"ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዝፈጥሮ ሰላም ረብሓ ኢ/ያ ዝጎድእ ኣይኮነን!" " ኣብርሃ ተኽሉ_ Interview_Abrha Teklu//Brakhe_Show
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#Abrha_Teklu_
#Interview_With,Abrha_Teklu
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
#መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ
Пікірлер: 898
ኣነ ኤርትራዊ እየ ከምዚ ለባምን ሚዛናውን ደፋርን ትግራዋይ ርኤ ኣፈልጥን ናይ ብሓቂ ከማኻ ይብዙሑ
@marssemay69
26 күн бұрын
ናይ ብሓቂ።
@adonairm2252
26 күн бұрын
ትግራይ ክትጠፍእ ኣለዋ ትብሉ ኔርኩም ሕጂ ኣይኮነን ሰላም። ኢሰያስ ውን ሰላም ኣይደልን ዩ። ሻዕብያ ካብዚ ዓመት ወይ ንዓመታ ኣይክትሓልፍን ያ። ገንዘብ ከፊላካ ተምጽኦ ሰላም የሎን።
@Horn_of_Afrika
26 күн бұрын
@@adonairm2252ዓንጃል ዓጋመ: ኩልግዜ ክትፍክሩን ክትድከሩን ክትነብሩ ኢኹም::
@sheba-291
26 күн бұрын
@@adonairm2252 ከምዚ ናትካ ንሕና እውን ድሕሪ ወርሒ ክነጥፍኣካ ኢና ምበልኩ ግን ካብ ብስምዒት ብርድኢትየ ዝዛረብ፣መጀመርያ ሻዕብያ ብዓረብ ይኹን ብትግረ ህዝቢ ማለትዩ ህዝቢ ድማ ክትዕንዎ እምበር ክተጥፍኦ ኣይከኣልንዩ።ሰላም ግን ይሓይሽ‼️ ካባኹም ንደልዮ ፍቅሪ ይኹን ጽልኢ የብልናን እቲ እንኮ ንደልዮ ነናትካ ሒዝካ ምክብባርዩ፤እዚ ግን ፍርሒ አይኮነን ንዓይ ካብ ምእማን ከማን ታሪኽና ምውካስ ይሕሸካ፤ካብ ጥንቲ 15ክፍለ ዘመን ብመግዛእቲ ቱርኪ ጀሚሩ ናብ ግብጺ ጥልያን እንግሊዝ ሃይለስላሰ ደርጊ ወያነ ን600 ዓመት ካብ ኩናት ናብ ኩናት ዝሰግር ንዘሎ ሕብረተሰብ ብኩናት ኣይተፍርሖን ኢኻ፤ግን ሰላም ይሓይሽ‼️
@sewitaeri8831
26 күн бұрын
@adonairm2252 asha aytkun Shaibiya bkelilu zifers wdib aykonen ,
ኩቡር መምህር ኣብርሃ ሓወይ፡ ኣብ ትግራይ ከማኻ ዘኣመሰሉ ስልጡናት ቡሱላት ሓቀኛታት ተጋሩ እንትዝበዝሑ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም እና ነበረ ምበልጸገ። እግዝኣብሄር ንኩቡር ጎረበትናን ሓዉናን ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይሃቦ።
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ሓደ ዝኣባሉ ትግራይ ኬድካ እንዶ ተቃለሰሎም። መትሓዚ ዘይብሉ ሽሕጣን ዝበዝሖ ሃበስ ቀደስ ኣምሰሉ ዘረባ ጸላእኩ።
ከማካ 10 ተጋሩ ንትግራይ ምኣከልዋ መም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር መም
@adonairm2252
26 күн бұрын
😂😂😂 ስቕ በል ባርያ። እዚ ልኡኽ ዩ። ሻዕብያ ከይጠፈአ ሰላም የሎን።
@mengeslulu2910
26 күн бұрын
I admire this guy he is very intelligent
@adonairm2252
26 күн бұрын
@@mengeslulu2910 no no this’s not a sign of intelligence it’s a greed. If you are intelligent you should know what kind of system is being built in Eritrea and what it has done to the country and its citizens and recently to Tigray.The system is built as replica of the North Korean and Cuban system. It’s built to control the population by creating enemies.
