Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 20 June 11- 2021

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 20 June 11- 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 20 11 ሰነ 2021
Tv Sened Antonio Tesfay

Пікірлер: 94

  • @matiwostumzghi9770
    @matiwostumzghi97703 жыл бұрын

    ተቪ ሰነድ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ።ወዲ ሃይለ ድማ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኢዩ ዝትንትኖ።ሓንቲ ሕቶ ክሓቶ ንወዲ ሃይለ፣ ንብርጌደር ጀነራል ተኸለ ዓንዶም ድሕሪ ባይታ፣ኣብቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሮ ኣበርክቶ ካብ ምስላፍ ክሳብ ናጽነት፣ድሕሪ ናጽነትን ፣ጉጅለ 15 ካብ ዝእሰሩ ንድሓር ካስብ ሕጂ ኣብ ገዛ ደስኪሉ ኣሎ። ስለምንታይ? ይቅረታ ቅድሚ ሕጂ ዘርዚርካዮ እንተኮንካ ጽቡቅ።ነዚ መደብኩም ምስቲ ዘለኒ ናይ ግዜ ሕጽረት ኩሉ ክፋላት ኣይሰማዕክዎን።

  • @badboys6296
    @badboys62963 жыл бұрын

    u r my hero I’m proud of u general wedi haile 🤙🙏

  • @robrahk1432
    @robrahk14323 жыл бұрын

    TV sened ናይ ብሓቂ ቲቪ ሰነድ Thanks!!!

