ዕልልታ ረዳኢ - ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast - Elilta Redae

Ойын-сауық

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
00:00 - መእተዊ
03:48 - ውልደትን ዕብየትን ዕልልታ
05:44 - ምስ ኣርአያ ዘሪሁን ዘራኸቦም
09:55 - ሓዳር ምስ ኣርአያ
15:11 - ሕልሚ ኣርአያ ዘሪሁን
22:38 - ደቂ ኣርአያን ዕልልታን
30:45 - ዕልልታን 5 ደቃን ድሕሪ ሞት አርአያ
35:34 - ሕቶ ካብ 5 ደቃ
46:55 - ድሕሪ ኣርኣያ ሓዳር ዘይገበረትሉ ምኽንያት
54:25 - ናብራን ፈተና ህይወትን
58:00 - ፈረቃ ምስ ዕልልታ ኣብ TBS
01:06:12 - ዘይሰመረ ትምኒት
01:08:14 - ምስጋና
Lion Internatiinal Bank
/ lionbanksc
/ lion.banksc
/ lionbanksc
t.me/LionBankSC
/ @lioninternationalbank

Пікірлер: 607

  • @efyabrha9839
    @efyabrha98392 ай бұрын

    መደብካ ብጣዕሚ ዝቡቅ ኣሎ ግን ዝጎድሎ ነገር ኣሎ ኣርኣያ ዘሪሁን መን ሙኻኑ ጽቡቅ ገርካ ክትገልጾ ነይሩካ ካልኣይ መታን ሰብ ክርድኦ ብስእሊ ኣብ ማእኽለል ዘረባኹም ብ ስእሊ እዳኣእታኻ እተተምጽኦ ከኣ ጽቡቅ ነይሩ ንሳ ውን ቀደም እትሰርሖ ዝነበርት ብስእሊ እዳእተኻ እተተቅርቦ ዝያዳ ምቀረት ምሃለዎ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-hy4wu3cw5s

    @user-hy4wu3cw5s

    2 ай бұрын

    ::👍

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    #subscribe please

  • @zemer321

    @zemer321

    2 ай бұрын

    ትኽክል

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    2 ай бұрын

    ሓቅኻ እቲ መደብ ሽዑ ሙሉእ ሓበሬታ የሕልፍ ኣሎ ማለት ዩ ።ኣዝያ ጠቀሚት ሓበሬታ❤

  • @martawoldyohannes888

    @martawoldyohannes888

    2 ай бұрын

    Exactly

  • @freweyniyemane6697
    @freweyniyemane66972 ай бұрын

    ኣነ ኣደ 2ቆልዑ እየ ብዘይካ ኣቦ ንኣስታት 4 ዓመት በይነይ የዕቢ ኣለኩ ሕዚ 8&6 ገሮም ኣለዉ ደቀይ ኣማዉታ ባዓል ገዛይን ባህሪታት ኣርኣያ ዘሪሁን ን ባዓልገዛይ ኢንጅነር ሃፍተን ተመሳሲሉኒ😢💔I knew your pain how hard it's 💔 ኣነዉን ከማኪ ደቀይ ዓብዬም ኣብ ፁቡቅ ደረጃ በፂሖም ዝርእየሉ ግዜ ብጣዕሚ እዩ ዝናፍቀኒ ካብ ናትኪ ሂወት ታሪክ ቡዙሕ ተማሂረ እየ ንስኪ ጅግና ኣደ ኢኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ክህበኪ ይምነየልኪ 🙏🙏🙏

  • @Hareg675

    @Hareg675

    2 ай бұрын

    ፈጣሪ ንመን ኢልዎ ኣጆኪ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ❤🙏

  • @freweyniyemane6697

    @freweyniyemane6697

    2 ай бұрын

    @@Hareg675 ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ዛምበይተይ ❤🙏

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ መዓረይ ንበዕል ቤትኪ ከዓ መንግስተሰማይ የዋርሶ ደቅኺ የዕብየልኪ

  • @freweyniyemane6697

    @freweyniyemane6697

    2 ай бұрын

    @@zaebakulu8553 ኣሜን ዛሓፍተይ ኩፉእ ኣይትርከቢ 🙏❤

  • @Hareg675

    @Hareg675

    2 ай бұрын

    @@freweyniyemane6697 ክብረት ታዓደሊ ዛናተይ ኣካእሎ ይሃብኪ❤ 🙏

  • @user-ci5ro4fg4w
    @user-ci5ro4fg4w2 ай бұрын

    ነዚ ፕሮግራም ትከታተሉ ዘለኩም ብዙሐት ኢኩም ብትግርኛ እውን እዩ ንምንታይ ላይክ ዘይትገብዎ አነ አይርድአንን

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r2 ай бұрын

    ጥዑም ዘረባ ወ/ሮ ዕልልታ ረዳኢ። የቅንየልና። ለባምን ተፈታዊትን ከም ኣርኣያ ዘሪሁን።

  • @leultechbest7474

    @leultechbest7474

    2 ай бұрын

    Realy a very strong woman,thank,u so much.Gebretsadik.

