Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 15 May 1- 2021 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 15 ግንቦት 1 2021 Tv SenedAntonio Tesfay
With much gratitude to Brig General Haile and Mr. Antonio for yet another great interview. Thanks.
His intelligence and smartness deserves the highest honorability a nation can crown 👑
ሰላም ወዲ ሃይለ አድመን ተናን ይምነይልካ ብምቅጻል ስዩም ወልደማሪያም (ግርፒ)ኣበይ ኢዩ ዝፈልተካ ብዛአባካ ጹቡቅ ትራይ ኢዩ ዚዛረብ ታሪካ ብታአሚ ጹቡቅ አዩ ተስፋ ይገቢር ኣብ ቀጻሊ ኪትምሊሰለይ ተዘንትዎ ዘለካ ታሪክ መወዳድርቲ የብሉን ጂግና ናይ ጀጋኑ
More respect to B/G Tekesete Haile ! Thank you so much for your services! This is unbelievable history!
A truly remarkable man! His memory is razor sharp!
Wedi haile merahi kefleserawitey neber jgna naybhaqi he is a living hero!
I wish you good luck.thanks a lot.be continue please. I’m happy about your history.
Thanks neaka nobona kea kebert yehablna ♥️♥️
Brgadier General Tekeste Haile nay BiHaqi werqi mizan eka. Antonio dima Edme yhabka. Hito natey bizaEba Mohamed Adem shagray Teqiska nerka emo asfiH ablelna
ብጣዕሚ ብዓል ጽንዓት ማንም ሰብ ዘይቕበሎ ተግባር ተቐቢልካ ምቕላስ ክብሪ ይግባኣካ ካልእ ሰብ እንተዝኸውን ምስ ደርጊ ኮይኑ ኣንጻር ህዝቡ ምተሰለፈ ነይሩ ቡዙሓት እውን ኣለዉ ንጹሃት ከንሶም ዘሐዝን እዩ
ኣየ ስረ ሓሞት ቐጽሎ ታሪኽ ጀጋኑና ውዕሎ ህግደፋውያን ክስውርዎ እካ እንተፈተኑ ኣያታት ግን ኣሎኹም ሰብ ውዕሎ
Thank you for your significant documented history✌️
You are excellent and smart general. You are war and potical hero. Thank you again.
ጅግና ማህደር ጽንዓት መረብረብ፡ቀዳሓይ
Abi memhr nay tatik ika wedi haile edmen tenan emneyelka nber kber nnafkeka
Again Amazing bravery deeds to my hero Wedi haile..!!! Very remarkable 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Thanks Tekeste you have a good memory keep it on.
Wellcome bg wedi haile
Thank you for telling us the truth history
የቀኒየልልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና ብሪጋደር ጀነራል ወዲ ሓይለ፡ ከአምኡ ኸኣ ሚስጋና ኩቡር ንሓውና እንቶንዮ።
THANKS-TO ALL WHO LOVE B.G.TEKESTE HAYLE&MEDYA I NEED A WISDOM BOOK-OF STRUGLE THAT INCLUSSIVE ALL *HEROS MARTAYRES.....
ናይ ብሐቂ ጅግና ሰብአይ
💪🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅 jgna wedi hayle ayney kalat yebleyn
where we can find his book?
General Merdasa Lelissa wrote a wonderful book about Alfa Zemecaha and Selahta Werar in details because he was the commander of these operations.
@WELDE NEGODGAD I WANT READ THE BOOK WHERE CAN I GET THE BOOK
I really appreciate Tv sensed And Abona Brig Wedi Haile eti wiletka kulu seminayo Bhaki n’Adam germo’ tbl Abayey ‘ nAdam geremo eyu zebil Edmen tienan yhabka jigna abona
🌹🌹🌹🌹🌹
Mejemerya Selam nkulahkum. Kalay neger nezi sebay zeytgedfwo eti zfelto knegrena abahagoy neru ms isias aysamamn neru hawboy neru ekele neru ekele wa tay tkonu alokum? Nkulom tegadelti bnuxur hade bhade kemxalkum aykiln eyu shihin mitin jeganu nerom nayzfeltomn nayti sewra hawahu kemey nebere eyu znegr zelo gdefwo tekararixwo alokum.
ከመይ ዝበሉ ለይለይ መንእሰያት እባ ን ስለ ህዝቢ ኤርትራ በጃ ሓሊፎም '
ክቡር ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ፡ --- ዘምኬል ከተማ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መራሕቲ ሓይልታት ህዝባዊ ግንባር እዩ ነይሩ ። ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ኣብ መወዳእታ 70ትት ኣዛዚ ቦጦሎኒ ምንባሩ'ዉን ይዉረ ። ድሓር ኣብ ዉግእ ሓድሕድ ምስ ጀብሃ ግን ኣብ ከባቢ ባርካ ብ ጀብሃ ተኸቢቡ ረዳት ክስደደሉ ሓቲቱ ፡ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ግን ኣብ ናይ ሓድሕድ ኲናት ድም ምፍሳስ ስለዘይተዋሕጠሎም ብዝከኣለካ ዉጻእ ኢሎሞ ። ንሱ ግን ብዉሳነ መሪሕነት ስለዘይዓገበ ኢዱ ናብ ጸላኢ ደርጊ ሂቡ ። ድሓር ዉን ብህዝባዊ ግንባር ኣብ ኲናት ማይ ላምን ከባቢኡን ከምዝተቐትለ ይሰምዕ ነይረ ። ዘሚካኢል ከተማ ( ወዲ ከተማ ) ምስዞም ሎሚ ዝጠቐስካዮም ኣርካናት ዝበልካዮም ብዓል ወዲ ፍትዊን ትካቦ ስዩም ( ወዲ ስዩምን ) ድዩ ነዩ ?
Selam selam ruhus awdeamet endabelku B/G Tekeste Haile edmen tnan yhabka fetari ane ab part 14 hatite neyre hitoy kea aytemelesetleyn msnay yqrietu hitoy kea Mengs Asmerom (sherifo) meswatu kea 1982 kebabi eyu tesewiu nay handesa halafi eyu neyru yeqenyeley sleti tegedasnetka B/G
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ንኹሉ እትገብሮ ቃለ ማሕተታትካ ኣድናቖተይ ክገልጸልካ ይፈቱ፡ ብሓቂ ዘይነጽፍ ነዊሕ ዛንታ ዘለካ ሰብኣየ ሰብኡት ኢኻ ምበልኩኻ እንተዘይ ኣውሒደልካ ብዓቢኡ ግን ናይ ምዝካርካ ዓቕሚ ኣዝዩ ዝገርም እዩ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ኣንቶንዮ ሓወይ'ውን ንዘይሕለል ጻዕርታትካ ቃልስኻ ከም ወትሩ ብኣድንቖት የመስግነካ፡ የቐንየልና!!! ቐጽልዎ፡
Antonio tsbuk medeb. Zigerim Tarik and Atenatinan, B/G Tekeste haile azyu filuy bilhi zelewo seb. Kulu zifelto yigeltso eu...
Kisab hgi kulu kemza hgi geru yizkiro! Zigerim memory zelewo Belih Abona Jigna B/G Tekeste haile. Niberelna . Azina ena nednikeka.
ጅግና
Thank you Antonio we are proud of you And Br.G Tekeste thank you for sharing Your knowledge with us
Yekenyelna kubur brgader jeneral tekeste hsyle
Selam Amlak msaka ykun BG wedi Haile. Ezi wedi Hannes tiblo zeleka mulue simu men ybhal?
