"ሓመድ ሊሒስና ዘይኾነስ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቲና ኢና ተሪፍና" ብ/ጀነራል ሓለፎም ኣለሙ (ቸንቶ) (G.Halefom Alemu (Chento) Brakhe Show
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
#ብ/ጀነራል_ሓለፎም_እለሙ
#ሾው_ብራኸ
#Medhin_Gebreslassie
#New_Tigrigna_interview
Пікірлер: 646
Hiqo agame sebirnayo ena. We broke the Agame spinal backbone forever
ሕውሓት ናብ ሳሕል 1982 ሻድሻይ ወራር እዮም መጽዮም.. ዓመት ጌሮም ክኣ ናብ ትግራይ ተመሊሶም... ስለ ዝሓገዙ ክኣ thank you...
ሕዋሓት ናይ ደናቁር ማሕበር እዩ !
Well articulated and thoughtful interview. Applaud!! ትሸዓተ ሽሕ ፉሉይ ሓይሊ ሒዝካ ጸኒሕካ ነዚ ኩሉ አብ ልዕሊ ትግራዋይ ዝበጽሐ ግፍዒ ናይ መንግስቲ ትግራይ ዉድቀት ምዃኑ ንምፍላጥ ግን ጽንዓት አየድልዮን።
ብጣዕሚ ዘኸጉስን ዘሕብንን ዘረባን ሓሣብን እዩ ናብ ተግባር ንኺድ።
ዓለም ዝፈልጥ ሰብ ን47 ዓመት ምስኡ ለጊባ ዝጸነሐት ልቅቦ ስም ትርጉማ ስእንዎ።።ነዚ እውን ንጽመሞ።።
agame teref dron
ህዋሓት ጓሓፍ ህዝቢ ትግራይ እዩ!
እንታይ እዩ እቲ ዓወት ናይ ሕዋሓት ?
ቸንቶ ዝብል ቃል ዓረብ ኣይኮነን ጣልያን'ዩ
አብ ሂወተያ ቁኑዕ ትግራዋያ ክሪኢ ያደሊ
አዋይ ጉዳም ትግራይ ምህረት የውርደላ ትርጉም ሳጉኡ ዘይፈልት ጀነራል
ቸንቶ ብዓረብ ድዩ? ኣየ ሓንጐል ኣቤት ፍልጠት😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ትግራይ ዓደይ ህዝበይ ንማንም እናበልካ መስዋእትኻ ዘብቃዓሉ, ዓድኻ መስሪትካ ብሰላም እትነብረሉ ጊዜ የምጻአልካ, እግዚአብሔር አምላኽና አብ ጎንኻ ኮይኑ ጸላእትኻ የውሕደልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩቡር አቦና ብጣዕሚ ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ እምበር ተጋዳላይ
Thank you. I found it very thoughtful and well articulated. We all needs to take lesson from this interview. Much appreciated.
hadami 1.5 million agame ambeta atfikas mifkar
ማሃይም ቾንቶ ብጥልታን ኢዩ።ተጋሩ ዓቅምኩ ዘይይትፈልጡ
ቸንቶ ብምንታይ ቋንቋ'ያ ኢልዋ? ዓረብኛ! 😂
ጀነራል ዱ ጀሪካን ኣቱም ሰባት በዚኦም እናተመርሐ እዩ እዚ ሚልዮን ዝኣክል ሰብ ጠፊኡ ኣብዛ መከረኛ ክልል