Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 21 June 18 - 2021

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 21 June 18 - 2021 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 21 ሰነ 18 - 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 56

  • @user-rt6ob7jr9q
    @user-rt6ob7jr9q3 жыл бұрын

    ብ/ጀነራል ተኸስተ ብዛዕባ ስዉእ ገዲም ተጋዳላይ ስዒድ ፈረጅ ዝገለጽካዮ ባህርያትን ኣካላዊ ብቕዓትን ናይ ቃልሲ መንፈስን ሃገራውነትን ልክዕ ገሊጽካዮ ናይ ብሓቂ ንዕኡ ዝበቅዕ መግለጺ ሂብካ ዝግብኦ ሓርበኛ እዩ።

  • @AmanuelAdhanom
    @AmanuelAdhanom3 жыл бұрын

    Thank you again Antonio and B/G Tekeste Haile

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi63372 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ከመይ ትኮኑ፡ ኣነ ብሓቂ ካብ ልበይ ኢየ ዘመስግነኩም። ኣንቶንዮ በዚ ትገብረልና ዘለካ ብዘይ ኣፈላላይ ናይ ክሉ ሕዝቢ ኤሪትራ የቐንየልና ቀጽሎ ብግ ተኸስተ ሃይለ ከኣ ካብ ልበይ ኣዝየ'የ ዝምስግነካ።

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82823 жыл бұрын

    ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ወትሩ ኣብ ኩሉ ዝገበርካዮ ቃለማሕተት ብዝማዕኩዎ ብዙሕ ታሪኽ ይምሃር ኣሎኹ'ሞ የመስግን ቕጽልዎ ይብል ኣምላኽ ይሓግዝኩም፡ ኣንቶንዮ ሓወይ"ውን ብዙሕ የመስግነካ ምስ ብዙሕ ሰላምታ፡

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi63372 жыл бұрын

    Bhaki zedenxu eyu hizbawi gnbar kedem bebhade eyom tefiyom selfawi gnbar eyu nabti sewra tehabiu adi atyu selam kelina zelo

  • @yafulayer6111
    @yafulayer61113 жыл бұрын

    Thanks B/G for ur truth and lovely history. keep it up.

  • @bere81
    @bere813 жыл бұрын

    Wait for you eagerly!

  • @user-zn1nh1qg1r
    @user-zn1nh1qg1r3 жыл бұрын

    ሰላም ብ/ጀ/ ወዲ ሃይለ! እታ ብዘይ ሕብእብእ ምዝራብካ እዄ የድንቀካ ኣብዛ ብዓሊ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ማርሳ ተክላይ ምዝዋር ዶ ክንብሎ ምግላል ዝገበርኩሞስ ብወለንታካ ኣብ ውሸጢ እቲ ሰውራ ውን ሰደት ነይሩ እልካ ክግምገም ይካኣል:: ሰደት ኣብ ሜዳ ኤርትራ! ምኽንያት ኣወከልትኩም መምጽእኩም ዝረሳዕኩም ትመሰሉ:: "ወዲ ድሙ ከም ቀደሙ" ናይ ሎሚ "ህግደፍ ናይ ትማሊ ሕብእቲ ሰልፊ" (ወሃዮ)

  • @alexalujichanel7241
    @alexalujichanel72413 жыл бұрын

    ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ ንጹር ዝኮነ መግለጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ንኣፍሉጦ ብዛዕባ ታሪከ ተክላይ እንተ ትገልጸልና ጽቡቅ ነይሩ ።

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam4433 жыл бұрын

    Antoniyo - Bzaeba Eta Hibieti Selfi -Yemane T/gergish Xibuk Geru Gelixiwo Eyu .Ente Kielka n Yemane T/gergish Adimelina Eka Kinsemeo Nideli Alena please .

