"ህግደፍ ዝበሃል ሓይሊ ተዘይጠፊኡ...." ቃለ መሕተት ምስ ተጋዳላይ ገብሩ ኣስራት 1ይ ክፋል_ Interview with Gebru Asrat |ብራኸ ሸው

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ

Пікірлер: 976

  • @exoduseritrea614
    @exoduseritrea614 Жыл бұрын

    ኣይተ ገብሩ፥ ንሕና ኤርትራውያን #ኣይንንዕቕኹምን ኢና እንታይ ደኣ እቲ ተግባርኩም ኣብ ቅድሚ ኤርትራውያ ፍንፉንን ንዑቕን ስለዝኾነ ሕልናኹም ባዕሉ እዩ ንገዛእ ርእስኹም (ለዓርስኹም) ከም ንዑቕ ጌሩ ዝነግረኩም።

  • @senayeri433

    @senayeri433

    Жыл бұрын

    ባዕላ ኮ ያ ነብሳ ተውድቕ ርእሰ ምትሓት ትሳቐ ኔራ ዛ ርግምቲ ሰብኣይ፡ ህዝብታት ኣባሊዓ

  • @mizaanberhane4002

    @mizaanberhane4002

    Жыл бұрын

    ሓሳዳት ሻዓቢያ ቀናአት. ትግራይ ትርኢሉ ዓይንኹም ይደፈን, ሽም ትግራይ ትጽርሑሉ አፍኩም ይታዓጾ ጎረረኹም ይጣበቅ ፍንፉናት ደናቑር መራታት ሓንጎል ዘርእኹም አይባረኽ ማህጽን አሓትኩምን አንስትኹምን ሰብ አይውለድ ክፍአትኩምን ተንኮልኩምን ሕስድናኹም ጠኒሰን ጉድ ይውለዳ መሬትኩም ጋሻ ህዝቢ ይእተዎ ብደም ህዝቢ ትግራይ ታሓጸቡ, ዝወሪርኩም ንብረት ህዝቢ ትግራይ ናብ ሲኦል ሒዝኩም ይእቶ ርጉማት ደቂ ርጉማት.

  • @temsgen.fetari

    @temsgen.fetari

    Жыл бұрын

    Nemen ketnekwo kkkkkkkk eway taxika enteabka eko zetfleka beluxe ertrwi malet eway endatfakas men kemay eskum eirtra nehna tigray beka aba eina nenber buzhe aytfenathu ewa ane yegrem eye

  • @woldaislassie2930

    @woldaislassie2930

    Жыл бұрын

    ኣብ ቅድሚ ኤርትራውያን ክትብል ከለኻ ከመይ ማለትካ'ዩ !? ኣብ ቅድሚ ሻዕቢያ ክትብል ዲኻ !? እምበር ህዝቢ ኤርትራ ድኣ ከመይ ጌሩ ክንዕቆ፣ ንሓውኻዶ ይንዓቕ'ዩ !? ተጋሩኸ ዝፍርሑ'ምበር ዝንዓቑ ድዮም !? ተግባር ህዝቢ ኤርትራኸ ካብ ተግባር ተጋሩ ብምንታይ ይበልጽ !? ዝተፈላለየ ተግባርከ ኣለዎም ድዩ !?

  • @exoduseritrea614

    @exoduseritrea614

    Жыл бұрын

    ክክክክ ጉድ ናይ ኣቦታትኩም ዘይትፈልጡ ምዃንኩም ኢኹም ኣብ ዝኸድኩሞ ትንከባለሉ። ኣይተ ገብሩ መርሒ ትግራይ እንከልዉ ዝበልዎ'ኡ ከምኡ'ኡ። ንምዝኽኻር ዝበልዎ ከምዚ እዩ... "ንሽሕ ሃመማ ብሓደ ፊሊት፥ ንሓምሳ ኣናጹ ብሓቲ ድሙ" ኢሎም ዝተዛረብዎ ዘረባ ንኣያታትካ ወይ ንጋዜጠኛታት #ማለሊት ምሕታት እዩ ፈውሱ። ኣይተ ገብሩ ካብ ልዑል ነብሰ ምትሓት ዝበልዎ'ኡ። ላይ ኣቦኻ ገብሩ ኣስራት ዘረባ እዩ። እምበር ንሕና ደኣ ዘኪርናኩም ዘንፈልጥ!?

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 Жыл бұрын

    መቐጸልታ ናይቲ ገብሩ ኣስራት "ዝተኸፍለ ይከፈል ኩናት ክቕጽልዩ" ኢሉ ዝተለሞ ኩናት ዕንወትን ብርሰትን ትግራይ ኣኸቲሉ፤ ይናሳሕዶ ይኸውን?

  • @Halamadr146

    @Halamadr146

    Жыл бұрын

    Ezi diu kemzi eku difkr dinebere

  • @ghidewonghebreamlak6297

    @ghidewonghebreamlak6297

    Жыл бұрын

    በየናይ ኣእምሮ!!!

  • @tesfitkubrom8730

    @tesfitkubrom8730

    Жыл бұрын

    @@Halamadr146 ewe

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 Жыл бұрын

    ብሂወትካ ከለኻ እንካዕ ውድቀትኩም ርኣኻ ትምክሕቱ ብድዔ ጃህራ ሓሶት ጽቡቅ ኣይኮነን

  • @alemabirhanegebregiorgis4509

    @alemabirhanegebregiorgis4509

    Жыл бұрын

    Hitters political performance against Tigray people and Tigraian people political ideologies wouldn't be able to help to any one..

  • @biriktihaile5499

    @biriktihaile5499

    Жыл бұрын

    @@alemabirhanegebregiorgis4509 ዝተኸፍለ ይከፈል ኪናት ክቅጽል እዩ ክትብል ረሲዕካዬ ዲኻ 1/ይ 80,000 2/1,000,000 ገብሩ ኣስራትን ስዩም መስፍን ስየ ኣብርሃ ዶ ኣይኮኑን መንእሰይ ኣህሊቆሞ ም ተሓላቂ ዘየብሉ መንእሰይ ጠፊኡ

  • @dawetabraha7335

    @dawetabraha7335

    Жыл бұрын

    ​@@biriktihaile5499 ❤❤❤

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    3 күн бұрын

    ኣንቲ ነፋጥ ንፋጥኪ ጽረጊ እስከ ተመላሲ ጃሱስ ንስኪ ከንዲ ሕጻብ እግሮም ኣይተመጽን ኢኪ

  • @No-miss-No-miss201
    @No-miss-No-miss201 Жыл бұрын

    ገብሩ በላዒ ሰብ million ሰብ ኣጽኒትካ ትነብር ኣለካ። እንቃዕ ሓጎሰካ እዚ ኩሉ ጽንተት ተጋሩ ምርኣይካ።

  • @JJ-xz2re

    @JJ-xz2re

    7 ай бұрын

    You will be next to watch your horror movie soon

  • @isayasambasager2453
    @isayasambasager2453 Жыл бұрын

    ATA HADAMIY GUHAF DENQORO SHAEBYA FEXIRKN SHAEBYA DMA AXFIEKN VIVA SHAEBYA GAME OVER

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 Жыл бұрын

    ገብሩን እቲ ሰራቂ ስየን፡ ነጋሪት ኩናት ይወቅዑሞ ኩናት ምስተወለዐ ይሃድሙ። ኩናት ምስጸሓየ ክኣ ከይሓፈሩ ይመጹ። ለካ መራሕቲ ትግራይ ተበለጽትን ሃደምትን ሰረቅትንዮም። ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ!

