ERISAT:Mesfin Hagos "ሸሪፎ ናይ መወዳእታ ዝተላበወኒ ኩሉ ግዜ ተሳቕየንን ተታሓሳስበንን፣" ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity # September 18

Пікірлер: 405

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ለውጢ ክነምጽእ'ሲ ክንውፈ ኣለና ክንፈርሕ የብልናን ' ሰብ ሲ ኣይትፍርሓዮ ንሕጊን ዝጊን ፍራሕ ቢተወይ ናተይ ' የቀኔልና ክቡር ሓርበኛ ኣቦና መስፍን ሓጎስ & ኤሪሳት ቀጽልዎ '

  • @mesghinagheb3570

    @mesghinagheb3570

    3 жыл бұрын

    Mushmush komal atine fesawi entay kitgebri hanikna kinketleki ena balaet kurkuro agame kofkuaf

  • @robi7719

    @robi7719

    3 жыл бұрын

    @@mesghinagheb3570 እስከ እስከ ሃናን ጽሉል ስቅ እሉ ስሕዉ ዕሽዉ ዝበለ ድግም ምሳኩም ኣብታ ሃገር ተራክበና ኣብ ጉደናታት ብስልክ እና ሓንቅና ነጥፋኣኩም ንሕና ሎሚ ምስኩም ትጠፊእ ግዜ የቡልናን ደንበ ፍቲሕ ኣብ ጽዑቅ ስራሕ እና ዘለና።

  • @freedompeace3359

    @freedompeace3359

    3 жыл бұрын

    ሕማቅ አይበለ! ከመይ ድዩ ሐንጎልካ ዝሰርሕ!!! ንእሽተ'ባ ንከባበር! መን ኢይካ ተበልኳስ መን ትብል??? ኤርትራዊ ዲካ ማለተይ ኢዩ!!!! አይትመስለኒን ተጋጊካ ዘይቦታካ አቲካ ነብስካ አክብር

  • @Ae91scd
    @Ae91scd3 жыл бұрын

    Erisat : ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሑ አለኹም: ህዝቢ ፈትዩኩም አሎ; አጆኹም :

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    3 жыл бұрын

    Yes yes and yes we shall prevail as long as we Eritreans stand for justice at all costs for without justice we cannot form a functional society and then we can build a functioning system of economic development with a truly functional educated people all over Eritrea...justice before hand..

  • @robi7719
    @robi77193 жыл бұрын

    ናይ ኤረይ ቺ ኮቬራ ጁግና ኣቦና ክልተ ግዜ ታርክ ትጽሕፍ ኣሎካ ኣጆካ መናእሰይ ኣብ ጎድንካ ኣሎና ብፍላይ ኣብ ኪሊ ዕድመ ዕስራታት ንርከብ ወለዶ መድሃንተይ ምስካ እና ያላ መናእሰይ ኣጆኩም ።

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie30643 жыл бұрын

    Our beloved Eritrean Heroes you always in our hearts we will never forget you!

  • @wedihabte7394
    @wedihabte73943 жыл бұрын

    ጅግና ተጋዳላይ መስፍን

  • @aa.2059
    @aa.20593 жыл бұрын

    You are Great job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💜

  • @noahsirak8643
    @noahsirak86433 жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና መስፍን ዘይትድገም ግን ታሪኽካ ኣብ መጽሓፍ ተዝጻሓፍ ጽቡቕ ኔሩ

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi84723 жыл бұрын

    I had a great opportunity to work with sheriffo, Haile and ogbe. I wish everyone knew them. They were so brilliant and kind towards the young generations. I am crying for them and also for my country.

  • @sesen7953
    @sesen79533 жыл бұрын

    አሕ ደቅ ተወልጀ አብ መንጎ ጸኒሖሞ ተጻዊቶምልኩም ።

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA4493 жыл бұрын

    (ተባዕ ተጋዳላይ )፡ ይጋገ ኣይጋገ ክብሪ ይግብኦ ነዚ ታሪክ መን ይነግረካ ብዘይካ ተባዕ ተጋዳላይ

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @1991-Eritrea
    @1991-Eritrea3 жыл бұрын

    ሓርበና ኣቦና መስፍን ታሪኽን መዝገብ ታሪኽን ኢኻ።

  • @attractionp.1185
    @attractionp.11853 жыл бұрын

    Wow ! Mohamed sherifo what a wise man and simple!!!!

  • @aronyonas473

    @aronyonas473

    3 жыл бұрын

    Yes,indeed.

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @aronyonas473

    @aronyonas473

    3 жыл бұрын

    @@judithhabtu5312 ተረዲኤካለኹ ጀጋኑ ምባለይ ኣብ ገድሊ ዘበርከትዎ ማለትዩ እንተኾነ እቲ ንኹሉ ዘገርም ኢሳያስ በብቑሩብ ምስግዜ ዕላምኡ በጨቕ እንዳበለ ይነግሮም ኔሩ እንታይ ይሓስቡን ይጽበዩን ድሕሪ ጋህዲ ዘረባ? ኩሉ ናቶም ነገር ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ኮይኑ:

  • @Meng430
    @Meng4303 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኣብ ጎድስጉዲ ተኣሲሮም ህዝቢ ከኣ ኣብ ልዕሊ ጎዳጒዲ፡ ሕጂ ብኸመይ ቅልጡፍ መፍትሒ ንመጽእ ንስርሕ።

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ..

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @meronmtewolde256

    @meronmtewolde256

    3 жыл бұрын

    Azieb Fesehaye gal za gefah !