  • @nanecyhabesha839

    @nanecyhabesha839

    2 ай бұрын

    ትክክል

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    #ሳብስክራይብ ፕሊስ

  • @user-rr3ot4nh8m
    @user-rr3ot4nh8m2 ай бұрын

    ናትኪ ዘረባስ 24 ሰዓት እንተዝስማዕ ውን ኣይስልቹን የስተኻኽሉልኪ እምበር. . . ክብርቲ ዕልልታ and proud of you all single moms.

  • @STAMA123
    @STAMA1232 ай бұрын

    እልልታ ለባም ካብ ዕድሚአ ንላዕሊ ዝዓበየት ኽብርቲ ሰብ ብጣዕሚ ኢና ንኾርዓልኪ ደቂ እዚ ጅግና አያና ብፅቡቕ ዘዕበኽልና ድማ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ::ብደቅኺ ሙሉእ ሓጎስን ኽብርን ተጎናፀፊ ክሻብ መጨረሻ እግዛቤር አምላኽ አይፈለኪ ❤❤❤

  • @BerhaneBerhe-dt4cl
    @BerhaneBerhe-dt4cl2 ай бұрын

    ንብዙሐት ተጋሩ አሕዋትና አብነት ከምትኸውን ዕልልታ ሐፍትና አይጠራጠርን ።

  • @nevergiveupyes
    @nevergiveupyes2 ай бұрын

    I heard so many interviews but this was sensational , amazing strong blessed women. I proud of you ❤🇪🇷 56:18

  • @betsitiaraya6033
    @betsitiaraya60332 ай бұрын

    Adeway, I have no words to describe how grateful I am to you! Temesghen 💜

  • @Bahgi_

    @Bahgi_

    2 ай бұрын

    You are lucky. You have a wonderful Mom. ❤ Elilta and Araya ❤

  • @tesfaydesta4015

    @tesfaydesta4015

    2 ай бұрын

    Be strong and courageous like your mom.

  • @yordanos5186
    @yordanos51862 ай бұрын

    ዕልልታ ክብርቲ ሐፍትና ጅግና ትግራወይቲ አዶ እዝውቲ ኢኺ። ዕድመን ጥዕናን ይሀብኺ።

  • @user-rq3un6ee1c
    @user-rq3un6ee1c2 ай бұрын

    አቤት ህድአትን ረጋዕታን ተዓዲልኪ ምጭውቲ ፍጥረት ግድን እዮሞ ናታኪ ክሕዙ ደቅኪ እውን ብእግዚአብሔር እምነትኪ ክዓ ዝበለጸ ሴትነትኪ ይገልጾ እግዚአብሔር ዕላማክን ሓሳባትክን ክሉ ይፈጽመልኪ ዛአደዊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mennabekelebekele676
    @mennabekelebekele6762 ай бұрын

    እልልታ ረዳኢ 🎉አቲ መአር ወለላ ምርጽቲ ክብር ዝግባአኪ ቆንጆ እርምቲ ትግራዋይቲ ❤ሰይት ጅግና አያና መንግስተ ሰማይ ያዋርሶ 🎉🎉🎉

  • @hannahkassa6319
    @hannahkassa63192 ай бұрын

    ናይብሓቒ ብልጽቲ ምርጽቲ ምቕርቲ መስተዉአሊትን ዋዕሮ ኣደን ሓፍቲ ኢኺ ዕልልታ ሓፍተይ። ንደቕኺ ኣምላኽ ይባርኸልኪ። ንኣኺ ድማ ኣምላኽ ብደቕኺ ይካሃሰኪ። ናይ ኣምላኽ ፈቓድን ናሓትኪ ድሌት እንተኾይኑ ድማ ከም ባዓል ገዛኺ ዝነበረ ፅቡቕ ኣጋር ናብራ ይሃብኪ ምሳኺ ኾይኑ ንትግራይ ክሓንፅ ዝደልይን ኣብይ ትልሚ ዘለዎ ትግራዋይ ይሃብኪ❤💛🙏🏾 በዓል ገዛኺ ኣርኣያ መን መኳኑ ኣይፈልጥን እየ ኔረ ግን ንኽፈልጦ ክገብር እየ። ኣብ ማእኸል ኣዲ ተወሊደ ዝኣበኹ ትግራዌቲ ግና ድሕሪ ፅንተት ሕዝብና መንነተይ ዝፈለጥኩ ስለዝኾንኩ ብዙሕ ዝማሓሮ ኣለኒ ... የቀኔልና ቀዛህታ ሚዲያ ነዚ ፅቡቕን ጥዑም እላል ሂዝኩም ስለመጻኣኹም ❤💛🙏🏾