@Cr7andMessi250
26 күн бұрын
@@adonairm2252shaebia Eko shab Eritrean eyu❤❤❤❤zelalem Kea unebr aythilem zehàwey ayniyefien ena Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️
@user-xu2hl8ll5k
24 күн бұрын
@@adonairm2252😂😂😂😂😂😂donkoro shabiya ketetifi, imo kid wired meanta intela😂😂😂😂😂
ንሕና ኤርትራውያን ግን ከም በዔል ኣብርሃ ሓውና ዝ ዝኣመሰሉ ጥዑይ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ተጋሩ ተስፋ ትገብር
@user-gz3cy1cv6r
26 күн бұрын
ኣጆኩም ኣብ ጎኒ ደለይቲ ፍትሒ እሕዋትና በርጌድ ንሓመዱ ኣለና👩❤️💋👩
@user-gzieyumemhrey
26 күн бұрын
Sekit lezlaz@@user-gz3cy1cv6r
@gideyzemoy1110
26 күн бұрын
ደላይ ሂዊከት ዶንጎላ ገርካ ሽማግለታት እንድኣመኻስ ደላይ ፍትሕ።
@peacewins3281
26 күн бұрын
@@gideyzemoy1110ኣነ ኣብ ጎኒ ብሪጌድ ንኹዕንቱ የለኹን,ግን ምስ ህዝቢ ትግራይ ጥቡቕ ርክብ እደሊ.ትግራይ ሃገር እንተኾነት ድማ ብምጽዋዕ/ባጽዕ ጌራ ፍርያታ ሰዲዳ እንተደልዩ እቲ ዝመጽእ ዘሎ ትውልዲ ዋላ ሓንቲ ሃገር ይፍጠር ናይ ባዕሉ ጉዳይ እዩ.ትግራይ ትግርኚ ፈጺመ ዝጸልኦ ፈላላዪ ጸቢብ ተንኮለኛን ረሳሕን ኣጀንዳ ጌረ እቖጽሮ !!!
@yosefahferom6893
26 күн бұрын
@@user-gz3cy1cv6r ጋእጋእ
እዚ መምህር እዚ እቲ እኖኮ ብሱሉ በሊሕ ሐቀኛ ትግራዋይ😍💐🇪🇷
@lomintmalin4716
26 күн бұрын
ጆኖሳይድ ተካይዱ ይብል ኣሎ ጌጋ ሓበረታ
@girmatelk8457
24 күн бұрын
@@lomintmalin4716 ኣቢ ከምዝገቦሮ እዩ ዝገልጽ፡።
@lomintmalin4716
24 күн бұрын
@@girmatelk8457 ብምንታይ ተረጋጊጹ ህውሓት ዝገበርዎከ
ብጣዕሚ ለባን፡ ምሁርን መምህር። ክብረትን ምስገናን ክብረትን ይግብኣካ።
ኢንጀራ እዝጊ ብላዕ ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፤ ከማኻ የብዝሓዮ ።
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ልዕልና ሕጊ ይገበር ክብል ኣይበቅዐን።
I admire you professor Abraha & we need more like you. From Eritrea 🇪🇷
Every nationalist Eritrean is with you my brother! Keep up your honest work!!
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ፊኪስ ልቢ ኣይትኹኑ።ርግእ በሉ።
መምህር ኣብርሃ፡ ናይ ብሓቂ ብርሃን ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን ኢኻ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብል እፈቱ። ቀጺለ፡ ከማኻ ዝበሉ ክስስኑልና፡ ንኹሎም ደለይቲ ሓቀኛ ሰላም ዝኾኑ ኤርትራውያንን ተጋሩን ኣብ ጎንኻ ክኾኑ፡ ብልቢ እጽውዕ። ንግዝያዊ ረብሓን ክድምና ጎኖትን ዝዋስኡ ደናቊር ድማ እልይ በሉልና ክብል እደሊ።
እቲ እንኮ ደላይን ሰባኽን ሰላም ❤❤❤ ሃልወልና መምህረይ
መም ሰላም ኢካ 'ሞ ካብዚንላዕሊ በርቲካን ሓይልካን ክሬኤካ ተስፋ እግበል ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና እምነየልካ ኩቡሩ መም ኣብርሃ
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ብዘረባ ል ሂቃን ተጋሩ ኣይትትዓሸው።
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
እዚ ሰብ ኣይ እቲ ሕመረት ጉዳይ ናይ ትሽግር ኣየልዓሎን ። ተጋሩ ብሕጊ ንገዛእ።ልዕልና ሕጊ ይከበር። ክብል ኣይክ ኣለን ። ስለዚ ዘረብ ኡ ትርጉም የብሉን።
Please please invite like this gentleman who is logical it make sense what he says .please please don’t invite who preach for more war and misery to people of Eritrea and Tigray.We need more people from Tigray like this gentleman thank you
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
እንበር ዶ ዝበሎ ሰሚዕክሞ ኢኹም? ደጋጊምኩም ስምዕዎ።
ናይ ብሓቂ ለባም መስተውዓሊ ኣርሒቁ ዝጥምት ምሁር ከማኻ የብዝሓዮ ካብ ኩሉ ሸነኽ።
Us Eritrean we need such People like you on the critical Time. You are the one und only right Person in Tigray.
