round you ,Specially on media. Keep Up 🙌💙 your blue revolution leader. 💙💙💙
You are truth Jesy good speech
Nay bhaqi josi hawey tkekel zereba ❤❤
excellent gosi hawey thats it
❤❤❤
Great Job very clear point we need harnet that's Mast H.G.D.F. is fashshty Grub woke up Eritrean people we need rule of law for different parts or different values vision 💙💙💙💙🛂🙏👌
💙💙💙💙💙💙💙💙
Hi Andat Jo's, You are the best, thanks for everything u do 💙💚💙💚💙💚💙
💙💙💙💙💙💙💙
Josi blux bhaki 💙💚💙💚
❤❤❤❤❤
I was there since april 10 to june 5 2024 in Mekele @kebele 17 near the residence of dr.Debresion so shabia is desperate ready to send toxic news Mekele is peace and calm city.
❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🙏
Our hero 💪💪💪💙💙💙🙋🙋🙋
Ybel zereba seltene gn awrajawi eyu deqihade awraja endabele guday yebalashu alo
Excellent Josi boy❤❤❤
አይሰማዕን ዘሎ
Josi bravo ከምዛ ዘለካያ ቀጽል ንዝኮነ ከማ ግብረ መልሲ ከይትህብ❤❤
❤
I love ክፍ ሎም 👍🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤Jossi ደመይ ንጉስ ነገስታታ
❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💐💙💙💐💙🦋🫶🏻🌿🫶🏻🙏😊😊😊😊
Please check with the voice. I cannot hear
ናይ አንዳት ፍሽኸታ ካኸይፈኒ ማዓትዩ።
👍👍👍👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️💛💚💙💚💙💚💙💚💙
Perfect advance
ብቁጥዔ ፣ ብሃውሪ ፣ ብስምዒት እተጓሳጉሶም ምትእኽኻባት ግዚያውን ናይ ጽልእን ቅርሕትን ሆይሆይታ ካብ ምዃን ሓሊፎም በኒኖም እዮም ዝጠፍኡ፣ ቃልሲ ኣይኾኑ ፣ ሜላ ቃልሲ ኣይኾኑ ፣ ኣብ ሕብረተሰብ ዘስርጽዎ ጽልዋ እውን ሃልዩ ኣይፈልጥን ፣፣ ብርጌድ ዝዓበዱ ብተጋሩ ተጠጂኡ ዝተጾምቀ ፍሹልን ቀይዲ በተኽን ምትእኽኻብ ዓዋሉ እዩ ፣፣ ኣባላቶም ድማ 75% ጽይሩያት ተጋሩ በቲ ኣብ ኹናት ዘጋጠሞም ስዕረት ደም ዝተሓልብ ክኾኑ ኸለዉ ፣ 10 % ተወሊጄ ፣ 10 % ደቂ ኣርብዓ ፣ 5% ድማ ደቃሉ ፣ ሕማቅ ታሪኽ ዘለዎም ሰባትን መሰለታቶምን እዮም፣፣ ናይ ሓባር ሮቋሒ ናይዞም ሰባት ጽል'ኢ ኤርትራን ኤርትራዊነትን እዩ ፣፣ እዚኣም ሰባት እዚኦቶም ኹሉ ሕማቅ ፈቲኖም ኣለሽ ምስ ኣበልናዮም ፣ ኸም ቀቢጸ ተስፋ መጣልዒ ብርጌድ ዝዓበዱ ኢሎም ፣ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎም ፣ ናይ መስተን ካልእን ወልፍታት ጉዙኣት ድኾኑ ድኹማት ቁሩባት መዳምቅቲ ኤርትራውያን ብገንዘብን ብጥቅምን ኣስዲዖም ወይ ድማ ጸምቢሮም ዝተበገሱ እዮም፣፣ እዚ ኹሉ ቀያሕን ብጫን ፣ ቴትራሳይክሊን ( ባንዴራ ማሌሊት) ሒዙ ዝዓብድ ዝነበረ ትግራዋይ ኣብ ዳያስፖራ ሰማያዊ ሻርባ ፣ ስማያዊ ካናቴራ ብከቢድ ወጻኢታት ገዚኦም ብርጌድ ዝዓበዱ ኢኻ ኢሎሞ ፣ ዕማሙ ድማ ኣብ ጽምብላት ኤርትራውያን እንዳ ኸድካ ሽግራት ምፍጣር ( ሆሊጋኒዝም) እዩ ኢሎም ኣብ ኣውሮጳ ፣ ኣብ እስራኤል ፣ ኸም'ኡውን ኣብ ሰሜን ኣሜርካ ፋሕ ኣቢሎሞም፣ እዚ ዕብዳን እዚ ኣበይ ከም እዘብጽሖም ድማ ኩላትና ብሓባር ርኢናዮ ኣለና። እታ ዓባይ ነጥቢ ከልዕላ ደልየ ዘለኹ ግን እታ ታሪኻዊት ባንዴራና ፣ መበገሲት ቃልሲ ኤርትራ ፣ ባንዴራ ኢድሪስ ሓምድ ዓዋተ ፣ ባንዴራ ወልደኣብ ወልደማርያ ፣ ባንዴራ ኢብራሂም ሱልጣን ወዘተ ሕጂ ድማ በቲ ደቃ ዘፍሰሱላ ደማ ብቀይሕ ደሚቃ ፣ በቲ ደቃ ዝብርብርዎ ደለዉ ማዕድናታ ብብጫ ፣ በቲ ከልምዕዋ ዝቃለስዎ ደለዉ ቀጠልያ ሕብሪ ደሚቃ እምበር እታ ባንዴራ ንሳ እያ ፣፣ ስለዚ ኣየራኻስዋ ፣ ሕማቅ ዳኣ ኣይግበሩዋ እምበር ተሸኪሞማ ምዝሮም ግቡኣም እዩ ፣ ባንዴራ ኤርትራ ዘይኸበረካ ድ'ኣ እንታይ ክተኸብር ? እዛ ኩላ ትግራዋይ ደም እንዳ ጠዓሞ ቴትራሳይክሊን ተሸኪሙ ዝኸይድ ዝነበረ ፣ ባንዴራ ኤርትራ ሻርባ ምስ ገበሩሉ ፣ ካናቴራ ምስ ወደየ ካብቲ ንዓመታት ዝሳቅይዎ ርእሰ ምትሓት ግዚያዊ መዓገሲ ረኺቦም ፣ ወዞም ከማን ተቀይሩ ፣ ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ዝኾኑ ኾይኑ ተሰሚዕዎም ፣ ተስፋ ሂባቶም ባንዴራና ፣ ተስፋ ጽቡቅ እዩ ዘይተረዶም ነገር እንተሎ ግን ባዴራና ጨርቂ ጥራሕ ኣይኮነትን ኽብርን ፣ ኽብርታትን ኣለዋ ፣ ባንዴራ ኤርትራ ሒዝካ ምጉያይ ኤርትራዊ ኣይገብረካን ፣ ኣብ መጨረሻ ክብሎ ዝደሊ ድማ ካብቶም ሰባት እታ ሰማያዊት ሻርባ ወይ ድማ እታ ኻናቴራ ትኸብር ፣ ባንዴራና ስለ ዝኾነት ፣ ስለዚ ኣብቲ ደጋል ክሳድኩም ሰጢሕኩማ ምኻድኩም ኣይጸላእኩዎን ባንዲራን ኽብርቲ እያ እዚ እኳ ክውሕዳ
Thanks andaht i need u to asked taftd cautions peals thanks
Tnx josi I always agree wz you,nezi zkeyd zelo mflilay enko ageb tibel zeleka seb nskan ema asenan ekum,kalie kula asqita eya zela zgerm eu natna neger,kndey hiwet ztekeflo qalsi b awuraja emo kea kab teqalesti ena behalti 10 mot eu,nxelaetna kea abi edel mkfat eu mo,degagimkum ageb ktblwo nlabo tnx❤
ድምጺ የለንኮ
Hi Andy asked hem what is doing ilsa sheroum is good balance tolling ? Asked hem please thanks Andy
የስ 3
Selam Jos and adat 🩵💊
Gurub zifegru zelewu BAOL Awet kar Seltene tetenkeku
If the struggle doesn’t go the second step it go division
Kkkkkkkkkkkkkk al Joseph. Wefri selam eya kemzi tigebreka zela.felitnak. Himak sebi eka telam.may telanit.hankas
Josi smart hawena ajoka kulu b wushty zelo seb mennety mes bele eyu n bale seltene kone neu meseltu n hade awraja kone seb kharumu kelewo nsika wun seltene ageb belo eka
Josi maleti nezi denb fthi merahi eka niska merahi nay berged nhamedu eka
Hi my friend andit i sorry i do mess esspllin
Bhaki tehatei etom ankefti eyom
aseyyyyyyyyyy❤❤❤❤❤❤❤ thanks❤❤
JOSEF NISIKA EQUA ERITREA GEDEL TIETO ELKA EKA. ERITREA NAY BEYNIKA DIYA? ETOM KALIOT KE DEQI HAGER DO AYKONUN? ERITREA EQUA NAY ERITRAWYAN EMBER NAY TEGARU AYKONETIN. SHAEBIA MALET ERITREA MALET EKO EYU.
