"ትግራይ ምስ ፋሽሽት ኮይና ንኣምሓራ ክትዋጋእ የብላን" ቃለ መሕትት ዶር ሙዑዝ ግደይ (PHD) _Interview with Dr Muuz Gidey

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brakhe_show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss

Пікірлер: 152

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy679411 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደ/ር ሙዑዝ ግደይ❤❤❤🙏🙏🙏🙏 ሰለስተ ግዜ ደጊመ ሰሚዐዮ ክዓግብ ኣየከኣልኩን ዝገርም ትንተና ። ናይ በሓቂ ተስፋ ትግራይና ዝኾነ ፖሎቲካዊ ሙሁር! የቐንየልና መድህን እውን ብጣዕሚ ጎቦዝ ሕቶኺ ርትዓዊ እዩ።

  • @bieri6294

    @bieri6294

    11 ай бұрын

    3 giza semieka aytredeakan bel tenermer kkkk

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes339211 ай бұрын

    Dr Muuz Gidey- important and insightful explanation as always. Thank you. Tigray Seb Alewa like you.

  • @danieldesta4139
    @danieldesta413911 ай бұрын

    Eritrean people is heros of east Africa

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    11 ай бұрын

    How so?

  • @fitsum21
    @fitsum2110 ай бұрын

    ዋው! Thank you Dr. Mu'uz G.!

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal393511 ай бұрын

    ሓያላት ተዋሳእቲ ናይ ዓለምና ባዕልኹም ትግራዋይ ባዕልኹም ኣምሓራይ ቤንሻንጉል ትመስክር ብሂወቶም ተጋሩ ዝተሓረዱን ዘተቃጸሉን ብተጋሩ እዮም ተጋሩ ንተጋሩ ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal393511 ай бұрын

    ሓረጉ ተጋሩ ዝጽልኡሉ ንዘመናት ርኹስ ኣምሓርኛ ህዝብታት ኢትዮጵያ ምሂሮም ዘሳቀዩ እዮም ። ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ኣየቋረጹን ! ንዘመናት ስቃይ ተጋሩኣገው ደምብያ ደምበዛን ደም ደም ማለት ተንትንዪ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ንዘመናት ዝተሳቀዩ እዮም

  • @eliasabe7896
    @eliasabe789611 ай бұрын

    Tplf saved its own skin and kept quite standing by as Tegaru victims of its political fallout continue to suffer from the awful humanitarian , economic , social and political consequence

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes339211 ай бұрын

    Brakhe Show, your guest welcome back. Important discussion

  • @zelalemgebreslassie7173
    @zelalemgebreslassie717311 ай бұрын

    Wow Dr. Amazing Analyst. ተስፋ ትግራይና ኢካ🙌🙏

  • @user-fb9bm6wj7l
    @user-fb9bm6wj7l11 ай бұрын

    ኣነ ፖለቲካዊ ትንታነ ዝብሃል ብዙሕ ኣየምልጠንን ነገር ግን ከም ዶር ሙዑዝ ዝመሰጠኒ ፖለቲካዊ ተንታኒ የለን ናይ ብሓቂ ሙሁር ሓውና።

  • @wowo9142
    @wowo914211 ай бұрын

    Very interesting discussion.

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal393511 ай бұрын

    ናይ ፕላይቦይ ስታይል ኮፍ መበሊ ጌርኩም ከመይ ክርድኣኩም ። ሄል

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay895611 ай бұрын

    Doctor Muauz 👍🏻👌🏽

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1s11 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold976711 ай бұрын

    ኣነዝገርመኒ ንስኻ ደኣይኮንካን ጹቡቕ ኣሎትብል ዝነበርካን ሓዱሽ ኣትኽን ተሸዊድና በል

  • @fidleytube
    @fidleytube11 ай бұрын

    ዋውው ፅብቅ አገላልፃ ሕዋሓት ክጓሓፍ ከማኹም ዝበለ እዩ ዘድለልያ❤

  • @fidleytube

    @fidleytube

    11 ай бұрын

    @@koala10ish ንስኻ ካዓ ባርያ ኢሳያስ

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu317911 ай бұрын

    ትግራይ ዘይዕድለኛ ያ ብሓቂ ፡ነገራት ብጸጋማዊ ዓይኒ ዝትንትን ልምሰት ኣእምሮ ዝውንኑ ለፍለፍቲ ዝበዝሕዋ ፡ብደቃ ትስረቕ ፡ብደቃ ዝሳቐ ክልል ህዝባ ንምትላል ካልእ ቀታሊ ክደልዩ ጽሓይ ትዓርቦም ፡ሓቂ መራር ያ እቲ ጽዋ ሰቲኻ ፍታሕ ምርካብ እንዳተኻእለ ቀምሽ ኣደይ ሓንኩልኒ ዝብል ልሙስ ምኽንያት ሕዙ ኮለል ዝብል ኣፈጨለ ድማ ስቃይ ህዝቢ የጋድድ ከምዘሎ ክርዳእ ይጽገም .ዶክተር ቢንያም እታ እንኮን መራርን ሓቅን እኮ ካብ ኣብ ምስሉይነትን ምትላልን ምንባር ንህዝቢ ትግራይ ኣብሪሂሉ ዩ ግን ምስ ሓቂ ሕቆን ከብደን ዝኾነ ማሕበረሰብን ካብ ክውንነት ክሃድም ዩ ዝፍትን ።እሞ በየን ድኣ ስቓይን መከራን ህዝቢ ክእለ ንዝብል ሕቶ ፡ሽግር ዘማሓድር ኣብ ጸገም ህዝቢ ዝምቸዎ ኣካል ክሳብ ዘሎ ፡እቲ መስኪን ህዝቢ ትግራይ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ።