Wow , I really love this Guy. I'm speechless about him. Every time his interview matured , facts and point!!!!!!!. Peace and love to horn of Africa ❤❤❤❤❤
"ለባም ኣይስኣን ዓዲ ኮይዓኑ" ለባም ስለዝኾንካ ህዝቢ ኽረብሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሰላም ምዝማርካን ምስራሕን። ናይ ቅንዕናን ልቦናን መንገዲ ምሓዝካ ዋላ ግዜ ይንዋሕ ክትዕወት ኢኻ ካልኦት እንተለው'ውን ከማኻ፡ ተባረኽ!!!
I am Eritrean. I agree with professor Abraha!
I really admire Dr. Abraha for his courageous stand, he has got a great knowledge and integrity and aspires a lot of peace loving people in Eritrea and beyond. People has to ask did they want to live in war and distraction or to talk for betterment of their people to live in peace and tranquility in which they deserve. I think most of people they don't know the Eritrean society but for those who grow up in Eritrea, specially people from tigray they know it well. They were living the same as others with respect and harmony. To my amusement what have changed, we studied, lived and worked together as brothers, families and friends. Still we gather, chat and visit each other in all occasions those will live abroad as before.
በጣም ጥሩ የሆነ ዉይይት ነዉ በተለይ ወንድሜ በጣም እዉነተኛ ግልፅ ጌታ ይባርክህ በርቱ ሰላም ካለ ሁሉ ነገር አለ ይብቃ ዉግ ወሬ ዉግ ሰላም ሰላም ሰላም🙏😄😄
ፕሮፈሰር ኣብረሃም፡ ንስካ ናይ ብሓቂ ና ሰላም ኣምባሳደር ኢካ። ልዑል ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ትግራይ ኣብ ሰላም ክትነብር ኣይ ትክእልን እያ ክሳብ ካብ አሜሪካን ካይ ተላቃቀት፡፡
መምህር ኣብራሃ ፣ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ናይ ሰላም ድልድል ኢኻ🙏🙏
We need peace 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ወልፋሳት ኣይትኹኑ ። ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ዝ ኣበየሉ ግዜ የለን። ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ዘሪጉ ዘሎ ጃንዳ ወያኔ ትግራይን ኣቢን እዮም።
Very intelligent smart educated gentleman with full of knowledge and wisdom. We need such kind of leaders in Tigray.
What a brief explanation, teacher wish you long life .
I would say the only wise and educated person in Tigray I have seen ever. We need minds like yours, Prof. And Berake shows and Medhin please take a lesson from him and look at all the comments given. Ztefeshu mediatat kem trhu gerewegna bzuh dmxi tegeberu kumneger zgebru aymselki!!!!
This man & such likes must come to top position if the people's problem is to be ended
ሜድያ ዝሓዝኩም ሰባት ድማ ኣብ ሰላምን ንሰላምን ጽዓሩ
በሊሕ ሰብ
መምህር ከም ስሙ ጎበዝ
ዘገርም ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ዝሓሳብ ሙሁር እዩ መ/ም አብራሃም ተኽሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ
ኣብርሃ ተክለ ሓደ ብለጽ ኣያና💙🤗
You are a great human being. I just love you. Thank you for your nice opinion.