  • @michalegg1956

    @michalegg1956

    Жыл бұрын

    ጉጅለ አድዋ ነህ ወይ ደሞ ኤርጢራዊ ነህ ጊዜው አልቋል

  • @Liya-lz9hp

    @Liya-lz9hp

    Жыл бұрын

    ​@@michalegg1956 ጁንታ ብቓንቃኻ ዘይተሓክይ

  • @araedombahram4150

    @araedombahram4150

    Жыл бұрын

    እዚ ክርከብ ነይርዎ ደሓን ኣብ መጻ ኢ የራኽበና

  • @hailuabreha9675

    @hailuabreha9675

    Жыл бұрын

    አንቱም ፌለዲካ ነታት ደገፍቲ ሻዕብያ አደብ ግቦሩ ቆንዳፋት ሥለምንታይ አብ ጀጋኑና ግዑዙይ ዘረባ ትዛረቡ ነቲ ኹሊትኩም ዝሽይጥ ዘሎ አረጊት ወዲ መድህን በራድ ዘይተልግሥዋ !!ጡሙያት!!

  • @meleshailemariam

    @meleshailemariam

    Жыл бұрын

    መርዚ ሻዕብያ እዮም ኔሮም አንታ ሉዉጢ ህግደፍ

  • @hamdetekle2829
    @hamdetekle2829 Жыл бұрын

    ዝጠፍኤ ንብረት ይጥፋእ ዝጠፍኤ ኣሕይወት ይጥፋእ፡ ሓንቲ ኣሎሎ፡ሽሕ ኣንጭዋ ኢልካ ዝነዛሕካዮ ፍረ ከመይ ኣግኒኻዮ፡ ኣይተ ገብሩ።

  • @user-on6th7wj1z
    @user-on6th7wj1z Жыл бұрын

    "ህዝቢ ኤርትራ ንሽሕ ሃመማ ሓንቲ ፍሊት ንሚእቲ ኣናጹ ሓንቲ ድሙ ኢሉ" ንህዝቢ ትግራይ ኣተሳሲኡ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ክወፍር ዝገበረ እዩ። " ምስ ሻዕብያ ዝግበር ወግእ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝግበር ወግእ እዩ። ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ይውሰን ዝተኸፍለ ምስዋቲ ይከፈል ክሳብ ሻዕብያ ዝጠፍእ ክቕጽል እዩ" ዘበለ ተልሜደን ፖለቲከኛ እዩ። ውጽኢት ስርሑ ከኣ ሻዕብያ ልወያነናን ልትግራይናን እዚ ሕጂ በጺሒዋ ዘሎ ወሪድዋ። ትግራይ ትሕቲ ዜሮ መራሕታ ትሕቲ ዜሮ። ሑዙይ እሞ ኸኣ ይትረፍ ሓሳ ኣፍሊቖም ሽግራት ክፈትሑ ኣብ ሰርናይ ምስራቅን ምሻጥን እዮም ተዋፊሮም ዝኒሄዉ

  • @amanueliyassu4805

    @amanueliyassu4805

    Жыл бұрын

    መንደላይ አንታ ወዲ ጋሕባ ልዉቲ ተጋሩ ጀጋኑ እዮም ስለ በአና ፋሕ ብትን ዘበለና ኢሰያሰ ወዲ ተንበን ደይትዛረቦ ወዳ አረጊት ሸርሙታ ብቲኒሕ

  • @duliti7133

    @duliti7133

    Жыл бұрын

    ​@@amanueliyassu4805 ብመልሓስ ደአ ኒኩሊየር ትትኩሱ

  • @eritrea3501

    @eritrea3501

    Жыл бұрын

    መንደላይ ከመይ ርእካዮ ጽቡቅ ገሩ ቁልፍካ አፍቲሑ ደርብይካ 😂😂😂

  • @toyotaw2500

    @toyotaw2500

    Жыл бұрын

    @@duliti7133 ሕግደፍ እዌ አብ አመት አመት 100 ሺሕ መናእሰያት አሂሊቁ ሑሞራ ከይድኻ እንታይ አምጻእካ ዶላር መራጎዲ ናብ ጁባ ሕግደፍ ሓሸካ ደቂ ገባሮ ተሐለቀ ይሕለቅ ይውለድ ምስ አበዬ ወሲድካ ተሐልቆ።ደቆም ኩናት ከይሰምእዋ ዱባይ & Singapore ይዛናገኢ እዚ ዘሰርሕ ደሎ ቆናጭ ሕግደፍ።

  • @snitentertimment8913

    @snitentertimment8913

    Жыл бұрын

    ​@@duliti7133 😂😂😂😂😂nxrti melekti ❤❤❤

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 Жыл бұрын

    ዝወደኤ ይወድእ ዝተኸፍለ ይከፈል ውግእ ክቅጽልዩ መደረ ዓዋን ገብሩ አስራት

  • @abrahamr3121

    @abrahamr3121

    Жыл бұрын

    Gebru has no brain like most selfish TPLF leaders

  • @yonashadgu8264
    @yonashadgu8264 Жыл бұрын

    ገብሩ ኣስራት ቀንዲ ወንጀለኛ ተሓታቲ እዩ:: "ውግእ ክቅጽል እዩ ... ዝላዓለ መስዋእቲ ዋላ ይሕተት" ዝበላ ዘክሩ:: ቀንዱ ህልቂት ሃንዳሲ ... ሞት ዝግብኦ ቶኽላ ኣብ እስር-ቤት ክበሊ ዝግብኦ መርዛም ተመን::

  • @yonatanakalu-tk2xl

    @yonatanakalu-tk2xl

    Жыл бұрын

    Gohaf Hamasyen get out of here.

  • @henoksolo2290

    @henoksolo2290

    Жыл бұрын

    ​@@yonatanakalu-tk2xl kkk ab mongo hibeyin sebin ditegedefe fitret nefat

  • @yonatanakalu-tk2xl

    @yonatanakalu-tk2xl

    Жыл бұрын

    @@henoksolo2290 teref Asa lemani deka

  • @hakieye5649

    @hakieye5649

    Жыл бұрын

    He was right Mendef kekeber nerwo geze tenawhu ember ayterfon

  • @ykalohabte5776
    @ykalohabte5776 Жыл бұрын

    ሰንቢደ ከይብል'ሲ ሰንቢዶም ይብል። ሓምሳ ኣናጹ፡ ሽሕ ሃመማ ዝበልካዮ፡ ከመይ ረኪብካዮ ሕጂ። ኤርትራዊ በዲልካ ፡ ትድቅስ መሲሉካ።

  • @drogba200

    @drogba200

    Жыл бұрын

    ትግራይ በዲልካ ከ ትድቅስ ዶ ይመስለካ ()

  • @amanweld6786

    @amanweld6786

    Жыл бұрын

    @@drogba200 ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል:: ትም እልካ ጥራሕ ትጽብጽቦ:: ከም ተጋሩ እንዳሃረመ ዝበኪ ኣይኮናን ኤርትራውያን