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE111 ай бұрын

    Dr MUuz Gdey is truely educated Tgraian scholar. I think he should play a significant roll in the tgraian leadership . I mean President Getachew should bring topnotch educated Tgrayains in to his administration.

  • @nxjdnNckfn-rp8wb
    @nxjdnNckfn-rp8wb11 ай бұрын

    ሽግርና ሕወሓት ብጥፋዕ ጥራሕ ይረጋገፅ ።

  • @haileeyesus1083
    @haileeyesus108311 ай бұрын

    Very good explanation.

  • @Rakibella17
    @Rakibella1711 ай бұрын

    ናዬ ተጋሩ ነገር ሓሚምካ እንተኸድካዮምሲ ሞይቶም ይጸንሑኻ እዩ ነገሩ ❤ 1ሚልዮን መንእሰይ ቀዚፍካስ ሳዕስዒት ጃህራ ፈኸራ ወዘተ ድሕሪኡ ኸ

  • @sgrbietna374

    @sgrbietna374

    11 ай бұрын

    ግርምቢጥ'ዩ ናትካስ፡ ንሶምስ እኳ 1 ሚልዮን ከፊሎም ህላውነቶም ኣረጋጊጾም። 90 ሽሕ ኣሕዋትና ኣብ ዘይምልከቶም ጠፊኦም ከ እንታይ ኢና ረኺብና ኤርትራውያን።

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    11 ай бұрын

    @@sgrbietna374exactly thank you for telling the truth

  • @ghwsjet5100

    @ghwsjet5100

    11 ай бұрын

    @@sgrbietna374 Ane Kem Tigraway kmlselka. Tigraway n mennetu zeykones n Merahty TPLF kedhn eu kentu mot moytu. Tigraway n Tigraway netsanet zeykones, Welkayt And Raya arekybu. Eritreawyan temotu, zalanbesa, badma, erop, kemu kea n TPLF nab guhafderbyoma. Nay Eritreawyan mot motu ygberelu Tigraway.

  • @ghwsjet5100

    @ghwsjet5100

    11 ай бұрын

    @@alganeshbahre8598 Eritreawyan make you to lost welkayt and Raya, Merahty TPLF tewardom, tigray tewarda, btmyet hiv. Eritreawyan got , zalanbesa, badma, , they became more powerful. Stop cheating yourself , tigray moytan ferekan.:::::::::::

  • @ghwsjet5100

    @ghwsjet5100

    11 ай бұрын

    Tigraway TPLF Merahty kedhn, welkayt And Raya Kerekb moytu. Tezhbu yemhrelom Eritreawyan n TPLF kebyrom, badma menzeom, zalanbesa arydom tezfkuru yemhrelom

  • @sg.g2725
    @sg.g272511 ай бұрын

    So very explanatory , Thx both. How can we not show, preach and show this for the sake of our people. This should not be at any cost taken personal too

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh695911 ай бұрын

    ብሓቂ መድህን ነመስግን ፅቡቅ ብቁዕ ጋዜጤኝነት ናይ መድህን ጎበዝ ዶ/ር ሙዑዝ ቀፅለሉ

  • @dawitmesfin8867
    @dawitmesfin886711 ай бұрын

    ጎበዝ...

  • @selamnokrach2842
    @selamnokrach284211 ай бұрын

    Jegna hawna Dr Muuz ❤❤❤

  • @sariyo6909
    @sariyo690911 ай бұрын

    ሰረቕቲ! ንስኻን ከማኻን ንሓገዝ ኢሉ ረድኤት እናሰቅኩሞ፡ ከመይ ኢሉ እዩ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጥሜት ክናገፍ።

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher321111 ай бұрын

    ከምዚኦም ዝበሉ ሙሁራት ምቅራብ ፅቡቅ እዩ ብዙሕ ነገር ትማሃር

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane400211 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ዘይጠቅም ናይ ፖሎቲካ ርእዮተዓለም አሸንካን ሓደ ጊዜስ ንምንታይ ሚኢቲ ጊዜ ዘይሕጸብ.

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @myChannel77950
    @myChannel7795011 ай бұрын

    ሙዑዝ እንዳ መዓዘ መፅዩ።ሓሳባቱ ብፉሉይ ቆላሕታ ይከታተሎ፣ትግራይ ሰብ አለወ!!!

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds422311 ай бұрын

    መድህን❤❤❤

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p11 ай бұрын

    ❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @mekoet8390
    @mekoet839011 ай бұрын

    እዚ ደአ ምሁር ዶ መሃይም ?