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    #subscribe please

  • @user-gz7vb9vz9i
    @user-gz7vb9vz9i2 ай бұрын

    ዝገርም ኣደነት እምንቲ በዓልቲቤት ወናኒት ልቦና ፋሪሃ እግዚአብሔር ኩሉ ዝዓደላ ጋሻ ኢኻ ኣቕሪብካልና❤❤

  • @beana3912
    @beana39122 ай бұрын

    ፅባቀ ምስ ወኒ💯👌ትድነቂ አዶ ኢኺ 🙏ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኪ እልልታ ሽኮር🙏🙏🙏🙏 thank you kezahta show

  • @samsonm2011
    @samsonm20112 ай бұрын

    ዕልልታ ብሓቂ ብሓቂ ክብርቲ ትግራወይቲ፤ ኣትን መንእሰያት ካብ ዕልልታ ብዙሕ ክትመሃራ ትኽእላ ኢኺን ዕልልታ ምስ ደቅኽን ቤተሰብክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @mohammedumer4449
    @mohammedumer44492 ай бұрын

    ቀዛሕታ ቶክሸው (በረኸቲና ) የመስግነካ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ፣ዝፈትዋን ዘኽብራን መሳርሕተይን በዓልትቤት ጅግና አርአያ ዘሪሁንን እልልታ ረዳኢ ስለዝዓደምካያ

  • @rezantewelde5279
    @rezantewelde52792 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኣርአያ ዘሪሁን ትግርዋይ ኣዝማሪኖ ዘናጥ ሰብአይ ነይሩ ኣብ ኣስመራ ፍሉጣት ስድራ እዮም ነይሮም 🙏🙏🙏🙏

  • @almazdesbele1837
    @almazdesbele18372 ай бұрын

    ደስ ዝትብል ጋሻ ። ነገርግን ሓዉና በረከት ሓታቲ ዘይኮነስ ተሓታቲ ዒካ ትመስል ። ንአጋይሽካ ዕድል ሓብ

  • @SoanHagos

    @SoanHagos

    2 ай бұрын

    Thank you so much

  • @finbrak9737
    @finbrak97372 ай бұрын

    Best mother from Holy Tigray.

  • @user-tx9zi7sd1y
    @user-tx9zi7sd1y2 ай бұрын

    ጥዑም ዕላል፤ ጥዕናን ዕድመን ይሃበልናን።🎉

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom80722 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣዝያ ጠንካራ ንፍዕቲ ብዝገርም ጥዑም ኣገላልጻ✍️🫶❤️❤️❤️👏ቓለ መሕትታ ሰሚዐ።🫶👏❤️

  • @user-iz1wm4rr2f
    @user-iz1wm4rr2f2 ай бұрын

    በጣዕሚ ዝኾርኣላን ዝሕበነላን ኣዶ እያ❤❤❤❤

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey82462 ай бұрын

    ክብርቲ ኣዶ ናይ በሓቂ ምስሊ ኣያ ትግራይ ኣርኣያ ዘሪሁን::

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel49422 ай бұрын

    ብሓቂ ዕልልታ ሓፍትና ንዓኺ ንምግላፅ ቃላት የሓፅረኒ ጅግና ለባም ወረጃ ትግራወይቲ ሰላምኪ ይብዛሕ::

  • @Hareg675
    @Hareg6752 ай бұрын

    ብሓቂ እዚ ዝመስል ኣይፈልጦን ነይረ ኣርኣያ ዘሪሁን ኣብዚ ኩፉእ ዘርኢ ምፅናት ኣብ ትዊተር እየ ሰሚዐዮ ኩሉ ዝገበሮ መንግሰተ ሰማይ የዋርስ😢🙏

  • @user-wg3rj4de1z
    @user-wg3rj4de1z2 ай бұрын

    ቹቹ ሓፍተይ ድሕር ነዊሕ ዓመት ስለዝራእኹኺ ደስ ኢሉኒ ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ።

  • @yennygebre9216
    @yennygebre92162 ай бұрын

    Still Gorgeous and Classy. So nice to see you Elilta❤️💛

  • @tsigabhaile7088
    @tsigabhaile70882 ай бұрын

    ጀግና ኣዶ,ፅብቅቲ,ርግዕቲ,ጠንካራ,ታይ እሞ ክብላ ❤ሰበይቲ ጀግናና ፈጣሪ ምስ ደቅኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @kiruab
    @kiruab2 ай бұрын

    ❤❤❤ Thank you Becky for inviting Elilta! Araya was such a noble human-being!