መን ድዩ መሃንድስ ጉባኤ ናይ ዕለት 16ን 20ን?
Josy is a real mature politician
ሓቂ እዩ ካብ ዕስለ ውጹ ነጽሩ ብዕስለ ጠጦው ኣብሉ ዕስለ ብዄርያ ዕስለ ኣዛብእ ዕስለ ኣኽላባት ዕስለ ይባሃሉ ተመሪሖም ይኸዱ ሕጂውን ዕስለ ጠጦው ኣብሉ ኣይጠቕምን ውድቀት እዩ ስለምንታይ ዝብል ኽፍጠር ኣለዎ ምሕታት ንልመድ ናይ መወዳእታ ካካካ ጆሲ ክቐርብ የብሉን ዋዕ ጭራሽ ኣኣኣ ነጊሮምና ማለት ዕስለ ኣይማሃርን
ተባዕታይ ተንታኔ ጆሲ
Josi eu memhrnan merahinan
Nexir sfah teawet leka kulu ngzye alewo xbuk u
ጆሲ ዓቢ ሰብ ንስኻ ለባም ን መስተውዓልን ኢኻ ካልእ ዓቢ ነገር ንመጻኢ ንጽበየካ መራሒና ኢኻ ከምዚ ዓይነት ኔው በሎ አብ መጻኢ ብሕጊ ክትመሩሑና ኢና ንጽበየኩም ዘሎና።💙💙💙💙💙💙
ኤርትራ ናይ (9)ብሄራት ሀገር ኢያ ኤርትራ ንሐደ አይትቀርቦ ንሐደ አይትሪሕቆ (9)ብሄራት ብሐባር ተካባብርና እንተተቃልስና ብሐባር ሐራ ክንወጽእ ኢና ነንሕደና ክይተኸባበርና እንዳትዘናጠልናን እንዳተናዓዓቅናን ግን ብሐባር ኩሉና (9)ብሄራት አብ ባሪነት ተቆሪንና ክንነብር ኢና ብፍላይ ዚገርመኒ ንኤልሳ ጭሩም እቶም ደገፍቲ ህግደፍ ይቃወምዋ እቶም ደለይቲ ፍትሒውን ይቃወምዋ እሞ ነቶም ህግደፍ ዚቃወሞም እንተተቃውምና ተቃለስቲ ንሰጎም አሎና እሞ ዳአ ንህግደፍ ንሕግዞ አለና እምበር አይተቃወምናን ተቃወምትና እንዳወቃዕና እንዳጸለምናን ንድሕሪት ከም ሽንት ገመል ንዲሕሪት ንምለስ አለና ስለዙይ ቃልሲ በብእድካ ኮይኑ ክንድ ብዉዳበ ዚንጽር ይታሐዋወስ አሎ ውዳበ ብምሪጫ ሐላፍነት ብዚወስዱ ሰባት ክምራሕ አለዎ እሞ ሐደራ ንፀዋወር ንከባበር ንሕበር ክንዕወት ክንከብር ተተጋግዪ ዲማ ይቅረ ግበሩለይ ዓውት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ
ጥውም ዘረባ። ለባም ዮሰየፍ ዕድመ ይሀብካ
Ajokhum Amlakh misakhum yikhun tsubuqat
ጆሲ መቕሰን
ጆሲ ፋሕፋሕ ትብለካ ኣላ፡ ትምክሕቲኻ ዋጋ ከኽፍለካ እዩ፡ ኣብ ትሕተኻ ዝምበርከኽ ግን ዕስለ ኣይኮነን ፡ እዚ ትምልሶ ዘለኻ ትምክሕቲ እምበር ግቡእ መልሲ ኣይኮነን ፡ ሕጂ እውን ንዓይ እንተዘይመሲሉ ዕስለ እዩ፡ ካብ ከምእዚ ዓይነት ኣታሓሳስባ እንተንወጽእ ምሓሸ
ጆሲ ዓቢ ሰብ ሰማርት ዝኾንካ መንእሰይ ኢኻ ግን ነብሰካ ሓሉ ብፍላይ ካብዞም ብጾተይ ትብሎም ሰባት ዓጋመ ጉዛይ ልቦይ ኣይርከብን እዩ ፍቶ ጽላእ
@Alemaz-vi7on
Ай бұрын
ንሰክባ ዘራጊት ባአል እስኪ እኪ ሰግአት ን Joc አንበሳ!!