  • @johnmikl1369

    @johnmikl1369

    3 жыл бұрын

    @Azieb Fesehaye You desserved it too

  • @planetearth26
    @planetearth263 жыл бұрын

    ጀጋኑ አንቛዕ ጥራይ ትረሲዖም ኣይተረፉ፡አዚ ኹሉ ጅግንነት ኣብ ማአሰርቲ በልዮም፡ኣምላኽ መዋጽአቲ ይፍጠረሎም።

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom18273 жыл бұрын

    መሰፍን ሓጎሰ ከመ መገለጾ ንዑሰማን ሳልሕ ሳብ ምሰማዓ ብጣዓሚ ኣገዳሰ ነሩ I wish one day you ask መሰፍን

  • @tesfom4464
    @tesfom44643 жыл бұрын

    ኣቶ መስፍን ሓጎስ ታሪኽ ኣገዳሲ ኢዩ እቲ ኣገዳሲ ዝኾነ ነዚ ንእሽቶ ወለዶ ካብ ኣቦታቱ ታሪኽ ከይረከበ ዘኽቲሙ ዝዓበ ወሎዶ ካብዘኹም ተጋደልቲ ክምሃር ይጽበ ኣሎ እሞ ሃየ።

  • @michaelblessed3194
    @michaelblessed31943 жыл бұрын

    Good job erisat. Keep sharing the truth

  • @freedompeace3359
    @freedompeace33593 жыл бұрын

    ሰላም መስፍን ሐጎስ🙏 አበግሰና አበግስና አበግሰና በዘይ ዓድካን ህዝብካን ክብረት የለን!!! ኩሉ ተባሂሉ! ተሰሚዑ! ዘይተሰምዓ ንሰምዕ አለና! አብ ተግባር ግዜና ንጠቀመሉ ባህላይ ኢየ!!! ስቃይን መከራን ያለ መጠን በዚሑ! ይአክለና! አምላክ ናብ ብሩክ ህዝቢ ኤርትራ ይጠምተና🙏

  • @erieri3352

    @erieri3352

    3 жыл бұрын

    ባዕሉ ክመውት ያ ሰብ ትጽበ ዘላ ዓርኩ

  • @freedompeace3359

    @freedompeace3359

    3 жыл бұрын

    @Azieb Fesehaye አበይ ትፈልጠኒ

  • @kabomiss2580

    @kabomiss2580

    3 жыл бұрын

    @@freedompeace3359 ዝበለካ ኣይተረዳካን ድዮ ወይሲ እሉኽ ኣለኩም እዩ ክክክ

  • @mehretabtesfay6541

    @mehretabtesfay6541

    2 жыл бұрын

    99o

  • @habtomhabtom8570

    @habtomhabtom8570

    Жыл бұрын

    Kitbeges tedelika bealika tebeges ferahie

  • @hiritysahle4088
    @hiritysahle40883 жыл бұрын

    😭😭😭 our hero we never forget you our heart bleeding.

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @senaytesfit8681
    @senaytesfit86813 жыл бұрын

    Awasom explanation ,you are always ,hero ,and henoka as well very nice questions ,

  • @yordaethan652
    @yordaethan6523 жыл бұрын

    Thank you Erisat and Tegadalay Mesfin Hagos. We need to know more about our he6

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld46283 жыл бұрын

    ድሩዕ ምስኪናይ ዳርጋ ፍርቂ ህይወቱ አብ ቤት ማእሰርቲ አሕሊፉዎ።

  • @donbosco3732
    @donbosco37323 жыл бұрын

    ሄኖክ ጽቡቅ ቃለመጠይቅ:እታ ኣብ መእትዊትን መዛዘምን ዘላ ሓጻር መሰጋገሪት ግን ምስትኽኻል የድልያ ኣሎ::ማለት እቲ ናትካ ሰላምታ ክልተ ጊዜ ይኸውን ኣሎ::ስለዚ ነዛ ጽብቅቲ መእተዊት ካልእ ናትካ ዘረባ ኣይተእትወላ::

  • @eritro_german223
    @eritro_german2233 жыл бұрын

    ዝተፈላለያ ተቓወምቲ ዉድባት ኣብ ትሕቲ " ምንቅስቓስ ይኣክል " ዝብል ሓድሽ ኣወዳድባ ኣብ ሓደ መኣዲ እንተዝቖማ ፡ ንህግደፍ ዓቢ ራዕዲ ንህዝቢ ኤርትራ ክኣ ሓደ ጭቡጥ ተስፋ ምሃበ ። ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ንዘሎ ህዝቢ ክኣ ምዉዳብ ምተጀመረ ፡ ቅድሚ ኩሉ ብደቂ ዓዶም ነዞም ህግደፍ ዘሕቀቖም ጀጋኑ ክትጅምር ክኣ ዝካል ኮይኑ ይስምዓኒ ። - ዉዳበ ኣብ ዉሽጢ ኣባላት ስድራ - ዉዳበ ኣብ ዉሽጢ ደቂ ዓዲ - ዉዳበ ኣብ ዉሽጢ ደቂ ሓደ ከባቢ ከምዚ እንዳበለ እቲ ሰንሰለት ክዓቢ ምኽኣለ ። ዝኽሪ ንጀጋኑ ጉጅለ 15 !!!!!!

  • @B.R.H-G.z.E.i8246

    @B.R.H-G.z.E.i8246

    3 жыл бұрын

    ጉጅለ ይአክል ጉጅለ ሸቃጦን ናይ ጀበርትን ምስፍፋሕ ኢዩ ኢዚ ከኣ ቆሪጽናዮ ኣለና ኢቲ ሓያል መንነታዊ መንእሰይ።ገናውን ኪኒቆብሮ ኢና። በቲ ሓቀይና መንነቱ ኪሳብ ዝመጽእ። ኢቲ ሽርሕታቱ ሓጺቡ ኪመጽእ ኣለዎ 3 ሚሊዮን ስደተኛ ኣብ ከሰላ ዶ ሱዳን ሜሬት ጋሽ ገማግም ባሕሪ ዶ ዚብል ሽርሕታት ገዲፎም ይምጽኡ።

  • @aronyonas473

    @aronyonas473

    3 жыл бұрын

    @@B.R.H-G.z.E.i8246 Qurdid hager tewelje

  • @aronyonas473

    @aronyonas473

    3 жыл бұрын

    Xbuqn zna"ad hasab eyu.

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    3 жыл бұрын

    @@aronyonas473 Ab KZread teanidkum teray gezekum atfewo FESEWTI

  • @habtomhabtemicael1454

    @habtomhabtemicael1454

    3 жыл бұрын

    That is excellent idea. Actually that is the only one. Every one organized under Yiakl.

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup56903 жыл бұрын

    Legend of legends King of kings Our hero General Mesfin Hagos 💪💪

  • @Zegenfo

    @Zegenfo

    3 жыл бұрын

    ንሱ ባዕሉ ጀነራል ዝብል ማዕረግ ኣይነበረንን እንዳ በለኩም ካበይ ኢኹም ተምፅኡዎ እቲ ዘየለ ማዕረግ?

  • @nevergiveup5690

    @nevergiveup5690

    3 жыл бұрын

    @@Zegenfo General Ab thzi minstri mklkal ekoyu zmehader. Mesfin dma First Eritrean minster u. Ab gzie sewra nay General zeykone, nay Marshel srah u serihu. N mukurat jeneralat sovietn dergn zseare, General ktblo abey alo giega?