Brgader general tekeste haile edmen tenan yhabka amlak btaemi abi tmhrti neushitey welodo
I love you b/g Wedi haile
Well come b/g tekeste haile
እቲ ጨዓሎ ዝበልካዮ ብስም ከባቢኡ ዝጽዋዕ ስሙ ኣይንገርካናን እንተዘይፈሊካዮ ድማ ሓቲትካ እንተተቅርበልና ደስ ምበለኒ
Amazing hero
Välkommen
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Tekeste hayle kemaka nay bhaki zedliyena amlak edmen tienan yhabeka fetari
Kubur abo great hero Godbless ! I wish long time live bemkiestal gebha eslamawit elama alewa (eritrean eslamawit hager nmgbar eyu yblu) ybhal emo bwegenka haknet alewo do? nezi hadish woledo kemau elom yedanagru alewu emo gele belena hero tekest mknieyatu nska backache ewegen yeblun
መርሓባ ጅግና ኣቦና
ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብጣዓሚ ኢና ነመስግነካ። ነቲ ሕቶታትና ውን ኣንቢብኩም ስለ ዝመለስኩምልና ብልቢ ነመስግነኩም። ኣብ ኩሉ ብዛዕባ ታሪኽ ህግ ኮነ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝዝንቶ ከምዚ ናትካ ተገዲሰ ዝሰምዖ ዝከታተሎን የለን። ወላ ነቲ ጌጋታት ውን ከምዘለዎ ስለ ትገልጾ ንኽትሰምዖ ባህ ዘብል እዩ። ቀጽልዎ የቐንየልና።
bzaba Yemane fsahatsiyon komshner hayli koynu tankena ab batse ztesewe gele belna kbur Abona wedi hayle
Wwwwwww good
Wedi Haile. Gegna
Our hero
I’m proud of you” Eritrean” EPLF.
Jigna nay jeganu
ሰላም ዝኸበርካ አንቶንዮ እዚ ተቕርቡልና ዘለኹም አዝዩ አገዳሲን መሳጥን እዩሞ ቀጽሉልና ግዜ እንቶረኺብኩም ን ኹቡር በ/ጀ ተኸስተ ብዛዐባ ተስፍይ ገበራይ(ተባራታዕ ) እንታ ክትብለና ትኸእል በልና የቐንየለይ
Gin ezi kitgebru zeyehferekum hji dima mis weyane lifnit zibehal ayikewinin eu elika tehfru eukum niblash agobiz atifiekum
I kept on listening to this wise general , he so honest & marvelous!!🌹🌹🌹
A-MAN.....
ሕቶ አለኒ በጃኻትኹም ኩል ግዜ አብ ርእሰይ ዝማላለሰኒ ነገር ናይ አቦይ ኸመይ ኔሩ ብዛዕብኡ ኽፈልጥ ይደሊ ንብርጋደር አቦይ በርሀ መድሀነ ይባሀል እንዳ 58 ኔሩ????
Selam b general semere mhreteab (wedi mhreteab) maekelnet botoloni znebere ab kebabi bushcraft 1985 ztesewe entay tfelt
ኣብ ድግድግታ ዝተሰውኡ ኣዛዚ ብረጌድ 44 ሸኽ ዑመርን ከምኡ እውን መራሒ ቦጦሎኒ ዓሊኩቦንን ኩነታት ኣሰዋውኣ እንታይ ትብለና? ኣብ ከባቢ ዓላ ጭወት ብብጾቱ ኣብ ገባር ጽናሕ ተባሂሉ ጓሳ ኮይኑ ዝተቀመጠ ብ "ወዲ ማይ ጓይላ" ዝጽዋዕ ተጋዳላይ ሃንደበት ካብቶም ኣዕቁቦሞ ዝነበሩ ስድራ ጠፊኡ ይብሃል ብዛዕባዚ እንታይ ትብለና
Men eyu wadi gafo tarikun inta tenegrana subuk neru wadi haile thanks?
መስፍን ሓጎስ ክሕግዝ ይግቦኦ ኔሩ ፡ እንተኾነ ግን ብልሓቱ ጠፊኡና፡ ብኸመይ ትገልጾ።
ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ እንቋዕ ናብ መበል 15 ክፋል ቃለ መሕተት መጻእካና፡ ቀጺለ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝነበሩ ኮማንድስ ዝነበሩ መራሕቲ ዞባዊ ሰራዊት ዝጠቐስካዮም ተወልደብርሃን ሓየሎም (ጨዓሎ)፡ መንግስ ብሩ ( ወዲ ብሩ) ምስ ልዑል ወተሃደራዊ ብቕዓቶምን ተወፋይነቶምን ጠቒስካዮም ዝንኣድ እዩ፡ ምስኣቶም ዝነበሩ ካልኦት ክልተ ስውኣት ኮማንድስ ነበር መራሕቲ ቦጦሎኒ ጸሃየ ገብርሄትን ኣለማ ምስግናን ዝተባህሉ እዚኦም እውን ደቂ ኣኽራን እዮም ኣይዘከርካዮምን እሞ ትፈልጦም እንተኾንካ ብዛዕብኦም ታሪኽ ንገረና፡፡
ከምዚ ጌርኩም ድኣ እቶም ኣብኡ ዝዋዓልኩም ታሪኽና ኣትሕዙና እምበር ፤ እልፊ ጉሒላ ወዲ ጉሒላ በብዝጥዕሞም እንዳጠማዘዙ ዝገብሩዎ ዘለው ናይ ዓቕሊ ጽበት ኣካይዳስ ርኢናዮ ኣለና ። ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለን ጋዜጠኛ ኣንቶንዮን ድማ ስለቲ ኣበርክቶኹም ኣዝየ የመስግነኩም። ናይ ምዝካር ክእለት ናይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ግን ኣዝዩ" ዩ ዝገርም። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
wedi haile u didn't talke to much about kernimychew I was there as ELF I am not bragging about it but we captured more than 60 of ur members.
Antonio Tesfai , you are the best ❤️❤️❤️❤️
ተኽለ ወደይ ( ተኽለ ኣርኣያ ) ድል ?
ኩቡር ኣያና ወዲ ሃይለ ኣብ ሻድሻይ ወራር ወያነ ሓጊዛትኩም ይባሃል ሓቅድዩ?
Abet xinat wedi Haile! Nay kemzi gerom inteznxuluni hanti leyti misom aymahaderkun neza kurkur wedi efrem afa sheynela Sudan misteraku bahanti leyti. Iti nay sheu wolodo gin fikiri hager neyrwo eyu mesleni?.
Bitaemi sinkisar zikone tarik u gn hanti hito alatni kubur mejer jeneral, kisab hiwetka kitkefil duluw keleka akeba nay shelfi kigebru emo kea abti zigbae nayhalafnet xifhi keleka slemintay nezi selfi zeytekawemkayo wey slemintay gedifkayo wexika zeytekalieo, wey kea sebat wedibka ketenikih zeyfetenka ab hasabkas entay neru abti shueu gzye nay shelfi akeba kigebru mukanom ke tifelit do nerka. mechem ablomi konka kithasbo keleka zehizin tarik u emo nihanti hager enda tekaleska kemzi gerom kesaguguka yehizn gn enkae bihiwet wexaka yekenyelna kubur jeneral. Eza huto gn tegediska melselna eka.
ሰላም ጀነታልን ኣቦናን ተለስተ ሃይለ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ክሳብ ሕጂ 4 ግዝየ ስም ሓደ ተጋዳላይ ጸዊዕካዮ ግን መን ኢዩ ኣበይ ወዲ ጋፎ ክሳብ ሕጂ ስሙን ዓዱን ኣይተገልጸን የቀንየለይ
Eritrea eyu adu
@@hberi2489 ብርግጽ ኤርትራዊ ወ
nay bhake mukulule tmherti thbwo delkum nmasgenakum ena bfelay welodo lomi durte afelto selazelo .