Tarik shabya midgam kabkone nimintay mikilas adleye dahar shefinka zizireb zereba nimen yerbih
JOSEF BIKALIEE MEDIA KEDKA ENTE TIHITET XIBOOQ NERU. AB STDIOCA NI MESARAHTICA HITO HIBKA HITETNI ELKA MIZIRAB MEN YIAMNEKA WO MEN YIQIBELEKA? HAGER EKO BI DEQEBAT EYA TIMEHADER 9 SHAEBIA ERITREA AB HAGEROM EYOM ZELEWU.
JOSI እዚኦም ቖልዑት ኣይትበል በጃኻ። ከም ሓሳብ
Yes u r write jstudio don’t worry do what you are doing thanks
Jesi zibilwo zelo nestewuolelu atum ahizab Eritrea hangol a nesrahayo mistiwuoli yedlena alo
Eziem nay Seltene gurub gnazikum mistiwuoli zedil zelo
ጆሲ ሃወይ አዜኦም ናይ ኣውራጃ ሕማም ዘልውም ብባዓል ሰልጠን ዚተላኩ አዮም ንዓክይም ንምህራም
@goitompaulos7143
Ай бұрын
Jesi HAYAL seb EYU nihabhibo nihaluwo aziyu bulutsi seb eka
@hiyabielyared5541
Ай бұрын
ሰልጠነ ንሕማቅ አይልእኽን እዩ። ካልእ እንተለካ አምጽእእ
@SabuTedi-dl6du
29 күн бұрын
Yakibheb zelewo seb eu
Josi opportunist
ጀዝባ ውሻ
ዕስለ ክክክክክክ
ዓንዳት ሓወይ ንምንታይ እኻ ጆሲ ክዛርብ ከሎ ትኾልፎ ኹሉ ግዜ ይፎትወኩምየ❤😊
❤❤❤እታ ዕስለ እንብላ ዕስለ አክላባት ዕስለ ንህቢ ዕስለ አንበጣ ገለ ካብ ዝፈልጠንየን!! ንአብነት ዕስለ ከልቢ መዓስዮም ዕስለ ዝኾኑ እንተኢልኩምኒ አብ ግዜ ጾታዊ ርክብ ናይ ሓንቲ አንስተይቲ ከልቢ'ዩ !! አክላባት ዝብኢ ንምግጣም ወይ ጸላኢ ከባሩሩ ዘይኮኑስ ከምቲ ዝበልኩኹም አብ ልዕሊ እታ አንስተይቲ ዘሎ 1 (ሓደ) ከልቢ እንከሎ አብ ዙርያኦም ግን ምናልባት 20 ወይ ልዕሊኡ ዓሲሎም ንርእዮም እቲ ተረባሓይ 1 ወይ 2 እቶም ካልኦት ከምዞም ደገፍቲ አብኡ እንተድ አኬድካ ርኢካዮም ኩሎምዮም ድምጺ ዝገብሩ!! ዕስለ ንህቢ ድማ ዝገደደ ነቲ ሽም ንህቢ ምስዓብ ጥራይ እዩ ዕጭኦም! አብታ 42 መዓልቲ ዕምሮም ድማ ነታ ንግስቲ ዘድልያ ዘበለ ማይ ክእክቡ ዕምበባ ከምጽኡ ንቲ ቆፎኦም ከጽርዩ ከየዕረፍ ይሞቱ!!❤❤❤ ደለይቲ ፍትሒ ኩሉ 😊cause ዘለዎ ክሳብ ዝኾነ ዕስለ ክብሃል አይክአልን!! ጆሲ ድማ ከምኡ ዝብል ሰብ አይኮነን❤❤❤
ደደቢት ኬድካ ተዋጋእ
Way Josi anta gdef beal adey adika ab Dubay ab Adiss zbexha Kadrat ilkayen keyasruwen kkkkkkll😂
ከላእ ስክ በል ንስካ ከኣ ጀሚርካ ሚኒን እወ ዕስለ ኢና ብርጌድ ንሓመዱ ኢና ከኣ ሓቢርና ከኣ ዓድኻ ክንመልሰካ ኢና ሹኡ የራክበና።