  • @user-ed3nm9zb5i
    @user-ed3nm9zb5i3 жыл бұрын

    እዚ ኩሉ ጅግንነት ፈጽምኩም ሕጂ በዚ ጉሒላ ይሁዳ ንብላሽ ጠፊእኩም ዓሰርተ ሞት ይበሃል እዚ።

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    3 жыл бұрын

    Yes a traitor and above all a pathological lier and a killer nothing but killer and good for nothing at all times...he needs to be in jail no where else but jail..

  • @brhanesolomon8689

    @brhanesolomon8689

    3 жыл бұрын

    @@mannieberhanu3469 7

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @meronmtewolde256

    @meronmtewolde256

    3 жыл бұрын

    H H gex kelbi I wish you or your family members got it something they get it. Betri haki gin tiketin enber aytsberin so eti haki wexu eyu

  • @user-ed3nm9zb5i

    @user-ed3nm9zb5i

    3 жыл бұрын

    @@meronmtewolde256 ሎቁማጽ ለሓሲ ሞዓኮር ናይ ይሁዳ ዲኻ ናቶም ተሓላቂ ከኣ ትመስል፡ ናተይ ፋምሊ ዉን ምስኦም ተኣሲሮም ኣለዉ ኣነ ዝበልኩ ከይተቀደሙ ክቅድምዎ እኹል ግዝየ ነርዎም ንማለተይ የ እምበር ምእሳሮም ቕኑዕ ኢዩ ነሩ ኣይበልኩን ኣነ። በዚ ፍራሕ ከዳዕ ክቅደሙ ኣይነበሮምን በሃላይ እየ ኣነ በዚ የ ከኣ ዓሰርተ ሞት ኢዩ ዝበልኩ

  • @elenasegmut2302
    @elenasegmut23023 жыл бұрын

    Ahhhh wey ane Jeganuna‼️ tetsawitlom aba Uhuda❗ neziaom atfikas ynber.....

  • @aronyonas473
    @aronyonas4733 жыл бұрын

    Jeganuna kulugize alekum ablbna.

  • @F-NG5
    @F-NG53 жыл бұрын

    እንተተጋግየ ካብ ገይጋይ ኣርሙኒ የሕዋተይ, ንውሕ ኢላ እያ ግን ተገዲስኹም ኣንብብዋ መልሲ ይኩን መኣረምታ ከኣ ሃቡኒ ክቡር ጀነራል መስፍን ሓጎስ ከም ዝበሎ "ሸሪፎ ድሓን ንስካ ዝበሉካ ስምዓዮም ንደገ ኪድ እሞ እንተተኣሲርና ከኣ ተእውየልና ኢልዎ" & (እዚኣ ከኣ ክሓስባ ኩሉ ግዝየ ተሳቕየኒ ኢሉ ክቡር ኣቦና ኣቶ መስፍን ሓጎስ) በዓል ሸሪፎ ከምኡ ዝበሉ ብጾቱን ካልኦት ጀጋኑን ብዘይ ሓታቲ ኣብ ጎዳጉዲ ብዘይ ፍርዲ እንዳሓቀቁን እንዳተኣሰሩን ንሱ ውን ግዝየ ይንዋሕ ይሕጸር እንበር ኣሰሮም ክስዕብ ክእሰር ምካኑ ይርድኦ እንተኔሩ እንታይ ክሳብ ዘጋጥም ይጽበ ኔሩ???, ማለተይ ስለምንታይ ዝኮነ ስጉምቲ ዘይወስዱ??? ነታ ዝጠፍኡላ መዓልቲ ዝጽበዩ ንሶም ኣብ ግዝይኡን ሰዓቱን ስጉምቲ ሰኣን ምውሳድ "ተቓሊሶም ዘምጽዋ ናጽነት ኣብ ክንዲ ምዕቃባ ምስ ከደት ኣብ ምምላሳ ልዕሊ ቲ ንምምጽኣ ዘጥፍእዎ ግዝየ ከይወስድ ክጥንቀቑ ኔርዎም! ጸላኢኦም ብእዋኑ ኣለልዮም ከለዉ ከይደልደሉ ከለዉ ክንዲ ዝኣልይዎም ሕጂ ግዝየ ምስ ነውሐ ንሶም ጠፊኦም ደቆምን ህዝቦምን ከኣ ብድሕሪኦም ኣደዳ ስደትን ከርተትን ኮይኑ ስድራቤታት ፋሕፋሕ ኢለን ካብ ሎሚ ጽባሕ ክሓይሽ እዩ እንዳበሉ ንምንባር ንስለ ምንባር ጥራይ ይነብርዋ ኣለዉ መንእሰያትን ኣደታት ህጻውንቲን ብዘይ ሓታቲ ኣብ ባሕርን ሰሃራን ጠፊኦምን ይጠፍኡ ኣለዉን, ዕድል ጌሮም ናብ ስደት ዓዲ ጋና ብሂወት ዝኣተዉ ከኣ ምስ ዘይፈልጥዎ ሕብረተሰብ ተሓዊሶም ናብራ ከቢድዎም ኣደዳ ጭንቀትን ሽግርን ኮይኖም😥😥😥 ከምቲ ኣቶ ሸሪፎ ዝበሎ ኣቶ መስፍን ሓጎስን ንሕናን ሕጂ ግዝየ ምስ ሓለፈ ዝጠፍኡ ምስ ጠፍኡ እቶም ዘለዉ ከኣ ሕማቅ ሂወት እንዳሕለፉ እንተእወና ነቶም ዝጠፍኡ ክንመልሶም ስለ ዘይንክእል እንተእወና እንታይ ፋይዳ ኣለዎ😥😥 ኣብ ስደት ኮይነ እዚ ኩሉ ክጽሕፍ ዝስመዓኒ ሓዘን መግለጺ የብሉን