The best and the best teacher ❤️
I admire this guy he is very intelligent
Nice and outstanding explanation
እዚ ለባም ሰብ እዚ እንኳዕ ደሓን መጸ ኣዝዩ ንፉዕ
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ተጋሩ ተዐሽውዎ ኤርትራዊ የለን።
ናይ ብሓቂ ለባም ትግራዋይ፡ ኣበይ እሞ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ለባማት ይብዝሑ፡ ምእንቲ ሰላም ጎረባብቲ ሃገራትን ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን፡ መድህን ከኣ ነዚ ጽቡቅ ሰላም ሰላም ዝጨኑ መልእክቲ ተዓዘብቲ ኣብጽሕልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መም. ኣብርሃ
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ፎኮስቲ ልቢ ኣይትኹኑ።ብውዑል ኣልጀርስ ንገዛእ ክብል እውን ኣይበቅዐን።
great peace preacher, I support him 100 percent to his points. We need peace and development
Ane Eritreaw eye Nay behaki edmen tenan yehabka ❤
መድህን ፥ ኣብ ከምዚኢታት ኣተኲርኪ እንተትሰርሒ ፤ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኢርትራን ትግራይ ዓብይ ኣስተዋጽኦ ምገብረኪሞ ኩሉ ሰብ መኽበረኪ ኢለ እሓስብ ። ጽልእን ምሕንኳልን ዝፈጥሩ ሰባት እናዓደምኪ ነቲ ዘሎ ነዃልና መሊስኪ ኣይተግፍሕዮ። ከም ሰብ ኣብ ልዕሌኽን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ኣሕዋትናን ምሉእ ክብረት ኣለኒ ። ሰላምን ፍቕርን ንኹልና ። የቐንየለይ !!❤❤❤
ተጋሩ አሕዋትና ብሰላምክትነብሩ አብርሃን መሰልቱን ክመርሑኹም ግበሩ
@senaittesfazgi9707
26 күн бұрын
I don’t think like this intelligent person gets like that position
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ የብዝሓዮም
መድህን ሎሚ ጽቡቅ ኣጀንዳ ኣልዕልኩም ብፍላይ ካኣ ለባም ሚዛናዊ ንኩሉ መዳይ ብዘይ ሕብእብእ ገልጽዎ ሓቂዩ ህዝብ ትግራይ ክቀስን ተኾይኑ ምስ ጎራባብቱ ሰላም ከግብር ኣለዎ ብፍላይ ምሰ ህዝብ ኤርትራ መነድህን እኳ ኩሉግዜ ካብ ምሰ ህዝብ ምሰ ወያን ጸግዒ እኪ ኔርኪ ሎም ግን ወጽዓ ህዝብ ትግራይ ዝተረዳእኪ እኪ ትመሰሊ ክብርቲ ብራከ ሸው ምስ ጎራባብቲ ናይ ሰላም ጻዊዒቲ ተገበርካዩ ዝሓይሽ ናይ ኤርትራ ተቃወምቲ ኣይኮነን ንህዝብ ትግራይ ንህዝብ ኤርትራ ኣይጠቀምዎን ናጽነትካ ኣኽብርካ እልምዮም ክንደ ዕድመ ኣደታቶምን ኣቦትቶምን ዝኾኑ ብኻራ ዝጎይና ዘለዉ መምህር ኣብራሃ ተክሉ ሰለቲ ሓቅነትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በጣም ጥሩ ገላፃ ጥሩ አእእምሮ ጥሩ እውቀት ጥሩ አስተያየት ነው። ሰላም ሰላም ኬተኛውም ኋይል ጋር
Very fantastic discustion. Thanks Medy and Memhir Abreha.
ኣነ ከም ኤርትራውን ደላይ ሰላም ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ነዚ ምሁርን ለባምን ሰብ ክሰምዕ ከለኹ መንፈሰይ ይሕደስ። ኤልታት ተጋሩ ካብዚ ለባም ሰብ ተመሃሩ፡ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ከምዚኦም ዓይነት ክሕግዞምን ክስዕቦምን ይግባእ።
Welcome back መምህር ኣቦ ሓቂ!
This is a real and true Tigraya,,,,he is really ready for peace
ኣዚዩ ለባም ሰብ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብዚ ክልተ ህዝቢ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣተሓሳስባ ዘለዎም የብዝሓዮም። መድህን በጃኺ ኩሉ ግዝየ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ኣምፅእልና።
Ajokha! Jigna Tigraway.