ስላም ስላም ስላም ኣንቶነ ምስ BG ተከስተ ሃለአ 15 per ሕቶ ኣብታ ናይ ምቅይይያር ኔርትኒ ?
Kubur jeneral tekeste hayle xubuk tntane antenyo nay tsegezab / bsagu srnay zflet hteto ski abmexai
እዚ ጅግና ተባዕ ብርጌደል ጀነራል ተኸስተ ኃይሌ እግዚአብሔር ሳላ ሓቅነትካ አስተምህሮኻ ዋጋ ይሃብካ ጸላትናን ፈተውትናን አላሊኻና፣ እዚ ኩሉ ሽግር ምዕጻውን ምዕናውን አብ ሃገርና እንተዘይከውን ንግዚኡ ሙሉኡ ሕዝቢ ኤርትራ ገዲፍና ንስኻ ጥራሕ እንዲታይ ኮን መወስፌኻ ኔርካ ይሌ ይሓስብ እሞ፣ ግና ደሓን ትስፋ አሎና "ክወግሕ ምስ ደለየስ አጸቢቁ ይጽልምት" እድዮም ዝብሉ አቦታትና ቀሪብና ኢና።
ምስጢራዊ ጉጅለ ህ.ግ.: ጀነራል ተኸስተ ሓንሳብ ሃለዋት ናይ'ታ ሰልፊ ፈሊጡ ምስ በሉ: ዝቀጸለ ምስ'ቲ ጉዳይ ዘለዎ ዝምድና ብጣዕሚ ዝገርምን ዘትሓሳስብን'ዩ: ሕጂ'ስ ቅሬታ ኣብ ዘቅረበሉ ኣጋጣሚ: ከም ሓለፋ ተቆጺሩ ማለት ድዩ: ብዉሑዱ ኣኼባ 'ሰልፊ' ኣብ ዝህልወሉ ኣይትሕብኡሉ: ወትሃደራዊን ካልእን መደባቱ ክሰርዕ ዝብል ወዲ-ኤፍሬም? ወዲ-ሃይለ 'ኣብ ሰልፊ ከይኣቱ ዝዕንቅፈኒ ንሱ ሙኻኑ ክኣ: ካብ'ቲ ኣኼባኦም ብምስጢር ዝረኽቦ ጽጹይ ሓበሬታ ኣለኒ'ዩ' እናበለ'ከሎ: ብምግላል ዝሓለፈሉ'ውን ናይ መን ኮይኑ: ከም'ቶም ዝተወገዱ: ካብ ምቅታል'ኳ ተማሒሩ: በቲ ሓደ ሸነኽ ግን: ንነዊሕ እዋን: ኣነ ካብ ዝእዝዞ ሰራዊት: ዝለዓሉን ዝተሓቱን ኣባላት: ብቀጻሊ ተትሓቢኦም ካብ ድፋዕ ንኣኼባ ክኸዱ: ዘየትሓትት ወየ ክኣ ግብራዊ ከኸውን ስለ ዘይክእል'ውን: ጽቡቅ ፍታሕ'ዩ ነይሩ: ንዓይን ንዖኦምን ብዝብል'ዩ ዝግምግሞ ድኣ'ምበር: ብተደጋጋሚ ንርፍትያ ምሕታቱ ግን ኣይሓብአን። Thank you.
የመስግነካ ጀረራል ተከስተ ሃይለ ብፍላይ ናይ ወዲ ዓንደ ዝገለጽካለይ ብልቢ የመስግነካ ዕድመ ድማ ይሃብካ ልዕሊ ማንም ግን እዚ ታሪክ ታሪክና ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ ኩሉ ቅያታትኩምን ታሪክኩምን ክንዕቅብ ድማ ተራና ኢዩ
ሰላም ወዲ ተኸስተ ኣብቲ እትገብሮ ዘለጃ ዛንታ ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ ብዝኾነ ናይ ገለ ኣስመራ ዕባይ ኢልካ ትገልጾም መበቆሎም ኣይትገልጾምን ኢካ ናይ ገሊኦም ድማ ትገልጾም ኣብ ናይ ባረንቱ መሓሪ ኮማንድስ ነይሩ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ብሉጻት መራሕቲ በራጊድ ዝነበረ ከመይ ትዝክሮ ናይ ኣጸዱ ንዓይ መራሒ ብርጌደይ እዩ ነይሩ ክሳብ ካልኣይ ወራር ድማ መራሒ ብርጌድ ነይሩ ብጽፍሒ እውን ኮለኔል እዩ ዝተበደለ ምኳኑ ኩሉ እዩ ዝኣምን ኣብ ጠባዩ ግን ብልክዕ ገሊጽካዮ ኣዝዩ ጥዑም ሰብ እዩ ድሓር ግን እንዳ 44ክ/ሰ መራሒ ክ/ሰ ኮይኑ ወጺኡ ድሕሪ ሳልሳይ ወራር ድማ ኣደስኪልዎ ነይሩ
ኣብ 3ይ ቦጦሎኒ ምስ የማነ ስብሃቱ ( ጀንቢል ) ዝነበረ ገብረ ተካ ኣዛዚ ቦጦሎኒታት ዝነበረ ኣቃውማ ክትገልጽ ከለኻ ኣይዘከርካዮን፡፡
ኩቡር ኣቦይ ጅግና ወዲ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካን ይሃብካን እዚ ተሕልፎ ዘለኻ ከይተሓለልካ ክትሰርሓሉን ብዝላዓለ ክትቅጽሎን እትስፎ ምክንያቱ ሕማቁን ጽቡቁን ታሪኽ ክቡር ኢዩ ስለዚ ፍሉይ ናትካ ደስ ዘብልን መሃርን ኮይኑ ዝረኸብክዎ ኢዩ ስለዚ ዳርጋ ሲኢናዮ ዝነበርና ሓቅታት ይጋሃድልና ኣለዉ
ብዛዕባ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ትግራይ እንታይ ይብል ።ብ።ጀነራል ትኸስተ ዝምራሕ ምግምጣል መንግስቲ ኢሉ ተብርጊሱ ምኻን ምስ ኣበዮ ኣን ልዕሊ ንጹሃት ድደትኛታት ዘውረዶ ግፍዒ ብጉጅልኡ ይተሓተት
Gubtan bi flipos ab asosa zteketle mkur komando eyu
ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ብዛዕ ቀይሕ ሰራዊት ኣብ ብረጌድ 80 ዝነበራ ገለ ዘይትብለና
ኹቡር ኣቦና ጅግና ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ haile አህድመን ጥህናን ይሃብካ መጽሓፍካ ክኣ ቀልጢፍካ ዘርግሓልና
ሕቶ ኣብ 1977 ኣብ ከባብይ ድግድግታ ዝተሰወአ ገድም ተጋደላይ ኣሎ ንሱ መን ኢዩ? ኣበይ ተሰዊእ ትዝኽሮ ዶ? ብ/ጅ ትክስተ ሃይለ!
ብርገደር ጀነራል ተኬአ ርሶም ( ብላታ )
ብ/ጅ ተክስተ ሃይለ! ኣብ 1977ሽኽ ዑመር ኣዛዝይ ብርጌድ ነበር ኣበይ ትርሰአኢዩ?