Jedida eu
ጆሲ ንዓመታት ደገፍትኻ ኢና ናይዛጋል አብነት አምጺኻ ተላኢኻ ክበሃል ሰሚዓ ትኸውን ትብሎ ዘለኻ አይመስለንን አይትጋገ እዚ ናታ ስምዒትእዩ ደአምበር ከምዚ ዝልእኽ ሰብ አይህሉን እዩ ናአብነት ንስኻ ከምዚ ዓይነት ትልእኽ ዲኻ ሰለዚ ካልእ ክኣ ከማኻ ሕሰቦ።
ጆሲ እቲ ዕስለ ምባል ገጋ ካባኻ ዘይ ጽበዮ እዩ ተኣኪብና ዑፉን ጨዓሎ ክንጠብስ ኢና ድሕሪ ምጥፋእ ህግደፍ
ዮሴፍ ወዐግ መጽዩ ሓሶት ክነግረና። ንስመዓዮ
ጆ ሲ አ ን በ ሳ አ ፈ ብ ዓ ል ተ ወ ል ደ ኢ ዮ ብ ❤️❤️❤️
Yae Ala jigna eka jossy hawey jigna eritrawi mehderr shih aymut shih ymutu jiigna and dinamik brain aye lubona ms sire ade welida tmken elekum aleku nikulukum birged nihamedun nezom bijossy hawey zmeslun jeganu kulukumn kisenu eski eritran hizban kikiyer entekoinu biklsim tray eu nibrfed nihamedu bifursum dereja abzia dew zeybele hidegwom tray ab fedayn ziserh ab botuo dew ab godena ykun ab nesa godena zserh kea nikid tray kisenu
@nakfa8195
Ай бұрын
Birged nihamedu malet hizbi eritrea malet eu tray keyhadma kemzi nay mengustu zgebero air lune ab tihti under controle haili bahrna ab tihti under controle biswur zeydkis hizbi alewa eritrea hagerna
@nakfa8195
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nakfa8195
Ай бұрын
Air line maletey eu sorryyyy
@nakfa8195
Ай бұрын
Kisenu birged nihamedu
@nakfa8195
Ай бұрын
Nakaka reaywa ezom telamat
ተስፎም ማሃሪ ዝቦሎ ደጊምክዮ ንምታይ ኣብዚ ሳኣት
ኣስለ ንሃመማ ኣካ ትብሎ
Yes i remember yes when u go to Israel
አጁኻ ዮስየፍ ማሃሮም ንዕስለታት ንጁጅ ማጁጅ
Azika bulutsat seb eka
ኣጆኻ ዕስለ ኣንበጣ እዮም
Gaym tesfalichael dea hidegwo endo sakit eu ezi mahayo wedi ledhin Bérard akabi seldi esaiyas kkkkkkkkkk
Shiu dia zetizarebelu hiji nimntay adlyu tekolu niskum metkel yeblkumin guhafat
You guys are on mute
❤❤❤❤❤❤❤
🫂🫂🫂🫂🩵💙🩵💙🩵💙🩵🫂