  • @filimonrusomtesfazgi5711
    @filimonrusomtesfazgi57113 жыл бұрын

    ዕድመ ይሃብካ ኩቡር B\general ተኸስተ ሃይለ

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj2 жыл бұрын

    For ever hero General tekste

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl3 жыл бұрын

    ውድ ሀይለ ኩሉ ነብሱ ታሪኽ አዩ 🇪❤️🇪🇷

  • @user-rt6ob7jr9q
    @user-rt6ob7jr9q3 жыл бұрын

    2. ምስቶም ዝሞቱ ይኹን ኣብቲ መዓስከር ዝጸንሓና ጽሑፍ ንነፍሲ ወከፍ ወተሃደር ዝተዋህቦ ብኣምሓርኛ "ኣይዛችሁ ጓዶች፡ ባሬንቱ እንሂድ፡ ኣቶ ብርሃነ ህዝቅኤል የኢሰፓ መልእክት ልያሰሙን ይጣራሉ፡ መሉጌታ ተራራ ይጣራል፡ ጌታቸው ተራራ ይጣራል፡ የኩናማ ብሄረሰብ ይጣራል" ዝብል መጸዋዕታት እዩ ነይሩ፡ ብድሕሪ ክልተ ሰሙን እውን ካልእ ኣብ ግንባር ተሪፉ ዝነበረ ብርጌድ ስዒቡ መጺኡ እቲ መጥቃዕቲ እንተ ተፈጸመ ጸላኢ እውን ንመጥቃዕቲ ተዳልዩ ሓይሉ ኣኻኺቡ ስለ ዝነበረ፡ በቲ ንሕና ዝነበርናዮ ወገን ክሳብ ሻምብቆ ዝዝርጋሕ መጥቃዕቲ ጌርና፡ እንተኾነ ግን ጸላኢ 60 ታንክታት ገይሩ ብጎላጉል ሃደምደሚ ንሩባ ባርካ ንሳዋ ስለ ዝኣተወ፡ እቲ ኣብ ባረንቱ ዝከላኸል ዝነበረ ሓይሊና መውጽኢ ስኢኑ እቲ ምዝላቕ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ነይሩ፡ ብፍላይ ክኣ ካብ ግንባር ዝመጸ ኩሉ ኣቕሑትና ብሙሉኡ ኣብ ኣሽሺ ባዕልና ኣቃጺልናዮ፡ ኣነ ዘይርስዖ ምስቲ ዘቕረብካዮ ዝተኣሳሰር ታሪኽ፡ ካብ እምባሶይራ ካብ ተ.ሓ.ኤ ዝተማረኸ ምምሕዳር ቁጽሪ 10 ዝብል ዓቢ ድልዱል ክንዲ ፍርቂ ፊስቶ ዝኸውን ድስቲ ምስ ኩሉ ናይቲ ኣሃዱ ንብረት ካብ ወገን ዘቃጽሉ ተመዲቦምሉ ኣብኡ ተቓጺሉ፡ እዚ ዝኾነሉ ዘሎ ግዜ ብዕለት 25/08/85 ሰዓት ካብ ኣሸሺ ገሊኡ ብጥርኑፍ ገሊኡ ፋሕ ብዝበለ መንገዲ ተበጊስና ጸላኢ ድሮ ንባረንቱ ተቖጻጺርዋ ሂሊኮፕተራት ክዓልባ ጀሚረን ንሕና ብጎድኑ ጽርግያ ባረንቱ ተኾምብያ ሒዝና ሓሊፍና ኣብ ሓደ ቦታ ተኣኻኺብና ክይድ ሓዲርና ንጽባሒቱ ኣብ ሩባ ጋሽ ኣቲና፡ ኣብዚ ክርስዖ ዘይክእል ገዲም ተጋዳላይ ናይ ሽዑ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ስዉእ ኮሎኔል ገብረ ተካ ባዕሉ ክንደይ ሰብ ውሕጅ ጋሽ ከሳግረና ውዒሉ፡ ካብዚ ንጽባሒቲ ግረምፊት ዝበሃል ቦታ ኣቲና ሓንቲ ኦራል ቅሩብ ፕሮቲንን ነርወይን ሒዛ መጺኣ ቀቅሩብ ተዋሂብና ከብቲ ሓሪድና ኣብኡ ከሎ ቆሊና ስጋ ጥራይ በሊዕና ብድሕሪኡ ንኣውጋሮ ካብኡ እውን ንባርጥቀ ትበሃል ዓዲ ምስ ከድና ኣብኡ ውዒልና፡ እቲ መደብ ብተማራት ክንሰግር እዩ ተሓሲቡ ነይሩ፡ እንተኾነ ግን ጸላኢ ኣደልዲሉ ስለ ዝሓዞ ኣይጥዓመን፡ ብድሕሪኡ ንማይ ሸግሊ ብኡ ኣቢልና ንጃርበት ብሃዳሙን ማይቆቓሕን ኣቢልና ክኣ ንሸሸቢትን ዓዲ ተኽላይን ቆሪጽና ብጎልጎል ሰምበል ኣብ ንኸደሉ ዝነበርና ለይቲ እዩ፡መቸም ክፍለ ሰራዊት ወይ ብርጌድ ብክልተ ትኹል መስርዕ ክኸይድ እንከሎ ክሳብ ክንደይ ርሕቐት ከምዘሎ ርዱእ እዩ፡ እቶም ኣዘዝቲ ኣብቲ ጉዕዞ ዝኾነ ሓበሬታ ክለዋወጡ ከለዉ ብሬድዮታት ስለ ዝኾነ ኣብዚ ከም ኣጋጣሚ ክዝክራ ዝኽእል ስዉእ ገዲም ተጋዳላይ ሜ/ጀነራል ስዒድ ፈረጅ ናይ ሽዑ ኣዛዚ ብርጌድ ንዕንዱኩር ሬድዮ ክፈት በልዎ ዝብል ብመስርዕ ተመሓላሊፉ፡ ዕንዱኩር ካብ ድኻም ዝኣክል ሬድዮ ከፊትዋ እናጸውዐት ብድኻም ዝኣክል እናኸደ እንከሎ ክሰምዓ ኣይክኣለን፡ ብድሕሪኡ ወዲ ፈረጅ ጸዊዑ ምስ ቀበጸ ብኣካል ብድሕሪኡ መጺኡ እንታይ ድኣ እዛ ሬድዮኻ ባተሪ ወዲኣ ድያ እንተበሎ ፡ ዕንዱኩር ክኣ ንሳ ዘይኮነት ባተሪ ወዲኣ እቲ ሒዝዋ ዘሎ እዩ ባተሪ ወዲኡ ኢሉ ኣስሒቕዎ፡ ብሓፈሻ ሽዑ ካብ ማይ ቆቓሕ ተበጊስና 18 ሰዓት ተጓዒዝና ንግሆ ከባቢ ሰዓት 8 ባድመ ምስ ኣተና ከየዕረፍና ጸላኢ ብተኾምብያ ገይሩ ብሽላሎ ንባድመ ስዒቡና፡ ንሕና ባድመ ከነዕርፍ ዝሓሰብና ንክልተ ሰዓት ኣቢልና ጸኒሕና ጉዕዞና ብጽብራ ዝበሃል ቆሪጽና ንመረብ ኣቲና፡ ኣብዚ እዋን እዚ ጳጉሜን ስለ ዝነበረ መረብ ክሳብ ኣፋ መሊኣ ጸኒሓትና፡ እዚ ኹሉ ሰብ ተሞክሮ ናይ ውሕጂ ዘይብሉ ብላምፓዲና ተተሓሒዝካ ስገር ተባሂሉ፡ ጸልማት ምስ ምዃኑ ተረኣኢኻ ኣይኮነን፡ ክንደይ ዕጥቅታትን ንብረትን ተወሲዱ፡ ብዘይካ እዚ ካብ ባረንቱ ዝተታሕዘ ንብረት መሳርፍ ይኹን ካልእ ጠቓሚ ንብረት ዝሓዛ ኣስታት 200 ዝተጻዕና ኣግማል ናይ ክ/ሰ 85 ነይረን፡ ምስቲ ደባይ ምንባሮም እተን ኣግማል ዝሓዝወን ክኾና ይኽእላ እየን፡ ካብዚ ክይድ ሓዲርና ልክዕ ናብቲ ቅድም ንዋጋኣሉ ዝነበርና ቅድሚ ድፋዕና ዝነበረ ናብ ዓዲ ተኽለሃይማኖት ዝበሃል ቦታ መጺእና ኣብኡ እውን ከብቲ ተቐሪበን ሓሪድና በሊዕና፡ብድሕሪ እዚ ምስ ክፍለ ሰራዊት 101 ኣድሓኖም ዝሓዞም ኣሃዱታት ኣብ ዓምቦሪ ተራኺብና፡ ድሕሪ ዓምቦሪ ንማይሓባር ዝተባህለ ኬድና ኣብኡ ውዒልና ካብኡ እውን ንመንሱራ ኣቲና፡ ድሕሪዚ እቲ ቀንዲን ወሳኒን ሓይሊ ሰብ ዝሰግረሉ ቦታ ብመንጎ ዓደርደን ሓጋዝን እዚ ሕጂ እንዳ ደርሁ ዘሎ እዩ፡ ካብ መንሱራ ከባቢ ሰዓት 5 ናይ ምሸት ተበጊስና ምሳና ኣባቕል ናይ ኣጋር ከቢድ ብረት ኣጽዋርን ጠያይትን ዝጸዓና ነይረን ልክዕ ሰዓት 11 ናይ ለይቲ ምስቲ ብዝሕና ኣዝዩ ዋዕ ዋዕ ዝመልኦ ስለ ዝነበረ ብፍላይ ክኣ እተን ኣባቕል ኣብቲ ጽርግያ ምስ በጽሓ ድምጺ ገይረን ጸላኢ ሰሚዑና ሽዑ ንባዕሉ ፈሪሑ ሓንቲ ክገብር ኣይክኣለን፡ ናይ ሓበሬታ ድኽመት ነይርዎ እዩ ክበሃል ዝክኣል እምበር ክሳብ ባድመ ተኸታቲሉና እዩ፡ ድሕሪኡ ብዘይሓሰቦ ቦታ ምስጋርና ጥራይ እውን ዘይኮነ ብዘይ ገለ ጸገም ምስጋርና ይገርመኒ እዩ፡ ጽርግያ ምስ ሰገርና ሓጺር ግዜ ተጓዒዝና ኣብ ቀረባ ኢና ደቂስና፡ ንጽባሒቱ ንግሆ ንሰበር እናተጓዓዝና እንከለና ሩባ ሰበር ከይበጻሕካ ኣብ ዘላ በራኽ ጎቦ ሓደ ሻምበል ዝኸውን ሓይሊ ጸላኢ ከም ዘሎ ስዉእ ተጋ/ሜ/ጀነራል ስዒድ ፈረጅ ብክሻፋ ስለ ዝርኣዮ፡ ንሕና ክንዋጋእ ስለ ዘይንኽእል ምኽንያቱ ኣብ ውግእ ስለ ዝነበርና ጥይት ይኹን ስንቂ ኣይነበረናን፡ ዋላ ኣብቲ ጉዕዞ እውን መግቢ ዝበሃል ኣይነበረናን ብጥሙይና ኢና ንጉዓዝ ኔርና፡ ብዓቕሚ እውን ኣብ ጉዕዞ ዝደኸመ ሓይሊ ስለ ዝነበረ ዓቕሚ ሰብና ዓቂብና ክንኣቱ ጥራይ እዩ ነይሩ እቲ መደብ፡ በዚ ምኽንያት ንጸላኢ ሓንቲ ሓይሊ መዲብናሉ ናይ መናውራ ስራሕ ክሰርሑ ውዒሎም፡ ድሕሪኡ እቲ ተኸቢቡ ዝነበረ ሓይሊ በዚ ሓሊፉ ተባሂሉ ነፈርቲ ተላኢኸን ዋላ ካብ ዓደርደ ንደብረሳላ መዳፍዕ ክትኮስ ውዒሉ፡ ድሕሪኡ ጉዕዞና ቀጺልና ብሩባ ሻሕሻሕ ናብ ሂምቦል ባግነ፡ ብድሕሪኡ ብዓረዳይብን ቲቶባይን ዝተባህለ ድሕሪ ናይ 18 መዓልቲ መሪር ጉዕዞ ከርከበት ኣቲና፡ ካብ ከርከበት ክኣ ብመርቸድስ ናብ ድፋዓት ኣድሓነትን ወርጨጋን ተመሊስና፡ ጸላኢ ኣብ ባረንቱ ዝነበሮ ጸብለትነት ናይ ኣጽዋር ቅድሚኡ ተራእዩ ዘይፈልጥ እዩ ከም ኣብነት ዝጥቀስ ክኣ ሃይድሮሊክ ዝበሃላ ታንክታት ገይሩ ተዋጊኡና፡ በዚ ዝኣክል ብደረጃ ብርጌድ ገምጋም ናይቲ ውግእ ኣብ ሩባ መልመለት ክካየድ ከሎ ጸላኢ ካብ ባረንቱ ክደፍኣና ዝኽኣለስ ሓንቲ ታንኪ ናትና ሓንቲ ቡምባ ክትኩስ ከላ፡ ናይ ጸላኢ ክኣ ብቕልጣፈ 10 ቡምባ ትትኩስ ዝበሃል ከመይ እዩ ኢሉ ሓደ ተጋዳላይ ሓቲትዎ፡ ወዲ ፈረጅ ክኣ ክሳብ ሕጂ መዋእለይ ተጋዲለ ክሳብ 10 ሻምብቆኣ ታንኪ ኣይርኣኹን ኢሉ መሊሱሉ፡ ብሓፈሻ ብዛዕባ ውግእ ባረንቱ ብዙሕ ክጸሓፍ ይኽእል እዩ።

  • @user-er5jn6pg3c

    @user-er5jn6pg3c

    Ай бұрын

    Ane Gerimuni : Ezi Kulu guzo Si 18 Tray ? Ane Wedi Gash eye Ezi Tibleni Zoloka 58 Miwesedo.