ክቡር ሓዊ ንሸኽ ዑመር ጌጋ ይኽለኣለይ እንበር ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ገሊጽዎ ኣሎ።
Ja gelixwo alo
ብዛዕባ መስዋእቲ ዓወት ካሕሳይን ተስፋይ የማነን እንታይ ክትሕብረና ትኽእል
ኩቡር ኣቕራብን ጀነራል ተኸስተን ፡ ኣድናቖተይ ብምግላጽ ፡ቀጺለ፡ ስውእ ወሊሃንስ ተስፋስላሰ (ጎርቢጥ) ፡መራሒ ቦጢሎን መስለኒ ኣብራሃም ተስፋላሳ(ኮማንድስ) ናይ 1974 ፡ከቢድ ብረት ኣብ ናደው ተሰዊኡ፡ ገረንሰአ ኪዳነ፡ ናይ 1974 ኣብ ዓላ ሓኪም ኔሩ ሰሊና ተሰዊኡ 1977፡ በራኺ ሃይለ፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰለፈ ምሁር ፡መንካዕ ተባሂሉ ተረሺኑ ይብሉና፡ ኣርባዕቲኦም ዓዲ ነብሪ ኣከለጉዛይ፡ ናይዚኦም ታሪኽ ዶ ገለ ትፈልጦ ይህልወካ፡ ክቡር ኣያና፡
ሓዘካ ቫይናክ ክብሃል ከሎ ወዲ ሓራስ ነብሪ ከም ትኪ መውጺኢ ዘይስእን
ሰላም ክፍለየሱስ አብሃል ኣብ ውአግ አንባ ባርያ ኪርኒ ማይ ቼው ሚንስሃብ ኒሰሮና ሚስተባህለ ኣብቲ ቦታ ዚተረፉ ንተወልደ ማንዲብል ክህክሙ ዚተረፉ ሃካይም ከምኡውን ካልኦት ዚተማረኩ ኩልኩሎም 10 ብሶት ነይሮም ኣብ አንባሰራ ትአኣሲሮም ከም ዚነበሩ ንስኩም አንባሰራ ኪትኣው ሚስቀረብኩም ሲጉምቲ ከም ዚተወስደሎም አሞ ሃመድ ከምዘይለበሱ ትፈልት ትከውን አሞ ነዚ ኪኣ ኣካል ታሪክ አዩ አሞ በጃካ መብርሂ ሃበና ።
AWET N'SHABIYAWIT ERITREA
1ሕቶ ኣላትኒ ንምንታይ ዮም ን ጀብሃ ከምዘይ ኤርትራውያን ዝግለጹ ብሓለፍቲ ህግደፍ ንሳቶም ዶ ኣይኮኑን ምሩጻት ደቀባት ኤርትራ
ምሩጻትን ዘይምሩጻትን ኣይኮነን ጀብሃ ኣብ ሃይማኖት ዝተመርኮሰ ውድብ ኢዩ ኔሩ ሽሕ ግዜ ኣብቲ ውድብ ክሳብ ዝላዓለ ሓለፍቲ ካብ ክርስትያን ደቂ ከበሳ እንተ ነበሩ ስነ ልቦና ናቶም ግን ዓረባዊ ኢዩ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ዓረባዊ ኣማጻጽኣ መበቆል የብሉን ሕጂ ብከመይ ኢያ እዛ ውድብ ኤርትራዊት ክትከውን ትክእል
እሞ ሕጂ ዶ ይሓይሽ ምስ ወየነ ኮንኩም ንጀብሃ ኣጥፈእኩማ ብስም ኣዝማሪኖ ዝፈለጡ ዓዲ የብሎም ዓውዲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ስደት ኣስፊርኩሞ ንኣብነት ከምበዓል ኣቦና ብርጋደል ጀነራል ተከስተ ሃይለ
ደቀባት ትኣክለካ ምሩጻት ግን ንምፍልላይ ያ ትገልጽ ።
@@berihuhadgu1606 ጹቡቅ ሓሳብ ዩ
ይገርመካ አዩ አኮ ኣንቶንዮ አዚ ጋዜጠኛ ንባዕሉ ናይ ጀብሃ ተጋዳላይ አዩ ኔሩ ግን ርኣይዎ ብዛዕባ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ናይ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሙኻኑ ኣሚኑ ን ጀነራል ወዲ ሃይለ ንንውሕ ዝበለ አዋናት ቃለ መጠየቕ ይገብርሉ ኣሎ ናይ ሻዕብያ ኣባላት ግን ናይ ጀብሃ ታሪኽ ክዝንቶ ብፍጹም ኣይውሓጠሎምን አዩ
ካብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንላዕሊ እሞ እንታይ ክንብል ኢና ኣገላልጻ : ብቅዓት : ካብ ከማኹም ዓይነት ኣቦታት ምውላድና ብነብሰይ ጸጋ ፈጣሪ እዩ ንዓይ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡርን ጅግና ናይ ጀጋኑ ብ\ ጀነራል ኣቦና ተኸስተ ሃይለ ግን እታ መጽሓፍካ ተወዲኣ እንተ ኮይና ብኸመይ ክንረኽባ ንኽእል : ዘይተወደአት ኣብ መስርሕ እንተ ኣላ ኮይና ከኣ ምስ ተወደት ብኸመይ ክንረኽባ ንኽእል ሓብረና ኣቦና ብ\ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ተገድስና እያ ታሪኽና ክንፈልጥ .?
ኣያናን ኣቦናንን ብ/ጀ/ ተኸስተ ሃይለ ብእትገብሮ ደለኻ ታሪኽ ናይ ምዝታው ታሪኽ ከመስግነካ እፈቱ ቀጽሎ ድማ ክብለካ ይፈቱ ናዓነ ንስኻ መምህር ይንቨርስቲ ኢኻ እሞ ቀጽል ብዘይ ሕብእብእ ቶሮግሮግ ኣብሎ ጥራሕ ሰነድ ቲቪ ድማ ብጣዕሚ የመስግን ነዚ ኩቡር ጀነራል ምምጻእኹም ።
ሰላም ወዲ ሃይለ ከምኡ ድማ ኣንተንዮ ብትገብርዎ ዘለኹም ኣዝየ እንዳመስገንኩ።ኣብ ኣከለጉዛይ መርሒ ዞባዊ ሰራዊት ዝነበረ ጨዓሎ ዝበሃል 1985 ኣብ ባረንቱ ዝተሰውኤ፡እሞ ኣብ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ኣዝዩ ክብሪ ዝነበሮ እዩ።እሞ ብዛዕብኡ ትፈልጦ እንድሕር ኣለካ እንተትገልጸልና ኣዝዩ ጽቡቕ ኔሩ።ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ሃይለ ኪዳነ -ስዊዝ
ሓደ ካብቶም ህያው ኣርካናትን ሕላግት ጅግንነትን ናይ ሽዑ ወለዶ ስለዝኾንካ፡ ሕጂ ውን ንበረልና። ዕምቆት ዝኽሪታትካ ነፍሲ-ወከፍ ውዕለኻን ኣሃዱኻን ብውሕሉል ኣቃራርባ ስለ ትትርኾ፡ ልክዕ ኣብቲ ናይ ሽዑ ኩነታትን ጉዕዙኹምን ኢኻ ተንቀሳቕሰና ዘለኻ'ሞ፡ ኣብ መጻኢ ዋጋ ከርተትካን ዋጋ ኣካልካ ዝኸፈልካሉ ዓወት ኤርትራ ክትርኢ ጥዕና ይምነየልካ። ቀጺለ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ኩቡር ብ/ጀ ተኸስተ፣ " ወዲ-ሸቃ (ዘርኢሃኢማኖት) ሓያል ምኩር ናይ ኩማንዲስ ነበር ሓላፊ ዘ/ ሰራዊት ኢልካ ዝገለጽካዮ ብብዝሒ ኣብ ሰርዐን ከባቢኣን ይንቀሳቐሱ ከም ዝነበሩን እታ ዓዲ ውን መደበር ኩለን ጨናፍር ውድብን ክሳብ undergound ናይ ዕጥቂ ከምዝነበራ ውን ትግለጽ እያ። ዓወት ኣብ ስራሕካ!
ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፣ ፈለማ ንስለ እቲ ኲሉ ዝተፈጸመ ታሪኽ ህግ በብሓደ ነቲ ዝወዓልካዮን ትፈልጦን ከከም ኣፈጻጽማኡ፣ ነቲ ዝሰማዕካዮ ሰብ ዝበሉኻን ከምታ ዝበሉኻ፣ ነቲ ዘይትፈልጦ ከኣ ብዘይ ምውልዋል ኣይፈልጦን ምባልካ ምስጋናን ሞገስን ይግበኣካ። ሕቶይ ገድሊ ኤርትራ ኣዝዮም ብሉጻት ሰባት ዝተሳተፉዎ ክነሱ ንኢሳያስ ግን ነዚ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን ወይ ዳርጋ 50 ዓመታት ክቆጻጸሮን ክትክኦን ኣይከኣለን እዚ ካብ ምንታይ ይመስለካ?
ሕቶ እዚ ኩሉ ትዝክሮ ዘለኻስ ጽሒፉካ ዲኻ ጸኒኻ ወይ ትዝክሮ ኢኻ ዘለኻ
ዓዲ ቆቃይ ዘይኮነት ሲ- ጎቓት አያ ትበሃል ብብዝሒ ዓየታት ኣብ ሩባ መረብ ዘለዋ ዓዲ እንተ ኮይና🍇🍇🍇🍇🍊🍊🍋
ክቡር ብርጋዲር ጀነራል ተኸስተ ኣነ ካብቶም ዘድቀካ ተጋዳላይ ሓደ ኢካ ,ከሙኡ ውን ታሪክ ገድሊ ክትገልጽ ከለካ ብተመስጦ እየ ዝካታተለካ ጹቡቅ ጊርካ ኢካ ትገልጾ,መጻሓፍካ ካዓ ብሃንቀውታ ነጽበየካ,ኣንቶንዮ ቀጽሎ ንፉዕ ንስካ ውን ታሪክና ንክዕቀብ እትገብሮ ጻዕሪ ኣዚየ የመስግነካ, ብዛዕባ ሱውእ ተክለብራሃነ (ሓንኪሽ መራሒ ሓይሊ) በጸሑ ኔሩ ግነ ገሊጾዮ ኡልካ እም ክርክቦ ኣይካልኩን, ከይ ከውን ቦጦሎኒ 3 ምስ በርሄ ጻዕዳ አዩ ኔሩ ምሰ ሳካ ውን ብሓደ አኩም ኔርኩም
ኣንታ ከዳዕ ትግራዋይ ብዕሱብነትካ ዝረኸብካዮ ገንዘብ ጌርካ ኣብ ሓንቲ ግዜ ዓሰርተ ክዳውንቲ እናቐያየርካ ጥራይ ተሰኣል :: ሓሶት ኣብ ዕዳጋ ኣብ ከማኻ ከደዓት ዘርግሕ :: ካብኡ ሓሊፍካ ግን ተፍርዮ ዋላ ሓንቲ የለን :: ካብ ትግራዎትን ከደዓትን ከምቲ ኣቐራቢኻ ካብ ስግር ዶብ ዝመጸ ካልእ ክትጽበ ኣይከኣልን :: VIVA ERITREA
Пікірлер: 136
With much gratitude to Brig General Haile and Mr. Antonio for yet another great interview. Thanks.
@peaceforall
3 жыл бұрын
His intelligence and smartness deserves the highest honorability a nation can crown 👑
ሰላም ወዲ ሃይለ አድመን ተናን ይምነይልካ ብምቅጻል ስዩም ወልደማሪያም (ግርፒ)ኣበይ ኢዩ ዝፈልተካ ብዛአባካ ጹቡቅ ትራይ ኢዩ ዚዛረብ ታሪካ ብታአሚ ጹቡቅ አዩ ተስፋ ይገቢር ኣብ ቀጻሊ ኪትምሊሰለይ ተዘንትዎ ዘለካ ታሪክ መወዳድርቲ የብሉን ጂግና ናይ ጀጋኑ
More respect to B/G Tekesete Haile ! Thank you so much for your services! This is unbelievable history!
A truly remarkable man! His memory is razor sharp!
Wedi haile merahi kefleserawitey neber jgna naybhaqi he is a living hero!
I wish you good luck.thanks a lot.be continue please. I’m happy about your history.
Thanks neaka nobona kea kebert yehablna ♥️♥️
Brgadier General Tekeste Haile nay BiHaqi werqi mizan eka. Antonio dima Edme yhabka. Hito natey bizaEba Mohamed Adem shagray Teqiska nerka emo asfiH ablelna
ብጣዕሚ ብዓል ጽንዓት ማንም ሰብ ዘይቕበሎ ተግባር ተቐቢልካ ምቕላስ ክብሪ ይግባኣካ ካልእ ሰብ እንተዝኸውን ምስ ደርጊ ኮይኑ ኣንጻር ህዝቡ ምተሰለፈ ነይሩ ቡዙሓት እውን ኣለዉ ንጹሃት ከንሶም ዘሐዝን እዩ
ኣየ ስረ ሓሞት ቐጽሎ ታሪኽ ጀጋኑና ውዕሎ ህግደፋውያን ክስውርዎ እካ እንተፈተኑ ኣያታት ግን ኣሎኹም ሰብ ውዕሎ
Thank you for your significant documented history✌️
You are excellent and smart general. You are war and potical hero. Thank you again.
@ujfhhf7420
3 жыл бұрын
ጅግና ማህደር ጽንዓት መረብረብ፡ቀዳሓይ
Abi memhr nay tatik ika wedi haile edmen tenan emneyelka nber kber nnafkeka
Again Amazing bravery deeds to my hero Wedi haile..!!! Very remarkable 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Thanks Tekeste you have a good memory keep it on.
Wellcome bg wedi haile
Thank you for telling us the truth history
የቀኒየልልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና ብሪጋደር ጀነራል ወዲ ሓይለ፡ ከአምኡ ኸኣ ሚስጋና ኩቡር ንሓውና እንቶንዮ።
THANKS-TO ALL WHO LOVE B.G.TEKESTE HAYLE&MEDYA I NEED A WISDOM BOOK-OF STRUGLE THAT INCLUSSIVE ALL *HEROS MARTAYRES.....
ናይ ብሐቂ ጅግና ሰብአይ
💪🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅 jgna wedi hayle ayney kalat yebleyn
where we can find his book?
General Merdasa Lelissa wrote a wonderful book about Alfa Zemecaha and Selahta Werar in details because he was the commander of these operations.
@jossyaferhom305
3 жыл бұрын
@WELDE NEGODGAD I WANT READ THE BOOK WHERE CAN I GET THE BOOK
I really appreciate Tv sensed And Abona Brig Wedi Haile eti wiletka kulu seminayo Bhaki n’Adam germo’ tbl Abayey ‘ nAdam geremo eyu zebil Edmen tienan yhabka jigna abona
🌹🌹🌹🌹🌹
Mejemerya Selam nkulahkum. Kalay neger nezi sebay zeytgedfwo eti zfelto knegrena abahagoy neru ms isias aysamamn neru hawboy neru ekele neru ekele wa tay tkonu alokum? Nkulom tegadelti bnuxur hade bhade kemxalkum aykiln eyu shihin mitin jeganu nerom nayzfeltomn nayti sewra hawahu kemey nebere eyu znegr zelo gdefwo tekararixwo alokum.