  • @singersamimario6898
    @singersamimario68983 жыл бұрын

    ሰላም ክቡራት ተቃለስቲ ብ/ጀ ተክስተ ሃይለን ሓው ኣንቶንዮን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ። ሕቶይ 1,ብዛዕባ ተክለ ዓድን ብዙሕ ይብሃል እዩ እሞ ። ገለ ዶ ምበልካና ። ማዓስዩ ተሰሊፉ ማዓስ ዩ ካብ ሜዳ ወጺኡ ብሂወት ከ ኣሎ ዶ ። የቀንየለይ ታሪካዊ ስራሕ ትስንዱ ምህላውኩም የመስግነኩም።

  • @haileotz6270
    @haileotz62703 жыл бұрын

    You are great fighter!

  • @johnsemereab9574
    @johnsemereab95743 жыл бұрын

    Welcome back

  • @filifigo7589
    @filifigo75893 жыл бұрын

    Gigna eka

  • @filifigo7589

    @filifigo7589

    3 жыл бұрын

    Gnay kytke n gn

  • @danieltela8608
    @danieltela86083 жыл бұрын

    Tekeste hayke bkereba msaka serihe eye. Kemey gerka kem kulu tegadala znebereka bahrn tegbarn yfelt eye. Ezi dma ab nebska keymexe kelo nseb kemey gerka ytehazn kbret terien hji akonen tegelbitka tzarebelu. Kabtom kendi tewasaeti slezneberka

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ናይ'ዛ ናይ ኢሳያስ ኣፍወረቂ ምስጢራዊት ሰልፊ ምስጢር'ሲ: ብሓቂ ዓሚቅ'ዩ: ብዝርኣዩ ዝነበሩ ምልክታትን: ከም'ዚ ብጀ/ ወዲ-ሃይለ ዝግለጹ ዘለዉ ማለት'ዩ: ብመፈጸምታኡን ጥራይ'ዩ ኣጸቢቁ ዝርድኣካ። Thank you.

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi63372 жыл бұрын

    Kab beal sherifo wey dru, wedi afa wey Ali ibrihim hade kwexi nerwo eti misthir selfin mirhnetn zegatm znebere gchitat mnegeruna. Beal wedi hayle tenexlo agatimkum abu kelekum tesatfo selfin misthirawi negerat nay merhinet si kitfeltu kemzeytkiku geromkum netom aba tesatfo zneberom kulom atfiwom 😏 azyu zedenxu eyu

  • @maekelekichin6702

    @maekelekichin6702

    2 жыл бұрын

    Mesfn hagos do keyeleka gn hade sk elu eu

  • @fretaamanuel126
    @fretaamanuel1263 жыл бұрын

    Selam br, general tekeste b ziaba 19.06.2021 zitesewie senkul tegadalay Amanuel Teklesenbet tifelto ente halika eba asfeh abilka kitgelxelna kidmi hji bzseba natu ahadu kefle serawit 51 kitzareb semieka nere ab adi keyih eu tewegiu emo tarik aboy kisned tiflto ente koinka gele belena

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l3 жыл бұрын

    ነዛ ኩላ በሊሕ ኣእምሮ ትውንን ኣልዮም እልፊ ዓፍሽ መፍሽ ብዓል ክሻ ማንኪ ኣብ ማእከላይ ሽማግለ ኣምጽዮማ እቲ ውድብ ዝተጨውየ ኣብዚ እዪ ።

  • @joehatu7130
    @joehatu71303 жыл бұрын

    🌹🌹🌹hero🌹🌹🌹

  • @wedifuturkeren5545
    @wedifuturkeren55453 жыл бұрын

    Abona techste haile hero

  • @tesfaygeriye7981
    @tesfaygeriye79813 жыл бұрын

    jigna Bergeder Abona tekeste Hayle neyka ab Beal Gedele Adey

  • @bihonbihon6074
    @bihonbihon60743 жыл бұрын

    Embah bel Wedi hayle jegna nay jeganu alenalka dekka .bezaba tekle aden gele belena

  • @tesfaldetdawit9627
    @tesfaldetdawit96273 жыл бұрын

    ስዉአ ወዲ ፍላንሳ በከመይ ተሰዊኡ ኣበይ ቦታ ከ ተሰዌኡ?