  • @michaelfesahaye5579

    @michaelfesahaye5579

    3 жыл бұрын

    Xbuk koment eyu menyu emo kmlso bro

  • @user-mb2vr9hn5j

    @user-mb2vr9hn5j

    3 жыл бұрын

    kulu nsenayey iyu sdet sdi ብጣዕሚ ጽቡቕን ኣገዳስን ኩሉ ኤርትራዊ 'ውን ለይትን መዓልትን ዝሓስቦ ክርድኦ ዘይካኣለ ኣጨናቒ ሕቶ 'ዩ። ኣነ ብወገነይ ዝበጻሕኽዎ ወይ ባዕለይ ዝገምገምክዎ መልሲ ድማ ክገልጽ ክፍትን 'የ። እዞም G15 ኣብ 2001 ዝበጽሕዎ ውሳነ ንጹርን መትከላውን 'ዩ ነይሩ። እቲ ኩሉ ዘቕረብዎ ጠለባት ናይ ህዝቢ ሕቶ 'ዩ ኔሩ። እቲ ንሳቶም ዝበጽሕዎ ግጉይ ገምጋም፡ ኣብቲ ናይ ወያነ ወራር ዝነበረሉ ተኣፋፊ እዋን፡ ነቲ ጉዳይ ለውጢ ብሰለማዊ መንገዲን ንቕዋም ሃገር ተኸቲሎም ንኽፈትሕዎን 'ዩ ኔሩ ቀንዲ ዕላምኦም። ኣብ ቅድሚ ህዝቦምን ዓለምን ሕጊ ረጊጹ ንኹሎም ክኣስሮም 'ውን ፈጺሞም ኣይገመቱን። ልዕሊ ኩሉ ከኣ፡ ንሳቶም እንተተኣሲሮም፡ ጽባሕ ንግሆ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንሳብ ተላዒሉ ንኽፍትሑን ኣብ ጎኖም ኮይኑ ነቲ ለውጢ ንኽቃለስን ምሉእ ዘይጉድል እምነት ነርዎም። እቲ ኩሉ ዝገመትዎ ከምቲ ዝወጠንዎ ክኸውን ኣይካኣለን ምኽንያቱ እቲ ይሁዳ፡ መራሕ ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቲ ቅዱስ ዕላምኦም ብቐጻሊ ብፕሮፖጋንዳ ሓሶትን ጸለምን ብቲቪን ካልእ መንገዲታትን ጌሩ ኣቐዲሙ ንህዝቢ ስለዘደናገረ። ብተወሳኺ ድማ ህዝቢ እቲ ሓቂ ከይፈልጥ ኢሉ 'ውን ነተን ዝነበራ ጋዘጣታት ብመደብ ተጓይዩ ስለዝዓጸወን። ከምኡ 'ውን ነቲ ናይ ኣብቲ ግዜ ናይ 911 ዝነበረ ናይ ኣሜርካ ግብረ ሽበራ መጥቃዕቲ ዘጋጠመ ከም ጉልባብ ተጠቒሙ ነዚ ብዕሉግ ስራሕ ፈጺሙ።ሎሚ ግን እቲ ሓቂ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ኣብ ደገ ዘሎ፡ ኣጸቢቑ ስለዝበርሃሉ ነቲ ለውጢ ንምምጻእ ፍትሒ 'ውን ንምንጋስ ነዚ ማፍያ ስርዓት ንምውዳቕ ተዕጢቑን ብሓባር ኮይኑ ይሰርሕን ኣሎ።

  • @robeltesfay2417
    @robeltesfay24173 жыл бұрын

    ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ብዛዕባ ገድሊ ኤርትራ ዝሓለፎ መስገደላትን መጽሓፍ እንተዝጽሕፍ ንመጻኢ ወለዶን ንታሪክ ኤርትራን ክንደይ ስናይ ምኮነ ።

  • @shunumii7214

    @shunumii7214

    3 жыл бұрын

    ኣብ መሪሕነት እንድዩ ኔሩ። እቲ ጭቁን ተዋጋኢ ሰራዊት ድኣ'በር ኣብ መሪሕነት ዝነበረ ድኣ እንታይ መስገደል ከሕልፍ።

  • @robeltesfay2417

    @robeltesfay2417

    3 жыл бұрын

    @@shunumii7214 እንታይ መስገደል ሓሊፋ ንሱን ብጾቱን ይፈልጥዎ ..እቲ መሪሕነት ውን እንተኮነ ምስ ኩሉ ድክመታቱ ቀሊል ስራሕ አይኮነን ..ብዝኮነ ግና እቲ ዝሓለፎ ይጽሓፎ ይስንዶ ..እቲ ፍርዲ ግና ንሕዝቡን ታሪክን ንግደፎ።

  • @kibriharnet9794

    @kibriharnet9794

    3 жыл бұрын

    @@shunumii7214 መሪህነት እንተዘይ ሰርሑ አብ ታሕቲ ዘሎ ከም ዘይ ኣሎ ዩ

  • @shabayt6274
    @shabayt62743 жыл бұрын

    ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ታርኽ ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ዳዊትን ብሰፍሕ ኣብ ዝመጽእ ከተቕርበልና ንላቦ። ህግደፍ ታሪኽን ጅግንነትን ኣቦታትና ክቕበር ዘይገበሮ የለን።

  • @temietihabibti4485
    @temietihabibti44853 жыл бұрын

    Good and freedom

  • @FASEAful
    @FASEAful3 жыл бұрын

    Good Job erisat

  • @yohanesdesta8719
    @yohanesdesta87193 жыл бұрын

    ተጋዳላይ መስፍን ።አቤይ ቅርፅ ትምህርቴ ኢዩ ሐርቤኝ አይርሳዒን ❤❤✊✊🙏🙏

  • @dzeray4543
    @dzeray45433 жыл бұрын

    Mesfn hagos is a legend

  • @wedihabte7394
    @wedihabte73943 жыл бұрын

    መስፍን አጣምትኡ አጣምታ አንበሳ እዩ እቲ ድምጹ ኸኣ ነጎዳ ስለዚ እየን ህግደፍ ሸራእራእ ኢለን ዘለዋ

  • @senugaljeganu6570

    @senugaljeganu6570

    3 жыл бұрын

    ሓቂ ተዛረብካ

  • @alganeshtekleab869

    @alganeshtekleab869

    3 жыл бұрын

    Nay bhekhi👍

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    3 жыл бұрын

    Aregit Zebei belo pawwwww

  • @efremogbamicael729

    @efremogbamicael729

    3 жыл бұрын

    @@asmaerasmaer9441 ከሓዲ ውላድ ኢሰያስ ይሁዳ።

  • @Zegenfo

    @Zegenfo

    3 жыл бұрын

    ንኢሰያስ ክፈርሆ ማዓት ኢዩ።

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d3 жыл бұрын

    ናይ ዑቅበ ኣብርሃ ጥራይ ተሰማሚዐላ ገዲም ተጋዳላይ ተክለብርሃን እውን ፍትሓዊ ምንባሩን ንቢተወደድ እቲ እንኮ ዝርድኦ ዝነበረን ምኳኑን ገሊጽዎ ኣሎ