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay158611 ай бұрын

    ጽቡቅ ቃላ መሕትት ይመስል ግን ህሰምዖ ኣኡከኣልኩን፡ ድምጺ ኣዝዩ ሕማቅ ነይሩ!

  • @Rijasebna
    @Rijasebna11 ай бұрын

    ቅንዕና ኣብ ዘይ ቦታኡ ሓደገኛ እዩ ። ከም ጻዕዳ ተከዲንካ ኣብ ጸላም ወይ ጸሊም ክዳን ኣብ ውርጪ(snow) ዩ

  • @KbetenHaylay-xg1ok
    @KbetenHaylay-xg1ok11 ай бұрын

    Dr mueuz ❤

  • @Ortho_1_Christ
    @Ortho_1_Christ11 ай бұрын

    One of quit few Tegaru who is explaining reality on the ground. Specially about how things went wrong in the last two years bloody war.

  • @kahssayhaile604
    @kahssayhaile60411 ай бұрын

    Nay muhur denqoro

  • @mebrahtuhadgu7215
    @mebrahtuhadgu721511 ай бұрын

    ኣብ ግዜ ወያነ PHd ከም መግደፍ ድዩ ዝዕደል ኔሩ? ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ወያነን ፡ምሁራት ኢና ባሃልቲ ካድራት ወያነ እዮም።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593111 ай бұрын

    መዲ ወርቂ በሊሕ ሰብ አቕሪብክልና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና

  • @slm1341
    @slm134111 ай бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ብሓቂ እዩ ዘደንግጸካ፡ደፊሩ ሓቂ ዝዛረብ ንማለቱ ሓደ ሊሂቅ ወይ ምሁር ክፈጥር ዘይምኽኣሉ፡ ብጀካ ሓሶት።እቲ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወርዶ ሽግር፡ውጽኢት እቲ ኣብ ልዕሊ ካለኦት ኣህዛብ ዝብልዎን ዝገብረዎን እኩይ ኣተሓሳስባን ስራሕን ምዃኑ ክኣምኑ ዘይክእሉ። ትሕቲ ዕድመ ህጻናትን ኣንስትን ሽማግለታትን ኣብ ዘይፈልጥዎን ዘይዓቕሞምን ወራራትን የእትዮም ኣጽኒቶሞስ፡ ሕጂ ተመሉሶም "ጀኖሳይድ" እንዳበሉ ንህዝቢ ትግራይ እንደገና ደሙ ክሰትዩ ናይ ሓሶት ጽውጽዋይ ክሰብክዎ ይውዕሉ ኣለዉ።ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ዓድዋ ህውሓትን ኣተሓሳስባ ህወሓትን ጥራሕ እዩ።

  • @nxjdnNckfn-rp8wb
    @nxjdnNckfn-rp8wb11 ай бұрын

    መዲሕን ኣብ ትኸኸክል ቦታ ኣሎኪ ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ በርትዒ ። ዕዋኑ ዝሓለወ ነፃ ሓሳብ ዝትንተነሉ ካብ ሕሽክርና ካድረ ዝረሓቀ ሚድ ያ ምኽፋትኪ ክትኮርዒ ይግበዓኪ ።

  • @danaitadam3107
    @danaitadam310711 ай бұрын

    እንታይ ማለት እዩ ህዋሓት ጥራይ አይኮነን ዝህተት? ንአብይ መንድዩ አምፂእዎ ? መንድዩ ታንክን ባንክን ጠንጢኑ ዝሓደመ? መንድዩ ባጀት ካብ አደታት ትግራይ እናሕደገ ንጆኖሳይድ ፈፀምት ዘማዕብል ዝነበረ? ኧረ ክንደይ ተዛሪብና ክንዝርዝሮ ! ህዋሓት አምሒሩኒ ማለት ከ እንታይ ማለት እዩ ? ባርያ ክትኮን ድዩ ተማሒርካ ክትፈልጥ ዶ አይኮነን? መድሒን ጅግና ምሶም ደናቁር እዚኦም በልዮም አብጎንኺ አለና። phd ሒዝካስ ካድረነት ሑሱር ትግራዋይነት አእሙሮኦም ዝተሸፈኑ ደናቁር

  • @gurjabaelu6106
    @gurjabaelu610611 ай бұрын

    wowww btaemi des zbl interview 🥰

  • @hanahana4246
    @hanahana424611 ай бұрын

    Ata za tigray kendey denkoro eya xera zela euffff amharay da ketfie alewu embey eze diyu mehur elki akerbiki zeleki 🤔🤔

  • @wowo9142
    @wowo914211 ай бұрын

    ትግራይ ከም Ukraine መፈተኒ ኮይና ።

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal315811 ай бұрын

    መሬትና እነምልሰሉ ነጻ ነውጽአሉ ገዘ ሕዚ እዩ ኣይንአ ዓሹ

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan11 ай бұрын

    ሙሁር ደንቖሮ ናይ ሶማል ወተሃደረት ናብ ትግራይ ከምዚ አተዉ መረጋገፂ ዘይብልካ ሙሁር የ እናበልካ ንሰማዒ አይተዳናግር

  • @peacewinn8887
    @peacewinn888711 ай бұрын

    ስለዚ ዓቅሚ ተጋሩ ንህዝቢ ብዝጠቅም ምስራሕ ይግባእ ንኹስቶ እልካ ዝግደፍ አይኮነን ኩሉ ዓቅሚ ዘለዎ ሙሁሩን ፖለቲከኛን ብሓባር ምስራሕ የድሊ ከይንጠፍእ ምእንታን