ከመይ ዝበሉ ለይለይ መንእሰያት እባ ን ስለ ህዝቢ ኤርትራ በጃ ሓሊፎም '
ክቡር ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ፡ --- ዘምኬል ከተማ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መራሕቲ ሓይልታት ህዝባዊ ግንባር እዩ ነይሩ ። ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ኣብ መወዳእታ 70ትት ኣዛዚ ቦጦሎኒ ምንባሩ'ዉን ይዉረ ። ድሓር ኣብ ዉግእ ሓድሕድ ምስ ጀብሃ ግን ኣብ ከባቢ ባርካ ብ ጀብሃ ተኸቢቡ ረዳት ክስደደሉ ሓቲቱ ፡ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ግን ኣብ ናይ ሓድሕድ ኲናት ድም ምፍሳስ ስለዘይተዋሕጠሎም ብዝከኣለካ ዉጻእ ኢሎሞ ። ንሱ ግን ብዉሳነ መሪሕነት ስለዘይዓገበ ኢዱ ናብ ጸላኢ ደርጊ ሂቡ ። ድሓር ዉን ብህዝባዊ ግንባር ኣብ ኲናት ማይ ላምን ከባቢኡን ከምዝተቐትለ ይሰምዕ ነይረ ። ዘሚካኢል ከተማ ( ወዲ ከተማ ) ምስዞም ሎሚ ዝጠቐስካዮም ኣርካናት ዝበልካዮም ብዓል ወዲ ፍትዊን ትካቦ ስዩም ( ወዲ ስዩምን ) ድዩ ነዩ ?
Selam selam ruhus awdeamet endabelku B/G Tekeste Haile edmen tnan yhabka fetari ane ab part 14 hatite neyre hitoy kea aytemelesetleyn msnay yqrietu hitoy kea Mengs Asmerom (sherifo) meswatu kea 1982 kebabi eyu tesewiu nay handesa halafi eyu neyru yeqenyeley sleti tegedasnetka B/G
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ንኹሉ እትገብሮ ቃለ ማሕተታትካ ኣድናቖተይ ክገልጸልካ ይፈቱ፡ ብሓቂ ዘይነጽፍ ነዊሕ ዛንታ ዘለካ ሰብኣየ ሰብኡት ኢኻ ምበልኩኻ እንተዘይ ኣውሒደልካ ብዓቢኡ ግን ናይ ምዝካርካ ዓቕሚ ኣዝዩ ዝገርም እዩ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ኣንቶንዮ ሓወይ'ውን ንዘይሕለል ጻዕርታትካ ቃልስኻ ከም ወትሩ ብኣድንቖት የመስግነካ፡ የቐንየልና!!! ቐጽልዎ፡
Antonio tsbuk medeb. Zigerim Tarik and Atenatinan, B/G Tekeste haile azyu filuy bilhi zelewo seb. Kulu zifelto yigeltso eu...
@degoldessie1826
3 жыл бұрын
Kisab hgi kulu kemza hgi geru yizkiro! Zigerim memory zelewo Belih Abona Jigna B/G Tekeste haile. Niberelna . Azina ena nednikeka.
ጅግና
Thank you Antonio we are proud of you And Br.G Tekeste thank you for sharing Your knowledge with us
Yekenyelna kubur brgader jeneral tekeste hsyle
Selam Amlak msaka ykun BG wedi Haile. Ezi wedi Hannes tiblo zeleka mulue simu men ybhal?
Brgader general tekeste haile edmen tenan yhabka amlak btaemi abi tmhrti neushitey welodo
I love you b/g Wedi haile
Well come b/g tekeste haile
@akelebrhane8019
3 жыл бұрын
እቲ ጨዓሎ ዝበልካዮ ብስም ከባቢኡ ዝጽዋዕ ስሙ ኣይንገርካናን እንተዘይፈሊካዮ ድማ ሓቲትካ እንተተቅርበልና ደስ ምበለኒ
Amazing hero
Välkommen
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Tekeste hayle kemaka nay bhaki zedliyena amlak edmen tienan yhabeka fetari
Kubur abo great hero Godbless ! I wish long time live bemkiestal gebha eslamawit elama alewa (eritrean eslamawit hager nmgbar eyu yblu) ybhal emo bwegenka haknet alewo do? nezi hadish woledo kemau elom yedanagru alewu emo gele belena hero tekest mknieyatu nska backache ewegen yeblun
መርሓባ ጅግና ኣቦና
ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብጣዓሚ ኢና ነመስግነካ። ነቲ ሕቶታትና ውን ኣንቢብኩም ስለ ዝመለስኩምልና ብልቢ ነመስግነኩም። ኣብ ኩሉ ብዛዕባ ታሪኽ ህግ ኮነ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝዝንቶ ከምዚ ናትካ ተገዲሰ ዝሰምዖ ዝከታተሎን የለን። ወላ ነቲ ጌጋታት ውን ከምዘለዎ ስለ ትገልጾ ንኽትሰምዖ ባህ ዘብል እዩ። ቀጽልዎ የቐንየልና።
bzaba Yemane fsahatsiyon komshner hayli koynu tankena ab batse ztesewe gele belna kbur Abona wedi hayle
Wwwwwww good
Wedi Haile. Gegna
Our hero
I’m proud of you” Eritrean” EPLF.
Jigna nay jeganu
ሰላም ዝኸበርካ አንቶንዮ እዚ ተቕርቡልና ዘለኹም አዝዩ አገዳሲን መሳጥን እዩሞ ቀጽሉልና ግዜ እንቶረኺብኩም ን ኹቡር በ/ጀ ተኸስተ ብዛዐባ ተስፍይ ገበራይ(ተባራታዕ ) እንታ ክትብለና ትኸእል በልና የቐንየለይ
Gin ezi kitgebru zeyehferekum hji dima mis weyane lifnit zibehal ayikewinin eu elika tehfru eukum niblash agobiz atifiekum
I kept on listening to this wise general , he so honest & marvelous!!🌹🌹🌹
A-MAN.....
ሕቶ አለኒ በጃኻትኹም ኩል ግዜ አብ ርእሰይ ዝማላለሰኒ ነገር ናይ አቦይ ኸመይ ኔሩ ብዛዕብኡ ኽፈልጥ ይደሊ ንብርጋደር አቦይ በርሀ መድሀነ ይባሀል እንዳ 58 ኔሩ????
Selam b general semere mhreteab (wedi mhreteab) maekelnet botoloni znebere ab kebabi bushcraft 1985 ztesewe entay tfelt
ኣብ ድግድግታ ዝተሰውኡ ኣዛዚ ብረጌድ 44 ሸኽ ዑመርን ከምኡ እውን መራሒ ቦጦሎኒ ዓሊኩቦንን ኩነታት ኣሰዋውኣ እንታይ ትብለና? ኣብ ከባቢ ዓላ ጭወት ብብጾቱ ኣብ ገባር ጽናሕ ተባሂሉ ጓሳ ኮይኑ ዝተቀመጠ ብ "ወዲ ማይ ጓይላ" ዝጽዋዕ ተጋዳላይ ሃንደበት ካብቶም ኣዕቁቦሞ ዝነበሩ ስድራ ጠፊኡ ይብሃል ብዛዕባዚ እንታይ ትብለና
Men eyu wadi gafo tarikun inta tenegrana subuk neru wadi haile thanks?