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus2893 жыл бұрын

    Wel come eritrean army hero.

  • @yonasfesha4490
    @yonasfesha44903 жыл бұрын

    ኣብ ዝሓለፈ ብዛዕባ ሰሎሞን ወልደማርያም ሕሉፍ ኩነታት ወድ ሃይለ ካብ ወገንነት ወጽዩ ንጹር ሓበሬታ ክህበና ሓቲትናካ፡ ኣቶ ኣንቶንዮ ግን ነዛ ሕቶ ተደጋጋሚ ትነጥራ ኣሎኻ።

  • @amanuelabraham4006
    @amanuelabraham40063 жыл бұрын

    ሰላም ኣንቶንዮን ወዲ ሃይለን፡ የቀኒየልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ወዲ ሃይለ። ንስኻ ቢሂወት ምህላውካ ህቢ ኤርትራ ዕድለኛ እዩ። ካብ ዘረባኻ ብዞሕ ትምህርቲ ኒቀስም ኣለና። ደጊመ የቀኒኡአልና። ካብ ዘረባኻን ኣጋልጻኻን ስእላዊ ሓበረታ ናይ፡ ዉዲብና ህዝባዊ ጊንባር ረኺብና።

  • @niatnaeritreana2011
    @niatnaeritreana20113 жыл бұрын

    Zikeberka general tekeste megemerta mienti hagerna elka zehlefkay kulu kibret yhabka bzaeba tegadalay neber Tekia Kesh (otherwise) entay neru mezinetu abti wdib kemewn nmntay eu nab dergi selimu? Zewredo gudat abti kalsi ke entay neru bakmka entetgeltselna yekenyeley

  • @fitsumtekle7069
    @fitsumtekle706910 ай бұрын

    Tembar wedi hade kebabi gomtsats

  • @eritreaprotector3590
    @eritreaprotector35903 жыл бұрын

    how do i get his book

  • @asgodomnegede156
    @asgodomnegede1563 жыл бұрын

    ጂግና

  • @user-xq5po5vb8s
    @user-xq5po5vb8s3 жыл бұрын

    ገባር ወይ ተጋዳላይ ምባልሲ ኣርሙዋ በጃኹም. ፣ሲብልን ተጋዳላይንዩ ዝበሃል ፣ሲብል ማለት ፣ንሓረስታይ ፣ንሰራሕተኛ ፣ንመምህር ፣ንመካኒክ ወዘተ ንኹሉ ክፋል ሕብረተሰብ ዘካተተዩ ።

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    3 жыл бұрын

    Civil eko english eyu silmetay natna quanaka enda halewena kinkeyro adleyu gebar eyu zebhal be tigrigna

  • @Debsh7

    @Debsh7

    3 жыл бұрын

    ገባር ማለት ግብሪ እንዳኸፈለ ዝነብር ሕብረተሰብ ማለት እዩ. ተጋዳላይ ማለት ከኣ ንድሕነት ሕብረተሰብ ዝጋደል ዝውፈ ሰብ እዩ ::

  • @finjalmedia6629

    @finjalmedia6629

    2 жыл бұрын

    @@abrahamtsegay6569 🤣🤣🤣inta indiyu tesainu sibil deykone dima civil(English) iyu zibehal

  • @dahlak3739
    @dahlak37393 жыл бұрын

    እዚ ዞባዊ ሰራዊት ዝብሃል ከመይ ዩ ኔሩ ቁሩብ ተዝትንክፋ ጽቡቅ ኔሩ

  • @solomonasmerom3928

    @solomonasmerom3928

    3 жыл бұрын

    8778⁸8888u

  • @zeb2531
    @zeb25313 жыл бұрын

    ከም ኩሉ ግዜ ንሓበሬታኻን ትንታኔኻን አመስግን።ስለምንታይ ፍስሃየ ወልደገብሪኤልን ቢተወደድ ኣብርሃን ካብ ማእከላይ ሽማግለ ወሪዶም ሓበሬታ ኣላካ ዶ፧