  • @mizaanberhane4002

    @mizaanberhane4002

    Жыл бұрын

    አፈርቲ ህግድፍ እልፊ ኢሪራይ ታኣኻኺንክን ስለ ዝመጻኺን ዝጀገንክን ይመስለክን አሎ አረማውያን ጉግማንጉጋት 👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5o Жыл бұрын

    ኣይተ ገብሩ ኲናት ብድሌትካ ክትጅምሮ እምበር ኣብዝደለኻዮን ፡ ኣብተመቸኣካን ጠጠው ከተብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ። ""ክንድዝተኸፍለ ይከፈል ፡ ክንድዝወሰደ ይውሰድ ፡ ኲናት ክቅጽል ኢዩ!!!!""" ኢልካ ኲናት ጀሚርካዮ ፡ ሕዚ ገጢሙ ዘሎ ዕንወት መቀጸልታ ናይቲ ኲናት ኢዩ። ሕዚውን ንስሓ እተው ፡ ይቅሬታ ንህዝቢ ትግራይን ፡ ኤርትራን ሕተት። ሕዚውን ስለሰላም ስበኽ።

  • @rustomhannes3744
    @rustomhannes3744 Жыл бұрын

    ዝተሰውኤ ይሰዋእ፡ ዝሃለቐ ይህለቕ ኲናት ክቕጽል ዩ። ክትብል ከለኻ ኸ ምስ ምንታይ ይቑጸር፧

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 Жыл бұрын

    ትምክሕትኻ ልዕሊ 1,000,000 ኣጥፊእካ እንካዕ ከለኻ ውድቀትኩም ረኣኻ

  • @maetebtesfamariam4072

    @maetebtesfamariam4072

    Жыл бұрын

    መን ዩ ወዲቕና ኢሉኪ ። ኣንቲ ጨናዊት ugly eritrean girl 😂። ወዲቕ እንተበልናኩም እማን ከይመስለኪ ። 27 ዓመት ዝኣከብናዮ ኣበይ ከምዘሎ ኣይትፈልጥ። 😂

  • @flower525af4

    @flower525af4

    Жыл бұрын

    Abeyimo kiridiom eziom. Yae amakari koinu kea kem seb xibukom hatef yibil. Game over enda tigray tiewet

  • @soloare4855

    @soloare4855

    Жыл бұрын

    ረሳሕ

  • @Frehiwet-

    @Frehiwet-

    Жыл бұрын

    ኤርትራውያን ማዐልትኹም ተፀበዩ ክንርአአ ኢና ሸየንቲ ረሳሐት

  • @mmmarketing5683

    @mmmarketing5683

    Жыл бұрын

    ዋይይ ምስኦም ለይኮነ ኣድጊ

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru Жыл бұрын

    ንተጋሩ ዙጽነትኩም ጉዳይ ዘይናትኩም ምድላይ እዩ

  • @OBO994
    @OBO994 Жыл бұрын

    ገብሩ ኣስራት ቁሩብ ኣስፊሕካ ሕሰብ ክሳብ ሕጂ ሃተፍተፍ ኣይገደፍካዩን በቃ ቁምነገር ተዛረብ ሓቂ ኣይትምረርካ ።

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood Жыл бұрын

    ፍሊት ኣብ ኣፍካ ነፊሑ ክሳብ ዘቃብጸካ ሻዕብያ ግዜኻ ተጸበ። ግዜ ኢዩ ንኹሉ ዝፈርድ

  • @henoksolo2290

    @henoksolo2290

    Жыл бұрын

    Ata abey mo ta sirah niay tezihibuni merir mot mikesaikuwo

  • @senayeri433
    @senayeri433 Жыл бұрын

    ግቡእ መልሲ ሂብኩሞ ደቂ ኤረይ፡ ብሂወቱ ከሎ በቲ ንሱ ዝዓንደሮ ሞት ደቁን ደቅደቁን ኣዝማዱን ዝረኣየ መከረኛ ሰብኣይ ዩ። ካብዚ የድሕነና መድኣኒኣለም።

  • @tsehaigebru2598

    @tsehaigebru2598

    Жыл бұрын

    ዝፈፀምኩምዎ ግፍዒ መልሱ ዘይተርፍ እዩ ናይ ጊዜ ጉዳይ እዩ

  • @maetebtesfamariam4072

    @maetebtesfamariam4072

    Жыл бұрын

    መቸም ንኤርትራ ተሰኪምከ ናብ ካልእ ከምዘይትኽእል ዝፍለጥ ነገር ዩ። ኣብኡ ኢኻ ክትፀንሓና። ናብ ተምልጦ የብልካን ።

  • @user-lw3mx9bc2v

    @user-lw3mx9bc2v

    Жыл бұрын

    ሰራቂ ድርባይ ዋጋ ክትከፍለሉ ኢካ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ከዳዕ ሃገር ኢና ኢልኩም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝዓደርክምዎ ዕንደራ ዘበት ዋጋ ከክፍል እዩ።

  • @No-miss-No-miss201

    @No-miss-No-miss201

    Жыл бұрын

    @@tsehaigebru2598፣ ዕንደራ ገብሩ ኣስራት ሲ, ሪኢኖዮ, ብሰንኪ እከይን ጸይቅን መሪሒነትኩም, 500,000 ተጋሩ ኣሕሊቅኩም,

  • @wediaradom5324

    @wediaradom5324

    Жыл бұрын

    ​@@tsehaigebru2598ይሓይሽ እንተ ኢልክዮስ ሐራይ ንሕና ናይ 20 ዓመት ንስኹም ከኣ ናይ 2 ዓመት ሕሳብ ንወራረድ።

  • @frewinighebrekidan7469
    @frewinighebrekidan7469 Жыл бұрын

    SAWA, SHKOR FEWSY TGRAWAY. We are Stand with HGDEF.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jossy222

    @jossy222

    Жыл бұрын

    ​@@tesfaledetkidane9092 1,000,000 😂😂😂

  • @hakieye5649

    @hakieye5649

    Жыл бұрын

    dehan geze alo nateka geze ab kreba eka zeleka men kemznkaa lebka yfelto befrehe kemteneber way etnebre yredeana gen aytemltun

  • @biniarkinebsu6678
    @biniarkinebsu6678 Жыл бұрын

    ዕንወት ዕንወት 😢😢 ኣየ ሻዕብያ ኖቂትክን እባ ጽቡቅ ጌሩ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @hagostkabotekle791
    @hagostkabotekle791 Жыл бұрын

    ዕንወትን ጽንተትን ህዝቢ ትግራይ ቀዳማይ ተሓታቲ ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ መልሓስኩም ዘይኡሩኑብ ታሓተታ ኢኹም

  • @belaroba5782
    @belaroba5782 Жыл бұрын

    ህግደፍ ከጥፍእ ዝፍትን፡ ብኣሊፍ ይጠፍእ!!