መስፍን ሓጎስ ክሕግዝ ይግቦኦ ኔሩ ፡ እንተኾነ ግን ብልሓቱ ጠፊኡና፡ ብኸመይ ትገልጾ።
ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ እንቋዕ ናብ መበል 15 ክፋል ቃለ መሕተት መጻእካና፡ ቀጺለ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝነበሩ ኮማንድስ ዝነበሩ መራሕቲ ዞባዊ ሰራዊት ዝጠቐስካዮም ተወልደብርሃን ሓየሎም (ጨዓሎ)፡ መንግስ ብሩ ( ወዲ ብሩ) ምስ ልዑል ወተሃደራዊ ብቕዓቶምን ተወፋይነቶምን ጠቒስካዮም ዝንኣድ እዩ፡ ምስኣቶም ዝነበሩ ካልኦት ክልተ ስውኣት ኮማንድስ ነበር መራሕቲ ቦጦሎኒ ጸሃየ ገብርሄትን ኣለማ ምስግናን ዝተባህሉ እዚኦም እውን ደቂ ኣኽራን እዮም ኣይዘከርካዮምን እሞ ትፈልጦም እንተኾንካ ብዛዕብኦም ታሪኽ ንገረና፡፡
ከምዚ ጌርኩም ድኣ እቶም ኣብኡ ዝዋዓልኩም ታሪኽና ኣትሕዙና እምበር ፤ እልፊ ጉሒላ ወዲ ጉሒላ በብዝጥዕሞም እንዳጠማዘዙ ዝገብሩዎ ዘለው ናይ ዓቕሊ ጽበት ኣካይዳስ ርኢናዮ ኣለና ። ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለን ጋዜጠኛ ኣንቶንዮን ድማ ስለቲ ኣበርክቶኹም ኣዝየ የመስግነኩም። ናይ ምዝካር ክእለት ናይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ግን ኣዝዩ" ዩ ዝገርም። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
wedi haile u didn't talke to much about kernimychew I was there as ELF I am not bragging about it but we captured more than 60 of ur members.
Antonio Tesfai , you are the best ❤️❤️❤️❤️
ተኽለ ወደይ ( ተኽለ ኣርኣያ ) ድል ?
ኩቡር ኣያና ወዲ ሃይለ ኣብ ሻድሻይ ወራር ወያነ ሓጊዛትኩም ይባሃል ሓቅድዩ?
Abet xinat wedi Haile! Nay kemzi gerom inteznxuluni hanti leyti misom aymahaderkun neza kurkur wedi efrem afa sheynela Sudan misteraku bahanti leyti. Iti nay sheu wolodo gin fikiri hager neyrwo eyu mesleni?.
Bitaemi sinkisar zikone tarik u gn hanti hito alatni kubur mejer jeneral, kisab hiwetka kitkefil duluw keleka akeba nay shelfi kigebru emo kea abti zigbae nayhalafnet xifhi keleka slemintay nezi selfi zeytekawemkayo wey slemintay gedifkayo wexika zeytekalieo, wey kea sebat wedibka ketenikih zeyfetenka ab hasabkas entay neru abti shueu gzye nay shelfi akeba kigebru mukanom ke tifelit do nerka. mechem ablomi konka kithasbo keleka zehizin tarik u emo nihanti hager enda tekaleska kemzi gerom kesaguguka yehizn gn enkae bihiwet wexaka yekenyelna kubur jeneral. Eza huto gn tegediska melselna eka.
ሰላም ጀነታልን ኣቦናን ተለስተ ሃይለ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ክሳብ ሕጂ 4 ግዝየ ስም ሓደ ተጋዳላይ ጸዊዕካዮ ግን መን ኢዩ ኣበይ ወዲ ጋፎ ክሳብ ሕጂ ስሙን ዓዱን ኣይተገልጸን የቀንየለይ
@hberi2489
3 жыл бұрын
Eritrea eyu adu
@yonibana6832
3 жыл бұрын
@@hberi2489 ብርግጽ ኤርትራዊ ወ
nay bhake mukulule tmherti thbwo delkum nmasgenakum ena bfelay welodo lomi durte afelto selazelo .
ስላም ስላም ስላም ኣንቶነ ምስ BG ተከስተ ሃለአ 15 per ሕቶ ኣብታ ናይ ምቅይይያር ኔርትኒ ?
Kubur jeneral tekeste hayle xubuk tntane antenyo nay tsegezab / bsagu srnay zflet hteto ski abmexai
እዚ ጅግና ተባዕ ብርጌደል ጀነራል ተኸስተ ኃይሌ እግዚአብሔር ሳላ ሓቅነትካ አስተምህሮኻ ዋጋ ይሃብካ ጸላትናን ፈተውትናን አላሊኻና፣ እዚ ኩሉ ሽግር ምዕጻውን ምዕናውን አብ ሃገርና እንተዘይከውን ንግዚኡ ሙሉኡ ሕዝቢ ኤርትራ ገዲፍና ንስኻ ጥራሕ እንዲታይ ኮን መወስፌኻ ኔርካ ይሌ ይሓስብ እሞ፣ ግና ደሓን ትስፋ አሎና "ክወግሕ ምስ ደለየስ አጸቢቁ ይጽልምት" እድዮም ዝብሉ አቦታትና ቀሪብና ኢና።
ምስጢራዊ ጉጅለ ህ.ግ.: ጀነራል ተኸስተ ሓንሳብ ሃለዋት ናይ'ታ ሰልፊ ፈሊጡ ምስ በሉ: ዝቀጸለ ምስ'ቲ ጉዳይ ዘለዎ ዝምድና ብጣዕሚ ዝገርምን ዘትሓሳስብን'ዩ: ሕጂ'ስ ቅሬታ ኣብ ዘቅረበሉ ኣጋጣሚ: ከም ሓለፋ ተቆጺሩ ማለት ድዩ: ብዉሑዱ ኣኼባ 'ሰልፊ' ኣብ ዝህልወሉ ኣይትሕብኡሉ: ወትሃደራዊን ካልእን መደባቱ ክሰርዕ ዝብል ወዲ-ኤፍሬም? ወዲ-ሃይለ 'ኣብ ሰልፊ ከይኣቱ ዝዕንቅፈኒ ንሱ ሙኻኑ ክኣ: ካብ'ቲ ኣኼባኦም ብምስጢር ዝረኽቦ ጽጹይ ሓበሬታ ኣለኒ'ዩ' እናበለ'ከሎ: ብምግላል ዝሓለፈሉ'ውን ናይ መን ኮይኑ: ከም'ቶም ዝተወገዱ: ካብ ምቅታል'ኳ ተማሒሩ: በቲ ሓደ ሸነኽ ግን: ንነዊሕ እዋን: ኣነ ካብ ዝእዝዞ ሰራዊት: ዝለዓሉን ዝተሓቱን ኣባላት: ብቀጻሊ ተትሓቢኦም ካብ ድፋዕ ንኣኼባ ክኸዱ: ዘየትሓትት ወየ ክኣ ግብራዊ ከኸውን ስለ ዘይክእል'ውን: ጽቡቅ ፍታሕ'ዩ ነይሩ: ንዓይን ንዖኦምን ብዝብል'ዩ ዝግምግሞ ድኣ'ምበር: ብተደጋጋሚ ንርፍትያ ምሕታቱ ግን ኣይሓብአን። Thank you.