  • @ejigufeleke9572
    @ejigufeleke95722 ай бұрын

    ጀግና እኖ ኢኺሞ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከምትምኒትኪ ብርሃን ደቕኺ የርእይኪ ::

  • @temesgenkasahun2847
    @temesgenkasahun2847Ай бұрын

    Amazing Mother Ililta you are loving,strong, selfless, wise, brave and dedicated to your family may God bless you ubundantly.

  • @sgebrese
    @sgebrese2 ай бұрын

    She is very strong and inspiring. Thanks for all you do!

  • @gideyabraha3922
    @gideyabraha39222 ай бұрын

    የቀኒየልና ዝገርም ናሂወት ተሞክሮ🙏❤️❤️❤️ ዕልልታ ❤❤❤ናይ ባሐቂ ጀግና ኢኺ (ዋዕሮ) ቃላት ይሐፅረኒ ክገልፀኪ ብወገነይ ዋዉዉዉ ዕድመን ጥዒናን እምነየልኪ ዝሐፍተይ ❤

  • @eliltaassefa5142
    @eliltaassefa51422 ай бұрын

    ፅብቅተይ ኣርኣያ ተራእይዎ ካባኺ ዝውለደ ዋዕሮ ርግዕቲ ዋው 🫶🏽💯🙏🏾

  • @tdftigray4500
    @tdftigray45002 ай бұрын

    Araya Zerihun was an extraordinary man who loved his people dearly. His legacy will always remain in our hearts. That being said, all Kalamino students are his kids. RIP champ

  • @user-gz9kk5cu8r
    @user-gz9kk5cu8r2 ай бұрын

    ኣደይ ንዓይ በይና እያ ኣዕብያትኒ እና ኣደይ ዝኽሕሰላ ጊዜ ክህበኒ ይምነ እና እግዚአብሔር ንኣዴታት ትግራይ ዕድመን ጥዕናን

  • @rezantewelde5279
    @rezantewelde52792 ай бұрын

    ሽክርና ዕልልታ ብጣዕሚ ኣድኒቅኪ እወ እቲ ገባርሰናይ ዕድመ የብሉን እምበር ምስተፍቅርዮ ሰብእይኪ ነዊሕ ክትነብሩ እዩ ዝግበእ ነይሩ ግን ዓለም መመላእታ የብላን ኣጆኪ ፕሮግራምኪ ብሃረርታ ንጽበ 🌷🌷🌷🌷👍👍👍💯💯💯

  • @bahlbibaraki6277
    @bahlbibaraki62772 ай бұрын

    እዋእ እዛሓፍትናስ ክንደይ ይጥዕም ኣንድቤታ ኣቦና ኣርኣ እኴ ንቃባሪ መርድእ እይ ዋ ኣሕዋትና ናይ ዘዘመን ፂን ኢልኪን ኣዳምፅኣ ይበል ስነ-ስርዓት ዕድመን ጢዒናን የሃብኪ ምስ ደቅኪ እግዚኣብሄር ይባርኩ

  • @rahwakefela3367
    @rahwakefela33672 ай бұрын

    Waww strong woman you are a model to our generation stay blessed ❤from 🇪🇷

  • @Naodmiss
    @Naodmiss2 ай бұрын

    ዕልልታ ረዳኢ ባዓልቲ ሙልኡ ቁመና ካባኪ ቡዙሕ ነገር ተማሂረ ክብርቲ ኣደ እዝጋቢሄር ኣምላክ ብደቅኪ ርከቢዮ❤❤❤

  • @nanecyhabesha839
    @nanecyhabesha8392 ай бұрын

    ጥዑም ወግዓ ወ/ሮ ዕልልታ ረዳኢ ጀግና አዶ ትግራወይቲ❤️ ወግዓ ኩሉ ጥዑም ከም ስማ ዕልልል ዘብል🙏

  • @meashogmariam

    @meashogmariam

    2 ай бұрын

    ወይዘሮ ዕልልታ ብጣዕሚ ለባም ኣዶ እያ ኣርኣያ ዘርሁን ከምዘይሞተ እየ ዝሪኦ ኣዶታት ትግራይ እሩማትን ኣብሓዳረን ፁንዓት እየ ካብኣተን ሓንቲ ሓንቲ ምኳንኪ ይኾርዕ ደቅኺ ካብ ኣርኣያ ንዓቐብ ንትግራይ ኣብቲ ንምነዮ ከብፅሑ ይምነ በርትዒ ጠንካራትግረወይቲ ኢኺ