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 Жыл бұрын

    ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓዊ ዘጠበስካዪ ትሓታቲ ኢካ ምስ ኩሎ ሓጥያትካ

  • @abrahamgrmatsion8705
    @abrahamgrmatsion8705 Жыл бұрын

    ክንዲ ዘሃለቐ ይህለቕ ክዲ ዝወሰደ ግዜ ይሰድ እናበልካ ህዝቢ ኣጽኒትኩም፡ብፍላይ ንስኻ ኣብ ዘይገዛኻ ክትቕመጥ እቲሊ ጊሒላ ምኻንካ ንደልጠካ ኢና።ሕጂ ውን ነቲ ኩሉ ናይ ነጽነት ኤርትራ ኣይኣምነሉን እየ፡ሕጂ ውን ባሕሪ ይግብኣና እዩ እናበልካ ዝተዛረብካዮን ናይ መን ህዝቢ ከትጽነት ስለዝደለኻ ኢኻ ከምኡ ኢልካ ዘለኻ፡ጽባሕ ንግሆ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ይቕሬታ እተዘይሓቲትካሉ እንታይ ሒዙ ከምዝመጸካ ኣይትፈልጥን ኢኻ

  • @medid.454

    @medid.454

    Жыл бұрын

    Chid ankual

  • @zemichealtekie6294

    @zemichealtekie6294

    Жыл бұрын

    ​@@medid.454 haki iyu ezi hadami

  • @ghirmaiyy

    @ghirmaiyy

    Жыл бұрын

    ገብሩ ኣስራት ካብቶም ክቱር ነብሰ ምትሓት ዝሳቐ ሕሱር ሰብ እዩ። ሚልዮናት ትግራዎት ኣጽኒቶም ሕጂ እውን ደም ኣይጸገበን። ከምቲ ዘመዱ ግምባሩ ከይተዘብጠ ኣየዕርፍን እዩ። ኩርማጅ ሰውራ ከራኻኽበሉ እዩ ።

  • @rurururu4775

    @rurururu4775

    Жыл бұрын

    Gebru jgna Hgdef bkeyti😄😄😄

  • @nebiatmehari9838

    @nebiatmehari9838

    Жыл бұрын

    ​@@rurururu4775 jigna takoynu da mes hezbu daw elu zaywagea selam mes kona zeatu shebya ko ab adu mes hezbu eu zwagea

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru Жыл бұрын

    ዘይናትካ ሜድላይ ዋጋ ከምዘክፍል ተጋሩ ፈሊጥኩም ትኾኑ

  • @shihamtasfaw894
    @shihamtasfaw894 Жыл бұрын

    ሻዕቢያ ንኽጠፍእ ደቅኻን ደቂ ጻድቃንን ደቂ ስየን ደቅ ርግበን ደቂ ታደሰን ደቂ ርግበይን ደቂ ስብሃት ነጋን ወዘተ. .. መጺኦም ነታ ደማ ዝመጸይዋ ትግራይ ይቃለሱላ ..::

  • @kidanefisaha2615

    @kidanefisaha2615

    Жыл бұрын

    100%haqi

  • @meareg59

    @meareg59

    Жыл бұрын

    ወዲ ስብሓት እኮ ተጋዲሉስ ተሰዊኡ እዩ

  • @user-nr7ev1ow6e

    @user-nr7ev1ow6e

    Жыл бұрын

    @@meareg59 ኣብ ኣፍ ደገ ገዙኡ ክሃድም ተቐቲሉስ፡ ወዲ ስብሃት ውን ተሰዊኡ ኢዩ ኢልካ ትዛረብ ኣለካ፧

  • @meareg59

    @meareg59

    Жыл бұрын

    ​@@user-nr7ev1ow6e ተከስተ ስብሓት ነጋ ኣብ በረካታት ገርዓልታ እዩ ተሰዊኡ

  • @yonassolomon7711

    @yonassolomon7711

    Жыл бұрын

    @@meareg59 kkkk Tekeste -DRAG( HASCHISH )

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h Жыл бұрын

    ክንዲ ዝተኸፍለ ይከፈል ኢልካ ክትፍክር ይዝከረካ ዶ?

  • @michaelhabtu4260

    @michaelhabtu4260

    Жыл бұрын

    😅😅😅😅😅 aygermekani

  • @mihreteabbereket9804

    @mihreteabbereket9804

    Жыл бұрын

    ክንድቲ ዝተከፍለ ሂወት ይከፈል ኩናት ክቅጽል እዩ ኢልኩም ዝወላዕኩሞ ሓዊ ዕሽላት ቆልዑ ኣርኪቡሎም ከመይ ረኪብካዮ ?ቁሩብ ሕፍረት ዝበሃል ነገር ኣሎ ዘይትሕባእ ከ?

  • @adhanetkidane1567
    @adhanetkidane1567 Жыл бұрын

    Neska eka tetfee agame shabia dea Jeganu enduom proud to be Eritreawit

  • @wogbazion
    @wogbazion Жыл бұрын

    ዕንወት ንይዚኩሉ ተሓታቲ ሓደ ካብ ብዙሓት ድማ ካብቶ ቀንዲ ንስኻ ኢኻ

  • @NewOne-pt9to

    @NewOne-pt9to

    Жыл бұрын

    Kid hasawi

  • @righteous8234

    @righteous8234

    Жыл бұрын

    Resah Shaabia!

  • @meharigoitom4495

    @meharigoitom4495

    Жыл бұрын

    @@righteous8234 ኣታ ደንቆሮ ካብ ትጻረፍ ኣብ 1998 ዝጠፍአ ይጥፋ ኩናት ክቅጽል እዩ ኢሉ ጽልኢ ዝጎስጎሰ ነዚ ሕጂ ረኪብኩሞ ዘለኩም መዓት ዘውረደ እዩ ቅድም ንዕኡ ሕተቱ

  • @seeker3963

    @seeker3963

    Жыл бұрын

    ብሐቂ ሐቂ ዘረባ

  • @duliti7133

    @duliti7133

    Жыл бұрын

    ​@@NewOne-pt9to እወ ፀማም

  • @fenkelnekid7886
    @fenkelnekid7886 Жыл бұрын

    ብዓል ስየ ማእሉያ ዘይብሉ መንእሰይ ትግራይ ኣጽኒቶም ነፍሶምን ስድርኦም ኣብ ውሽጥን ወጻእኖ ብቅንጦት ይነብሪ ኣሎዉ።

  • @selamasfaw5665

    @selamasfaw5665

    Жыл бұрын

    ተበንቀር! ዓዲ ዘይብሉ ሰብ'ውን ዶ ሐሳብ ኣለዎ እዩ¡

  • @duliti7133

    @duliti7133

    Жыл бұрын

    ​@@selamasfaw5665 ተገረድ ቆንዳፍ

  • @da8387
    @da8387 Жыл бұрын

    The main reason for the failure of TPLF'S scavengers regime was Luck of strategic leadership❗️I think they don't think far away from their noses.

  • @fessehayehaile6244

    @fessehayehaile6244

    Жыл бұрын

    Ja,because they don't have capacity.

  • @alemabirhanegebregiorgis4509

    @alemabirhanegebregiorgis4509

    Жыл бұрын

    This kind of blind judgement wouldn't be able to help any society

  • @rigatgirmay8848
    @rigatgirmay8848 Жыл бұрын

    "ገብሩ "" ክንድዝወሰደ ይዉሰድ ክንዲ ዝተከፈለ ይከፈል ኩናት ክቅጽል.ዩ ክቅጽል.ዩ ክቅጽልዩ ዝበልካዮ ኣዕናዊ መቃልሕ ድምጽካ ክሳብ ሕጂ ካብ ኣእዛን ኤርትራዊ ኣይሃሰሰን ክንደይ ናይ ሰብን ንብረትን ክሳራ ከም ዘስዓበ ሕጂከ ተረዲኢካዶ

  • @righteous8234

    @righteous8234

    Жыл бұрын

    Resahat! Opportunistic Shaabia. Gebru is a real Tigraway/Ethiopian hero.