  • @teweldetewe9034
    @teweldetewe90343 жыл бұрын

    Jgna wedi hayle bzaeba tekle aden tfelto do zneboro tara etay eyu

  • @user-jx1ff9xs8s

    @user-jx1ff9xs8s

    3 жыл бұрын

    ወላ ኣነ ብዙሕ ግዜ ሓቲተ ኣይመለሱለይን, በጃኻ ኣንቶንዮ ሓወይ ሕተቶ

  • @hintsafutsum9050
    @hintsafutsum90503 жыл бұрын

    ኩቡር ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ መጀመርያ ሰላምን ጥዕና ይምነያልካ ሓንቲ ሕቶ ክሓታካ ብዛዕባ ጊላይ ጋፎ(ወዲ ጋፎ)ማዓስ ተሰዊኡ ኣበይ ቦታ ኣብ ምንታይ ጽፍሒ ኔሩ ኣበርኩታኡ ከ አንትይ ኔሩ።

  • @rezenehabte5467
    @rezenehabte54673 жыл бұрын

    እነ ሓደ ዝገርመኒ ሚስ ምስጋናይ ማለት እዩ ኣድና ወዲቑ ኣሎ ዘውደቕዎ ሰባት ውን ኣሎው ። ስለዚ ብትኽክል ቢዓል መን ነይሮም ንውድቀት ኤርትራ ሰሪሖም ኩሎም ገነራላት ንፉዓት እዮም ተባሂሉ ይሓልፍ ኣሎ፡ ስጋብ ሎሚ ብርጋደር ተከስተ ሃይለ ሕማቅ ነይሩ ዝበሎ የሎን ። ፒሊፖስ ንፉዕ ነይሩ ኢሉ ፡ ተኽለ፡ማንጁስ ንፉዕ ነይሩ ኢሉ ፡ ወደይ ፍርዙን ንፉዕ ነይሩ ኢሉ ኩላቶም ኪሳብ ሕጂ እሞ ሰለምንታይ ሃገርና ዉዱቕ ኮይኑ ኩሎም ንፉዓት እንየነይሮም please.

  • @mikeberhe8421

    @mikeberhe8421

    3 жыл бұрын

    ኣብ ግዜ ሰውራ ክሳብ ምምጻእ ነጻነት ኤረትራ ንፉዓት ኔሮም ኔሮም ኔሮም ስለዚ ኔሮም ሕሉፍ ድሕሪ ነጻነት ንጥፍአት ይሳተፉ ኣለዉ ::

  • @rahawatesfaslasie9291

    @rahawatesfaslasie9291

    3 жыл бұрын

    Hagerna Aywedakatin Kemakan Wedii Kemakan Kedat Tray Iyom. Wadikom !!

  • @rezenehabte5467

    @rezenehabte5467

    3 жыл бұрын

    ኪዲ እንታይ ትፈልጥዮ ኣለኪ እዩ ሕንጉጉ ስቕ ኢልኪ ግዳ ለሚንኪ ብላዒ ኣብ ሽወደን እንመር

  • @teamehaile1685
    @teamehaile16853 жыл бұрын

    ሰላም ብዛዕባ ዞባዊ ሰራዊት ናይ ኣከለጉዛይ መንእሰያት ጥራሕ ዘሰልፍ ምንባሩ ሩዱእ ኢዩ ስለምንታይ ኢዩ ኣስፊሕካ ግለጸልና 2ይ ህዝባዊ ግንባር ኣብ 83 ወይ 82 ስለምንታይ ኢዩ ካብ ኣከለጉዛይ ጥራሕ ገፊፉኩም ኣሰልፉ ኢሉ ዘኣወጀ እቲ ዉድብ ስለምንታይከ ካብ ካልእ ክግፈፉ ዘይተደልየ?