  • @hagerey672

    @hagerey672

    3 жыл бұрын

    Agree💯

  • @calebeveryday34

    @calebeveryday34

    3 жыл бұрын

    Send me link

  • @samsomtsaeda9882
    @samsomtsaeda98823 жыл бұрын

    If u can ask him about Tewelde Eyob *wedi Eyob*

  • @shleg1973
    @shleg19733 жыл бұрын

    ናይ ትማሊ ዝበላዕናዮ ደይንዝክር'ሲ ናይ ምዝካር 100 እቲ ህግደፍ ኣዛቢዖሞ ደለዉ ታሪክ ውን ክትስንዶ ተስፋ ይገበ

  • @DBlockniss

    @DBlockniss

    3 жыл бұрын

    this is because of position of camera.

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    3 жыл бұрын

    Shle g AZABIOMO 😜🤣🤣🤣🤣🤣???????

  • @michaelhiabu5280

    @michaelhiabu5280

    3 жыл бұрын

    @@DBlockniss ap⁰

  • @begieteame3873
    @begieteame38733 жыл бұрын

    Waw btaemi zdnek serha nejgna tgadalay mesfun hagos & ersat ♥️♥️👍, gn hanti hto bzeba biteweded abrha ba zekeal entkoynu gel entzblena xubuk mslni ? Bzterfe xubuk serah tarik ksend alewo 🙏🙏🙏🙏♥️

  • @user-gm6kl5fd3z
    @user-gm6kl5fd3z3 жыл бұрын

    ኣታ እዚ ጅግና ተጋዳላይ ኣቦናን ኣበሓጎናንሲ ነቲ ሕመረት ናይ ኤርትራ ዝኾነ ቢትወደድ ኣብርሃስ እንታይ ምበለ ኔሩ ብዛዕብኡ ሕተቶም እስከ ሄኖክ ሓውና። ቃጸሎዩ ናይ ኤርትራ ነገር በላሕቲ ከለኹም ግን ክኣ ጸላኢኹም ዘይተለልዩ ምንባርኩምሲ ይገርም ዩ ጸላኢኹም ይጎዳእ!! !

  • @nevergiveup5690

    @nevergiveup5690

    3 жыл бұрын

    Biteweded jigna endyu gn Dereja hlfnetom bebeynu u. Mesfin kem seb u kfelto zkel, ember kemzom laelewet sebesltan bxetu gieru kgelxo aytkeln u.

  • @aklilutewelde6777

    @aklilutewelde6777

    3 жыл бұрын

  • @aklilutewelde6777

    @aklilutewelde6777

    3 жыл бұрын

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    @@nevergiveup5690 ደረጅኦም ማዕረ ምበር ኔሩ ኩሎም ኣባል ማእከላይ ሽማግለ እዮም ኔሮም ' ኣብ 87 ክኣ ቢተውን መስፍንን ካብ ማእከላይ ሽማግለ ክወርዱ ተጌሩ ስለዚ መስፍን ን ቢተው ይፈልጦ እዪ ብሓደ ውን ሰሪሖም እዮም ' ቢተው ክእሰር ከሎ ውን መስፍን ኣብ ዓሰብ እዪ ኔሩ ምክልካል ኮይኑ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    @@nevergiveup5690 ደረጅኦም ማዕረ ምበር ኔሩ ኩሎም ኣባል ማእከላይ ሽማግለ እዮም ኔሮም ' ኣብ 87 ክኣ ቢተውን መስፍንን ካብ ማእከላይ ሽማግለ ክወርዱ ተጌሩ ስለዚ መስፍን ን ቢተው ይፈልጦ እዪ ብሓደ ውን ሰሪሖም እዮም ' ቢተው ክእሰር ከሎ ውን መስፍን ኣብ ዓሰብ እዪ ኔሩ ምክልካል ኮይኑ

  • @meharieaf2035
    @meharieaf20353 жыл бұрын

    🌷🌷

  • @ermiasberhane11
    @ermiasberhane113 жыл бұрын

    Thank you.good job,never give up........

  • @woredeimam6966
    @woredeimam69663 жыл бұрын

    ብክደዓት እንደሞ ተጠሊሞም መዓልቶም ጥራሕ ይጸበዩ።

  • @eritrea700

    @eritrea700

    4 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @tesfaybiniam6828
    @tesfaybiniam68283 жыл бұрын

    Jigna Abona edmen tinan yhabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AM-mc6bs
    @AM-mc6bs2 жыл бұрын

    ሐው መስፍን ካሜራ ብጣዕሚ ቲሒታ አላ :: ማዕረ ዓይንኻ ግበራ:: ❤️

  • @gzioneben3065
    @gzioneben30653 жыл бұрын

    1975 my own father kabtom neti srihit kab sembel esurat zewtsu eu neru kabtom abu teasirom zineberu hade ka Haile diru eu neru true story

  • @user-dh7wd3eu6u
    @user-dh7wd3eu6u3 жыл бұрын

    ወገናትና ወላ ሰማዕትና

  • @eriit881
    @eriit8813 жыл бұрын

    You are very very honestly and hero 4 ever.I really appreciate u General Mesfin Hagos ezi kulu zbelkayo ab nay wedi temnwo mexhaf alo kemu win ab mexhaf okbe tetekisu lo anyway thanks again

  • @filmon5121
    @filmon51213 жыл бұрын

    Gerhtat aynukun hzbi Ertrea belehti nkun eseyas gerhi hzbi sle zrekebe eyu Kab Gele mexyu darna zeraeyena zelo

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ነዞም ጀጋኑ እዚኦም ኣጥፊእካ ቀሲንካ ምንባር የለን እቲ ሕነ ክፍደ እዪ '።

  • @mesghinagheb3570

    @mesghinagheb3570

    3 жыл бұрын

    Nisiki kitkiteli eki wedi shermuta agame resah hangol belae widak kofkuaf agame

  • @shunumii7214

    @shunumii7214

    3 жыл бұрын

    እንተዘይሞትክን ጥዕና ኣለክን። ኣታ ሓውና ከምዚኣ እናበልካ ንስኻውን ከይትሓልፍ።

  • @seeker795

    @seeker795

    3 жыл бұрын

    ሰላም እቲ ሕነ ብመን እዩ ክፍደ ብ media ድዩ ክፍደ

  • @nahomtekeste5060

    @nahomtekeste5060

    Жыл бұрын

    Henog.kab.mesfin.hasawi.entai.keyrkeb.iyhasawi.kedai

  • @rahelgidey6717

    @rahelgidey6717

    2 ай бұрын

    ​@@mesghinagheb3570 dankoro hegdaf mendaf

  • @shuruqshams2247
    @shuruqshams22473 жыл бұрын

    They were courageous young men when they joined. But they closed their eyes and ears while Isias Afewerki doing his dirty jobs.