  • @selamlekulekimu2393
    @selamlekulekimu239311 ай бұрын

    ዶ/ር ሙዑዝ ኣዝዩ ዝበሰለ ሓሳብ እዩ ዝህብ። ንትግራይ ብጣዕሚ ጠቓሚ ሰብ እዩ ኡፊለ ድማ ይኣምን

  • @ERIMAS962
    @ERIMAS96211 ай бұрын

    Benatu heryu zebl betegrgna deu kab isu seriqen se herya ebla ezen tegaru

  • @wowo9142
    @wowo914211 ай бұрын

    Every step was a torture!!!

  • @princeatimes4209
    @princeatimes420911 ай бұрын

    እንታይ እዩ ጉዶም ግን እዞም ናይ ትግራይ ምሁራት ምሁር ምዃን ዘፅልእ 😢😢

  • @danaitadam3107

    @danaitadam3107

    11 ай бұрын

    አብ ትግራይ ካድረ እምበር ሙሑር የለን። ብዛዕባ ናይህዋሓት ጥፍአት አልዒልካ ክትዛረብ አይደልዩን ምኽንያቱ ህዋሓት እእሙሮኦም ተጋሲሱዎም እዩ ። ገና ብዛዕባ ናይ ሕዋሓት ድኽመት ክተልዕል ምስጀመረት እታ ጅግና ጋዜጠኛ, ፀላዕላዕ አቢልዎ ሰውነቱ ዘረባኧ ከወዳአ እውን አይደለየን። ጥፍአት ናይሕዋሓት ጥራይ አይኮነን ኢሉ እቲ ሕሱር ማንነቱ ከንፀባርቅ ተሓዊኹ ንሕዋሓት ዘለዎ ባርነት ንኸእምን ንገዛእቱ። እምበር ናይዚ ህልቂትን ፅንተትን እዙይ ተሓታቲ ህዋሓት ጥራይ እዩ። ምኽንያቱ ን 27 ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ብህዋሓት እዩ ዝማሓደር ነይሩ። ንባዓል አብይ አህመድ ህዋሓት እዩ መልሚሉ አብዝዘለውዎ ደረጃ አብፂሕዎም ንብርሃኑ ጁላ እውን ከምኡ። ሰራዊት ትግራይ ፈቀዶ ዳንሻን ጋምቤላን በቲኑ ሙርኮኛታት አኪቡ ህዝቢ ትግራይ ዘፅነተ ሕዋሓት እምበር, ሳልሳይ ወያነ አይኮነ ወይ ውድብ ነፃነት ትግራይ አይኮነን ወይ ድማ ባይቶና እውን አይኮነን። ንስኻስ ፐችዲ ወኒነ እትብል , ንሱ ወረቀት እዩ ፍልጠት ብተግባር እዩ ዝምዘን ። ንስኻ ፍልጠት አልቦ ተራ ካድረ ማሌሊት ኢኻ። ዶክተር ሙዑዝ እክትባሓል ክትሓፍር ይግባአካ። እና ሙሑር ትግራይ የፅልእ ዝበልካዮስ ትክክል እዩ

  • @user-sm8ox8nh5y
    @user-sm8ox8nh5y11 ай бұрын

    መድሂን ኣንበሳ በዓል ንስኺ ተስፋ ትግራይ እምበር በዓል ድምጺ ወያነ ተለብጅን ትግራይ ዘለው ጋዘጠኛታትስ ባራዩ ንኸብዶም ጥራሕ ዝሓስቡ ከም እንስሳ ኢዮም

  • @beyenawahid
    @beyenawahid11 ай бұрын

    ታሪኽ እንተደኣ ብዝግባእ ተሰኒዱስ ኣብ ዝኾነ ይኹን ጊዘን ቦታን ጌጋ አካይዳ እንተነይሩና ታሪኽ ጌጋና እንተይነገረና ሓሊፉ ኣይሓልፍን። እንተኾነ ግና ከም ደቂሰባት እቲ ብታሪኽ ዝዋሃበና መረዳእታ ከም ልዑል ትምህርቲ ጌርና ወሲድና ክንማሃረሉ ምኽኣል እስካብ ሀዚ ድሉዋት አይኮናን። ታሪኽ ኩልግዘ ልዑል ትርጉም ዘሎዎ ልምዲ ምዃኑ ተረዴእና ተማሂርናሉስ ንሓዋሩን ንመጻኢናን እንታይ ክንፍጽም እንታይ ክ ክንገድፍ ከምዝግባአናዉን ፈጺምና ኣይነቅልበሉን ዘለና። ታሪኽ ካብ ሕሉፍ ዘሎ ፅባቀና ክንዕቅብን ክነስስን ካብ ሕሉፍ ሕመቅና ተማሂርና ካኣ መጻኢና ብዝግባእ ክንፀርግ ዝሕግዘና ናይ መነባብሮናን ሂዎትናን ንረየሉ መስትያት ብምኳኑ ኩልግዘ ዝሓለፍናሉ መንገዲ ምስትዋዓል ጠቃሚ ስለዝኸዉን ካብ ታሪኽ ምምሃር ብሻላማላ ንሪኦ ጉዳይ ከምዘይኮነ ክነቅልበሉ ይግባእ። ኣመፃፅኣናን አካይዳናንዉን ምስ ናይ “ምክያት ኩነታትን ሳዕቤኖምን” ( ዋላ ብዕሊ እንተዘይስተባሃልናሉ) ኣጥቢቁ ዝተኣሳሰሩ ስለዝኾነ፣ ነዚይ አስተዊዒልና ኩሎም እንምህዞምን እንፍጽሞምን ጉዳያት ትግራይ ብኽቢድ ሓላፍነትን ጥበብን ክንሰርሖም ዝግባኣና ምኳኑ ምርዳእ አገዳሲ ይኸዉን።