  • @rigatgirmay8848

    @rigatgirmay8848

    Жыл бұрын

    @@righteous8234 መንከ ኤርትራዊ እዩ ኢልካ ጸረ ኤርትራን ኤርትራዉያንን እምበር

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554 Жыл бұрын

    አቶ ገብሩ አስራት ካብ ሕዋሓት ሓልፉ ራእይ ዘለዎ ደኣ እስኻ እንድኻ / ራእኻ ሰምሪልካ እንቃእ ሓጎሰካ /ክንድይ ዝተኸፈለ ይከፈል /ክንድይ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ኩናት ክቅጽልዩ./ ምቅጻል ኩናት ምህርኩም ክከዉን ተስፋ ንገብር ግን ትማሃሩ ሰብ ኣይኮንኩምን.

  • @sunrise3139
    @sunrise3139 Жыл бұрын

    እዋይ መድህን ጉዳም ንህያዋን ገዲፍኪ ምስ ሙታት ቓለ መጠይቕ ትገብሪ? ? ? ኦይ እሞ ንስኺ ካብቲ ዓቢ ክብረት ዝነበረኪ ባይታ ዘቢጥኪ እዙይ ጋሻኪ ቐደም ልሞተ በይዛኺ ክብረትኪ ሓሉዊ ኣይተ ገብሩ ፍሊት ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሃማማ ሓንቲ ድሙ ንሓምሳ ኣናጹ ዝብል ዝነብረ ትዝክሮ ዶ ኮን ትኸውን ኢልኪ እስኪ ሕተትለይ ኣይተ ገብሩ ኣስራት በላዒ ተረፍ የኣይ ሰብ ኩንኻስ ኣብ መዲያታት መጺእካስ ቓለ መጠይቕ ንክትገብር እሞ ዓለም ተወዲኣ ዘይትብሉኒ !!!!!

  • @mehariwelder7293
    @mehariwelder7293 Жыл бұрын

    Baelna kenetfakum inna antum lemano schebiya yu fetirukom schaebya wen atfiukum tegaru afafat🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 Жыл бұрын

    መዓል እዝስ እንበርዶ ተማሂሮም ኢዮም።ኣበይ ደኣ ተሓቢኡ ጸኒሑ እዚ ሃዳሚ ለክባጥ።ኣፍካ ኣክበሉ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ለክባጥ።ሕጂ ውን ክብረትካ ኣክብ ብዛዕባ ኤረትራ ዋላ ሓንቲ ከይትዛረብ እታ ኣርእስቲ ውን እንተ ቀየርኩማ ይሕሸኩም ብሂወት ክትቅጽሉ።

  • @hansgebre2712
    @hansgebre2712 Жыл бұрын

    ኣስራት ሕጂ ውን ኣይተረድኣካን ዘሎ

  • @henoksolo2290

    @henoksolo2290

    Жыл бұрын

    Abey kiridio risi dorho

  • @allisonking785
    @allisonking785 Жыл бұрын

    This guy has no clue. In a democracy the majority rules period. The court protects the minority. The main problem of the constitution is the ethnic division. If the ethnic division is dissolved. There could an another party that can be an opposition to prosperity and then the two parties can compute to rule in Ethiopia.

  • @arayaelma1647
    @arayaelma1647 Жыл бұрын

    ክሳብ ሕጂ ናይ ኢዱ ዘይረኸበ ጻሕታሪ ህውከት።

  • @berhanewoldemichael5953
    @berhanewoldemichael5953 Жыл бұрын

    ሓደ ካብቶም ጠንቂ ጸገም ናይ ከባቢና ገብሩ ኣስረት ዝብሃል ክፉእ ሰብ ስለዝኾነ ምስ ህግደፍ ሓቢሩ እንተጠፍአ ኢዩ ዝሓይሽ። ብህዝቢ ትግራይ ክሕተት ዝግብኦ ሰብ ኢዩ።

  • @fenkelnekid7886
    @fenkelnekid7886 Жыл бұрын

    ሰይጣን ሰይጣን ክውከል ኣለዎ ይብል። ስለዚ ዝዓበየ ስይጣን ገብሩ ኢዩ

  • @abrahambashay
    @abrahambashay Жыл бұрын

    ቆንዲፍ ወዲ ቆንዲፍ ተአኻኽቦም ዘምጽእዎ የለን😅😮😊😊😊

  • @indianapolisthecolts5525
    @indianapolisthecolts5525 Жыл бұрын

    GEBRU Aserat for president If you agree give like

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 Жыл бұрын

    Ayte Ghebru ክፉእ ግብሩ! ብሂወትካ እዚ ኹሉ ፅንወትን ምጉስቛልንልፅሊ ሚልዮን መስዋእቲ ተጋሩን ምረኣይካ መርገም እምበይ ኣይ ምረቓን: ተሕዝን😅😅😅😅

  • @tesfahiwethaile5042
    @tesfahiwethaile5042 Жыл бұрын

    Gebru Asrat Still, remember the dangerous incitement you made during the Ethio/Eritrea border conflict.

  • @moe3000
    @moe3000 Жыл бұрын

    ገብሩ ናይ ፖለቲካ ክእለት የብሉን። ተፈቲኑ ዘወደቀ እዩ። ቅድሚ ኹናት " ክወሩና እዮም ተኸቢብና ኢና ፀላእቲ አለውና ዝበሀል ነገር የለን" ኢሉ አብ ሚድያ ዝተዛረበ ሰብ እዩ።ሀደ ዓይኑ ዝዓወረ እዩ

  • @honestmama2687
    @honestmama2687 Жыл бұрын

    እዝግዮ እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ!!! ዕሸላት ትግራይ ኣምላኽ ይሓልኩም ካብ ዝሓለፈ ዘይምሃር ፈካሪ ትዕቢተኛ ክፉእግብሩ አስራት.

  • @brhanuhaile544
    @brhanuhaile5449 ай бұрын

    We really understand Your wisdom, critical thinker, great respect for you

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 Жыл бұрын

    Ab tigray dea zeytxen zneberka tiyt shaebiya n siyum mesfun zrekebet mrekebetka leba n hzbi tigray ba texawitkumulu

  • @senayeri433
    @senayeri433 Жыл бұрын

    እዚ ረሳሕ 90 ሽሕ ኤርትራውያን ስለያ ኢሉ ዝሶጎገ ዘከላበተ፡ ዝኣሰረ ዘሳቐየ፡ ንጹሃት ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ርእሶም ላጽዩ፡ ጥራሕ እግሮም ሙሩኻት ኢሉ ኣብ መቐለ ንህዝቢ ምርኢት ዘቕረቦም ንጹሃን ተማሃሮና ኣይንርስዖን ኣይክርሳዕን ዩ ካኣ ገና ዘይተኸፍለ ዕዳ ደቅኻን ደቂደቅኻን ውሉድ ወሎዶኻን ኣሕሊፍካሎም ኣለኻ

  • @WenniTube
    @WenniTube Жыл бұрын

    Medhin, you did a good job of removing the trash comments by members and supporters of the Killer, Rapist and Looter (KRL) Shaebia/PFDJ!