I can't admire you enough kubur Abi hawey!!! God bless you!i would like to see you on the top position and help this people with your kindness!! Thank you Professor Abraha!!❤❤
Very rayet man oll the best bero ❤
ናይ ብሓቂ መምህርን ምሁርን ዘቕስንን ዘዕግብን ልቦና ዝመልኦ ኣብ መሬት ሰላም ከምጽእ ዝኽእል ትምህርትኻ የቐንየልና ምድህን ካባኻ ክትማሃርን ሰላም ክትዝምርን ክትሰብኽን ተስፋ ንገብር።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ከማኻን ናትናኤልን ይብዝሑ።
He is smart enough and kind ....keep it up as it is ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሱል ሓሳብ ካብ ብሱል ሰብ
ኣምላኽ ብጸግኡ ይሓልኻ ክቡር መምህር ኣብራሃ ተኽለ ❤❤❤❤
Lebam tigraway terekibu astewielu zihasib ❤❤❤ Kemaka entezikonu kemzi aymegatemen Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 viva🎉
ከማኻ ይብዝሑ ብጣዕሚ እዋናውን ቡሱል ሓሳብን ሰላም መዘና የብላን
Proud of you ya are very very gentleman. Keep going peace and describe people we are supporting always we are the hero of person.
you the best we need like you and nati
ኣብየት ብልሒ ይበል ተዓወት ኣብርሃ ሓውና በሊሕ ትግራዋይ ንበር ❤❤❤❤ ዕርቅን ሰላምን ንህዝቢ ኤርትራን &ትግራይን❤❤❤ መድሂን ጸፋሕ እግራ 45 ሳይዝ
መምህር ብሓቂ ተባዕ፡ኣብዚ ግዜ እዚ ጅግና ዝባሃል ከምዚ ከማኻ ጥራይ እዩ ፡ንሰላም ዝሰርሑ ምሁራት እዮም ዘድልዩ ዘለዉ፡ብፍላይ ካኣ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንሰላም ምጽዋዕኻ ብሓቂ ኢኻ ተባዕ ምሁር ክብረት ይሃብካ ጅግና
መድህን ሳምዶ ኣድናቅኪእየ ንዞምግዝያዊ ምምሕዳር ኣምፂኪ ሕተትልና ኣድና ፀፀታየለን
@aradom344
26 күн бұрын
Tigray you need to unite and win first against Ethiopia and Eritrea then you can go your own way. You need to put your differences and help you people who are suffering under the enemy.
Welcome back you really 🇪🇷🇪🇷💞🇪🇹🇪🇹
ብታሚ ንፉዕ ጎበዝ ሓቀኛ ቦለቲከኛ🎉
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ዘማሪ ሰላም
You are so welcome and I hope you are doing great I really appreciate you
Kudo! professor Abraha you are a noble peace lover! I hope one day your idea will materialize and peace to prevail in the region.
እዚ ሐውና አታሐሳስብኡ ኩሉ ትግራዋይ ምስ አታሐሳብኡ ንርዕም ብዛዕባ ሰላም። እስና ካ ሐደ ካብቶም ጉቦ ዝበልልዕ ካብ መራሕቲ እዋሐት እዩ ኤርትራዊ አይኮነ መግትናን ሕዝብና ሐደእዩ ቃልና። ነዚ ሐወይ ካአ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
No words,no comments, you are so intelligent, please keep on it for ever.