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35262 жыл бұрын

    ኤሞ ሽዓብያ 2ውድብያ ትብለና ኣሎኻ. ሲለዚ ንጀብሃ ስትሌማለትዩ...3, ውድብ ኣነፍጅድን በልና 3ስላሰውን በሉና ኔግር መገድኹም.......

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32823 жыл бұрын

    እዋእ እዋእ እዋእ ኩቡር ሓው ተኸስተ ሃይለ ሙዃን ንስኻ ኢኻ ኣብኡ ኔርካ ኣይኮነን ክብለካ ቁሩብ ድፍረት ኮይኑ ይስመዓኒ። ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርሲ ብባጀቱ ሰገም ስርናይ ጣፍ የጥሕን ኔሩ እትብል ኣይቅበላን ምናልባት ካብቲ ህዝቢ ኣምጽእ ኣዋጽእ ኢሎም ዝኣከብዎ እንተዘይኮይኑ። እቲ ገድሊ ገድሊ ምዃኑ ጥምየትን ጽምእን ኣብ ክልቲኡ ውድብ ዝነበረ ተጋዳላይ ዝሓልፎ ዝነበረ እዩ። ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ግን ነቲ ካብ ዝተዋህቦ ባጀት ገዚኡ ነብሱ ንዝዓንገለ ተጋዳላይ ከም ዘይረብሕ በላዕ እኅቋቁሖ እንዳበሉ ነቲ ጅግና ተጋዳላይ ጸዋር ኩሉ ጸርፍታቶምን ስድነቶምን ከቃልሉ ከለው እዩ ዝዝከረኒ።

  • @Robeltk
    @Robeltk3 жыл бұрын

    እንታይ'ሞ! ጀጋኑስ ጀጋኑ ኔርኩም!:: እዚ ኩሉ ሓው ንሓዊ ተቃቲሉ እዚ ኩሉ ጭካነኩም ሓደ ንእሰያስ ዝጭክነሉ ተሳኢኑ

  • @tsegaygoytom8339
    @tsegaygoytom83392 жыл бұрын

    ባዕሎም አንድዮም ድኣ ተመን ሒዘሙልና ኣትዮም።ዓው ኢልካ ዘይ ትዛረበሉ ውድብ ሒዝካ መጺኻስ ናጽነት ኣምጺአና ክኣ ይበሃለለይ።ድምሱሳት ኣምሓራ ድኣ አንታይ ዶ ጌረሙና ዮም።ሰብ ይመሃር ድላዩ ይዛረብ ኔሩ፡አዚኦም ምስ መጹ ግን ፡ኩሉ ጠፊኡ ዓዲ ውን ናይ ኢሰያስ ኮይና ።

  • @warsayyekalo1160
    @warsayyekalo11603 жыл бұрын

    ይቅረታ፡ ጀነራል፡ አብ ካመራ ፕሮቶኮል ሓሊኻ እንዲኻ መጺእካ ዘሎኻ፡ ምእንቲ ሙሉእ ክኸውን አብታ ጸጋመይቲ ኢድ ናይ ጁባኻ ዘላ ጻዕዳ ዓለባ፡ ረክላም ናይታ ጁባኻ ስለዝኾነት ስለዘይተድሊ ቀንጥባ፡ ፡ ግን ካብ አርእስቲ ወጻኢ ስለዝኾነ ደጊመ ይቅረታ ይሓትት፡፡

  • @joehatu7130

    @joehatu7130

    3 жыл бұрын

    Jelfaf eka gin !!

  • @jossy222

    @jossy222

    3 жыл бұрын

    Ezi fashion show aykonen Wala be golfo zeymx eti zedelyena tarik eu gual mengdi endmaxkum kalsi kon hizbi eritrea nidhiret aytmlsuwo

Келесі