  • @medhaniemahari4265

    @medhaniemahari4265

    Жыл бұрын

    Dysfunctional is the only term that can define you all!

  • @dc8625

    @dc8625

    Жыл бұрын

    ❤🙏✅💜✅

  • @yosefahferom6893

    @yosefahferom6893

    Жыл бұрын

    You Brain damage is in a dire situation that signal your pathetic name kkkkk Agame is not my brother agame is my Enemies

  • @beyenemussie3990
    @beyenemussie3990 Жыл бұрын

    ዝተኸፍለ ይከፈል ኩናት ክቅጽል ዩ ዝበለ ዘይኮነን እዚ ድምሱስ ሃዳሚ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 Жыл бұрын

    ባዕልኹም ዝወላዕኩሞ ጽጋብ ትምሃሬ ድኣ ኣይኮንኩምን

  • @teclunegash6073
    @teclunegash6073 Жыл бұрын

    ግዝይኡ ዘይሓለወ ዘረባ ንህዝቢ ትግራይ ዝበታትን

  • @alwayshopeful2614
    @alwayshopeful2614 Жыл бұрын

    እዚ ድኣ ወዲ ትካሊት እንድዩ 1998 ብገዛእ መሬትና ባድመ ኩናት ዎሊዑ ከምዚ ሎሚ ኢትዮ ትግምጠሎም ከይመሰሎ ኣብ ሞንጎ እዚ ህዝቢ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ኣውሪዱ ደመኛና ብፍላይ ንዓና ኤርትራዉያን "ክንዲ ዝወሰደ ጌዜ ይዉሰድ ክንዲ ዝድለየ ዋጋ ይሕተት ኩናት ክቕጽል'ዩ" ያእይ ኤርትራ ብናይዚ ድሁል ሰብ ሃገራዉነትና ክንግደፍ ኣበደን ገመድ ኣብክሳድካ ክትረኽባ ኢኻ ሓንሳብ ጥራሕ

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 Жыл бұрын

    ገብሩ አስራት ጻሕጻሒ ጸላእይ ህዝቢ ኤርትራ ንስኻ ከይመትካ ሰላም የለን ተንኮለኛ ዓጋመ ሓዊ ክትንድድ ኣለኻ ብዓል ስዩም መስፉን ብጅግንነት ሞይቶም ኣንታ ጉሃፍ ግን ትነብር ኣለኻ ኩፉእ ልቢ ኩፉእ መልክዕ

  • @Mhlb39
    @Mhlb39 Жыл бұрын

    I hope ገብሩ ኣስራት እዚ ኩሉ comments ከንብቦ የስፋ ይገብር ።

  • @wowo9142

    @wowo9142

    Жыл бұрын

    I hope the future ገብሩ አስራት of Tigray, and their are many in Tigray, read, and learn from his mistakes.

  • @gebremichaelwoldu9614
    @gebremichaelwoldu9614 Жыл бұрын

    ሓቂ!ምምንጫው ሓሳብ የለን።ዝተፈጠረ ሃፍቲ ምምንጫት'በር።

  • @kirosbirhane7335
    @kirosbirhane7335 Жыл бұрын

    የቐንየልና መድህን ንኣያና ብዓል ውለታ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ክቡር ኣይተ ገብሩ ኣስራት ሓሳቡ ንክገልፅ ዕድል ዝሃብክዮ ምስጋና ይግባኣኪ ከምኡ ውን ምስ መ/ር አብርሃ ዝገበርክዮ ቃለ ምሕትት ብጣዕሚ ፅቡቕን ሃናፃይን ነይሩ ከም ዚኣም ዓይነት ሰባት ምቅራብኪ ካብት ልሙድን ባህላውን ዝኾነ ፖለቲካ ትግራይ ንምውፃእ ሓጋዚ እዩ'ሞ ቀፅልሉ

  • @gobushyared6046
    @gobushyared6046 Жыл бұрын

    ሓተቶ መስዋእትነት ይሕተት ኺናት ክቅጵልዩ ትብለሉ ዝነበርካዘመን ንህዝቢ ኢቶ ኣኺብካ ከተጥፍኣና ክትሓስብሲ ትዝክሮዶ ኢድ ሸናሒት ጰናሒት ክብሃል ከምዚኣያ ናይ ኢድኩም እዩ እዳ ወያነ ነበራትኩም ህልዋትኩም። እተ ነቲ ህዝቢ ራህዋ ይፍጠረሉ ከም ኩሎም ካህዛብ ዓለም።

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 Жыл бұрын

    ገብሩ ናይ ኢድካ ኢኻ ረኪብካ ንኤርትራውያን ዘሳቀካዮም ዘክር (ዝዘራአካዮ ኢኻ አጺድካ)ኢድ ሸናሂት ጸናሂት

  • @righteous8234

    @righteous8234

    Жыл бұрын

    Leba Shaabia!!!

  • @michaelhabtu4260

    @michaelhabtu4260

    Жыл бұрын

    Yes bro

  • @selamlehulu2055

    @selamlehulu2055

    Жыл бұрын

    ​@@righteous8234 I think theft is Tigrians culture not Eritrians

  • @wowo9142
    @wowo9142 Жыл бұрын

    The first question should have been- what are the boundaries of Tigray- when you received it as the first governor? Tigray boundaries are south of Mereb river, and east of Tekeze river. This guy is the architect of war.

  • @abrahamr3121

    @abrahamr3121

    Жыл бұрын

    He ain't the architect of war, he and many stupid TPLF leaders are the experts of mis-calculating war. Of course they're the mother and father of all lies as well

  • @amanuel7545
    @amanuel754511 ай бұрын

    My favorite show . Thank you Medhin Gebreslassie

  • @frewinighebrekidan7469
    @frewinighebrekidan7469 Жыл бұрын

    We, are Stand with ESEYAS 💖💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹

  • @mass-media6445

    @mass-media6445

    Жыл бұрын

    You can give him even your ass !!

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 Жыл бұрын

    እታ ዝተረፈት ዓይንኻ ከነፍስሳ ኢና ። ሽዑ ንህግደፍ ሃሰስ ኢልካ ከተጥፍኣ ኢኻ።

  • @hagostesfamichael9737

    @hagostesfamichael9737

    Жыл бұрын

    Nbaelka tefieka entay keteifie ab zeytfelto Adi sefirka tfkir miktal mihrad misrak nayti tsululat abotaka hgdeff wesidka