  • @joehatu7130
    @joehatu71303 жыл бұрын

    He is the best and honest 🌹🌹🌹

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob31503 жыл бұрын

    BGHT you went through a lot for Eritrea, you and others. I am happy you’re here to telling your life’s story to everyone. What I don’t understand is that some evil people make fun of people who are now living with any disability. The disabilities are heroes. I’m just encouraging those who make fun of BGTH, to come out and apologize in front if everyone, just like how you made fun of them out in public. You guys are heroes.

  • @veronicaeyob3150

    @veronicaeyob3150

    3 жыл бұрын

    *to tell

  • @user-gc8uv8dj7v
    @user-gc8uv8dj7v3 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጅግና ኣቦና ንበረለይ እስከ

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot98043 жыл бұрын

    Thanks Tegadalay and General Tekeste Haile. You guys deserve better, we Eritreans truly have failed defending our heroes and heroines.apologies for not being able defending and protecting you. sacrificed everything possible for us but we the people let you down. we wish you all the best for the rest of your life.Thanks again for serving your people and country.

  • @habtuberhane5273
    @habtuberhane52733 жыл бұрын

    nay behaki bsul merhi kunat, kabti zgerm nay general tekeste hayle wela netom tslaetu zneberu dergn nay hji hgdefn eti bkatom bgbue ymskrelom ezi eyu eti wetehader zbehal long live general Tekeste.

  • @maytemenay5913
    @maytemenay59133 жыл бұрын

    ከምዚ ከማይ ን ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ትናፍቅዋ ዶ ትኮኑ ነዚ ሕብእ ታሪኽ ክትሰምዑ? ንበረለይ ኣቦይ ምዓረይ!!

  • @ftsumgebrekidan7624

    @ftsumgebrekidan7624

    3 жыл бұрын

    ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር አብ ሳሓል ቢራ ይሰትዩ ነይሮ ይባሃል ሓቅነት አለዋ ድዩ ንአብነት ኢሰያስ አፍወርቂ ናዝጊ ክፉሉ ኢብራሂ አፋ ዝአመሰሉ

  • @maytemenay5913

    @maytemenay5913

    3 жыл бұрын

    @@ftsumgebrekidan7624 ክብር ሓው ኣነ ታሪኽ ዝምሃር ዘለኩ መንእሰይ እየ ኣይፈለጥን እየ ክብር ሓው።

  • @hani3933
    @hani39333 жыл бұрын

    ኩራዕ ተሓበን ሓርበይና ኣያና ተኸስተ ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын

    ኤሞ አንኩኩሖ ጅብሃ ትበልኣያ ስ ሓሎሞሎዊ አዩ...

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli28303 жыл бұрын

    Tekeste Haile ni hageru Iseyas ni amharu

  • @teklitrussom
    @teklitrussom2 жыл бұрын

    Thanks baba

  • @haileotz6270
    @haileotz62703 жыл бұрын

    Great job tegadalay Tekeste haile

  • @bihonbihon6074
    @bihonbihon60743 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ኣለናልካ ደቅካ እድመን ጥናን ይሃብካ ክቡር ባባና ።

  • @weinibrhane1996
    @weinibrhane19963 жыл бұрын

    Kubur abo admen tanan yhabka fetari ❤

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher9023 жыл бұрын

    እዚ ናይ ውልቅኻን ናይ ሓባርን ኣወሃሂድካ ምዝንታው ኣብ ኩሎም ተጋደልቲ ኣይተለምደን ንዓመታት ዝኣክል ከኣ ኣይተዘንተወሉን... ጀነራል ተኸስተ ግን ኩሉ ይገልጾ ኣሎ ክምስገን ዝግበኦ ተበግሶ

  • @AmanuelAdhanom
    @AmanuelAdhanom3 жыл бұрын

    ኩቡራት የሕዋት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለን ኣንቶንዮ ተስፋይን ስለ ትምህርቲ ታሪኽ ትምህሩና ዘለኹም ምስጋና ይብጻሕኩም። ሕቶታት እንዳብዛሕና ኣይትሓዙልና እምበር ናይታ ጅግና መራሒት ጋንታ ትብለጽ ደሃያ ኸ?

  • @AmanuelAdhanom

    @AmanuelAdhanom

    3 жыл бұрын

    @@user-pm3fb9er7l The question is not for you. You basically said qenxiloma Yukonu. So you don’t know. If you can wait for the real answer. Keyxewaekayo yey Keylak-kayo nabey

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus2893 жыл бұрын

    HELLO GENERAL TEKESTE HAILE! REGADLESS NAY HGDF JAW JAW, YOU ARE ABSOLUTE ERITREAN ARMY HERO. WE THE ERITREAN FREEDOM FIGHTERS KNOW MORE THANK ANY HGDF.

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli28303 жыл бұрын

    Iseyas zergi tekeste Haile zengi

  • @azt5187
    @azt51873 жыл бұрын

    First of all I would like to thank you for your great contribution to our country. Do you or anyone know if Ethiopia reported about death of Ibrahim Afa? Thanks again

  • @user-tu9im5pm4l
    @user-tu9im5pm4l3 жыл бұрын

    Jigna ayana B/general tekeste haile edme yhabka

  • @letinatekali3335
    @letinatekali33353 жыл бұрын

    🇪🇷💞💞💞💞🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @berhaasme8536
    @berhaasme85363 жыл бұрын

    Wawwwww ata kemey zbeluwo jigna sebay yu.

  • @niatnaeritreana2011
    @niatnaeritreana20113 жыл бұрын

    Zkeberka General Tekeste Haile menti netsanet ktbil edme nesnetka zwefekayo kulu kfli akalatka zkefelka gigna eka emo kibrin mogesn ygbaka!! Wala ekua bezi zelekayo poloticawi akayda entezeytesemaemaku. Bmikitsal tsibuk tarikna tnegrena aleka entekone gna tarik gedli Eritrea wichu zeytzkrelus wichu zeyteselefe sle znebere eu ksab 86 wey naykale wichu zeynebero EPLF eka tzareb zeleka gerimni. Wlkawi tsegem wala aleka entekoynu tarik wichu kthako gin zikal aymeslenin emo tariku zekro Yekenyeley

  • @jossyaferhom305
    @jossyaferhom3053 жыл бұрын

    Meshaf Jigninet

  • @bashailema9043
    @bashailema90433 жыл бұрын

    The General sacrifice so much for Eritrea. We have a lot of respect for you and I wish you happy retirement.

  • @newyorkistannewyorkistan8966

    @newyorkistannewyorkistan8966

    3 жыл бұрын

    Basha: Retirement without compensation or some sort of pension is inhuman. People like B/G Tekeste don’t deserve this kind of treatment in the Golden. Btw, I was taken back when he mentioned my deceased brother the late Ahmed Dali where his life was cut short by criminal Essayas and his lieutenants.