  • @FuRy-uz6xi
    @FuRy-uz6xi2 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-yz6fg3bv2q
    @user-yz6fg3bv2q2 ай бұрын

    Great Mom🙏🙏🙏🙏❤❤❤ ...you are a motivational speaker

  • @Sam-ws3cy
    @Sam-ws3cy2 ай бұрын

    አነ ኩቡር አቶአርአያ ዘርሁን ብአካል አይፈልጦን እየ ብዝና ግን ሹሙ ውርይ ብሙኻኑ ትግራዎይ ብሙኻነይ ይሕበን ብሐቂ እዛ ጀግናእደ ድማ ብሐቂ 5 ቆልዑ ሒዛ ከም አደን አቦን ኮይና ብምዕባያ ድማ ጀግና ጉዎል ጀግና ብሙኻና ክብርን ሞገስን ይግብአ እዩ እየ ዝብል በረኸት ድማ ነዛ ጀግና ሐፍትና ብምቅራብካ እናመስገንኩ ብአካል ንዘይ ንፈልጦ ናይ ክቡር አቦናአቶ አርአያ ስእሊከተቅርበልና ነይሩካ እብል

  • @henoksisay9713
    @henoksisay97132 ай бұрын

    ጀግና አዶ ❤❤❤❤

  • @tikelary6959
    @tikelary69592 ай бұрын

    You are a typical ‘chawa Tigraweity. Bless you 🙏

  • @user-iu3pg2ji1t
    @user-iu3pg2ji1t2 ай бұрын

    ጀገና ኢኪ አዳ ትገረይ

  • @tigraywinbkalsi.3574
    @tigraywinbkalsi.35742 ай бұрын

    እልልታ ትግራይ እንቋዕ ብደሓን መፃኪ!!

  • @tigraywinbkalsi.3574

    @tigraywinbkalsi.3574

    2 ай бұрын

  • @brhanebereke5422
    @brhanebereke54222 ай бұрын

    ብመጀመርታ ኣዳለውቲ መደብ ቀዛሕታ ነዚ ኣዝዩ መሃርን መሳጥን ተመክሮ ዘካፈልኩምና ኣዚየ የመስግን ኣነ ብወገነይ ብዙሕ ትምህርቲ ቀሲመ የመስግነኩም ከኣ ክብርቲ እልልታ በዚ ኣጋጣሚ ክሳብ ክንደይ ጠንካራ ከምዝኾንኪ ውን ምሂርክኒ ኢኺ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክቡር ብዓል ቤትኪ ክሳብ ክንደይ በዓል ዓቢ ራኢ ከምዝነበረ ብኣንደብትኪ ነጊርክና ኣለኺ እሞ ኣብነታዊት ኣደ እንተበልኩኽስ ዝንእሰክን ዝዓቤክን ኣይመስለንን ከምዚ ክብለኪ ዝገበረኒ ካብ ኣንደበትኪ ዝሰማዕክዎ ቃላት ብዛዕባ ክቡር በዓል ቤትክን ደቅኽን ዘለኪ ኣድናቖትን ክብርን ዝለዝተረዳኣኒ እየ በዚ ኣጋጣሚ የድንቕክን የኽብረክን ከኣ ኣብ መወዳእታ ነዛ ጽሕፍቲ እንተሪኢኹማ ናይ ክቡር ኣያና ብዓል ቤትኪ ነበር ኣርኣያ ዘሪሁን መጽሓፍ "ኮኾብ ጽባሕ" ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ሓውኺ ብርሃነ ካብ ኖርወይ የመስግን🙏

  • @romanzeru9063
    @romanzeru90632 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ለባም ዝተረጋገዐት ደስ በሃሊት ኣደ :: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ::

  • @Lwanna27
    @Lwanna272 ай бұрын

    እዘን ሰበይቲ ትውረስ በየነ ይባሃላ። 7 ሕጉም መጎብነዪ ኣነ ነይረይ። ደስ ዝብል ማዕልቲ ነይሩ። ብዙሕ ካብ ተመስገን፡ ሄለን ካብኪ ክማሃር ዊዒለይ። ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ

  • @tigisttewelde5841
    @tigisttewelde58412 ай бұрын

    She makes me cry.አምላኽ ዝተረፈ ሂወትኺ ዘደንቅ ነገር ይፍጠረልክ ጽብቅቲ ፍጥረት።

  • @asfawtsegay6419
    @asfawtsegay64192 ай бұрын

    እልልታና ዘይምኖ ላዛ ዘለዋ መምሃሪ ዝኾነ ጥዑም ዘረባ

  • @tigstitigsti9607
    @tigstitigsti96072 ай бұрын

    ❤❤እልልታ እምበር እልልታ❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg6752 ай бұрын

    ዕልልታ ዋዕሮ ዕድለኛ ኢኪ ቡሩኳት ደቂ ሂቡኪ ፈጣሪ እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ፍረ ናይ ደቅኪ እውን የርእኪ❤🙏

  • @genetfissha1295
    @genetfissha12952 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።

  • @asnakewassie6580
    @asnakewassie65802 ай бұрын

    Rest in peace🖤💜💚 Such a nice program for the remembrance of Tigray It is very appreciated. Elilta Redae so great

  • @guoyayele4491
    @guoyayele44912 ай бұрын

    ❤❤Tigray needs such a Role Model like Elillta. Thank you Kezahta.

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n2 ай бұрын

    ንብዛሓት ተጋሩ ኣሕዋትና ኣብነት ኣዶ ከም እትኮኒ ኣይጠራጠርን እልልታ ኣዴና❤

  • @tiruembaye4890
    @tiruembaye48902 ай бұрын

    ዕልልታ ጠንካራ እኖ!!

  • @user-yy4dj6di5x
    @user-yy4dj6di5x2 ай бұрын

    Thank you!! ዕልልታ ኩሎም ሃሳባትኪ ቁኑዓት፣ ፅንዕቲ፣ ግልፂ ሃያል ዝኮነ ናይ መንፈሰ ጥንካረ፣ ኣለኪ። በርትዒ ዝሓፍተይ።እግዚአብሔር ድማ ምስ ኩሎም ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ።ንሓውናን ንኣቦናን ንኣርኣያ ዘሪሁን ድማ ብሂወት ኣንዳሃለወ ንዝገበሮም ፅቡቃት ስራህቲ የቅንየልና ኣርኣያ ዘሪሁን።

  • @rigathailemariam8516
    @rigathailemariam85162 ай бұрын

    What a women proud to have you as a tigray society. Respect and love ❤.

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay22902 ай бұрын

    ዕልልታ ጓል ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ !! እንቛዕ ናትና ኮንኪ !! ዘጋጠመኪ ፈተና ብጣዕሚ ከቢድ እዩ !! ብዝኾነ ንሕበን በኣኺ !! ሠላምን ዕብየትን ነዛ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ።

  • @girmakirose6696
    @girmakirose66962 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብስልቲ መልስታታ ደስ ክብል ብጣዕሚ አንደበተ ሩትእ እያ ። ይበል እርንብቲ ወይዘሮ ። ብርክቲ እግዚአብሔር መሊኡ ይባርኪ

  • @gdeyfkr8926
    @gdeyfkr89262 ай бұрын

    እፍፍፍፍፍ እውይ አንደበት እውይ ስነስርዓት እውይ ስነልቦና እውይ ትዕግስቲ ለባምነት ዝገርም ትምህርቲ አቀቢልክና ወ\ሮ እልልታ ክብረት ይሀበልና ዕድመንጥዕናን ይሃብክን አደዋይ መርአያ ፅንዓት ብሓቂ

  • @xegabberihu5778
    @xegabberihu57782 ай бұрын

    thank you Beki hawey. he was ONE OF HIS KIND. GENIUS, GENERIOUS, KIND AND DELIGENT!