I am so happy we need like u respect person. Te achef our peace between Eritrea/Tigray en to All Ethiopian ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 I thing she must learn from u🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤😂
ኣነ ነዚ ሓውና ይከታተሎ እየ ምሁር ዝብሃል ትግራዋይ ኣዝዩ ብቅንዕናን ብፍልጠትን ዝትንትን ኣዝዩ በሊሕ ሰብ ኢኻ ሞ ካልኦት ብወገን ኤርትራውያን ይኹን ብወገን ትግራይ ነዚ ናትካ ሓሳብ ብምሉእ ልቦና ክቅበልዎ ተስፋ ይገብር Thank you ኣብራሃ
ብጣዕሚ ሕምምቲ ኢኺ፡ ኩሉ መነጅደባትኪ ብዛዕባ ሕማቕ፡ናይ ኤርትራ ክትዛረቢ። ዕርቂ ክንቅበል ኮሎና ንኹሎም የህዛብ ሰላም ጽቡቅ ስለ ዝኾነ እምበር ፍሉይ ረብሓ ሃሊና ኣይኮነን። ሰላም ምስ ኤርትራ ብቀንዱ ድሕነት ንህዝቢ ትግራይ ኢዩ። ንስትሳተጂካዊ ድሕነት ህዝብኹም ዝሓስብ ምሁር ዝሓሸ እዚ ኢዩ፡ዝሓሸ ኢየ ኢለ፡ምኽንያቱ ኣቭ እምነቱን ሓሳቡን consistency ዘለዎ ትግራዋይ ኣይራኣኹን።
@mendelay1944
26 күн бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር፡ ሰላም ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ረብሓ'ዩ።
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
@@mendelay1944 ሃለው ለው ክትብሉ ግዜኩም ኣይተባኽኑ። ህዝቢ ኤርትራ ብሕጊ ሰላም ኣሚኑ ተገዚኡ ዝንብር ህዝቢ እዩ። ተጋሩ ኩናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢርርትራ ክእውጁ እዮም ዝውዕሉ። ሓቂ ተልይኩም ንምንታይ ን ተጋሩ ዓገብ ዘይትብሉ።
@mggeek3669
24 күн бұрын
Hawey xerfi meleleyina aykonen lisanka tekoxaxer. Zikonet koyna nezi memhir hasabu kigelix sile zifekedetlu tirah misgana yigbea eyu. Ente eti kalie gin ab kebdina gerna niselam nixar. Mikri haw eya.
Education, wisdom, knowledge, rationality and reality based analysis. Since the first day I was his excellency Professor Abreha is the most stable and intelligent person who always put his perspectives for the benefit of the majority and inclusive success.
Nay behakiy des zbl eyu memehre abrha🎉🎉🎉🎉 i am from eritrea ❤
ኹሉ ጌዜ ኣቅርብና ቡዙሕ ኢና ንረሕ ኻብዚ ሰብ አዚ.ሰብኣዉነት,ሓቀኛ መረዳታ ዘለዉ ሰብ በሊሕ ኣእምሮ ናይ ሓቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WediSawaMendelay
25 күн бұрын
Nisa emo selam zeytdeli. Medhin kab selam aytrebhin eya
Abreha you are a God's sent. What a calm, confident, wise full of knowledge and admirable gentlemen. Much respect, you educated all of us, Thank you.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿
Professor abreha i admire you too much,we need this kind of perspective in order to achive permanent peace . Sister medhn please try your best to have a peace. Look all the comments they are just a postive and lovely .❤
ብጣዕሚ ዝምስገን መምህር! እዛ ኩላ ክልተ -ሰለስተ ዓመት የእዛን ሰባት ዘጽመሙ ፈላጣት ፖሎቲካ ዝመስሉስ ይሓፍሩ'ዶ ይኾኑ ንመምህር ኣብርሃ ምስ ሰምዑ?
እዛ ቻነል ምስ ክብራ ዝኽይድ ብስለትን ፍልጠትን ዘለዎም ከም በዓል ኣብርሃ ተኽለ ንኽልቲኡ መንግስታትን ህዝብን ዘቀራርቡ ሓሳባት ሒዛ ክትመጽእ ይላቦ። መምህር ኣብርሃ ተኽለ ብልቢ ነመስግን
The most respected intellectual! Thanks for your rational analysis as usual.
Thank you Mr. Abraha. You are an all rounded Peace Loving person. Your idea is the only way out that can take the region out of conflict. The Brotherly people have no option than to live together in peace. The two people deserve to live in peace. Thank for your wonderful insights. God Bless You.
Iam Speechless about your analysis Abraha hawey and an amazing analysis ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
It is smart good anlayse mhemr abrha god bells to u
መድህን ሓብትና መድሕን ከም ስማ!!ጸለውቲ ሰባት እንዳምጻእኪ ነዚ ሰላም ናይዚ ክልተ ህዝብታት ንምምጻእ ጻዕርታት ኣዚና ኢና ነመስግነኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ።❤
Abrha the smart man❤
ዓቢ መምህር ኢካ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
Great man! Thank you for the professional discussions and principally true and logically accepted. The same goes to the Journalist Medhin.