  • @justicetoallhope9727

    @justicetoallhope9727

    2 жыл бұрын

    But most importantly, they opened their eyes while being Ministers and at the top of the helm and attempted to fix things up for us.

  • @aslidrogba9113
    @aslidrogba91133 жыл бұрын

    Naybehki jegna eyu Mejer jernal mahmoud sharifo

  • @geralegas47
    @geralegas473 жыл бұрын

    kubur hawna kemzi tgebrewo zelekum qexlwo mknytu kemziom abeyti sebat ztewagaun zewagaun tarik ertrea kem kebdi edom zfeltwo slezi kemziom bzuhat alewu bhiwetom enkelewu kntqemelom alena nebari tarik enber nebari hiwet yelen alewu fetdhwom amlak yhagzkum hawna

  • @titirezene9592
    @titirezene95923 жыл бұрын

    Jegena jegna mekanka ayterefen eyu amelak newedetenbin emeru Yehexero

  • @timinttwolde2762
    @timinttwolde27623 жыл бұрын

    Our hero we respect you 💕🙏🙏🙏

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane49433 жыл бұрын

    Kubur Abona Mesfin hagos edmen teinan yhabka Amlak mewaxeo yfterelom kburat harbghatat😭😭😭🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @mercinegash8202
    @mercinegash82023 жыл бұрын

    Arkanat gedli dro 19 amet ab eraero mewaxo yfterelkum gezae zihshelu zemen

  • @filmon5121
    @filmon51213 жыл бұрын

    Ahh yhuda texawitulna nhzbi Ertrea dehan gn Eta gudgad ab mewedaeta nsu kaetwa eyu ajekum abona mesfun hageskum yedlyena alo hzbi Ertrea

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase82433 жыл бұрын

    Edma tenan yehabka abona mesfan

  • @taddessegebre3836
    @taddessegebre38363 жыл бұрын

    ኢሳይያስ ብኸመይ ካብ ስልጣን ነወግዶ ኤርትራ በየናይ ፖለቲካ መስመር ንተዓጻጸፍ ተትመኽሩ ዶ አይመሐሸን ኤርትራውያን መዓስ ኢኹም ትልብሙ? ካባኹም ሞውላደይ እሐዝን መጻወቲ ኢሳይያስ ምዃና።

  • @user-dn5gg3uc6r
    @user-dn5gg3uc6r6 ай бұрын

    I love 💕 😘 I give full respect eat grass came out freedom Eritrea may -24-1991 Tagdalay general mesfin hagose 🇪🇷🐫 . I am assullant country Sudan kartum 2002 together on sudan . Tagadalit police Eritrea tsigereda mesfin G:15 Eritrea roots tribe saho or tagadalit Yasmin mesfin G:15 Eritrea roots tribe saho or tagadalit police Eritrea 🇪🇷🐫 Yasmin mesfin G:15 Eritrea roots tribe saho 🇪🇷🐪. From lake Tahoe city whole foods market dishwasher.

  • @justicetoallhope9727
    @justicetoallhope97272 жыл бұрын

    It's is so sad that WE, the Eritrean people as a whole, telimnayom, kihidnayom!! They ( "G-15") sacrificed their LIVES for us to follow their leads (knowing that they will be eliminated in the attempt) so that we could have a free and democratic Country that we truly call Our Eritrea. I learned then that most of us Eritreans are kehadti and telemeti. We don't even show sympathy to them and their siblings. It's pathetic!!!!!!! I am ashamed of being Eritrean for these reasons. To the children of Petros, Derue, Shirifo, and all the other sacrificed Heroes of Eritrea, please know that my heart bleeds every time I read or hear about your parents. My deepest sympathy!!

  • @greatstar5111
    @greatstar51113 жыл бұрын

    Ahh menta kebdka eyu ahrr zebleka kab zom kulom jeganus amlak entay yseano geliaom si wexiaom yzareblu ykonu, I hope ab qereba gize knriaom Abona jegna Mesfn hagos nska kea enqae kab bsul tre konka tarikom ktgelx amlak axnhalna edmen tenan kea ymneyelka 🌷🌷🌷

  • @asliruessom5607
    @asliruessom5607 Жыл бұрын

    ጠላማት፡ኩሉ፡ኢናፊለጢኩም፡30ዓመት፡ካብ፡ናጺነት፡ጢሊመት፡ኩሉ፡ኢናፈለጥኩም፡ኢም፡የኢዊኻዶ፡ጠሊኩ፡፡ፈጣሪ፡ዚፈጠ፡ዘይጠሊም፡ኒፍጡሩ፡ሰቡብእ፡ብእ፡ሐሳዊ፡ጠላም፡ጠለሚቲ፡፡

  • @messikahsay3562
    @messikahsay35622 жыл бұрын

    ኽቡርን ሕፉርን ተጋዳላይ ኣቦና መስፊን ሓጎስ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብካ ኣምላኽ ነዞም ጀጋኑና ኣርካናት ድማ ኣምላኽ መዋጺኦ ይፍጠሪሎም

  • @betewededabraha569
    @betewededabraha5693 жыл бұрын

    Betamy zehzin eue jeganu Eritrea behansab kitsentu

  • @ademahmed8444
    @ademahmed84443 жыл бұрын

    Eritrea sat nay tigray

  • @mulyemalet9777
    @mulyemalet97773 жыл бұрын

    ናጻ ኮንካ ናብ ህዝቢን መንእሰያትን ቅረብ

  • @user-ht8zh7wd2o
    @user-ht8zh7wd2o2 жыл бұрын

    🙏ኣማን ብኣማን ኣብ ዓለም ዘቅንእ እንተልዩ ከምዚኦም ጅግና ምኻን ኤዩ 🙏

  • @josijosi1566
    @josijosi15663 жыл бұрын

    Eri sate mezi gawena gezkum tetefai alekume

  • @mihreteababraha7889
    @mihreteababraha78893 жыл бұрын

    ክቡር ተገዳላይ መስፍን ሓጎስ ፡ እታ ናይ ምውሳን ግዜ እኮ ኣናውሕካያ ፡ ህግደፍ ዓቅሉ ጸቢብዎ ነይሩ ሕጂ ግን ትንፋስ ዘሪኡ ኣሎ