  • @bashailema9043

    @bashailema9043

    3 жыл бұрын

    @@newyorkistannewyorkistan8966 I agree, but he is lucky to be alive. Had he been in Eritrea, his fate could have been different.

  • @user-rt6ob7jr9q
    @user-rt6ob7jr9q3 жыл бұрын

    ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኩሉ ኣብ ቃልሲ ዘሕለፍካዮ ተሞክሮ ሓንቲ ብሓንቲ ፍጻመ ብፍጻመ እንኮላይ ዕለትን ኣሰኒኻ ብዘይ ሕብእብእ ብዓቕምኻ ክትገልጸልና ምኽኣልካ ኣብ ልዕሌኻ ዓቢ ኣድናቖትን ኣኽብሮትን እዩ ዘለኒ፡ ከምቲ ኣቐዲምካ ዝገለጽካዮ ታሪኽ ምምልላእ እዩ፡ ከምኡ ምዃኑ ብእማን ክኣ ብዛዕባ ውግእ ባረንቱን ስዒቡ ዝመጸ ወተሃደራዊ ምዕባለታትን ብሓጺሩ ኣቐዲመ ተናኺፈዮ እኳ እንተነበርኩ ፡ ሕጂ እውን ብዓቕመይ ብዛዕባ እቲ ንምዕራብ ዘዝለቐ ገዚፍ ሓይሊና ሙሉእ ኣፍልጦ ክህልወካ ምእንቲ በቲ ኣነ ዝፈልጦ ቅሩብ ክገልጽ፡ 1. እታ ቅድሚኡ ንክልተ ግዜ ተፈቲና ንምትሓዛ ዘይተኻእለት ከተማ ባረንቱ ጸላኢ ከም መርኣያ ጽንዓቱ ይወስዳ ስለ ዝነበረ፡ ህ.ግ ብዝነበሮ ብሱል ወተሃደራዊ መጽናዕቲን ብቕዓትን ስልትን ንጸላኢ ደምሲሱ ዓቢ ወተሃደራዊ ዓወታት ምስ ተጎናጸፈ፡ ጸላኢ ዝሕዞን ዝጭብጦን ጠፊእዎ ምስ መንግስቲ ሶማል ስምምዕ ገይሩ ኣብ ኦጋዴን ዝነበረ ሰራዊቱ ስሒቡ ብነፈርቲ ናብቲ ግንባር ኣምጺኡ ጸቕጢ ይፈጥር ስለ ዝነበረን፡ በቲ ካልእ ክኣ ገለ ካብተን ኣብ ምትሓዝ ከተማ ባረንቱ ዝተሳተፋ ኣሃዱታት ቦጦሎኒ ናይ ክ/ሰ 70ን ኣሃዱታት ሃንደሳን ነናብ ቦትአን ስለ ዝተመለሳ ክኸውን ይኽእል ካብ ክ/ሰ 52 ሓንቲ ሓይሊ ብጊላይ ጋፎን (ወዲ ጋፎ) ዘርእዝጊ ወልደማርያም (ወዲ ሽፍታ) ትምራሕ ሓይሊ ዕንዱኩር ኣዛዚ ቦጦሎኒን ከምኡ እውን ናይ ክ/ሰ 96 ሓንቲ ሓይሊ ንስኻ ከም ኣዛዚ ቦጦሎኒ ምንባር ሕጂ ትገልጾ ዘለኻን ሓንቲ ሓይሊ ካብ ክ/ሰ 70 ናብቲ ግንባር ክኸዳ ከም ዝተገብራን ብመጎራይብ ድፋዕ ሒዘን ከም ዝነበራን ዝፍለጥ እዩ፡ ብድሕሪኡ ዝመጸ ምዕባለታት እውን ነቲ ብቐጻሊ ናብ ባረንቱ ንምምላስ ዕረፍቲ ዝኸልእ ዝካየድ ዝነበረ 13 ወተሃደራዊ ፈተነታት ሓንሳብን ንሓዋሩን ንምፍትሑን ነቲ ዝተረኽበ ዓቢ ወተሃደራዊን ፖለቲካዊ ዓወታት ንምዕቃብን፡ ነቲ ኣብ መስመር ዓረዛ ባረንቱ ዝነበረ ሓይሊ ጸላኢ ጸረ መጥቃዕቲ ወሲድካ ንምድምሳስን ነቲ ኣብ መጎሎ ዓሪዱ ዝነበረ ሓይሊ ትንፋስ ንምሃብን ብዝብል ተልእኾ ምስተን ኣብኡ ዝጸንሓ ኣሃዱታት ንኽፍጽም ሓደ ብርጌድ ናይ ክ/ሰ 52 ብስዉእ ገዲም ተጋ/ ስዒድ ፈረጅን ስዉእ ገዲም ተጋ/ ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ) ዝምራሕ ብር.45 ካብ ዝነበሮ ቀዋሚ ግንባር ሩባ ዓንሰባን ኣድሓነትን ካብ ዝበሃል ቦታ ተሳሒቡ ናብ ባረንቱ ድሕሪኡ እውን ናብ ቢንቢና መጺኡ፡ ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ይኸውን ሓለፍቲ ናይቲ ብርጌድ ኩነታት ጸላኢን መመእተዊኦም ክጽንዑን ናብተን ኣቐዲመን ኣብ ከባቢ ብሽኳ ቶሌፋፋ ዝበሃል ከባቢ ዓሪደን ዝነበራ ኣሃዱታት እንተኸዱ፡ ሓደ ብርጌድ ኣየር ወለድ ናይ መበል 102 ክ/ሰ ብርጌድ 8 ዝተባህለ ብዕለት 09/08/1985 ዘይተሓስበ ብለይቲ ብኹሊት ሰንጢቑ ናብ ጎቦ ኣውላ ደይቡ፡ ብድሕሪዚ እቲ ዝተሓስበ ሰፊሕ ጸረ መጥቃዕቲ ተሪፉ እቲ ዝመጸ ብርጌድ ምስዚ ሓይሊ ገጢሙ፡ ኣኽቢብካ ዝግበር ዝነበረ ውግእ ዝነበረ ስለ ዝኾነ ብርትዕ ዝበለ ዝያዳ መስዋእትን ኣኽፊሉና እዩ፡ ብፍላይ ክኣ 3ይ ቦጦሎኒ ናብ እንዳ ባንዴራ ተባሂላ ብትፍለጥ ( ጸላኢ ሽዑ ባንዴራ ዝተኸለላ ንእሽተይ ጎቦ) ቦታ ብጎልጎል ስለ ዝኣተወት ብዙሕ ክሳራ ነይሩ፡ከምቲ ዝተሓስበ ክኣ ብርጌድ ኣየር ወለድ ምስ ሓድሽን ዘመናዊን ዕጥቅታቱ ተደምሲሱ፡ ተልእኾኡ በርዒኑ፡ ብፍላይ ክኣ ወዲ ሊቀ ናብ ድምጺ ሓፋሽ ዓወታት ንምሕላፍ ንሃይለስላሰ ሓጎዝ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ክሳራ ጸላኢ ምስ ሓተቶ ክንደይ ኢልካ ክቑጸር? ከም ናይ ዓዲ ሓውሻ እዩ ኢሉ ገሊጽዎ፡ ደሓር ጠቕላላ ዝነበረ ዓቕሚ ሰብ ናይቲ ብርጌድ ረኺቦም ማለት 1080 ዓቕሚ ከም ዝነበሮ እቲ ዝሃደመ ሓይሊ እውን ብጎላጉል ኮቶብያ ክሃድም ብመነጸር (ክሻፋ) ስለ ዝርኣይዎ ምስ ሓደ ሻምበል ዝመዓርጉ ኣዛዚ ብርጌዶም ዝሓዞ ካብ 80 ዘይሓልፍ ብምንባሩን ምሩኻት ክኣ 160 ወተሃደራት ስለ ዝነበሩ ምዉታት 840 ምዃኖም ተረጋጊጹ፡፡ ኣብ እንዳ ባንዴራ ዝነበረ ሬሳታት ተጸፋጺፉ ብጨና ምቕራብ ከሊኡና፡ ዋላ ክራማት እንተኾነ እቲ ከባቢ ኣጻምእ ስለ ዝኾነ ካብቲ ሽዑ ዝሃረመ ዕቋር ማይ ስለ ትሰቲ፡ ምስ ሰተኻዮ እንተርኣኻስ ብልዕሊኡ ሬሳ ትርኢ፡ መግቢ ክንበልዕ እውን ሬሳ ክትሕዝ ጸኒሕካ መሕጸቢ ኣይርከብን፡ እሞ ክኣ ምስ ብርቱዕ ጨና፡ኣዝዩ ከቢድ እዩ ነይሩ፡ ኣብዚ ውግእ'ዚ 11 ቅድሚኡ ተታሒዘን ዘይፈልጣ ክትሓዛ ዝድለያ ዝነበራ ዘመናዊ ንጠለፋ ዘገልግላ ሬድዮታት ተታሒዘን።