  • @fitsumnegusse9662
    @fitsumnegusse966211 ай бұрын

    Agewgew muhur tigray

  • @beyenawahid
    @beyenawahid11 ай бұрын

    ትግራይ ክትድሕንን ክትምዕብለን እንተኾይና ናብ ሙሉእነት እንሰጋገረሉ ባህሬት ፈሊናን ፈሊጥናን እንተማዕቢልናዮም ኩሉሳብ ካብ ዘይሓሰብናዮ ሓደጋን ንኽንድሕንን ንዕኡ ስዒቡ ዝመጸእ ጓሂን ጸበባንዉን ክንናገፍ ተኸሎ ይህልወና። ሙሉእነት ዝተላበሰ ባህሬት ብህለት ኩላህና ተጋሩ ቅድም ቀዳድም ኣበይ ከምዘለናን ከባቢናዉን ኣበይን ከመይን ከምዘሎ ብንቅሓት ፈሊጥናስ አካይዳና አደልዲልናለና ብህለት ስለዝኸዉን፣ ምስ ፈተውትና ንምስማር ምስዘይሳማሟዑና ካኣ ዘዲሊ ዓርሰ ምድላዋት ጌርካ ከምዝይትድፈር ንምዃን ይርደኣካ። ስለዝኾነ ድማ ከምናይ ዉልቃዊን ማሕበራዊን ባህሬት ተጋሩ ኮይኖም ክግለጹ ዝኸሉን ኣበንሰርሖምን ነገራትን ኣበንፈጥሮም ረኽቢታትን ዝመርሑናን ሰናይ ጌሮም ብሰላም ከንብሩናን ዝኸእሉ ጽባቅ ባህሪታት ክንለምድን መግለጺና ክነገብርን ግድን ይብለና።

  • @kahssayhaile604
    @kahssayhaile60411 ай бұрын

    Hiji ka tidegagimo aloka gega Jono said,rep bi merahika weyane general at u kisab hiji ni weyane kitnkebekeb bitaem tehiizn nezi hizbi men u kihaznelu

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye0511 ай бұрын

    “ኣብ ትግራይ ንኹልና ሓቛፊ ዝኾነ ፖለቲካዊ ኪዳን ክፍጠር ኣለዎ።” ዓብዪ ነጥቢ ተዛሪቡ። ንግዲ ትካል እዃ Vision Statement የድልዮ።

  • @dawittesfay297
    @dawittesfay29711 ай бұрын

    መድሂን ዓሻ ሱቅ ኢልኪ አይትስሐቂ፡፡ ☹☹

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf11 ай бұрын

    ዶ/ር ሙዑዝ ግደይ እህህህም ካብቲ ቁመቱ እቲ ብልሓቱ, ፍልጠቱ, ብቕዐቱን ትንታንኡን ከም ማይ ንጎሆ ጨሮቕሮቕ እንዳበለ መስተውዓሊን ስትራቴጅስት በቃ ቃል የብለይን ንሙዑዝ ክገልፅ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ In this case TPLF it has to go

  • @danaitadam3107
    @danaitadam310711 ай бұрын

    ህዋሓት አቀዲሙ ክሓስብ ብዘይ ምኽአሉ ከመራሒ አካል ክሕተት አይኽእልን?

  • @aklilukidane1201
    @aklilukidane120111 ай бұрын

    Donkoro

  • @peacewinn8887
    @peacewinn888711 ай бұрын

    ፅቡቅ ትንታነ እዩ ዶር ሙዑዝ ሕጂ ውን ዘሎ ኣፈላላይ ንድሕሪት ገድፍካ ታሪኻዊ ግዝኣታት ትግራይ ንኽምለስ ኩሉኹም ዘለኹም ሙሁራት ክትድቅስሉ ዘይግባእ ዓቢይ ገዛ ዕዮ እዩ

  • @fisehagebreselassie2413
    @fisehagebreselassie241311 ай бұрын

    46:45

  • @solomnNugse
    @solomnNugse11 ай бұрын

    መድህን ሓፍትና እውን ህዝቢ ትግራይ ክልውጡ ዝክኡሉ ሙሁራት ከም ዘሎ ኣብ ሚድያ ኣምፂኢኪ ክክትፋልጥዮም ኣለኪ ።##ህዝቢ ይፍለጦ

  • @mehari16
    @mehari1611 ай бұрын

    ወያነ ምስ ፌደራል ሓቢራ ናብ ኣምሓራ እንተወሪራ፣ ነቢዪ ምኻን ዘየድልዮ ንምግማቱ ብዘጸግም ሻዕብያ እናፋጸየ ንኹሉ ንኽዛዝሞ ክኣቱ'ዩ ስለዚ ወያነ ዓሪፋ ክትቕመጥ ጥራይ'ዩ ዘለዋ!