  • @yook273
    @yook2732 ай бұрын

    Tigrignaki kimikir... Big RESPECT haftey

  • @titinotitino2910
    @titinotitino29102 ай бұрын

    ክብርቲ አደና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @merhawitkidanemariam3617
    @merhawitkidanemariam36172 ай бұрын

    ዕልልታየ ስለዝራእኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ለባም በሳል ጀግና ርግዕቲ ንክቡር አቦና ኡቦ ትግራይ አርኣያ በዓልቲ ገዝኡ አርኣያ መርኣያ ኣዶ ትግራይ ኢኪ እሞ ካባኪ ብዙሕ ተማሂረ ክብርት ይሃበልና ብጣዕሚ ንፍትወኪ ንናፍቀኪ ብሰላም ምፅልና ❤❤❤🙏

  • @weldaytsegay5215
    @weldaytsegay52152 ай бұрын

    ኣነ ካብቶም ኣብ ሎስኣጀለስ ካሊፎርንያ ብ1989 ዓ,ም,ፈ ምስ ኣርኣያ ዘሪሁን ኮይና TDA ካብ ዝመስረቱ ሰባት ሓደ እየ! ናይ ብሓቂ ኣርኣያ ዘሪሁን ዓብዪ ሰብ እዪ ነይሩ

  • @dawitgirmay6879
    @dawitgirmay68792 ай бұрын

    You are an exemplary for all brave and strong Tigrayan Moms, embodying the resilience and strength akin to that of Ato. Araya Zerihun. Your presence serves as a testament to his legacy, ensuring that his deeds will be remembered for generations to come. Thank you, @Kezahta Bereket, for bringing her into the spotlight. We wish her success in her upcoming TBS program. I will be her first audience. May God bless you and your families. AMEN🙏

  • @AlemTeklay-dq9hx
    @AlemTeklay-dq9hx2 ай бұрын

    ደስ ዝብል ነገር ሓሙሽተ ቆልዓ ምውላድኩም ብጣዕሚ ደስ ይብል❤❤❤❤❤

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim32532 ай бұрын

    የቐንየልና በረኸት ነዚ ልዑል ዝኾነን ትምህርቲ ትረኽበሉ መደብ ንሓፍትና ወይዘሮ ዕልልታ ሒዝካልና ብምምፃእካ:: ወይዘሮ ዕልልታ'ዉን ንዝሃብክና ዓሚቕ ተሞክሮ ስድራን ስራሕን ኣዚና ነመስግን:: ሰናይ ጊዘ ይኹነልኪ::

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85532 ай бұрын

    ብሓቂ ኣነ ን ኣርኣያ ኣይፈልጥን ነይረ ከምዚ ዝበለ ጀግና ትግራዋይ ዘይምፍላጠይ ንዓይ its a big shame😢፣ ግን የቕንየልና ሐዚ ንኽፈልጦ ስለዝገበርኩም❤

  • @milli12354

    @milli12354

    2 ай бұрын

    ታሪኹ ሓቢኦምዎ ኔሮም 😢ብዙሕ ሰብ ንከይፈልጦ ተጌሩ

  • @abraham.tesfay
    @abraham.tesfay2 ай бұрын

    ብዛዕባ ኣርኣያ ሞት ክሓስብ ከሎኹ ብጣዕሚ ኢየ ዝሓዝን:: ብቐረባ እፈልጦ ነይረ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቢሮኡ ከሎኹ ምስ ዕልልታ ሓዳር ክገብር ከምዝወሰነ ንሓደ senior ተጋዳላይ ብስልኪ ክነግሮ ከሎውን እዝክር። ኣርኣያ ሓሙሽተ ቁልዑን ዕልልታን ገዲፉልና ኣሎ:: ብጣዕሚ ደስ ይብል:: ኣብ ቀላሚኖ ብሽሙ ዝተሰየመ እንታይ ኮን ይህሉ? ኣብ ወፃኢ ስለዝኾነ ዝነብር ዘሎኹ information ስለዘይብለይ ኢየ።

  • @girmaygtsadik7176
    @girmaygtsadik71762 ай бұрын

    ዝገርም ፕሮግራም። ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ዓመት ሙሉእ 365 መዓልቲ ክዝመረሎም ይግባእ። ብዙሓት ሓወልቲ ክስረሐሉ ይግባእ።

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @asternega1533
    @asternega15332 ай бұрын

    You are very very strong 💪 mom, you’re the teacher of all of us,as a mom .shekorina ❤️

  • @sabalegese762
    @sabalegese7622 ай бұрын

    ጅግና ወላድት ኢኪ መግለጺ የብለይን ኣደ አዩ ትርጉም ኣደ ቆልዑ ብዘይ ኣቦ ምዕባይ ❤

  • @belaydorri6825
    @belaydorri68252 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቆንጆ፣ ለባም ፣ፅንዕቲ ኽብረረቲ ፍፁም ሰብ ኢኺ እግዚአብሔር አብጎንኺ ይኹን 🙏