  • @isaiastenbenai2286
    @isaiastenbenai22863 жыл бұрын

    Long live jigna abona b/g wedi haile

  • @-tv2682
    @-tv26823 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንጹርን ምሃርን ታሪኽ ትህቡና ስለ ዘለኻትኩም ነመስግነኩም። ቐጺለ ግን ኣቦና ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ከይተሰከፈ 🙂ብዙሕ ግዝየ ማለት ኣብ ሰለስተ ተኻታታሊ ክፋላት ንገፍፍ ነርና ይብል ኣሎ ሞ ኣነ ኳ ታ ቓል ከውጽኣ ከሎ ብጣዕሚ ኣ ተስሕቐኒ😀 ብዝኾነ ግን ምግፋፍ ወይ ኣገዲድካ ምግዳል ምዓስ ኣመተ ምህረት ኡ ተጀምሩ ተተብርሃልና ንጹር ምኾነ። ተማሳሳሊ ሕቶ ነቦና ኣንቶንዮ እውን ጀብሃ ኸ ትገፍፍ ነራ ዶ፧ እንተ ድኣ ትገፍፍ ነራ ኸ መንአን አን ቐዲመን ጀምረናኦ፧ ስለ ምሃርን መሳጥን ናይ ታሪኽ ተዘክሮታትኩም ንዓና ትምህርትን የመስግነኩም ነዊሕ ንበሩልና። መልስታትኩም ብተስፋ ክጽበ አ።

  • @hagoskifle1509
    @hagoskifle15093 жыл бұрын

    Tarik mzntaw xbuq dahrewot weledo semiena kemey ntkemelu eu eti wesani

  • @yonaskinfe6164
    @yonaskinfe61643 жыл бұрын

    እዚኣ ዓዲ ማእለል ትበሃል ዓዲ ኣብይ ከባቢ እያ፧

  • @tedrosyohannes3344

    @tedrosyohannes3344

    3 жыл бұрын

    Ab zoba gash bark koynu laelay gash tebahilu ztswae bota eyu kebabi shambko.

  • @yonaskinfe6164

    @yonaskinfe6164

    3 жыл бұрын

    @@tedrosyohannes3344 ንሳ ደኣ ዓደይ እያ ፡ ምናልባት በዚ ከበሳ ክልእ ከይህሉ ኢለ እየ ሓቲተ ። ብዙሕ ቃለ መሕተት ሰሚዐ ኣለኩ ባድመ ኢሎም ሻምብቆ ይብሉ ጸሊሖም ከኣ ሽላሎ ነጢሮም ከኣ ባረንቱ ተኮንብያ ግርመ ክብሉ እዚኣ ዓደይ ይነጥርዋ ነይሮም 😂። ሎሚ ንመጀመርያ ግዜ ሰሚዐያ

  • @yonashabtom1508
    @yonashabtom15083 жыл бұрын

    Dear wedi Haile, Do you have a knowledge of Tecleab wedi mana, I think he was in brigade 4, I believe he was martyred in 1985 in barentu

  • @fisaheyeghebru5813
    @fisaheyeghebru58133 жыл бұрын

    ብርጌድ 20 1ቦቶነኒ 1ሃይሊ አያ ነሬ።ሃይሊ ያቆብ (ወዴብሪም፡ኮምሽነር በርሄ ተስፋንኬል ነሮም ኣብ ደብረ አመን 10/10/1985

  • @abrhamwel7724
    @abrhamwel77243 жыл бұрын

    Kubur abo tekeste ms weyane gdn hgi knserh alena nay zhalefe gedifka gzi yeblkan 1 dekik eya zelatka gzi ykidmena alo slezi dgimika hsebela

  • @teweldetewe9034
    @teweldetewe90343 жыл бұрын

    Edme ybka bzaeba tekle aden tfelto gele belena bkemey tesewieu

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l3 жыл бұрын

    ሰላም ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ` ን ስውእ መኮነን (ነጻጊ ትኪ ) ኣዛዚ ቦጦሎኒ ከቢድ ብረት 76 ዝነበረ እዪ ብዛዕባ እዚ ጅግና ሓርበኛ እባ ገለ በለና ?!

  • @kibrabredai6306
    @kibrabredai63063 жыл бұрын

    wedi haile nezom tokamerti ayfetomn eye neska gen wala kabatom kun jegna eka bhaki jgna eka

  • @user-jx1ff9xs8s
    @user-jx1ff9xs8s3 жыл бұрын

    ኣንቶንዮ ሓወይ በጃኻ ባ ብዛዕባ ናይ ተኽላይ ዓደን ኣብርሃልና በሎ ንኣያና ብ. ጀ ወዲ ሃይለ, ደጋጊመ ጽሕፈስ ኣይመለስካለይን::🙏🙏🙏