የመስግነካ ጀረራል ተከስተ ሃይለ ብፍላይ ናይ ወዲ ዓንደ ዝገለጽካለይ ብልቢ የመስግነካ ዕድመ ድማ ይሃብካ ልዕሊ ማንም ግን እዚ ታሪክ ታሪክና ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ ኩሉ ቅያታትኩምን ታሪክኩምን ክንዕቅብ ድማ ተራና ኢዩ
ሰላም ወዲ ተኸስተ ኣብቲ እትገብሮ ዘለጃ ዛንታ ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ ብዝኾነ ናይ ገለ ኣስመራ ዕባይ ኢልካ ትገልጾም መበቆሎም ኣይትገልጾምን ኢካ ናይ ገሊኦም ድማ ትገልጾም ኣብ ናይ ባረንቱ መሓሪ ኮማንድስ ነይሩ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ብሉጻት መራሕቲ በራጊድ ዝነበረ ከመይ ትዝክሮ ናይ ኣጸዱ ንዓይ መራሒ ብርጌደይ እዩ ነይሩ ክሳብ ካልኣይ ወራር ድማ መራሒ ብርጌድ ነይሩ ብጽፍሒ እውን ኮለኔል እዩ ዝተበደለ ምኳኑ ኩሉ እዩ ዝኣምን ኣብ ጠባዩ ግን ብልክዕ ገሊጽካዮ ኣዝዩ ጥዑም ሰብ እዩ ድሓር ግን እንዳ 44ክ/ሰ መራሒ ክ/ሰ ኮይኑ ወጺኡ ድሕሪ ሳልሳይ ወራር ድማ ኣደስኪልዎ ነይሩ
ኣብ 3ይ ቦጦሎኒ ምስ የማነ ስብሃቱ ( ጀንቢል ) ዝነበረ ገብረ ተካ ኣዛዚ ቦጦሎኒታት ዝነበረ ኣቃውማ ክትገልጽ ከለኻ ኣይዘከርካዮን፡፡
ኩቡር ኣቦይ ጅግና ወዲ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካን ይሃብካን እዚ ተሕልፎ ዘለኻ ከይተሓለልካ ክትሰርሓሉን ብዝላዓለ ክትቅጽሎን እትስፎ ምክንያቱ ሕማቁን ጽቡቁን ታሪኽ ክቡር ኢዩ ስለዚ ፍሉይ ናትካ ደስ ዘብልን መሃርን ኮይኑ ዝረኸብክዎ ኢዩ ስለዚ ዳርጋ ሲኢናዮ ዝነበርና ሓቅታት ይጋሃድልና ኣለዉ
ብዛዕባ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ትግራይ እንታይ ይብል ።ብ።ጀነራል ትኸስተ ዝምራሕ ምግምጣል መንግስቲ ኢሉ ተብርጊሱ ምኻን ምስ ኣበዮ ኣን ልዕሊ ንጹሃት ድደትኛታት ዘውረዶ ግፍዒ ብጉጅልኡ ይተሓተት
Gubtan bi flipos ab asosa zteketle mkur komando eyu
ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ብዛዕ ቀይሕ ሰራዊት ኣብ ብረጌድ 80 ዝነበራ ገለ ዘይትብለና
ኹቡር ኣቦና ጅግና ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ haile አህድመን ጥህናን ይሃብካ መጽሓፍካ ክኣ ቀልጢፍካ ዘርግሓልና
ሕቶ ኣብ 1977 ኣብ ከባብይ ድግድግታ ዝተሰወአ ገድም ተጋደላይ ኣሎ ንሱ መን ኢዩ? ኣበይ ተሰዊእ ትዝኽሮ ዶ? ብ/ጅ ትክስተ ሃይለ!
ብርገደር ጀነራል ተኬአ ርሶም ( ብላታ )
ብ/ጅ ተክስተ ሃይለ! ኣብ 1977ሽኽ ዑመር ኣዛዝይ ብርጌድ ነበር ኣበይ ትርሰአኢዩ?
@robrahk1432
3 жыл бұрын
ክቡር ሓዊ ንሸኽ ዑመር ጌጋ ይኽለኣለይ እንበር ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ገሊጽዎ ኣሎ።
@desasiwtsga5093
3 жыл бұрын
Ja gelixwo alo
ብዛዕባ መስዋእቲ ዓወት ካሕሳይን ተስፋይ የማነን እንታይ ክትሕብረና ትኽእል
ኩቡር ኣቕራብን ጀነራል ተኸስተን ፡ ኣድናቖተይ ብምግላጽ ፡ቀጺለ፡ ስውእ ወሊሃንስ ተስፋስላሰ (ጎርቢጥ) ፡መራሒ ቦጢሎን መስለኒ ኣብራሃም ተስፋላሳ(ኮማንድስ) ናይ 1974 ፡ከቢድ ብረት ኣብ ናደው ተሰዊኡ፡ ገረንሰአ ኪዳነ፡ ናይ 1974 ኣብ ዓላ ሓኪም ኔሩ ሰሊና ተሰዊኡ 1977፡ በራኺ ሃይለ፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰለፈ ምሁር ፡መንካዕ ተባሂሉ ተረሺኑ ይብሉና፡ ኣርባዕቲኦም ዓዲ ነብሪ ኣከለጉዛይ፡ ናይዚኦም ታሪኽ ዶ ገለ ትፈልጦ ይህልወካ፡ ክቡር ኣያና፡
ሓዘካ ቫይናክ ክብሃል ከሎ ወዲ ሓራስ ነብሪ ከም ትኪ መውጺኢ ዘይስእን
ሰላም ክፍለየሱስ አብሃል ኣብ ውአግ አንባ ባርያ ኪርኒ ማይ ቼው ሚንስሃብ ኒሰሮና ሚስተባህለ ኣብቲ ቦታ ዚተረፉ ንተወልደ ማንዲብል ክህክሙ ዚተረፉ ሃካይም ከምኡውን ካልኦት ዚተማረኩ ኩልኩሎም 10 ብሶት ነይሮም ኣብ አንባሰራ ትአኣሲሮም ከም ዚነበሩ ንስኩም አንባሰራ ኪትኣው ሚስቀረብኩም ሲጉምቲ ከም ዚተወስደሎም አሞ ሃመድ ከምዘይለበሱ ትፈልት ትከውን አሞ ነዚ ኪኣ ኣካል ታሪክ አዩ አሞ በጃካ መብርሂ ሃበና ።
AWET N'SHABIYAWIT ERITREA
1ሕቶ ኣላትኒ ንምንታይ ዮም ን ጀብሃ ከምዘይ ኤርትራውያን ዝግለጹ ብሓለፍቲ ህግደፍ ንሳቶም ዶ ኣይኮኑን ምሩጻት ደቀባት ኤርትራ
@mikiyatlove9608
3 жыл бұрын
ምሩጻትን ዘይምሩጻትን ኣይኮነን ጀብሃ ኣብ ሃይማኖት ዝተመርኮሰ ውድብ ኢዩ ኔሩ ሽሕ ግዜ ኣብቲ ውድብ ክሳብ ዝላዓለ ሓለፍቲ ካብ ክርስትያን ደቂ ከበሳ እንተ ነበሩ ስነ ልቦና ናቶም ግን ዓረባዊ ኢዩ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ዓረባዊ ኣማጻጽኣ መበቆል የብሉን ሕጂ ብከመይ ኢያ እዛ ውድብ ኤርትራዊት ክትከውን ትክእል
@mangomango4624
3 жыл бұрын
እሞ ሕጂ ዶ ይሓይሽ ምስ ወየነ ኮንኩም ንጀብሃ ኣጥፈእኩማ ብስም ኣዝማሪኖ ዝፈለጡ ዓዲ የብሎም ዓውዲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ስደት ኣስፊርኩሞ ንኣብነት ከምበዓል ኣቦና ብርጋደል ጀነራል ተከስተ ሃይለ
@berihuhadgu1606
3 жыл бұрын
ደቀባት ትኣክለካ ምሩጻት ግን ንምፍልላይ ያ ትገልጽ ።
@mangomango4624
3 жыл бұрын
@@berihuhadgu1606 ጹቡቅ ሓሳብ ዩ
@abrahamtsegay6569