  • @bini20102010
    @bini20102010 Жыл бұрын

    ተሳዕሪና ዘይትብል 😂😂😅😅😅😅😅😅

  • @stpual1
    @stpual1 Жыл бұрын

    ብዙሕ ብዙሕ ክፅሕፍ ምደለኹ ብዛዕባ ህ.ወ.ሓ.ት ( አይተ ገብሩ አስራትን መራሕቲ ትግራይን ) ግና, 1ይ ዳርጋ ናሰልቸወኒ እዩ ብዙሕ ምዝራቡ ( ሰማዒ የለን ) 2ይ ካብ ደርጊ ውድቀት ስጋብ አብይ ናብ ስልጣን ምምፃእ ዝተገበሩ ስሕተታት ፅሒፍካ ዝውድኡ አይኮኑን,ብራኸ ሸው የቐንየልና ። ሓንቲ ግን ክብል,አብዚ 30 ዓመታት መራሕትና ዝገበሩዎ ሓደ ዓብይ ነገር,ህዝቢ ትግራይ አደስኪለሙዎ እዮም,አጥምዮም,አደንቁሮም,ፎቖዶ ዓዲማቱ እንጀራ እለሻ ከርተት ክብል ገይሮሙዎ እዮም,ተጋሩ ኢንቨስተራት አብ ትግራይ ኢንቨስት ከይገበሩ ዓቢይ ግዕዝይና ፈጢሮም ናብ ዓዲማቱ ከይዱ ኢንቨስት ክገብር ተገዲዱ እዩ,ብኡ ሰንኪ ድማ ሐዚ አደዳ በላዒ (ፀላኢ ) ኮይኑ,ከምቲ ጋዜጠኛ ታምራት ነገራ ስለ ኤርትራ ዝበሎ,ብግልባጡ ንትግራይ እዩ ኮይኑ,”ፀላኢ ናብ ትግራይ ስኑ እናመወፀ እዩ አትዩ “ ምኽንያቱ ህ.ወ.ሓ.ት አብ ህዝቢ ትግራይ ምድኻም ዓብይ ስራሕ ስለዝሰረሐትሎም,ንትግራይ ስፍሓት ዝምጥን ሰራዊት አየሰልጠኑን ።

  • @rimonrae1048
    @rimonrae1048 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ተሕዝ ደም ዘይትጸግብ ሰብ ወትሩ ኣብ ጽልእ ቁሩብ ግዜ ኣይምህረካን በኣብ ባድመ ቡዙሕ እልካ ጽልእ ዘርእካ ሕጂ ድማ ከምኡ ኣነ ዝፈርሕ ባድመ ተረስዑ ወልቃይት ራይ ብሰንኩኹም ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ እታ ትግራይ ብዓብአ ከይተስእንና ብሰንኩኹም ፈርሕና በጃኹም ነዚ ንኡስ ወለዶ ግደፍልና ፍግራት

  • @Idferi525
    @Idferi525 Жыл бұрын

    ተበላጺ፡ ኲናት ኣብ ምጅማሩ ሃዲሙ ከይዱ ኲናት ምስ ተወድአ ድማ ተመሊሱ ክመጻኩም እንታይ ኮይኑ ይስምዓኩም። ክውዕየካ ብኢድካ ክዝሕለካ ብኢድካ። ቀደም ኲናት (1998-2000) ኢትዮ ኤርትራ ብስምዒት ከፎቶም፡ክንደይ ተሰዊኦም ሕጂ'ውን ክንደይ ተሪፎም። ሰብ ዘይኮነ ሰራቒ ኢዩ እዚ። ክእሰር ኣለዎ እዚ ወንጀለኛ ኢዩ። ከበላሹ ጥራይ ኢዩ ዝርአ እዚ ዲያብሎስ። እሞ መጺኻ ንሻዕብያ ኣውርዶ እሞ ትረኽባ ድማ።

  • @baqr4383

    @baqr4383

    Жыл бұрын

    Xahxahi endeyu

  • @edomtomas4178

    @edomtomas4178

    Жыл бұрын

    ሎሚ ንማንም ትግራዋይ ኣይከተታልሉዎን ኢኹም ኤርትራዊያን ካዓ ናይ ኢድኩም እትረኽቡላ ማዓልቲ ቀሪባ እያ

  • @adhanomtekeste1286

    @adhanomtekeste1286

    Жыл бұрын

    ​@@edomtomas4178 ብከመይ ኢካ ናይ ኢዱ ክትመልሰሉ ለሓስቲ ትፋእ

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 Жыл бұрын

    እዋይ እዚ ዓካት ናይ ከርከበት ኣሎ ብሂወቱ። ኣንቓዕ ሓጎሰካ ወያነ ብፍሊት ክትእለሽ ምረ ኣይካ ።

  • @daniandia8794

    @daniandia8794

    Жыл бұрын

    Akat ko ztemeye kebdi yeangel u kalea dea dleyelu zearley Ezi hamema 😂😂😂😂

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 Жыл бұрын

    ልማና መቸም ኣመልኩም እያ

  • @lesagoam9028
    @lesagoam9028 Жыл бұрын

    Gebru Asrat, newudmet hezbi tegray beri zekefete. Zebie enda zeyfeltewo agoza antsefuley yebil. The 1998 war was his war, and the 2020 is a continuation of it.

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 Жыл бұрын

    😢 ንስካን እቲ ስየን ዝበሃል እባ ኣምሊጥኩም ምስ በዓል ስዩም መስፍንን ኣባይ ጻሃየ ክትስዕቡ ኔርኩም ሻዓብያ ዝበሃል ከምዚ ናትኩም ሃለውለው ዘይኮነስ ብግብሪ ኢዩ ዝሰርሕ ኣብ ማኣከል ዓድኩም ብረትኩም ኣፍቲሑኩም ኢዩ ኤርትራውያን ካኣ ንባሃል

  • @indianapolisthecolts5525

    @indianapolisthecolts5525

    Жыл бұрын

    There is civil war coming in eritrea,

  • @meazaamanda3189
    @meazaamanda3189 Жыл бұрын

    ገብሩ፡አቲእብ፡አሪትራወያን፡ዘገበረኩሞ1998ረስዑከዩ፡ከትከውን፡አድ፡ሸናሕ፡ጸናሕት፡አዩኩሎመሪትራወያ፡ሰጉግጉምነሪትራዘይፈልጠኣ100000አኩምእደዳሞትን፡ደክነትገርኩሞ፡አግዛኣብሂር፡ግን፡መልሰ፡ዝህብ፡ጌታ፡እረዩኮም፡ደሕረ፡ሕጅክይደገም

  • @mbbm2385
    @mbbm2385 Жыл бұрын

    ገብሩ ንጌታቸው ብሞራል ይኹን ብሓሳብ ሓግዝዎ🙏🙏🙏

  • @emahatienaressie5300

    @emahatienaressie5300

    Жыл бұрын

    ዝመርሖ ዘጥፎኦ ዊሒድካ ዱ ደንቆሮ

  • @user-dv2up1cn9h
    @user-dv2up1cn9h6 күн бұрын

    Shaebya surekim aftihikim

  • @abrahagebru3831
    @abrahagebru3831 Жыл бұрын

    ገብሩ ኣስራት እንቆዕ ብሂወትካ ከልኻ ውጺእት ትዕብት ውድቀትካ ሕፍረት ካባ ወደኻ ሻዕብያ መምህሪካ ከሙኡ፡ዩ ዝገብር።

  • @MG-iw1bx
    @MG-iw1bx Жыл бұрын

    ጋብሩ ! ኢድ ጸናሒት( ሸናሒት) ፥ ናይ ኢድካ ኢኻ ረኺብካ ፥ ርጉም ።

  • @mizaanberhane4002

    @mizaanberhane4002

    Жыл бұрын

    ሓሳዳት ሻዓቢያ ዓንኹም ይደፈን ዘርእኹም አይባረኽ ሓረድቲ ሰብ ፉንፉናት 👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @zewelditesfazghi4270
    @zewelditesfazghi4270 Жыл бұрын