  • @kahssayhaile604
    @kahssayhaile60411 ай бұрын

    Bi senkikum gega tintane akayida weyane 1.5 milion hizbi atfiekum kabtom tehateti hade niska ika

  • @Deliish
    @Deliish11 ай бұрын

    ብመንጽር ትጽቢት ውጽኢት ዝገበርኩሞ መሪር ቃልሲ ናይ ስዐረት ስምዒታት ክህሉ ንቡር እኳ እንተኮነ ተጋሩ ስዒርኩም እምበር ፍጹም ኣይተሳዓርኩምን ። ሓድነትኩም ኣጽኒዕኩም ቃልስኹም ኣደንፊዕኹም ክትቅጽሉ እቲ ኡንኮ ኣማራጺ ክኸውን አለዎ ።ኢቲኦም ሓይልታት ጽንተት ነቲ ሓሲቦሞ ዝተበገሱሉ ዕላማ ከምዘፍሸልኩሙሎም ዘርእይ ብዙሕ መርኣያታት ከምዘሎ ኩልና ዘይንስቶ ኢዩ ። ንጸላእትኹም ከቢድ ስዕረት ከምዘውረድኩሙሉ እዮ ዝርዳኣኒ። 🇪🇷

  • @berndadesta9679
    @berndadesta967911 ай бұрын

    ወራሪ ፋሽስታዊያን አምሐራ ይኹን ሻዕብያ ዳግም ንትግራይ ከይወሩ ግን ህዝብና ክነቅሕ አለዎ:: አምሐራ ወራሪ ኃይሊ ትግራይ ካምጥፋእ ንድሕሪት አይብሉን ናይ ታሪክ ፀላእትና ኢዩም

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    11 ай бұрын

    ነቂሕኩም ኣይነቂሕኩም ሃገር ከይገበርኩም ትርጉም ኣልቦ ኢዩ ርእስኹም ይሰርሕ ዱዩ ተጋሩ ንክልል ዝስዋእ ኣብ ዓለም ትግራወይ ንሪኢ ኣለና ድሕሪ ሕጂ ንክልል ኢልኩም ከይትመቱ ስለዝጊሄር ናይ ሰብ ሕሰቡ።

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah72611 ай бұрын

    ንፉእ ግሩም ልኮነ አገላልፃ

  • @TASHliaison
    @TASHliaison11 ай бұрын

    YOU ARE CHILDISH MAN NOT MATURE MAN ....WHY THIS WAR BEGIN ....IS THE BIG POINT .....DUE TO PEACE AGREEMENT WITH TIGRAY ........JUST THEY WANT TO SAFER YOU.....

  • @user-nv4np2sf7e
    @user-nv4np2sf7e11 ай бұрын

    ደ/ር ሙኡዝ ትግራይና ካብ ዘፍረየቶም ጠንካራ ሙሁራን ሓደ እዩ ግን ከምዕድል ኮይኑ ናይ ትግራይ ሙሁራን ዓቅሚ ካብ ሚድያ ዝዘልል አአይኮነን

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe675711 ай бұрын

    advantage ተጠቂሞም እንድዮም ኣጥቂዖምና ንሕና ውን advantage ክንርኢ ኣለና

  • @sabagebru6850

    @sabagebru6850

    11 ай бұрын

    Ye bekale Amilake Egizabhr yebekelachewale bekale ye Egizabhr bicha new Amen 🙏🙏🙏

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam386811 ай бұрын

    ዶ/ር ሙዑዝ እቶም ናይ አምሓራ ሓይልታት ክንደይናይ እዮም ተቀይሮም ለለ ሰለስቲኦም ኮይኖም ዳግም ህዝብና ከይጭፍጭፉ

  • @mebrahtomyihdego2095
    @mebrahtomyihdego209511 ай бұрын

    መንጋግ

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu679011 ай бұрын

    አታጆ ምሁራን ትግራይ ብሰሩ ኮ ለፍለፍቲ አጆም ምሰታ ትጥይቅ እኒአ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal393511 ай бұрын

    ኣየ ተጋሩ ትግራይ ማዕቢልና ኢልኩም ! ባዕልኹም ኣምሓራይ ባዕልኹም ትግራዋይ ኣረጊት ኢሳያስ ዓቢ ዕጥቁ ተጋሩ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ እዮም ዝበሎ ብርሃነ ዳሽ ኣፍወርቂ ኣብርሃም ካብ ዓንሰባ ሓማሴን ሓቁዩ ።