  • @007dc7

    @007dc7

    3 жыл бұрын

    ተኽለ ዓንደ ን ተኽላይ... ዓደን.. ክልተ ዝተፈላለዩ. እዮም... ንሱ ኩሳብ ሕጂ... ብዝዕባ ተኽለ ዓደን. ብዙሕ ኣይተዛረበን... ቁሩብ ብዛዕባ ወዲ ዓንደ እዩ ተዛሪቡ... ተኽለ ዓደን..78 -79... ንሱዳን ዝኣተወ.. ናይ ሓለዋ ሰውራ ሓላፊ. ንዓመት ዩከውን..አብ 78.. ነይሩ ኩድሚኡ.. አነ.. ይሪኦ ነይረ.77 -78.. ቤትጽሕፈት.. ናይ ግንባር ደቡብ ናይ ብርጌድ 51.. እዩ. ይመስለኒ.. አብ. ደቀምሓረ ነይሩ ቤት ጽሕፈት... ተኽለ ዓደን... ከምዝመስለኒ.. ደቀምሓረ ክትውቃዕ... ኣባል ብርጌድ 51.. ከም ፖለቲካ commissioner.. ኣዛዚ 51... Clay ነይሩ ተኽለ ዓደን..77 - 78 ካብ ደቀምሓረ ኣይተፈልየን.. ሓደ ካብቶም. ኣዘዝቲ ግንባር ደቡብ. እዩ ነይሩ.. ሓወይ ናይ 51. ተጋዳላይ ነይሩ.. ሙሁር እዩ.. ተኽለ ዓደን ኩላ አብ ደቀምሓረ ዝገብራ.. አብ ድፋዕ ሰሓርቲ ከይደ... ብደቂቅ ዮነግሮ አብ ደካኩና ይመጽእ.. አብ ገሊኡ ኣረቂ ሺጋራ.. ይህብዎ ኣውላድ የውጽእ ከምድላዩ... ን መራሕቲ ንተጋደልቲ.. ባር.. ኣቲኹም ኢሉ ይኣስር. ባዕሉ ቡዕሉግ ኮሎ ግን.. ኩሎም ዝብልዎ አብ ኩናት.. ተባዕ እዪ..., ክእለት ዘረባ ኣለዎ ናይ univetsity ተማሃራይ እዩ.. ክፍለ ከሎ ምስ እታ ከድመይቲ ህዝባዊ ሓይልታት እዪ ተፈልዩ .. ብ ዓደን ኣትዩ.. ስለዚ ን ጀብሃ እዩ ከይዱ.. ድሓር ተፈልዩ ስለዚ ቅድም 1970.. ዝተስለፈ እዩ.. ሙሁር እዩ.. ወዲ ኣፍ ኩላ እዩ ይመስለኒ 77 - 78.. ዱካና ይውዕል ነይሩ.. ክኢላ እዩ ናይ ዘረባ..., ኩሎም ሓለፍቲ ዝፈልጥ እዪ ግን.. ናይ ሰሎሙን ቦታ.. ናይ ሓለዋ ሰውራ. ስለዝተክ ኤ... ከም ሰሎሙን.. ከይከዉን.. ፈሪሑ ንሱዳን ዝኣተወ እዪ ይብሉ

  • @user-jx1ff9xs8s

    @user-jx1ff9xs8s

    3 жыл бұрын

    @@007dc7 ብጣዕሚ አየ ዘመስገን ሓወይ ናተይ, ጽቡቅ ሓበሬታ መወዳእቱ ከ ቁሩብ ሓበሬታ የብልካን:ወይ ዝበሃል ናይ ሰብ ዕላላት::መኽንያቱስ ኣደይ ኣብ ፀሮና ኣብ ዕዳጋ መዓልቲ ቀትለሞ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ስለ ትብለኒ አየ, አቲ ካላኣይ ዶ ኮይኑ ማለት አዩ?

  • @user-pm3fb9er7l

    @user-pm3fb9er7l

    3 жыл бұрын

    @@007dc7 ከም ዝበልካዮ ተኽላይ ዓደን እቲ ኣዝዪ ተባዕ ሕጹብ ምዓንጣ እዪ ኣብ ርእሲ እዚ ናይ ዘረባ ክእለት ኔርዎ ምልከት ፓለቲካ 'ኣባል ማእከላይ ሽማግለ እቲ ግንባር እዪ ነይሩ ኣብ ብርጌድ 51 ፓለቲካ ኮምሽነር ምስ ሳልሕ ሕሩይ ነይሩ መስለኒ ኣብዚ ግንባር እዚ ብዙሕ ቅያታት እዪ ተሰሪሑ ` ተመርዕዪ ውን ነይሩ እዪ ሰበይቱ ተሰዊኣ እያ ' ንሱ ንሱዳን ንዕረፍቲ ምስ ከደ እዪ ኣብ 80ታት ኣቡኡ ተሪፋ ከም ዝመስለኒ ምስ መሪሕነት ኣይተሰማምዐን ብፍላይ ምስ ኢሰያስ ብከምዚ እዪ ኣብ ጸላኢ ኣትዪ "።

  • @user-pm3fb9er7l

    @user-pm3fb9er7l

    3 жыл бұрын

    @@user-jx1ff9xs8s ስርዓት ደርጊ ምስ ተሳዕረ ኣምሊጡ ን ኤውሮጳ ኣትዪ ኣብ ሆላንድ ኢዱ ሂቡ ይነብር ነይሩ ቅድሚ 10 ዓመት ኣቢሉ ይከውን ብሕማም ሞይቱ !

  • @user-pm3fb9er7l

    @user-pm3fb9er7l

    3 жыл бұрын

    @@user-jx1ff9xs8s ስርዓት ደርጊ ምስ ተሳዕረ ኣምሊጡ ን ኤውሮጳ ኣትዪ ኣብ ሆላንድ ኢዱ ሂቡ ይነብር ነይሩ ቅድሚ 10 ዓመት ኣቢሉ ይከውን ብሕማም ሞይቱ !

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher9023 жыл бұрын

    ብከምዚ ኣገባብ ኩሎም እንተ ዘዘንትዉ ኔሮም መንእሰያትና ዓቢ ለውጢ መርኣየ ኔሩ...

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli28303 жыл бұрын

    Ezi general ezi zgerim ftur eyu abet tsiniat

  • @merhawiasmara014
    @merhawiasmara0143 жыл бұрын

    Nay Pietros solomon abalat neberu yifeltu eyom ab dege zelewu wala alewu meas eyom haki kizarebu indeeee gn neti geben fetsemtu baelom nierom win tehababerti nierom kebleka zekiel mengedi eyu ezi.

  • @Dan5639_
    @Dan5639_3 жыл бұрын

    ነዚ ኩሉ ዋጋ ኸፊሎም ሲ ክብረትን ምስጋናን ረኺቦም ክነብሩ ዝግብኦም ወለድና :: እዚኦምሲ ይጽረፉን ይዋረዱን :: መቸም ኣምላኽ ቅንዕንኦምን : ዝኸፈልዎ ዋጋን ይዘክረሎም :: ኣምላኽ ዘምንኩም ይባርኽ ::

  • @dawittesfay7974
    @dawittesfay79743 жыл бұрын

    e,e,e,e,,teray tebil jornaleste aybkakan

  • @hani-qt8qv
    @hani-qt8qv3 жыл бұрын

    Hadami,hasawi balu ezi eu kab hagerna kemnwxu zegebrena genral neber elka amhlalfo hji kemay tesedidu jenral elka aytxewayo ember jenral zakel do yhdem eu wedey dabista geru ka seb yemselu

  • @temesgendesbele3802
    @temesgendesbele38023 жыл бұрын

    *ኢብራሂም ዓፋ ብ ወተሃደራት ደርጊ ዲዩ ተሰዊኡ ወይስ ብ ደቂ ሃገር?*

  • @meronsimon7049

    @meronsimon7049

    3 жыл бұрын

    Eta zenebera taba xelai keatwa aykeeln yu ms teqetle n iseyas eti anbesa wediqu alo ilomo b radio

  • @naomimqurzanta2019
    @naomimqurzanta20193 жыл бұрын

    ክቡር ኣያና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ፡በዓል ሓዳር ዲካ ፡ተመርዒካ እንተኮንካ ዉሉድከ ኣለዉካ ዶ ? ተገዲስካ መልሰለይ፡፡ ካብ ሳሚ ።