  • @mesghinagheb3570

    @mesghinagheb3570

    3 жыл бұрын

    Kid mushmush atine fesawi agame resahat hangol belaeti kurkuro

  • @ereyoneday6495
    @ereyoneday64953 жыл бұрын

    Bteami kab Alem zhMekna hzbi ena.....19 Amet ab sjin.....jeganu abotatina....Isseyas wedi shermuta ktdbah eka ab kereba gziye wedi koblalit

  • @millionmicaell4768
    @millionmicaell47683 жыл бұрын

    💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @queen-un8my
    @queen-un8my3 жыл бұрын

    Neziom... Hager.. Kehdiom.. Eika ketaseriom...mankew.. Kesha..charile.. Kasa.. Martilo... Shankilo... Kea.. Hagrawean.. Ketibel... Kalkas mesmenteay.. Yekuiser...

  • @tesfayezere6419
    @tesfayezere6419Ай бұрын

    ኣያ መስፍን ፡ ክጥዕመካ ማዓር ፡ንመህደሚ ካብ ሓቂ ብማ ዕረ እናነዛሕካ ዝዋሃብ መግለጺ ፡ ሓቅነት ስለዘይብሉ ፡ ካብ ምድቃስና ንበራበር። ምኽንያቱ ፡ አርትራዊ ንዘረባታት ኣንፈቱ ናበዩ ፡ብንቕሓት ስለዝመራመረሉ ፡ተጎቲቱ ናብ ጸድፊ ዝስዕብ ውሑዳት ከምዚ ክማይ'ዩ ። ስለዚ ሓቂ እንተነንፍስ ፡ ብዓቢኡ ንዓኻ ። ብድሕሪኡ ድማ ነቲ ተጎታቲ ልቢ ዘይብሉ ካብ ገደል ምእታው 'ዩ ዘድሕን ። ሕሰብ ! ሓሲብካ ! ካብ ውሽጥኻ ንጻህ ። ካብ ዘኽብረካ ፡ ብሕሉፍ ታሪኽካ። ዓወት ንሓፋሽ ። (መሽላጥ)።

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes31403 жыл бұрын

    Jgna

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35263 жыл бұрын

    Berki gbesilasi ab fit education mekina g Targa tebalshiya kedafio rieyo misia ayinebren gn hagiziwo kabiti stirigiya awistiama.

  • @akberethagos8363
    @akberethagos83633 жыл бұрын

    ዘገርም እዩ ሓደ ተኹላ ን100 ኣባጊዕ አብ ሓደ ለይቲ ሕጂ ክአ ንምልእቲ ሃገር የጣፍአ አሎ ወዲ ርግምቲ። ንስኻትኩም ድማ ዘይምልከተካ አይትሕተት ዝተባሃልካዮ ብዘይ ሕቶ ርኢቶ አተግብር ትብሉነርኩም ንትሕቴኹም ዘሎዉ ከም ዓሳ እንዳተበላላዕኩም መጺኹም ኢሰያስ ግን ተሓቢኡ ይስሕቅ ነሩ። ሕጂኩላ ተባሪራ ሞይታ ታአሲራ ዋይ አነ ኮይኑ ድራራ።

  • @sologrande2521
    @sologrande25213 жыл бұрын

    Isseyas aforki jeganu atfiwu wekaru hizu alo dehan ajekum tray

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ጅግና አይ ቅደምን እዩ ከም ቆቋሕ ንቊሕ ኢዩ። ንጸላኢኡ ባዕሉ የኸንድዶ ምበር ረዲኤት አይጽበን እዩ። በዚ ሸሪፎ ትነግረልና ኢሉኒ ዝብሎ ዘሎ፡ ኢሰያስ ከምዘጥፍኦም እዳፈለጡ ከም ጀጋኑ ዘይክኑ ከም ንነብሶም ከም ግዳይ ቆጺሮማ ምንባሮም ኢዩ ዘማላኽት። ንጅግና ጅግና ዘብሎ ንኸጥፍኦ ዝመፀ ብዘይ ውልውልን ውዐል ሕደርን ሃጎፍ ከይሃበ ምስዘኸገድዶ ኢዮ። ሐርበኛን ጅኑናን ፍልልይ አለዎ።

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ተዐኒዶም ከጥፍኦም ተጸቢዩሞ፡ ባዕሎም ኢዩም ጠፊኦም። ጅግና ጥፍአት ከይመጸ መጥፊኢኡ ከይሐሰበ የጥፍኦ። ኢሰያስ ብተወልጄ ክካበብ ከሎ አበይ ኔሮም፡ ካብኡ ዝዐቢ ምልክት ኢንታይ ደሊዩም። ጉዳዩም ከይዛዘሙ ንህዝቢ ከየረከቡ ምድስካል ብዘይ ተቃውሞ ዝቅበሉ አብ ዐይነይ ባሮት ኢሳያስ ኢዩም ኔሮም።

  • @Samiazmarino
    @Samiazmarino3 жыл бұрын

    ናይ ቢትወደድ ከ ኣይፈልጥን ዲዩ ታይ ኮይኑ ዘይዛረብ

  • @maigume6165
    @maigume61653 жыл бұрын

    N Tegadalay Mesfn Hagos kinhato gda edl zeytihbuna?

  • @tesfa6273
    @tesfa62733 жыл бұрын

    ጀግና አባና መስፍን ሓጎስ ፡ አብ ጎንኻ አለና ህዝቢ ኤርትራ 👍

  • @amanuelaregay3802
    @amanuelaregay38023 жыл бұрын

    ኣሕ

  • @zenithalem5503
    @zenithalem55033 жыл бұрын

    Anbesa abona mesfn hagos

  • @ethopisbini9949
    @ethopisbini99493 жыл бұрын

    Haki issayas ayekserenan hejim ...nesheto zereba kenchilkum atefetef ayebelu ...nay eritrea tekumety temehrt yebelekum zerebakum chew yebelun fooooo.....