  • @mosdses
    @mosdses11 ай бұрын

    What’s he talking about? I don’t get it. He should speak amharic

  • @robenalen9658
    @robenalen965811 ай бұрын

    በሓቂ በሊሕ መራሒ ክኸውን ይኽእል እዮ...ትግራይ ምስ ኣምሓራ ብፉጹም ክዋጉኡ የብሎምን ምኽንያቱ ኢሰያስ ጥራይ እዮ ዝኸስብ ኩሎም ምስ ተዳኸሙ ግዝኣቱ ክዓቢ እዩ ድለቱ...ትግራይ ሕጂ እያ ን ሃገር ክትዳሎ ዘለዋ...ዝተታሕዘ መሬት ከኣ ብሰላምን ፍቅርን ግዜ ዋላ ይውሰድ ክምልስ እዮ...ፕረሲደንት ኢሰያስ ነባሪ ኣይኮነን ብድሕሪኡ ምስ ተኣለየ ኩሉ ክስርሓሉ ሕጂ ክዳለዉ ኣለዎም ህዝቢ

  • @bieri6294

    @bieri6294

    11 ай бұрын

    Asha merat ny Issaias deu fara eka issaias keteblu tegru wedikum terifekum

  • @wowo9142
    @wowo914211 ай бұрын

    Social death ☠️

  • @abrehaleyal
    @abrehaleyal11 ай бұрын

    ደንቆሮ ዶክተር በሉዎ። ትግራይ ትዋጋእ ነቲ ዝተወርረ መሬታን ህዝባን እምበር ንውልቀመላኺ ኢላ ኣይኮነን። ድንዙዝ ናይ ስም ዶክተር። ንተጋሩ መሬትና ንምምላስ ካብዚ ዝዓቢ ምቹእ ጊዜ የለን። መሬትካ ንምውናንኩሉ ዓይነት ዕድላት ክትጥቀም ኣለካ። ዘገድሰና መሬትናን ህዝብናን ጥራይ እዩ። ምስ ኣምሓራ ንዘልዓለም ተባቲኽና ኢና። ካብ ኣምሓራ ንጽበዮ ነገር የለን።

  • @Gye179
    @Gye17911 ай бұрын

    ብሰካራማትን ብደናቁራትን ትምራህ ትግራይ እንታይ ክትኽውን ትፅበ? አብ 17 ዓመታት ቃልሲ ትግራይ 1.5 ምልየን ዘአክል ሕዝቢ ወዲኢኻ አብ ዘሓለፈ ክልተ ዓመታት ድማ 1.5 ምልየን ዕሸላት ቀቲፍካ ካብ ስልጣነይ አይለቅቅን ማለት እንታይ እዩ? እቲ ብጣዕሚ ዘህዝን ግን ህዝቢ ትግራይ ን50 ዓመት ዘፅነቶ ኀጅለ ተሽኪሙ ምቕማጡ እዩ. Now is not about saying. It is about doing. Focus on your primary enemy. TPLF's Communist ideology will eventually take Tigray into a doomsday.

  • @kahssayhaile604
    @kahssayhaile60411 ай бұрын

    Halewlew aytibel kedamay xelai hizbi tigray hiwehat u awrdiwo Yemen ab egrika betri ab idka

  • @kahssayhaile604

    @kahssayhaile604

    11 ай бұрын

    Fetika xelieka aytishefafino kab gega nab gega aytieto Bi jeno said kedamay tehatati hiweatin hiwehatin tray u ni Ethiopia Eritrea aytelagibo hiwehat ziademo miss calculation quant u meharwo ezi hizbi bejakum ni mexai hisebu

  • @berhaneyebeyen5
    @berhaneyebeyen511 ай бұрын

    ትግራይ ፋሽሽታዊያን ተሓባቢሮ ክወግእዋኸ ይሕሻዶ ? ኩሎም ዘረባ እምበር ንኽፅፍዑዮም ዝፅበዩ ፣ንኻልእ ዝሓሊዩ ንህዝቦም ዘይግድሶም ከምዚኦም ኣሎዶ ?

  • @abiadimu
    @abiadimu11 ай бұрын

    BECOUSE IT IS WAR OF FASCISM

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla455711 ай бұрын

    Tigringakouum keemliseekkaa zdeelii , fiitreet seeb zeeybiikouum zerii Temmen, Bigihibinaa, Hassot, Mitilaallaal number one. Donakouur leehastii meakoor America. Full of illusion iminieent,body ,Ni hizbokoom Keem Ants Maaleeteey, Tzazee, aaykifsatiin tonkeeliin mesereet. Hizbii H Horn of Africa and Africa biseelaam nikeyineebiir tzhifouu dikaaka Naa Suriahyaan and Iran ITI sidineetaatkouum , naab Ethiopia keyidkooum, sirkii, Hassoot Shirmmutinaan , Hizbii Miisbaar, hizbokooum Miisbaar, miiktak, naat Ethiopia meriyeet zeeynstkouum Kelo Ni Beebln Shangouu Biheer keetilkouun meriyeet Been Shangouu zisheetkium, komaalaat, belaatii Anbetan Kouiintiin , Bikaa Eritrea Aab TIKAA Uganda do aabnorth polee neyiraa. Meergeem Hiizbikooum, illusionist, 5 million Hizbii ,meakoor America liihizkooum nnmetii zuseerekimiwoon zikeeteelkimoom Hizbii Ethiopia Atfikouum, Abay Tigray Kiitmiiskirouu Tihaasbouu tcemlakaat. 1. 5 million Meeniseyaat Tigray Atfikouum Tisiusiuy mewaredtii, Adetaatkouum Lementii , ibhopu you losers disappear from this world. Uneducated and boring people