  • @fishayezeru1365
    @fishayezeru13652 ай бұрын

    Btami des tibl ade eyamo kabaki bzuh temahire ❤❤❤

  • @azebinagirmay7820
    @azebinagirmay782015 күн бұрын

    አበሳ እናት ጀግና ነሽ የራስሽን ሀዘን ችለሽ እንደገና ልጆች ማሳደግ ቃላት የለኝም ሴትነቴን በጣም አብዝቼ ምወደው እንዲ አይነት ጀግና ሴቶች ሳይ!!! በልጆችሽ አምላክ ይክፈልሽ❤❤❤🙏🙏

  • @user-cp1sv2bq1h
    @user-cp1sv2bq1h2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ሰሓቢ መሃራይ ነዊሕ ኣማቲት በላሕ የዋህ ለባም መስተውዓሊት ፅንዕቲ ተዓማኒት ናይ ዚ ዘበን መርኣያ ከም ኣያና ኣርኣያ ዘሪሁን ጀግና ዋዕሮ ... መግለፂ ኣልቦ ዕልልታ ናይ ልብኪ ሓሳብ የስምረልኪ !!! ንፅበይ ኣለና መደብ ፋርቂ ስዓት ምስ ዕልልታ ኣብ Tbs

  • @esuali2818
    @esuali28182 ай бұрын

    በረከት ዘርዕካ ይበርክት!!!

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh2 ай бұрын

    Thank you❤

  • @edentesfaye6195
    @edentesfaye61952 ай бұрын

    ለባም ሰበይቲ❤️🙏

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi38322 ай бұрын

    It gives you hope.

  • @WeldatBaraki-bj4jx
    @WeldatBaraki-bj4jx2 ай бұрын

    ዕልልታ ንፍዕቲ ፡

  • @azebg7176
    @azebg71762 ай бұрын

    ፍትውትቲ ሐፍትና እንኳን ደህና መፃኪ ።

  • @kbromgkidan4804
    @kbromgkidan48042 ай бұрын

    ፅቡቅ ደስ ልብል ፕሮግራም ህድእቲ ለባምን መስተውዓሊትን አዶ እንኳዕ ደማ ብደቅኪ ሕጉስቲ ኮንኪ ገና ድማ ዓብዮም አስር ጀግና አብኦምን አደኦምን ተከቲሎም አብ መፃኢት ትግራይ ልክእልዎ አበርክቶ ሀምልገብሩ ተስፋ ንገበር አብ ለለኩምዎ ሰላምን ጥዕናን ንምነ

  • @tsegaandom3444
    @tsegaandom34442 ай бұрын

    Wow What a personality ❤❤

  • @GarbelHilla
    @GarbelHilla2 ай бұрын

    Thank you Beki 🙏🫶🌻🏞️👍🕊️

  • @emebetmulu3152
    @emebetmulu31522 ай бұрын

    ብሓቂ ዝወፃ ዘይብላ ወረጃ ትሕትናአን ላዘአን እኻ ይአክለካ ደቂ አንስትዮ አሕዋትና ካብዛ ለባም በዓልቲ ትሕትና ሓፍትና ብዙሕ ንመሃር 😍😍❤❤ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ከም ንብህጋ ትግራይና ክትኾነልና ናይ ኩልና ተሰፋን ትምኒትን እዩ

  • @dani123haylemaryam9
    @dani123haylemaryam92 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ዋዕሮ ኣዴና ❤️🙏🙏

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m2 ай бұрын

    ሰላም ክቡራት 🕊🕊❤️❤️ ጀግና አደ ፅቡቅ መርጫ ኢኺ መሪፅኺ ንደቅኺ ንነፍስኺ ብሰማይን ብፈጣሪ ብምድሪ ብደቅኺ ክብሪ ትረክብሉ መርጫ እዩ ። አደዋይ ዝተረፈ ዕድሜኺ ይባርከልኺ ምስ ደቅኺ🙏🕊🕊 ❤️❤️❤️❤️

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    Beautiful ዕልልታ ❤

  • @azeabdesta8652
    @azeabdesta86522 ай бұрын

    እልልታየ ስለዝረአኩኪ ደስ ኢሉኒ ድሕሪ ቡዙሕ ዓመታት ዝገርም 1-4 አብ ሐደክፍሊ ተማሂርና !!

  • @zemer321
    @zemer3212 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣብነታዊ ኣደ።

  • @itsme-jg1mu
    @itsme-jg1mu2 ай бұрын

    what a lady! absolute beauty + smartness ❤❤❤❤ as a Tigrian man, i salute you and my limitless respect for our beloved daddy@ArayaZerihun❤❤❤ and you ❤❤

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha98492 ай бұрын

    Amazing and glamorous interview. Ever prudent women!.

Келесі