    GEBRU RESAH HANGOL. MEALTIKA TEXEBE

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 Жыл бұрын

    Hlkus

  • @senayeri433
    @senayeri433 Жыл бұрын

    ዘይትሕባእ ከ ሕጂ ታይ ጽቡቕ ታሪኽ ኣለካ፡ ሕጂ ፖሎቲካ ውድቀትኩም ክትትንትን ክትመጽእ። ኣይትሓፍሩን ዲኹም ቁሩብ ርእሲ ዶ ኣለዎም ዞም ጉሒላታት መራሕቲ ህውሓት።

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 Жыл бұрын

    Hadami beal nska ztekelkumo fengi hzbi tigray 1 million tefieu teraeu zeyfelt

  • @user-dv2up1cn9h
    @user-dv2up1cn9h6 күн бұрын

    Lemani hishi tilimin aleka. Yobrasrat

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 Жыл бұрын

    Thank God you saved our country Hand of God defeated Our enemies

  • @bereketissac9078
    @bereketissac9078 Жыл бұрын

    Kinat badme zgemerka 1 nska eka hlmka sltan eyu hasawi leba

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 Жыл бұрын

    ብዛዕባ እቶም 1.5 ሚሎን ድኻታት ተጋሩ ዝሞቱ ንሓለፍቲ ህውሓትን ዓድዋን ኢሎም ገለ በል እስከ ገቡሩ ኣረጊት ክፍእ ግብሩ ክክክክ

  • @woldemariamgebremedhin2487
    @woldemariamgebremedhin24879 ай бұрын

    The legend man!!!

  • @kevinba2256
    @kevinba2256 Жыл бұрын

    I loved

  • @jothan8886
    @jothan8886 Жыл бұрын

    Gebru nefaT. Shaebia kenTelTleka iyu afka Haz.

  • @biniamsolomon45
    @biniamsolomon45 Жыл бұрын

    Hadami bojbaj ab 2000 neboy asirka ketilkayo eka.ab adiss Ababa abey eka tenebr ata wedi aregit shermuta abu mexie kehardeka eye .resaka kem kelbi ab godena kegoto eye.wedi eza komal tigraway.

  • @senayeri433

    @senayeri433

    Жыл бұрын

    መጽሓፍ ኣይኣኽሎን ዩ ናይዚ ሰይጣን ሰብኣይ ዝገበሮን ውድቀቱ ብሂወቱ ሪኢዎ ሎ። መጽሓፍ ንጽሓፍ ድሕሪ ሕጂ። እሶም ከማን ብናይ ሓሶት ታሪኽ ገልቢጦም ከም ዝተገፍዑ ይጽሕፉ ኣለዉ።

  • @futurandom1604
    @futurandom1604 Жыл бұрын

    ኩናት ክቅጽል እዩ ዝተኸፍለ ይከፈል ዝብል ቃልካ ንህዝቢ ኤርትራን፡ትግራይን ዋጋ ኣክፍልዎ፡ደቁ ንኮንቱ ተሰዊኦምን፡ሰንኪሎምን፡ ገዛውቱ ተቓጺሉ ብሕጂ ኲናት ዝዕድብ ዘረባ ኣቋርጹ ገብሩ ኣስራት ነዚ ህዝቢ ሰላም ክረክብ ተዛረብ ። ገብሩ ኣስራት ኲናት ክቅጽል ትደሊ ትምለስ ኣለካ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን፡ኤርትራ ንጥቅሚ ኢትዮጵያ

  • @amanuelh210

    @amanuelh210

    Жыл бұрын

    ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣይትበል ወድዛ ላሓሲ ሻሓኒ ትግራይ ምዞም ቡዳታት ሕብረተሰብ ኣይትስርዑና ዋላ ካብ ገጽ ምድሪ ሕንስስ ኢሎም ዓሌቶምን መሰረቶምን ይጥፍኡ ትጋሩ ደመኛታት ኤርትራ ኢዮም።

  • @tecleabraham3797
    @tecleabraham3797 Жыл бұрын

    ጥፋእ ዝበሎ ጻጸ፥ መንገብገብ የወጽእ፥ ወያነ ከኣ ንህዝቢ ኢርትራ ከተንበርክኽ ሃቂና፥ መጥፊኣ ኮይኑ። እዚ ኣምሓራይ ትግራዋይ፥ ቀንዲ ሃንዳሲ ናይዚ ህዝቢ ትግራይ ኣቲይዎ ዘሎ ደልሃመት ኢዩ። ንህዝቢ ኢርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበሳበሰን ንብረቱ ዘሚቱ ብግፍዒ ዝሰጎገ ኢዩ። አታ ናይ ኢዱ ከኣ ረኺብዋ ኣሎ። አቶም ብጾቱ ከም በዓል ኣባይ ጸሃየ ሞት ከልቢ ኣይሞተን ግን ብሂወቱ ዝሞተ ሰብ ኢዩ። ኢድ ሸናሂት ጸናሒት ክብሃል ከምዚኣ ኢያ።

  • @galerayatigray9498

    @galerayatigray9498

    Жыл бұрын

    ዓሳኽር ፀረ ደቅ ሰባት ፀረ ልምዓት

  • @tecleabraham3797

    @tecleabraham3797

    Жыл бұрын

    @@lalaland4552ብሓሶት ዝቅየር ሓቂ የለን። ከምዚ ሕጂ ዘይተፈጸመ genocide ኢልኩም ትሕስው ዘለኹም ኢዩ። ህበይ ዉዒግን!

  • @nebiatmehari9838

    @nebiatmehari9838

    Жыл бұрын

    ​@@lalaland4552 samay zhagarkes warke sene aykonan kongokum ekum eko zaytkyru mercha nay shabya yhayesh aygabren nay ymsel mercha euko natkum nhna bIsias tasadedna bhsmna abze Eruopa maslkum zelkum nskum ekum ember Saudi ekum tfeltu nerkum nay democracy tkoyna adkum entay ketgabru waxkum

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru Жыл бұрын

    ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ተመሪሓ ክትምሓደር ኣለዋ ኣብ ፈደራል ኢትዮጵያ

  • @fessahaieberhe
    @fessahaieberhe Жыл бұрын

    Gebru Asrat an evil man who agitated the war ( 1998-2000 ) of weyane against Eritrea has produced present destruction and misery of weyane's tigray.

  • @kelifamohammednur9320
    @kelifamohammednur9320 Жыл бұрын

    Gebru hasawi belae seb

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 Жыл бұрын

    Good job

  • @wowo9142
    @wowo9142 Жыл бұрын

    Why did መድሒን interview ገብሩ today; on the day, President Essayas is meeting with superpower President? 1- ብሔራዊ ሎቶሪ ማስተዛዘኛ 2- ኣለኹ እየ ልብል የ

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 Жыл бұрын

    ንጎይተትካ ክተጥፍአንነብስካ ከይትጠፈአ ሐልዋ ፈሽፍሽ

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper608711 күн бұрын

    እንካዕ ኸይመትካ ሕነና ፍደና

  • @ashewubie3269
    @ashewubie3269 Жыл бұрын

    ብጻይ ገብሩ ሓቐኛ ትግራዋይ እዩ

  • @wowo9142

    @wowo9142

    Жыл бұрын

    ጎጃመ

Келесі