  • @iceagestoneage8067

    @iceagestoneage8067

    3 жыл бұрын

    ጓልኩም ሃቡኒ 'ዶ ክትብሎ ደሊኻ

  • @naomimqurzanta2019

    @naomimqurzanta2019

    3 жыл бұрын

    @@iceagestoneage8067 ደቂ ኣለዋካ ዶ እኳ ኣይበልኩን😆😆፡ ኣበይ ኣሞ ጓል ጅግና እንተዝረኽብ ፡ኣይተህርፉና እስከ።

  • @dahlak3739

    @dahlak3739

    3 жыл бұрын

    @@naomimqurzanta2019 ፈኩሽ ሱቅ ኢልካ ስማዕ ክክክ

  • @naomimqurzanta2019

    @naomimqurzanta2019

    3 жыл бұрын

    @@dahlak3739 ጠዋሊ

  • @asmebro3949
    @asmebro39493 жыл бұрын

    Kisara eyu neru gedli Eritrea.Hji ezi sebay abey teharimu ybahal kkkk

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын

    ኤሞ 8 ጊዜ ተውጌካ ንራሻይዳ ኣተውግኣካን ነቀፉታካ ተከብውለ. ንታሪኽ ኣትርፍካያ ኣተሰረሕትን ማለትዩ ስትይት ታሪክ ....

  • @hani-qt8qv
    @hani-qt8qv3 жыл бұрын

    Asnanom wediom asenan seb kewu lekabet

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion11288 ай бұрын

    ኣንታ ከዳዕ ትግራዋይ ሓሶትካ ኣብ ዕዳጋ ዝገዝኦ የሉን :: ካብ ዕዳጋ ሒዝካዮ ኣብ መዓኮርካ ሓቢእካዮ ተመለስ :: ኣንታ ከዳዕ ዓጋመ :: VIVA ERITREA

  • @user-rt6ob7jr9q
    @user-rt6ob7jr9q3 жыл бұрын

    ኣብታ ንስኻ ትመርሓ ዝነበርካ ዝተዋጽአት ቦጦሎኒ፡ ናይ ክ/ሰ 52 ብርጌድ 45 ብጊላይ ጋፎን (ወዲ ጋፎ)፡ ዘርእዝጊ ወልደማርያም (ወዲ ሽፍታ) ኣዘዝቲ ሓይሊን ብኣዛዚ ቦጦሎኒ ሃብተማርያም ገረዝግሄር ( ዕንዱኩር ) ትምራሕ ዝነበረት ሓይሊ ኮይና ኣብቲ ምዝላቕ ካብ መጎራይብ ናብ ኣሃዱኣ ተጸንቢራ ኣብቲ ምዝላቕ ናይ 18 መዓልቲ ምሳና ተጓዒዛ፡ እቲ ንምዕራብ ዘዝለቐ ሓይሊ ሓደ ሲሶ ዝበልካዮ፡ ብፍላይ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት እንተርኢናዮ ህ.ግ 6 ክፍላተ ሰራዊት ጥራይ እየን ነይረንኦ፡ እተን ኣብ ግንባራት ተሪፈን ዝነበራ ኣሃዱታት ክኣ ክፍላተ ሰራዊት 70 ን 96 ጥራይ እየን ነይረን፡ ክ/ሰ 61 ክኣ ኣብ ጉዕዞ እያ ነይራ፡ ስለዚ እቲ ንምዕራብ ኣዝሊቑ ዝነበረ ሓይሊ ፍርቂ ሓይሊ ናይ ህዝባዊ ግንባር እዩ ነይሩ ብመጠን ኣብ ግንባር ተሪፉ ዝነበረ ተዋጋኢ ሓይሊ እንተርኢኻዮ።

  • @iceagestoneage8067
    @iceagestoneage80673 жыл бұрын

    ኣቐዲመ ሰላምታይ የቕርብ።ኣብ ግዜ ደርጊ ኣብ ዝተፈላለዩ ግዜ ምስ ደርጊ ዝሰርሑ ዝነበሩ ኤርትራውያን ካብ ታሕተዎት ሰበ ስልጣን ክሳብ ጀነራልን ሙሁራትን ናብ ሰውራ ኤርትራ ይሕሸና ኢሎም ብምሕዋስ ንአዊሕ ዓመታት ምስ ህዝባዊ ግንባር ይሰርሑ ኔሮም ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ግን ስልጣን ኣይንሃቦም ብምባል ኣይግባኣኩምን ኢዩ ተባሂሎም ክሳብ ጀነራል ተስፋማርያም ዝበሃል ዝነበረ ብ ታሕተዎት ሰበ ስልጣን ካፕቴናትን ይምርሑ ኔሮም ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣፍልጦ ኣሎካ ? ቀጺለ በዚ ተበርክትዎ ዘለኹም ከቢድ ሃገራዊ ሓላፍነትኩም ናይ ብሓቂ ህዝቢ ሑጉስ ኢዩ።

  • @philipnetsereab181
    @philipnetsereab1813 жыл бұрын

    ኩቡር ጅግና ተኸስተ ሃይለ ካብ ደገፍቲ ናይ መንግስቲ ቃለ መሕተት ክገብሩልካ ፍቓደኛ ዲኻ? ምኽንያቱ ከም ዝርደኣኒ ሕልፊ ካልኦት ምስ ኢሰያስ ጽልኢ የብልካን ። ከም ኩሎም ሓለፍቲ ከምኡ ውን ሰብ መጠን ኢኻ ትነቕፎ ዘለኻ። እዚ ከኣ ወላ ጸግዒ ናይቲ መንግስቲ ዘለና ውን ንርድኦ ዩ።

  • @bihonbihon6074

    @bihonbihon6074

    3 жыл бұрын

    ቦታ የብልካን ንመን፡ክትሃርም ደሊካ ኢካ ። ወዲ ለሓሲ ሰብ ክልተ ጊዜ ኣይጽፋዕን ዩ ፡ ብዛዕባ ታይ ክትሓትት ደሊካ ።ፊሊፖስ ኣለካ ዋላ ተክለ ሳጭን ኣለካ ።ኪድ ናብ ኡ

  • @netsaseb6445
    @netsaseb64453 жыл бұрын

    who needs this interview non sense.

  • @bereketbahta5321

    @bereketbahta5321

    3 жыл бұрын

    Nska tdelyo, semieka nseb aytsmue tbill

  • @jossyaferhom305

    @jossyaferhom305

    3 жыл бұрын

    @@bereketbahta5321 Mesihafe Jigninet Kem meshaf kudus Nighon mishetin yesemo.

  • @user-xn2gv9qt7y

    @user-xn2gv9qt7y

    3 жыл бұрын

    Kid eske wxae adgi wedi gonder

  • @netsaseb6445

    @netsaseb6445

    3 жыл бұрын

    @@user-xn2gv9qt7y tarik jeganu negeruka alo haye meda wered .