ካብዚ ርኢቶታት ሓደ ነገር ተገንዚበ፡፡ ኩሉ ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ እቲ ሓቂ እንዳፈለጠ ከምዝጋገይ፡፡ ንሱ ድማ እዩ ኣብዚ ርእይቶ ንመጀመሪያ ግዜ ሰላምን ፍቕርን ዝዝምር ህዝቢ ርእየ፡፡ ክቡር ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሕጂ ውን ዝሓለፈ ይኣኽለና ብግዜናን ዕድሜናን ዝተጻወቱልና ፖለቲከኛታት በሃልቲ ሰላምና ንኸይንዝረግ እንሕልዎ ባዕልና እዩ'ሞ ሓደራ ነቶም ጽቡቕ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ምሁራትና ንቕድሚት ንምምጻእ ንስራሕ፡፡ ዝኸበርኩም ብራኸ ሾው እቶም ንክልተ ህዝብታት ክፈላልዩ ዝኽእሉ ሰባት ብስም ተቓወምቲ ኤርትራ ዝሽቕጡ ዝጠፈሹ ነጋዶ ሕጂ ውን ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቕምዎን እዮም፡፡ ምናልባት ዝተበታተነት ኤርትራ ምርኣይ እንተደሊኹም ግን ኤርትራ ጥራይ ኣይኮነትን ክትብተን እዚ ክልተ ህዝቢ እዩ መሊሱ ናብ ካልእ ዘየድሊ ክኸይድ፡፡ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን እንተ ሰሚሮም ጥራይ እዩ ሰላም ክነግስ ዝኽእል፡፡ እዚ ናይ ሰዓርን ተሳዓርን መንፈስ ዘይብሉ ምስ ዝኸውን እዩ፡፡
@askalutesfagaber2281
25 күн бұрын
ትብተን ኢትዮጽያ እንበር ትብተን ኤርትራ የላን።
ናይ ብሓቂ ለባም ትግራዋይ ከምዚ ከማኻን ናትናኤል ኣስመላሽን እንተ ዝህልው ኔሮም ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ኹሉ ዓዘቕቲ ኣይምኣተወን ብዝኾነ ኣድኒቐካ ኣለኹ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ውን ዓቢ ክብሪ ኣለካ ብዝኾነ ዕድመ ንዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ካብ ኣድናቒኻ ሳንድሮ እየ ካብ ማእከል ኣስመራ
መምህር አብራሃ ገምጋምካ እዋናዊ ፍታሕ ዘሓዘለ ስለዝኾነ ሕወሓት ደውኢሎም ክሐስቡ አነውን እላበዎም አለኹ ልቢ ግዘአኡ
To resolve Tigray's internal & external turmoil, Tigray needs brilliant leaders like you. Keep up the great work. 👍
Bta’ami xbuk hasab lebam lzub nay selam xa’wiet & fact points thanks so much , kemaka ybzuhu kbur seb 🙏
ብጣዕሚ ጅግና ትግራዋይ። ከም ባዓል እዚ እዮም ካኣ ንማስመድያ ዘድልዪዎን ሓቀኛታት ፖለቲከኛታትን። ዳጋጊምካ ክትሰምዖ ዝዕድመካ ሓቀኛ ተባዕን ሰብ። ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ኣዝየ ዘድንቆ ሰብ እዩ እዚ ሰብ። እተን ሓቂ ካኣ ኩለን ኣውጺወን ኣሎ ተዳጋጋሚ።ለባምን መስተውዓልን ሰብ ብሓቂ።❤❤❤
I’m Eritrean and I have big respect on memhir Abraha keep it up
❤❤❤❤ እዚ ወዲ ግን ረብሓ ህዝቢ ኮፍ ኣቢልዋ ከምዚኦም ኣብ ትግራይ ክህልው ባህ ዘብል ኢዩ ጽቡቅ ምዕባለ
ከምዚ መምህር ዚ ቅኑዕ ደላዪ ሰላም የለን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መድህን ድማ ኣብ ገለ፡ገለ ብዙሕ፡ሕቶታት ከይመለሱልኪ ንዝሓልፉ፡ሸለል ትብልዮም ንምንታይ ግን 😊