  • @habtom2275
    @habtom227511 ай бұрын

    እዛ ጆኖሳይድ ትብል ቃል ብኣኹም ክትጽዋዕ ከላ ይገርመኒ :ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ አይተፈጸመን : ዓለም ከመይ ገይራ እያ እሞ አፍልጦ ክትህበኩም ባዕልኹም ዘሊልኩም ዝኣተኽሞ ሓዊ :እቲ ጦርነት ኣብ ሞንጎ ፌደራልን ህውሓትን ናይ ውድባት ግጭት እዩ ነይሩ: ዓሌታዊ ጦርነት ንኽመስል ብናትኩም ካድረታት ዝተፈብረኸ ዛንታ እዩ : ኣብ ሞንጎ ጦርነት ሰለማዊ ሰብ ሙማት ኣብ ኩሉ ቦታ ዘጋጥም እዩ: በጃኹም ነቲ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ : እንታይ ዝበልዎ መርገም እዩ ዘለኩም ግን ????

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane675611 ай бұрын

    Just claim your land !!

  • @dohan1.0
    @dohan1.011 ай бұрын

    even the war in Amhara will be used for crime parity against tigray

  • @aazbeyene-sr3jw
    @aazbeyene-sr3jw11 ай бұрын

    Medihn tsibuk gerki

  • @wowo9142
    @wowo914211 ай бұрын

    This is a psychotherapy .

  • @myChannel77950
    @myChannel7795011 ай бұрын

    ንሰለስተ ዓመታት ብዘይ ባጀት ምምራሕ ከቢድ እዩ፣ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ እዩ ኪኢልዎ።

  • @king-pk7or
    @king-pk7or11 ай бұрын

    ሕጂ ክአ ጀሚራ ጆነሳይድ ድራማ ሸይካ ደቅስ ትግራይ ናይ አቢ መጳወቲት አቢ ክአ ናይ ኢሳያስ መጳወቲ እዮ

  • @berihufrehiwet-dj9fl
    @berihufrehiwet-dj9fl11 ай бұрын

    ደንቆሮ ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ጠበቃ ጸላእቱ ጦጦዉ ምስበለ ኢዩ ክሳብ መጺኦም ዝርሽንዎ ?

  • @danieldesta4139
    @danieldesta413911 ай бұрын

    Hezbi entay rekibu hasawi leba

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593111 ай бұрын

    ንመምህር ተስፋይ ታደሰ እውን ክተቕርብልና ንምሕጸን?

  • @sg.g2725
    @sg.g272511 ай бұрын

    ኣምሓሩ ካብ ዝባና ናይ ዘይ ምውራድ ምኽንያቱን ውፅኢቱን ጃዊሣ !! ራሱን በራሱ በልቶ የሚጨርስ የእንስሳ ስም ነው። ይህ የአማራ እልቂት አዲስ ክስተት አንደሆነ አርጐ መታየት በፍፁም የለበትም።መሞለጫጨት (ሞላጫነት) አያሻም። አማራ ራሱን እየበላ መጥፋት የጀመረው ሻዕብያን (of all group ) አሁን ድረስ ባንዴራቸውን ያነገተ ሕዝብ ነው። የዚህ እልቂት መፍትሄው የጃዊሣው ራሱን የመብላት ፍጥነቱ ብቻ ይመስለኛል ወሣኙ። fact ነው ሌላው ዝም በሎ ማየቱም ከዚህ የመነጨ ሐሣብ ነው። መቸ ራሱን መቅጠፍ እንደጀመረ ላስታውሣችሁ:- የኢንጂነር ሰሜነህ በሻዕብያ ሲገደል ኤሊቱ ዝም አለ የራሱ መሪዎችንም ጭምር ቸል አለ። 18 የአማራ ዩኒቨርስቲ ተማሪዎች የውሃ ሽታ ሲሆኑም ኤሊቱ የሽፋን ተባባሪ ሆነ። ማይ ካድራ እየገደለ ተገደልኩኝ ብሎ ሟቾቹን የትግራይ ስላማዊ ነዎሪዎችን አማራ ብሎ ባማራ ሟች ስም ቀበረ ... ሌላም ሌላም ሌላም። እህህ በሉ ከተስማችሁ።

  • @tigray460
    @tigray46011 ай бұрын

    ከ አብይ ይልቅ የ አማራ እና የ ፋኖ ፍሽስትነት ይበልጣል ትግራይ ወራሪውን ሀይል ከ ሴጣንም ጋር ሆና ማባረር አለባት።

  • @user-eo4vz4hn5c
    @user-eo4vz4hn5c11 ай бұрын

    መድሂን ኣነስ ዝገርመኒ አታ ጋዘተና አየ ማራ ኣካዳድኣ ኣታሓትትታ ብታአሚ፡አየ ዝፈትዋ

Келесі