  • @johnm9159

    @johnm9159

    3 жыл бұрын

    @@user-xn2gv9qt7y ኣራዪ ኩዑንቲ

  • @berekettekeste1033
    @berekettekeste10333 жыл бұрын

    የቐንየልና ብጀተሃ።ሓንቲ ሕቶን ሪኢቶን ውልቓዊ ትንታኔ ኣለዋኒ። ሕቶ፥ ኢሰያስ ክሳብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ ምክትል ዋና ጸሓፊ ፈሊጥና ኣለና።ግን ከኣ ብ'መሰረት ዘረባኹምን ናይ ካሎኦት ታጋደልቲ ጽሃብዎ ምስክርነትን ብቓልዕ ልዕሊ ኣቦይ ሮሞዳን ስልጣኑ የርእይ ኔሩ።ስለዚ ስለምንታይ ዋና ጸሓፊ ከሎ ምክትሉ ልዕሊኡ ይውስን ዝብል ሕቶ በቶም ኣባላት ሰልፊ ዘይነበርኩም ዘይተላዕለ? ሪኢቶ፣ ናይ ኢብራሂም ዓፋ ኣሰዋውኣ ብዙሓት ተጋደልቲ መስፍን ሓጎስ ዘለዎ ሓዊስካ ተዛሪቦም፣ ዛጊት ግን ኣእማኒ ሰብ ኣይተረኽበን ብሕጂ ውን ዝርከብ ኣይመስለንን።ምኽንያቱ ሓንሳብ ኢሰያስ ቐቲልዎ ዝብል ዘረባ ስለ ዝወጸት ይግበሮ ኣይግበሮ ሰብ ብኸምኡ እዩ ዝወስዳ።ስለዚ ኣብ ከምዚ ኣካታዒ፥ ንጹር ሓቒ ዘይፍለጠሉ ኣጋጣሚታት ዘይምዝራብ ይምረጽ ይብል።እቲ ምትንታን ሲ ንኸምዚ ከማይ ኣብ 1990 ተወለዱ ደኣ ግደፍዎ። ውልቓዊ ትንታኔ፥ ብመሰረት ዘንበብክዎ ፖለቲካ ማርኪሲስም- ለኒንዝም ፥ ኣብ ሓደ ውዳቤ ሓደ potential threat ወይ ነቲ ውዳቤ በቲኑ ናቱ ውዳቤ ክፈጥር ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ እሞ ከኣ ካብቲ ጥሙር ውዳቤ ሓደ ንጹር ናይ ኣረኣእያ ፍልልይ ዘለዎ ሰብ ብዝተፈላለየ መልክዕ ካብ መሳርዕካ ክእለይ ኣለዎ ይብል።ኢብራሂም ዓፋ ከኣ ምናልባል ዘይትፈልጥዎ ምስ ኢሰያስ ይኹን ምስ እንዳ ጸጥታ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይ ነይርዎ ይኸውን፥ እሞ ኸኣ ሃይማኖት ኣብ ግምት የእቲኻ ንሱ ዝገብሮ ዘይምስምማዕ ነቲ ውድብ ሓደጋ ከየምጻሉ ኢሎም ኣሌሞ ይብል ኣነ።ኢሰያስ ዘይኪነስ እታ ሰልፊ፥ ሰልፊ ብ'ሰልፋ ውን ካብ 5ዘይበዝሑ ሰባት ብ'ግምተይ 1፡ ወዲ ሰለሙን። 2 ድሩዕ 3፡ ስብሓት 4 ዑቕበ 5 መስፍን ተረዳዲኦም ኣቓቢጾም ዝብል ግምት ኣለኒ። ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ካብ ግዱስ ታሪኽ ኤርትራ!!!!

  • @user-rt6ob7jr9q

    @user-rt6ob7jr9q

    3 жыл бұрын

    ኣብታ ኢሳያስ ምክትል ዋና ጸሓፊ እንከሎ ንኣቦ መንበር ሓሊፉ ዝያዳ ውሳኔ ይህብ ነይሩ እትብል ሕቶኻ ኣነ ዝፈልጣ ክምልሰልካ፡ ሮሞዳን መ/ኑር ኣቦ መንበር ናይ ውድብ ጥራይ እዩ ነይሩ፡ ኢሳያስ ግን ናይ እታ ሕብእቲ ሰልፊ ኣቦ መንበር ስለ ዝነበረ፡ እቲ ውድብ ክኣ በታ ሰልፊ እዩ ዝምራሕ ነይሩ፡ ስለዚ ብኸምዚ ምኽንያት እዩ እሞ ተረዲእካያ ክትከውን ተስፋ ይገብር፡ እቲ ካልእ ሕቶታትካ ክኣ ወዲ ሃይለ እንተመለሶ ተስፋ እገብር፡፡

  • @berekettekeste1033

    @berekettekeste1033

    3 жыл бұрын

    @@user-rt6ob7jr9q የቐንየለይ ! ንሱ ጽቡቕ ኣለኻ። ሕቶይ ግን ሰለምንታይ ሲ እቶም ኣብታ ምስጢራዊት ሰልፊ ዘይነበሩ ነታ ውድብ ካብ ሮሞዳን ንላዕሊ መሪሕ ተራ ክጻወት እንዳረኣይዎ ዘይፈለጥዎ/ዘይጠርጠሩ/ሕቶ ዘየልዓሉ ? ማለተይ ንሮሞዳን ዓብሊልካዮ ኢሎም። ከም ዝመስለኑ ኣባላት እታ ምስጢራዊት ሰልፊ ውሑዳት እዮም ኔሮም፡ስለዚ እቲ ኣባላ ዘይኮነስ ንምንታይ ሕቶ ዘየልዓለ/ገለ ምስጢር ኣሎ ኢሉ ዘይጠርጠረ?

  • @user-rt6ob7jr9q

    @user-rt6ob7jr9q

    3 жыл бұрын

    ኣብታ ምስጢራዊት ሰልፊ ዘይነበሩ ድኣ ይትረፍ ከምዚ ኢሎም ክዛረብዎ ናብ ኢሳያስን ጥቓ ኢሳይስን ቀሪቦም ርእይቶኦም ክህቡ ኣይክኣልን እዩ፡ ንሳቶም ኣባላት ሰልፊ ስለ ዘይኮኑ ካብ ኣሃዱኦም ወጻኢ ብዝኾነ መንገዲ ምስ ኢሳያስ ዝራኸቡሉ መንገዲ የለን፡ ብኹሉ መለክዒታት ተሰማዕትን ጸለውትን ኣባላት ሰልፊ እዮም ነይሮም፡ ሮሞዳን መሓመድኑር ንባዕሉ ኣባል ሰልፊ እዩ ነይሩ ኣብኡ ግን ትሕቲ ኢሳያስ እዩ ነይሩ ሓላፍነቱ፡ ስለዚ እቲ ውድብ በታ ምስጢራዊት ሰልፊ ስለ ዝምራሕ ዝነበርው ስለ ምንታይ ከምኡ ጌርካ ክብል ኣይክእልን እዩ፡ እታ ሓንቲ ኣብ ህ.ግ ዘዝምልከተካ ኢኻ ትገብር ትብል መሓንቖ ኣላ፡ ኣብ ሰልፊ እንተ ዘይኮንካ ኣብ ስልጣን ከምጽኣካ ዝኽእል ረቛሒ የለን፡ እቶም ሓደ ሓደ ብገለ ኣጋጣሚ ብወተሃደራዊ ብቕዓቶምን ተወፋይነቶምን ኣብ ወተሃደራዊ እዝታት ዝነበሩ እውን እንተኾነ ካብታ ትምልከቶም ወጻኢ ክሓቱ ኣይክእሉን እዮም ነይሮም፡ ዋላ እንተ ሓተቱ ዝምልከተካ ግበር እያ ትብል እታ መልሲ።

  • @berekettekeste1033

    @berekettekeste1033

    3 жыл бұрын

    @@user-rt6ob7jr9q "ዝምልከተካ ግበር" ትብል ዘረባ ከመይ ቕጭ ተምጻለይ መስለካ።

  • @dawittesfay7974
    @dawittesfay79743 жыл бұрын

    e,e,e,e,,teray tebil jornaleste aybkakan

Келесі