  • @weiniamen2404
    @weiniamen24043 жыл бұрын

    አዋይ ነዚ ዶ ትጋደል ኣይይይይ

  • @judithhabtu5312

    @judithhabtu5312

    3 жыл бұрын

    ገድልና ቁኑዕን ዕዉትን ኢዮ። ሂወቶም ከፊሎም ንህዝቦም ከረክቡ ተጋዲሎም ተዐዊቶም፡ ሃገር ክመርሑ አይተጋደሉን። ተቀበልቲ አይነፋዕናን።

  • @weiniamen2404

    @weiniamen2404

    3 жыл бұрын

    አወ ሓቅካ(ሓቅኺ)

  • @michaelnegash523
    @michaelnegash5233 жыл бұрын

    xbuq meglexi General mesfn kulom terifom zelewu tarikom glex kemta sherifo zibeleka

  • @muluabraha4836
    @muluabraha48363 жыл бұрын

    ኩቡር ጀነራል መስፍን ሓጎስ እዚ ኩሉ ጉደይ ሽግር ናይ ኤርትራ አቀድም አቢልካ ዘይገለፅካዮ ፀገም ኔሩካ ድዩ ? ይቅረታ ግን ክነቅፈካ ደሌ አይኮንኩን

  • @alextemelso5446
    @alextemelso5446 Жыл бұрын

    Shaebya yargu ember aylbmun kbehal eba haki u bejaka hade melti haki tezareb belaei seb

  • @hailerobiel336
    @hailerobiel3362 жыл бұрын

    Ezi mesfun hagos kndey tarikawyan beliu eyu medeaf adgi

  • @berhantesfay9346
    @berhantesfay93463 жыл бұрын

    hezbi eritrea mewael koynu shegr tray ezgaber mewaxo yefetrlna.

  • @abeltekele995
    @abeltekele9953 жыл бұрын

    Kulukum huxubat manita tay mo uffff

  • @user-dm6fl2jv1o
    @user-dm6fl2jv1o3 жыл бұрын

    ወዲ ሰለሙን ሕጹብ ምዓንጣ

  • @tes-wy9gr
    @tes-wy9gr3 жыл бұрын

    መስፉን ጅግንነትካን ትባዓትካን ይኣምነሉ ኢየ ግን ቢተው ክእሰር ከሎ ጠቅላሊ ሓለቃ ሚኒስትር ምክልካል ኢካ ኔርካ እንታይ ኮንካ ዘይተጣበቅካሉ ? ኤሪ ሳት ካኣ ሕተትለይ እስከ

  • @awetshmangus9928

    @awetshmangus9928

    3 жыл бұрын

    ኣነ ዉን ከምኡ ክብል ጸኒሐ ብዉሽጠይ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    ከማን ብቀረባ ኣብ ጥቅኡ ኮይኑ እዪ ዝሰርሕ ኔሩ ማለት ኣብ ዓሰብ እዮም ኔሮም ኩሎም ' ሸሪፎ ግን ን ቢተው ሓቲትሉ እዪ ወላ እቶም ሽማግለታት ዝቆሙ ብዛዕባ ናይ ቢተው ሓበሬታ ከጻርዪ ወይ ክምርምሩ ምስ ከዱ ልዕሊ ቢተው ሸሪፎ እዪ ነይሩ ን ሸሪፎ ሓቲተሞ ልዕሊ ቢተው ናይ ኣማሕድራ ብቅዓት ዘለዎ ኣየጋጠመንን ክሳብ ሕጂ ' ንከተማ ዓሰብ ከም ዝነበረቶ ክትቅጽል ዝገበረ እዪ ኢሉ ከም ዘድንቆን ገሊጽሎም ሸሪፎ ' ብድሕሪኡ ውን ኣብ ኣኬባታት ብዙሕ ግዜ ሓቲትሉ መስለኒ ግን እቲ መልሲ ሓንቲ ኮሚተ ወጽያ ኣላ ዝብል መልሲ ጥራይ ይውሃቦም ኔሩ

  • @sham3872

    @sham3872

    3 жыл бұрын

    ቢቶው ብበጺሕፈት ፕረሲደንትን፣ ሃገራዊ ድሕነት ዝወጸት ኮሚተ ኢዩ ተኣሲሩ። ኣብታ ናይ ቢቶው ጉዳይ ተጻሪ ኮሚተ፣ ብዓል ስምኦን ገብረድንግልን፣ ጸጉ ፍስሃየ ዝነበርዋ ኢያ። ንዝበለጸ ሓበሬታ መጽሓፍ ክሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ተወከስ።

  • @tes-wy9gr

    @tes-wy9gr

    3 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e ያ ሽርፎ ይሓተሉ ኔሩ ኢዩ

  • @tes-wy9gr

    @tes-wy9gr

    3 жыл бұрын

    @@sham3872 ጽቡቅ ኣለካ ንቢተው ክትኣስር ዝወጸት ኮሚተ ኔራ ኢያ ግን ምስት ልዕሊ ኩሉ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሮ መስፉን ክጣበቀሉ ይክእል ኔሩ እዩ ኣብት ግዜ ት መስፉን ጥቅላሊ ሓለቃ ስታፍ ሚንስትር ምክልኻል ኢዩ ኔሩ

  • @osmanzean4573
    @osmanzean45733 жыл бұрын

    Betros Solomon zey ison kamuan ze amslo endum gegano tagadelti ze axneto yes he was rerror more than asias

  • @davidteklehaimanot4377
    @davidteklehaimanot43774 ай бұрын

    Kilai, hasawi!

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle892811 ай бұрын

    Nezom jeganu atfieka mdgas yelen

  • @tedrosrisat2815
    @tedrosrisat28153 жыл бұрын

    Kebur jegna tegadalay ayana Mesfin ab genekha alona. Eti guzo tejemiru alo.

  • @hashemeritrean9897
    @hashemeritrean98973 жыл бұрын

    Selam selam abona ayana jegna masfen hagos amlak bealo edmen tenan yehabka nay behaki sharifo jegna nay behaki hagero zefeker seb eyu Nay hezbe seb eyu yebahal kolom ayatatna jegano abotatna eyom ezeom amlak bealo hagerna hezbena serawitna selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna mangadena anhena amlak bealo naze serat hegdef yetfealna teray xalot negbar ehwatey daki eri xeada ajekom kaxelewo teray eze kalse 🕌⛪🤝🕌⛪🤝🕌⛪🤝⛪🕌🤝🕌⛪🤝⛪🕌🤝🕌⛪🤝🕌⛪🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

Келесі